ሰነዳዊ ምድላው "ደወል ገረብ ራያ" ሙሉእ ቪድዮ

  Рет қаралды 7,244

Masra Media

Masra Media

Күн бұрын

Пікірлер: 191
@alemhaftu
@alemhaftu 7 ай бұрын
ኣየ ወለድና ዳግነኹምዎ 😥 ጋዜጠኛ ካሕሳይ መሰለ ክብሪ ትወንዘፈልና ጀግና ራዮታይ ድምፂ ህዝቢ ትኾንለኻ 🙏❤
@teshomealemseged8423
@teshomealemseged8423 7 ай бұрын
ናይዛ ተባዕ ኣዶ ዝተዛረበቶ ይአ ድድግፍ ኣነ። ምስ ዓፋርኮ ንፋለጥ የና ግን ታይ ይገበር መንግስቲ ዓፍር ቅተሉ ይብሎም መንግስቲን ፀጥታን ትግራይ ድማ ሙቱ ይብል።
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ስበር ይኦም ምስዓፋር ኾይኖ ህዝብራያ ድቓትልሎዩ😢
@TyrTy-on3ro
@TyrTy-on3ro 7 ай бұрын
ኣይ ህዝበ ራያ ዳግናኻዩ😢😢
@hsgs6744
@hsgs6744 7 ай бұрын
ኣየ ህዝብና 😭😭እግዛብሄር ኣምላክ ሰላም ያዉርደልና 🙏🙏🥺🥺
@Guh-os5ig
@Guh-os5ig 7 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኺ ራያ ዓደይ😢😢😢😢😢😢
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 7 ай бұрын
ኣሕ😢😢😢😢ኣቶ ሰላም ሰላም ኣይትበሉ ፀላኢ ድፈረሕና ይኡ ድመስለሎ ትርኡ ትሰሙዑ ድሕር ወርሕ ለለ ደም ካፍሱ የኦም መንግስት ትግራይ ዕጥቅ ኣመጥሉ እዞም ጨየንት ዓፋር መጨወት ኾይኑ እቲ ዝገርም ትፀገዖም ድባፀሑ ኣብ ራያ ደቆም ስበር ራያ ኾይኑም መፆም አረ ማናእሰይ ራያ ንቃሕ😢
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ኣይ እዞም ስበር ኣእዱግ ኣምሓራይ ዶኾይኖም ሸግሮምና ድነሀዩ ምስ ዓፋር ኾይኖም እዞም ስበር ድብሉ ኣምሓሩ ዮኦም ህዝብ ራያ ድቓትልለዩ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 7 ай бұрын
@@dsegtjioojgvvfv ችግር እቲ ወዲ ዓዲ ይኡ ድመስለን ምኽንያቱ ትማለ ድመፀኡ ወለዶም ናፈለጥና እሳቶም ስበር የና ትብለዉ በቃ መልስ ኣይንህቦምይ ኣነ ድፈልጦም ወለዶም ዓፋር ኾይኖም ትፀገዖም ድነበሩ ሐዝ ደቆም ስበር የና ብለዉ እቲ ዝገርም ደማ ዳሰሐቀንይ ካብ እንደርታ መፆም ዓዲ እንደርታ ብልኻ ንትፀወዖ ወለዶም ስበር የና በቃ ብቁርሽ / ብገንዘብ ታዓድጎም ምዃኖምስ ፍሉጥ ይኡ ሐዝለ ህዝብ ራያ ኣያም ንበል ብድቃሉን ውራዳት ስም ራያ ኣይትባላሸይ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ጨርጨርለ ኣነ ድፎልጦም ዎሎዶም ትግርኛ ምዝራብ ድይኽኣሉ ኣነ ዉን ካድገበርኹ ሓዳር ገብሮም ዎልዶም ክልል ስበር ዜግነት እቶጵያ ዉለዩ ደቆም እሳቶሙ ሓቆም ይኦም እት ባላባት ኾይኑ ብዞም ገረገራ ድምራሕ ይኡ ዳስሕቐናሎ ክክ ብድኾነ ሓንት ናኣበበ በርሁን ሰምዖም ታርክ ወለዶም ድደምሰስዎ ብጣዕምዩ ዝገርመን ።
@medizeray3057
@medizeray3057 7 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ ባዓደይ በረኻይ ትወዱኡ እግዚአብሔር ሆይ በቃዶ በለናይ 💔😭😭
@AframAfram-vd8rh
@AframAfram-vd8rh 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ እዝ ደማ ዳኣኻ ኣሓ💔💔😢😢
@Sara.Sara13120
@Sara.Sara13120 7 ай бұрын
😭😭😭 ኣይይይይ ፅናዓት ያሃብኹም ኣቦታተይ ቅደመኹም ይስጥሐኒ ጭብጥ ብሎም ይጨብጠኒ ኣነ ጋልኹም ኣቦ ራያ ዶ ናይእድኹም እዚ ዶ ክኾን
@TaemoRaya
@TaemoRaya 7 ай бұрын
ኣሕ ራያ ዓደይ😢😢😢
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 7 ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭ጽናዓት ያቡኹም😢😢😢😢
@جانو-ل7ف
@جانو-ل7ف 7 ай бұрын
ፅናዓት ያሀብኹም ኣቦታትና😥😥😥
@azmeraamen6989
@azmeraamen6989 7 ай бұрын
ዳሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ብገነት ያንብሮም ንውልድና ድማ ፅናዓት ያሃብኩም😢😢😢😢😢😢
@addaaddda5718
@addaaddda5718 7 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፀናዓት ያሃቡኹም 😢
@Opu111-wb1tp
@Opu111-wb1tp 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢አየ ህዝበይ ግፉዒ በዙሑኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hanahagos7732
@hanahagos7732 7 ай бұрын
ጽንዓት ይሐብኩም እግዚአብሄር ምሳኹም ይኹን በልዎም አይትገርሁ.
@ተስፋዩቱዩብ
@ተስፋዩቱዩብ 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዳግነኻዮ ፅንዓት ይሃብኹም ቅድሚ ዓመት ጨርጨር 5ተ ሰባት ቃትሎም ይኦም ዓፋርይ ኾይራይ ሓደ ይኡ 😥😥😥😥😥ናይ አደና ዘረባ 👍👍👍👌👌
@MahiFqr
@MahiFqr 7 ай бұрын
ኣየ ዓደይ ትወድእኹምዶ😢😢
@ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ
@ወድራያራዪማያዉሙዓዘቦታይ 7 ай бұрын
ኣየ ራዩማ ዓደይ ማኣዝ ዩኡ ግን ዳሓልፈልኽ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Siwedisheneralwenat
@Siwedisheneralwenat 7 ай бұрын
አሓሓሓሓ😢😢😢😢😢😢😢😢
@hanna838
@hanna838 7 ай бұрын
እግዚአብሔር ፅናዓቱ ይሲጣቹሁ ይኬብዳል.
@ኣለም-21
@ኣለም-21 7 ай бұрын
ኣይ ህዝበይ 😥😥
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 7 ай бұрын
ነፍስ ይማር😭😭😭😭😭💔💔😭😭
@ThakilThakil-fj5tg
@ThakilThakil-fj5tg 7 ай бұрын
ፅናዓት ያሃብኹም😭😭😭😭
@landaraya2095
@landaraya2095 7 ай бұрын
ዋይአነ ህዝበይ ራየታይ ለጋስ ትኩስ ደያሕሮ እዝዶ ድአኻ😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@zenaanena1832
@zenaanena1832 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዳግኖኻዮ😭😭😭😭😭😭😭😭ራያ ዓደይ እዝ ዶ ናእድኽ😭😭😭😭😭😭
@AaBb-kc9jh
@AaBb-kc9jh 7 ай бұрын
መንግስት ትግራይ ቱኹረት ግቦሮሉ ዲህዝብ ራያ ህዝብ ራያ ፅናዓት ያሃብካ😢😢😢
@AbrhaGirmay
@AbrhaGirmay 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ህዝብ ራያ ዳግነኻየ😭😭ኣምላክ ሰላሙ ያውርደልና
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 7 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኺ ቦየ ጋራርሳ ዓደይ😭😭😭😭
@Mimisyum2813
@Mimisyum2813 7 ай бұрын
ኣየ ወላድ ዳግነኽዮ 😥😥😥😥
@birehanraya5501
@birehanraya5501 7 ай бұрын
ቁርኣኖም ሓደ ናይ ክርስቶስ ኣማን ተቃትልኻ ገነት ትኣቱው እኻ እዩ ዝብሎም ስለዝ ህዚበ ክርስትያን ኒቃሕ😢😢😢 ኽስታን ክጠፍእ ኣለዎ እዮም ዝብሉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 7 ай бұрын
ትክክል ህዝብና ባዕሉኹም ትኻላኸሉ ናክርሰቶሰ ካሓድያን እግዚአብሔር ያጠፈኦም ጸላኢቲ ክርስቲያን
@user-oi3zo5cy4n
@user-oi3zo5cy4n 7 ай бұрын
😂😂😂
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 7 ай бұрын
@@user-oi3zo5cy4n 🤔
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ያ ሃምኡ ይኦም ድብሉ ሃይማኖቶም ቕተል ይኡድብል።
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 7 ай бұрын
thank u
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti 7 ай бұрын
*_እዝ ህዝብና ታይ ዝገበረ እዩ ዋይ መከራ😭😭😭😭💔_*
@amanuelsolomonabebe6936
@amanuelsolomonabebe6936 7 ай бұрын
ኣብ ዓለም ብሓይልኻ ይኡ ድንበር! እንድሕር ደይፈርሖምኻ ሰላም ደይርደኦም ዘልዓለም ናዘርጉኻ ይኦም ድነብሩ! ህዝበይ ሰላም ለምንኻ ኣይምጻእይ! ዋጋኦም ምስሃብኻዮም ሽዓ ይርድኦም! ካብ እስራኤል ተምሃር...1 ተቓትሎም 100 ትቓትለሎም። በቃ!!!
@sunShine-fe3fj
@sunShine-fe3fj 7 ай бұрын
ብትልልልል😢😢😢
@sunShine-fe3fj
@sunShine-fe3fj 7 ай бұрын
ማቻሪ ዓደይ😢😢😢
@23ኣባትየ
@23ኣባትየ 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዳግነኻዮ እህ😭😭 ጎይታ ይፍረዶም እዝዶ ድህዝብ ራያዋ💔😥☝️
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 7 ай бұрын
ልብኻ ዝሰብር እዩ😭😭😭 ኣብ ወሰናወሰን ዝነብር ብፍላይ መንእሰይ ክስልጥንን ክዕጠቕን ኣለዎ። ጀጋኑ ከምዘይወለዳ ብዓፋር ኣዴታትካ ክነብዓ ካብ ምርኣይ ሞት ይሓይሽ ዕርቂ ዝበሃል ከይተስምዑና ገበነኛታት ኣሕሊፎም ከይሃቡና
@GotytomBayrua-rc6ur
@GotytomBayrua-rc6ur 7 ай бұрын
ቅደምኻትኽም ደኣነ ጓስት ክፋትዋ💔😭
@ftggtt1969
@ftggtt1969 7 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@zamzam5545
@zamzam5545 7 ай бұрын
ኤረ ግርምያለ አቶ ህዝብዚዶ ሃምትበደለ እህህህ😢😢
@awwialomWelegerigisi
@awwialomWelegerigisi 7 ай бұрын
ናእዶም ኣይሳኣኑ😭😭😭
@AwAw-w6e
@AwAw-w6e 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@munaRaya48910
@munaRaya48910 7 ай бұрын
ኡፍፍፍ😭😭😭😭
@DhfggFurggy
@DhfggFurggy 7 ай бұрын
ኣይ ህዝቡ ደገንየ 😢😢😢😢😢😢
@kadejahqqql
@kadejahqqql 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢😢
@AAaaa-j1v
@AAaaa-j1v 7 ай бұрын
በዛኻትኹም ድኣነ ኣኮታተይ ኣኮየ ኣለ ደረሱ ኣቦንሶ ማሓር ኣብርሃ ኣኮየ ደሳለን ኣብርሃ ፅንዓት ይሃብኹም 😢😢 መንግስተ ሰማይ ይውረሱ ኣይዞኹም እግዚአብሔር ይፍረደሎም ፍትሕ ካብ ላዕል ምድራው መግስት ድስልጣን እምበር ድፍትሕ ኣይሙችይ
@asantiisaliya9996
@asantiisaliya9996 7 ай бұрын
ኣይይይ💔😭😭💔💔
@HayaAllahaeee
@HayaAllahaeee 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔😢😢😢😢
@JhVh-f3f
@JhVh-f3f 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 😢😢😢
@BrohoEthipya
@BrohoEthipya 7 ай бұрын
ኣየ ህዝብ 😢😢😢😭🤕
@ግርማይራያ
@ግርማይራያ 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@tuggcchvcd3290
@tuggcchvcd3290 7 ай бұрын
ኣይይይ አፍፍ😭😭😭
@FatmahAa-g8t
@FatmahAa-g8t 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔🖤🖤
@diegrg4252
@diegrg4252 7 ай бұрын
ኣይ ህዝቢይ😢😢😢
@TadeluDeri
@TadeluDeri 7 ай бұрын
ቀደም ውለድና እናኻኣልዎም ተለው መገስቲ ና እዩ ኣፅግብዉም ደሎ እውይ ዓደይ ቅድመኪ😢😢😢😢
@ErrddEgytrr
@ErrddEgytrr 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭
@MiliLove-y4x
@MiliLove-y4x 7 ай бұрын
😢😢🙏
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤
@ريماالاحمد-ظ9ه
@ريماالاحمد-ظ9ه 7 ай бұрын
😢😢😢😢😮
@halofomsuyum3804
@halofomsuyum3804 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@ግማጃዩቱብ
@ግማጃዩቱብ 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@dfhf8186
@dfhf8186 7 ай бұрын
ኣይ ህዝቢይ ኣሕሕሕ😭😭😭😭😭😭🤲
@حسينالحجوري-ع7ق
@حسينالحجوري-ع7ق 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@ትግራይአደይማዓረይ
@ትግራይአደይማዓረይ 7 ай бұрын
😢😢😢
@suhee4292
@suhee4292 7 ай бұрын
😭🖤😭😭💔
@FardaAbrha
@FardaAbrha 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Hiat-s2l
@Hiat-s2l 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@dfhf8186
@dfhf8186 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@sarahgg783
@sarahgg783 7 ай бұрын
እይይይይይይእዛዓለም ጠላምእፍፍፍፍፍፍፍፍእንዲሕሪኾንቶማ መንግስት ስመያትየዋሩሶም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭ዋይይይይይይይይይደቅነይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 ай бұрын
ኣየ መለሰ ንህዝቢ ራያኮ ዘይሒከም ቁሲሊ እኺ ገድፊካሊና መሬትና ናዓፊሪ ህብካ ኢ/ያ ሃንፂካ ኣብሊዒካና 😢ህውሓት ዝባሃል ስራዓት ፈፃሚ ንህዝ ራያ ክመሪሓ ሞራል የብሉና። ወለደይ ፃናዓት ያሃቡኩም ቅዲመኺቱኹም ዲኣነ😭💔🙏
@Mariam-fc5xp
@Mariam-fc5xp 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@haftomtabaj6161
@haftomtabaj6161 7 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዕድመ ልክዕኻዶ ሓምዝ መንግስት ደየለ ዶ ኾይኑይ😢😢😢😢😢😢
@SMC1Mario
@SMC1Mario 7 ай бұрын
ዓፋርውን ብዓል መሬት ኾይኑ መሬተይ ምባል ጀሚሩ ማለት ድዩ?ቀብጠርጠር አይፈትዉይ ሓይሊ እዮም ዝአምኑ።
@Arayaberhe-mm2sw
@Arayaberhe-mm2sw 7 ай бұрын
Eskab meazi eu rayay wejeratiy bizom korbiat Afar latudefere dinebir.negeru baelu eti hibi eu hawa eu mebaletina gorebayna labele.
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 7 ай бұрын
This is totally unacceptable. Either the Tigray Region has to arm the people to protect themselves or the people should be allowed to arm themselves to protect their families .
@mareymBte21992
@mareymBte21992 7 ай бұрын
ኣይ ሰላም ሰላም ያበልኹም ሰብ አወደእዎ መንግስት ታእትይዎ መንግስት ስለ ደያእትዮ አይሰለደኾነይ ደኡ እሸሉ ደረእይሎ መንግስት አብ ዓፀሙ አብወላዱ በፅሕዎ ካደኾንማ ሓንት ለይትለ አይሕደሮምይ ነወሩ ግን መዓንጣአ ደሓረር ደወለደት 😥
@filiposFiloposaba
@filiposFiloposaba 7 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂አይዘኹም ትብዑ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 7 ай бұрын
ዓፈር ግን ምስ ቦየ ቅረቡ ዱኡ
@hanahagos7732
@hanahagos7732 7 ай бұрын
ዋይ አህዋተይ ዘላን አፋርስ ንትግራዋይ ራያስ ሰብኡት ኮይነውሎም??? እዋይ ጉድ አረበጃኹም ባእልኹም ንባእልኹም መንግስቲ ኹኑ ታይ ዝኾነ መንግስቲ እዩ. ዝጠንከረ ዝጀግነነ እዩ ዝኸብርን ዝፍራህን. ሐደኾይኑኩም አድኹም ሐልው ከይትእሸው.ካብሶማልያ ብሳእርብላእ ተሰዲዶምስ ናአኹም ከሳድዱ ዋይ?? አድኹም ገዲፍኩም ክትስደዱ???
@negashabreha1024
@negashabreha1024 7 ай бұрын
RIP. the problem is from government of Tigray. Raya people does not have guarantee always. why?????
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 7 ай бұрын
መንግስት ሰማያት ይወረሰም😭😭😭
@galaxysa1333
@galaxysa1333 7 ай бұрын
መንእሰይ አዋፊርካ ካሰብ ዝርደኦ ትምህርት ምሃብ ዳኣ እምበር ካብ መንግስቲ የለን ተስፋ መንግስቲ ትግራይ አብ ስርቂ እዩ ዘሎ አይ ሰምዐካን ህዝበይ😂😂😂😂😂
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ሓመድ ብላዕ ትወጋሮ ገረገራ ስበር ምስ ዓፋር ኾይንኹም ህዝብና ወድእኽሞ😢
@WeldishAsefa
@WeldishAsefa 7 ай бұрын
ህዝቢ ራያ ሕበር።መንግስቲ የለን እቲ ዘሎ እውን መሬትኻን ሃፍትኻን እምበር ሞት ህዝቢ ራያ ኣይምልከቶምን።ነዚ ድማ ዝሓለፉ ዓመተት ሪኢኻ ኢኻ። ሕዚ ግን ተወዲብኻ በሎም። መጫወቲ ዓፋር ኣይትኹን። በሎም ብሓይልኻ ህልውናኻ ኣረጋግፅ።
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 6 ай бұрын
አታ ጎይታ ራያ ፈጣሪ ታይኡ መዓቱ መንእሰይ ራያስ እሽ እሉ ? ጠልጣል ዓፋር መሬት ራያ ሕዙ አንዳዕዳዑ ከፍ ብሉ ? ዳንደ ኮ ናይ ራያ መሬት ያኡ ። እቱይ መፍተሒ ሲ አብ እድ መንእሰይ ራያ ያኡ ዘሎ ። ጥልጣል ብሐደ ሸንበር ሕሩጽ ያኡ ድዕሸይ ከሐዲ ያኡ ንፈልጦ የና መንእሰይ ራያ ተዓጠቅ ናይ አያታትኻ ጎዘሞ ምሳር ካራ ረወይ በትሪ እሽልኻማ እግሪ እግሩ በሎ ድዚ ከሐዲ ጥልጣል ካብ ዳንደ ዳብ ሐራ ሚለ አግልቦ ኽብሪ አይፈትይይ ጠልጣል ኻልቢ ያኡ ።
@bekeleberhanu9302
@bekeleberhanu9302 7 ай бұрын
እዚ ኻንፈርኻ ምጥኻ ሓዝንኻ ትሓልፎ ኣይኾነይ:: እቲ መንግስቲ ዓውዪ ጠመተ ህቡ ዘላቒ መፍትሒ ካምፅእ እንሀዎ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 7 ай бұрын
ጨነዊት ቱ
@fouziyaf6135
@fouziyaf6135 7 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢
@TakleiTalk
@TakleiTalk 6 ай бұрын
😢😢💔💔💔🙏🙏🙏
@SurprisedBadminton-eq4cu
@SurprisedBadminton-eq4cu 7 ай бұрын
ኣይ ህዝቢይ ኣሕሕሕሕ 😢😢😢😢😢😢😢
@ShafanHafet
@ShafanHafet 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢♥️
@FrGh-zu6ti
@FrGh-zu6ti 7 ай бұрын
😭😭🥺🥺
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 7 ай бұрын
😢😢😢
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 7 ай бұрын
😢😢😢😢
@KenzMobile-t3d
@KenzMobile-t3d 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@salam-xe6yq
@salam-xe6yq 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@haftomtabaj6161
@haftomtabaj6161 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@amenhfftt7-9278
@amenhfftt7-9278 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@jafeerrani5730
@jafeerrani5730 7 ай бұрын
💔💔💔💔💔💔
@wedikashi-f1x
@wedikashi-f1x 7 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
26:42
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 77 М.
የቀጠሮ እሙሙ / አዝናኝ ቆይታ
12:32
እውቀት እና ምክር
Рет қаралды 1,9 М.
ትንሹ የእንጀራ አባት  ( ክፍል 10)
22:32
GIRDOSH TUBE
Рет қаралды 7 М.
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41