KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ቑ2- ዳግም ዝጠጠዐት ሂወት እንዳቦይ ገ/ገርግስ በየነ!!!
29:37
ነሹ መጸ መጸ/ ንገዛ መጽዩ ክቐትላ ብፖሊስ ዝተታሕዘ/ ተጠንቐቃ ባ/ ሞኒካ ኣይገደፈትለይን/ ሓፈርና ወ
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
00:28
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
ቑ1 - ሂወት ብዙሓት ናብ ፀልማት ዘእተወ ስሕታን (ጠዓሞ)!!!
Рет қаралды 126,015
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 129 М.
Wushatena Media
Күн бұрын
Пікірлер: 622
@መብርሂትጓልአባሰላማአለው
5 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ብሰላም ናብ ሃገረይ ይመልሰኒና በአካል ክሪኤኪ ትምኒተይ እዩ
@kesetearaya5787
5 жыл бұрын
ኤህ ሓብተይ ናይ ኢዱ ይርከብ ምሕረት ክኣ የውርደልኪ! ካብ ሓውኺ ኤርትራዊ!
@salamb9556
5 жыл бұрын
Kesete Araya ጎበዝ🙏🏽
@የሀገሬሰላምናፈቀኝሻሹፀጋ
5 жыл бұрын
💖💖💖
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
5 жыл бұрын
Kesete Araya ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምሕርት ይሃባ ሓወይ ምዓረይይይ
@ሄራታንብርሃነ
5 жыл бұрын
😘ኣሜን ህያቨይ 💋ክፍእ ኣይዝርካ ዝያዳይ🙏
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
4 жыл бұрын
ኣሜን ወዲ ኤሬ ሽኮር
@AbiTv95
5 жыл бұрын
ብሩክ ቀዳም ሰንባት ይግባራልና ተጋሩ ያህዋተይ ሃውኩም ካብ Eritrea
@temesgenamlakaboy2764
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ንኩልን ክብር ሓውና
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ንኩላትና
@kchnhafteybselamadamlesele8122
5 жыл бұрын
Amen amen amen lebam seb
@lloveyoutigray4348
5 жыл бұрын
አሜን ሓውና
@abrhamtesfay7218
5 жыл бұрын
Amen amen amen hawena
@Zemen271
5 жыл бұрын
እግዛብሄር ካብ ስሑት መዓልቲ የድሕነና ኣሜን። እግዛብሄር ምሕረት የውርደልኪ
@manuellkesete6346
5 жыл бұрын
ሃወይ እግዚኣብሄር ይርአይካ ፡ከምቲ ቲሪእዮም ዘለካ ጸገሞም ፡ ኩሉ ከኣ ናይ እግዚኣብሄር አዩ ፡ኣብዛ ዓለም ብቡዙሕ ዉረድ ደይብ ጸማት ንሃልፋ ምህተት ካብ ኣምላክ እንዳ ለመና ንነብር ደሃር ከኣ ኣሲብና ከአ ኣምላክ ይከፍለና ፡ኣጆና ደቂ ክርስቶስ ሃወይ ሃፍተይ ንበሃሃል ፡።
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉዋይይይኒ ናይ ባሓቂ መምህርና ኢካ እግዚአብሔር ዋጋካ ይክፍለካ ባባዬ
@tsegayatse4570
5 жыл бұрын
እዋይ ኣደና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርደልኪ ኩሉ ፍቃዱ እዩ እሞ ኣጆኪ ኣግዚኣቢሄር ዓይኒ ኣለዎ ዝርኢ እዝኒ ኣለዎ ዝስምዕ ኩሉ ኩሉ ናቡኡ ግደፍየ ክትሓዊ እኪ. kab Hawken wedken eritreawi
@MgGg-kr6ki
4 жыл бұрын
እምምም ትክክል እዩ ልይከኣል የለን ችግር ሓላፋይ ,ዩ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ
@heiejejnzisksn7933
4 жыл бұрын
ብሓደሓደ ዘይ ሓስቡ ደቂ ተባዕትዮ ልበፅሕ ፀገም ይብቅዕ እንተ መምህር ሙሉ ግን ሕማቅ አይሕለፍካ
@edenekubay2616
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ይምሓርኪ ማዓረዋ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ሰብ ጨካን እውይ እውይ😭😭
@ፍታዉጓልሳጅንፃዕዳዘይብላ
4 жыл бұрын
እዝግዮ ማሓረኒ ካብ ኩፉኡ ነገር ጎይታይ ማዓረይ ኣይዙኪ ኣደዋይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ ዝያዳይ ኣለናልኪ ኣብ ጎንኪ መ/ር ሙሉ ማለት ሲ እንታይ እየ እሞ ክብለካ ንዓካ ዝከውን መግለፂ ቃላት ሲኢነ በቃ ኩሉ ስራሕካ በእ/ር. ርከቦ ጅግናየ
@ይትባረክኣምላከኣበዊነኣሜ
5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት ያውርደልኪ ሓፍተይ ምዓረይይይ መ/ር ሙሉ ኣታቡኽ ኣቦ ድካታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣስብታ ኣብ ሰማይ ይክፈልካ ንጨካናት ደማ ልቢ ይሃቦም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
5 жыл бұрын
እዛ 40 ሽሕ ዝበልዐት ብሕጊ ክትሕተት ኣለዋ ኣጆኪ ኣለና ተጋሩ የሕዋትኪ ክንሕግዘኪ ኢና ቅድሞትኪ ዛሓፍተይ ኣብ ዕሸል ዕድማኣ ዝተሃሰየት ሓብትና ኢደይ ኢድና ንበላ ተጋሩ
@Erifutuer
5 жыл бұрын
Germe alkui/ alka zarkui zhafty
@ጋልሳዕሲዕፃዕዳእምባ
5 жыл бұрын
@@Erifutuer እወ እዛ ሰብ ብሂወት እንተሃልያ ግድን ክትሕተት ኣለዋ ገለ እውን ጌራትላ ትከውን ሰብ ሎሚ ከፊኡ እዩ ዘሎ
@mekonnenkahsay4319
5 жыл бұрын
how can we help her please organize this
@elsaberhe5884
5 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ኣባይኪ ኣባይኪ እዝግሄር ናይ ኢዱ ይኽፈሎ ኣደ ደቅኺ ይግበርኪ ዝሓፈተይ ❤ ኤርትራዊት ሓፍትኺ።
@ናይማርያምባርያእየናይኣም
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ሓፍተይ እዉይ ከመይ ዓይነት ጭካነ እዩ
@solowediato2301
5 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ እቲ ንኹሉ ዝፈጠረ ኣምላክ ዓይኒ ኣለዎ ምሳኺ ይኹን ኣምላክ ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኹም ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ሰላም ይምነየልኩም።
@almaz6270
5 жыл бұрын
ጋዘጠኛ ጀግና ዓይኒ ትግራይ ቀፅለሉ
@filimonzomi7902
5 жыл бұрын
ሰባትሲ ማዕረ ክንድዚ ንጨኻኸን ነንሕድሕና ምሕረት ካብ ፈጣሪ ዩ ሞ መሕረት የዉርደልኪ መዳሓኒና ጎይታና እየሱስ ኩርስቶስ ድንገል ማርያም መሳኪ ትኩን ዛሓፍተይ
@ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ እግዚአብሔር ታሪክ ቀያሪ እዩ ታሪኩም ይቀይር እታ 40 አጭበርቢራ ዝወሰደት ናብ ሕጊ ኣቅርቡዋ ሆሆሆዳምምምም ናይ ሰብ ስጋ ዝበለዐት
@fkaduzerai5082
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ፥በሉ የሕዋት ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን እትርከቡ ወገናት ኢደይ ኢደይ ንበላ ነዛ ሓፍትና፥ ሓውኹም ኤርትራዊ እየ።
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣሕዋትና።
@jonjovani47
5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላክ ሙሉእ ምህረት የውርደልኪ ኣጆኪ ኣብ ጎንኪ ኣለና ሓውኩም ካብ ኣስመራ
@asmelashtesfay5931
5 жыл бұрын
ኣንታ ብሩኽ ወገን መምህር ሙሉእ ሃይለስላሰ ፡እግዚኣቢሄር ቅኑዕ ልቢ ለጊሱልካ ዩሞ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና
@ብመንገድካምርሓኒእግዚአብ
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕርት የውርድ መምህር ሙሉ እግዚአብሄር ዕድሜ ጥዕና ይሃብካ
@Eritrea8144
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ሓዚነ። ሰባት ክንስና ንሰባት ኣብ እሾኽ ምድርባይና። ኣሕሕሕ ነዛ ሓፍትና ኣብ ስቃይ እባ ደርቢዋ።ግን እቲ ክፈጥረና ዘይኣጸገሞ ምሕረት ንምውሃብ ኣይኣጸግሞን እዩ። ነዛ ክብርቲ ሓፍተይ ከኣ እቲ ለዋህ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደላ። ኣነ ክብሎ ዝደሊ! ኣቱም ሰብ ኢና ኣንዊሒና ንሕሰብ! ስራሕ ሸይታን ኣይንስራሕ።
@fasikafasika1729
5 жыл бұрын
ኡፍ ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ። ኣምላኽ እስራኤል ምሕረት ይሃብ። ጋዜጠኛ ኣምላክ ይባርካ። ከምዚ ገይርካ ናብ ቃልዕ ምውጻእካ። መሳኪን ንበይኖም ጸቢባቶም ። ዳሕን ኢዩ ሕጂ ግን ናብ ቃልዕ ስለዝወጸ ፍታሕ ክመጽእ ኢዩ። ሓንቲ ምኽሪ ኣላትኒ ። ነዛ መደብ ኩሉ ጊዜ ኢየ ዝከታተላ ነገር ግን ብሰንኪ ሕክምና ብኣጋ ዝርከብ ኣብ ከቢድ ጸገም ዝወድቁ ብዙሓት ኣሕዋት ርእየ ኣለኹ። እዞም ገዘጠኛታት ኪኣ ከምዚ ሓደጋ ክርከብ እንከሎ ብቕልጡፍ ናብ ሕክምና ክኸይድ ከምዘለዎ ንኹሉ ሕዝቢ ። ሓበሬታ ። ክበጽሖን ጎስጋስ ክትገብሩን ኣለኩም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ባኣጋ ፍጣሕ ዝረክብ ናብ ከቢድ ዝደየበ ጸገማት ኣብዛ መደብ ተዓዚበ ኣለኹ ኩሉ ሰብ ኩሉ ሕዝቢ ኩሉ ተዛራባይ ትግርኛ ካብዛ መደብ ተማሂሩ ጸገምን ሓደጋን ከጋጥም ከሎ ብኣጋ ናብ ዝምልከቶም ኣካላት ይኹን ናብ ሕክምና ክነብጽሖ ኣሎና። ጸገም ኢዩ ኢልና ክንቅበሎ የብልናን። ደጊመ ነዛ ስድራ ቤት ምሕረት ይሃባ ። ካብዚ ኣትያቶ ዘላ ጸልማት ናብ በርሃው ዝበለ ብርሃን የሰጋግራ። ይብል ። ሓውኹም ካብ ኣስመራ ኤርትራ ኢየ።
@rahwameksen3107
5 жыл бұрын
amen bro nakawun bezlkayo kfue ayrkebka abey seb ferom tegray
@ሜሮንትግራወይቲ
5 жыл бұрын
እውይ እውይ ሰብ 😓😓😓😓 ሓፍየይ ማዓረይ እቲ ኩሉ ዝካኣሎ እግዚአብሔር ፈጺሙ ይማሓርኪ 👐 እቶም ቆልዑ ብጣዓሚ የብክዮምኒ ህዝብና ሩሕሩሕ እዩ ኣጀኺ
@dddd-vb4kd
5 жыл бұрын
በእውነት መምህር መሉ እግዚአብሔር ይሓልወልካ ዋጋኻ በእግዚአብሔር ትረኽቦ እኻ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውረድልክ
@senafemsarhaleeds1875
5 жыл бұрын
Egg Habtey egziabhier amlak mhretu yewurdelki
@ሰላምኩሉንህዝበይ
5 жыл бұрын
እዚ ፕሮግራም ዘቅርብ ሰብ ሲ ስርሑ ኩሉ ዘቅርቦ ከሐጉሰኒ፡ ጅግና ዝኮነ ሰብ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ደኺመ ከይበልካ ከምዚ ጌርካ ንብዙሓት እንዳዘርካ ክሕገዙ ትገብር ዘለካ ኣጆኻ ቀጽሎ፡፡
@freweynihanes5171
5 жыл бұрын
Haftey mearey amlak mhret yewrdelki neta nusnetkn ndeqkn yrue fetari unte nezie rgum sebayki znebere gn amlak nay eidu yfdeyo haftkie ኤርትራዊት
@swet8698
5 жыл бұрын
እዋይ ሓፍተይ አጆኪ አብ ጎንኪ አለና ኩሉ ህዝቢ ትግራይ በሉስኪ ናታሓባበራ
@senayeyumengedey2556
5 жыл бұрын
amlak mhret yewrdelki gebari kfue ka amlak yfdeyo
@lloveyoutigray4348
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ቁፅራ ልአኩልና ሓፍተይ ምዓረይ ምሕረት የውርደልኪ
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
+251914294281 (ብርሃኑ ሓዋ ንጠዓሞ); +251914722907 (ሙሉ); +251983118026 (ውሻጠና ኣድሚን)
@amantesfama6702
4 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይይ ኣቱም ዲስክላይኽ ትገብሩ ዘለኩም ፍርሓት እግዚኣብሄር ኣይ ትፈርሑን ዲኹም
@Eruna1993
5 жыл бұрын
Xebekti Haftey Amlak Mulu Mehret Yeazezelki Abayki Yebke . Chekan Zekone Fetret Getimuki . Ajoki Aytebkeyi . Memher Mulu Abi Seb . Kab Fetawikum Eri🇪🇷
@merhawithaile2358
5 жыл бұрын
Atay oaynet ckane Ayu besmamm uff Agzabiher mhret yazzelki
@merhawithaile2358
5 жыл бұрын
Kulu zeysano fetari yexllelki zhafteyy 😭😭😭😭😭
@ats9950
5 жыл бұрын
እዝጋአብሄረ ምሕረቱ የውሪደልኪ ካቡኡ ድማ እዛ ዘይአወፀእት አዉፅኤላ ዝበለት ብሕጊ ክትታሓዝን ካሊእ ዉን ከይትሽዉድ መ/ር ሙሉ ሓደራ ግዜካ ይባረክ
@heritube3508
5 жыл бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ክፍእ ዝሰርሕ ከዓ ኢዱ ኣይስኣን
@hxgghhh3484
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ባእእእእእ እፍፍፍፍ እጃኪ ዝሓፍተይ እ/ር ይምሓርኪ
@tesfaalemfrezgi8699
5 жыл бұрын
Egzabiher goyta serawit Israel akaelo yhabki niu zeykealo yelen emo ybtsahki......kap 1000000000000 mtsninae sep natu ybeltsie
@danitube8639
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዋጋካ እግዚአብሔር ይክፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@bereketdebesay8938
5 жыл бұрын
Ah btami kebdka zbelie fxame egziabher netom eshelat kolu riu mhret yewrdelki haftey
@biniamyemane9740
5 жыл бұрын
እዝጋቢሄር ምሕረት የውርደልኪ፡ብርክቲ፡ሐፍተይ ሐውኪ ቢንያም ካብ ኤርትራ
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
4 жыл бұрын
ኣሜን ክቡር ሓውና ቢኒ
@semereeri4166
5 жыл бұрын
Uf haftey natey ajoki dahan shikorinatat zikonu qeliet alewki emo beom tahagesi
@ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
5 жыл бұрын
ማዓረይ እግዚአብሔር ይምሓርኪ አጀኪ
@גינטלסלמון
5 жыл бұрын
እዎይ ክብርቲ ኣደ ዘሐዝን ፍጻሜ እዩ ሞ ወሪድኪ እዝጋብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓላል ወላዲት ንገባሪ ሕማቅ ድማ ኣምላክ ባዕሉ ኢዱ ክፈድዮ እዩ እበር ንወላዲት ደቅካ ዶ እዘይ ይፍደ ዘሐዝን ዛንታ እዩ ንኩልኩም ህዝቢ ትግራይን ደቂ እረይን ድማ ብሩክ ቀዳመ ሰንበትን ይግበረልና ወገናተይ
@Tf-ln3pm
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ መዓረይ
@qedamesemaet7582
5 жыл бұрын
እኔም ኤርትራዊ ነኝ እግዚኣብሄር ይማርሽ : ኣቅሜን በፈቀደው ማገዝም ይችላለሁኝ
@gdhdjhdjjx3516
5 жыл бұрын
ብመጀመሪታ ሕማቅ ተሪኪቡ ናይ ብሓቂ ነዚ እይ ተግባሪ ዝገበሪ ዕድሙኡ ይሕጽሮ ስድራምሉእ ናብ ሓዘን ኣእቲይዎም ነዚ ክሰምዕ ንብዓተይ ክቆጾሮ ኣይክኣልኩን ምህሪ ሙሉ ኩሉ እትጎብሮ ቢዶታት ይካታተሎእየሞ። ጸጋ እዝግኣቤሪ ይብጻሕካ እዛ ሓፍትና ክኣ ሓዊያክሪኣ ፍጣሪ ይሓግዛ ካብ ሓውኩም ኤሪትራዊ ክድውለልካእየ ተካተተልኒ ብዝዓቅመይ ንብዓታ ክቆጻጸሮ ኣይክኣልኩን በጀደካ ኣጆኪ ምሕሪት ይውሪደልኪ
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ሓውና!!!
@netsbahbtesfametsbayuihop9223
5 жыл бұрын
ኦውውው ማይ ጋድ አንታይ ስሙዑ ዩ ዚ ኣይድልየከን የ ኢልካ ዘፋነካያ አሞ ኣደ ደቅካ ኪዳንካ ደቅካ አንዳዕበየትልካ ዳሓን ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ኣሎ ንኩሉ ከከም ግብሩ ናይ ኢዱ ክህቦ ዩ ኣምላክ ምህረት የውርደልኪ ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ
@የኣበውሃይማኖትኣትታደስም
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣንታ ጋዘጤኛ ሓውና ከኣ ስለቲ ምጽንናዕካ ብሓቂ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዓስብኻ ይኽፈልካ ሓፍትና ከኣ ደጊመ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ይብል
@haftomkeshi8566
5 жыл бұрын
ብጠዓሚ ዘሕዝን ፍጻመ። ኣብ ምንታይ ኩነታት ኢና በጺሕና ክንድዚ ጭካነ። ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ሓፍትና!!
@የድንግልማርያምልጅነ-የ3ሰ
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር መሕረቱ ያውርደልክ ዋይ ጭካኔ
@elizarai7735
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናይባሓቂ ናይ መልኣክ ልእኽ ኢኻ እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና እዛ ሓፍትና ይሓግዛ
@ትግራይዝዓደይ-ዀ4ጘ
5 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ መዓረይ ክትፅብቅ ንሳን ደቃን እ/ሄር ምሕረት የውርድ ኮሚንቶች ኩላትና እ/ሄር ምሕረት የውርደልኪ ኢልናያ ኣለና በተለይ ሳዑድ ዓረብ ረያል ንነብር 50ረያል ን ዓኣ 400ሚኢቲ ትኮነላ እያ ንሕና ግን ኣብ ካርዲ ኢና ነጥፋኣ እሞ ዓቅምና ዝፈቀዶ ንስደደላ ወይ ጉሩብ ከፊትና ንሓግዛ ።
@jcfug3355
4 жыл бұрын
Selki lakley mary
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይላኸልኪ እሳን ደቃን ሽኮሪናታት ሙቁራተይ ኣይዞኪ ዝያዳይ እወ ብፍላይ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣእዳውና ይፈሐና ብዓቕምና ንሓግዝ ኣሕዋት ሰብ ንምሕጋዝ ሰብ ምኻን እኩል እዩሞ
@merilovr5981
4 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ሓፍተይ ተስፋ አይትቁረፂ መዓረይ
@livelikeahuman8859
5 жыл бұрын
ኣምላክ ነቶም ደቅኪ ክብል ኣይገድፍርኪን እዩ ኣጆኪ ብፍላይ እቶም ቆልዑ ካብ ዓቀን ንላዕሊ የሕዙኑካ ከብድካ ይበልዑ ወላዲትካ ከምዚ ክትከውን ኣብ ነብስካ ክትሓስቦ ከለካ ኣዝዩ እዩ ከቢድ ናይብሓቂ ከማን ኣምላክ ዓቅልን ሓይልን ሂብዎም ንብሚልኦም ስድራ ሓውካ ማለት እዚ እዩ ሽግር ከኣ ክፍትን እምበር ክነብር ኣይመጽእን እዩሞ ኣጆኪ ድንግል ማርያም ከተርህወልኪ እያ
@ስድፍግስድፍግ
5 жыл бұрын
እውይ ማእርይ እዛ ቆልዓ ትብክይ መስኣ እየ ነብዕ መስክን እግዛብሄር ይማሃራ ማሃርይ እዪ እሞ ካብ ኩፍኡ መርኣይ .መሕሳብ . ይማሕርና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይ እኖ ድ ተሓመም ኣብቱ
@ልሊጋልደራ
5 жыл бұрын
ዋይፍጣሪ አምላክ ምሕረት የውረደልኪ መ/ር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ1000 ዓመት ንበረ ኩፍእ አይዝርካ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን አንስዋ…………
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እንታይ ዓይነት ጨካን ፍጡር ዩ ብኣሚኑን ብደቁን ክንድዚ ጭካነ እዝግዮ. ሓፍተይ ማዓረይ ኣምላኽ ብኢዱ ይዳስኪ እንካዕ ሞት ኮይኑ ዘይምመጸ እምበር ቁስሊ ብሓይሊ ኣምላኽ ሓዋዪ እዩ ዝወለደት ኣደ ክብሪ እምበር ጥይት ኣይግባኣን ግን ስሑት ማዓልቲ ውዒሉ ብናይ ሓንቲ ማዓልቲ ጌጋ ዘልኣለም ኣብ ጣዕሳ እዩ ክነብር ..ሙሉ ሓውና ኣምላኽ ጻማኻ ይኽፈልካ
@tv-gc1yx
5 жыл бұрын
እዚ ትብለና ዘላ ክፉእኻ ከዊልካ እዩ ናይ ኣንስቲ እታ ረሳሕ መልሓሰን ኣይገልጽኣን እየን እምበር ብዕርቂ ብሰላም ዝተፋትሐ ሰብ እዚ ኣይፍጽሞን እዩ፡ይኹን እምበር ንኽብርታቱ ዝዝልፍ ቃል ምስ ወርወረትሉ ድቃስ ቁርስን ምሳሕን ድራርን ዝረኸበ ሰይጣን ኪድ ተበገስ ብምባል ለኪምዎ ሰበይቲ ሰይጣን እግዚኣብሄር ግን ባዕሉ ምሕረት የውርደላ ፈጣሪ
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
4 жыл бұрын
@@tv-gc1yx እዋይ ሓወይ እንታይ ገደሽካ ምህረት የውርድ ኢልካ ዘይትኸይድ ኣይትፈረድ ከይ ትፍረድ ዝብል ኣሎ ንሱ ሰበይቲ ዶ ስብኣይ ፈጣርን እሳን እዮም ዝፈልጥዎ ዝሓወይ እቲ መልሓስ ዝበልካዮ እውን ኣሕዋትናስ ክብሪ እንሕብኩም ንኣሕዋትኩም እንታይ ኣሎዎ ሽግር ብዝኾነ ከምኡ ኣይባሃልን ብሩከይ
@abaditesfa1286
5 жыл бұрын
ኣምላክ ምህረት የውረድልኪ ኣጆኪ ኣምላክ ኣሎ። ገባሪ ሕማቅ ኢዱ ይርከብ
@ወዲዕባይጭዓናዲ
5 жыл бұрын
ዓሕ ወይ ሓፍተይ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ገባሪ እከይ ከኣ ኣምላክ ናይ ኢዱ ይክፈሎ ።
@angdaw3829
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ🙏
@danitube8639
5 жыл бұрын
Efffffffffff ahwatey e.r baelu kemzemtseo baelu ykenttelkum tselmat ketri zkonekum nab brhan ykeyrelkum
@ለሁሉምግዜኣለዉ
5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይምሓርኪ ሓፍተይ መምህር ሙሉ ፍረፃማካ ኣምላክ ይሃብካ
@የፍቅርግዞማርያምይዞ
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረቱ የውረደልኪ ሓፋተይ ማዓረይ
@ኤልሓኾተባህገይይቐርብኣሎ
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልኪ ኣደይ ማዓረይ ኣደ ስድራ ብርሃን ገዛ ኣብ ሕብረተ-ሰብና ቡዙሕ ዱሑር ልምድታትን ዓመጻትን ኣለዉና ኣብ ትግራይ ኣብ ኤርትራ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እቲ መይላ ናይ ባንኪ ኣፍልጦ የብለይን እሞ እቲ ሜላ ንገረና
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ብውሽጢ መስመር ልውውጥ መልእኽቲ ፌስቡክ ክትረኽበናሞ ዝርዝር ሓበሬታ ክንህበካ facebook.com/wushatena.media
@shegemebre6513
5 жыл бұрын
ዘዝካሕኽሕ ፍጸመ እዩ ንሕማቕ ማዓልትስ የለኩልን በላ ይብሉ ለባማት ወለዲ!፨፨ ከይኑ ግን ሓብትና ምሕረት የውረደልኪ እግዛብሄር ነቶም ህጻናት ይረአ። ናኪ ካኣ ምሕረት ያዝዘልኪ ኣምላኽ። ካብ ልቢ ዝደንግጽኩ ሓውኩም ኤርትራዊ።
@سلامهمحمد-ه4خ
5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ እዞም ዲስ ላይክ ዝገብሩ ዘለው ብዘይፍላጥ ድዩ ዋላ ፀላእቲ ሰናይ እዮም
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመና ዘሎ ግን Like ክገብሩ ሓሲቦም ዶ ይኾኑ Dislike ዝገብሩ ዘለዉ?
@tijitiji4532
5 жыл бұрын
aygremku bgega kkewn ykel ember ezuy nsemuu eka des ayblomn
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
4 жыл бұрын
@@WushatenaMedia ብጌጋ እዮም ዝኾኑ ብሩካተይ እምበር ane ወላ ኣይፈልጦን ነይረ like ኮነ dislike ግን ካብ ኩሉ ይቁጠብ ነይረ ስለዚ ብጌጋ እዮም ዝኾኑ እምበር እዚ ድኣ እንታይ dislike ዘግብር ኣለዎ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ኣሕዋተይይይ
@kirosteka9267
5 жыл бұрын
ፈጣሪ ዩምሓርኪ ሓፉተዩ
@akberetandeberman1497
5 жыл бұрын
Egzeabihir mhret yewrdelki habtey netey
@tikuegoitom2183
5 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ፈጣሪ
@angesetrussom1998
5 жыл бұрын
habtey marey mhret yewrdelk egzabher amlak agek kthawi eki hawna ka admen tanann yeabka
@tsegunguse7388
5 жыл бұрын
አሰይ ፅብቅተይ ጥዕምቲ ላዛ አጆኪ መዓሪተይ ኩሉ ዝከአሎ ልዑል ፍጣሪ ምሕረት የውርደልኪ እማምላክ ካብቲ ለዋህ ውልዳ ምሕረት ትለምነልኪ ፅብቅተይ አጆኪ አይይ ዓለም ፅባሕ ታይ ከምዝገጥመና ዘይንፍልጥ አሕዋተይ ካብ ድንገተኛ ሓደጋን ፍተናን ይሰውረና አምላክ አሜን
@ፅጌሬዳኣለም
5 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ እዝጋቢሄር ከምቲ ፃማካ የሃብካ
@almaz6270
5 жыл бұрын
እዋይ ጭካኔ ብደቅካን ብሂወት ስድራን ኣምላክ ንመን ኢልዎ ህዝቢ ትግራይ ራህራህ እዩ ብቻ ውሕሉል ዝኮነ መንገዲ ኣንጭክንን ንጉድኣት ኣሕዋትና ኣምላክ ይሓግዘና ምሕረት ይሃብኪ ዕሸል ብደቅኪ ተሓጎሲ
@selam6473
5 жыл бұрын
ኣጆኪ ክብርተይ እግዚአብሔር ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትኪ እቲ ሃያል ልኡል እግዚአብሔር ዝስኣኖ የለንእቲ ጌታ ዝሃበካ ተመስገን ምባል እዩ ኣጆኩም ኣቱም ሓገዝቲ ቤተ ሰብ እግዚኣብሄር ዓስብኩም ሰማያዊ ክካፍለኩም እዩ ኣጆኪ ማዓረይ ወላዲተይ ንጌታ ኩሉ ስለ ዝካኣሎ ዘምምራር ኣጆኪ ኣጆኪ ኣጆኪ ኣለና ኣብ ጎንኪ
@aduhabeshawit4238
5 жыл бұрын
Eway haftey mearey fetari mhretu ylakelki 😭😭😭
@gebarhabtab8294
5 жыл бұрын
ወይ ፈጣር ወይ ሰብ ዝረኽቦ ምሕረት የውርደልክ ጽብቕት ሓፍተይ ተበድልክ
@snitlove2331
5 жыл бұрын
ewyyyyy haftey marey amlak msaki ykun 👏ajoki hmaq zgebr nbaelu aybel 😢😢
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ
5 жыл бұрын
አእፍፍፍፍ ናይ እድካ ኣይትሰኣን ጨካን ኣረመኔ እግዚአብሄር ይርዳእኪ ሓፍተይ መዓረይ እመቤታችን ድንግል ማርያም ትድረሰልኪ
@ዓሰብባጽዕኤርትራ
5 жыл бұрын
ምሕረት ይኣዝዝ ሓዳር ሎሚ ኣፍሪሒና እኮ
@WushatenaMedia
5 жыл бұрын
ኣይዞኺ ኣይትፍርሒብሰንኪ ውሑዳት
@ሄራታንብርሃነ
5 жыл бұрын
😭😭👈
@monamanoo3856
5 жыл бұрын
ኣይዘኪ ማምየይ እግዚአብሄር አምላክ ኣሎ ምሳኪ ወላዲተ አምላክ ምሕረት ለሚና ናብ ፍቁር ወዳ ምሕረት ትልኣከልኪ ማምየይ ንሱ ድማ እግዚአብሄር አምላክ ክፍርዶ እዩ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
5 жыл бұрын
እዋይ እዞም ደቃ ኪሺኩሪ አምላኪ አደኩም፡ሓውያ ንምራአይ የብቅዒኩም፡ጺቢቃት
@እግዚአብሔርእረኛየነ-ጨ5ዠ
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 እግዚአብሄር ጨሪሹ ይማርኪ ማረይ
@abaditesfa1286
5 жыл бұрын
መምህር እውን እትገብሮ ዘለካ ሰናይ ተግባር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@baskesport8897
5 жыл бұрын
እውይ ሓፍተይ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ። ኣብ ዓቢ ሕክምና ስለ ደይበጽሐት ኩሉ በብዓቕሙ ክሕግዛ ይላቦ ፡ ብፍላት ኩላትክን የሕዋት ትግራዎት ኣዋልድ ብዝያዳ ክትሕግዝኣ ይላወበክን ።
@ruthaghiday5265
5 жыл бұрын
እውይ ጭካኔ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ምሕረቱ ይላአኸልክይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ
@ሄራታንብርሃነ
5 жыл бұрын
😥😥እውይ ኣምላኬ ሆይ ብስሩ ሓዳር ክንገብር ዲና ከፍርሕ ዘመኑ🤦♀️😭 ኣይይ መጨረሻ ዘመን ዲና በፂሕና😢 ኣምላከይ ተለመነና ሓጥያትና ሓዲግካ ይቅረ በለልና እዋይ ሰብ ምኻን ብዙሕ እዩ ምንባር ማለት 😭😭ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ🙏🙏🙏
@Helawit
5 жыл бұрын
ሀፍተይ ምህረት የውርድ ፈጣሪ ካንቺ ጋር ይሁን
@ኣዶኤፍሬም
5 жыл бұрын
ቕድመኺ ይስጠሐኒ ወለላዋ ቅዱስ ጅወርግስ ይማሓርኺ ኣይዞኺ ዛሓፊተ ኣሕዋትኺ ቃዕሚና ንገብረልኺ ወና ኣደዋ
@hiwetyealemey7380
5 жыл бұрын
Amlak ybarkom etom yehwata bhaki nfuat men kemzi ygebr
@selamtube372
5 жыл бұрын
መምህርናን ኣቦናን ክቡር ሓውናን ነመስግነካ ነዚ ክንርኢ ኣፍደገ ዝኸፈትካልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና በርተዐልና ንዓና ውን ዓይንና ትከፍተልና ኢካ ዘለኻ ንፈትወካ ኢና ።
@samientertement4239
5 жыл бұрын
እዋይ ሐፍተይ ኣጁኪ ,አምልክ ምስኪ ይኩን.🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@تروكالشايب
4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ናተይ ኣነ gaul 26ዓመት እየ ኣዶ ሓንቲ ቆልዓ እየ ግን ሓዳር ንኸይገብር ካብዚኣን 3 ደቃ ገዲፋ ንትግራይ ዝኣተወት ተዛራቢት amaharcna ምስ 1ጋላ ኣዶ ተማሂረ ኣለኹ
@gualtigrayfetawitselomunha2504
5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ 😥😥😥
@HaniGualFikrHani
5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ሓፈተይ ናተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😥😥😥😥😥😥😭😭😥😭😥😭😥😭😭😭😭 እታ ዓይነት ስይጣን ማዓልቲ እያ
@galeryyyyyy527
5 жыл бұрын
God bless you .you will be ok same haw praye to God 😞😞😢🇪🇷🇪🇷
@freweynifetyeyo7568
5 жыл бұрын
እግዛብሄር ምህረት የውርደልኪ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@lloveyou1210
5 жыл бұрын
ኢዋይ ሓፍተይ መዓረይ ፈጣሪ ምሕረቱ ይውሪደልኪ እና ኣጆኪ ኣብ ጎኒኪ ኣለና ንሕና ትግራወት
@lloveyoutgrayadeydfvhhh9127
5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢 ብጣዕሚ የሐዝን ወላዲተ ኣምላክ ምሕረት ተውረድኪ። ኣይካኣልኩን😢😢😢😢
@عبدالرحمن-ه1ل9ر
5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዚኣብሄር ዪባርካ ብጣዓሚ ዘሕዝን
@ኣደይልዕሊኩሉ
5 жыл бұрын
ምሕረት የሃብኪ ሓፍተይ
@teklityemane6225
5 жыл бұрын
mherat ywrdlki amelk mama
@mhretbrhane7006
5 жыл бұрын
Amlak mhret yewrdelki haftey
@ghh5039
5 жыл бұрын
ማማዬ ባዓል ብዙሕ ምሕረት ዝኮነ ኣምላከ ቅዱሳን ምሕረቱ የውርደልኪ ንቲ ገባሪ ክፉእ እውን ኣምላክ ይቅረ ይበለሉ
@ሩትጎልኣብርሃም
5 жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ መዓረይ አግዚኣብሔር ኩሉ ይከኣሎ እ ዩ ሞ ም ሕረት የዉርደልኪ
29:37
ቑ2- ዳግም ዝጠጠዐት ሂወት እንዳቦይ ገ/ገርግስ በየነ!!!
Wushatena Media
Рет қаралды 152 М.
ነሹ መጸ መጸ/ ንገዛ መጽዩ ክቐትላ ብፖሊስ ዝተታሕዘ/ ተጠንቐቃ ባ/ ሞኒካ ኣይገደፈትለይን/ ሓፈርና ወ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 613
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 82 МЛН
00:28
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
Elsa Arca
Рет қаралды 41 МЛН
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:27
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 7 МЛН
18:46
ሎሚ ወጊሑልና ሓዘና ውን ረሲዕና ሰብ ረኺብና ሰባት ክንኮን ኢና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
29:36
ሶፋንያስ - ንተኣምር ዝተፈጠረ ህፃን ዶ ይኸውን?
Wushatena Media
Рет қаралды 80 М.
11:34
🛑ክልተ ፆታ ስለዘለኒ ተገሊለ //ክልተ ፆታ ስለዘለኒ ካብ ትምረቲ ሪሒቀ/ትብለና ኣላ
MIKI official
Рет қаралды 1,7 М.
45:05
"ኣቦ ጓሉ ይደፍር - ዘይፈስስ ንብዓት ራሄል!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 124 М.
24:57
ግፍዓዊ ኣቀታትላ ወለደን ኣብ ቅድሚ ዓይነን - ካብ ቤንች ማጂ ናብ ጨለቖት
Wushatena Media
Рет қаралды 128 М.
39:59
ቑ2 - ስድራ ኣያ ኣብርሃ - (3.2 ሚልዮን ብር!!!!!!!!!! - ወረዳ ኣሕፈሮም!!!)
Wushatena Media
Рет қаралды 249 М.
16:29
ሰበይተይ ጉዱእ ኣካል ሙኻነይ ክርስዕ እያ ትገብረኒ #amazing love story #life
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 36 М.
21:31
🛑ከባድ የሆነ ችግር ተፈጥሯል በጣም ያሳፍራል ቤት ደርሳ ድንግል ስላልሆነች አፍራ ጠፋች፣ሰኢድም አዘነ/Zad media
ZAD Media 2 ( ዛድ ሚዲያ 2 )
Рет қаралды 6 М.
35:31
መርድእ ሰበይተይ ኣብ እንዳ ስዋ ሰሚዐ!ልቢ ዝሰብር ታሪኽ ተጋዳላይ ፀጋይ!
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
37:37
9ተ ደቅና ወሊድና ሎሚ ዝመርሓና ስኢና ንብል ዝነበርና ዋጋ ደቅና ረኺባና ወለደይ መዓረይ #ፉሉይ_ብሕትውና #gedam-media
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
00:29
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 82 МЛН