ኦቶሬን ከም ኦቶሬ ካልኦት 47 ጀጋኑ ዝገበረት ማይ ሊሓም ኣብ ሓደ ለይቲ ጥራይ 6 ገዛውቲ ተሰሪቆም ፤ ኣደ ብቴንዲኖ ተቀጥቂጣን ሓዲራ 😭ስውኣትናስ ታይ መበሉ

  Рет қаралды 1,552

Deki Demtsu ደቂ ድምፁ

Deki Demtsu ደቂ ድምፁ

Күн бұрын

Пікірлер: 9
@nesrdinabdurahman9461
@nesrdinabdurahman9461 3 ай бұрын
ጎሹ ሓወነና ጎይታ ጠባይ 😢😢😢😢😢
@SamiCrseven-u9d
@SamiCrseven-u9d 3 ай бұрын
#Sami_Cr7 ኦተሬ ግርማ ሰፈርና ነይርኻ ምስ ኹሉ ተጫዋቲ ሰሓቒ ልኹሉ መኽበሪ ኹሉ ልፎትየካ ፍልይ ልበልኻ ሰብ ነይርኻ የኾነይ ሰብ ብልሓለፍናዮ መንገዲ ልርአየካ ኸልቢ እካስ ጭርኡ ናወዛወዘ ናባኻ እዩ ልመፅእ ድርዝርዝ አቢልኻ ሃም ሰብ ሰላምታ ትህቦ የኾነይ ኣፍ ለለዎ ሰብስ ኣፍ ለይብሉ ኸልቢ ይፎትየካ ነይሩ ግን ሃመይ ኣኽኢሉካ ዝኹላይ ፍቕሪ ሰብ ይቕረየኒ ኢልኻ ኸይድኻ ? ሰምበት ኸ ቡቡ ኩዕሾ ንጫወት ንኽድ ኣይትብለኒ ዲኻ እስኻ እኮ ብ ኩዕሾ ኣየኽእለካይ ኦቱ ሓወይ ስልኪ ኸ ደዊልኻ ዛ ኹሉ ግዜ ተማኽረኒ ወግዒ ሃመይ ክገብር ኣይትብለኒ ዲኻ ? መስቀል ሆያሆዬ ሓይራ ጳጉሜን ካብዙ በዓል ብላዕሊ እስኻ ልዙ በዓል ድምቀት ነይርኻ ሰፈር ተኣኪብና ኹሉ ምሳኻ ልደባደብ እዩ ልበዝሕ ኹሉ ክበሻሸቕ ልደሊ ምሳኻ እዩ:: ጎይታ ፀባይ ጎይታ ትዕግስቲ ነይርኻ ካብ ናይኻ ባህሪ ኹሉ ግዜ ልምነዬ ለቕንአኒ ትዕግስትኻ እዩ ነይሩ ፍልይ ልበለ ትዕግስቲ ነይሩካ :: ተስታውስ ዶ ለሕለፍናዮ ቑልዕነት ግዜና ጨዋታ እኮ ኣይንፀግቢ ነበርና አተዓባብያና እኮ ሓንቲ መዓልቲ ንፈላለ አይንመስሊ ነይርና ግን ኹነታት ተቐይሩስ ድሮ ዓቢናስ ላብ ጦርነት ኾይኑ ዕጫና ምእንተ ህዝብኻ ኢልኻ ኽቡር መስዋእቲ ኸፊልኻ ኦቱ ሓወይ ዝትዝክሮ መድሃኒዓለም ባዕሉ ይቀበልኻ ብየማኑ የንብርኻ ኹሉ ግዜ ፉሉይ ቦታ እኒአካ አብ ልበይ ብናይኻ መስዋእቲ ብና ብፆትኻ ልተኸፈለ መስዋእቲ ህልውናይ ስለለረጋገፅኹምለይ ኽብሪ ልዓኹም ድሕሪ ክርስቶስ ልኣየ ኢሉ ልሞተ ተጋዳላይ ትግራይ ብቻ እዩ:: ኦተሬይ ብፆት ኦተሬይ መስዋእትኹም ኽቡር እዩ ዘልኣለም ኽበሩ ::
@Dagm-vs8je
@Dagm-vs8je 3 ай бұрын
😭😭😭
@umeldanaEldana
@umeldanaEldana 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@YeshiYeshiGebrehiwet
@YeshiYeshiGebrehiwet 3 ай бұрын
rip❤😢😢😢ahhhh
@asterdmtsu3810
@asterdmtsu3810 3 ай бұрын
😢😢😢😢
@HabtamuGzachew-k6u
@HabtamuGzachew-k6u 3 ай бұрын
byemanay edu ykebelka nuesey
@senaitngus243
@senaitngus243 3 ай бұрын
😂😂😂
@SomeOne-k7q
@SomeOne-k7q 3 ай бұрын
💔💔
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 13 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 262 #shorts
00:20
Osman Kalyoncu
Рет қаралды 4,5 МЛН
ንምንታይ ብወዲ ትኹል ሃለፍለፍ ኣድለየ?
1:13:48
Aregai Hagos Go Unity
Рет қаралды 10 М.
ተመልሶ አበደ ሊ ደባደብ መጣ
11:53
Weynshet
Рет қаралды 19 М.
ሶሲ ቀበጣን አገኘሃት ❤
20:08
haileye royal
Рет қаралды 16 М.
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН