Рет қаралды 317
ማዕተብ፡ ተኸታታሊ ድራማ እዚ ብመናእሰይ ተጋሩ ዝተሰርሐ #ማዕተብ ዘርእስቱ ፍቅራዊ ድራማ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈለየ ብቅዓት ዝተረኣየሉን ናይ ትግርኛና ፊልም ሓፋ ኣቢሉ ከርኢ ዝክእል ተኸታታሊ ድራማ እዩ ቅድሚ ሕዚ ኣብ #ራራ ኣርትስ ቀዳማይን ካልኣይን ክፍል ከምዝተለቀቀ ዝፍለጥ ኮይኑ ብሓደሓደ ፀገማት ጠጠዉ ኣቢሉ ነይሩ እዩ ሕጂ ድማ ብሓድሽ መልክዕ ኣብ ሄሎ ኢንተርተመንት ኩሉሻዕ ዓርቢ ምሸት ክትዝርጋሕ እያ #ማዕተብ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሄሎ ኢንተርተመንት ይፀበዩና
#music
#ethiopianmusic
#newtigrignamusic
#tigray
#music
#comingsoon
#ethiopianmusic
#newethiopianmusic
#newtigrignamusic
#tigray
#tigrignamusic
#tigrinacomedy
#tigrina movie