ሞዚ ብ ኣማን ተወልደ
1:23
Пікірлер
@Wedi_yemane
@Wedi_yemane Күн бұрын
😊❤
@eritrea2306
@eritrea2306 Күн бұрын
Tednguyna alka gin abi seb nedlyka alna👌👌🥰
@SamsonSami-pb7ff
@SamsonSami-pb7ff 2 күн бұрын
Romans 11 ትግ - ሮሜ 33: ወዳጄ፡ መዓሙቝ ሃብቲ ኣምላኽን ጥበቡን ፍልጠቱን፡ ክንደይ ዘይምርመር ኮታ እዩ ፍርዱ፡ ክንደይ ብኣሰር ኣሰር ዘይርከብ እዩ መገዱ። 34: ሓሳብ እግዚኣብሄር ዝፈልጥ መን እዩ፧ ወይስ መን እዩ ዘማኸሮ፧ 35: መንከ እዩ ቐደም ገለ ዝሃቦ እሞ ዝፍደዮ፧ 36: ኵሉ ካብኡ እዩ ብእኡን ንእኡን ድማ እዩ እሞ፡ ንእኡ ንዘልኣለም ክብሪ ይዅኖ። ኣሜን።
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 2 күн бұрын
Thank you bro Just little bit make it deep summary
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 2 күн бұрын
Welcome gobez haw kexlelu ❤
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 күн бұрын
Aman I love ur voice ❤❤❤ thx u
@shokoloco7797
@shokoloco7797 2 күн бұрын
Keep it up Aman nebsi.
@gizetezareb3775
@gizetezareb3775 3 күн бұрын
ኤማ እዛ መደብካ ኮ ተውሊፈያ ። ኣጆኻ ቀጽሎ ።ኣብ ሓጺር ግዝየ እዛ ቻነልካ ዓብያ ከም ዝርእያ ርግጸኛ እየ።
@Teddy-96-11
@Teddy-96-11 6 күн бұрын
ኩቡር ሓው! ናይ ኦሾ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ይህሉ'ዶ ይኸውን?🤔 ብጣዕሚ የመስግነካ ቀጽሎ: ብፍላይ ናይ ኦሾ ፍልስፍና ህይወት::
@Gl.f
@Gl.f 6 күн бұрын
Ane zgrmns Afriqawi Flasfa ayneberen malet d u
@2688mki
@2688mki 8 күн бұрын
🎉
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 8 күн бұрын
🤔 ሕርቃን ግን ምናልባት ካብ አንነት ዝገደደ ከይከውን ምኽንያቱ ሰብ ክሐርቕ እንከሎ ፅልኢ ገበን ቅትለት ካልኦትን ስለዝፍፅም ደሐር ከአ 👍 ሰብ ክሐርቕ እንከሎ አየናይ ክፍለ አካላቱ እዩ ዝጥቀመሉ ? ማለተይ ሐንጎሉ ድዩ ደሙ ድዩ ዓፅሙ ድዩ ? እንድዒ ክፈልጣ አይከአልኩን እንትርፎ ሰብ ይሐርቕ ከምሙኻኑ ይፈልጥ እንተዘይኮይነ ብዝተረፈ ሰብ ሑጉስ ዘይሐራቕ ክኸውን እንከሎ ብዝያዳ ክሰርሕ ክዛረብ ክሰምዕ ክድቅስን ከዕርፍን ዘይደሊ ካብታ ዝተሰአላ ካብድቃስ ጀሚሩ ስጋዕ ናብ ድቃስ ዝምለስ እኹል ግዜታት ወይ ሂወታት ዝነበሮ ኮይኑ ዘይስምዖ ብዝይዳ ጾታዊ ርክብ ክፍፅም ዝደሊ ኮታ ዝኾነ ነገር ከተግብር ዝደሊ እዩ ዝኸውን ሐራቕ ዘይሑጉስ ምስዝኸውን ግን በንፃሩ 👎 ነዞም ዝገልጾም ዘለኹ ኮይኑ እዩ ዝነብር ካብ ምንታይ ኮን ይኸውን ? የቐንየልና አማን ተወልደ
@amanberaki7959
@amanberaki7959 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ነመስግንካ ኤማዊ❤
@EdenMengstab
@EdenMengstab 10 күн бұрын
I really appreciate you!💯👍👍👍 Keep it up
@Esunosamsom
@Esunosamsom 10 күн бұрын
Keep it up. Interesting.
@samuelzerisenay
@samuelzerisenay 10 күн бұрын
Thank you Ema kem wetru blux medeb
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 12 күн бұрын
ኤሚኖ እዛ ኦሾ ትብሃል ሰባኣይ ታሪካ ባ ኣምጻልና ። ግን ኣምላክ ኣይትፈቱን ያ መስለኒ 😂
@Tigraweyti976
@Tigraweyti976 13 күн бұрын
የቀንየልና ዝሐወይ❤❤❤❤
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 14 күн бұрын
🙄 SUFISM እንታይ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሐሳብ እዩ ምናልባት ትርጉም ወይ ስም ክህልዎ ይኽእል ይኸውን እዩ ግን ንዝኾነ ሐሳብ SUFISM ኢልካ ሰይምካ መጨረሽትኡ እንታይ ሙኻኑ ብጭብጢ ብኽውውነት ከተቕርቦ ስለዘይትኽል ንዘይትፈልጦ ንዝኾነ ክነስኻ አብክንዲ አነስ አይፈልጦን እየ ግንከአ ብጭብጢ ክፈልጦ እደሊ እየ ክትብል ዝግባእ ብድንቁርና ብዘይዝኾነ ይኹን አፍልጦ ንዘይትፈልጦ ነገርን ሐሳብን SFUSIM ገለመለ እንዳበልካ ክትገልጾም ስለዘይክአል ሱፊዝማውያን ይኹኑ ዋላ ኩሎም እምነት ናይ ሃይማኖት አለና ምስ አምላኽ አላህ ካልኦትን ብቐጥታ CONNECTION አለና ዝብሉ ከምኡዉን ተፈጥሮ ብኸመይ ተፈጢሩ ብመን መዓስ ብኸመይ ንፈልጦ ኢና ንዝብሉ 👍ሐሰውቲ ኢኹም ኢና ክንብሎም ዝግባእ ምኽንያቱ አምላኽ አላህ ገለመለ ዝብሃሉ ከምዘለዉ ከምኡዉን ተፈጥሮ ብኸመይ መዓስ ብመን ተፈጢሩ ተሰሪሑ ዝፈልጥ 👌ዝኾነ ፍጡር ስለዘየለ ብዝተረፈ ሐፈሻዊ እምነታት ናይ ሀይማኖታት ምህዞታት እዮም እምበር ሐቂ አይኮኑን ተማሳሳሊ ከም ባህሊ ማለተይ እየ ስለዚ ሱፊዝማውያን እውን ከምቶም ካልኦት ናይ ሐሶት ሐሳባት ስለዝኽተሉ ወይ ስለዝርድኡ ንዮ ንበሎም ነዞም ሐሰውቲ የቐንየለይ ሐውና አማን ተወልደ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@loveisbornfromunderstandin1467
@loveisbornfromunderstandin1467 16 күн бұрын
Hey am very interested in philosophy is there any books in Tigrigna of this book 📕
@goitomzeray9424
@goitomzeray9424 16 күн бұрын
Thx bro❤
@hagertesfalem133
@hagertesfalem133 16 күн бұрын
የቐንየልና ኤማ ሓወይ!
@meronsat7665
@meronsat7665 16 күн бұрын
Thx ኤማዊ
@duhberhe9991
@duhberhe9991 16 күн бұрын
Aman I just love ur voice ❤️❤️❤️💯
@duhberhe9991
@duhberhe9991 16 күн бұрын
Wow hmm interesting
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 16 күн бұрын
ኣይትሕጽሮ ጥዑም ፍልስፍና ኣይጽገብን"
@yemanemengsteab3082
@yemanemengsteab3082 16 күн бұрын
Nice
@2688mki
@2688mki 16 күн бұрын
እንታይ ማለት እዩ። ገምሪ፣?
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 16 күн бұрын
ተፈጥራዊ ግንዛበ እዩ"
@abeilzemikeal3276
@abeilzemikeal3276 15 күн бұрын
ግንዛበ ማልት ኢዩ ኩቡር ሓው
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 18 күн бұрын
🅰️ ኒሂሊዝም ይኹን ከምኡዉን ኩሎም እምነታት ናይ ሃይማኖታት እንታይ ሙኻኖም ዘይፍለጡ ሐሳባት ጥራይ እዮም ማለተይ ብግምት ብይኸውን ብሕልሚ ብባዕላዊ ስምዒት ብእምነት ብዘይዝኾነ አፍልጦ ዝተሐሰቡ ምህዞታት እዮም ከመይሲ ሐፈሻዊ ንተፈጥሮ መንእዩ ፈጢርዎ ሰሪሕዎ ብኸመይ መዓስ ወዘተን ከምኡዉን ንፉጡራት 👍 ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን AT LEAST ስጋዕ ሎሚ ስለዝኾነ እውን ሰብ ደላያይ እዩ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት እዋናት ከአ እንዳደለየ ይነብር ይፀንሕ ስጋዕ እንደገና ናብ መሬት ዝምለስ FOR SURE ግን አማናይ ክኸውን አይክእልን እዩ ተፈጥሮ እውን ንኸይትኸውን ኢሉ እዩ ፈጢርካ ሰሪሕካ ደሐር ከአ እምነት ንኸይትፈልጥ ንኸይትሓትት ንኸይእትማራመር ስለዝኽልክል ሰብግን ብተፈጥሮ ስጋዕ እታ ናይ መጨረሽታ ሂወቱ ፃንሒት አብዛ ሂወት እንዳደለየ እንዳበሃገ እንዳተተምነየ WISHES ስለዝነብር ብዝተረፈ አንሕና ሰባት ንዝኾነ ንእንፈልጦ ንፈልጦ ኢና ንዝኾነ ንዘይእንፈልጦ ግን 👍 አይንፈልጦን ኢና ግንከአ ክንፈልጦ ብጭብጢ ብኽውውነት ንደሊ ኢና ምኽንያቱ አንሕና ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና እምነት ዝብሃል እውን ሐሶት እዩ እምበር ሐቂ አይኮነን የቐንየልና ሐውና አማን ተወልደ ብሐቂ ፅቡቕ መደብ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@nobelkbrom8106
@nobelkbrom8106 19 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ❤
@2688mki
@2688mki 21 күн бұрын
ብሉጽ መደብ!❤
@2688mki
@2688mki 21 күн бұрын
ጽቡቕ መደብ!🎉
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 21 күн бұрын
ኦሾ ፍልስፍና ባ ኣቅርበልና፡ ብዙሕ መጽሓፍቲ ዩ" ዘለዎ"
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 21 күн бұрын
I don't know how to thanku, please sekuratos next
@meronsat7665
@meronsat7665 21 күн бұрын
Thx ኤማዊ
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 22 күн бұрын
I love this page and subscribed for first time, please keep physiology and physiology
@rahelhaile3212
@rahelhaile3212 22 күн бұрын
Osho and sekuratos my favourite people
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 22 күн бұрын
👍👍 ብሐቂ ብኸመይ ከምእንነብር ዋላ ክንፈልጦ አይክኣልናን እንትርፎ ብኣንነት ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና ብኸመይ ከምእንነብር ምባል እንተዘይኮይኑ ስለዚ ብኸመይ ኢኹም እትነብሩ ንዝብላ ሑቶታት ብሐቂ 👌 ኩላትና ሰባት ክንፈልጠን ዝግብኣና እንኮ ፍልጠታት እየን አነ ሐንቲ ሐቂ ሐሳብ ዝፈልጣ ግን ኩላትና ሰባት ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ሂወታት ወይ ግዜታት ዘይፍለጥ 🙄 ነበርቲ ስለዝኾና AT LEAST አንሕና ንእንፈልጦ ጥራይ ኢና እምበር እንፈልጥ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ግን አይንፈልጦን ኢና ክንብል ግዴታ ናይ ተፈጥሮ ስለዝኾነ ከምኡ ምስእንብል ከአ ብሰላም ክነብር ንኽእል ኢና ካብኡ ሐሊፉ ግን ንዘይእትፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት ብግምት እወ እፈልጦ እየ ምባል አንነት ወይ ዱንቁርና ስለዝኾነ ንዮው ንበሎ EVEN አምላኽ ዝብሃል ከምዘሎ አነ እፈልጥ እየ ምባል አንነትን ዱንቁርናን ስለዝኾነ ብዝተረፈ ሐውና አማን ተወልደ 👎 አመና ፅቡቕ መደብ ተማሳሳሊ መደብ ንመፃኢ ከተቕርብ እውን ተስፋ እገብር ምኽንያቱ ከምዚ ኸማይ ብዙሕ አፍልጦ ዘይብልና ካብ ከምዚ ናትካ መደብ ብዙሕ ንፈልጥ ስለዘለና የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ
@ermile2091
@ermile2091 23 күн бұрын
abyet akerarba yebel. tanks
@millionaraya4476
@millionaraya4476 23 күн бұрын
You are making changes
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 23 күн бұрын
😁 ንናፅነት ከ መገድታት አለዎ ድዩ ? ምኽንያቱ ተፈጥሮ ንናፅነት ብነፃ ክንጥቀመሉ ክነብረሉ ስልዝዓደለና ስለዝሃበና እዚ ክብል እንከለኹ ግን ናፅነታት ብዙሐት ዝብሃሉ ስለዘለዉ አነ ብዛዕባ ናይ ምንባር ወይ ሂወትና እየ ዝገልፅ ዘለኹ ንሕትሓስብ ንኽትውስን ንኽትሰርሕ ንኽትነብር ንኽትከይድ ንኽትመፅእ ንኽትምሃር ንኽትፈልጥ ንኽትሓትት ንኽትምልስ ንኽትማራመር ንኽትፍትሽን ንኻልኦት ብዙሐትን ናፅነት አለካ 👍 ካብ ተፈጥሮ ዝውሓበካ ዝዕደለካ ማለት ናይ ካልኦት ሰባት መምርሒ ወይ ፍቓድ አየድልየካን እዩ ምጅንያቱ ናይ ናፅነት መገድታት ክብሃል እንከሎ ነቲ ብነፃ ብባዕልኻ ከተተግብሮ ዝግባእ ናፅነት ካልኦት ሰባት ነቲ ናፅነት ናትካ ሕግን መምርሕን ምሂዞም ንዑኡ TO IT ኦ ናፅነት ናፃ ስከዘይኮነ አንሕና ዝማሀዝናዮ ምህዞ መገድታት ዝብሃል ስለዘሎ ነቶም መገድታት ክትፈልጦም ወይ ክትክተሎም አለካ 👎 ዝብሃል ስለዝኾነ አብ ምንባር ናይ ናፅነት መገድታት ዝብሃል የለን ዝብል አፍልጦ እዩ ዘለኒ UNLESS ባርያ ኮይንካ ወይ ኮንካ ክትነብር እንድሕር ደአ ደሊኻ ብልክዕ ናይ ካልኦት ሰባት መምርሕን ሐበሬታን ስለዘድልየካ እዞም መገድታት ናይ ናፅነት ዝብሉ ዘለዉ ምፍላጦም ከድልየካ እዩ የቐንየለይ አማን ተወልደ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
@user-xl1bj1lb1b
@user-xl1bj1lb1b 23 күн бұрын
ምስ ኣምላክ ዘባእስ ትምርቲ😂
@raiseup4000
@raiseup4000 23 күн бұрын
Abey ms terekbe u mo knbeaso
@meronsat7665
@meronsat7665 23 күн бұрын
Thx ኤማዊ
@samuelzerisenay
@samuelzerisenay 24 күн бұрын
Thank you 🙏 Ama
@abrahamhabtemariam862
@abrahamhabtemariam862 24 күн бұрын
Ajoka ema hawey kndgfeka ina
@user-dm3tf3is1m
@user-dm3tf3is1m 24 күн бұрын
Osho ፍልስፍና ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነዮ። ቀጽለልና ባ
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 24 күн бұрын
🤔 ተዛረብቲ ትግርኛ ካብካልኦት LANGUAGES ቶርጊሞም ናብ ትግርኛ ክትርግምዎ እንከለዉ ነቶም ፅሑፋት ብትግርኛ ቶርጊሞም ከምዘለዎም ጥራይ እዮም ዘቕርብዎም እምበር ንስለምንታይ ብኸመይ ሐቂ ድዩ አይኮነን ንዝብሉ ሑቶታት ብዛዕባ እቶም ብትግርኛ ተቶርጊሞም ንዘለዉ ፅሑፋት ንዖዖም TO THEME አይገልፅዎምን እዮም ሐደ ካብኡ እዚ ናይዛ VIDEO ብሐውና ተወልደ ቀሪቡ ዘሎ ብዛዕባ ናይ ኦሾ ዝብል እዩ 👍ብጣዕሚ ፅቡቕ ኦሾ ይኹን ዋላ ካልኦት ነቲ ዝገልፅዎ ዘለዉ ሐሳባት እንድሕር ደአ ብትግርኛ ተቶርጊሙ ክቐርብ ኮይኑ እቲ እሶም ዝገልፅዎ ዘለዉ ብትግርኛ ቀይርካ ምቕራብ ጥራይ ዘይኮነስ ግን መታን ንኽንፈልጦ ካብኡ ንኽንምሃር ሐቂ ድዩ ሐሶት ንምፍላጡ እስኻ አማን ተወልደ ኦሾ ዝበሎ ጥራይ ዘይኮነስ ክትገልጾ ዝግባእ የግዳስ #1 እስኻ ብዛዕብኡ ዘለካ አፍልጦ ክትገልጾ ይግባእ ከምኡዉን ንሰባት ኦሾ ከምዚ ይብል አሎ እሞ ናትኩም አፍልጦ ወይ ርድኢት ብዛዕብኡ እንታይ እዩ ኢልካ ክትሐትት ይግባእ #2 ሰባት እውን ሰሚዖም ብዛዕባ ኦሾ ዝብሎ ንዘሎ ገለ ናታቶም ርድኢትን አፍልጦን ክህቡ ክገልጹ እዩ ዝግባእ OTHERWISE ንዝኾነ ፅሑፍ ብትግርኛ ጥራይ ቶርጊምካ ምቕራብ ብዙሕ ጥቕሚ የብሉን ምኽንያቱ እዚ እንኮ ክትርጎም ተደልዩ ዘሎ ሰባት ንኽፈልጡ ንሕምሃሩ ስለዝኾነ የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ
@yonasberhe248
@yonasberhe248 24 күн бұрын
Kali tmirty gida zeytemxu
@millionaraya4476
@millionaraya4476 24 күн бұрын
Amazing
@azblyossss8594
@azblyossss8594 24 күн бұрын
ቡዙሕ ዓቅሚ ከም ዘለካ ብተቅርቦ መደብ ብቀሊል ክዕዘብ ኪኢለ ኣለኩ : ኣበርቲዕካ ክትቅጽሎ እላበወካ . I am your new subscriber. Ajoka