ሰበር ዜና🔥 ኣስመራ ሓዱሽ ምዕባለ/ ናይ ኣክሱም ጥዑም ዜና /ቅትለት ወተሃደራት ኤርትራ/

  Рет қаралды 18,433

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 73
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 10 сағат бұрын
ትግረዋይ ወይ ወይን ወይ በልጽግ ኣብዙይን ኣፍቱይን እናተገላበጥካ መንገዱን ዓይነቱን ዘይፈለየ ፖለቲካውን ወታደራውን ዕውር ጉዕዞ ጥፍኣት ትግራይ ዘቀላጥፍ እምበር ኻልእ ክኾውን ኣይኽእልን ::
@mesfinaregahegn7054
@mesfinaregahegn7054 6 сағат бұрын
WE NEED ONE AND INE THINGS AT THIS TIME. PEACE ☮️ PEACE ☮️ PEACE ✌️ NO MORE WAR IN TIGRAY::
@GenetWsillasie
@GenetWsillasie 5 сағат бұрын
ብጣዕሚ ሓቅኻ ብዘሕዝን ነዚ ጅግና ለባም ወረጃ እዝኹሉ መከራ ሓደ ኾይኑ ዝሕለፈህዝቢ ብሰንኪ ስልጣን ዝደልዩ መራሕቲ ማይ ገረሙና ግን ብፈጣሪ ሓይሊ ክንወፅእ ኢና ካብንይደገን ውሽጥን ፀላእቲ
@LucyTesfaye-n7e
@LucyTesfaye-n7e 3 сағат бұрын
ብሓቂ
@petrosabraha7220
@petrosabraha7220 12 сағат бұрын
እወ ትግራይ ሕማቅ ኣሎ😢
@YemaneBirhanu
@YemaneBirhanu 28 минут бұрын
ንብዓትኻ ውሕጅ ኾይኑ ይውሰዶም አይዞኻ ዎድነይ
@TamratBerihun
@TamratBerihun 6 сағат бұрын
እወ ኧረ ይተአረቁ መስሀቂ ኮይናለና
@amanmeko
@amanmeko Сағат бұрын
ግልጽነትን ቅንዕናን ዝጎድሎ ዜና ትንታኔ !!!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 сағат бұрын
ዓያሹኻ ልቢ ገይሮም ምስ ብልፅግና ኮይኖ ም ንህዝቢ ደም ከምዘየንበዑ
@MohammedBerhan-z8p
@MohammedBerhan-z8p 12 сағат бұрын
ካካካካ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ህግደፍ አቦታትናን መንግስትናን እዮም አይትሕለሙ ሐለምቲ ብዛዕባ ውዲ በሻሻ ባዕልና አለናዮ አይትሰከፉ አይኮንን ሕጂ ብክልተ እግርናረጊጽና አብ በረካ ከለና አይከአሉናን
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 12 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ገዛና እንካዕ ብሰላም መፃእኹም 🥰👏💙💙
@Kaku-w8j
@Kaku-w8j 3 сағат бұрын
Shaebiya ketfie trah eyu zelewo
@amanuelbrhane7583
@amanuelbrhane7583 4 сағат бұрын
ኢሂተ ባርያ ወዲ መድህን በራድ ጸንቃቂ ሐተላ ግለት 🐄🐄🐄
@ghideyhishe9395
@ghideyhishe9395 4 сағат бұрын
ካብ ውግና ነፃ ኩኑ
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 9 сағат бұрын
💛❤️
@tamutafu528
@tamutafu528 4 сағат бұрын
THANKU SO MUCH. KUBURE. HAWENA ❤ TEBAREKE. GENE. SIBE. SELETANE. TIGERAY. BEJEKA. NAYE. SELETANE. MEMEMNETALE. ENBERE. BEZAEBA. HIZEBOME. AYEGEDESUNE. ETE. HIZEBENA. DEMA. ENETAYE. KIMEZEKONU. SEKE. ELOME. ALEWO. EMO. BEJAKATEKUME. NEZOEME. KEBEDOME. ZEMEDOME. ZEKONU. BANEDATATE. NETENEKEKLOME. !!!!!!
@MuluHailu-zd4tm
@MuluHailu-zd4tm Сағат бұрын
እማንካ ክቡር ሓውና ይጋገዩ ኣለው ህዝቢ ጨኒቑዎ ኣሎ ደቑ ከፊሉ እዚ ኣይተፀበናን ሓድነት ይበልፅ ፕ
@anisaany6039
@anisaany6039 11 сағат бұрын
ተጋሩዋይ ንቁሑ💊💔💔😭😭
@berihunderbew3201
@berihunderbew3201 8 сағат бұрын
ቅድሚ ንቑሑ ማለትኻ /ኺ ሻዕብያ ኣብት ትግራይ ዝፈፀሞ ጨፍጫፍ ምኹናን ( ቅድሚሕዚ ኮኒንኻ/ኺ ምዃኑካ/ኺ አይፈለጥኩን) ክቕድም ይገባዕ ድሕሪኡ እቲ ምኽረ ሓሳብ ሽው ምባል ፅቡቕ 'ዩ
@SelamawitTekleMariam
@SelamawitTekleMariam 6 сағат бұрын
Hasawit
@TsegayKifle-d7v
@TsegayKifle-d7v 9 сағат бұрын
This is defference of precimple not fighting of two persons
@alguyonas3312
@alguyonas3312 11 сағат бұрын
😮
@GbremeskelWelday
@GbremeskelWelday 4 сағат бұрын
እዙ ሓዉና ዘዊ ዝበኪ ዘሎ ንበይኑ ኣይኮነን ንኹልና እዩ እዚ ቃንዛ ንንቃሕ ንኹልና እዩ ዝነብዕ ዘሎ ዉሽጥና እዩ ዝበልዐና ዘሎ
@YohannesTesfaye-c1x
@YohannesTesfaye-c1x 13 сағат бұрын
አይትሃስዉ
@Welse1965
@Welse1965 4 сағат бұрын
ህውሀት ኢትዮጵያ ከፍረስ ኢሉ ጦርነት ከፊቱ ግን እታክፍአት አብሩሱ ዊኢላ ንኢትዮጵያ ዘፍርሳ የለን አለውዋ ጀጋኑ ደቃ ነይ ባዳ ህውሀት ሻእብያ ፋኖ ኦነግ ግን ክጠፍኡ እዮም።
@michaelamanuel4814
@michaelamanuel4814 4 сағат бұрын
MALELITE N ERITREA THITSEMOKYO AERE WAHATIYO EMBER Naby dhihr deihr.2
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 6 сағат бұрын
ንምንታይ እዩ ብዛዕባ ህወሓት ክንድዚ ዘሻቕልን ኣጀንዳ ዝተገበረን??? ኢህአዴግ እትፈርስ ህወሓት ከምዝፈርስ ከመይ ዘተገመተ። ምብትታን ህወሓት ትንሳኤ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ብሰንኪ ስብሓታዊ ጉጅለ መንእሰይ ስደት ፋሕፋሕ ይብል ኣሎ።
@kidane6417
@kidane6417 12 сағат бұрын
Ayithaswu hesat newuri eyu
@HadushWelegerima
@HadushWelegerima 4 сағат бұрын
እንታይ እያ እታ ለውጢ ደላይ ትብል ሕልሚ ድያ ዘይትዝረብ ድያ እታ ካብኦም ትፈልዮም ቶግ ዘየብልዋ ወይስ መሽቀጢት እያ
@Rasamabaafar
@Rasamabaafar 2 сағат бұрын
ድሮንሲ ኣብ ኣስመራ ትዝንብይ😂😂😂ደናቁርት።ድሮን እኮ ቅድሚ ኢትዮጵያ ምዕጣቓ ኤርትራ ያ ተዓጢቓቶ።
@solomonaynealemtesfagergis9897
@solomonaynealemtesfagergis9897 8 сағат бұрын
ኣማኒኤል ሓሳዊ እዩ በቶም ናይ 03 ዝሃቡዎ እዩ ዘመሓላልፍ ብዉሑዱ ልዕሊ 50 ሽሕ እዮም
@michaelamanuel4814
@michaelamanuel4814 4 сағат бұрын
Ezi america zhabetkum eyo geza enada guhafe ketetiwwo eu mikrey mikniatu ni shabia kitetfia kitilla nibbling hakikin kiterfa ekin.
@ቀሪንገረመው-ጸ8ከ
@ቀሪንገረመው-ጸ8ከ 8 сағат бұрын
ካሳ ሃ/ማርያም ፣ ካሳ ሃ/ማርያም፣ ካሳ ሃ/ማርያም ፣ ካሳ ሃ/ማርያም፣ ካሳ. . . . . .ካሳ . . . .ካሳ. . . እንታይ'ዩ ጉዱ ? ኣይበዝሐንዶ?
@Rasamabaafar
@Rasamabaafar 2 сағат бұрын
😂😂😂ከመይ ዓይነት ሕንፍሽፍስ ዝበለ ጣቋ ዘይብሉ ዜናዩ።ለለኺ ጥላይ በሊ 😂😂😂
@getahunnega292
@getahunnega292 7 сағат бұрын
እሞ እንዳ ኣደመ እንዶ ኣብዮም! ኣንክንዲ ምስ ግምት - ምስ ሽዕብያን ፋኖን እዩ ባሕጎም! ምኽንያቱ እታ ስልጣን እንተዘይተረኪቡ ሞይተ እርከብ ይብል! ስለምንታይ ብሌብነትን ብገበንን ከይሕተት!
@zerufsha2645
@zerufsha2645 11 сағат бұрын
ትደልኦሞ በየናይ ኣእጋር ኣሰጋጋር ኮይኑኩም.
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 5 сағат бұрын
ሐቂ እዩ ትግራይ ኣብ ሕማቅ ኣላ ብመን ዝብል ክምለስ ኣለዎ ሐዚ ዝሕምሳ ዘሎ ወላዲ እቲ ዱሑር ጉጅለ ስብሓት እዩ መምርሓ ሂቡ ንጌታቸውን ጻድቃን ብጸለመ ቀውጢ ግበርዋ ተዘይኮይኑ ህዝቢ ብዝኾነን ዘይኾነን ኣላዒልኹም እስካዕ ብሓይሊ ክፍጸም ኣዚዙ እዩ ነዚ ዝሕግዙ ድማ ነባር ዓቅሚ ዝበልዎ ዝሰምዕ ዝሃብዎ ዝበልዕ
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 10 сағат бұрын
ሐሳዊት እንታይ እዩ ተጋሩ ዝምድና እተ ጸቢቁላስ ብቅንኢ ተኸኽ ትብሉ ኤረትራ እኮ ሃገር እይ ምስድላይ ዝምድና ክትገብር ከም ካልኦት ሃገራት መሰላ እዩ።በጃኻትኩም አይትቅንኡ ሽግርኩም ፍትሑ።
@HaregNega
@HaregNega 12 сағат бұрын
Meslome eyu ko zemeslome kemrtsu wayp
@kidane6417
@kidane6417 12 сағат бұрын
Qondaft kab Gex merit kayitafu
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 8 сағат бұрын
Tegaru shet meanta nihna Eritreawiyan musakum ena Eseyas kem asad kingebro ena. T8ray nisikum ket belu ayitinkesakesu kunat nikilil afar giberiwo mikniatu Tigray hanti dem ketenitib yebilan hig8def kitefue tiray eyu zelewom. Nihna kulina youngs Eritrea misakum ena ayitiwigaana ayiniwegiakan beliwo ziwagae silezeybilu kulu nekihu eyu kiwehat tiray eyu zelewo nisikuk hayillikum akibiwo Tegaru ahwat8na ekum bikedemu eseyas eyu bikifiatu nab kunat aetina ajokum ajokum simeru simeru hanti dem keytentibu.
@Rasamabaafar
@Rasamabaafar 2 сағат бұрын
😂😂😂ኣበይ እዩ ገማግም ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣቱም ደናቁርት።ድንዙዛት ካብቅድምኩም ድህሬኹም ዝከፍአ ህዝቢ ።ዋና ኣለዎ መሬት ኤርትራ ።ትቁርመም ካ ትንክፍ ተብላ
@Rasamabaafar
@Rasamabaafar 3 сағат бұрын
ቀይ ቀይ ዝብል ዘሎ መንግስቲ ኢትዮጵያሲ ።ኤርትራዊ ዳ መሳርያ ሙሉእ ተዓጢቑ እንድዩ ኔሩ ያውም ኣብ ማእከል ኣስመራ።ኣብይ ዶ ተቃዋሚ ዶ እንታይ ከምጽእ ሕጂኣ።ኣብ ሓደ ገዛ 5 መናእሰይ ተልዩ 6 ክላሽ ኣሎ እቲ ሓደ ናይ ኣቦ ዩ። ስለዚህ ዓቕሊ ጽበት ኣብይ ናብቲ ናውብት ይብሎ ኣሎ።
@JonasMehari-f5z
@JonasMehari-f5z 10 сағат бұрын
ኮሎኔላታት ኤርትራ ብድሮን ናይ ፌደራል እዮም ተሃሪሞም ኣብ ዓዲ ሃገራይ ኣነ ኔረ እዩ እንካዕ በዞም ቆማላት ተጋሩ ኣይተሃረሙ እምበር ብጌጋ እንካዕ ሃረሞቶም ካዞም ረሳሓት ተጋሩ
@AmanuelAndeberhan
@AmanuelAndeberhan 9 сағат бұрын
@@JonasMehari-f5z የሕዝን'ዩ ከምዚ ዓይነት ርኢቶ ክትህብ። ንህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሓዊ ምእጓድ ጌጋ ዓገብ ዓገብ
@JonasMehari-f5z
@JonasMehari-f5z 10 сағат бұрын
ኣየ ተጋሩ ጎረቤትና መሳኪን ኤርትራ ከይ በልኩም ዘይኮነልኩም
@moe3000
@moe3000 10 сағат бұрын
Eritrea shabia doo aykonen east Africa zihimisa zelo ? Hallay!
@amanmeko
@amanmeko Сағат бұрын
ውጽእ ሓሶት ኣሰና ትተቅሲ !! እሰና እኮ ና ኢሳያስ 2 ግዜ ሞይቱ ዝበለ ግለሰብ እዩ !!
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 7 сағат бұрын
Abyi midya
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 11 сағат бұрын
😂😂😂 አቢ ናብ ኤርትረአ ኹናት ይሓስብ ኣሎ? hahahahah 23 መዓልቲ አዩ ዝወስደላ ኤርትረአ ናብ 4 ኪሎ ክተኣቱ ግን ምስ ዉዱቕ ዓቕሚ ዘይብሉ ናይ በሻሻ መንግስት ምሕሳር ኣየድልን! ዉዱቓት
@tigistwondimu5712
@tigistwondimu5712 12 сағат бұрын
Welade ne wladome kessmou alewom lewte adelaye euo gen endatenkaka hezbe endatgodeo eyom
@hagosyohanns9443
@hagosyohanns9443 9 сағат бұрын
ቀይሕ ባሕርስ ከም ኮኮብ ሃህ ኢልኩም ጠምትዋ ሃመማ ክሳብ ዝኣትዎ ኣፍኩም። ቆሓምም
@JonasMehari-f5z
@JonasMehari-f5z 10 сағат бұрын
እወ ወዲ ኮሎኔል ወዲ ርግበን ተሰዊኡ ኮሎኔል ወዲ ፉርዙን ለኣ ሰንኪሉ ኣሎ ግን ብዞም ቇምልላት ተጋሩ እንካዕ ኣይኮነ ምክንያቱ ኣነ ኔረ እየ ኣብ ቲ ኩናት
@MichaelAbMr
@MichaelAbMr 2 сағат бұрын
አበይ ዘለኻ ድኹም ሰብ ኢኻ ንባዕልኻ አብ ናይ ዓለም ጭራ ተቀሚጥካስ ብመልሓስ ኩሉ ይከአሎ
@amanmeko
@amanmeko Сағат бұрын
እንታይ ዓይነት ካርታ ኢኺ ትጥቅዕዮ ዘከኺ !! ዓገብ !!!
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 10 сағат бұрын
DDR Keytigebru tetenkeku mikniatu bikilite aregit edkum tekebibkum zelekum hizbikum adhinun hizbikum a zikone seat adihiniwo genzeb enawatsaekum hilaweu aregagitsu ezi enteerkum kitihnu ekum.
@user-pd1ef8eu3z
@user-pd1ef8eu3z 9 сағат бұрын
Asena derbay, nikntu meswaet ertrawi elka, badime ,tserona,zalambesa,erop kulu ab ede wanatatu melisomo etom geganu. Weyane gonecide teblo, niskea kale belo aygidesenanu enquea meretna Melsna, kidu ouyy belu zesmeakum yelen Hasewti nay alem
@HadnaiFalu
@HadnaiFalu 10 сағат бұрын
እቲ መልሓስኪ ናይ ወዲ ጥበዉሉ ረሳሕ
@HailemariamABRHA-p5w
@HailemariamABRHA-p5w 8 сағат бұрын
No need to use such words brother
@Telemark-f2l
@Telemark-f2l 4 сағат бұрын
ኣንታ በስመኣብ ኢልኩም ነተን ብዩቱብ ትረኽብወን ገንዘብ ዘይትበልዑ ። ኣኪልኩም ወርሻ ገርኩሞ እቲ ሓሶትን ምድንጋራትን ። በልስከ ወረ ረኪብና ኢልኩማኢ ኣሰና ዝተዛረቦ ከም ዘና ኢልኩም ተቅርብዎ? ምኻን ዓርኪ ነኻልሲ ነቃዕ ደይበልዎ ። ሓቂ ንግብርኹም ሪኡ እዩ ፈጣሪ ኣብ ሸንኮለል ከም ትነብሩ ዝፈረደኩም ።
@gigiriri4865
@gigiriri4865 4 сағат бұрын
እግዚአቤሔር ዶ ይኣምኑ ድዯም?ሱሱዓት መራሕቲ ዲክታቶር ናይ ህዝቢ ዘሪፎም ብሙሉአቶም ስድሮኦም ንወጻኢ ሰዲዶም ሕጂ ኸአ ክንዲ ይአኽለና ዝብሉ ንመንእስያት አስኪሎምን ቀቲሎምን ብስደትን ጥምዬት ወሲኻ እንደገና ምስቶም ቀተልቲ ህዝብትግራይ ከጎብጉቡ ይረአዩ ብሐይሊ ኣዉርድዎም pls ናይ አፍሪቃ መራሕቲ good for nothing greedy beggars Africa is reach continent not poor
@zerisenay-e4k
@zerisenay-e4k 10 сағат бұрын
ብዛዕባ ደለይቲ ፍትሒ አርትራ ንቓልሶም ዝሓላልኾ ዘሎ ኣብትግራይ ተፈጥሩ ዘሎ ፖለትካዊ ነውጺ እዩ
@sobr1677
@sobr1677 12 сағат бұрын
ፈሰውቲ
@lovleytigraye
@lovleytigraye 4 сағат бұрын
እቲ ዝከፍአ ካብ አብይን ኢሳያስን አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀምዎ ጆኖሳይድ ካብኡ ዝገደደ ጌታቸውን ፃድቃንን ንህዝቢ ትግራይ ቀቲሎሞ
@YohanesFerhiwet
@YohanesFerhiwet 11 сағат бұрын
Ante qondafe bezaba eritrae Ayemlkateken u nay wedi meshasha ka balena alnayo bezaba hizebkum tray gabaru haswety kunate ente tejamru abe merate tigray eyu zekawen haswet dribaye nake hanikena ferate kenblke ena
@seidedris3325
@seidedris3325 10 сағат бұрын
Stop thinking that the Genocide on Muslim tegaru Axum
@tekletesfay6596
@tekletesfay6596 12 сағат бұрын
Fake news
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
CD  sport ታህሳስ 17/2017
ሲዲ ስፖርት / CD Sport
Рет қаралды 63
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН