ፍርያምነት ደቂ ተባዕትዮ - ሕክምናዊ ሓበሬታ

  Рет қаралды 162,913

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

Пікірлер: 591
@hashensunn9482
@hashensunn9482 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክተር ሻሮም።ምሁር ሓው ሓፍቲ ክትረክብ ከለኻ ትዓግብ ትግልገል ምሁራት ዜጋ ከኣ ተፍሪ። ብኣኺ ኣዝየ ሕጉስ ኢየ።
@kdusfqri1917
@kdusfqri1917 2 жыл бұрын
thanks DR sharon we more lesson god bless you
@wedighebremeskel13
@wedighebremeskel13 Жыл бұрын
@@kdusfqri1917 neaa xhafela bro
@amore033
@amore033 2 жыл бұрын
ክብርቲ Dr ሻሮን ብመጀመርታ አብ ሂወትኪ ሰላም ይምነየልኪ ብምቅፃል እዚ ትብልዮ ንአይ አጋጢሙኒ አብ ሂወተይ ብዙሕ ሸግር ፈጢሩለይ ኩሉ ግዜ ጓል መካን እንዳተበሀለት ናይ ወዲ ፀገም ከምዘሎ አፍልጦ አይነበረናን ሎሚ ብዛዕባ አዚ መፂኪ ምዝራብኪ ዘተሰመዐኒ ሐጓሰ ወሰን የብሉን ብምቅፃል ምሰኡ ዝተሐሐዝ ብዛዕባ IVF እንተ ትምህረና ብዙሕ መፃምድቲ መፍትሒ ከምዘሎ ምፈለጡ እሞ ከብ ብሰንኪ ዘይምውላድ ካብ ምፍልላይ መሐገዞም ይብል አብ መጨረሻ ክብሎ ዘደሊ ድሕሪ ብዙሕ ትዕግሰቲ አቦ ሐደ ሽኮሪና ቆልዐ ኮይነ አለኩ ነተን ዘይብልኩም አምላክን ምክሪ ናይ Dr ተከቲልኩም ከምዚ ናተይ ይፍጠረልኩም.
@dage2974
@dage2974 2 жыл бұрын
IVF እንታይ ማለት ኢዩ ፡ የቀንየለይ !
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
እንቋዕ ሓጎሰካ፡ ኣምላክ ውሉድካ እንቋዕ እሕቆፈካ። ብዛዕባ IVF ዝምልከት፡ ጥንሲ ኣብ ብርጭቆ ትብል ዝሰራሕክዋ ቪድዮ ኣላ ተዓዘባ።
@amore033
@amore033 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu OK የቀንየለይ ኩሉ ሰሰናዪ ንዐኪ ብሩክ መዐልቲ.
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
ኣነ ውን ንክብርቲ ዶቶር ርሻን መሸኒት ምውስዋስ፡ ማለት ኤክሰርሳይስ የድልዮ ድዩ ክብል ምሓተትክዋ፡ ሰቭኣያ ክትምልሶ የፍቅደላ እንተኮይኑ፡ ሰኒ👍🏼
@amchehayle4811
@amchehayle4811 Жыл бұрын
@@DrSharonWoldu selam Dr Sharon ab Germany eya zeleku ivf kigabre kisab 7000 euro elomni esqa amakrni
@tg3725
@tg3725 2 жыл бұрын
ዋእ ንስኺ ኣዚኪ ፍልይቲ ፍጥረት ኢኺ። ቀንዲ ዝፈተኹዎ ናትኪ ብኑጹር ትግሪኛ ትገልጽዮ ምኻንኪ ዩ።
@efremtesfahans3434
@efremtesfahans3434 2 жыл бұрын
እዛ ዓደይ ኣደምበሳ ዓዲ ነብሪ እንዳሓደረት ቡሉጻት ተፍሪ ። ዶክተር ሻሮም ዕድመብ ጥዕናንን ይህብኪ ፈጣሪ
@dawitgebretnsae6958
@dawitgebretnsae6958 2 жыл бұрын
ኣገዳሲ ትምህርቲ ምስ ንጹር ኣገላልጻ!! ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮን።
@AWET605
@AWET605 2 жыл бұрын
እንቃዕ ዳሓን መጻኪ ዶክተር ሻሮን ናይ ባሓቂ ካባኪ ብዙሕ ንማሃር ኣለና በርትዒ። Share
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣጋላልዛ የመስግን
@siraqwedey-pf9cu
@siraqwedey-pf9cu 2 ай бұрын
ጥዕና ይሃበለይ ዶክ/ሻሮም ብጣዕሚ እዋናዉን ሃናጽን ሓሳብ
@moriapokemon3124
@moriapokemon3124 2 жыл бұрын
ብምንታይ ከም ዝገልጸኪ ቃላት የብለይን ጅግና በላሕ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣይትሕመቅ
@lililili2195
@lililili2195 2 жыл бұрын
ብዛዕባ መንገኛ እባ ገለ በልና ዶክተር። ናቱ ሕማቅ ነገርን ካበይ ከ ይመጽእ። ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@user-of8yf2ll7g
@user-of8yf2ll7g 2 жыл бұрын
ኣብ ሂወትኪ ኣሳልጦ ፣ ኣብ ጥዕናኺ ምሉእ ጥዕና ይመነየልኪ። ሰለቲ ምንቅቃሓኪ ብኣምላኽ የመስግነኪ። ቀጺሊዮ ምሃርን ኣገዳስን እዩ።
@luelnguse8366
@luelnguse8366 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝቢል ትምህርቲ ። እዋይ ባዕልና ጠፍእና ነርና ተረክቡ እልና ካ ነዚ ሃበርገር ጠጠብስና ንበልዓልኪ ስትም ንኣቱ ካብ ሎሚ ክላ ደዉ ኣቢለያ ኣለኩ
@oqubaykifle9554
@oqubaykifle9554 9 ай бұрын
Thank you Dr sharon for teaching in a language everyone understans ❤️🙏🙏🙏
@user-nv7vg2ck8h
@user-nv7vg2ck8h Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@wherever9490
@wherever9490 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ብሉጽ ኣስተምህሮ ካብ ብልጽቲ ሓብትና ዶክተር ሻሮን ካብ ልቢ ነመስግነኪ ክብረት ይሃበልና ቀጽልዮ ንሕና ውን እንተ ንነብስና ንካልኦት የሕዋትና ወይ ፈተውትና ንክነስተምህረሉ ክንከታተለክን ክንስዕበክን ኢና የቀነየልና ዶክተር ሻሮን። ብምቅጻል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ተገዲስኪ እንተ ኣብ ኮመንቲ ወይ ኣብ ላይፍ ከምዚ ተስተምህርዮ ዘለኺ መልሲ ክትህብኒ ድማ መልስኺ ክሰምዕ ወይ ከንብብ ብቀጻሊ ክከታተለኪ እየ። እታ ሕቶ ካኣ፣ኣነ ኣብ ዕድመ 35 እየ ዘለኹ።ኣብ ህወተይ ድማ ወላ ቅድሚ መርዓ ምስ ዝተፈላለያ ስጋዊ ርክብ ብመከላኸሊ ይፍጽም ኔረ።ምስ ግዜ ድማ ተመርዕየ ንሰለስተ ዓመት ኣብ ምስ ባዓልቲ ቤተይ ኣብ ዝነበርኩሉ ግዜ ግን ክወልድ ኣይ ካኣልኩን።ኣነ ከም ግምታተይ ግን ብብዝሒ ምድግጋም ናይ ጸታዊ ርክብ ዝፍጽሞ ዝነበርኩ ዘርአይ(sperm)ድኽመት ወይ ዋሕዲ ዝርኢ ኣጋጢሙኒ ከይ ከውን ይጥርጥር።ብከምዚ ኣነ ዝጥርጥሮ ብብዝሒ ጸታዊ ርክብ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ክውሕድ ወይ ክደክም ይካኣል'ዶ ? ካላኣይ ዘርኢ ወዱ ተባዕታይ ድኽመት ወይ ዋሕዲ እንተ ኣጋጢምዎ እቲ ወዲ ተባዕታይ ዘርኡ ከም ዝደኸመ ወይ ከም ዝወሓደ ቅድሚ ናብ ዶክተር ምኻዱ ብኸመይ ክርዳእ ይኽእል።እዜን ተገዲስኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር።
@tesfamichaelzewde8163
@tesfamichaelzewde8163 2 жыл бұрын
ብዚ ተቅርብዮ ዘሎኪ ሕጉሳት ኢና በርቴዒ አ/ር ይባርኪ ተባረኪ። ንህዝብኺ ተገልግሊ ኣሎኪ አሞ በርቴዒ።
@user-fw1jt9mw2g
@user-fw1jt9mw2g 3 ай бұрын
Edme yhabki Dr saron nberlna xubuk maeda fltet zitehaweso
@user-iw7er9hb5y
@user-iw7er9hb5y 2 жыл бұрын
ዋው እንኳዕ ምህርቲ ሐፉቲ ሀለወትና እቲ ዘደንቆ ናትኪ ሙሉኡ ብሙልኡ ብትግርኛ ሰለ ትገልጸዩ እዩ ዕድመን ጥዕናን ናዓኪ
@meroneyob2908
@meroneyob2908 3 ай бұрын
Thanks doctor saron
@user-cf1hl6nl9b
@user-cf1hl6nl9b 2 жыл бұрын
ዋውውው ኣዝየ ዘምስግነኪ። ብዙሕ ተማሂረ።
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 2 жыл бұрын
የቀንየልና
@abrahamhaylay3348
@abrahamhaylay3348 2 жыл бұрын
ኣዝዩ መሃሪ ትሕዝቶ ዶክተር፡ ቀጽልዮ ዘይንፈልጦ ዝነበርና ብዙሕ ኣፍሊጥክና።
@user-kx7ft1kg8v
@user-kx7ft1kg8v 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ክብርቲይ ሓፍተይ ዶክተር ሻሮን እዋናዊ ትምህርቲ ብትህብና ዘለኺ ሑጉሳት ኢና ሓፍተይ ናተይ
@tzaedamesgna7405
@tzaedamesgna7405 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገልግሎት ንህዝቢኪ ፡ ቀጽልዮ ዕድመ ይሃብኪ ከማኪ የብዝሐዮም ሰናይ መዓልቲ።
@aryanagasi4754
@aryanagasi4754 2 жыл бұрын
God bless Dr Sharon
@mbbm2385
@mbbm2385 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣስተምህሮ ዶክተር ሕቶ ኣሎኒ ዶክተር ኣነ ኣብ ዓዲ ሃሩር እየ ዝነብር ፍረ ነብሰይ ናብቲ ኣሞንጎ ክልተ ሰለፈይ ዘሎ ክፍሊ ኣካላተይ እዩ ዝጣበቕ እቲ ጸገም ናይቲ ኣብ ሃሩር ቦታ ምቕማጥ ድዩ ዋላስ ካልእ ጧቛ ኣለዎ እዩ Thank you doctor 🍉💮💐🌻👌👍🙏
@esaiasaraya4113
@esaiasaraya4113 2 жыл бұрын
Dr Sharon I am proud of you as an Eritrean. Our country needs an educated person like you. God bless you
@dendentekle500
@dendentekle500 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዶኩተር ሻሮም ወልዱ ሓብትና ንትፈልጥዮ ከተፍልጥና ብዘይ ቀላዓለም ምብጋሲኪ ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ❤❤❤
@dirarkidane4866
@dirarkidane4866 2 жыл бұрын
Thank you
@user-rs1ej4wt5u
@user-rs1ej4wt5u 2 жыл бұрын
የቐንየልና ዶ/ሳሮን ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ኣብታ ናይ ክዝሕል እዩ ኣብ ደገ ተፈጢሩ እቲ ኣፍራዩ ፍረ ዝበልክያ ኣስተውዒለላ ብባዕለይ ፡ ካብ ትምህርትኺ ኣረጋጊጸዮ ።
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 4 ай бұрын
አታ ሐቆም እባእዬም እዞም እምኒ ዝድርብዩ ዘሎዋ ካብዞም ርእሶምን ጭርኦምን ዝተባላሸዉ እዬም። ለከ ንዶእ ግዳ። Thank You Dr Sharon.
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ብዕድመን ብጥዕናን ይዓቅበልና ክብርቲ ዶክተርና።
@shkortv7035
@shkortv7035 2 жыл бұрын
B hanti yordanose tbhal hfret zeybla halelew tmrti iznnaa ximimu neru ....enkua bselam mexaaakii doctor!!!! 🙏🙏🙏
@Zemenwerqiyu1020
@Zemenwerqiyu1020 3 ай бұрын
የቐንየልና ደክቶር ሻሮን ኣገዳሲ ትምህርቲ
@metkelsesu4748
@metkelsesu4748 2 жыл бұрын
Ala dr Sharon shukor thanks xubuk hasab akafilkna God Bless you 🙏
@aminealazar9444
@aminealazar9444 2 жыл бұрын
ጽቡቕን ጠቓምን መደብ ትምህርቲ ኣለኪ ይቐንየልና ዶክተር ሻሮን።
@tesfit2518
@tesfit2518 2 жыл бұрын
Thanks dr Sharon
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍እወይ ኣቲ ሽኮር መጠረሽታ KZbin ተኻሒስና bravo 🙌 bravo keep it up
@raymoknatv
@raymoknatv 3 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ሕቶ ክሓትት ተደኣ መድሃኒ ትወስድ ኮንካ፡ ከ ናብነት ክቃረጽ ዘይክል ብሃኪም ዝእዘዘልካ መድሃኒት ኣሎ ስለዚ ግድን ኢካ ክትወስዶ ስለዚ ብደገ እንተደኣ ሆርሞን ትረክብ ኣለካ ዘሪ ምፍራይ ይዳከም ኢልክኪ እንታይ ክትግበር ኣለካ
@finan7313
@finan7313 2 жыл бұрын
Bravo Sharon habtna Xbuk more Karen yahabelna
@danielaforke5355
@danielaforke5355 2 жыл бұрын
Tank dokter
@teddyteddy6672
@teddyteddy6672 2 жыл бұрын
ዶ/ር ሻሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ። ምስጋና ካብ ልቢ ዝመጨወ ይብጻሕኪ! ሓደ እግርካ ኣብ ሓደ እግርካ ምስቃል ጸቅጢ ይገብረሉ እዩ ምስ በልኪ ሰቂለዮ ጸኒሐ ብቅልጡፍ ኣዉሪደዮ ክክክክ ይምሓረና ካብ ኣሰካፊ ነገር ናጻ ክከዉን ተስፋ ይገብር!!!
@bashayweldeyesus3967
@bashayweldeyesus3967 2 жыл бұрын
Selam edmen tenan yhabki fetari D.seharon weldu sle ti kulu astemhroki btaemi hgusat ena khateki delie D. Ane ke zmreo 18 amet gire ksab hJi ayweledkun hkmna gire zereka dekim alo elomni hji ane enta kgebr alen bejaki tegediski melsley btaemi ey ztinek zeleku
@tesfamichaelteweldebrhan6061
@tesfamichaelteweldebrhan6061 2 жыл бұрын
Thank you Dr. Sharon
@tesfittewelde8203
@tesfittewelde8203 2 жыл бұрын
ንትህብዮ ዘለኺ ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዶክተር ብዛዕባ ኣለርጊ ናይ ኣፍንጫ ኮሙ ድማ ናይ ኣካላት ሳሓ ምግባር ተተቅርብልና ብጣሚ ደስ ምበለኒ የቀኒየለይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ
@yohanneseyob5432
@yohanneseyob5432 Жыл бұрын
Dr /Sharon ብእተቅርብዮም ትምህርቲ ብጣዕሚ የድንቀክን የመስግነክን ፈጠሪ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ ። ዝያዳ ክትቅጽልዮ ካኣ ከዘካክረኪ ይፈቱ ፍልጠትኪ ከምዚ ጌርኪ ምክፋልኪ ካብኡ ዝዓቢ ጸጋ የሎን ።
@dahlak2208
@dahlak2208 2 жыл бұрын
ግብረ ሕብእ ንኩሉ ኣዳም ኣብ ሓዳር ከይ በጽሐ ተወድኡ ሓንሳብ መግቢ እንተ በልዕና ከም ገመል 3 መዓልቲ ንጸንሕ ዘይ ዕገብካኒ ኣብ ዓራት ሰነፍ ኢካ ኢለን red card ይህበና smoke alcohol ዘይምዳቃስ ተወስኩዎ ምስ ነዊሕ ሰዓት ሰራሕ በቃ dr sharon ኣወዳት ንሓልፎ ዘለና ኣምላኽ ኣብ ዘመነ ኣቦሓጎይ ይምለሰና
@dahlak2208
@dahlak2208 2 жыл бұрын
axumawit ንገዛ ርእስካ በዓልካ ምካን ኤዶም ሰበቶም ትብል ኔራ ዓበየይ ብርክቲ ካብዚ ንላዕሊ ከረዳእካ ኣይክእልን ን dr. sharon inbox ሕተታ
@senaitmengstab2163
@senaitmengstab2163 2 жыл бұрын
ተባረኺ ዶክተር ሻሮን እግዝአብሄር ምሳኺ ይኹን ጽብቅተይ
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 2 жыл бұрын
ዶክተር ጽብቅ ኣስተምህሮ ሓንቲ ሕቶ ሓደ ሰብ ፍረ ነብሱ ሙቀት ዝገብር እንታይ ጠንቁ
@amanuelatobrhan5392
@amanuelatobrhan5392 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዪሃብኪ Dr Sharon. Thanks very much ፡ብጣዕሚ ጹብቕ ትምህርቲ ኢኪ ተማሓላልፍልና ዘለኪ።
@simonkidane9768
@simonkidane9768 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሻሩ ሽኮሪና
@abduselamadem3183
@abduselamadem3183 2 жыл бұрын
ሓንቲ ናይ ሰለስተ ወርሒ ነብሰ ጾር ኣደ ድሕሪ ርክብ ሽንቲ ዝመስል ብብዝሒ ዘሸግራ እንተ ኮይኑ ከ ካብ ምንታይ ይከውን ዝኮነ ጸገም ከ ኣለዎ ድዩ፡ ክብርት ሓብትና ዶክተር ርሻን፡ተገዲስኪ ክትምልስለይ ብትሕትና ይሓትት የቐንየልና
@berhewediemba7070
@berhewediemba7070 2 жыл бұрын
Sharon haftey thanks for all nay ezni eba habereta habna
@asmeromnugusse1350
@asmeromnugusse1350 2 жыл бұрын
ጉድ ጆብ ደግቶት ሳሮን ሓብትና የቀንየልና ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣገልጻ
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ዶክተር ሻሮን።
@ermiasberhanekidane5955
@ermiasberhanekidane5955 3 ай бұрын
❤❤❤ God bless you smart doctor saron
@megabittv2923
@megabittv2923 2 жыл бұрын
ሰላም Dr sharon ኣብታ ናይ ቃንዛ ሕቆ ዘውርደኪያ ቢዶ ሰሚዐያ ናዓይ ኢልኪ ዝሰራሕኪያ ኮይኑ ተሰሚዒኒ ምኽንያቱ ሕቆይ ካብዝሳቐ ሓደ ዓመት ገይረ ኣለኹ? 2ይ ቀትሪ አንድሕር ደቂሰ ንጽባሒቱ ክሳብ 2 ማዓልቲ ዝግ ይምለኒ ናብ Dr ከይደ ሕቆኻ ሰጥ ኣይበለን ዘሎ ኢሉኒ? ቅርጺ ኣካላተይ ዉን ጉቡጥ ዝበል ይኸዉን ኣሎ ? ስለዚ ኣንታይ ክትሕግዝኒ ትኽአሊ? ይቐኔለይ ስለቲ ትህብኒ ምኽሪ።
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 жыл бұрын
ብራቮ ዝሓፍተይ መዓረይ Dr. ርሻን በርትዒ መመለስኪ ጽቡቅ ትመወህርታዊ ኣገዳሲ መሃሪ ሃናጺ ወዩ እሞ እሞ ከኣ ብትምህርቲ ቃንቆ ስለ ዝጎድለና ብዝተፋላለየ ንጥዕና ክንፈልጦ ዘለና እዩ እሞ ብዙሕ ትምህርቲ ንጽበ ኣለና ተማላለስና ድኣ። ምሉእ ጥዕና ይመወነየልኪ💪🏿🇪🇷❤️👍🏿
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Eritrea Hagerey, yeqenyeley kibret yehabeley.
@kahsaasli7308
@kahsaasli7308 2 жыл бұрын
የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሐፍተይ
@medhaniearaya2266
@medhaniearaya2266 2 жыл бұрын
ሰላም ብርክቲ ዶክቶር ሸሪን በዚ ትሰሪሕዮ ጽቡቅ ኢዩ። ክሓትት ደሊየ እዞም ናይ ምሕርናኽ ጸገም ዘሎዎም ከ ናይ ጢዕና ዶ ይኸውን ብፍላይ ብርቱዕ ድምጺ ዘሎዎም ማዕረ ጎራባብቲ ዝርብሽ ብኸመይ ይፍወስ ?
@ሜሪሓፍቲፅጌፍቅር
@ሜሪሓፍቲፅጌፍቅር 2 жыл бұрын
ብሓቂ ደስስስስ ዝብል አጋላልፃ ዶጉተረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🥰
@merhawitesfamariam2424
@merhawitesfamariam2424 2 жыл бұрын
Thanks dr sharon. Dr sharon kemey aloki. Ab srahki asalton tenan ymneyelki.ane nay hqo xegem aloni kab zham 6te amet geyre aleku.hkmna check geyre ke walhanti yeblkan elomni.bflay ab gzie kuri btaemi yshiger. Leite kea imo btaemi eu zeshegrni mstnfas ysen. Entay tegeberku yhaysh gele mkriki delye.thank yeqenyelna sleti xbuq srahki sesenayu
@abieltekle3103
@abieltekle3103 2 жыл бұрын
Dr saron xbuq mebed eyu qexliyo eki hanti rieto kehbeki ab azerarbaki tekeltefi aleki emo kes tetebli zbelexe neru ybl ane tnx more
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 2 жыл бұрын
ዶክቶር ሻሮን ብጣዕሚ ኣገዳሲን ማሃርን ስለዝኮነ ብዙሕ ንማሃር ኣሎና እዚ ናትኪ ትምህርቲ ኣይርከብን እዩ ዲያሞንድ እዩ ኣጆኺ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
@merabruk4955
@merabruk4955 2 жыл бұрын
amlak ybarki xbuk tmhrti dr.sharon n.b ab nay binam cycle ye zfelteki mo btaemi nfieti
@issak1233
@issak1233 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዶክትር ሻሮን እንዳመስገና ናይ ብሓቂ ስማርት ኢኪ ቀጽልዮ
@medhanieyemane1611
@medhanieyemane1611 2 жыл бұрын
Weyza Dr si Thanxx
@fanusgezanaadeya3087
@fanusgezanaadeya3087 2 жыл бұрын
Dr, sharon habtey ane ka bzuh ewan xhfelki neire 5/6 gze dkewn hatiteki neire messnger wn xhfelki pleas gele belni eti xegem wey nedhanit entay eu
@zemenawizemenawi7305
@zemenawizemenawi7305 2 жыл бұрын
ተማሂረ እንተዝኸውን ኔረስ ከምዚ ጌረ ፍልጠተይ ንሕብረተሰበይ መካፈልኩ
@issacasmelash8214
@issacasmelash8214 2 жыл бұрын
ዋው ብታአሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ከማኺ ኣብ ፍልጠት ዘተኮረ ትምህርቲ አንተዝሕቡና ጽቡቅ ኔሩ ነመስግን
@geriekesete1891
@geriekesete1891 2 жыл бұрын
Betami belixet Dr,Sharon habtena edeman teanen yehabeki
@wedikifle7767
@wedikifle7767 2 жыл бұрын
azyu agedasi medeb u thanks more sisiter Bwlkey kihato zdeli hito bkemey kirekbeki ykiel dector sharon ?
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
Bizaeba mihrnak dima gele belina doctor bikemey kmzimexen agebab afawsaun♥️
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 2 жыл бұрын
ኣቤት ኣማሃህራን ኣጋላልጻን ይበል ኣበይ ኣለው ኢዚ ሓንቲ ቅል ትግርኛ 2 ቃል ኢንግሊሽ ዝዛረቡ
@michaelteklelidet7750
@michaelteklelidet7750 2 жыл бұрын
Thank you so much shikor hiftey Good job 👏
@zakigerie4273
@zakigerie4273 2 жыл бұрын
Thanks Dr Saron Nay behaqi mleti seb eiki ❤ Keep it up!
@Kiefarku-jp5yl
@Kiefarku-jp5yl 3 ай бұрын
Thank you Dr
@solomonkiflay2620
@solomonkiflay2620 2 жыл бұрын
ንጹር ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@user-cj4zv3gf3f
@user-cj4zv3gf3f 4 ай бұрын
Thanks so much Doc Sharon 🎉❤
@tsegaymehari3425
@tsegaymehari3425 Жыл бұрын
ዶክተር ሻሮን በዚ ትህብዮ ዘለኺ እዋናዊ ሓበሬታ ብዛዕባ ጥዕና ድቀዳምነት ኣዝየ ከመስግነኪ እደሊ፡ኣብ ሕብረተሰብና ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣብ ምሕላው ጥዕና ትገብርዮ ዘለኺ ኣስተዋጽኦ ቀሊል ኣይኮነን'ሞ ቀጽልዮ፡፡ ብምቕጻል ናተይ ሕቶ፡ብዛዕባ ኣብ ረቃቒቶና (ከባቢ ብልዕቲ) ቑስሊ ዘይብሉ ቀጻሊ ብርቱዕ ሰሓ ልዕሊ ሓደ ዓመት ዝገብር ኣሎ ሞ ገለ ሓበሬታ ክትህብና፡፡ጽሬት መዓልታዊ ሓሓደ ግዜ ኣብ መዓልቲ ክልተ ግዜ ይከታተል፡ክልተ ግዜ ሕክምና ተራእየ ከኒናን ዝልከን እኳ እንተተኣዘአለይ ክምሓየሽ ኣይከኣለን፡ብፍላይ ኣብ ግዜ ጸጉሪ ካብ ሰሙን ምስዝነውሕ ይገድድ፡
@filmonhabtzghi7676
@filmonhabtzghi7676 2 жыл бұрын
የቀንየልና ደጉተር ሳሮን ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪ.
@azebgebri6695
@azebgebri6695 2 жыл бұрын
Thinks shikorna
@gerietesfamariam8548
@gerietesfamariam8548 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ። ግን ሕቶ ኣለኒ፣ ብዝሕ ምፍሳስ እንታይ ማለት እዩ?
@jossykennedy7406
@jossykennedy7406 2 жыл бұрын
btaemi xbuk meglexi gn bzuh gze mhurat nay adna kmhru kelewu base zeyblu seb ymhru kemzelewu ayzkrwon eyom hji entay kbl delye eye testestron entay mkanu zeyfelt bzuh eyu emo ab mejemerya testestron malet kemzi malet kemzi malet eyu tezbehal malet zkone hadish kal ktzareb keleka ezi kea kemzi malet eyu tezbehal thanks
@mogosmlash7437
@mogosmlash7437 2 жыл бұрын
ደ/ር ሳሮን መደባትኪ ብዘይመጠን መሃርቲ እዮም ይቀንየልና ቀጵልዮ
@tesfaydawit3755
@tesfaydawit3755 Жыл бұрын
ነመስግነክ ክብርቲ ሓፍቲ
@andomyakob8645
@andomyakob8645 2 жыл бұрын
ብራቮ ጽቡቅ ኣገላልጻ ንፍዕቲ ቀጽልዪ ኣብ ካልእ መደብ ክሳብ ትመጽና ሰላም ቅንያት
@asratmebrahtu
@asratmebrahtu 4 ай бұрын
Yesssssssßexlent teacherdoctor
@zeraytesfamarian9074
@zeraytesfamarian9074 10 ай бұрын
ሰላም ዶ /ር ሻሮን ብኽመይ ክረክበኪ ይክእል እንታይ ድየ ክሓተኪ ደልየ ፈሳሲ እስፐርም ካብ ዘይፈሰኒ 2 ዓመትን ሸመንተ ወርሕን አቁጺረ አለኩ ስለዝስ ካብ ምንታይ ይኽውን ተገዲስኪ መልስለይ ደ/ር ሻሮን በጃኪ ብጭንቀት ተዋሒጠ አለኩ።
@Semanazo
@Semanazo 4 ай бұрын
Thanks docter sharon
@er-uq6we
@er-uq6we 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ጽቡቅ ኣስተምህሮ ዶተረ
@zereelyas4501
@zereelyas4501 2 жыл бұрын
Very Good explanation Dr..scharo good Job keep going don't Stop it God blesse you sister. 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@yishakalemu8927
@yishakalemu8927 Жыл бұрын
ፅቡቕ አስተምህሮ
@sinnechweditela1160
@sinnechweditela1160 2 жыл бұрын
Wëllkomm Dr. Sharon Selam selam Enkoe bdhan mexak Tefikna kenik eko I hoppe b selam tkon
@wedifeto7536
@wedifeto7536 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኪ ይኩን Dr ሻሮን።ኣነ ሲ ብሓደኣገዳሲ ጉዳይ ከዛራርበኪ ደለ ነረ። ንሱ ክኣ ን ልዕሊ 15 ዓመት ብ ዘይ ውላድ በዓል ሓዳር ሓወይ ኣሎ እሞ፡ እንታይ ምክርታት ትህብኒ። እንታይ ክገብሩ ከም፡ዝክእሉ፡በዚ ኣጋጣሚ ናይ ፍራይምነት ዘሪ ወዲ ተባዕታይ ከብ ኣልዓልኪ ውሞ ምሳኪ ክዘራረብ ምክሪ ክትህብና ምደለኩ። ጃውኪ ካብ ጀርመን
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 жыл бұрын
ረዲእዎይ ክሳብ ክንድዚ ዓመት ብዘይ ውላድ ኣብ ሓዳር ምፅኖዖም እግዚአብሔር ኣምላኽ ከምናይ ኣቦና ኣብርሃምን ሳህራን ፅንዓቶም ሪኡ ውላድ ይሃቦም
@issaentertainment8340
@issaentertainment8340 2 жыл бұрын
Wawww Dr . sharon ብጣዕሚ እና ነመስግነኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 2 жыл бұрын
Iseyas mes kedelena abta tmexie Eritrea nay tina halafit kenmerxeki ena Amahadarit 😀 Thank you so much you are Great 🤝😊❤️
@merhawihaile1379
@merhawihaile1379 2 жыл бұрын
ይቀነልና ሓፍተይ ናተይይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽልዮ
@filimonberihu4570
@filimonberihu4570 2 жыл бұрын
Hi Dr sharon mejemerta sleti important information thanks so much bzkone behade aguday deliyeki nere bkemey krekbe ykiel pls tegediski melsley
@robelmehari6009
@robelmehari6009 2 жыл бұрын
ብታዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ
@abelftwi7710
@abelftwi7710 2 жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ክብርቲ ሓፍተይ ሰለ ትህብና ትምርቲ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ካባኪ ቡዙሕ ተማሂርና ኣለና ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ሕቶ ኣላትኒ በዚ ኣጋጣሚ ብዛዕባ ዘርኢ እያ ንሳ ከኣ ሓደ ሰብ ንመዓልቲ ሓደ ግዜ ወይ ኽልተ ግዜ ሴጋ ወይ ግብሪ ሕቡእ እንተ ደኣ ዝገብር ኮይኑ ሲ ከምጸኣሉ ዝኽእል ጸገም ኣሎ ዶ ጥቕምታት ተለዎ ድማ ምስኡ ክትነግርና ምደለኹ ከምዚ ዓይነት ኮ ሰሪሕኪ ኣይትፈልጥን ኢኺ ትምርቲ ስለ ዝኮነ ግን ነዚኣ ኣብ ዝሕጸረ ግዜ ተትምህርና ተገዲስኪ መልስልና ኢኺ ሳሮን ሓፍተይ።
መሪጽካ ክትወልድ ይከኣል ዶ? #ዶክተርሻሮን
8:11
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 84 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 39 МЛН
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 47 МЛН
6 ንሰባት ከተካፍሎም ዘይብልካ ምስጢራት!
18:53
Aklilu H.michael
Рет қаралды 46 М.
Sperm donor: 'I've fathered 800 children' - BBC News
10:30
BBC News
Рет қаралды 235 М.
ዘይልሙድ ዓይነት ወሲብ፥ ሳዕቤን ኣለዎዶ?
12:49