ቃለ መሕተት ምስ አርቲስት ፋና ነጋሽ Interview with Artist Fana Negash Sam Sami

  Рет қаралды 138,590

Sam Sami

Sam Sami

Күн бұрын

Пікірлер: 674
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 2 жыл бұрын
ካብ ብቆልዓ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ፅሪይቲ ግን ኣከዳድናኺ ኣስተኻኽሊ ብልተረፈ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኺ መዓረይ😍🙏
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 2 жыл бұрын
ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ተጋሩ ሓላላት ክብርቲ ሓፍተይ ምስ ይቕሬታ ኣከዳድናኺ ኣስተኻኽሊ ነዴታትኺ ምሰሊ
@misgenamheir3979
@misgenamheir3979 2 жыл бұрын
ኣብ ማይዓይኒ መዓስከር ካብ 2011_ 2013 ናይ ፋና ሙዚክ ትሰምዑ ዝነበርኩም ኤሪትሪን እስከ ላይክ ግጭው ኣብሉኒ really it was a great time🇪🇷
@Natan0755
@Natan0755 2 жыл бұрын
🤞❤️
@behabelomhadishhagos8802
@behabelomhadishhagos8802 Жыл бұрын
Akadadnaki astekakli
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 жыл бұрын
ፋና ብጣዕሚ ንፈትዋ ነድንቃ ኣርቲስት እያ ሳሚ 'ውን ጋሻ ጌርካ ሰለ ዝዓደምካያ የቀንየልና ንቀጻሊ ጽቡቅ ስራሕ ከምትለቀልና ተስፋ ንገብር 🙏😍😍
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 жыл бұрын
ፈናዋይ ፅሪቲ እዚ ዝመስል መልክዕስ ኣከዳድና ፈጊርዎ ግን ኣስተካክሊ ዛማዓረይ ቀደም ይሰምዖም ነይረ ደርፍኪ ሐዝስኳ ደርፊ ሓጥያት ምኳኑ ተማሂረዋ ካብ ደርፊ ወፂእና ንኣምላክና እንዝምረሉ ንቅዱሳን ኣቦታትና እንዉድሰሉ ግዜ የምፅኣልና ንስሃሞት የብቅዓና 😢
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 2 жыл бұрын
ትክክል
@ተዋህዶእያእምነተይ-ተ4ረ
@ተዋህዶእያእምነተይ-ተ4ረ Жыл бұрын
ብሓቂ
@berihu07
@berihu07 2 жыл бұрын
ፋና ብጣዕሚ ዝፈትዋ ኣርቲስት ኢያ ብምጥፋኣ ከዓ ብጣዕሚ እዩ ኣተሓሳሲብኒ ነሩ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ በዓልቲ ጡዑም ድምፂ ❤️
@hawshabebda688
@hawshabebda688 2 жыл бұрын
ፋና ነጋሽ ዚፈቲዋ ደራፊቲ መጻ ዒንካዕ ብሰላም መጻኪ👍 ጂቢኢተይ ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ🇪🇷👍 ብሰላም መጸና ኣብ ዚቂጸል መደብ ኣካዲናቲኪ ግን ኣማሓይሺ 👍የቀነለይ ጺቢቅተይ
@Gg-qv9ix
@Gg-qv9ix 2 жыл бұрын
ብቆልዓይ ዝስምዖ ዝነበርኩ ደርፍስ ኣርኪበያ ድሮ ህውከት ዝኮነ ግዜ❤💊🙏
@saaara7869
@saaara7869 2 жыл бұрын
ታይገበር
@A.H.D908
@A.H.D908 2 жыл бұрын
i am from Eritrea, ኩሉ ግዜ እየ ብዛዕባ እዛ ጓል 'ዚኣ ዝሓስብ ኣብ ኤርትራ ኮይነ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ደራፊት We love you ፋና my sis !!
@مريم-ج5ج3د
@مريم-ج5ج3د Жыл бұрын
Kadamet
@fufu7105
@fufu7105 2 жыл бұрын
መጀመርያ እየ ልርእያለኹ ገበዝ ኢኺ ግን ኣከዳድናኺ ኣስተኻኽሊ እዚ ንዓና ንተጋሩ ኣይምጥነናን❤💛💝💟💟
@Feven600
@Feven600 2 жыл бұрын
ዘይሕማምካ ረስኒ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ እዩ ዝገርም እዚይ ክዳን ኢላ ድያ ተኸዲና መፂኣ ኣይ ብእግራ ኣይ ብጡባ ብኹሉ ተቀላሊዑ እወ ኣስተኻኽሊ ንበላ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 2 жыл бұрын
እታይ ሽግር አለዎ አከዳድንአ ከም ጊዚኡን ከምዐዱን ትከይድ አላ አብቲ ዘላቶ ዐዲ ይከይድ እዩ ሞራል ሰብ አትተክፋ ኩሉ ግዜ አለዎ አብ ባህልታት መርዐ አብ ዝኮነ ግዜ በብ ግዜኡን ክትክደን አለዋ አብ ቤተክርስትያን ጥራይ ከምኡ ዘምክዳን እበር አብ ካልእ ከምድላያ ።
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 2 жыл бұрын
🖒
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 жыл бұрын
@@almazgiday9935 😎
@ኢየሩሳለም-ትግራይ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ 2 жыл бұрын
ኣካዳድናኺ ትግራዋነትኺ ዝገልፅ ኣይኮነን ማዓረይ ኣስተኻኽሊ ❤
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 2 жыл бұрын
🖒
@GualRaya-vz4zz
@GualRaya-vz4zz 2 жыл бұрын
ብሓፊቱ ብጥርሓ ተትወጽእ ይሕሻ ነይሩ ዘይ ከም ዓደታታ
@mfhakim3542
@mfhakim3542 2 жыл бұрын
እወ ሓፍተይ ክዳንካ መግለፅካ ዩ
@zufanamera8795
@zufanamera8795 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@nicenice9324
@nicenice9324 Жыл бұрын
ብትክክል ዋይ ኣታ ታይና ንብሎ ኣታ ፖንቲ ግበራ ሓደኣፊቱ እጭ
@Abc-bi3yj
@Abc-bi3yj 2 жыл бұрын
ጥራሕኪ ዶ መሐሸኪይ ነይሩይ ሓደባኣፉ እግዚኣብሔር ዓይነ ልቦናና የብረተልና እምበይ
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 2 жыл бұрын
🖒👍
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ 2 жыл бұрын
✅ከምኡ መሓሻ
@funnybaby6848
@funnybaby6848 2 жыл бұрын
👍🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@tube9434
@tube9434 2 жыл бұрын
ብሓቂ ንጋገ ኣለና
@bsikiros7171
@bsikiros7171 2 жыл бұрын
ብሓቂ እቶም ኣወዳት ተሸፍፊኖም ግርምቢጥ ዝኮነ ግዜ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ክንደይ ዝተሓበኡ ደረፍቲ ኢዮም ዘለውና ኣበይ ኣላ ንምንታይ ድምፃ ኣጥፊኣ
@hagosbeyra4978
@hagosbeyra4978 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ፃንሒት የቐንየልና ፋኒን ሳሚን እንተኺእልካ ንሰላማዊት ተኽላይ እውን ቃለ መሕተት ተትገብረላ ደስ ምበለና❤💛🙏
@Tuwaf_media
@Tuwaf_media 2 жыл бұрын
ሳሚ ገፅ ንፈትዋ ፋና ሓፍትና ዘርአኻና ነመስግነካ ኣብቲ ናሃትካ ኣቀራርባ ግን ጉድለታት ኣሎ ሓደ ክትስዕማ ደሊኻኮ ክክክክ ቁሩብባ ርሕቕ በል ካልኣይ ስዋኣ ዝጠዓመላ ሸያጢት ስዋ መሲልካ ሰሓቕ ኣብዚሕኻ ሳልሳይ ክባሃል ዘይብሉ ክሕሰብ ዘይብሉን ካብ ደቅኺ ንመን ትፈትዊ ምባልካ ዓብይ ጌጋ'ዩ ንዓኣ ውን ፈተና'ዩ ንደቃ ውን ፅቡቕ ኣይኮነን እዚ ቃለመሕተት ዶኩሜንት ኮይኑ ዝቕመጥ ስለ ዝኾነ ኣብቶም ደቃ ፁልዋ ከሕድር ይኽእል'ዩ ካሊእ ግን ኣጆኻ ቀፅል በርትዕ
@mebrhitgaldestalovetgray5665
@mebrhitgaldestalovetgray5665 2 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ❤️💖❤️
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey 👍🏻🤙🏽🥺🤙🏽👌🏼
@adeytube3958
@adeytube3958 2 жыл бұрын
ሳሚየ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ንፋና ዘምፃእካልና ዝጠፍኡ ኣርቲስታትና ከምዚ ኣምፀአልና ፋና ሽኮር ጠፊእኪ ነይርኪ እንኳዕ ደሓን መፃእኪ ብሓዱሽ ስራሕኪ ከም እንራከብ ተስፋ ኣለኒ መዓረይ
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ 2 жыл бұрын
ምዕርግርግ እልኪ ኒዒ ዝያዳይ💊❤❤❤💘
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ፋናየ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ ብቆልዓይ ይሰምዐኪ ነይረ💛❤️🙏
@christiangebar8569
@christiangebar8569 2 жыл бұрын
ታማ ቀዲምክያ ኣርግኪ
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 2 жыл бұрын
ፋናየ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኪ ቆልዓ ኾይነ ብናይ ኣቦይ ሞባል ናሰረቕኩ ደጋጊመ ይሰምዓኪ ነይረ ሎምስ ኣነ ይኣርግ ዋ ግን ፋናየ ሽኮር ኣከዳድናኺ ዛመዓረይ ኣስተኻክሊ ስነጥበበኛታት ተጋሩ ከኣ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃበልና ኣነ ኣብዛ ቁርፂ እዋን ዝያዳ ፎትየዮምን ኣፍቅረዮምን ብሰላም ከኣ ምፅና 💛❤🙏ናባዕልና ጃናላት ነበራታትዕ ተጋሩዋኒ ፅሩያት ፍቱውውውውውው እየ ዘብለኩም እግዚአብሔር ምስ ህዝብናን ሰራዊትናን ይኹን💛❤🙏
@ሜሪጓልትግራይ-ኀ3ኰ
@ሜሪጓልትግራይ-ኀ3ኰ 2 жыл бұрын
ንመጀመርታይ እየ ዝርእያ ዘለኩ ግን ኣካዳድናኪ ኣሰታካክሊዮ ኣደታትና ንመሰል ፋናየይ ምቅርቲ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሳሚየይ ለ ብጣዕሚ ዝፈተወካ ሓወይ መደብካ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ ተጋሩ ብዝሑ ተባዝሑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ♥♥♥♥♥♥
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ 2 жыл бұрын
እዚ ወዲ ምዕሩግ ካብታ ጋልትግራዋይ ወዲ ትግራና💊💊🙏🙏🙏👌👌👌ንበረና ሓወኒ
@destawittube5095
@destawittube5095 2 жыл бұрын
ተጋርዋኒ ፁሩያት ኣብ ዘለኩምዎ እመብርሃን ትሓሉኩም ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የርእየና ፈጣሪ🤲 so ሳብስክራይብ ግበሩኒ ደቂ ሓላል መሬት🥰🥰🥰🥰🥰
@ትግራይዓደይመዓረይ
@ትግራይዓደይመዓረይ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት አሕዋተይ ። አከዳድናኪ አስተካክሊ ዝሐፍተይ ጥራሕ ዝባንኪ ዋይ ነውሪ እዩ መዓረይ እግዚአብሔር ሰላሙ የውርደልና
@nigusseberhe1795
@nigusseberhe1795 2 жыл бұрын
ፋንየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኺ ብሃንቀውታ ንፅበይለና መይዳ ሕዝና።
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 жыл бұрын
እውይ አከዳድና እሞ ንሚድያ አይምጥንን በይዛና ደቂ አንስትዮ ትግራይ ልቢ ንግበር ባእ ብዝኾነ እንኳዕ ደሓይ መፃእኪ ፋና ንፈትወኪ ኢና💖💛💊
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🔥👌🏼🤙🏽🔥🔥🥺🔥🥺
@eyeurtube
@eyeurtube 2 жыл бұрын
betami eyi zftow drfey fana marey ney kidemey ena ney hjey .beselam mesayi zhaftey marey💊🙏💊💊💊💪💪💊💊💊✊✊💊💊💞💞💞💊💊
@ጋልሰሓርቲግጀት
@ጋልሰሓርቲግጀት 2 жыл бұрын
አቤት አከዳድና ይበል ትግራወይቲ😜😂ፋና ሓፍትና በሊ አስተካክልኪ ምጽና ሓቢብቲ❤
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey 🤙🏽👍🏻🔥👌🏼🥺👌🏼🥺👍🏻
@brhaneye
@brhaneye 2 жыл бұрын
@@Tomas.okbe3 ጌረልካ
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 2 жыл бұрын
ፋና ሽኮር ባሓቂ ጠፍእኽና ጡዑም ድምጽኺ ከም ማይ ጸምኢና ናብራ ስደት ከቢድ'ዩ ይርዳኣና ብሓዱሽ ስራሕ ብሰላም ካኣ ምጽና ብሰላም የጽናሓና ክቡራት ፈተውታ ድማ ነበረታታዓያ ኢና
@jge7tye640
@jge7tye640 2 жыл бұрын
ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ሓላል መሬት❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 жыл бұрын
ዋው ግርማይ ራያ ኣኾኺ እዩ ማለት ድዩ ብጣዕሚ ደስ ይብል ይገርም
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 2 жыл бұрын
ዋው እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ደቅ ሓላል መሬየት ፋና ሓፊትና ብሃንቀውታ ንፅበይኪ ኣነ ስ ኩለ ግዜ ካትግራይና ኣርትስታት ፋና ግን ደውይ ጠፋኣ ብለ ይጥያቅ ንማሓዝተይ ግን ንኹልና ሕቶ ይኾነና ባይዘወይ ደስስስ ውልን እንካዕ መፀኻልና ካብ ህፃነይ የአ ድፎትየኪ💘💘💘💘💘💘😘😘
@ጓልትግራይእየ
@ጓልትግራይእየ 2 жыл бұрын
ፋኒየይ ቆንጆ ዝፈትዋ ኣርቲስት እያ ኣማን ትብል ደርፊ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ እንኳዕ ረአናኪ ብሰላም ምፅና💞💞💘💘💘💘❤ሓውና እውን የቀንየልና💞💘❤
@danielgebrehiwet6316
@danielgebrehiwet6316 2 жыл бұрын
ናይዛ ሓፍትና ደርፊ ኣብ 2006 -2007 ኣብ መናፈሻ ዓዲ Quala ንሰምዖ ኔርና። ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናይ ይምነየልኪ
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 жыл бұрын
ዋው ፋና ነጋሽ ኣማን ኣማን ደርፍኺ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ነይረ
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 2 жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey natey
@Merimarr-w9k
@Merimarr-w9k 2 жыл бұрын
@@Tomas.okbe3 ጌረልካ ወድነይ
@ሕልሚ-ተዋስኦ
@ሕልሚ-ተዋስኦ 2 жыл бұрын
ፋናዋይ እንኻዕ ብሰላም መፃኪ ንመን ከካፍሎ እትብል ደርፊ ክሳብ ሕጂ እየ ድሰምዓ ማራ እየ ከኣኒ ድፈትዋ
@እሙየተዋህዶፍሬ
@እሙየተዋህዶፍሬ Жыл бұрын
የኔ ሳቂታ❤ ማርያምን ከ 10 ዓመት በፊት ራያ አላማጣ😢አማን አማን በሚለዉ ሙዚቃሽ ትዝታ አለብኝ ታላቅ እህቴን የማስታዉስበት❤❤አትጥፊብን ፋናዋይ😍
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 10 ай бұрын
ናይ ብቆልዒና ደርፊ ንሰምዓ ነበርና👌ግን ኣከደድና ምስ ይቅሬታ
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b 2 жыл бұрын
ሳሚ ሽኮር መደብካ ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ💛❤
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 2 жыл бұрын
ንስካ እውን በርትዕ ሓውና ጎበዝ ቃፅለሉ ግን ምስ ስዋኣያ ድያ ዘላ ታሓታ ነይርካ ሃሃሃሃ
@SaraAli-fp6cd
@SaraAli-fp6cd Жыл бұрын
ፋናየ ብጣዕሚ'የ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ብሌን ዓይኒ ትግራይ አብ ዘለክዬ ሰላምኪ ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ምቅርተይ 😘😘👸💘💘🙏💋💋💋
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ 2 жыл бұрын
ደስ በሃልቲ አሕዋት ፋናየ ፕሊስ አካዳድናኪ እንተንአስ ንብስኪ ዝሽፍን እንተዝከውን ደስ ምበለ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ 2 жыл бұрын
ኣቱም ፅቡቓት እንካዕ ብድሓን መፃእኹም ፅቡቕ መደብ ሳሚ
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 2 жыл бұрын
ሳሚ ሓወይ ዘን ኮሜንት እክብ ኣቢልኻ ለኣኸላ ኢኻ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወኩም 🥰🥰🥰🥰
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ 2 жыл бұрын
ፋናየይ ዝፈትወኪ ናተይ ጊን ኣካዳድናኪ ከም አማሐየሽኪ ይበል ብናተይ ኣታ ሓሳስባ♥️🥀💋💋
@AaaBbb-ii4vz
@AaaBbb-ii4vz 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ የባሃልናይ
@dawitabraham7290
@dawitabraham7290 2 жыл бұрын
She is humble lady much love and respect
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ የሕዝን ፋና ባህልኺ ቀይርኺ ዘይንስኺ መስልኺ ኣነ ከም ኣርቲስት መጠን ንህዝበይ ንዝመጹ ወሎዶ ባህሊ ዓደይ ባህሊ ወለደይ ክምህሮም ዳኣምበር ባህሊ ፃዓዱ ከምህሮም ኣይሚነይን ምክናያቱ ሓደ ኣርቲስት ማለት ህዝብ ከምህር ህዝብ ከንቅሕ ህዝብ ክዉዱብ ኣለዎ እዝ ናይ ሚዕራባዉያን ባሃሊ ግን መሕፈሪ ከም ኣደታትኺ ማዓርግኺ ተቲመፂ ብዝበለፀ ጹቡቅ ነሩ
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክፍሎም ሓወይ ዋላ አነ ከም መጠን ጓል አንስተይቲ ብጣዕሚ ሓፊረ እንታይ ኢና ክንማሃር ካብዚአተን በስመአብ መስተዋዓሊ ይዓድለና እግዚአብሔር አምላክ
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 2 жыл бұрын
ፋና አረ ገለ በልኒ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ሽኮር በተለይ ኣማን ኣማን ትብል ካብ ዝተፋላለና ነዋሕ እዋን ኮኑ ትብል ደርፊ ብጣዓሚ እዩ ዝፈትዎ ደርፍኪ የኔ ቀመም❤️❤️ 💃💃💃
@maharikahsay5744
@maharikahsay5744 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ፍና ሓፍተይ ሳሚ ሓወይ ለ ንከምዚ ዝጠፍኡ ኣርቲሳት ንክተምፅእ ንደሊ ብዝተረፍ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፍጣሪ። ትግራይ ትስዕር።
@asefatadele8645
@asefatadele8645 2 жыл бұрын
Welcome back Fanaye it's great to see you again 💖👌
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
@ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 2 жыл бұрын
ፋናየ ማራ እየ ዝፈትወኪን ዘኽብረክን ጓል ትግራይ ቆንጆ አማን ትብል ደርፍኺ ማራ እየ ዝፈትዋ🥰🥰🥰🥰💊💛❤️❤️❤️❤️
@salina9712
@salina9712 2 жыл бұрын
She is so real I like her❤
@love-jw2eb
@love-jw2eb 2 жыл бұрын
ፋኒ ብጣዕሚ ዝፈትያ 💋 ሳሚ ለ ብጣዕሚ ዝፈትየካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ💋💋
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Жыл бұрын
ፋኒየ ጥዑም ድምፃ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 2 жыл бұрын
ተጋሩዋይ ብሉፃት ዘርኢ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
@misghinagheb9692
@misghinagheb9692 2 жыл бұрын
Agame rukusat junta/janda malelit.
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
ትግራወይቲ እየ ድኪ ትብሊ ኣከዳድናኣ😏 ፋና ሓፍተይ❤ ብጽብቅትኪስ😰ሳሚዬ ቀጽለሉ❤💛
@saaara7869
@saaara7869 2 жыл бұрын
ተስተኻኽል እያ ኣይክፋእኺ ሓፍተይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 2 жыл бұрын
@@saaara7869 ክዳና ከ ሓፍተይ🥺
@umnhm100
@umnhm100 2 жыл бұрын
ፍናየ እንኳዕ ብስላም መፃእኪ ሳሚ ካዓ ደስ ዝብል ኣቃራርባ ቀፅለሉ ንካልኦት ካዓ ከምዚ ክተቅርበልና ንፅበ
@simonluul3417
@simonluul3417 Жыл бұрын
ጛል ነጋሽ ዕድመ የሃብኪ። Sami ሞክሲ ከኣ ቀጽሎ።
@birenatigray8789
@birenatigray8789 2 жыл бұрын
ግን ብጣዕሚ ኢኺ ጠፊእኺ ፋና ምዓረይ በጃኺ ምፅና ምስቲ ጥዑም ዕላልኺን ስሓቕክን ለለ ኣፀለልክና ዋ ደቂ ዓደይ ሳቭስክራይብ ግበሩኒ ቤተሰብና ኹኑ
@brhaneye
@brhaneye 2 жыл бұрын
ጌረ 😳😑
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt 2 жыл бұрын
ፍናዋይ ማራ እየ ዝፈትወኪ ሳሚ ሓወይ ካኣ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ከምዚታት ሒዘካልና መፃእ😘
@newuaq1125
@newuaq1125 2 жыл бұрын
ጀጋኑ አሕዋትና ሳሚ ምስ ጋሻኻ ፋና ሽኮር ንበሩልና 🙏🙏🙏💛💛❤❤💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊✊✊✊💋💋💋💋
@hruhru3084
@hruhru3084 2 жыл бұрын
ኣብ ሂውተይ ዝፍትዋ ድርፊ እንኳዕ ብስላም መፅእኪ ብጣዕሚ እና ንፍትውኩም
@genetgyohans3381
@genetgyohans3381 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሳሚየ❤❤❤💛💛ፋኒየ ካብ ብቆልዓይ አዝየ ዝፈትዋ አርቲስት እንኳዕ ብደሓን መጻኪ ሽኮረይ🧡🧡🧡😘😘😘
@Tube75_Newi
@Tube75_Newi 2 жыл бұрын
ንኣከዳድናኺ ግን ዘማኽረኪ ሰብ የረኸብክን። ብታሕቲ ብላዕሊ ኩሉ ዳርጋ ይረኣ‘ሎ 😊
@SalemTube-y2u
@SalemTube-y2u 2 жыл бұрын
ዝፍትው ደርፍኺ ካብ ተፈልለና ቡዙሕ ዓመት ኮይኑ መጀመርያ ሰደት ኢል ምሰ ወፅኹ ብዝከነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ትግራይ ሸኮር 💘💝
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 2 жыл бұрын
Long live beautiful lady. Long live with all your family 👪. God bless 🙌
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc 2 жыл бұрын
ሓፍተይ ማዓረይ ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ❤️
@ietishehaftaye9890
@ietishehaftaye9890 2 жыл бұрын
ፋኒየ ፅሪቲ ብጣዕሚ ጠፍእኪ ብዝረአክኩ ደስ ኢሉኒ ❤️💛💕🥰
@mihretabamine7777
@mihretabamine7777 2 жыл бұрын
Ane btami eye zfetweki Welcome ane Ala diya eye zbl nere Ane eza derfi texeleni eya Selamn Naxnetn Nhzbi tigray From Eritrea
@mdmidmid5940
@mdmidmid5940 2 жыл бұрын
አሰይይ ምቅርቲ ዝፈተዋ ፋና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤💊⛱
@Danait-h4c
@Danait-h4c 2 жыл бұрын
ፋናየ ምቅርቲ እንኳዓ ዳሕን መፃእኪ ናበይ ዳኣ ጠፍእኪና እና ፍልይ ዝበለ ሕዝክና ተምፅ ተስፋ ንገብር
@yonastesfamariam6923
@yonastesfamariam6923 2 жыл бұрын
Betami eye zeftweki faniteyy qexeliy mareyy
@fhji1903
@fhji1903 2 жыл бұрын
ደቅትግራይ ፍሉያት ፍጥረት ሳሚ የጅግና አነስ ከፈትዋ እንካዓ ድምፃአስማዓካና ፋነየ 😘
@ትግራወይቲ-ዠ4ሠ
@ትግራወይቲ-ዠ4ሠ Жыл бұрын
ፋና ምቅርቲ ብቆልዕትና ከለና ንሰምዓ ዝነበረና ሎሚ ሓዲግናያ ኣሪግና
@beana3912
@beana3912 2 жыл бұрын
ፋና ሽኮር እዃዕ ብሰላም መፃኺ🙏🙏ተጋሩ ይሕዋተይ ምስቲ ጊዜባ ንኺድ ከም ዓዲ ሰለስተ ጥቃቅን ነገር አይንርአይ ሰብ ዝደለዮ ናይ ምኽዳን መሰል አለዎ።እሳ ቃሕ እንተሊዋስ እንታይ ገደሸና።ናብ እምነት ቦታ ከሙኡ ኢላ ተትክደን ነቀፊታ ምሀብ ምስአጥዓመልና። please ሰብ አይንድሀል🙏🙏🙏ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤
@ماجدالقحطاني-و7س
@ماجدالقحطاني-و7س 2 жыл бұрын
😡😡😡
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ 2 жыл бұрын
ፉናኒተይ ብልጽቲ ማራ ዝፈትዋ ኣርቲስ ት 👸🖇️🔥
@waskan7162
@waskan7162 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኹም ደቂ ዓባይ ትግራይ
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ
@ፀጋእመብርሃንዋሕስሂወተይ 2 жыл бұрын
ኣካዳድናኪ ኣስታካክሊ ኣዲኪ ኣይተፅርፊ ክብረተይ ብዝተረፈ እግዚኣብሔር ሰላሙ ይልኣከልና
@elihabeshwit6129
@elihabeshwit6129 Жыл бұрын
እውይ ተዘክሮ ኣለኒ በዛ ጎቦ ሰጊረ ትብል ደርፊ 😢 ቆልዑ ኮና ምስ ምዕባየይ ሓፍተይ ብካሴት ንሰምዓ ኔርና ብተደጋጋሜ ብዙሕ TV ኣይነበረን በቲ ሽዑ ግዜ 😂💚💚💚
@ramycell7359
@ramycell7359 2 жыл бұрын
ፋና ሓፍትና ብደሓን ምጽልና ንፈትየክይ እና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ዮዳነስ
@ዮዳነስ 2 жыл бұрын
ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ዓደይ💕💘
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ Жыл бұрын
ሸኮሪናታት ደቂ ትግራይ ስሱንለይ💗💗💗💗💗ፋና መዓረይ ኣካዳድናኺ ኣስተካክሊ 😳
@yemanetube3217
@yemanetube3217 2 жыл бұрын
ተፈታዊት ኣርቲስትና ፋና ነጋሽ እንኳዕ ደሓን መፃእኺ ስለዝረኣኹዂ ብጣዕሚ ተሓጒሰ💖
@BerheGebremikael-vd4ce
@BerheGebremikael-vd4ce Жыл бұрын
Fana btami eye zednkaki gn tigraweyti ktbahali tekoynks tgrniga mngar tray zeykones akddna bhali adki ewen amali eshi love u fana
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih 2 жыл бұрын
ደቂ ሪመይ ዓለመይ ሰሱንለይ❤ ዓወት ንሃገርና💛❤💛💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊
@selu5346
@selu5346 Жыл бұрын
ፋናየ እንዃዕ ብሰላም መፃኪ ዝፈትወኪ ናብ ፍቅሪ ዝኣተኩሉ እዋን ብናትኪ ሙዚቃ እየ ብምጥፋእኪ ግን ኩሉ ግዜ እየ ዝእልሸኪ ኣብ ዩቲብ ሶናይ ሕጂ ሙዚቃኪ ደሞ ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል ካብ ሕጂ ከይትጠፍኢ ዛምበይተይይ♥️♥️🔰🔰🔰🔰💋💋
@Hagos1018
@Hagos1018 2 жыл бұрын
አሰይ ንፉዕ ጋዜጠኛ ደቂ ትግራይ ዋኒ አብ መቀለ ብሰላም የራኽበና ትግራይ ትስርዕ
@kefalieri3967
@kefalieri3967 2 жыл бұрын
Fana Negash i can't forget 2013
@solianakahsay8552
@solianakahsay8552 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ፋና ነጋሽ ኣዝየ ዘድንቓን ዝፈትያን ብልፅቲ ኣርቲስት ትግራይና💛 ብፍላይ ካዓ እዛ "ጎቦ ሰጊረ ተንዋሕኩ እንሪ" ትብል ቆልዓ ኮይነ ብጣዕሚ ይፈትዋን የዳምፃን ኔረ still know ግን ብጣዕሚ ሰሚዐ ኣይፀግባን፣ ፋና ሓፍተይ ዕድለኛ ኾይነ እዛ ኮሜንተይ እንተንቢብክያ ወናኒት ፅቡቕ ድምፂ ኢኺ ሞ please ኣይትጥፈእና ናብ ሰራሕኪ ተመለሲ💛🙏
@zafuhagos9287
@zafuhagos9287 2 жыл бұрын
ደቅ ዓደይ ፅቡቅ ግን ከም ሓፋትይ አካድናናክ👌 አሰታክክል ብዝተርፍ ቅንጅ ቀፅሉሉ 💞💞
@yoniyoni8714
@yoniyoni8714 2 жыл бұрын
Fana she very popular artist i love fana from eritrea
@hvvv5705
@hvvv5705 2 жыл бұрын
ፋና ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ 💗💗💗💗
@sarasaraa1298
@sarasaraa1298 2 жыл бұрын
ፋና ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፃአኺ ኣኻዳዲናኺ ግን ኣይግደን!❤️💛🙏
@hayelom12
@hayelom12 Жыл бұрын
ፋና ሽኮር ታዝፈትዋ ደራፊት ግን ኣብ መንጎ ጠፊእኺና እንኳዓ ድማ ተመለስክና ዌልካም ሓፍተይ ናተይ😘
@uuyfyuuy4719
@uuyfyuuy4719 2 жыл бұрын
ብሰላም ምፅና ፋኒተይ ፅብቅቲ
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 2 жыл бұрын
ፋናየ ሐዚ ብኸምዚ ንመጀመርያ ግዜ ሪአኪ💝💝 ግን ኣከዳድናኺ ናዘንታሪኽ ዘይብለን ኤርጥሪን መሲሉ🙈😝 miss you ብሰላም ምፅና💝💪✊ትግራይ ትዕወት✊
@ccccf2259
@ccccf2259 2 жыл бұрын
👌😂😂
@zebibzebib7708
@zebibzebib7708 2 жыл бұрын
ፋኒየ እንኳዕ ብድሓን መፃእኪ ማዓረይ ብሰላም ምፅእና
@ሊሊየራሷዋንግስትስለሰውግ
@ሊሊየራሷዋንግስትስለሰውግ 2 жыл бұрын
በጣም የመውድሽ አርቲስት ሽኮር 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Wanatub
@Wanatub 2 жыл бұрын
ፋና ብጣዕሚይ ዝፈትወክን ዘክብረክን እየሞ ገፅኪ ምስራኣኩስ ዝያዳ ክፈትየኪ ተገዲደ ኣምላክ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኪይ
Oct 18/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ንስማዕ ኣገዳሲ Share ንበል
54:27
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 9 М.
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 22 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 32 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 25 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 7 МЛН
"ውድባዊ መንፈስ ንትግራዋይነት ቀቲልዎ እዩ!"
56:51
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
Interview Artist Solomon Haile ጻንሒት ምስ  አርቲስት ሰለሙን ሃይለ
6:15
Dmtsi Tegaru ድምፂ ተጋሩ
Рет қаралды 43 М.
ዕንቁ (ክፍል 17)
36:44
Birabiro Tube ቢራቢሮ
Рет қаралды 69 М.
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 22 МЛН