ምስ ደገፍቲ`ዶ ወይስ ምስ ተቓወምቲ

  Рет қаралды 1,992

TNSAE TV

TNSAE TV

Күн бұрын

Пікірлер: 35
@Solomont-tewelde
@Solomont-tewelde 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሓዉ ሚኪ ቡሱል ዝኮነ ኣገላልጻ አንደገና ተባዕ መንፈሳዊ ኢካ አሞ አግዚኣብሔር መመሊሱ ጸዓትካ የብዝሕ።ተባረኽ ቡሩክ
@danieltekie6452
@danieltekie6452 2 ай бұрын
This Guy , Michael speaks the truth. He calls the spade a spade. He intermingled biblical Philosophy with politics ,history and social fabric of society. He is an optimist and realistic. Please bring alike minds as your guest . Good job Fistum!
@Solomont-tewelde
@Solomont-tewelde 2 ай бұрын
100% ሓቂ ዋዉዉዉዉ
@yohannesabraham608
@yohannesabraham608 2 ай бұрын
Very matured interview. So jealous of you mike. Proud of you.
@GennetAsgodom
@GennetAsgodom 2 ай бұрын
Thank youg god perlls you
@YonatanMahari-q3q
@YonatanMahari-q3q 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yacobtesfai2586
@yacobtesfai2586 2 ай бұрын
Futsum btaemi tsibuk medeb 👏👏👏
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 2 ай бұрын
ንሳ እያ እታ ሓቂ። ኣምበሳ ሚኪ
@nahikal1150
@nahikal1150 2 ай бұрын
Goyta ybarkka haw Mki
@YonatanMahari-q3q
@YonatanMahari-q3q 2 ай бұрын
amlak yebarka haki zefleteka bruk ika
@YonatanMahari-q3q
@YonatanMahari-q3q 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@sleepless1.0
@sleepless1.0 2 ай бұрын
ኣረስረሰ!!🙏🙏🙏!
@Solomont-tewelde
@Solomont-tewelde 2 ай бұрын
ሓዉ ፉጹም በጃካ ንፓስተ ጎይቶም ገብረዮናስ ኣብ ኣመሪካ ዘሎ ኣምጻልና አንተኬልካ
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ
@ኩሉዝሓልፎንሰናየይኢዩ 2 ай бұрын
እታ ተቃዋሚ ትብልስ ደላይ ፍትሒ ተባሂላ ክትእረም ኣለዋ።
@obedhardware9325
@obedhardware9325 2 ай бұрын
ጽድቂ ንህዝብታት ልዕል የብሎም ሓጢኣት ድማ ውርደት ህዝብታት ኢዩ።ኣብ ኣፍሪቃ ትቃዊሞም ዘምጽእዎ ውርደት እምበር ጽቡቅ ሪኢና ኣይንፍልጥን ።ን ኣብነት ሊብያ ፡ሱዳን ሱማልያ ፡ኢትዮጽያ ካብ ሃይለስላሴ ጀሚርካ ስጋብ ሕጆ ዘላቶ።ብጽድቂ ናብ እግዚኣቤሄር ምጥራዕ ግን መልሲ ኣለዎ።ብረታዊ ቃልሲ ንትግራይን ን ኤርትራን ምጅማረን ድፈሰሰ ደም መመሊሱ እንታይ የምጻኣለን ኣሎ ንርእዮ ዘለና ኢዪ።ምቅትታል መርገም ኢዩ ዘስዕብ
@sleepless1.0
@sleepless1.0 2 ай бұрын
🎉!
@monayohannes2303
@monayohannes2303 2 ай бұрын
Degeftin tekawemtin elkum hizbi aytiifelaliyu
@monayohannes2303
@monayohannes2303 2 ай бұрын
Nay behaki Ertirawiyan aykonkumin nimintay bandera tifelaliyu
@user-dm7gd4ml7h
@user-dm7gd4ml7h 2 ай бұрын
ወይ ህውታትያ በስምአብ
@haregumirach3707
@haregumirach3707 Ай бұрын
Na Eritrea bandera eya Hizibi Eritrea semayawit bandera Misweredet hizbi telaelu nibanderiounnharnetun
@azmerahailu1550
@azmerahailu1550 2 ай бұрын
des zebil agelalxa kubur haw 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@monayohannes2303
@monayohannes2303 2 ай бұрын
Bejakum sirah dikum sienkum hiji kia nab amenti metsiekum
@mebrietekle6845
@mebrietekle6845 2 ай бұрын
Haimanot gerkum ketetfueuwa
@rusomtekle3943
@rusomtekle3943 2 ай бұрын
እህምም ፡ እታ ከኒያዊ ንመጽሕፍ ቅዱስ ረጊጹ !!,,. እሞ ነታ ሓንቲ ቃል ክረግጽ ክብልሲ፡ ብምሉኡ መጽሐፍ ቅዱስ እንተረጊጹ ትድጋጊዩ ጥራይ ዘይኮነ ገበነኛ እዩ ። እይተሐዘለይ !
@ftwimesmer7611
@ftwimesmer7611 2 ай бұрын
ዓማጽ ዓማጽ ክበሃል ኣለዎ
@mebrietekle6845
@mebrietekle6845 2 ай бұрын
Kezab
@philiposyonas744
@philiposyonas744 2 ай бұрын
Romans 9 ትግ - ሮሜ 17: እቲ ጽሑፍ ንፈርኦን፡ ሓይለይ ኣባኻ ኸርኢ፡ ስመይውን ኣብ ኲሉ ምድሪ ኺውረ፡ ነዚ እየ ዘተንሳእኩኻ፡ ይብሎ እዩ እሞ፡ እዚኣ ከ ከመይ ትሪኢዋ
@taezazwoldu5302
@taezazwoldu5302 2 ай бұрын
ካብ አብ ዐይነት ባንዴራ ምጽራይ እቲ ዓቢ ጉዳይ አብ ሕዝቢ ኤርትራ መጽዪ ዘሎ ምሕደራዊ ሽግር ግንዛቤኡ ሰላማዊ ስርዓት መፍቲሒኡን ምንዳይ ምሐሸ።
@sleepless1.0
@sleepless1.0 2 ай бұрын
ግሓ 5-1-12 #ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ ምስ ሰጲራ ሰበይቱ ምድሩ ሸጠ።2ካብቲ ዋጋኡ ኸኣ ምስ ሰበይቱ ተማኺሩ መቒሉ ኣትረፈ፡ ነቲ ሓደ ምቃል ድማ ኣብ ጥቓ እግሪ ሃዋርያት ኣንበሮ።3ጴጥሮስ ከኣ፡ በል ሃናንያ፡ ንመንፈስ ቅዱስ ክትሕሱ ኻብ ዋጋ እቲ ምድሪ ኸኣ መቒልካ ኽትሐብእሲ፡ ስለምንታይ ሰይጣን ንልብኻ መልኦ፧4ከይተሸጠስ ናትካዶ ኣይነበረን፧ ምስ ሸጥካዮስ፡ ኣብ ኢድካዶ ኣይነበረን፧ ከመይ ጌርካኸ ነዚ ነገርዚ ብልብኻ ሐሰብካዮ፧ ንኣምላኽ እምበር፡ ንሰብ ኣይሐሶኻን፡ በሎ።5ሃናንያ እዚ ቓልዚ ምስ ሰምዔ፡ ወደቐ፡ ነፍሱ ኸኣ ወጸት። እቶም እዚ ዝሰምዑ ዘበሉ ዂሎም ከኣ ኣዝዮም ፈርሁ።6ኣጒባዝ ድማ ተንሲኦም ገነዝዎ፡ ተሰኪሞም ኣውጺኦምውን ቀበርዎ።7ኰነ ኸኣ፡ ብድሕሪኡ ኣስታት ሰለስተ ሰዓት ኣቢሉ ሰበይቱ፡ እቲ ዝዀነ ኸይፈለጠት፡ ኣተወት።8ጴጥሮስ ከኣ፡ እስኪ ንገርኒ፡ ንመሬትኩምዶ በዚ ኽንድዚ ኢኹም ዝሸጥኩምዎ፧ ኢሉ መለሰላ። ንሳ ኸኣ፡ እወ፡ በዚ ኽንድዚ እዩ፡ በለት።9ጴጥሮስ ድማ፡ ከመይከ መንፈስ እግዚኣብሄር ንምፍታን እተሰማማዕኩም፧ ኣእጋር እቶም ንሰብኣይኪ ዝቐበሩ እንሆ፡ ኣብ ደገ ኣለዋ፡ ንኣኺ ድማ ኬውጽኡኺ እዮም፡ በላ።10ብኡብኡ ኣብ ጥቓ እግሩ ወደቐት እሞ ነፍሳ ወጸት። እቶም ኣጒባዝ ምስ ኣተዉ፡ ሞይታ ጸንሓቶም፡ ተሰኪሞም ኣውጺኦም ከኣ ኣብ ጥቓ ሰብኣያ ቐበርዋ።11ኣብ ብዘላ እታ ማሕበርን ኣብቶም ነዚ ነገርዚ ዝሰምዑ ዘበሉ ዂላቶምን ከኣ ብዙሕ ፍርሃት ኰነ።12ብኢድ ሃዋርያት ድማ ብዙሕ ትእምርትን ተኣምራትን ኣብ ማእከል እቲ ህዝቢ ተገብረ፡ ኲላቶም ድማ ብሓንቲ ልቢ ሐቢሮም ኣብ ገበላ ሰሎሞን ነበሩ።
@user-dm7gd4ml7h
@user-dm7gd4ml7h 2 ай бұрын
ንቃል አምላክ እንዳጠዋዎዩስ ወላ እኮ አይትእርሞን ፋጹም ኢኻ ጌገኛ
@ftwimesmer7611
@ftwimesmer7611 2 ай бұрын
ፍጹም ክጽሎ ሰብ ብፍልጠት ክናገፍ ኣሎዎ
@mebrietekle6845
@mebrietekle6845 2 ай бұрын
Haimanotka giber
@RedietTesfai-uh7qw
@RedietTesfai-uh7qw 2 ай бұрын
Melska filtet ziwehado eyu atsebikka filet
@user-dm7gd4ml7h
@user-dm7gd4ml7h 2 ай бұрын
እዚ ሐዊ ካብ ስሚዒት ዝሐለፈ ብሑሕ ፉልጠት የቡሉን ቃል አምላክ ምርዱኡ ውሑድ እዩ ንቃለ መሕተት ውን አይቡቁዑን እዩ ርድኢት ዘለዎ ኢኻ ትሐትት እምበር እዚ ስሚዒታዊ እዩ ዝሐዊ
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 52 МЛН
ПРЯМОЙ ЭФИР. Золотой мяч France Football 2024
4:41:06
በሪ ኣማን ብ ኣወል ስዒድ/BERI AMAN BY AWEL SAID
1:04:50
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 22) - One Day With Alena Walta Hager
1:36:42
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 52 МЛН