ቃልሲ ዲያስፖራ ትግራይ ከመይ ተኾሊፉ፥ መፍትሒ ፖለቲካዊ ቅልውላው ትግራይ ከመይ ይፍታሕ?! ፃኒሒት ምስ ኣምባሳደር ፍሰሃ ኣስገዶም

  Рет қаралды 41,448

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 262
@tesfaygher-b9w
@tesfaygher-b9w 14 күн бұрын
ኩቡር አቦና ተቃላሳይ የቅየና ናብ ዝነበረ ቀፅልሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@Kirosmesfin
@Kirosmesfin 10 ай бұрын
It gives me hope that we get people like him. Thank you Ambassador
@beyenawahid
@beyenawahid 10 ай бұрын
The very reason why most of us did not loose hope on the renaisance of Tigray is the presence of selfless & responsible personalities like that of HE Ambassador Fesseha. True to his words, i beleive that, Gerealta will bring about significant and huge impact for the betterment of Tigray. Wish HE & His institution every success in its strides to achieve its strategic objectives. Thank you Brakhe show for staging this interview session with HE the Ambassador.
@AlemashBerhane
@AlemashBerhane 10 ай бұрын
You giving me hope Ambassador Fisseha Thank you service!
@simmonsolomon3982
@simmonsolomon3982 10 ай бұрын
Thank you , Ambassador ...
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 10 ай бұрын
ድሕሪ ማይ ናብ በዓቲ ።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 9 ай бұрын
ኣብ ባዓቲ ኣለዉ ክሳዕ ሕጂ
@pj6930
@pj6930 10 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም ሓሳባትን ዕውት ዝኾነ ስራሕ ሰርሕኹም ኣምባሳደር ክብርት የሃበልና ንግልጋሎትኩም🙏 ትግራይ ካብቱ ዝሰራሓኽምወ ብላዓሊ ኸዚ የድልያ ኣሎ ሞ ኣይትድከሙ ምእንተ ዳሕርወት ወሎዶን ውልድኩምን ቦታ ኣስተኻኽልኩም ሕደግልና ታርኽክም ድማ ኽንዝክሮ እና ንውልድ ወሎዶ❤
@asliErda62
@asliErda62 9 ай бұрын
U both talk pure tigrigna, ❤ it....host & guest ...we R tegaru we shouldn't use amHara words ...
@bashayk8170
@bashayk8170 10 ай бұрын
Pretoria ኣመሪካ ሃበ ኣመሪካ ወሰደ፡ ስም ኣመሪካ ይባረኽ እዩ ነገሩ። ወይ ሰብ ደቀይ!
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 10 ай бұрын
ክቡር አምባሳደር ፍስሀ አስገዶም ከአምባሳደር ብርሀነ ጋርና መሰሎቻቸው ትግራይ በከፍተኛ ችግር በጦርነት ወቅት ሰለቸን ደከመን ሳይሉ ከሀገር ሀገር በየቦታው እየተራራጡ የትግራይ ሕዝብ ድምፅ በመሆን ዲያስበራን በማስተባበር ላደረጉት አስተዋጽኦ ክብር ስላለን ብራኸ ሸው መድህን ድምፃቸውን እንድንሰማ በማድረግሽ እናመሰግናለን ። አሁንም የሥራ ልምድ ችሎታ ቹሁን ለትግራይ ሕዝብ ማበርከት ይጠበቃል ። ካብ አሜሪካ
@letaygebrehiwot9415
@letaygebrehiwot9415 10 ай бұрын
Thank you Ambassador ❤❤❤❤
@NebriTiger
@NebriTiger 10 ай бұрын
መዲየ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መዲየጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@toyotaw2500
@toyotaw2500 10 ай бұрын
መዲሕን Absolutely Great journalist 100%✅✅✅✅✅
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 9 ай бұрын
ኣምባሳደርን መድህንን ክብሪ እንሀኒ።
@kingsol-gy5ns
@kingsol-gy5ns 10 ай бұрын
Respect
@gideyabraha3922
@gideyabraha3922 10 ай бұрын
thank you, Ambassador 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@billdebrezion9462
@billdebrezion9462 10 ай бұрын
Keep going up Thanks Medhine / overall Ambassador F.A..
@Brakhe_Show
@Brakhe_Show 10 ай бұрын
Big up
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 10 ай бұрын
Medihen wise ጋዜጠኛ!!❤❤❤❤
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 9 ай бұрын
Good job Medhin. Another excellent interview.
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 10 ай бұрын
Thankyou Medi , for bringing this highly experienced and elequent diplomat to your show. Ambassador Fisseha, RESPECT !!!
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 10 ай бұрын
You are one of the responsible people for tigray problems.
@axumguy9803
@axumguy9803 10 ай бұрын
Great interview with Ambassador. Thank you sir.
@MG-su4nh
@MG-su4nh 10 ай бұрын
So honest interview. Respect Ambassador 🙌
@tsegayhagos-e7y
@tsegayhagos-e7y 10 ай бұрын
ኣምባሳደር ኣቦና ፍሳሃ ኣስገዶም ዝሰራሕኻዮም ስራሕቲ ኣዝየ እየ ዝሕበነልካ ንበረልና
@kacha-16
@kacha-16 10 ай бұрын
How can a people who win without a leader fail when the leader is in place? Fantastic question, as usual, Medi!
@shiferawliben9713
@shiferawliben9713 10 ай бұрын
You asked yourself.. where were they.?? Fake news.. now work your way out for future independent from hunger, ፅሜት 😊😉😆😋😅
@surafelmesfin2237
@surafelmesfin2237 10 ай бұрын
Good job ambassador ❤❤❤❤❤
@michaelgebregziabiher5553
@michaelgebregziabiher5553 10 ай бұрын
Hadami
@yonasberhe6284
@yonasberhe6284 10 ай бұрын
It is good start and the discussion was educational too
@WendimAbebe
@WendimAbebe 10 ай бұрын
Good interview 10q ambassador fisha for your loyalty
@baqr4383
@baqr4383 10 ай бұрын
Metaqee Mushmush
@YophthahéGilead
@YophthahéGilead 10 ай бұрын
ዘረባ ክቡር ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ደጊምካ ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይስልችወካ ሓቂ ስለ ዝዛረብ እዩ፡፡ ምሕሳውን ሎቅመጽመጽ ምባልን ኣብ ጥቅኡ ኣይቀርብንዩ፡፡ ኤርትራዊ ኩሉ ካብ ሕጻን ክሳብ ሽማግለ ዘኽብሮ ሓደ ምኽንያት እዚ እዩ፡፡ ንኢትዮጵያውያን ተራ ኮኑ መራሕቲ ሓንቲ ትገርመኒ ሕቶ ኣላ፡፡ ስለምንታይ እዮም ዝሕስዉ?
@toyotaw2500
@toyotaw2500 10 ай бұрын
ባርነት ዝለመደት በጃኺ ባ ናጽነት ይሕሸኪ ተበልዋ ኖ ኖ ባርነት አብ መጽሐፍ ቁዱስ ባርያነት ተጠሚቁለይ እዩ ስለዚ አያይ አብ እቶ ዝበለነ አብ ትግራይ ሕለቅ ተበለኒ ከሐልቅ አብ ሱዳን ሕለቅ ተበለኒ አብ አዲሐሎ ዘላ መጽሓፍ ቁዱስ መምርሒ እየ ዝኸይድ እዩ ማለት ድዩ ባርያ ተነግ ዋሒድ
@YophthahéGilead
@YophthahéGilead 9 ай бұрын
@@toyotaw2500 ወዮ ድኣ ኣዚኻ ፈሊጥካን ተማራሚርካን ተተባሂልካ ካብ ናይ መቀለ ዩኒቨርሲቲ ዘይሓልፍ ዲግሪዩ ክህልወካ ዝኽእል፡ ስለዚ እንዳተሰክፍኩየ ክምልሰልካ ኣብ ርእሲቲ ንዓኻ ንኽምልስ ብኣጋጣሚ ትረኽቦ ክብሪ (ንካልኦት መምሃሪ ክኸውን እምበር ንዓኻ መልሰይ ትበቅዕ ስለ ዝኾንካ ኣይኮነን ዝምልሰልካ ዘለኹ፡፡ ንስኻ ሓደ ጨምላቅ ምኻንካ ክግምት ስለ ዝኽእል፡፡ ሃገራት ኣብ ግዜ ኩናት ብምርጫ ዝበሃል የለን፡ ግዱድ ዕስክርና ይበሃል፡፡ ኩሉ ዕድሚኡ ዘፍቅደሉ ናብ ዓውዲ ግንባር ይኸይድ፡ ብሕጊ ስለ ዝእወጅ ግዜን ቦታን ብሕጊ ይውሰን፡፡ ነዚ ባርነት እንተ ኢልካዮ ባርነት እንታይ ምኻኑ ኣይትፈልጥን ኢኻ፡፡ ባርነት ዝብሃል ተጠልዕካ ንዓለም ማርያም ትሃብኩም መግቢ ሰደዱልና ጠሚና፡ ክትብል ከሎኻዩ፡፡ ባርነት ዝብሃል ከዳሚ ሓያላት ሃገራት ክትከውን ከሎኻዩ፡፡ ንዝመጸ መንግስቲ ዓለም፡ ከደምቲ ክንኮነልኩም ልኣኹና፡ ናበይ ክንከይድ ትደልዩናይ፡ ኣበይ ዓዲ ክንክድመልኩም ትደልዩና በጃኹም ናብ ዝደለኹሞ ልኣኹና፡ ከም ከልቢ ከም ኣድጊ ክንክድመልኩም ኢና ክትብል ከሎኻዩ ባርነት ዝብሃል፡፡ ንሃገርካ ምግልጋል ግን ወዮ ድኣ ከምቲ ዝበልክዎ ናይ ቁንጣሮ ክፍሊ ፍልጠት ዘለካ ኢኻ እምበር ኣብ እዋን ኩናት ሰብ ጥራይ ዘይኮነ፡ ገንዘብ፡ ንብረት፡ ገዛ፡ ፋብሪካ፡ መኪና፡ መርከብ፡ ኣውሮፕላን ወዘተ ናይ ውልቃውያን ከይተረፈ እዩ ዝዕስከር፡፡ ሃገር ማለት ኩሉ ዝለ ዝኾነት፡፡ እዚ ስለ ዝገበርና ኢና እምበኣር ንዝሓለፉ ክሎም ጸላእትናን ንኤርትራ ክወሩ ሓሊሞም ዝነበሩ ነበርያነበረ፡ ዳርጋ ሓሙኽሽቲን ሓመድን ዝገበርናዮም፡፡ ንዝመጽእ ውን ዝቅየር ጅግንነት የለን፡፡ ምናልባት ግን ዝቅየር ጸላኢ ክህሉ ስለ ዝኽእል ነቶም ዝመጹ ውን ከም ማዳበርያን ከም ዕንጨይትን ንምንዳድ ዕስክርና ዘልኣለማዊ መስርሕ ኮይኑ ክቅጽልዩ፡፡ ኣብ ኤርትራን፡ ኣብ ኩሉ ከም ኤርትራ ዘይምብርከኻ ሃገራት ዓለም፡፡
@toyotaw2500
@toyotaw2500 9 ай бұрын
@@YophthahéGilead ብሩኽ ዘሪ ሕጅውን ቅንጣት ምጎት አይሐብካን ደምሰስናዩም ደርኣምናዩም ኽትድርእም ትድርአም ከምዘለኻ አብነት ክሕበካ አምሐራ ተደሪብካ 100 ሺሕ መንእሰያት አጢፍእካ ሕጅውን ሱዳን ተጥፍእ ደላ ጃንዳ አዲ ሐሎ አይወለደት አይከደነት ብኳሌታ ሒዛ ዘዝተወልደ ንኣኻ ደቅኻ ሒዝካ አብ ሙችእ ቦታ ዘየይስናንካ ሑፃ ቆርጡመሉ እዩ ዝኸበርካ ክቡር ሰማኢ አብ ኤርትራ እርዳታ ሐገዝ ሲኢኖም መድሐኒት ሲኢኖም ሕዝቢ ኤርትራ ናብ ትግራይ ምስ መጸ ከመይ አለኻ አይትበሎ አብ ገጹ ራኣዩ ናይ አለም እርዳታ ምስረኸበ 100 ሺሕ ስደተኛታት ብተጨባጥ ተራእዩ እዩ ኣሕዛብ ቢጢሜት ዳሕለቅካ ካበይ ዝመጸ እዩ ኤርትራዊ ጸጊቡ ጹበቅ አሎ ፍክቶሪ ብ ኢንድስትሪታት ጥራሕ ኮይና ከይትብለና ኣሓት አለውና ወለዲ አለውና ደቂ ሐውቦ አለውና ንመንኻ ክተሽክእ ን ወዲ ኳዜን ወዲ ዛግር ይፈልጦ እዩ ብ ፈለማ ኢለካ ኤ እኳ ባርያ ጎይታይ ዝበለኒ ኤ ዝጽሕፍ ናይ ባርያ ስራሕ እዚ እዩ አነ እንታይ ገደሰኒ ጽባሕ አዲ ሐሎ ምስተበቆሰ ድማ ተቀዳዲምካ ትሕዘሎ እዩ እምበሪ በትሪ ሐቂ አይትስበርን እዩ ተጋሩ ብርግጽ እዚ ክሉ ወራራት አለም ብአለማ ብኸመይ ዳቆራረጹ ሪኢኻዩ እኻ ኣላሽ አቢሎም ናብ ጣውላ አኒቢሮምውም ሐደ ብ ሐደ ግጥም ድሕሪ ኮይኑ ከሚ አሚ መስሊኪ ዝብኢ ይበልአኪ እዩ ብዛእባ ኣስኳላ university ሰብ ካብ እንስሳ ዝተፈለየ ነገራት ስለዝቀየረ እዩ እሞኒ ማራ ቢሪሚሪም ተበልካ ከም ቦሮምበጣእ ዋጋ ደለው አይኮነን ወዲ ሰብ ሐቂ ጌሩ ተሞተ ዳተዘከረ ይነብር.
@YophthahéGilead
@YophthahéGilead 9 ай бұрын
@@toyotaw2500 ሃገራትን መንግስታት ናይ ዓለም እቲ ቀዳማይ ስርሐን ጸላእን ፈታውን ምግባርዩ፡ ግን ሕጆውን ኣምር ፖሊቲክስ ቅንጣብ ስለ ዘይብልካ ፖሊቲክስ ሁማኒቴሪያኒዝም እዩ ዝመስለካ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀዳማይን ክልኣዪ ኩናት ዓለም ብ ኣማኢት ሚሊዮንስ ስደተኛታትን ተመዛበልትን ኔሮም፡፡ እቲ ጸገም ውግእ ማለት ፒክኒክ ይመስለኩም ስለ ዝነበረ፡ ኣይሰምዕንየ ዶ ን ዓዲ ሃሎዶ እናበልካ ኣይትሓዙኒ እዩ ኔሩ፡፡ ንሓንቲ ሃገር ህዝባን መንግስታን ክግልብጥየ ኢሉ ዝመጸ ጸላኢ፡ እንድዒ ካብ ማዳበርያ ንላዕሊ ምድራዊ ገሃነም ከማን ውሒድዎም እየ ዝብል ኣነ፡፡ ሕጅውን ምስምስ ኣየዋጽኣኩምንዩ፡ ቁርጽራጽኩምን ማዳበርያኹምን ሒዝኩም ስቅ ተበልኩም ይሓይሽ በሃላየ፡፡ ታሪኽኩም ኩሉ ናይ ፈኸራን ናይ ልማኖን ኢዩ፡፡ ሓድሽ ነገር ከተምጽኡ ዝጽበየኩም ኤርትራዊ የለን፡፡ ኣይትኸውንንያ ተኾይኑ ክኣ፡ ማዳበርያ ጥቅሚ እምበር ጉድኣት የብሉን፡፡ ግዜኻ ኣብ ትምህርቲ ተሕለፍካዮ ይበልጽ፡ እንስሳ ከማን ተማሂሮም ሰርትፍኬት ዝሕዙሉ ግዜ ስለ ዝኾነ፡፡
@toyotaw2500
@toyotaw2500 9 ай бұрын
@@YophthahéGilead ትምህርቲ ከይንማሐር ዳ አኒ ባሮት ተደማሚርኩም University ኤርትራ አጺኹም ኢራኢሮ ኤእትኹምዋ እዚ ዝራኣዩ መንእሰይ ገባራይ ሸቃላይ ሳላ ተጋሩ አሐትና አስታት ሚኢቲ ሺ ኤርትራዊ አሜርካ & ካናዳ አትዩ ይማሐር ፤ ይሰርሕ፤ ትራክ፥ መርከብ ዝሐመቀ ኤርትራዊ የለን አይትሰከፍ ግና ደቀይ ይኹን ደቅኻ ከይጠፉኡ ቋንቋእም ባሕሎም ከየጥፉኡ ኤርትራ ከም ኤርትራ ጠጠው ትብለሉ ምሕሳብ አገዳሲ ይመስለኒ ትግራይ ትግራይ ኢልካ ካብ ነብስኻ ምትላል ዝኸፍኤ የለን ✅
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 10 ай бұрын
Thank you Ambassador Fisseha for the greatest service for your people . May God Bless you & your beloved family.
@eyobamine3557
@eyobamine3557 10 ай бұрын
ዓጃዋት ምስ ተቖሽመድክን መቐለ ንምሓዝ ሰዓታት ኣብ ዝተረፈሉ እዛ ረሳሕ ኣሜርካ ኮሊፋትና መቐለ ተጻዓኒ ተባሂላ ንፒሪቶርያ ኣምሪሓ ፈርሚ ተባሂላ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ፈሪማ ሕጂውን ብጥፍኣት ህዝቢ ትግራይ ተሓታቲት ጃንዳ ባዕላያ ብሸንኮልን ሕልምን ዝተላዕጠጠት ጃንዳ ዕርበት ሓንሳእን ንሓዋሩ ካብ ገጽ መሬት ክትሕከኽ አዩ ዘለዋ ምስ ኣተሓሳሰብኣ.
@awetmana
@awetmana 10 ай бұрын
እወ ንትግራይ ዝምልከት ካብ ፊደራል ይኹን ካብ ካኦሎት ጎሮባብቲን ክልላትን ምንም ለውጢ የለን። በሃማት መረሓቲ ትግራይ እንተናእሰ እቲ ውዕሊ ፕሪቶርያ ከም ዘይትግበር ዘሎ ንኣደራደርቲ ድምፆም ብዘይ ምቁራፅ ከስሙዑ ነይርዎም። ይኹን እምበር ኣብ ስልጣን መን ፀንሐ ብዝብል በትኪ ሙጉት ግጥም ይርከቡ። ብዝኾነ እቲ ቃለመሕተት ነቲ ዘሎ ኹነታት ዝምጥን እዩ። ሐዚ ውን ናይ ህወሓት ናይ ስልጣን ህርፋን ኩሉ ትግራዋይ ክቃለሶ ይግባእ። እቲ ዝዓበየ ውድቀት ተጋሩ ብናይ ባዕልና ሕመቕ እዩ፡ መራሕቲ መምለኻይ ማሕበረሰብ ብምፍጣሩ። ሐዚ ውን ንመለኸቲ እምቢ ንበል። "ብዘይ መራሒ ዝዕወት ህዝቢ፡ መራሒ ምስ ሓዘ ዝወድቕ ህዝቢ" ይገርም። TPLF is rotten from the inside but everyone should know PP can't be an option for Tigray political dynamics to lead. Thanks Brake Show.🎉
@tamimeskel2189
@tamimeskel2189 10 ай бұрын
ሐፍተይ ወይ ብጻይ ክብል መንግስቲ ትግራይ ትብሉ መንግስቲ ዝብሀል ብኤኮነሚ ብጸትአ ብወተሀደራዊ ርእሱ ዝከአለ እዩ ትግራይ ግን አብ ትሕቲ ኢትዬጵያ ትምሐደር ብሰራሕተኛ ኢትዬጵያ ዝኸፍሎ ግብሪ ዝነብር ርእሳ ዘይትኽእል ሀገር እያ
@shiferawliben9713
@shiferawliben9713 10 ай бұрын
I pass on to Mr.Thinking Tank..😊😉😋😅
@adexweldegiorgis2406
@adexweldegiorgis2406 9 ай бұрын
ብውሑድ ክትሰምዖ ዘይስልቹ እኒ እዝዮም እናሃለው እኒ ደብረፅዮን ትግራይ ይመርሑ! ካብ ሕዉሓት መድህን ትዓቢ!
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 10 ай бұрын
Yes asking challenging and hard questions- our people deserve to know the truth.
@annemensah4091
@annemensah4091 10 ай бұрын
Excellence Vous avez fait un excellent travail pour le peuple de Tigray merci infiniment pour votre service le combat continue le TEGARU toujours besoins de votre soutien merci
@AmanAman-v4w
@AmanAman-v4w 10 ай бұрын
I love Ambassador. Because of Ambassador TIgray diaspora inspiring, organizing , supporting and defeating genocidal regime Ethiopia 🇪🇹 government. Thanks 🙏 Ambassador . Long live Ambassador Fisha
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment 10 ай бұрын
ትግራዋይ መንነት ኣልቦ ኢትዮጵያዊ እምበር ናቱ መንነትን ኣልቦ ዝጠፌኤ ፍቱር ወዲ ኣዳም እዩ እንተኮነ እዚ ዝፈለጡ መራሕቱ 2ተ ግዜ እቲ ንናጽነት እናበለ ዝሸውዶም መለስ ብደሞዝ መዕራብ ብስንዳይ ካናዳ ጠቢሩ ሓሪሱ ከይበለዕ መሬት ትግራይ 20ዓመት ናይታንኺን መድፈን ጋዝ ተሰሚሙ ስርቅን ሓሶት ምንዝርና ስረዓት ዐልቦ ኣንጊሱ እቶም ገዛ ዝይተመልሱ ሸገ ዝመቱ ቅበጽዎም ቃ፤ል መልስ ቀስሉ እዞም 1.5 ሚልዮን ዘህለቁ ድማ ተምሳሳሊ CIa ደምዝተኛ ኮይኖም ነቶም እምቢ ኣይንዋጋእ ዝበለ ሸገ ትግራዋይ ናይ ሻዕብያ ረንጀር ኸዲኑ ብጎረኤት ትግራውይ ሓዉ ኣቅቲሎም ሻዕብያ እዩ ገሩዎ ኢሉ ሕዝቢ ንሕዝቢ ከጻለእ ትግራውይ ኣንጺፉዎ ንምንታይ መንነት ዝይብሉ ዕላማ ስለ ዝይገብር ሕዝቢ ኣጨሪሹ ሕዝቢ ብጥምየት እንተተውወደኤ ፋዕራ የለይ። ትግራይዋይ ንምታይ እዮ መንነት ዘይብሉ መንነት ዘይብሉ ዓላማ ስለ ዝይብሉ ድማ ካብ ሰማይ ኣይመጸእን እዩ ኣቶ ፍስሃ ትግራይ ሃገር ኮይና እያ ማ መንግስቲ ትግራይ ትብል ወይስ እቲ 1,5 ሚልዮን እስኩም ደሞዝተኛ CIA ስርናይ ካናዳ ንትካቦ መ ዕራብ ዕስኩር መነእሰይ ኣዳሊኹም እንትደለኹም ኣምሓራ ዝመቱ እንተደለየ ንደቡብ ውረር ኢሉ ዘ እዘዝ ስለ ዝነበረ ክሳብ ረሳታት ከይተላዕለ መንግስቲ ኣመሪካ ካብ ደብረብርሃን ወጹ ኣንሳሕቡ ኢሉና እዩ ተእዛዝ CIA ኢሉ ክሳብ 6ሲኖ ትራክ ረሳታት ትግራይ ተጋሒፉ ተገሩ ስለዚ ኣብ21 ክፍለ ዘመን ንዘግነቱ ሓወይ እናበለ ብስም ንናጽነት ትግራይ ብትግራዋይ ንደሞዝ መዕራብ (ዘመናዊ ሂማን ተራፊክ ትግራዋይ ንጉዱድ ዕስክርና ካብትምህርትን ማሕረስን ስራሕን ስድራ ከይጥውር ብሓይሊ እንቢ ዝበለ ድማ ረንጀር ኤርትራ ኣልቤስካ ምማትኩም ኣይተርፍን ውጹ ተበሂሎም ቆለዓ መስታ ክርሽን ተኣዚዞም ቡዙሓት ተጋሩ ህጻውንቲ ተኾስቲሮምን ብግሮቤት ኣብ ተሌፍን ተሰኒዱ ብቪድዮ ተሳኢሉ ክትርኢስ በዚ ሸር ተባሂሉ ናብ NU CIA human Rights watch ተስዲድ ነዚ ንምርግጋጽ እቶም ነዚ ዝሰነዱ ብኤርትራን ኣዲስ ኣበባ ተጸዊዖም ምስ ኣረጋገጽዎ ክሳብ ካለእ ንትግርይ ሕዝቢ ዘነውር ኣብ ዓለም መምሃሪ ተባሂሉ ወያነ ነቲ ዕላማ ዘይብሉ ቃልሲ ንግዲ (ንስልጣን ኣዲስ ኣበባ ንምምላስ ኣብሕጊ ከይቀርቡ) ኣብዩ ን ኣመሪካ ገዲፉ ምስ ኢሰያስ ስለ ዝኸደ እስኹም ዓስከር ካብትግራይ ኣደለዉ ንሕና ተከፊሉ ተባሂሉ ብደም ትግራዋይ ዝሸቀጠ ወያነ ዕሱብ እዩ ነይሩ)
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 10 ай бұрын
ደደብ ካልሲ ኢሳያስ ሰብ መሲልኻ ንምምሳል ኣይትሞክር ፈሳዊ ሃዳሚ
@legesealem8642
@legesealem8642 10 ай бұрын
lemani enehasekum hiwetikum mulue hasewiti belaeti seb siga
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 10 ай бұрын
ህዝቢ ወዲቑ ኢሎም ተሓታቲ ዝገብሩ ኣብዛ ዓለም ንመጀመርያ ብትግርኛ እንትዝረብ ይስማዕ ኣሎ:: ተኣምር እዩ:: ህዝቢ ብሓደ ንሓሙሽተ ንዘመናት ተጠፊሩ ብድኽነት ሰንሰን ኢሉ ብዝሑል ኩናት ዓቕሉ ፀቢቡዎ እናሃለወ ትግራይ ትስዕር እናበሉ ሕቡእ ፀረ ህዝቢ ትግራይ ዕላማ ብዘሳውሩ መሰሪታት ህዝቢ ክውቃዕ ተጌሩ እናረአኻ ኣብ ክንዲ መን ብዝኣለሞ ውዲት እዩ ህዝቢ ተወቒዑ ንምምላስ ምፅዓር ደፊርካ ነቲ ሓቅ ፀሓይ ክወቕዖ ምግባር ተጋሩ ካብዚኣ ንምህዳም ህዝቢ ወዲቑ እዩ ናብ ምባል ምምራሕ ይምረፅ ኣሎ:: ህዝቢ ትግራይ ደኣ ንሕና ኢና ኣጀጊንናዮ እምበር ጀግና ኾይኑ ኣይፈልጥን እውንኮ ተባሂሉ እዩ ፍትሒ እንተበለውን ይኣኽለካ ተባሂሉ እዩ ድኽነት ኣሸጊሩኒ እንተበለውን ይኣኽለካ ከም አዲስ አበባ ክትለምዕ እኮ ኣይግበአካን ተባሂሉ እዩ:: ሀዚ ድማ ህዝቢ ወዲቑና ዝብሉ ነቲ ፀገም ንምሕባእን ዓይኒ መርፍኡ ንምጥፋእ እምበር ኣበይ ጠብ ከምተብሎ ዘይፍለጥ መስደመም:: ነታ ነዚ ጥፍኣት ብትግራይ ወገን መን ኣሊሙዋ እትብል ንምኽዋል ገና ብዙሕ ኮለል ክባሃል እዩ:: ዓለም ለኸ መፃረይቲ እውን ይትረፉና ተባሂሉ: ተሓታትነት ፍትሒ ዝምልከትውን ኣጀንዳ እናዋቓዕኻ ሸረረቢ ዝኾነ ኩነታት እናፈጠርካ ወላ ኣኼባ ሒዘ እየ ኢልካ ንኣዋርሕ ሰብ ቀንፈዘው እናበለ ክፅበየካ እናገበርካ ዝርገም እንተሃሊዩ ንደጋደገ ሃሰው ምባል ሱር ክሰድድ እናገበርካ ዝድሕን ጉሒላ ነዚ ኹሉ ጥፍኣት ዝሃንደሰ ኣሎ እዩ ህዝቢ ይድሕን ኣሎ ክነድሕኖ ኢና ተፀበዩና ግን ሰብ ብዓይኑ ንዝሪኦ ዘሎ ንኣኻ ኣይረኣየካን ናብ ዝዓይነቱ የምርሕ ከይህሉ እንተንኣሰ ምሕሳብ የድሊ እዩ
@YordanosEfrem-y1n
@YordanosEfrem-y1n 10 ай бұрын
ዓሰርተታት ሰዓታት ቃለ ምሕትት ናይ ዓሰርተታት ሰባት ኣካይድክስ፡ ቀላል ሕቶ "ኤርትራ ሒዛቶላ ዝብሃል መሬት ኢትዮጵያ ብዝርዝር ኣየናይ ቦታታት እዩ ?" ኢልኪ ምሕታት ክትስእኒ😂😂😂😂
@Seven-star7788
@Seven-star7788 10 ай бұрын
ኣይ ርክብ መንግስቲ -ክልል ዝኣኽለና ሰሪሕና ማልት እንደገና ስልጣን ሃቡኒ ትሓይሽ ኩሉ ሰብ ደዩ ዓሻ ዝመስለኩም ደሓን ኣኽ ገፅ ህበይ በአኻ ደ ትግራይ ትዉከል---ልዕሊ ስታሊን ዝሰ ርሐ የለን ግን ይኣኽለኒ ዘይብል--እዚ ሰብኣይ ንዉሉቅኡ እ ዩ ተጠቂ ሙሉ -ተጋጊና ኣይብሉን -ጌጎኦም ኣይፈልጡ---ን
@AlemashBerhane
@AlemashBerhane 10 ай бұрын
proud of you both-Tigray seb alewa♥
@AdalEr-y3y
@AdalEr-y3y 10 ай бұрын
What did this so called ambassador did for the common Tigray people? What he did is fatten his wallet!
@haylualemm2706
@haylualemm2706 10 ай бұрын
ክቡር ኣምባሳዳር'፡ ንምንታይ እዩ እባ ነባራት መራሕቲ/ኣባላት ሕወሓት እቲ ሐዚ ትግራይ ወዲቓቶ ዘላ ውድቀት ኣሚንኩም ስልጣን ንህዝቢ ትግራይ ዘይተረክቡ? ስልጣን ሕወሓት ክሳብ መዓዝ እዩ? ኩሉ ትግራዋይ ብሕወሓት ምኽንያት ግድን ክመውት ኣለዎ ማለት ድዩ? ትግራይ ኣብ ጽቡቕ ብርኪ እናሃለወት ን ኹሉ ትግራዋይ ዝሓቑፍ መንግስቲ ይመስረት ተባሂሉ ሕቶ ትግራዋይ ደፊንኩም ሕወሓት ሕዚውን ኣነ እየ ዝመርሐካ ኢላ ምስ መሬት ትግራይ ምንም ዘየራኽብ ግጉይ ዝኾነ ናይ ውግእ ስልቲ ሓንጺጻ ብትኽክል ዘይተዓጠቑ ህጻናት ትግራይ ናብ ደብረብርሃን ወሲዳ ኣወዲኣ። ሐዚ ኸ? ኩሉ ሓሊፉ። ህዝቢ ትግራይ ካባኻትኩም ምንም ካሕሳ ኣይጠየቐን። ሐዚ ኸ ንምንታይ እያ ሕወሃት ካብ ሕቱኽቱኽ ወጽያ ንሓዱሽ ወለዶ ስልጣን ዘይተረክብ? ህዝቢ ትግራይ ብሕወሓት ስሕተት ካብ ጆኖሳድ ወጻኢ እንታይ ክበጽሖ ኢኹም ትጽበይዎ? ክሳብ መኦኣዝ እያ ትግራይ ብሕወሓት ዋጋ እናኸፈለት ትነብር? ካብ ሕወሓት ወጻኢ ትግራይ ሰብ የብላን በቃ? ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ።
@wewe5688
@wewe5688 10 ай бұрын
ኲናት ባዕልኹም ጀሚርኩም አንባሳደር ፍስሃ ድማ ብእቕድ እዩ ወጺኡ ነቲ ኹነታት ከተሓባብር 4።
@danielbitew4335
@danielbitew4335 10 ай бұрын
Sawa ragtag! Stay in your barren land where Ethiopia produces cheap soldiers. Hassad HGDEF.
@abrahamtekelehaimanot6504
@abrahamtekelehaimanot6504 10 ай бұрын
thank you, Ambassador
@tesfahiwetnasser272
@tesfahiwetnasser272 10 ай бұрын
ፍስሃ ኣስገዶም ሃዳሚ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 10 ай бұрын
Dedeb !
@loyalbelieve6954
@loyalbelieve6954 10 ай бұрын
Hgdef mendef
@danielbitew4335
@danielbitew4335 10 ай бұрын
Willfully ignorant! You're fluent in nonsense! Guhaf, chenawi, hasawi. Mehyem!
@MG-su4nh
@MG-su4nh 10 ай бұрын
Mesakin gorebetna natkum tsemewo slezeyele abdamatkum teblok toblakat hasadat
@petrosgoshu3871
@petrosgoshu3871 10 ай бұрын
አመካሪካውንሰልዝበሃልነገርናይውልቀመላኺሣርሒእዩጉድአእምበርንህዝቢዘረብሖሐንቲነገርየለንእሞእንተዝተርፍከመይፅቡቅነይሩ
@aronke2801
@aronke2801 10 ай бұрын
መን ድዩ ኲናት ጀሚሩ ? መን ድዩ ንሰሜን እዝ ብለይቲ ዝሓረደ ?መን ድዩ ሚሳይላት ናብ ኣስመራ ጎንደር ባሕርዳር ዝተኮሰ ? መን ድዩ ናብ ዓፋር ከይዱ መሳግድ ዘራኸሰ ኣብ መሳግድ ዝጻሕጸሐ ? መን ድዩ ከም ክዳውንቲ ሻዕብያ ለቢሱ ህዝቢ ትግራይ ዝረሸነን ዝዓመጸን ?
@yohanesbelay8880
@yohanesbelay8880 10 ай бұрын
እኳእ ናትና ኮኑ አቦና ብሀቂ ጥኡም ሰብ ትግራይ ከትጥቀመልኩም ክትሰመእኩም ይግበአ
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment 10 ай бұрын
ትግራውይ ዝብሃል ኢትዮጵያ እምበር ትግራዋይ ዜጋ የለን እዚ ዜግነት ሒዚ ኤርትራዊ እየ ዝብል ኢትዮጵያዊ ኤርትራዊ ኣይኮነን እታ ዜጋነት ዝተዋህበት መዕቀቢቱ ንሸፋቱን ጸረ ጽጥታ ኤርትራውነት እንድሕር ኮይና እቲ ወድባትን ሕጊ ኤርትራን ነዚኦም ኣቀዲሙ ዜግነቱም መንጢሉዎም እዩ እቲ ሕዝቢ ኣቀዲሙ መንመን ተመንጢሎም እዮም ስለ ዝፈለጦም ብግብሪ ንባዕሎም ረእሶም ፈሪዶም እዮም ስለዚ ትግራውይ ዝብሃል ኢትዮጵያ እምበር እዚ መንነት ኣልቦ ኤርትራዊ ሓውሱና እዮም ዝብሉ ዘለ ዓድካ ኣደካ ጠሜያ ትበኪ ኣላ ናደኻ ኩን።
@desalegereme935
@desalegereme935 10 ай бұрын
Ata ezom tagaro akmome ayfeltone eyom
@mulugere8879
@mulugere8879 10 ай бұрын
ዘግንርት እዩ ትግራዋይ,,ኩናማ እሮብ ትግርኛ ዓፈር ኩሎም ብዘግነት እዮም ሓደ ደቒ ክልል ትግራይ ።ትግራዋይ ዘግነት እዩ
@AGYE-m6s
@AGYE-m6s 10 ай бұрын
Good idea
@biniamgebre2984
@biniamgebre2984 9 ай бұрын
ኲናት ጀሚርካ ከተብቅዕ ፣ምስ ተሰዓርካ ድማ ጀኖሳይድ ትብሉ ሲ ኣይትሓፍሩን ዲኹም። ካብ ናይ ወያነ ፕሮፖጋንዳ ዝሓልፍ ኣይኮነን።
@danielbitew4335
@danielbitew4335 10 ай бұрын
Medhin, I think you are a brilliant journalist. like always, very informative, excellent, thoughtful discussion with Hon. Ambassador Fisseha Asgedom. He's an incredibly talented, knowledgeable deplomat. Simply Thanks for both of you.
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 10 ай бұрын
ግደ ሓቂ ንምዝራብ አዚ ሰባይዚ ካብቶም ንመንሰይ ትግራይ ጥፍ ኣት ተሓታታይዩ። ንጥፍኣት ዝጉስጉስ ዝነበረ ኢዩ። ካብ ኩሉ ዝገርም ግን አቲ ዓወት ዝብልዎ ዘሎውስ ( ብሕልፊ አዛ ሰበይቲ) ኣየናይ ኢዩ። አድካ ምሃብ ካብ መዓስ ኢዩ ከም ዓወት ዝውሰድ። ግን ኣብ ትግራይ ይካኣል ኢዩ ካብኡ ዝገደደ ጉድብስለ ዝባሃል።
@haregeweinihabte2483
@haregeweinihabte2483 10 ай бұрын
Ayee…..enda Junta💊💔 Dey n’ shaebia tisieruwo mesiluwom eyom mierabawian……ufuf elomukum..😭 Gohafat mukuankum mis reayukum kea…..guhifomukum…..🫣😏
@danielbitew4335
@danielbitew4335 10 ай бұрын
Sawa ragtag! SERAKI bucket 🪣 stay in your barren land where Ethiopia produces cheap soldiers. Guhaf, chenawi, hasawi, hassad HGDEF.
@negasighabru3780
@negasighabru3780 10 ай бұрын
ንሕና እንታይ ጌርና? ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ትብል ሕቶ ንምንታይ ዘይትምሉሱዋ??????????
@haileseged1124
@haileseged1124 10 ай бұрын
መድህን ናዓይ ሐንቲ ክንዲ ሽሕ እስካብ ሐዚ እተቅርብዮም ሰባትን ሕቶታትኪ በቃ ናይ ህዝቢ ሕቶ ቀጽልሉ
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 10 ай бұрын
ኣይ ትግራይ!! እዚ ናይ ጀኖሳይድ ኲናት ትብሎ ዘለኻ ባዕልኻ ዘባራዕኻዮ ኢዩ። ገና ዋጋ ከኽፍለካ ኢዩ። ብድንቁርናኹም ( ስትራተጂካዊ መሪሕነት ዘይምህላው ዲኹም ዝበልኩም) ንትግራይ ከይተፈለጠኩም ብ 1996 ኢኹም ቐቲልኩማ ሕጂ ኣይኮነን ! ሕጂ ትቐብሩዋ ኢኹም ዘለኹም። በዚ ናይ ሎሚ ኢትዮጵያ ክውንነት፣ ጉራጌ ካብ ትግራይ ትፈሪ ! ክስቆረካ ኣሎ!!
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 ай бұрын
ሰንፈላል እባሃል ደቀይ፡ጐቦ ዛኣክል ልቢ እባ ብጐቦ ጌርኩሞ፡ ተራራ ዘንቀጥቀጠ ትውልዲ።
@meselealene-e6r
@meselealene-e6r 9 ай бұрын
LOL and respect .
@desalegngebrezabeher9336
@desalegngebrezabeher9336 10 ай бұрын
ዋው ብጣእሚ ደስ ዝብል ቃል መሕትት. መድሂን በላሕትን ሞጐትን ሕቶታትኪ ዘገርም ናይ ጋዜጠኝነት ዓቅሚ ከምዘለኪ የምልክት. Keep rising Thank you
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 10 ай бұрын
ስርናይ ንምልማን ዲዩ?
@ሽህኣምጥ
@ሽህኣምጥ 10 ай бұрын
ናብ ህዝቢ ውረዲ :: ነዚኦም ግደፍዮም ብህዝቢ ትግራይ ይድለዩ እያቶም ::
@Padre-gw8jy
@Padre-gw8jy 10 ай бұрын
ኣቶ ፍስሃ ኣይትሕዙልና ኢድኩ ም ኢኩም ረክብኩም ኣስትማቅርዎ ነቲ ህዝቢ ትግራይ ግድፍዎ ሰላም ሀብዎ
@wolderufael
@wolderufael 10 ай бұрын
Respect to the honorable Ambassador.
@LoveEritrea
@LoveEritrea 10 ай бұрын
ኣንታ ንመን ከተደናግሩ ኢኹም ምዕራባዉያን ዝለኣኹኹም ተተግብሩ ስለዝነበርኩም ኢኹም እምበር ሎሚ ደኣ ንምንታይ ሰማዒ ሲኢንኩም።
@ፍጹምሰላም
@ፍጹምሰላም 10 ай бұрын
medi ፅቡቅነገርራ ተቕርቢ አለኺ ቀፅልሉ ትሚድያኺ ንኽዓቢ ሳብስክራይብ ላይክ ንኸግበር አፋልጢ ስኸ አይትበሊ ብዝተረፈ ጎበዝ ቀፅልሉ በተለይ አብትግራ ተፅዕኖ ዝፈጥሩ ፈላጣ ብዙሕ አለው አቅርቢ ብዝተረፈ ተመልከቲ ሳብስክራይብ ግበሩ።
@TsegabrhanMahray
@TsegabrhanMahray 10 ай бұрын
መድሂን ግን ክሓተኪንዶ። ኩሉ ሻዕ ክሰምዓኪ ከለኹሲ። መንገዲዶ ኣይኮነን ዝኽየድ? ዝኸድካ/ኪ/ዎ/ና ዮ ክያዶ❌️ ዝኸድካ/ኪ/ዎ/ና መንገዲ✅️
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 ай бұрын
By the way ዝብል ሸማግለ እንተ በዝሑ ቆልዓ ብTake away እንተተርጊምዎ ቆልዓ ኣበይ እዩ ኣቢሱ።ዘረባ ክትስእንን ፡ቃላት ክትልቅብን ፡ሓሳባት ክትኣስርን፡ኣርእስቲ ከተተሓሕዝን by the way.."ደቂ ድቂ ተባዓትዬ ሓበሻ ክሕስዉ ጽግሮም ይሓኩ፡ደቂ እንስትዬ ሓበሻ ክሕስዉ ጽፍረን ይንክሳ"።
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 10 ай бұрын
ኣብዚኣ አዚ ሰብ ኣይ ንመጀመርያ ጊዜ ሓቂ ብጭቕ ኢላቶ። ውያኔ ፕሪቶሪያ ዝኸደትኮ ገመድ ኣብ ጎረራኣ ምስ ኣቶወ ኢዩ መታን ነብሳ ከትድሕን። TDF በሎ ካ አ በሎ ኣኺልዎ ተደምሲሱ አንዲዩ። REALLY IT WAS GAME OVER!!
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 10 ай бұрын
ወይዘሮ መድህን !!!!! በይዛኽን ኣንባሳደር ፍሳሃ ኣስገዶም ኣይትበሊ ታይ ደኣ !!!! ዳብታራው ፍሳሃ ኣስገዶም ኢልኪ ጸዊዒዮ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ሓደ ሰብ ሊዒሊ 70 ዓመት ምስ ዝከውን * ደብተራ * ኢዩ ዝኸውን ኣብ ደቒ ተብዓትዮ ማለት ኢዩ ኣብ ደቒ ኣንስትዮ ውን ሊዒሊ 70 ዓመት ምስ ዝገብራ * ጦንቖልቲ* ኢየን ዝኾና ኣብዚ ሕዚ ጦንቛሊት ኮይና ዘላ ፍልጥቲ ሰበይቲ ኣደይ #ዓጀብነሽ # ኢየን !!!!!!
@yonasgeberehiwot
@yonasgeberehiwot 10 ай бұрын
I have A Question for the so cold AB let alone Tegaru Palestine 🇵🇸 don’t get justice 2 Q If Tegaru for the last 30 years 70% in safety net ?? Why would the elite people start a war don’t make any sense at all this man have blood in his hands all the leadership of Tigray families are in Denver 🇺🇸 sadly the poor Tegaru child has to sacrifice😢😢
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 9 ай бұрын
because we are not Palestinian the whole world know who we are who got 40000 years old civilization we humiliated invading power Arabs turk Italian etc so the whole world know we are not the piece sheets of Arab turk Italian British etc the children of jebha called shaebia Eritrea 🇪🇷 also before ur death u gonna witness it babene alora kalas sakit mara fnistra endiayamo 😊😊
@asterkinfe7560
@asterkinfe7560 9 ай бұрын
ዝግርምዩ:: ንአዶም ዝሰርህዎ ከመስገኑ ይደልዩ:: መን ንመን ከምስግኖ ???
@Massawa2002
@Massawa2002 10 ай бұрын
ትዕቢትን , ትምክሕትን , ሓሶትን , ዘይነበረ ሓሶት ታሪኽ ምጽሓፍ , ወዘተ ,,,,,,,, ኣብ መጨረሻ ኸምዚ ይኸውን : ኩሉ ጊዜ ወዲስብ እቲ ድዘርኦ እዩ ዝዓጽድ !! ወያኔ ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ደብጾሖ ግፍዒ ኤርትራውያን ከምዘርስዑዎ ፍሉጥ እዩ : ንስሓ ንመረሕቲ ሕዋሓት ኣድላይ ይመስለኒ :
@Wed_Keren
@Wed_Keren 10 ай бұрын
ን ኤርትራ ዝጠጃእኩምዎ ስዋ ናይ 20 ዓመት: ፈጣሪ ነዓኩም ገልጥምዎ ኢልኩም:: ሰበ-ስልጣን ተግራይ ካብ ጌጋኩም ተመሃሩ::
@Welqaithumera
@Welqaithumera 10 ай бұрын
ትግራውያን ኣምበሳደራት ወይ ከኣ ኣክቲቪስትስ ኲናት ባዕልና ስለዝጀመርናዮ ቀዳማይ ጌጋ ናትና እዩ ኔሩ ንኸይትብሉ ስለምንታይ እያ ተሕፍረኩም ?😢😮😅 "ስልጣንኩም ከተምልሱ ተለዊኩም ተሪፍኩም" ተበልናኩምሲ ጽቡቕ'ዶ ይመስለኩም ?😅😅😅😅
@GebreMedhin-w6g
@GebreMedhin-w6g 9 ай бұрын
Ambassador, you don't have to hate TPLF to say that, they are so stacked on their mess to stand for Tigray. PP's presence or absense is not the issue here . speak on what we have at hand.
@panial6147
@panial6147 10 ай бұрын
መድህን ክትሓትለይ ዝደልያ ኣምባሳደር ኣስፈሃ ኣስጎዶም ፕሪቶርያ ክንድዚ ክትግበር ትደልዩ እንተኮንኩም ስለምንታይ ዉዑል ኣልጀርስ ክትግበር ዘይትደልዩ፧ ልዕሊ 20 ዓመት ስስዕቲ በለጽ ደከ ኣይኮነን፧ 😂😂😂😂😂😂😂
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 ай бұрын
ዒራ ሩሕቅ ዘሎ ዲያስፖራ ።።።ጽንሕ ኢልካስ ፕሪትሮያ ፈሪምካያ ክባሃል መስለኒ ዲያስፖራ።።።ዓዲ እንተርሓቀስ ካን ልቢ ኣርሕቁ፡ናይ ሎም ዘመን ፖሮፎሶርን፡ኦክስፎርድን ኤክስፐርትን ከመይ ባላቃ ይኩና።
@Alphacentric1
@Alphacentric1 10 ай бұрын
Annette Weber represents Abiy Ahmed Ali's interest, and she has worked hard to misinform European leaders, including Josep Borrell. While she was promoting Abiy’s interest and obstructing Tigray interest, the Tigray government did not object. Simply put, Tigray does not have a capable government. Sixteen months after the signing of the Pretoria agreement, the constitutionally acknowledged Western and Southern Tigray territories are still under occupation, and the two million displaced inhabitants are languishing. Tigray leaders should have raised this critical issue DAILY. What you hear @54:08 - @55:03 is the main reason to call every Tigraway to unite and do all it takes to reclaim Tigray territories. Medhin is doing an impressive job and a suggestion to make is: How about interviewing Dr. Debretsion and President Getachew?
@mussiewoldeselassie49
@mussiewoldeselassie49 10 ай бұрын
Here we go again, another mouth peace of TPLF talking nonsense after 1.5 million poor tigrayans lost their lives. Where are his family? Where are our poor TDF fighters who saved your your life? 1st class journalist.
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 10 ай бұрын
ናይዚ ኹሉ ዕንወት ኣብ መላእ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰንኪ ናይ መሪሕነት ወያኔን ሰዓብቱን ደገፍቱን ክንሱ ካልኦት ይቅረ ክብልዎም ይጽበዩ ሕንከት ኣልቦ, ጠሪጣስተትሓንከለይ. ዝገርም ኻኣ ፕሪቶትያ ፕሪዮርያ.... ኣልጀርስ ከ? ብዝኾነ ካብኡ ኣይሕለፍ ኣምሓራ መሬቱ ሒዙ ኣሎ ኤርትራ ውን ኣብቲ ሓቀኛ መሬታ ኣላ. ኤርትራ ካብ ኤርትራ ትውጻእ ማለት ግን ዕሸልነት እዩሙ ወድ ድሙ ከም ቀደሙ,ሓቂ ቀቢርኩም ብሓሶት ደሮናኩም ቀጽሉ.
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 10 ай бұрын
Practicing political and carrying out political is a different logic.Start with one step at a time instead.
@SemereZeccarias
@SemereZeccarias 10 ай бұрын
I think your think thank will focus on good reltion with Afar, Amhara and Eritrea.
@BereketBerhe-w7c
@BereketBerhe-w7c 10 ай бұрын
ፈርም ተባሂልካ ፈሪምካ አከለ.pritoria save your life.
@tesfagergishyebio3953
@tesfagergishyebio3953 10 ай бұрын
ብኣራዊት ጥፋእ ድሁል ኣረጊት ሰራዊት ኤርትራ ኣራዊት ይብል ሰራዊት ኤርትራ ብስነምግባርን ብስነስርዓት ዝፍለጥ ኣርሓ ቐርኒ ኣፍሪቓ ምኻኑ እመኑ 😂😂😂
@fisshG
@fisshG 9 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እዞም ሰብኣይ ቀልደኛ እዮም ... ኣብ ኣሜሪካ ኮይኖም ከቲቶም... 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እዛ ሰብኣይ ልባን ቀልባን ኣብ ቲንክ ታንክ እዩ ዘሎ ... ካምፓኒ ቲንክ ታንክ ኣጣይሻ ካብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዝመጽእ ሓገዛት መካይዲ ስራሕ ዶላራት እንዳ መጸየት ክትንብር እዩ እቲ ኩሉ ውጥና ... እቲ ኣምባሳደር ዝብል ሽም ይኹን ስራሕ ከም ጡብ ኣዲኣ ቀቢጻቶ እያ ... መስኪናይ ህዝቢ ትግራይ ...
@arusson6022
@arusson6022 10 ай бұрын
Medhin the best one❤❤❤❤
@TeamuSe
@TeamuSe 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hagosfitum
@hagosfitum 9 ай бұрын
መድህን ስልጣን ድዩ ደልዩ ሐዝኸ እዚ ሽማግለ አረ ምኸርዮ ሸም ቤተ ክርስትያ ይስዓም!
@tigray460
@tigray460 10 ай бұрын
እውነት ለመናገር ይሄ ስዬ አሜሪካ እያለ እዚ ግባ የሚባል ስራ ሲሰራ ያልነበረ ሰው ዛሬ ዲያስፓራን እንዳደራጀ አርጎ ሲያወራ ያሳፍራል ። የዲያስፓራን ትግል የመሩት ውጪ ተወልደው ያደጉ ተጋሩ ወጣት ልጆች እንጂ እነዚ ዜባዎች አይደሉም።
@AdalEr-y3y
@AdalEr-y3y 10 ай бұрын
There is no Tigray nation. There is Ethiopian nation. There is no Tigray nationality or nationalism. There is Tigray kilil. Futile discussion. At the end you all are Ethiopians period!
@tsega-k1t
@tsega-k1t 10 ай бұрын
አየ ተጋሩዋኒ ኮለል በሊ ሻሹ !!!!!!!በሉ እቲ ሐቂ ዶ ክነግረኩም እስኹም ምስ ነብስኹም ተዓረቁ ሐቂ ተዛረቡ ልዕሊ ኩሉ ካብ ርእስና ዉረዱ ምስ ኤርትራ ሰላም ከይ ገበርኩም ሐለፈልኩም ማለት ዘበትትትትት !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@meharigebre2366
@meharigebre2366 10 ай бұрын
ገመድ ንፈሓሲሓ! በዓል ንስኻ ብዝሓንኸርክሞ ተንኮል ንህዝቢ ትግራይ ኣደዳ ሞትን ጥሜትን ኣውዲቅሞ ከይኣክል ሕጂ ድማ ኣብ ክንዲ ተንበርኪካ ይቅሬታ ትሓትት ሕጂ ከኣ ፅቡሕን ዘይፅቡሕን ትዛረብ ኣለኻ ብዝኮነ እዝንኻ ደጊፍና ክነስመዓካ፣ 1,እቲ ጀኖሳይድ ተካይዱና ትብሎ ዘለኻ ባዕልካትኩም ዝወላዕኩሞ ውግእ ንህዝቢ ትግራይ ኣወዲእክሞ። 2,ምስ ኤርትራ ዘለኩም ፀገም ክልቲኡ ህዝቢ ብሰላም ከይነብር ኣብ መጋባኣያ ዓለም ዝተፈረደ መሬት 20 ዓመት ኣብ ዘይመሬተኩም ኮፍ ኢልኩም 3,ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረባብቱ ብሰላም ክነብር ግደፍዎ ፀላእቱ ሕወሓትን ኣተሓሳስብኡን እዩ ። ንስኻ ግን ናይ ብሓቂ ጨካን ሰብ ኢኻ እዚ ኩሉ መንእሰይ ኣደዳ ሞትን መቁሰልትን ኣውሪድኩሙሉ ከይኣክል ብዘይ ሕፍረት ተውሪ ኣለኻ፣ ንስኻ ኣብ ወጻኢ ኮንካ ደቅኻ ተመርዑ ህዝቢ ትግራይ ድማ ብጥሜትን ሓዘንን ይነብር ኣሎ። ሕጅውን እዚ ኩሉ ፀገም ጉዳይ ኤረትራ ከይፈታሕኩም የማን ፀጋም እንተዕለበጥኩም ኣብ ትበፅሕዎ የብልክሙን ኣሽምባይ ዶ ሎሚ ቕድሚ 20 ዓመት ስልጣንን ፀጋታትን ኢትዮዽያ ኣብ ኢድኩም ከሎ ሕልምኩም ኣየትገበርኩምን።
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 9 ай бұрын
Thanks sister medhine.mr fsseha . You are absolutely hidden person. We do follow you all in media for 2 years. You are corrupt political and regional leaders in tigray. Because of you and all leaders of weyane wrong ideological regime tigray people are suffering more than enough years. Please. Tell us what do you do for tigray for 32 years. Sister medhime you are absolutely not asking him the right question. Thanks 🇪🇷 brother USA 🇺🇸
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 9 ай бұрын
ሓሪፋት ሓሳባት ኢኹም ተልዕልለኩሞ፤መድህን ልባም ሰብ፤እንተ ገርዓልታ ግና ተስፋ ህዝብና እዩ።
@ferewoyanitsegazeab7631
@ferewoyanitsegazeab7631 10 ай бұрын
ኸምዙይ ዝኣመስሉ በላሕቲ ደፈራት ዕሙቅ ፍልጠትን ልምድን ዘለዎም ኣያታት እንዳሃለውና እንጎሹ እንቮድካ ክዕንዱራ እትርአ ትግራይ ኣንቃዕሪራ ንጎይትኣ ንኣምላኻ ትለምን ዛዕባታቱ ሃገሩ ዝገብር ንህዝቡ ዝሕለቅ ዕጉስ ፈላጥ ንኽሳግራ ብገንዘብ ዘይታለል ንኽትረክብ
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 10 ай бұрын
ደናቁር ሐደ ጣይታና ሐደ ቁኖና ትብሉ ዓንጃላት።
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 20 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 15 МЛН
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
Horror Skunx 2
Рет қаралды 20 МЛН