ቃለ መሕተት መሓሪ ኣብርሃም 14 ክፋል ስብሓት ኤፍረምን ዝወረዶ መጥቃዕትን ፥ ውግእ ትግራይን ኩነታት ኤርትራን

  Рет қаралды 82,397

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

Пікірлер: 157
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 2 жыл бұрын
ንዕብየት መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት donorbox.org/tefetawi-talkshow
@germaygebreselasie5173
@germaygebreselasie5173 2 жыл бұрын
ደምንሃት ኢዩ ዝወረዶ
@mehretkidane2241
@mehretkidane2241 2 жыл бұрын
@@germaygebreselasie5173 ft
@danielsemere5169
@danielsemere5169 Жыл бұрын
Aeta minmosimka riska aeyserhen di u mokae deferkas ni serawet eritrea kithetit tdeliy aeleka gudam g kagen nayay hetitka kiyaekleka s ni tgigena kitheyo aednikeka moralka guhef na sidet seb niaeka zikewen xerfemo zeyele aerget sidey
@danielsemere5169
@danielsemere5169 Жыл бұрын
Kkkkkkk terwae lemaniy gemerka kembotatka
@solyanabahta4226
@solyanabahta4226 Жыл бұрын
Pp555z
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 2 жыл бұрын
ናይ በሐቂ መሐሪ ሓውና ብጣዕሚ ነመስግን ብጣዕሚ ንመሐሪ ምስማዕ ብጣዕሚ እዩ ደ ዝብለኒ መሀሪ እዩ ።ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ ። የቀንየልና ተፈታዊ ሓውና ምን ነዚ ንፉዕ ዘምፃእካልና
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 2 жыл бұрын
ተስፋ ኣለና ኩቡር ሓው ጋዜጠኛ ማሓሪ ኣብራሃም ሰልጠነ ድማ ጽቡቅ ስራሕን ቃልሲን ተሳላስል ኣለኻ በርትዕ
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel 2 жыл бұрын
ውትሩ ጽቡቕ ስራሕ ኣቶ መሓሪ ኣብራሃም ምስ ዋና ቤት ኣቶ ሰልጠነ ቀጽልዎ ፥
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Жыл бұрын
Thanks TEFATAWIT SHOW and Mehari Abraham for your great information .Keep it up! God bless you.
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 Жыл бұрын
ንከማኹም ለባማት ኣያይታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ባባ መሓሪ❤
@isayaskirubel9521
@isayaskirubel9521 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፡ ኣምቸ ዝሰርሕዎ ዘሎዉ ኢዩ፡ ኢቲኣ ካብ ዓድና ውጹልና ዝበልዎም ስጋብ ሕጂ ኣብ ሕነ ምፍዳይ ይመስል።
@berihawala7828
@berihawala7828 2 жыл бұрын
ክቡር ሓውና መሓሪ: እዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ክፍኣትን ተንኮልን ናይዚ ክፉእ ስርዓት: ኣብ መጻኢት ፍትሓዊት ኤርትራ ግዳያት ፍትሒ ንኽረኽቡ ብጣዕሚ ሓጋዚ ኢዩ:: እሞ ብጽሑፍ ተሰኒዱ ክቐርብ ከምዘለዎ ንኣኻ ምሕባር ዘድልይ ኣይኮነን:: ብሓቂ ብሱል: መስተውዓሊ እኻ እሞ ምስጋና ይግበኣካ::
@teklenegash8847
@teklenegash8847 2 жыл бұрын
Thanks for your great information journalist mehari and seltene
@HA-yx8mu
@HA-yx8mu 2 жыл бұрын
Thank you brother Mehari Abraham.
@ብሊና
@ብሊና 2 жыл бұрын
ንዝኣመንዎ ብጾቱ ጠሊሙ ደኣ ኣብይ ቀሲኑ ክነብር ሲሒንዋ ከኣ ሕጂ ጠላሚ👌👌
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና
@ግብራዊሞሳንሰማእታትና Жыл бұрын
ክቡር ማሓሪ ኣብርሃ፡ ልሳን ዕቡሳት ብሙኻንካ፡ ክብረት እሃበልና። ከማኻ ዝበሉ ለባማት የበርክቶም።
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 жыл бұрын
God bless you
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 2 жыл бұрын
Hi brother s how are I’m so happy about big brother Mahary i hope one day you big witness to ex Eritrean Journalist. Not to far too see you in New Eritrean Freedom County ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@andomtsegai9579
@andomtsegai9579 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኢዛኣ ባልማማ ንኩሉ ኣርትራዊ ገብነና ምግባር ኣዝያ ክቲረም ዘልዋያ
@berakighebreyesus-vh4zy
@berakighebreyesus-vh4zy Жыл бұрын
ከመይ ድኣ እዩ መቕተልቲ ስብሓት ምስ ፊናንስ ሚኒስተር ነበር ሕጂ ተኣሶሩ ዘሎ ብርሃነ ኣብርሄ ዝትሓሓዝ እዩ ዝብሃል።
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 2 жыл бұрын
Thank you again Seltene and Mehari Abraham I am so impressed the way he presented the story I like him to write a book and I encourage home and willing to help the fund God Blessed
@issayastewelde64
@issayastewelde64 2 жыл бұрын
great and informative program as usual specially Mahari's deep knowledge of the ins and outs of the Eritrean's politics and the players within it. Thanks!
@samsomgebremeskel
@samsomgebremeskel 2 жыл бұрын
ስብሓት ቀንዲ መሓዮን ምስጢራት ብጾቱን መሳርሕቱን ንጎይትኡ ዘበጻጽሕ፥ ለባም ሓታታይን ጉዱሱን ፈታዊ ብጾቱን ንምምሳል 2 Way ዝመርጽ ለባም ጠላምን ዩ ኔሩ ሰነዱ፥ ድሕሪ ምእሳር ብጾቱ ተዳናገጺ ክመስል ኪሎ ኮመደረን ፥ ሽጉርትን ሒዙ ዩ ዝውርጽጽ ናብ ቤተ ሰብ ፥ ጎራሕ ጠበቕ
@filimonamma
@filimonamma 2 жыл бұрын
Thanks for the information Seltene bro and baba Jr. Mahari.
@sisaykahin9470
@sisaykahin9470 2 жыл бұрын
There is dark then th light comes. Eritrea will see the light eventually keeping information will bring justice. Thanks brother and I worry for other Mehari thus evil could hurt him. Take care 🙂 💕
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 2 жыл бұрын
Thanks Mehari bless your heart
@teklegebreyesus4348
@teklegebreyesus4348 Жыл бұрын
Thank you Journalist Mehari .
@MathsWithYohannes
@MathsWithYohannes Жыл бұрын
ብብዙሕ ተከተታሊ ተፈታዊሸው ኣይኮንኩን፡ ትንታነ ኣይተ መሓሪ ኣብርሓም ግን ዳርጋ ኩሉ ተኸታቲለዮ፡ ጽምቆታዊ መርትዖታት ብምጥቃም ዘቕርቦ ትንታነ ኣብ ብብዝሕ ዝሰማምዓሉን እቲ ዘይፈልጦውን ዝመሃረሉን እዩ። ህግደፍ፡ ከምዚ ትርን ብስለትን ዘለዎ ትንታነ ኣዚዩ እዩ ዘፍርሆ፡ ስለዚ ኣዚዩ ክጥንቀቕ ኣለዎ።
@hiritizeru3975
@hiritizeru3975 2 жыл бұрын
God bless you 🙏😍👋
@teumhagos6929
@teumhagos6929 2 жыл бұрын
welcam teftawi hawey kamu abona mehariy 🙏🙏
@gabrielgezai6350
@gabrielgezai6350 2 жыл бұрын
Btaemi eye ztsbeya neza mede tebareku egziabher abzelekumo kelela ykunkum naybhaki mehari medeb
@hzhzbjzjzj3463
@hzhzbjzjzj3463 Жыл бұрын
ኩቡር ሓዉና አብ ካሓሳካ የውዕለና
@gebremeskelkahsay5558
@gebremeskelkahsay5558 2 жыл бұрын
እቲ ዝኸውን ክኸውን ኢዩ ኢቲ ዘይከውን ካኣ ኣይከውንን ኢዩ ብኣወንታዊ ኣጠማምታ ነቲ ዝኾነ ምዥራብ ግን ሓጥያት ኣይኮነን ኣንኮራ ኢክ ድኣ ጽድቂ ኢያ የቀንየልና ሓቂ ምዝራብ ምሳሕ ኣደይ ማርያም ኢያ።
@MFish7980
@MFish7980 2 жыл бұрын
Thank you brother Mehari for sharing information about the brutal regime . Plus thank you also brother Seltene for your tireless effort!! Please keep it up the good work !!
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረት ይግበረሉ። ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልና እምበር፡ ኩልና ዝዘራእናዮ ክንዓጽድ ኢና። መዓልቲ ይነውሕ እምበር፡ ኣምላኽ ምስ ገባር ክፉእ ሕብረት የብሉን። ናይ ኩሉ፡ ግዜኡን መዓልቱን ምስ በጽሔ ኩሉ፡ ናብ ቅርዓት ክወጽእ እዩ። ሰይጣን መጀመርያ ናይ በርሃን መልኣኽ፡ መሲሉ እዩ ዝመጸካ። ይሕዘካ፡ ይጥቀመልካ ፡ ይሓርደካ ፡ የጥፍኣካ።
@DarsaMussamohamed-zj8gp
@DarsaMussamohamed-zj8gp 11 ай бұрын
Sey asey natey halaley Habesha bhafesha bflay deqi awra awra.
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 2 жыл бұрын
ትፈልጦን ዝመስለካን ብግህዶ ምዝራብ፣ምጽሓፍ፣ምንጋር...ናይ ሓቐኛ ሰብ ተቋላሳይ መባእታ ባህርን ግብርን ኢዩ ስለዝኾነ: መሓሪ ኣብርሃም ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ፣ ማለት ንህዝብኻ ሓበሬታ ምስናቅ፣ እሩም መርኣያ ኢኻ፣ ትዘርኦ ዘለኻ ዘርኢ ድማ ፈራዪ፣ በቋሊ ኢዩሞ ኣጆኻ ቀጽሎ!!!
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 Жыл бұрын
Hi Mehari I highly appreciate your efforts to come up and speak but The fact that you keep postponing revealing their names is ambiguous? I can’t really understand?
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓው መሓሪ ኣብርሃም ኣፍልጦኻ ኣቀራርባኻ ኮታስ ኩሉ ናይ ነገራት ኣተሒሕዛኻ ብጣዕሚ ዝነኣድን ኣገዳስን እዩ። እዚ ግን ኩላትና ኤርትራውያ ሃገርና ህልውቲ ንምግባር ብሓባር እንተሰሪሕና እዩ ሓደ ብዕብየቱ መዘና ዘይብሉ documents ኮይኑ ታርኽ ክስርሓሉ ዝኽእል።ብዝኾነ ንኹሉኹም ጻማ ጻዕርኹም ትርእይሉ ግዜ ይምጽኣልኩም🙏🙏🙏
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ 2 жыл бұрын
ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኩቡር ጋዘጠኛ ኣያና ማሓሪ
@debraiandehanes9356
@debraiandehanes9356 2 жыл бұрын
ግሩም ተኸታታሊ ፈነወ:: ተመሲጥናን ተገዲስናን ኢና ንከታተለኩም:: ቃላት ክኣ ይውሕደና ንኸነመስግነኩም:: ናይ ክሊተኹም ዘይሕለል ናይ ቃልሲ ዕጥኩኹም ግን ከም ዝምስጠኒ ክገልጸልኩ ይፈቱ:: ቀጽልዎ እግዚኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም::
@genettedla4209
@genettedla4209 2 жыл бұрын
Thank you guys for this program Eritrean freedom it's nightmare to olot Eritrean people still it's the same ===
@selemonabraham8178
@selemonabraham8178 2 жыл бұрын
Wowwwww how a brilliant guy is this 👈🏽 wonderful to listen and learn a lot from him 🌹❤️🌹👍
@amanuelkesete6564
@amanuelkesete6564 2 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ጋዘጠኛ ማሓሪ ኣብራሃም። ንእትህቦ ዘለኻ ታሪኻዊ ትምህርቲይ ን ዘለካ ትብዓትን ብልቢ እንዳድነቅኩ፡ ሓንቲይ ሕቶ ክሓተካ ምደለኹ። ንሳኸኣ ኩሉ ግዜ ክትገልጽ ከለኻ ፡ ኣነ ዘገድሰኒ ህዝቢይ ወይ ብዛዕባ ወዲሰብ ፡ ብዛዕባ ሃገር ወይ መሬት ተገዲሰን ተዛሪበን ኣይፈልጥን ክዛረብ ውን ኣይደልን ዝያዳ ደጋጊምካ ትዛረባ ምልእቲይ ሓስብ እያ። ይኹን እንበር እዚይ ህብዝቢ ትብሎዘለኻ ብዘይ ሃገር ወይመሬቱ ብከመይ እዩ ክኸብር ፡ ብኸመይ ኢኻ ኣየ ገድሰንን እዩ ክትብል ክለኻ ? ማለት ንዕቆበላ መሬት ወይ ሃገር ክትህልወና ግድን ዶ ኣይኮነን። ግዜ ተሊካ መብርሂ ክትበላ ብትሕትና እሓትት። ነቶም ህግደፍ ደገፍቲይ ውን ቀንዲ ሓሳብ ዘይኮኑ ዝወስዱስ ክጨላልፍ እዮም ዝደልዩ። ርእኩም ሃገር ንዖም ኮ ሃገር ዋጋ የብላን ፡ ብዘይ ሃገር ህዝቢ ኣበይ ከስፍሮ ኢዩ ኢሎም ክዛረቡ ይክእሉ እዮም።
@mustfasaleh8891
@mustfasaleh8891 2 жыл бұрын
አብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ዓመጵ ብትእዛዝ ወያነ ይበዝሕ ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 2 жыл бұрын
@@mustfasaleh8891 noakum si hji kea b Sudan eba kinat tezjimr eza kula mrieiaka Xbuk giara kttefe gexkum trhak Hgdef smkum endyu sgab hji nay 18 kfle zeben naneberkum si tegemtilka nkale seb ktweks paw
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 2 жыл бұрын
በጃኹም መንእሰያት ኤርትራ:ዚ’ታሪኽ ኤርትራን ኤርትራውያንን እናተዘከረ ክነብር መጽሓፍ ክሕተምን ክዝርጋሕ ብሓሳብን ገንዘብን እጃምና ነበርክት።
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 2 жыл бұрын
ዘይከኣል። ዝከኣል ኣንተዝኸዉንስ ንሰለስተ መጣኻዕቲ ህግድፍ ዕድመኦም ኣሕዲካ ንመሓሪ ምሃብ ቅዱስ ተግባር ምኾነ።
@teumberhe4355
@teumberhe4355 2 жыл бұрын
ኩብር ሓው መሓሪ ኣብርሃም ሰለ እቲ ትህበና ሰፍሕ ሓበረታን መብርህን ብልቢ ይምስግነካ ኣብ ኤርትራ ዘተዘርበ እምበር ዘይትገብረ የለን
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 Жыл бұрын
Seltene pls when somebody giving the political analyzes don't interrupt them. Wait until they finishes. I apologize.
@alganeshteklu6765
@alganeshteklu6765 2 жыл бұрын
አህአህ ብኸንቱ ጠፊኦም ክንደይ ኢዬም አጋልጾ ንዘይፈልጡ ይፍለጡ ንዘርዶኦም ይረዶኦም ይሰቆሮም
@solomontesfazghi9841
@solomontesfazghi9841 2 жыл бұрын
ምስ ሙሉእ አክብሮት ሓዉና አቶ መሓረ አብራሃም ነቶም እኩያት አብ ምቅላዕ ግዚኡ ምስ በጽሔ ዝብል አበሃህላ ንምንታይ ? ማለት እቶም ገበነኛታት ብእዋኑ ምግላጾም ጸገማት ክንኪ ዶ አይመኸአለነረ?
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 2 жыл бұрын
ወድ መድህን በራድ በብሓደ የፕፍኦም አሎ ነኽላባቱ🧐
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ጋዘጠኛ ማሓሪ ኣብራሃም እምባኣርከስ ካብ መን እዮም ቶም ነቐፈታታት ንህዝቢ ትግራይ ሓልዮም ዶይመስለካ ኖ እዝኣቶም ዃሓሎ መስሎም ኣንቓሮ ኤርትራዊን ትጋሩን ከይሳማሙዑ ንምግባር ጽልኢ ምንጋስ ይስርሑ ኣለዉ መን እዮም ውሕዳት ተጋሩን ናይ ሂግደፍ ባዶ ሰለስተን ኪኾኑ ኣለዎም ኣብ ሰላም ዘይነብሩ ጽልኢ ፍልጠቶም ጎዶሎ ታታት
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 2 жыл бұрын
Like ❤️❤️❤️❤️
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 2 жыл бұрын
Please like
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 2 жыл бұрын
ኣታ እዛ ሃገር እባ ኣይጠፈሸትን፡ሰባት ኣለዋ ተስፋ ኣለዋ።
@abduahmed134
@abduahmed134 Жыл бұрын
ስልተነ ኩቡር ሀው ነዚ ዳአ ዝመስለ ፈላጥን ሙሁሩን ዐዲ ከማሀድር ዝኽእል ፈላጥን ማሀራይ ዘምፃእከልና ኩቡር መሀሪ ብዙህ ከመስገና ይፈቱ
@smartweditgirna120
@smartweditgirna120 2 жыл бұрын
Mexhafi mgza ayedilni eyu seltene Hawna neziy lebam hawnani abonai aya mahariy tewahade ab semuni tewahadi 1 gize amxalna
@amanhbtu8726
@amanhbtu8726 Жыл бұрын
ስብሓት ኤፊረም ካብቶም ቀኒዲ ቀተልትና ኢዩ
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 жыл бұрын
God bless you Mahary .Long Life and thanks so much 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Halieabtesheme-eq6tm
@Halieabtesheme-eq6tm Жыл бұрын
God bless you Mahary. Long Life and thanks so much 🙏🙏🙏
@melaketesfaselassie4593
@melaketesfaselassie4593 2 жыл бұрын
ኣሕመዲን ናጅ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 2 жыл бұрын
ኣንታ መሓሪ ፡ እዛ እዋኑ ምስ ኣኸለ ትብል ነገርሲ፡ ከምዞም ናይ ህግደፍ እምበር ኮይንካ፡ እቲ እዋን ደኣ ኣኺሉስ ፈሲሱዃ። ዓመታት ሓሊፉ እዋኑ ምስኣኸለ ክንብል፡ኣብ ግዚኡ ክንፈልጦን ክንመሃረሉን ክንጥንቀቐሉን ክሕግዝ ዝኽእል ሓበሬታታት ባዕላትና እና ዓፈንና፡ ኣብ ሓደጋ ወዲቕና። ንመዓስ'ዩ ክኸውን፡ ዝሓለፈ ከነቃልሕ ኢና ኢልካ ነዞም ኣብ ወጻኢ ኮይኖም ወረን ጸብጻብ ንዓዲ ዝህቡ ኢልካ ነይርካ፡ሕጂ እንተዘይ ኣለሊናዮምን እንተዘይሓቢርናን ንመዓስ ኢና ንጽበ ዘለና። እኹል ትሩፍ ዕንወትን ዝምታን እና ተኻየደ ከምዛ በዓል ኢሰያስ ዝገብርዋ ሸንኮለል ጸወታ ግዚኡ ኣይኣኽለን ወይ ኣብ እዋኑ ክነግር ኢና ወይ ኣብ ዝርዝር ክኣቱ ኣይደልን ዝብሉ ሓረጋት መህደሚ ሽኩሹካ ዝጥቀምሉ ኣይንጠቀም፡ ዘሎካ ዳሕደሓዮ፡ ይርደኣኒዩ ነዓኻ ዝጎድእ ወይ ብምጽላም ዘኽስስ ክትጥንቀቕ ግድን ዩ፡ እና ሃለካ በዓል መስፍን፡ ናይዝግን መሰልቶምን ሎሚ ጽባሕ ክብሉ ገሊኦም ንዓዲ እዝግሄሮም ገሊኦም ኣብ ኣፍደገ ጉድጓድ ኮይኖም፡ የቛምትዋ ንሞት ዝረብሕ ከየሕለፉ። ስለዚ ኣብዚ እዋን ንጽባሕ ዝበሃል ሓበሬታ ክህሉ የብሉን፡ ዘየለ ሰናኒዖም እኳ ንምድንጋር ሓበሬታታት 03 ክውንጭፉ ይውዕሉ ኣለዉ ንስኻ ግዳይ መርትዖ ኣለኒ እና በልካ፡ ያላ ተብትቦ ፡ ዶርጉሓዮ እቲ ትፈልጦ ንጽባሕ ኣይትበሎ። ኸምዚ ግዚኡ ኣይኣኸለን ፡ ኣብ እዋኑ ክንገር ዝብሉ ሓረጋት ክሰምዕ እንታይ ዛንታ የዘክረኒ መስለካ ፡ ደቒሱ ሓደ ጎበዝ ሞ ዝብኢ እታ ሓንቲ ይበልዓ ሞ ደሓን ናብታ ሓንቲ እግረይ ምስ በጽሐ ክትስእየ ትብል ዛንታ ሰሚዕካያ ትኸውን ኢኻ።
@meharizeremariam9389
@meharizeremariam9389 Жыл бұрын
ከምኡ ዓይነት ስጉምቲ ክዉሰደሉ ዝኽኣለ ምኽንያት እንታይ ምዃኑ ትፈልጦ እንተለካ ኣነጽረልና
@amanueltsadu7696
@amanueltsadu7696 Жыл бұрын
He was also Health minister
@abduadem5129
@abduadem5129 2 жыл бұрын
Selam selten kirem zelewo kunet kidmi filipos wuchu eyu neru haleka staff
@negaaraya6811
@negaaraya6811 Жыл бұрын
ሰላም ነዚ ካብ ፈኸራ ናብ ልመና ትብል ኣርእስቲ ሂብካ ናይ ወያነን ሳዓብቶምን ሓሶት ተቕርብ ዘለኻ። ኣነስ ካብ መጀመርታ ኣትሒዘ እየ ንወያነን ሳዓብታን ከምዚ ክብል ገሊጸየንን ሓሳበይ ደጋጉመ ዘርጊሐዮን ዝነበርኩን። ንሱ ካኣ፣ ምስ ጊዳ መንገድን፣ ንፋስ ዘይብላ ዓውድን፣ ጥረምረ ዝበልዐት ከብድን፣ ንወያነ ኣሚንካ ናብ ዘተን ዕርቅን ምእታውን፣ ፍጺማ ቀድያ ኣይትቐድን። ኢለን ብዙሕ ተወሳኽን ጽሒፈን ዘርጊሐን ገና'ውን ይጽሕፍብ ኣለኹን። ስለዚ ንወያነስ ሕጂ'ወን ካልእ ክትምህዝ እያ። ስለዚ ወያነ ኣይትእመንዋን ክትበታተንን ኢዳ ክትህብን ካኣ እያ ዘለዋን። እቲ ዝግበር ዘሎ ዕንክሊልን ንዘይከውን ዕርቂ ዝግበር ዘሎ ላዕልን ታሕትን ምባልን፡ ንወያነ ግዜ ሂብካ ከክፍኡ ክትምህዝ ዕድልን ግዜን ምሃብ ጥራሕ እዩን። ግን መን'ሞ ሰሚዑና፧
@gwualasmara3141
@gwualasmara3141 2 жыл бұрын
Memher Hadgu meg Famili
@isayaskirubel9521
@isayaskirubel9521 2 жыл бұрын
መሓሪ፡ በል ሓንቲ ነገር ጽሑፍ ዝሓለፈት ኣላ ፡ ዋላ ኢቲኦም ስነጥበባዊያን ናይ ስለያ ስራሕ ይሰርሑ ኢዮም። ኣንበሳ ኢዚ ነገር ካብ ነዊሕ ዓመት ዝፈልጦ ጉዳይ ኢዩ።
@amanuelsyoumgebremeskel9230
@amanuelsyoumgebremeskel9230 2 жыл бұрын
ሰላም ዝኸበርካ ሓው መሓሪ ገለ መኣረምታ ወስ ክብል 1- ፊሊጶስ ሓለቓ ጠቅላሊ ስታፍ ሚኒ/ምክልኻል ኮይኑ ኣይፈልጥንዩ:: ሓለቃ ጠቅላሊ ስታፍ ዝነበሩ ብተርታ እዞም ዝስዕቡ እዬም:: ሀ- ጠዊል ለ-ድሕሪ ጠዊል ብ3 ኮሚተ ዝቆመት ኔራ እሶም ድማ 1-ኮለኔል መኮነን ካሕሳይ 2- ሓሊባይ 3 ኮሌነል ቴድሮስ ኔሮም ሐ- ውጩ ሞይቱ ናብቶም 3 ኮሚተ ተመሊሳ እታ ስልጣን ሓለቃ ጠቅላሊ ስታፍ ፊሊጶስ ትኽ ኢሉ ኣዛዚ ሓይልታት ሚ/ምክልኻል እዩ ኮይኑ:: ብተወሳኺ እቶም ፍሉይ ሓይልታት ዝበልካዬም ኣብ ቤ/ጽ ፕሬስዳንት ኣለው ኣብ ሓለዋ::
@wediadi6788
@wediadi6788 2 жыл бұрын
ተጋጊኻ እዚ ዓርከይ፣ ድሕሪ ሞት ውጩ፣ ኢሳያስ ንፍሊፖስ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ክኸውን ኣብ 2014 መዚዙዎ። ክዛብ ዛ ሎሚ ከኣ፣ በታ ስልጣኑ ኣሎ። ሓለቓ ሓይልታት ምክልኽልን፣ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍን/ chief of staff of defense forces ሓደ ስልጣን ኢዩ።
@Iwillcallyoulater1991
@Iwillcallyoulater1991 2 жыл бұрын
ኤማ ድሕሪ ስብሓት ሚኒስተር ሚኒስትሪ ምክልኻል ዘሎ ባዕሉ ኢሰያስ ኢዩ ፍሊጶስ ወላ ኣዛዚ ተባሂሉ ይጸዋዕ መዝነቱ ጠ/ሓ/ስታፍ ኢዩ ዘሎ እንተ ቤ/ጽሕፈት ባሊኔኪ ግን ኣይኣተዋን ኣብታ ናይ ቀደሙ ቀሓውታ ኢዩ ዘሎ
@amanuelsyoumgebremeskel9230
@amanuelsyoumgebremeskel9230 2 жыл бұрын
@@Iwillcallyoulater1991 ሓወይ እቲ ሓ/ጠ/ስታፍ ሚኒ/ምክልኻልን ቤ/ጽሕፈትን ኣብ በለዛ እዩ::እቲ ስማዊ ኣዛዚ ሓይልታት ሚ/ምክልኻል ኣብ ባሊነኪ'ዩ:: ላዕለዋይ ኣዛዚኡ ድማ ኢሰያስዩ:: እቲ ቤ/ጽ ሓለቃ/ጠ/ስታፍ ሚኒ-ምክልኻል ብጸሓፊ ወይ ምምሕዳር ኮሎኔል ስምኦን ማርቆስ (ሕጂ ብህይወት የለን)ኣብ በለዛ ኮይኑ ኣዘዝቱ ድማ ኮሚተ እዬም ዝነበሩ ክሳብ 2014 ፊሊጶስ ትክ ኢሉ ኣብ ናይ ስብሓት ባሊነኪዩ ቤት/ጽሕፈት ተዋሂቡ:: ስብሓት ድማ ሚኒስተር ምኒ/ምክልኻልዩ ዝነበረ: ስማዊ ድማ ኣብ ትሕቲ ኢሰያስ ኣዛዚ ሚኒ/ምክልኻልዩ::ኣነ ኣብኡ ኣብ ሚኒ/ምክልኻል ስታፍ ምምሕዳር ንልዕሊ 11 ዓመት ስሪሔ'የ::
@merontesfaalem6889
@merontesfaalem6889 2 жыл бұрын
ዝኾነ ኣብ ገበን እተሳተፈ ኪሕተት ግድን ይኽን፡ ነገር ግና ኣቶ ሰልጠነ ኣነ ግን ዝገርመኒ ነገር ኣሎ ፡ ኩሉሻእ መደባት ትገብሮ ነቶም ንህግደፍ ገዲፎም ዝሃደሙ ከም እኒ መስፍን ሓጎስ፡ ዓንደብርሃን፡ሸንከብ፡ ሃይለ መንቆርዮስ፡ ዓሊ ዓብዱ፡ ኩሉሻዕ ትሃርሞም። እቲ ዝገርምሲ ናይቶም ዓመታት ኣብ እንዳ ጸጥታ ኮይኖም ሰብ ዝቐትሉ ዝስውሩ ስምኦን ድንግል ፡ ኣብረሃም ካሳው ምንም እይወጸካን ምንም፡ህልም ጭው ዘልካ ኣውራጃዊ ሙካንካ ባእልኻ ትብሎዩ፤ የግዳሲ ካብ ሓማሼናይ ተቓላሻይ ምስ ሕግዲፍ ዘሎ ግብበኘኛ ወዲ ኣውራጃይ ይሕሸኒ ክትብልሲ ኣየምሕርን።
@שימישימי-נ7ס
@שימישימי-נ7ס 2 жыл бұрын
✍✍✍🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍🏻👍🏻👌👌👌💪💙💓🤝🤝🤝🤝🤝💪💪💪💪💪💪
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ስውራ ኣሚኑ ብትብዓትን ቆራጽነት ይቃለስ ኔሩ እዚ እምነት ዘይግቦኦ ኣብ ውሽጢ ሰውራ እውን ንኤርትራውያን ከጽንት ዝጸንሐ ጉጅለ ተመሊሱ እቲ መሪሕ ሰውራ እየ ዝብል ውድብ ተገምጢሉ ንህዝቡ ክበልዕ ከሎስ ኣፍርዲ ቀሪቡ ክንዲምንታይ ዝኣክል ክብደት ኣለዎ?????
@memrir4660
@memrir4660 2 жыл бұрын
ዘምህረት ዝባሃል ኣብ ሻዕብያ ነሩ 77 ናብ ጀብሃ ዘመጸ ድዩ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 2 жыл бұрын
If only more people really knew about this interesting program 😘 Go on haw Mehari and Seltene!! We honour you!!
@ezanatv2018
@ezanatv2018 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ንሓበረታ ክኮነካ፡ ሻዕብያ ይቀትል እምበር ፈተነ ቅትለት ኣይገብርን እዩ፡
@stefanostewolde9440
@stefanostewolde9440 2 жыл бұрын
ቢ 1977 አብ ከተማ ከረን ሲሩዐት ጀብሃ ተባሂሎም ቢ 24 ሰዐት ኒኺወፁ ሻዕቢያ። ከም ተባረሩ ።
@batsebabere4386
@batsebabere4386 2 жыл бұрын
እዚ ኩሉ 30 ዓመት ኣብ ሜዳ ብ ጸላኢ ዘይሞቱ ዘይሰከሉ ብመቃልስቶም ደቂ ሃገሮም እዚ ክወርዶም፡ኣክራናት ሰውራ ኤርትራ የሐዝነካ እዩ ።
@mogosgebrezgi1377
@mogosgebrezgi1377 2 жыл бұрын
Mehary..mehary..adghi kmyleka heteto
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 2 жыл бұрын
Mr Berhane Abrihe says in his book that General Sibhat Efrem was next in line for he would have objected the invasion of Tigray. my people the dictatorship is on schedule getting rid of all the Eritrean who would object his long term objective...we are breathing and our hearts beating but we are collaborating in the demise of our beloved people and society today...
@loli8ion
@loli8ion Жыл бұрын
ሰበባት ዕውር እምነተ-ሻዕብያ! ሰበባት ህግደፍ/መንደፍ! ሰበባት ሰራም "ሳዋ"! ሰበባት ክተትን ኲናትን! “ንስለ ቀዳማይ ዕላማ ነጻነት" እናበሉ ብዙሓት አብ ግዜ ቃልሲ "እስከ ደሐን ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ አንጭዋ " ብዝብልዎ አምር ሽሾ አናጹ ልበን ነፊሐን ሐሊፈን ነቶም ዘሕለፍወን ደቂ ገርሂ-ልባ ሃገራውያን ተቓለስቲ እናጽነታ ነቲ እተረኸበ "ነጻነት" በሐተኦ፤ ድሕሪ "ነጻነት" ውን "ንስለ’ታ እግሪ-ተኽሊ ነጻ ሃገርን ህላወአን" ተባሂሉ ሕጂ ውን "ይሕለፋ አናጹ" ተባሂሉ ሳሕል ዘዐንተረን አማኢት አናጹ ሐለፋ፣ አናጹ ሳሕል ኩሉ ናተን ከሉ አብ ኢደን ኮይንለን አሽሐት ዓጀብትን አምለኽትን ተማእዘዝትን ወለዳ/አፍረያ/ፈጠራን፣ አርሓታት አናጹ ሳሕል አብ ሕድሕደን ተፋለሳ፣ ዝሰዓራ አናጹ ምስ ጃንዳታተን በቲ ዝለዓለ ክእለተንን ተሞክሮአንን ህዝብን ሃገርን አጥፈአኦ/ዛንዛን አበለኦ፣ ስደት ብአሽሐት፣ ሞትን ማእሰርትን ብአሽሐት፣ኲናት ምስ ኩሉ አብ ኩሉ ልሙድ ኮነ፣ መልቀስን ሐዘንን ናይ ዝሰአናዮም ደቅናን አሕዋትናን አሐትናን አቦታትናን አዴታትናን አብ ኩሉ ገጠራትን ከተማታትን ማይቤትን ኤርትራ አትወ፣ዕጠቕ/ክተት ወግሐ-ጸብሐ ንቡር ኮነ፣ ኲናት ባህሊ ኮነ፣ መንእሰያትና አብ ድፋዕን ሳዋን አሪጎም/አሪገን ክሳቐያ ንቡር ኮነ፣ "ስግረ-ዶብ/ናይ ጣዕሳ ወረቐት/ሎሚሞ ዘይመከተ ከምዝሞተ/ዋርሳይ/ይካአሎ/1ይ ወራር/2ይ ወራር/ተጻብኦታት/ወያነ/ኢሱ/ተደሚርና/አርካናት...ወዘተ" ዝበሃሉ ሐደሽቲ ቃላት ልሙዳት ኮኑ፤ አብ ገጠራትናን ነአሽቱ ከተማታትናን ካብ ሳሕል ጀሚረን ዝሐለፋ ዓንተራት አናጹን ደቂ አናጹን እተዓሸጉ/እተወረሱን/ እተበትበቱን ገዛውትን ስድራቤታትን ምርአይ ንቡር ኮነ፣ ዝሸምገሉ አቦታት አዴታት አላይ ክስእኑ ልሙድ ኮነ፣ ብሽሾ አናጹ እተገብአ ህዝቢ አብ ገዛእ "ሃገሩን ነጻነቱን/ማይቤቱን" አደዳ ዘይትአደነ ህልቀት/ስእነት/ድኽነት/ስደት/ማእሰርቲ/መጭወይቲ/ቅትለት/ሐሳር/ስቓይ ኮነ፣ ዘሕዝን’ዩ! ንሕሰበሉ ሕልናና ኸአ ንፈትሽ አሕዋት/አሐት።ሰላም🕊🕊ንኹሉ!
@eriforum9493
@eriforum9493 2 жыл бұрын
ስብሓት ኤፍርየም ካብቶም ቀዳሞት ንኣንድነት ዝቃወሙ ሙኻኒ ዝኾነ ኣዛዚ ይፈልጦ እዩ። ኢሰያስ ነዛ ኣንድነት ምስ ኣቢ ክገብራ እንትደኣ ኮይኑ ተቃውሞ ክመጽኦን ዝስግኦን እንትደኣ ሃልዩ ስብሓት ኤፍርየም እዩ። ደሓር ስብሓት ብባህሪኡ ከም ሰብ ብዙሓትን ፈልጥን ብፍላይ ኣብ ወተሃደራዊ ቁልፊ ዝርከቡ ሰዓብትን ዘለዎ ከም ሙኻኑ ብቀሊል ዓይኒ ኢሰያስ ክጥመት ኣይክእልን እዩ። እቲ ቀንዲ ግን ስብሓት ድዩ ጠሊሙ ወላስ ተጠሊሙ ዝፍለጥ የለን ብዓቢኡ ግን ድሕሪ ስብሓት ካብ ኣዛዚ ስታፍ ምክልኻል ምውራዱ ምስ ኢሰያስ ዝነበሮ ርክብ ደስኪሉ ከምዝጸንሓ ይለጥ። ስብሓት ድሕሪ ምህራሙ። ግን ንሕክምና ናብ ኢናኤል ተበሂሉ ብዝፍለጥ ናይ ወተሃደራዊ ሕክምና ክኸይድ ከምዘይብሉን ኣብ ኦሮታ ደቂሱ ከሎ ኣብቅድሚ ስድሩኡን ሓካይምን ስብሓት ቀድምካኒ ከምዝበሎ ንኢሰያስ ይዝረብ እዩ ማዕረ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ ግን ማህረምቱ ሪኢኻ ዝምዘን ኣይኮነን።
@atakiltiasefaw8332
@atakiltiasefaw8332 2 жыл бұрын
I’m so glad we’ve got some one is talking the truth I appreciate him I hope we learn
@Tesasfaha
@Tesasfaha Жыл бұрын
ንምኣስ ድኣ ትጽበ ኣለካ ሰለያ ትብሎም ዘለካ ዝርዝሮም ዘይተውጽኦም፡ድሓር ትብል፡ምኣስ ድሓር ፡ክትዝርዝሮም
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 2 жыл бұрын
Hanti mefthi kekwen zekel bretawi kalsi eu !!!! Haye merhuna!!!!!!
@brhanemahari6545
@brhanemahari6545 2 жыл бұрын
ሰላም ሰልጠነ ሕቶ ኔራትኒ ተገዲስኪ ባ ኣብጽሓለይ ኣብ 1997 ብዘይ ፍርዲ ተኣሲራ 1999 ዝተፈትሐት ሩት ስምኦን ( ሓፍቲ ሃና ስምኦን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ) መእሰሪኣ ምኽንያት ዶ ይህልዎ ? ምክንያቱ ክትወጽእ እንከላ ብርክት ዝበሉ ሰበስልጣንን ጋዜጠኛታትን ተረኺቦም ኔሮም
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 Жыл бұрын
ሩት 1994 እያ ተኣሲራ፡ ወኪል ረዲዮ ፈረንሳ ኔራ፡ ምስ ሱዳን ኩናት ክገብሩ ይዳለዉ ኢላ ዜና ሰሪሓ፡ ደሓር ምስጢር ኣመሓላልፍኪ እዩ እቲ ክሲ
@selomontefamarim6005
@selomontefamarim6005 2 жыл бұрын
ሐቂ
@nigistiy
@nigistiy 2 жыл бұрын
Hi Mehari did you know gebregziabher gaym he has writer ✍️ alem bekana book 📕 he is in prison in Addis on dergi administration bu he is dead by poison in 2005 what do you know about him ?
@jackinoassefa3291
@jackinoassefa3291 Жыл бұрын
እዋይ ሕማም፣ማሓሪ አብርሃም እቲ ዝዋዓልካሉ እንተትዛረብ ማሓሸካ።ምኽንያቱ እንድሕር ጌጋታት አሎ መንዩ ሓላፍነት ዝወስድ?
@malekberhane1516
@malekberhane1516 2 жыл бұрын
መሓሪ፣ ኣብ ዘለኻዮ በጃኻ ተጠንቀቕ ኢኻ፣ ነቲ ሓቂ ምእንቲ ኩሉ ከይወጽእ ኢሎም እዞም ባራዩ ናይ ወዲ መድህን በራድ ከየጥቅዑኻ።
@berakighebreyesus2637
@berakighebreyesus2637 Жыл бұрын
Gen. Sibhat Efrem nay hkmna tmhrti wediu nemeda zwexe ktbl gega eyu ane msiu neyre eye. Nmeda kwexie enkelo nay kaliay atmet temeharay nay science ( Chemistry wey Biology) eyu neyru but Sorry.
@wediadi6788
@wediadi6788 2 жыл бұрын
ሰልጠነ፣ ነዚ ሰብ ዚ ተጠንቀቐሉ፣ ሓደ ሃሱስ ናይ ህግደፍ ምዃኑ ገለ ገለ ትዕዝብትታት ኣለኒ። ልክዕ ከምቲ ግርማይ ዝበሃል ካብ ኣስመራ ካርሸሊ ኣምሊጠ ኢሉ ዝሓሰወ ኢዩ ዝመስለኒ ዘሎ ንዓይ።
@gherimahalaley8409
@gherimahalaley8409 2 жыл бұрын
Bekemey feltikoyo nigerena kinfelto ember seb kab zero eyetexlim bro
@ትኩል-እምኒ
@ትኩል-እምኒ 2 жыл бұрын
እትሓሳብካ ኣይጸላእክዎን ግን ጭብጢ እስኪኣቅርብ ምክንያት ከምኡመበሊካ
@misghinatseggay1388
@misghinatseggay1388 2 жыл бұрын
Emo ethiopea karsheli teqeyra
@lemlemgetahun6347
@lemlemgetahun6347 2 жыл бұрын
😊
@temesgen673
@temesgen673 Жыл бұрын
Selam Seltene abo fithi 💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@batsebabere4386
@batsebabere4386 2 жыл бұрын
እዛ ሃገር ዘይተፈተሸት እምበር ብዙሕ ምሽጥር ኣለዋ
@kahsayalem5736
@kahsayalem5736 2 жыл бұрын
ጀነራል ስብሓት ንከተማ ኣስመራ ከማሓድራ ከሎ ኣስመራ ናይ ሃፍታማት እያ ሽጉርትን ኮሚደረን ሸይጣ ኣይትነብር ኢሉ ይባሃል ኣብዙይ እንታይ ትብለና?
@mogosgebrezgi1377
@mogosgebrezgi1377 2 жыл бұрын
Anta natka zyteghebr ntegrawy ykrta zehatet yelen.
@ssolomongebre7706
@ssolomongebre7706 2 жыл бұрын
Selamntay gen nhna mensayat Bretawi kalsi zeynjmer zeytemrhuna? nhna mensayat zemrhana seayna !!!!! Bretawi kalsi mefthi kekwen zekel selzi merhuna nhna mensayat ka nebges selzi bretawi kalsi zeynjmer .neblom kabzi zekfh antay alo?selzi nebges Bret kenatkh wedhankum
@Tesasfaha
@Tesasfaha Жыл бұрын
እቲ ኣብ ጋሽ ባትካ ተታሒዙ ዝብሃል ሰብ መን ሱሙ፡ሃይማኖቱ፡ወይ ዓዱ ከ
@simon-jc6fs
@simon-jc6fs 2 жыл бұрын
Mahri hawey bteami nemesgineka sltan qdmi flipos nay wushu sltan eyu neru
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 жыл бұрын
Ezabaniderina niyiabotitina tihishena.
@nomore5845
@nomore5845 Жыл бұрын
እይይይ ናን ነገር ኤርትራዊ ደሞ እስያስ እቱይ ዘፍረሶ ሓቂ ብምዝራቡስ ክምስገን 🤔ፈለጥና ክትብሉስ ኣይትብላሸዉ እስያስ ምዝራቡ ማንም ዘይፈልጦ ምሽጥርን ሽርሕን ኣለዎ ብዝኾነ ድማ ሓቂ ንምዝራብ እሉ ዛይኾንህስ ንርእሱ ብርእሱ ኣትሓሳስባ ፍልይይይይይ ዝበለ ይጠቅመኒ እዩ ዝበሎ እምብህር እዋእእእእእ ካብ እስያስስ ሓቅነት ንምንታይ እሉ በጃኻ ሕጅስ እቱይ እተቅርቦ ክልተበላሽዎ እንተሓስብካስ ወይ ገለ ምሽጥር እንተሎካ ድኣ እምበር ብምንም ዓይነት እስያስ ሓቂ ተዛሪብሕ ሃገር ምንም ከምዘይብላን ዝበረሰትን ነጊሩ ኢልካስ ክምስገን 😢😢 ነቶም ዓይኒ ዝለዎም ሬሳታት ደሓን ባዕሎም ጽቡቅ ኣላ ትህነጽ ኣላ እንዳሉ ከምዝድግፍዎ ስለዝፍልል ነቶም ተቃራኒኡ ድማ ብኸመይ ይጥቀመሎም ... ምልሸም ገሊኦም ብልቲ ምቅታል ሕዝብን ምስቃቅን ምጭፍጫፍን... ጅግና እዩ ኣብ መትከልሕ ግርም እዩ ክብሉ ሕጅ ድማ ሓቂ ተዛሪቡ ክምስገን ... what did Johnny Black said 🤩 “MY WAY OR THE HIGHWAY” it’s true. I said to you Mehari No way to say he’s true 👎🏽👎🏽to the devil 👿 Peace to all.
@issayesberhane5917
@issayesberhane5917 Жыл бұрын
General kman ayblkumon. Natu. Habewo. Zwekes. Tlkum. Ka tweksewo. Natkum. Polotica. Gin. Were. Eyu. Bahaki. Ezy. Polotica. Fethey. Bzhu. Seb. Kesbeo. Tekoynu. Eta. Mestir. Tigriga. Kem. Tigriga. Hseb. Etom. Bherat. Abey. Aleu. Ayfletin. Gin. Bkmzy. Eyu. Lertegel zmxe. Kalie. Gin. Lwetwy. Aymexin. Eyu.
@redaezaki4495
@redaezaki4495 2 жыл бұрын
እንቃእ ደሃን መጻእካ እዚ ኩሉ ክትፈልጥ ዝገበረካ እቲ ናይ ደርጊ ማእሰርትካ ዶ ይከውን?
@tonieseyas3007
@tonieseyas3007 Жыл бұрын
ብዛዕባ አዞም ኣብ ከረን ቕድሚ ምዝላቅ ተወሲዶም ሓቂቆም ዝበልካዮም ሓበረታ ጊዘ ከይውስድካ ከትሕብረኒ ይላወበካ ምክንያቱ ኣብቲ ጊዝ አቲ ኣኮይ ቅድሚ ምዝላቅ ካብ ገዘኡ ለይቲ መጺኦም ወሲደሞ ምክንያትኡ ሓላፊ ከፍሊ ሕርሻ ስለዝነበረ ብሙሉኡ ንብረት ናይ ሕክምና ወሲዶም ን ኣኮይ ድማ ወሲደሞ ምዝላቅ ምስ ኮነ ወን ደሃይ ኣይነበሮን ድሕሪ ናጽነት ወን ኣይመጸን ምስ ስወኣት ወን ኣይትነግረን ኣብቲ ናይ ስወኣት መዝገብ ወን ሽሙ ከምዘየለ አና ተሓቢርና አሞ ምናልባት አንታይ ይፍለጥ መስዞም ዝበልካዮም ነሩ ይከወን ሂጂ ወን ከምዘየል ፈሉጥ አንድዩ ግን ብ ከመዚ ሞይቱ አልካ ሃንጎልካ ተቀሰኖ
@johnicarlos7689
@johnicarlos7689 Жыл бұрын
Qurub ab agelalxa tegagika
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
GERE EMUN PART 214 | ገሬ እሙን ክፋል 214
50:17
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 23 М.
Mahdi Fares Z bhere Paltalk/Brged N Hamedu
23:08
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 3,6 М.
Wedi Mobae 🦁💙💙💙 ወዲ ሞባእ
9:04
Merhawi Brhane (wedi Brhin)
Рет қаралды 16 М.
ኢየሱስ ኣብ ልባትና ይወለድ ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ
21:33
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
Рет қаралды 8 М.
ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ኪሮስ ኣስፋሃ
1:42:55
Zelenayo Show
Рет қаралды 21 М.
ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ ኣብ ሰመያዊ ማዕበል
56:37
ንጹርነት ቃልሲ ደቂ ዓፋር ካበይ ናበይ?
2:00:05
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 20 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН