ቑ2 - ስድራ ኣያ ኣብርሃ - (3.2 ሚልዮን ብር!!!!!!!!!! - ወረዳ ኣሕፈሮም!!!)

  Рет қаралды 249,046

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

Пікірлер: 2 500
@frewynitenafakit2173
@frewynitenafakit2173 5 жыл бұрын
ሓዚነ ነቢዐ ተሓጉሰ ነብዐ የቕንየልና ኤርትራዊያን አሕዋትና 🇪🇷እንተ ናይ ተጋሩ ቃል የብለይን እንኳዕ ካብኹም ተፈጠርኩ !!!!💛❤
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 5 жыл бұрын
Btaaimi tbqk des ybleka
@zenahermon7211
@zenahermon7211 5 жыл бұрын
Frewyni Tenafakit እልልልልልልልልልልልልልልልልል ብሓቂ. ረጅም ዕድመን ጥዕናን ናዓኩም ብዝከድክምዎ ብርሃን ዝረገፅክምዎ ለምለም ይኩን ኤርትራ አሓትና ኩለኩም ብሓበራ አምላክ ሽሻይኩም ካብኢድኩም አየፈለ መምህርና ድማ ደዉ የብለል ና. አምላክ እልልልልልልል እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ አቱም ፅሩያት ዘርኢ
@loveyores9499
@loveyores9499 5 жыл бұрын
Ezi nklu zenbe eyu hji ka zhgus eyu bzey aflaly zewxakmo ytkalkum yhwat ewy des kebl enqa awu abqakum
@fisahafutwi6291
@fisahafutwi6291 5 жыл бұрын
@@shalomhalal7869 lol are you sure for that
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን አሕዋትና ንዝገበርክምዎ ሓገዝን ደገፍን ምስግናና ወሰን የብሉን ብዝከድምዎ ለምለም ይፅናሕኩም አብ ስደት ዘለና እውን አብ ዓድና ንምለሰሉ ግዜ ይፍጠረልና ንስካትኩም ደቂ ሓትኖና ምኳንኩም እዙይ ምስክር እዩ። አይሕዋትን ንዝብሉ እዙይ ምስክር እዩ።ካብዙይ ንላዕሊ ታሕጓስ የለን።
@Mhrechanel
@Mhrechanel 5 жыл бұрын
hagos yhabki
@ዓዜንዃዜንጎልጎልሰጊድ
@ዓዜንዃዜንጎልጎልሰጊድ 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓወይ
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 5 жыл бұрын
Entay gerna ahwatna edyom
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 5 жыл бұрын
Amen ንኹልና ሓደ እዬም ዝብፅሑና🙏🙏
@mekonengebremedhin3722
@mekonengebremedhin3722 5 жыл бұрын
@@selamnekulu1731 ለባማት ዳ ኮይንኩም እምበር
@TsfaEusnkey3114
@TsfaEusnkey3114 5 жыл бұрын
እስኪ ልመምህር ሙሉየይ አቦ ድካታት ብLike ደስታኩም ግለፁለይ
@billyga2666
@billyga2666 5 жыл бұрын
ኤሪትራዊ እዬ ክህግዝ ኣቅሚ የብለይን ብታህጋስ በኪዬ ኣምላክ የሃግዝኩም የህዋተይ ።
@Gubsa
@Gubsa 4 жыл бұрын
Billy Ga ajoka
@SNDUMirry
@SNDUMirry 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ሱዚጋልኤርትራ
@ሱዚጋልኤርትራ 5 жыл бұрын
I can’t stop crying But I’m so happy God bless them I am from Eritrea 🇪🇷
@mastakiyuluwameyy1341
@mastakiyuluwameyy1341 5 жыл бұрын
ሱዚ ጋል ኤርትራ btMi xbuk
@ሱዚጋልኤርትራ
@ሱዚጋልኤርትራ 5 жыл бұрын
MASTAKI YU LUWAMEYY** Thanks my darling
@siumsolomon1639
@siumsolomon1639 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ንዓካ ከ ጻማካ ይፍጠረልካ መምህር ሓውና።
@hirutabrah9790
@hirutabrah9790 5 жыл бұрын
ከም ሎሚ ደስ ኢሉኒ አይፈልጥን በእግዚኣብሔር ስም like ግጨዩኒ
@ሰብንሰብሠውለሠው
@ሰብንሰብሠውለሠው 5 жыл бұрын
ደስ ምሽ ኢሉኪ እቲ ደስታ ይኣክለኪ ብዘለኪ ኣመስግኒ ኣይትሰስዒ ነውሪ ኢዩ።
@ftihawiteame6452
@ftihawiteame6452 5 жыл бұрын
fithawi egzabher asbkum yraylkum
@hirutabrah9790
@hirutabrah9790 5 жыл бұрын
@@ሰብንሰብሠውለሠው ብታሕጓስ ይስዕስዕ አለኩ ውውው እልልልል
@hirutabrah9790
@hirutabrah9790 5 жыл бұрын
@@ftihawiteame6452 አሜን አሜን አሜን
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ
@ጓልራያዓዞቦፎታይትኣሕዋታ 4 жыл бұрын
ግጭይ ኣብሉኪ ኣለኹ ኣደዋይ ብፈጣረኣይ ዝመፀኒ ኣያኽእለንን
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 5 жыл бұрын
እልልልልል እዋይ ተመስገንካ ጎይታ ገና ከይ ረኣክዋ ብስእሊ ጥራይ ብታሓጋስ በክያ ሙሊየ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ተጋሩ ኣሕዋትና ብጣዕሚ ተሓጊሰ ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
@dhfiremareyam831
@dhfiremareyam831 5 жыл бұрын
ኤርትራዊያ አሕዋትና ንውዕለታኹ መመለስ ግዜይሃበና ንሕና አሕዋትኩ ተጋሩ ውዕለታኹም አንርስዕን ንኩሉግዜለዎ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 5 жыл бұрын
Gh Gg ውዕለትኩም ውዕለትና ኢዩ ዝሓፍተይ ወይ ዝሓወይ እዚ ካኣ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ኢዩ
@hantieritrea9548
@hantieritrea9548 5 жыл бұрын
ሐጎሰይ ምቁጽጻር ሲኢነ thank you god🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetkuflu3508
@hiwetkuflu3508 5 жыл бұрын
ኢልልልልልልል ኢዉይ ተመስገን ኣምላክይ ሃጎሰይ ወስን ይብሉንr🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@divoradivu3355
@divoradivu3355 5 жыл бұрын
Ellllllllllllll ellllllllllllll temesgen amlakey btami des enla memhr hawey amlak msakum ykun
@mab8113
@mab8113 5 жыл бұрын
Ane wen be ewnet desta kulatna iyu haftey mearey ♥
@ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን
@ቅድሰቲድንግልማርያምፅዮን 5 жыл бұрын
አይ ኤርትራዉያን አሕዋትና አብዘለኽምወ ጥዕና ሰላም ቅሳነት ይምነየልኹም ፈጣሪ ኩሉሻብ አብ ጎኑኹም ይኹን
@tomassankara644
@tomassankara644 5 жыл бұрын
ኣሜን
@anbestesfalem6212
@anbestesfalem6212 5 жыл бұрын
ዘሕጉስ አዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም። አዚ ህዝቢ አዚዶ ምተፋላለየ ኣህምምም ይገርመኒ ኣሎ ደቂ ትግሪኛ ኣሕዋተይ!
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 5 жыл бұрын
Ewi zhabe ezgi yhabo btaemi zehegus
@sdtesdi4264
@sdtesdi4264 5 жыл бұрын
አቱም አብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም ኤርትራዊያንን ተጋሩንይሕዋተይ ፈጣሪ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም
@illi9473
@illi9473 5 жыл бұрын
Egazabher.mulu.tena.yehben.betame.ya.tahgsa.ellllelllll.
@sdtesdi4264
@sdtesdi4264 5 жыл бұрын
@@illi9473 amen marye fhtari mulue tena yhabome nezome deken ewn betami hagosey wesen yeblune
@saramohammed7275
@saramohammed7275 5 жыл бұрын
Amen amen kul geze eritrean tegarun hade ina yehwat ina 😍😍😍😍
@sdtesdi4264
@sdtesdi4264 5 жыл бұрын
@@saramohammed7275 ya bhaki wegnye xebuk alki
@saramohammed7275
@saramohammed7275 5 жыл бұрын
@@sdtesdi4264 🥰🥰🥰🥰😍😍😍
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 5 жыл бұрын
ናይ ሓዘን ብጣዕሚ በኽየ ዛሓለፈ ጊዜ ሕጂ ኻኣ ናይሓጎስ ነቢዔ:: ሰራሕተኛ ናይገዛ ውን ድለዩለን good job 👏 👍🏽መምህር
@rufutatesfay5925
@rufutatesfay5925 5 жыл бұрын
1wardiya,1 migbi tiserih,1 kidan tihatsib tekotsirom eyom eko
@selamnekulu1731
@selamnekulu1731 5 жыл бұрын
Rufuta Tesfay oh ok betami tsebuk abgeza misen kof ela telaken maletey eye
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 5 жыл бұрын
ANEWN BTAEMI EYE BEKYE AENTEY ESKAB ZHABT YGREMKA HAWEY
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል እግዚአብሄር ይመስገን ኣሕዋትና ተጋሩ እና ኤርትራውያን ብዳውፃእክሞ እግዚአብሄር ኣምላክ ኣብዝሑ ይተከአልኹም ልዑል ኹሉ ያሕድርኹም ሕማቅ ኣይሕለፍኩም መምህር ሙሉየ ካብ ኣምላክካ ሪከቦ ካልእ ቃለ የብለይን 💓💓💓💓💓💖💖💖💖💖💘💘💘፬፪
@betielchannel4995
@betielchannel4995 5 жыл бұрын
ኤሪትራዉያን ምስ ተጋሩ ከምዚ ዓይነት ምትሕብባር ምስ ንገብር ዩ ንኩሉ ጸገማትና ክንሰግሮ ን ክእል ምትሕግጋዝ ከኣ ከጸብቀልና ከመልክዓልና መዓት ዩ ብህልናን ሃይማኖትናን ዉን ዩ ኣጆኩም ኣጆና ካብ ኤሪትራ ።
@oneday2929
@oneday2929 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኣፉ እዩ ዘይብጻዩ እምበር ከም ኤርትራዊ ዝልውህ የለን እሞስ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
@Erifutuer
@Erifutuer 3 жыл бұрын
Nehna Eritreawan hade sevile tigrawey Amenui orthoxe haymanote ketmye kegafe keQorer ayndlen ena netatkuime nebate dubble netatna u. zemxe yemxe ab gonkuime alna kulue geza. Poltices gedfna nezrbe seb rebha welke sebat newe neblome.
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን ኣሕዋትና ዕድመ ይሃብኩም
@NormalUser22
@NormalUser22 5 жыл бұрын
ሃገረ ትግራይን🇻🇳 ሃገረ ኤርትራን🇪🇷 ከም ሃገራት ኣውሮፓ ዜጋታተን ብሰላም ዝነብሩሉ ማዓልቲ ማዓዝ ይኮን? ኣየ ፖሎቲካ ረሳሕ ክልተ ኣሕዋት ዘባእስ።
@dhfiremareyam831
@dhfiremareyam831 5 жыл бұрын
አብቀረባ ክኸውንዩ ማዓረይ
@ተስፋዩምንባር
@ተስፋዩምንባር 5 жыл бұрын
ፖሎቲካ ረሳሕ እወ ክከውን ዩ ኩሉ
@meharitmnit9868
@meharitmnit9868 5 жыл бұрын
Ewe hakika amlak ni men elwo habirna ni nebrelu geza yhbena fetari
@muluedomoz4210
@muluedomoz4210 5 жыл бұрын
Ab lbna delo tezaribka hanti mealti kkewn eyu
@samueltesfay1400
@samueltesfay1400 5 жыл бұрын
kbri namlak kem lomi tehaguse ayfeltn hade qaqana hade bahlna ajokum deki tgray ab godnkum alena ☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾☝🏾💓💔💖💖
@tsegittsegit7312
@tsegittsegit7312 5 жыл бұрын
ንእሽተይ ሓገዝ ዓቢ ደስታ ዩ ዘለዋ ሞ ንተሓጋገዝ ክቡራተይ እዘን ምስኪን ወላዲት ከኣ ምሕረት ደቀን ኣብ መሬት ከለዋ የርእየን
@rina9706
@rina9706 5 жыл бұрын
እልልልልልል አቱም አብዚይ ትሳተፍ አሕዋትና አምላክ ፀጋ ጢዒናን እንጀራን ይሃብኩም መምህር ሙሉ ውን ምስ ቤተሰብካ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ አብ ዝኸድካዮ አምላክ ይሓልኻ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 24 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@hayelomhadish9793
@hayelomhadish9793 5 жыл бұрын
ኣሰይ አዚ ሕብረተ ሰብናስ ክጥዕም 🙏 ሓውኹም ኤርትራዊ
@rahelbrhane1330
@rahelbrhane1330 2 жыл бұрын
🥰🥰🙏🤝
@MdBabull-m3h
@MdBabull-m3h 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SNDUMirry
@SNDUMirry 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@merilove7421
@merilove7421 5 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ መም ሙሉ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብምቅፃል ኣብ መላእ ኩርናዓት እትርከቡ ፈተውቲ መም ሙሉ በጃኩም ብዝከኣልናዬ መኪና ንግዘኣሉ
@awethagos3181
@awethagos3181 5 жыл бұрын
Gobez ane abhasabaka aleku
@negash194
@negash194 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኺ ሓፉተይ ንጀምሮ ንሕና ኣጆኹም ዳሓር ቡዙሓት ክስዕቡና "ዬም።
@merilove7421
@merilove7421 5 жыл бұрын
@@negash194 ቴድየ ብከመይ እሞ ክንጅምሮ ሓደ ገባሪ ሰናይ ከምኡ እንተዝርከብ ብሚድያ ወፅዩ ዝዛረብ ደኣ ኣየናይ ኮይኑ ዝተሓባበረና እንተረኪብና ፅቡቅ እዩ
@negash194
@negash194 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኺ አይተጋገኺን ቅድሚ አዋርሕ ይመስለኒ በዚ መደብ "ዙይ ቀሪቦም መኪና ክንገዛኣሉ ዝበሉ ሐደ ማሕበር ሪአ ነይረ
@ማርያምሳባነኝየድንግልባር
@ማርያምሳባነኝየድንግልባር 5 жыл бұрын
ፈጣሪ አምላክ ንገባሪ ሰናይ ክፍእ ኣይንካእኩም ጌታና እየሱስ ክርስቶስ ከም ዝተንሰአሉ ምውታት ስለ ዘተንሳእካ መ /ር ሙሉ ዘይረአካዮ ሽሻይ ይሃብካ ብ የመና ታሕጋስስ ለከ ይብከ ደስታየይ ወሰን የብሉን
@mangestu4336
@mangestu4336 5 жыл бұрын
ወይ ተመስገን አምላከ እስራኤል ተመስገን ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሊኒ መምህር ሙሉ አነስ ዝብሎ የብለይን ፈጣሪ ዋጋካ ሰማያዊ ይግበረልካ
@senaitilovethissongtesfu264
@senaitilovethissongtesfu264 5 жыл бұрын
aseyyyyy temesgenka amlak aboy nezom sedra kemza zrakana entay ysaneka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻 mehret dema kabaka iu emo macholitka cawelom 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 жыл бұрын
amen amen amen amen
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 5 жыл бұрын
😭😭😭😭ብሓጎስ በኽየ።አቱም አብዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም ኤርትራውያንን ተጋሩን ካልኦትን ፈጣሪ ውዕለታኹም ይኽፈልኩም።ዘይውዳእ እንጀራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።የቀንየልና።መምህረይ ሙሉ ድማ መግለፂ ሲኢነልካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ መዓረይ።እንኳዕ ናትና ኾንካ።ንበረልና።ተሓጊስና😭😭
@amaniamani8183
@amaniamani8183 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 💚💖
@arsuarsu6688
@arsuarsu6688 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን
@dbvctjocfjh9608
@dbvctjocfjh9608 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል በሓቂ ክንደይ ደስ ይብል ኩለኩም ተጋሩ ኤርትራዉያን ኣሕዋትና ሰማያዊ ዋጋ ይክፈልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@zenawigebremedhin2610
@zenawigebremedhin2610 4 жыл бұрын
ኤርትራውያን ኣሕዋትና የቐንየልና ክብረት ይሀበልና ሰላምኩም ይብዛሕ
@ሳራጋልዞሙጀጋኑ
@ሳራጋልዞሙጀጋኑ 5 жыл бұрын
ኤርትራዊያን አሓዋትና በጣዕሚ እና ነመሰግን😘😘😍😍
@samigosb8538
@samigosb8538 5 жыл бұрын
ከም ሎሚ ኮሪዐ ኣይፈልጥን ጾሎት ኣቦታትና ምስ ኩልናይኩን🙏🙏🙏🙏🙏
@wedigash
@wedigash 5 жыл бұрын
🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@heriaaa65
@heriaaa65 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን አሕዋትና የቀኒየልና።
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ 5 жыл бұрын
የቀንየልና ኤርትራውያን እሕዋትና ቃላት የብለየን እይ ናይ ኣምላክ ነገር ለካ ንኩሉ ግዜ ኣለዋ
@ffhalhmdulillhsedatabkoeuo2315
@ffhalhmdulillhsedatabkoeuo2315 5 жыл бұрын
ከምዚይ ንዘን ወላዲት ዘሐኀስኩ ረቢይ ይሐኁስኩም
@abrisheydelayifkri3084
@abrisheydelayifkri3084 5 жыл бұрын
ኣሕዋት ኢና
@adudali9060
@adudali9060 5 жыл бұрын
nezi zimesel bahlin nay mithigigazn hwnetn kelen, poloticawyan selam keliomna. nezom sedra dima edmen tenan yhabelna. memhr dima tebarek. selam ni hizbitat ertran tigrayn.
@barowbarow6120
@barowbarow6120 5 жыл бұрын
ኡፍ ከምሎሚ ተሓጉሰ ኣይፈልጥን መ.ር ሙሉ ኣቦ ድካታት ኣብ ዝኸድካዬ ኣምላክ ይከተልካ ክፋእ ኣይትርከብ
@handd4215
@handd4215 5 жыл бұрын
Amen bruk seb eiu emo Bereket amlak ayfeleyo
@yo-di-t
@yo-di-t 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕጉስ ስራሕ እዩ እቲ ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዞም ኩቡራት ስድራ ድማ ሙሉኡ ሐጎስ ይግበረሉም እቲ ዝተረፈ ሂዎቶም ድማ እቶም ወለዲ በቶም ጥዕና ሲኢኖም ዘለዉ ደቆ ሙሉ ጥዕኖኦም ሐውዪም ጠወርቲ ስድረኦም ይግበሮም አሜን አሜን አሜን ክብርን ጸጋን ንሉኡል እዛብሄር ይብጻሐዮ ተመስገን ፈጣሪ ኩላአለም
@love-xg3ws
@love-xg3ws 5 жыл бұрын
አየ መምህር ሙሉ ሓወይ ንስካ ዘይ ኮንካ እታ ንአካ ዝወለደት ማህፀን እያ ብርክቲ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@degneshtades9752
@degneshtades9752 5 жыл бұрын
ኣታ ሙሉ ሓወይ መግለፂ ሓፅርኒ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ዕልልል
@hadu5935
@hadu5935 5 жыл бұрын
ብጣእሚ ደስይብል
@hadu5935
@hadu5935 5 жыл бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ
@rutatsegay8494
@rutatsegay8494 5 жыл бұрын
Nay bhaki 😘😘
@adyamgualmekelle1380
@adyamgualmekelle1380 5 жыл бұрын
ተመስገን ኣምላኽ ኣቦይ😭😭 ብታሕጓስ እውን ነቢዐ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ብዝበለፀ ኣብዚ ስራሕ እዚ ተሳቲፎም እዬም ብፍላይ ኣብ እስራኤል ዞሎኹም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ብኣምላኽ ርኾብዎ ኣሕዋተይ!!🙏 መምህረይ ቃላት መግለፂ ሲኢነልኻ ሙሉ ሓወይ የቀንየልና ወዲ ውቅሮዋ ለባም😍🙏
@shshayrgbe
@shshayrgbe 5 жыл бұрын
ብዝበለፀ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ካብ ልቢ ከነመስግነኩም ንመምህር ኣጆኻ ናይና ጅግና ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኢና
@jamilahjamilah6167
@jamilahjamilah6167 4 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣር በጣም ደስብሎኝል እግዛብሄር ይስጣቹ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ 5 жыл бұрын
አሰይይይይ እልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን እግዚአብሔር አምላክ ናብ ንቡር ጥዕናኦም ይምለሳም
@lovelyangel1339
@lovelyangel1339 5 жыл бұрын
ኤርትራውያን ኣሕዋትና ምስጋናና ወሰን የብሉን ሕሰም ኣይትርከቡ ክቡራተይ ኣብ ስደት ዘለካትኩም ኣምላኽ ይሓግዝኩም ኩላህና 1 ኢና
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 5 жыл бұрын
ኤሪትራውያን አብ ዚከዲኪምዋ ሰላም ጢዕናን ይሀብኩም
@ngstingsti8002
@ngstingsti8002 5 жыл бұрын
ተጋሩ እና ኤልትራወያን አሕዋትና አብ ዘለኩሞ ሰላምኩም ብዝሕዝሕ የበል ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም እንጀራኩም ወሲኩ ወሲኩ የሀቡኩም🙏🙏🙏🙏🙏 🙏🙏🙏🙏
@hirutmusie
@hirutmusie 5 жыл бұрын
Amen niska buruk eika tbarek zehawey
@jerriyelove9673
@jerriyelove9673 4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ኣነስ ብታሕጋስ ቃላት እናሓፀረኒ ዋ እግዚኣቢሄር ስረ መሰረትካ ኩፉእ ኣይሕለፍካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ
@ሓጎሳጋልፃባትአመኣምላክእ 4 жыл бұрын
ብሓቂ መግለጺ የብለይ በበጀሚረ በበይ ክፈፅም ንገበርቲ ሰናይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰምኩም ኣብ ናይሂወት መፅሓፍ ይፃሓፈልኩም ተየመስገንኩ ዘይሓልፈ ደማ ምህርና ሙሉ ብሓቂ ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ምውፃእ ብሓቂ ብጣዕሚ አዩ ዘደንቅ መምህር ሙሉ ዕድመ ማቱስላ ይሃብካ ፀጋ ኣብልዕሊ ፀጋ የዕድልካ አሜን
@maigume6165
@maigume6165 5 жыл бұрын
ሓደ ሓደ ግዜ ናይዚ ዘመን 'ዚ ወለዶ ሙዃነይ የጒህየኒ 'ዩ ሞ ፡ ከም'ዚኦም ዓይነት ገበርቲ ሰናይ ክትርኢ እንከለኻ ግን "ሰብ እባ ኣሎ 'ዩ" ኢልካ ተስፋ ትገብር። ግን ሓደ ካብቶም ሰናይ ዝገበሩ ዘይምዃነይ ቂር ይብለኒ። ዓዲ ጥዕናኹም ይግበረልኩም ኣሕዋት።
@rasmusern9974
@rasmusern9974 5 жыл бұрын
Heru Moka #kes elka tgebr kubur hawi
@LiA-nh4lb
@LiA-nh4lb 5 жыл бұрын
ወይኔ ደስ ሲል በጣም ያሳዘኑኝ ቤተሰብ ነበሩ መምህር ሙሉ እድሜና ጤና ከሙሉ ቤተሰቦችህ ጋር ፈጣሪ ይስጥህ እዉነት በሰማይ የማያልቀዉ ክፍያ ይስጥህ ወንድም አለም
@zeart7670trhzs
@zeart7670trhzs 5 жыл бұрын
መጀመርታ ብሓዘን ነቢዐ ሕጂ ክኣ ብሓጎስ ነቢዐ ኣይርድኣናን ኢዩ እምበር ኣብ ሞንጎና ፍቕሪ ኣሎ ኤርትራውያንን ተጋሩን ንፋቶ ኢና ምምህር ሙሉ ውን ሓገዝ ዘድልዮ ሰብ ኢዩ ንባዕሉ ደሞዙ ክንደይ ክከውን ኢሉ ኢዩ ፡ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ውን ናባካ ኢና መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ሓወይ መዓረይ!!!
@jreeygualquihajreey1821
@jreeygualquihajreey1821 5 жыл бұрын
Kiros shekorina jegna we love you from tigraye
@aronhidray69
@aronhidray69 5 жыл бұрын
ኪሮስ መዓት ወረ ብክልተ ብሰለስተ ሰብ በታቲኖምና እምበር ቀደሙስ ዘይ ሓደ Generation ኢና ሰላም ንክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ድማ ንዓካ።
@missyoumom8697
@missyoumom8697 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉእ እግዚኣብሄር ሙሉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዕልልልልልልልል ዕድመ ኔርትራውያን ዕድመ ንተጋሩ ዕልልልልልልልልልልልል ግን ሓደ ነገር ቂር ዝበለኒ ነገር እንተሎስ ስለምንታይ ኢኩም ድስላይክ ትገብሩ ድስላይክ ዝግበረሉ ቦታ ዘይትፈልጥዎ ዲኩም ኮንኩም ዋላ እንታይ እንበር ከስ ንመምህር ሙሉእ ላይክ እንበር ድስላይክ ኣይግበኦን እዩ ሰበይ እንተኪእልካ ክም መምህር ሙኩእ ኣስተውዒልካ ሕሰብ love you mularey ማራ ነክብረካ ንፈትወካ
@ሩትጎልኣብርሃም
@ሩትጎልኣብርሃም 5 жыл бұрын
ኩሉኩም ኣብ ዚ ሰናይ ተግባር ዝተሳተፍኩም አግዚኣብሔር ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም አምላክ የሓግዝኩም መራሕቲ ናይቲ መደብ እ ዉን አምላክ የሓግዝኩም ሙሴ ሓዉና በ አምላክ ተሓጎስ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ብታሕጎስ ክበኪ ደልያ ገናእይራኣክዋን ፍቶ ብቻ ሪአ እየ ቀደመይቲ ካይነ
@ሰበይኣነእየ
@ሰበይኣነእየ 5 жыл бұрын
rshan rshan bakeya enbar ana da
@mulyekifle3125
@mulyekifle3125 5 жыл бұрын
Amlak yhgzekum sdrabet amlak teum
@mesfunluna6109
@mesfunluna6109 5 жыл бұрын
Rshan haftey ane ka mo kubaya mulu nebat nabea bhaki temesgen amlak mamehr mulu ka GBU ❤
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
@@mesfunluna6109 ሓወይ ብሓቂ ብታሓጎስ የንብዕ እዩ ብቻ ናብዚ ዘብቀዐም ቸሩ መድኃኒት ዓለም ይክብር ይመስገን
@moho4638
@moho4638 5 жыл бұрын
wowwww
@pate840
@pate840 5 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን ለመጀመሪያ ጊዜ አፈላልጌ ማህበሩን አገኘሁት እኔም ተካፈልኩ።ደስታዬ መጠን የለውም ።እንደሀሳብ መኖሪያ ቤት ግዙላቸው አደራ።የዚህ ፕሮግራም አባላት እግዚአብሄር ይባርካችሁ ።
@borntodie6459
@borntodie6459 5 жыл бұрын
ኣህዋት ደቂ ኤረይ ቀደሙም ካብልበይ ይፈትወኩም ነይረ ሕጂ ድማ ብዒሱኒ ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ብሸም ነዚዖም ስድራን ብሽም ተጋሩን የመስግነኩም።
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 жыл бұрын
መምህር ሙልየ ትርፊ ካብ ናይ ሓጎስ ንብዓት እሞ ብምንታይ ቃል ክናገር እየ ብቻ ትምኒተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብካ ይክፈልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን💖💓💓
@linidesbele380
@linidesbele380 5 жыл бұрын
ዝችገሮ ሰብ ይሕለፈሉ ኩሉ ፈጣሪ ዝስኣኖ ነገር የለን ተመስገን ኣምላክ ። ኣብ ስደት ዘለኩም ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ተጋሩን ድማ ብሰላም ናብ ስድራኩም የብቅዕኩ ኣሜን ።
@ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
@ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲መዓረይ 🤲🤲🤲
@awsws3986
@awsws3986 5 жыл бұрын
እሰይይይይይይይይይ ተመስገን አምላኬ ከም ሐዚ ደስስስ ኢሉኒ አይፈልጥን ንመምህር ሙሉ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፅጉም
@serkalemgebru4199
@serkalemgebru4199 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ቃልየተዋህዶፍሬፍሬ
@ቃልየተዋህዶፍሬፍሬ 5 жыл бұрын
አታ ፅቡቕ ንዝገበርኩም እእግዚአብሔር አምላክ ልዕል የብለኩም አነስ ብንብዓት ገፀይ ይሕፀብሎ ማማ ለታየ ደስ ይበልክን አደይ መዓረይ 😍
@ትግራይሃገርናት
@ትግራይሃገርናት 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር አብ መምህር ሙሉ ሓዲሩ ተአምር ይሰርሕ አሎ።እድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ኤርትራውያን አሕዋትና ብጣዕሚ ኢና ናመስግን እግዚአብሔር ዝጎደለ ይምለአልኩም
@froweniegedey6547
@froweniegedey6547 5 жыл бұрын
Amen
@zebibsudan4989
@zebibsudan4989 5 жыл бұрын
ተመስገን ተመስገን ነዚ እንቃዕ አርኦካኒ ንዝሃብኩም እ ር ይመለኦልኩም ንዞም ስድራ ሙሉእ ጥዕና ይሃቦም ፈጣሪ መምህር ሙሉ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ደቂ ኤርየ ተባረኩ
@debishemeha1236
@debishemeha1236 5 жыл бұрын
ብሓቂ ጉህየ በክየ ተሓጉሰ ኪኣ በኪየ ናይ ብሓቂ ጸጉኡ የብዝሓልና ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና የሕዋት።
@aregawitw7454
@aregawitw7454 4 жыл бұрын
ዊይይይይ ከም ሎማዓንቲ ኢለ ተሓጎሰ አይፈለጥን ሰለ ከሉ ነገረ እግዜአብሄር ይመሰገን መም ሙሉ ዕደመን ጥዕናን ንመላእ ሰድራካን
@selam6473
@selam6473 5 жыл бұрын
ኣሰይይ ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ይመስገን ንእግዚኣብሄርዝስኣኖ የለን ንመምህር ሙሉ ን ንኩለኩም ዝሓገዝኩም ኣሕዋትናን ዓስብኩም ካብቲ ልኡል ፈጣሪ ይኩን ኣሜን፫
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 5 жыл бұрын
ኦ ተመስገን ኣምላክ፡ኣቦይ ክጽበ ጸኒሐ ሙለረይ ዋውውውው ህዝቢ ትግርኛ ጥዑም
@genatgenat9946
@genatgenat9946 5 жыл бұрын
ወይ መምህርት መገለፂ ስእነልካ ሙሉ ሓውይ አደ ይ ማዓርይ እንኳዕ ደስ በልኪ አብ ጎድኒኪ አለና ማምይ መምህርት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@tesfutesfa5006
@tesfutesfa5006 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረልኩም ገበርቲ ሰናይ ሰናይን ቅሳነትን ይሃብኩም !
@abebak8523
@abebak8523 5 жыл бұрын
ሙሉየ እግዚአብሔር ህይወትካ ብሙልኡ ብፅቡቕ ነገራት ይባርካ ውለድ ክበድ ህይወትካ ብሙልኡ ናይ በረከት መዕረፊ ኩን!!!
@abrahamyoni989
@abrahamyoni989 5 жыл бұрын
Waw Btaemi des zbel, God bless the people of Eritrea & Tigray "I am so happy from Eritrea.
@haset1987
@haset1987 5 жыл бұрын
I don't understand why 29 evil people dislike this bless work?
@sabatadesse-lee618
@sabatadesse-lee618 5 жыл бұрын
I know.
@Helawit
@Helawit 5 жыл бұрын
I don't know i think like u mayby they are devils
@lemlemgolgejertnehstay212
@lemlemgolgejertnehstay212 5 жыл бұрын
Seddet fekeri seb zeybulkum animal
@tesfakirosmesele5130
@tesfakirosmesele5130 5 жыл бұрын
I don’t understand why 70 evil people dislike this bless work?
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ዝጸልእ ሰይጣን ጥራይ እዩ ግደፎም ፈትዮም ኣይኮኑን ነዞም ብሩኻት ስድራ ግን እንቋዕ ኣብዚ ኣብጽሖም እግዚኣብሄር ይርኢ እዩ ጥዕንኦም ድማ ይምለሰሎም
@tmeharenna4866
@tmeharenna4866 5 жыл бұрын
ደጊም ንድሕድሕሪት ኣይትበሊ ትግራይ ኣሕዋት ኣለውኺ ለዋሃት ኤርትራውያን ብሓደ ንገስግስ ኣሕዋት። ናይ ብሓቂ ዘይጭክኑ ኣሕዋት ነለሊ። ሕዝቢ ክውጽዕ እከሎ ሱቕ ሊልካ ኣይትርአ ኣድራሻ ሃቡና ተኣኻፈልቲ ናይቲ ጸጋ ክንክውን
@hagosberhe3664
@hagosberhe3664 5 жыл бұрын
ንዓና ውን ለውሃት ተጋሩ ኣሕዋት ኣለኩምና ኣጆና ጥራይ ተደጋጊፍናን ተሓጋጊዝናን ንሕለፋ እዛ ዓለም
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 5 жыл бұрын
ስለ ጽቡቅ ምግባር ንኹሉ ፍጡር ናይዛ ዓለም ንሕልናዊ ግቡእ እዩ ፡ ዘራኽብ ዘይብልና የሕዋት ትብሉ ኣለኹም ትማሊ ኣደታትና ኣጥባተን ክትቆርጽዎን ሽልማት ድሸልሙኩምን መስልኩም። በጅኹም ቑሱሉና ኣይትጉድኡና ኣፍኩም ተሰተሩና ። መስክናይ ህዝቢ ድስ ኣይበልኩምናን እሉ መለስ ንበረቶም ዘምቱ ደፈናቆሎም ህዝቢ ናይ ትማሊ ታሪኽ እዩ ።በጃኹም ሓደራ ቁስሉና ኣይትጉድእና
@elakidanekidane9558
@elakidanekidane9558 5 жыл бұрын
wow i am happy
@rhistiang5985
@rhistiang5985 5 жыл бұрын
Ya it's so true, hade hbri hade hzbi eina nseytan edl aynhab
@ayesew4534
@ayesew4534 5 жыл бұрын
@@mehariyemane7185 ኣታ ዓንጃል ኣብ ዓይደር ዝተደብደቡ ንፁሃት ህፃውንቲ ተማሃሮ ዝወረደ ግፍዒ ከ ትዝክሮ ዶ ስቂልካ ሃለውለው ኣይትበል
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 5 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ናይ ሕልና ስራሕ ትስርርሕ ኣለካ መ/ምር ሙሉ እድመን ጥእናን ይሃብካ ። ነቶም ጽጉማት ኣሓዋትና ክኣ እግዝኣቢሄር እድመ ይሃቦም፡ ነቶም ብገንዘብን ናዋትን ዝሓገዙ ድማ እግዝኣቢሄር ብዕጽፍን ድርብን ናይ ዘመናት እድሚኦም ይባርከሎም፡ ብጽቡቅ ስራሕ ተሓጉስና፡
@habtomhaile3155
@habtomhaile3155 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰናይ ነገር እዩ እግዝቤሂር ጸጉኡ ይብዛሓኩም እንተስ ብጉልበት እንተስ ብገንዘብ ኣብዚ ተሳተኩም ይሕዋተይይ ኩሉ ግዜ ሙሉእ የትሕዝኩም ፈጣሪ
@tadelove9425
@tadelove9425 5 жыл бұрын
ተመስገንካ ፈጣሪይ ካብዚይ ንላዕሊይ ተሓጉስ አይፈልጥን እግዛብሄር ሙሉእ ምሕረት ክገብሮልኩም ዶሞ ፆሎተይ እዩ
@dhfiremareyam831
@dhfiremareyam831 5 жыл бұрын
ኤርትራዊያን የሕዋት ብጣዕም እና ነመስግንኩም ውዕለታኹም ንምልስይገበረና ደቅሓላልመሬት መምህር ሙለይ አምላኽይባርክኻ ማዓረይ ንአሕዋትናውን ሙሉእምሕረትየውርደሎም አሜን
@haliebyemane7479
@haliebyemane7479 5 жыл бұрын
nay bhaki ትሓጊስና ስናይ ዝገብር ስናይ ይረክብ
@meirygalhalush9839
@meirygalhalush9839 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል ደስ ናበለና እዩ ክቡራት አሕዋትና ኤርትራውያን ትጋሩ አሕዋተይይይይይይ ሓጎስና ወሰን የብሉን ብፍላይ ንዚ ተሳትፍቲ ትገበረና ዘለካ ክቡር ሓወና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ዓድመን ጢዒናን ያህብካ ካምካ ዝበሉ የብዛሓየም ብኡነት ❤❤❤❤❤❤
@mebgeb4740
@mebgeb4740 5 жыл бұрын
ኣየ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ ፥ ብሓቂ ይሕዋትና ዝሓገዝኩም ዘውጻእኩሞ ብእግዚኣብሔር ርከብዎ ። ንሕዋትና ከኣ እግዚአብሔር ምሉእ ጥዕና ይሃቦም።
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 жыл бұрын
Egziabher Amlak ymesgen 🙏🙏🙏
@አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ
@አምላኬሆይአንተጠብቀ-በ2ጐ 5 жыл бұрын
እሰይ ተመስገን አምላኬ ንኩሉኩም ትጋሩ ኤሌትራን ዕድመን ጥዒናን ይሃብክም ፊጣሪ
@abetumaregn3443
@abetumaregn3443 5 жыл бұрын
እልልልልልልልል ገና ጨሪሸ አያዳመፅኩን ግን አቅጣጭኡ በደስታ ክፍንድእ ኢለ መምህር ሙሉ ሐውና ሺሕ ኩን ኩለኩም ክቡራት ንዝረዳእኩም እግዚአብሔር ይርዳእኩም አሜን
@ጓልትግራይ-ጀ2ገ
@ጓልትግራይ-ጀ2ገ 5 жыл бұрын
ተመስገንንንንንንንንን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ብታሕጋስ ልበይ ፍንጭሕ ትብል ኢላ ነዘም ኣሕዋትናን ወለድናን ስድራናን ሓገዝ ዝገበርኩም ወገናት ፈጣሪ ዕፅፊ ገይሩ ይሃብኩም ገንዘብኩም ይባረክ መምህር ሙሉ ክኣ እግዚአብሔር ሰላምካ የብዝሓልና ምስ ሙሉእ ስድረካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mab8113
@mab8113 5 жыл бұрын
I find this channel right now, im literally saying this is the happiest day of my life! This family has taught me love, hope,and faith Thank you all Ethiopian's & Eritrean's hwo supported this family. This is just the beginning, I'm excited to follow this family to the end. Tigrawayn Eritreayawin jegna hizbi iyu nay be haqi! bahlna kebur, tarikna kebur, manentna kebur, Zerena bruk! Egziabher feloyat geru feterina be ewnet ♥ kulukum ab kurnae alem zelekum tegaron Eritreawyanin ne zum sedra kem zehagzkumwom naakatkum wen Kidist Dengel Maryam mis Weda Kidus Medhanialem etsefi dereb abilom abzihum yehabkatom! Amen. Egziabher hadnetna yebarklna! Amen.♥
@habenteklay3574
@habenteklay3574 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ እንታይ ይስኣኖ ብዝላእክዎ ሰባት ገይሩ ኢዩ ጽጉማት ዝሕግዝ ሕጂ ከኣ ምሉእ ጥዕና ይፍጠረሎም ።ነቶም ነዚ ሪኢኩም ብግልቦትኩምን ብገንዘብኩምን ዝሓገዝኩም ኣምላከ ቅዱሳን ይባርኩም ብፍላይ ን ሙሉ ናይ ብሓቂ ደስ ዘበል ስራሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ንጽጉማት ኣበይ ኣለዉ እንዳበልካ ናብ ህዝቢ ክረድእዎም ዝገበርካ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ተባረክ።
@ናይኩርስቶስባርያ
@ናይኩርስቶስባርያ 5 жыл бұрын
እው ተመስገን ካብ ብክያት ንብ ስሓቅን ሓጎስን ዘርእካኒ በእውነት መምህር ሙሉ ሓውና ግን ካብ ሰብ ዘይካነስ ካብ ፍጣሪ ናይምሸት ውህብቶ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልካ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን
@rhffhd4803
@rhffhd4803 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልል ብሓዘን ብክየ ብታሓጋስ በክየ ተመስገን ነኒይ ቀደመ አይክፊእ መምህር ምሉ ዝብለካ ቃላት ይሓፅረኒይ
@jojob3794
@jojob3794 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትሓጉሰ ነቲ ነዚ ክኸውን ዝጻዕርኩምን ብጉልበት ኮነ ብንዋት ዝሓገዝኩም ድማ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብኩም።
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 жыл бұрын
እልልልልልልልል ንወሃቢ ፈጣሪ አብዝሑ ይሃቦ ዋይ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ሙሉ ሓውና አቦና ድካታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 5 жыл бұрын
እንቋዕ ኣብዚ ኣብቅዓኩም ብሩኻት ስድራ እንቋዕ ንምሸቱ ኣምላኽ ከሓሰኩም መምህር ሙሉ ሓውና ስለቲ ኣገልግሎትካ እግዚኣብሄር ኣብ ትኸዶ ኩሉ ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ ንድኻ ዘልዕል ልቢ ኣምላክዩ ዝትንክፍ ስለዚ ዘመንካ ኩሉ ምስ ቤተሰብካ ዝተባረኸ ይኩን ኩሉ ናብዚ ዝተሳተፈ ድማ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ነዞም ብሩካት ስድራ ድማ ጥዕንኦም ይምለሰሎም ጽቡቓት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብዚ ንላዕሊ ሰናይ ደስ ዘብል እንታይ ኣሎ ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን። ተጋሩ ኣሕዋትና ድማ ኣምላኽ ሃገርኩምን ህዝብኹምን ይባርኽ ።
@AsSa-ub9kb
@AsSa-ub9kb 5 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ናይ በሓቂ ደሰ ዝብል ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዐ ነቶም ብዓቅምኹም ዝሓገዝኩም በቲ ሉዑል እግዚአብሔር ጸጋኩም ይብዛሕ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን
@eritreamnbar8872
@eritreamnbar8872 5 жыл бұрын
From Eritrea 🇪🇷 btami eye hazine nere amlak ybarkum nmhgaz ztelealkum i love you all ethiopia ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኤርትራውያን እሕዋትና ብጣዕሚ ነመስግን 1000 ዓመት ንበርልና ክፍእ እይዝርኩም እንሕና ከማን ፍትውትው እና ነብለኩም
@lijhabtshi2237
@lijhabtshi2237 5 жыл бұрын
mnbar mnbar we love you 😘
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 5 жыл бұрын
We love you too habibi. We should help each other
@XxtraaXxtraa-zw8lf
@XxtraaXxtraa-zw8lf 5 жыл бұрын
ከብዚ ታሕጋስ ቀፅሉ ጥዕንአም ተመሊሱ ንምርአይ ያብቀዓና ፈጣሪ
@sabaamanuel6448
@sabaamanuel6448 5 жыл бұрын
Ane keman bihagos nebio
@እግዛኣብሔርይመስገንኣሜን
@እግዛኣብሔርይመስገንኣሜን 5 жыл бұрын
እግዛኣብሔር ይመስገን በእውነት ብጣዕሚ ደስ ኡሉኒ. እንካዕ ደስ በሎኩም ። 😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@chchbv6979
@chchbv6979 4 жыл бұрын
😍😍😘😘😍😍😍😍😍
@zafugebru7150
@zafugebru7150 5 жыл бұрын
I am so happy thank you for everything Mulu God bless you all
@slasftwe7632
@slasftwe7632 5 жыл бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ስሙ ብዝፈጠሮም አንደበት ኩሉ ዝተመስገነ ይኩን አሜን ፫ በእውነት ቃላት የብለይን መምህር ሙሉ ፍረፃምእካ ካብእግዚአብሔር ርከቦ
@sebawnetselam9905
@sebawnetselam9905 5 жыл бұрын
ኣቱም ደቅ ትግራይ ማዓረይ ለዋሃት እንታይ ክገብረኩም ኣነስ ፍትየኩም ክሞት ኢለ እልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልል ስለኩሉ ነገር እግዛብሄር የመስገን እንካዕ ከምዙይ ኣርአካኒ
@serkalemgebru4199
@serkalemgebru4199 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen ewe
@rahelngusie7324
@rahelngusie7324 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ግልቦትካ የጽንዓዮ ሂወትካን ስድራካን እግዚኣብሄር ይሓልወልካ ይባርከልካ ። ነዚ ኩሉ ዘዋጸኹም ብፍላይ ኤርትራውያን ከምቲ ብድልቲ ስድራ ዝኣክብኹም እግዚኣብሄር ኣብ ዘለክሞ ብሰላም ዓድኹም መሊሱ ምስ ስድራኹም ትእከብሉ ግዜ ይሃብኹም ። ኣነ ሓጠተኛ ንዓኹም ክምርቅ ኣይ በቕዕን እሞ ነይዘን ወላዲት ክርሲ መራቀአን ጸሎተን ይብጽሓኹም ። ክብረት ይሃበልና ።
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 5 жыл бұрын
ኣሰይ እልልልልልልልልልልል ኣቱም ለጋሳት ብጾት ተጋሩን ኤርትራውያንን ትገብርዎ ምትሕብባር ከሕጉስ ብዝወጸ ዕጽፊ ጌሩ ይመልሰልኩም ኣምላክ ታሓጉስርና ብሓቂ ርእስና ክሳብ ዘሕመና ሓሚምና ኔርና ሰብ ጥዑም ሕማቅ ኣይትርከቡ ጽቡቅ ምግባር ንባዕልና እዩ ንጽባሕም ስንቅና እዩ በርትዑ ጥዕኖኦም መሊስሎም ጽቡቅ ለውጢ ክኣ የርእየና ነዴናም ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና መሉ ሀይለስላሴ ብሩክ ዘርፍ ብርትዓት ይሀብካ ኣታ ጅግና ኣዶ ወልዳ ንዓካ ብሩክ
@helenmokennen7919
@helenmokennen7919 5 жыл бұрын
አግዚአብሄር የተመሰገነ ይሁን በጣም ያዘንኩበትና አሁን ደግሞ የተደሠትኩበት አግዚአብሔር ዘመናችሁን ይባርክ አኝህን አናት ከዛ ከመከራ ያወጣችዋቸው አላይ ታች ብላችሁ ለህዝብ አሳይታችሁ አንዲረዱ ላረጋችሁ ትልቅ ክብር አለኝ ለረዳችሁም ሁሉ ሰው ለመርዳት ሰው መሆን በቃ ነው ::
@ሸዊትሸዊትሸዊት
@ሸዊትሸዊትሸዊት 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@lovelili3572
@lovelili3572 5 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ከብ ልቢ ዝፅበዮ ዝነበርኩ ዕድመን ጥዕናን ንዓካ መምህር ሙሉ
@tsegaaragawi1958
@tsegaaragawi1958 5 жыл бұрын
ተመሰገን አምላኬ ደቅ ኤሬ ሸኮር ፈተው እየ ተበለኩም ሰሱነለይ ሙሉ ሓወይ ዕደመ መቶሰላ ይሃብካ አባ ድካታት ነበረልና
@happyofblij6038
@happyofblij6038 5 жыл бұрын
ብታዕሚ ተሓጊሰ እንቓዕ ከምዚ ኣርኣየን ኣደይ ለታይ ንኤርትራን ትግራይን ከኣ ሰላም የውርደልና ኣምላኽ
@fatumabinthabeshi822
@fatumabinthabeshi822 5 жыл бұрын
እሰይ ደስ ይብል በእውነት መምህር ሙሉ ድካምኩም ፈጣሪ ይሓግዝኩም
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 5 жыл бұрын
Temesgen admeyehabka memhr mulu
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 5 жыл бұрын
💕👏💕👏💕💯😍
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እግዚኣብሔር ዝፈትዎ ሰናይ ተግባር።
@fkrblehetragne6558
@fkrblehetragne6558 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማማ ለታይ እግዚአብሔር በቃክን ይበለን እግዚአብሔር ንደቀን ውን ምሕረቱ የውርደሎም ዝሃብኩም እውን እግዚአብሔር ዕድመይ ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቅ ምስራሕ ንባዓልና እዩ እግዚአብሔር ታይ ይስኣኖ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 5 жыл бұрын
እልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣረ ሃገራት ትግራይን ሃገራት ኤትራውያን አሕዋትና ቃል የብለይን እንካዕ ካብኹም ተፈጠርኡ ሸ አመታት ነበረልይ
@goitombrikti3640
@goitombrikti3640 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Amlak taum kemaka yibzhu memhr mulu GBU all🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Helawit
@Helawit 5 жыл бұрын
እንታይ እሞ ክብል በክየ ከምዚይ አይነት ገበርቲ ሰናያት እናራዕኩ አምላክ ብምድርን ብሰማይን ፀፀብቁ ይሀብኩም
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 5 жыл бұрын
ANEM BTAEMI EYE BEKYE NAY TAHGAS BKYAT
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
እታ ሙሉ ሓወይ ብምንታይ እየ ክገልፀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንስካን መሳርሕትካን ተመስገን አምላኬ እንታይ ይሳአኖ ካይኑ እግዚአብሔር አምላክ ወስኩ ብርሃን ይሃብኩም አሕዋተይ
@ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ
@ጋልውቅሮ-ቨ8ፀ 5 жыл бұрын
ተመስገንኣምላክመሓሪኦሞይኩንእንተሙሉሓወይኣምላክዘይሓሰብካዮይርደኣካ
@7654-s8e
@7654-s8e 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@hjcjxjjj8679
@hjcjxjjj8679 4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ብጣዕም ካብልብ የመስግ ዉላድኻ ይተኸል ሕማቅ ኣይብፃሕካ እዝሓወ ምዓረይ
@HaniGualFikrHani
@HaniGualFikrHani 5 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ማማዬ እንኳዕ ደስ በለኩም መምህር ሙሉዬ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን ባባዬ ናይ ባሓቂ ቁዱስ እያ እጅካ ቀፅለሉ ውዲ ህዝቢ
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 14 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:25
Brianna
Рет қаралды 58 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 41)
31:00
ለዛ
Рет қаралды 47 М.
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 14 МЛН