ስነሓሳብ ኒሂሊዝም ብ ኣማን ተወልደ

  Рет қаралды 822

Amanawi info

Amanawi info

Ай бұрын

ፍልስፍና
Philosophy

Пікірлер: 6
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m Ай бұрын
ኦሾ ፍልስፍና ባ ኣቅርበልና፡ ብዙሕ መጽሓፍቲ ዩ" ዘለዎ"
@meronsat7665
@meronsat7665 Ай бұрын
Thx ኤማዊ
@2688mki
@2688mki Ай бұрын
ጽቡቕ መደብ!🎉
@SamsonSami-pb7ff
@SamsonSami-pb7ff Ай бұрын
Romans 11 ትግ - ሮሜ 33: ወዳጄ፡ መዓሙቝ ሃብቲ ኣምላኽን ጥበቡን ፍልጠቱን፡ ክንደይ ዘይምርመር ኮታ እዩ ፍርዱ፡ ክንደይ ብኣሰር ኣሰር ዘይርከብ እዩ መገዱ። 34: ሓሳብ እግዚኣብሄር ዝፈልጥ መን እዩ፧ ወይስ መን እዩ ዘማኸሮ፧ 35: መንከ እዩ ቐደም ገለ ዝሃቦ እሞ ዝፍደዮ፧ 36: ኵሉ ካብኡ እዩ ብእኡን ንእኡን ድማ እዩ እሞ፡ ንእኡ ንዘልኣለም ክብሪ ይዅኖ። ኣሜን።
@loveisbornfromunderstandin1467
@loveisbornfromunderstandin1467 Ай бұрын
Hey am very interested in philosophy is there any books in Tigrigna of this book 📕
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r Ай бұрын
🅰️ ኒሂሊዝም ይኹን ከምኡዉን ኩሎም እምነታት ናይ ሃይማኖታት እንታይ ሙኻኖም ዘይፍለጡ ሐሳባት ጥራይ እዮም ማለተይ ብግምት ብይኸውን ብሕልሚ ብባዕላዊ ስምዒት ብእምነት ብዘይዝኾነ አፍልጦ ዝተሐሰቡ ምህዞታት እዮም ከመይሲ ሐፈሻዊ ንተፈጥሮ መንእዩ ፈጢርዎ ሰሪሕዎ ብኸመይ መዓስ ወዘተን ከምኡዉን ንፉጡራት 👍 ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን AT LEAST ስጋዕ ሎሚ ስለዝኾነ እውን ሰብ ደላያይ እዩ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት እዋናት ከአ እንዳደለየ ይነብር ይፀንሕ ስጋዕ እንደገና ናብ መሬት ዝምለስ FOR SURE ግን አማናይ ክኸውን አይክእልን እዩ ተፈጥሮ እውን ንኸይትኸውን ኢሉ እዩ ፈጢርካ ሰሪሕካ ደሐር ከአ እምነት ንኸይትፈልጥ ንኸይትሓትት ንኸይእትማራመር ስለዝኽልክል ሰብግን ብተፈጥሮ ስጋዕ እታ ናይ መጨረሽታ ሂወቱ ፃንሒት አብዛ ሂወት እንዳደለየ እንዳበሃገ እንዳተተምነየ WISHES ስለዝነብር ብዝተረፈ አንሕና ሰባት ንዝኾነ ንእንፈልጦ ንፈልጦ ኢና ንዝኾነ ንዘይእንፈልጦ ግን 👍 አይንፈልጦን ኢና ግንከአ ክንፈልጦ ብጭብጢ ብኽውውነት ንደሊ ኢና ምኽንያቱ አንሕና ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና እምነት ዝብሃል እውን ሐሶት እዩ እምበር ሐቂ አይኮነን የቐንየልና ሐውና አማን ተወልደ ብሐቂ ፅቡቕ መደብ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ
10 ፍልስፍናውያን ኣምራት ብ ኣማን ተወልደ
12:03
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 5 МЛН
터키아이스크림🇹🇷🍦Turkish ice cream #funny #shorts
00:26
Byungari 병아리언니
Рет қаралды 24 МЛН
⬅️🤔➡️
00:31
Celine Dept
Рет қаралды 43 МЛН
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 3,9 МЛН
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 5 МЛН