ራያ ሓንቲ እያ ጌቾ ማኛዬ ምስ ዛይድ ጃሙዬ ከንፈርሐኩም ኣይትገበሩና 2024

  Рет қаралды 12,395

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

21 күн бұрын

ራያ ሓንቲ እያ ጌች ማኛዬ ምስ ዛይድ ጃሙዬ ከንፈርሐኩም ኣይትገበሩና ሪኢኹም ሃናፂ ሪኢተኹም ሰለ ትህቡና ካብ ልቢ ኢና ነመስግን#ገሬኡሙን #ገሬኡሙን #eritreanmovie #ብረይ #tigrigna #gereemun #ገሬእሙን #እንዳ #eritreancomedy #tdf #neshneshtv

Пікірлер: 280
@user-le1nf6yj2l
@user-le1nf6yj2l 18 күн бұрын
ጌቺዋይ ስብኣይ ኢካ ኩሉ ፀይሩ ዝከድ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሓግዝካ🙏💙
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 19 күн бұрын
ጌችዋ ሓቢቢ🎉 ሓቆም እዮም ኣብቲ ላዛ መዘገበ ቃላት ናይ ኹሉ ማእኸል ትግራይ ለጣቃለለ ህኾን ኣለዎ ናይ ራያ እና ናእደርታ ልተማሳሰለ እዩ ላዛና ብላዛና ተጸሓፍና ትግርኛ ድዩ ልበሉና ኣለዉ። አጀኻ ጌቺ ሓወይ ለአደና ምሕረት የውረደለን ብጣዕሚ ጎወዝ መርአያ ኢኻ😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምርኒ😊
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 19 күн бұрын
ኣሰይይይ ቓሕ ባሃልት❤❤❤ኣይዘኻ ማኛዬዋ እግዚኣብሔር ድድፎትዎ ይኡ ድፍትን ኣያወአ ንወላድት ለ ምሕረት ይሃበን ብዛዕባ መጽሓፍት ትግርኛ ኣብ ላዛታት ዳተኮረ ድሃብኹሞ ሓሳብ ግን። ምንም ድወፆኦ ደይብሉ ሓሳብ እዩ ክስረሐሉ እንሄዎ ብዘረፈ ግን ኹሉኹም ንፈትወኩም የና❤❤❤❤
@fjfbhhdf260
@fjfbhhdf260 19 күн бұрын
ምሕረት የውርደለን ልወላድት
@user-jp6kx6sv4h
@user-jp6kx6sv4h 18 күн бұрын
ሳዕረዋይ ብጣዕም እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን እና ካብ እሮብን ኩናማን እውን ኣቅርበልና
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 14 күн бұрын
ኣስይይይይይ ራዮቶተይ ጽሩያት ይሞቺኩም ገቹ ሓወይ ንወላዲትካ እግዝኣቢሔር ምሕረት የውርደለን🙏❤❤❤❤
@somoksa2031
@somoksa2031 19 күн бұрын
ተመስገን እንደይ መዓልቲ ገቾ ድበልኹ 😂❤❤❤❤❤ ጃሙየዋ ገቾዋ እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ❤️🥰
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምሪኒ
@Geeztube21
@Geeztube21 19 күн бұрын
አብ ትግራይ ኩሉ ልተፋላለየ ላዛ እኒአና ቋንቋንቸ ደማ ትግርኛ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምሪኒ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምርኒ❤
@user-mg8yx9tu9z
@user-mg8yx9tu9z 16 күн бұрын
ሰብሰክረይብ ግበረለይ
@tsehaygalraya
@tsehaygalraya 19 күн бұрын
ኣይ ቕድምኻትኹም ድኣነ ጥዑማት ላዛ ኽልተ ሓደ ትጋንኹም ዋ ማኛ ይ ጃሙየይ👌😅😅🎉❤❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 19 күн бұрын
የቀንየልና ደቂ ዓባይ ትግራይ! ይቃረ ለእግዚአብሔር ጂሙየ ምኺበሪት ባሃላ ሳዓረየ ኣይዘኺ ቀፅለሉ👍ጌች ክብሪቲ ኣደና ወን ምሕረት ያሃበን ፈጣሪ ኣይዘኻ ወድኖ❤
@user-ov4gj2ut9u
@user-ov4gj2ut9u 19 күн бұрын
😂😂😂😂😂ዓሞይ ታዉፀኒ የኣ ብሰሓቅ ኣይትሳኣኑ
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 12 күн бұрын
😂😂
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 19 күн бұрын
ደቅ ራያ ደሰ በሃልት😊
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 күн бұрын
ደምሪኒ❤
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ወለላይ ገይረልኺ ናዓይዉን በጃኺ​@@Almi_Alm
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምሪኒ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 17 күн бұрын
ደምሪኒ❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 17 күн бұрын
@@Asa-dv3gv ደምረኪ ድኣነለ ደምረኒ ዝያዳይ
@AdeyeWelela
@AdeyeWelela 19 күн бұрын
ጌችየ ድወላድትና ምሕረት ያዉርደለን🙏 ዋው ብጣዕሚ ወኻ ጠንካራ፡፡ ዳስራሕኻ ትምለስ ብሃንቆዉታ ላትፀበና ወና ብሰላም ምፅኣና❤❤❤🎉🎉
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@AdeyeWelela
@AdeyeWelela 19 күн бұрын
@@WejeratAdey ወድያዉ ደምረኹክ እንኣኹ😘😁
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 күн бұрын
@@AdeyeWelela የቀንየለይ የኔ ማርርር🌿❤️♥️
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ንዓይዉን😂​@@AdeyeWelela
@AdeyeWelela
@AdeyeWelela 19 күн бұрын
@@beliKZbin እምብይ ደማ ብለ ድምር😘😁😁😁
@adhenanigus1134
@adhenanigus1134 19 күн бұрын
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@genet3442
@genet3442 19 күн бұрын
ኩለኩም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤አደናቅኩም እየ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩ❤❤❤❤ዋይ❤❤❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 14 күн бұрын
ቅድምኻትኹም ድኣነ ጥዕማት ላዛ ኽልተ ሓደ ራዮቶት😘😘
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e 19 күн бұрын
ዋውውውውው ማርያምን እዛ ምጥሪ ትርጉማ ኣይፈልጣይ ድነበርኹ
@genet3442
@genet3442 19 күн бұрын
ምንጪ ሰሓቀይ ሙቁራተተይ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Rayamedia-ep7nc
@Rayamedia-ep7nc 18 күн бұрын
ዋው ደሰ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤
@user-pv8dd9nq3n
@user-pv8dd9nq3n 13 күн бұрын
ምንጭ ስሓቐይ ይመችኹም አድነቕቶም አበይ አለኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cn3xl2eb4b
@user-cn3xl2eb4b 7 күн бұрын
ራዮቶት ሸገታት እሰት ብሬዝ tdfአምፀአልና አዶታት tdf ዝድብሰ ዝጣሰም ጀግና ሓውና ንደቅ አንእሰትዮ ዓረር ዝከሰ የኡ ላይክ ግበሩለይ የምፀአልና🙏
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 15 күн бұрын
አጀኻ ጌቹየ ሓወይ ለአደና ለምሕረት የውረደለን ብጣዓሚ ጎወዝ መርአያ😥 ኢኻ ማዓሪይ❤🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@fikaduboy7722
@fikaduboy7722 19 күн бұрын
ንኩሉ ዓቕሊ ትዕግስቲ ዕላማ እዩ ስለዚ ሓሉፉ ኣለሙ ግብሩ ፋኖ እባ ኣቅረብልና🎉❤
@marbayname
@marbayname 19 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋም ወለደይ❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 17 күн бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e 19 күн бұрын
ነተን ዝሓመማ ውን ምሕረት የውርደላተን
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e 19 күн бұрын
ዋውውውውውውው ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ገቾ ና ዜድ❤❤🎉🎉
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 14 күн бұрын
ትሕጊ እዩ እካ ለፍረሐካ ልተባአሰ ተጋለጊልካ ትእሰር ልሰረቀ ልምታይ ትሰርቅ ኢልካ ተሓዝካዮ ልባዓልካ ሰራቂ ኢለም ይኣስርካ ታይ ኢና ማ ንገብሮ😢😢ኣምለክ ሰላም የውርደልና ❤
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 19 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤
@ትግራወይት
@ትግራወይት 19 күн бұрын
ደቅኖዋ😊❤️💛
@Geeztube21
@Geeztube21 19 күн бұрын
ክልተ ጀጋኑ ደቂ ራያ አላማጣ ልፈትወኩም ኩለካትኩም❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምሪኒ😊
@Geeztube21
@Geeztube21 19 күн бұрын
@@merhawitmuaz1619 ጨለ
@haftumenberu9667
@haftumenberu9667 19 күн бұрын
እካብዳህነመፃእኩም ፅሩያት አሕውት ❤❤❤❤❤❤
@selam9308
@selam9308 19 күн бұрын
አረ ድገሙና ዋይ ክጥዕሙ ምዕንጁላት ዋይይይ❤❤❤ ክፋል ግበሩልና ኮሾም ክብሉ ከለው ክጥዕሙ ራዮቶትትት
@selemunwediweldie854
@selemunwediweldie854 15 күн бұрын
ዛይድ ሽኮር ይመችኹም ❤😊
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 19 күн бұрын
የቐንየልና መምህር ሙሉወርቂ😂😂😂😂😂
@user-mg8yx9tu9z
@user-mg8yx9tu9z 16 күн бұрын
ሰብሰክረይብ ግበረለይ
@kirossyum271
@kirossyum271 19 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፆኹም❤❤🎉🎉
@Glskjshw111
@Glskjshw111 19 күн бұрын
ደስ በሃልት ደቅ ራያ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤
@weynigaltewahdo2854
@weynigaltewahdo2854 19 күн бұрын
ንማማ ምሕረት ይውርደለን ኣምላክ ጌቹ ሓወይ እግዚአብሔር ይሓግዝካ🙏
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
አሜን፫ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 16 күн бұрын
ተጋሩዋይ♥️💎
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 19 күн бұрын
ዛ ሓምራ ናይ ምጭሪኪ ማ ሕከክያ ማዓረይ ደስ አይብልን😎
@user-dv3mq6do4y
@user-dv3mq6do4y 10 күн бұрын
ብሓቂ ዘድንቆም ሰባት ክብሪ ይሃብኩም
@user-ez4lz5yc1u
@user-ez4lz5yc1u 19 күн бұрын
ደስክብል ቃለመሕተት
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 16 күн бұрын
ዋው ቃሕ ባህልቲ ደቂ ራያ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fetlworkaraya7300
@fetlworkaraya7300 19 күн бұрын
ደቂ አያ ራይማ ዕባዮ መንድ ጉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 19 күн бұрын
ጌቺ መስሓቂ ክፎትወካ ማዓት ጃሙየ ሃይለ ዉን ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
​@@beliKZbinደምርኒ😊
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl 17 күн бұрын
ዋዉ ደቂ ራያ ሳሓቅን ቁምነገርን ደስ ክብል
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 12 күн бұрын
ምሕረት የዉርደለን ገችየ ❤😢
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v 19 күн бұрын
❤ገችዋይ ጠንካራ
@medhin8187
@medhin8187 18 күн бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ተጋሩዋኒ❤ ክልተ ሓደ😂 ጃሙ & ጌች ማኛዬ❤ #ትኽክል ኣይትድፈሩና ኣይትዓምፁና ኣሕዋትና #ጃሙ ሓቃ ብጣዕሚ የሕዝን ። ከምዚ ዓይነታት በተለይ ቋንቋና ላዛና ማ ብትግራይ ቲቪ ትመፁና ይግባእ በተለይ ኣርት ዘለኹም ኣሕዋትና ብዙሕ ዝተሓዋወሰና ትዉልዲ ኣለና ።
@user-yp9ep8yi1v
@user-yp9ep8yi1v 18 күн бұрын
ጌችዋ ምርጢ ሰዉ በጃኩም ተጋርዋይ ሚድያ ዚአ ነባረተተዐያ❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 20 күн бұрын
ማኛየ ከምኡ ውን ጃሙየ ነድንቀኩም ከየንቲ ኢኹም ቀፅልሉ❤❤
@HIfti-H
@HIfti-H 19 күн бұрын
ደምሪን
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 19 күн бұрын
ጃሙየ ታይኡ ኻንፈርኺማ ገለ ነገር እንሀኪዋ ሕስስስ አብልዬ ምስቲ ባህላዊ ኽዳን ኣይኸዲዋ😂
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh 18 күн бұрын
ኣታ አሕፍርክምና አኮ ዋኝኝኝ ማዓንኮር አዩ ዝባሃል
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 19 күн бұрын
አሕሕሕ አረ ስደት ጠለ በሉ አሕዋተይ
@haileseged1124
@haileseged1124 19 күн бұрын
አነኮ ልገርመንይ ለሕዝነንይ ናትግራይ ዋና ጸገም ውድብ እትበሀል ሐሳድ ፍልፍል ሕመቅይ ጽንተትይ ትግራይ ላኾነት ላሀለየት ልምንታይ እዩ ይአኽለክይ በቃ ኢሉ ግልብጥ ኢሉ ደው ለይብላ ?????????????????
@yashikonju8805
@yashikonju8805 19 күн бұрын
ደቅ ዓደይ ራያ ራዩሟ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j 11 күн бұрын
ደቅ ራያ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 19 күн бұрын
ዋይ ደስ ክብሉ ስሕቆም የስሕቅካ ሞይተ እየ ሳሓቅ
@ShanbelTesfay
@ShanbelTesfay 10 күн бұрын
ብጣዕም ደስ ባሃል ,,,,,
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 19 күн бұрын
ጌችየ ዉሽጢ ካሊእ ደጉኡ ካሊእ ዕድመን ጥዕናን ሃብካ ጃሙየለ
@dswq1448
@dswq1448 12 күн бұрын
ሸለል የእ ድብለሉ በልዮ ❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 күн бұрын
ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉
@wskb5990
@wskb5990 2 күн бұрын
ዋይ ደስ ክብሉ❤🥰🥰😁😁
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 18 күн бұрын
ጌች❤
@AaAa-ki4zs
@AaAa-ki4zs 20 күн бұрын
ሊቅ ብሓቂ በተይለይ ኣብናይ ስደት ዝሃብካዮ ሪእቶ
@HIfti-H
@HIfti-H 19 күн бұрын
ደምሪን
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 19 күн бұрын
❤❤❤ I love your energy. Keep it up, brother ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Entertainment-nf7vr
@Entertainment-nf7vr 19 күн бұрын
Thank you so much 😁
@somoksa2031
@somoksa2031 19 күн бұрын
ለባማት ብሓቂ 👍👌🥰❤️
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 19 күн бұрын
ጀጋኑ ብጣዕሚ የና ንፎትየኩም ❤❤🌹🌹 ጃሙየ ምጥረ ምጥሮም በልዬም😂😂😂
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
😅ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 19 күн бұрын
ያውው ስዲ አብ ማእከል ሚዳ ከምዚ ይብሃል ኡኡኡ😌😌☺
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
@@user-te9kv8ce1s 😂😂 ማዓረይ ብራያ ምንም ኣያሕፍርን እቲ ንስኹም ምጥር ትብልዎ ብኣሕና ኻልእ ቃንቃ ኣለዎ
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 19 күн бұрын
ንማዓኮር እዩ ምጥር ምዓኮር ንውሎዳ ንት እስኻትኹም ምጥር ትውልዎ ባሕና ኻልእ እዩ ስሙ​@@user-te9kv8ce1s
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly 19 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም
@WejeratAdey
@WejeratAdey 19 күн бұрын
ደምርኒ🎉
@user-gs4vb1lm5m
@user-gs4vb1lm5m 19 күн бұрын
Wow ደቂ ሓላል❤❤ ትግራይ
@ormooapss442
@ormooapss442 19 күн бұрын
❤❤💞💞❤❤ 💞💞❤❤💞💞 ❤❤💞💞❤❤
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 19 күн бұрын
ክልብሙ ደስ ባሃልቲ ኾኾዋት❤❤❤❤
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 18 күн бұрын
Des behalti asadutat❤❤❤❤❤
@user-kw5vc1gy5e
@user-kw5vc1gy5e 19 күн бұрын
ኹለን እተን ኣነ ኣብ ሚድያ ቃርወ ክዛረወን ድዳልይ ትዛርውኹመን ብጣዒም ይአ ዳመስግነኩም ንሓታትን ንመለስቲን
@embeyteni1665
@embeyteni1665 19 күн бұрын
ማኛና ❤
@Northerns375
@Northerns375 19 күн бұрын
ጌቾ እና ዛይድ ናልበይ ኣውግዕኹምለይ
@user-le6ov7nb4z
@user-le6ov7nb4z 19 күн бұрын
ኽልተ ሓደ ኣበይ ትጋንየም ኣነስ ክፈትየም ማዓት😅
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 17 күн бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j 19 күн бұрын
እንካዕ ዳሕና መፃኹም❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 18 күн бұрын
❤💛
@user-zj6cm7cv6m
@user-zj6cm7cv6m 17 күн бұрын
ደቅራያደሰበሃልት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 19 күн бұрын
ትኽክል ብልርድኦ ላዛ ብላርድኦ ሰብ ክማሃር ይግባእ
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 19 күн бұрын
ሓቅኩም አሕዋተይ መንግስቲ መንገዲ ክዓፂ አለው
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 19 күн бұрын
Enikae biselam metsakim tegariwayyy ❤❤❤
@user-pw8io3xg1p
@user-pw8io3xg1p 7 күн бұрын
የኔ ማሮች❤❤❤❤😂😂😂
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 19 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ኣሰይ ደስ ትብሉ ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 19 күн бұрын
ደምረን❤
@embeyteni1665
@embeyteni1665 19 күн бұрын
ክልተ ዝፈትዎም ❤❤❤
@genetraya9799
@genetraya9799 19 күн бұрын
ሸገታት ❤❤
@ChBj-pf1dv
@ChBj-pf1dv 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hbhf8927
@hbhf8927 17 күн бұрын
ሙቁራተይ ❤🎉🎉
@user-pw8io3xg1p
@user-pw8io3xg1p 7 күн бұрын
እፍ ሙቁራት😂❤❤❤❤❤
@user-pw8io3xg1p
@user-pw8io3xg1p 7 күн бұрын
ትክክል😂😂😂😂
@ftju2842
@ftju2842 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@AgffGrchy
@AgffGrchy 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mariamm8239
@mariamm8239 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fjfcgv3736
@fjfcgv3736 19 күн бұрын
ራያዓድይ🥺😁❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@marbayname
@marbayname 19 күн бұрын
ደቂ ራያ ሽኮራት❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 17 күн бұрын
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@Edengirmay291
@Edengirmay291 18 күн бұрын
😂😂😂 deqi raya kef alekum
@merytigraweyti
@merytigraweyti 19 күн бұрын
my tegaru💛❤💛❤✌✌
@beliYouTube
@beliYouTube 19 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@hariyaaregawi313
@hariyaaregawi313 16 күн бұрын
💞☦️🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹
@BahgiTube
@BahgiTube 19 күн бұрын
ዝገርም ስራሕ እዩ።ቀጽልሉ❤❤❤🎉🎉🎉
@Almi_Alm
@Almi_Alm 19 күн бұрын
ደምረኒ
@ZolaTadesse
@ZolaTadesse 17 күн бұрын
Raya is one
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 19 күн бұрын
ጽቡቃት❤❤❤❤
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 8 МЛН
마시멜로우로 체감되는 요즘 물가
00:20
진영민yeongmin
Рет қаралды 34 МЛН
ዊንታ ኣሰፋው ኣብ ቀዛሕታ ቶክ ሾው
54:37
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 26 М.
Она была безумно рада от увиденного 🤯
0:29
Фильмы I Сериалы
Рет қаралды 2 МЛН
ПОМОГИ РАЗБУДИТЬ ПИЛОТА 😱😱
0:16
ДЭВИД ЛАВА
Рет қаралды 2,7 МЛН
ПОМОГИ РАЗБУДИТЬ ПИЛОТА 😱😱
0:16
ДЭВИД ЛАВА
Рет қаралды 2,7 МЛН