"ስምምዕ ፕሪቶርያ ብትሕዝቶኣ ሕማቕን ፅቡቕን እያ" ም/ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ

  Рет қаралды 7,534

woyen

woyen

Күн бұрын

Пікірлер: 75
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 12 сағат бұрын
Thank you Ato Emanual ❤❤❤We Respect & Proud WEYEN WEYEN ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@NegashGebremedhin
@NegashGebremedhin 15 сағат бұрын
ኣታ ጅግና ንገረለይ ነዞም ካሕዳማት ዘይሓልፍ ፀሊም ክሕደት ፈፂሞም ኣብ ልዕሊ ህዝብና እእእእእኝ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 16 сағат бұрын
ኣማኒኤል ኣሰፋ ነዞም ከዳዓት ባንዳታት ቅልጥፍ ኣጥፍእዎም👍👍💪💪🤝
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 15 сағат бұрын
Our next president
@フリーダム-o2n
@フリーダム-o2n Сағат бұрын
thank Mr Aman jegna 💯💯Tigray shall prevail 💛❤💛✌✌✌
@almazadamu9175
@almazadamu9175 15 сағат бұрын
በርትዑ ጀጋኖ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን በርትዑ ፀላእት ህዝብ ትግራይ እብ ውሽጥና ኻይኖም ኽምቆንቆነ ይብልዑና እለው ክንቃለሱም እለና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fsdsdgwsf971
@fsdsdgwsf971 2 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉😍😍😍
@abebakebede1270
@abebakebede1270 7 сағат бұрын
አጆኹም ጀጋኑ በርትኡ ነዞም ጎሓልቲ እለይዎም።
@aronyonas7563
@aronyonas7563 17 сағат бұрын
ዝገርም ህልሚ ጃዊሳ ናይ ሚሊሊክ እዋን አይኮነንን ህዚ ሁቂኦም ከይስበርናዬም ስላም የለን ማእሮ ከምዚ ውን ክበፅሁ አይነበሮምን ይገርመኒ መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና❤❤❤
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 15 сағат бұрын
Jegna Emanuel
@ademsaid6881
@ademsaid6881 10 сағат бұрын
ናይ ጸሓይ ግዜ ኣኺሉ! ክጸሓዩ ኣሎዎም!.
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 14 сағат бұрын
ብዘይ ህወሓት ትግራይ ጸልማት እያ ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋትና ብጽንዓትኩም ኮሪዕና ኢና
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 14 сағат бұрын
👂💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 Hizbi Tigray ''you have to stand unionly it's crazy moment 👂👂👂✍️✍️✍️
@aronyonas7563
@aronyonas7563 17 сағат бұрын
❤❤❤ህዋህት ተዘይ ትፍጠር ህዝቢ ትግራይ አበይ ምስሓለና ? ህዝቢ ትግራይ ንዳሎ መንእስይ ትግራይ አብ ቦታንስ ዱሉዋት ኢና ታሪክ ክንስርህ ኢና ግን ስላም ክንረክብ ን ንትውልዲ ስላም ውን ሁቂኦም ከይስበርናዬም ስላም አይንረክብን ውድብ ህዋህት ሱጉምቲ ብቅክጣፈ ክውስድ አለዎ ❤❤
@almazadamu9175
@almazadamu9175 15 сағат бұрын
ዱሁል ወደ ደርጌ እንታይ ትስርሕ ስላ ህዋሕት እብዘይ በፄሕኻ ህዝብ ትግራይ ክታፍርስ ትስርሑ ዕሱባት ዴቄሉ
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 11 сағат бұрын
❤❤❤❤❤👍👍👍
@tirhaswelu
@tirhaswelu 15 сағат бұрын
Jigen Amanuel Assefa keep going Hwehat nkdmet 🙏❤️‍🔥💊👌
@abebakebede1270
@abebakebede1270 7 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ባእሉ ውድብ እዩ ባእሉ ህውሃት እዩ።
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 57 минут бұрын
❤❤❤ 👍👍👍 100
@AleksanderNeru
@AleksanderNeru 18 сағат бұрын
ዋይ አነ አሊክ
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 19 сағат бұрын
❤❤❤❤
@ኤፋረም
@ኤፋረም 19 сағат бұрын
💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊👌👌👌👌👌👌
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam Сағат бұрын
ሰራዊት እተጵያ ዓንና ክኒሪኦ አይንደል ሕዋሓት ዓኒይ ትግራይ እያ ኣማኒኤል ኣሰፋ ጎቦዝ ቀፂለሉ ገታቸዉን አዉሩዱና በጃኩም
@aronyonas7563
@aronyonas7563 17 сағат бұрын
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGREYANS TDF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና❤
@Kakuma_YouTube_Channel
@Kakuma_YouTube_Channel Сағат бұрын
ኣማኒኤል ኣሰፋ ብጣዕሚ ንፈዕ ኢካ በርትዕ።ህዝብና ፁኑዕ እዩ ሕዚውን ስምምዕ ፕሩቶርያ ኣብ ምፈፃም ድልው እዩ ግን ቁርፀኞነት ውድብ ሕዋሕተ የድልዮ እዩ። *ቀዳማይ ካብ ኣዲሳበባ እትረክቡዋ ቀጠታን ብተዛዋዋርን ዝንገረኩም ዘረባ ምስ ፈደራል ከምዚ ኢሉና ኢልኩም ናብ ህዝቢ ሒዝኩም ኣይትቅረቡ። *ጀነራል ከምዚ በለና፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ከምዚ ገበረ ኣይትበልዋ *እዚኣተን ኣቀዲምና ክንፈፅመን ኢና ህዝብና ኣብዚኣተን ሓጉዙና ብግልፂ ኣቅርቡሉ *ኣብ ደገ ዘሎ ህዝብና ኣብክልተ ተገሚዑ እዩ ሰለዚ ህዝቢ ደግፈና ድምፂ ነስማዓሉ እድል እንተዳኣ ጌርና ኣብሓፂር ግዘ ንዕወት ኢና በሉዋ 29:06
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HaregHareg-w7k
@HaregHareg-w7k 15 сағат бұрын
👍👍👍👍👌👌
@BirishAmare
@BirishAmare 18 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@Hdddigv
@Hdddigv 15 сағат бұрын
🎉🎉🎉
@kanamedias2649
@kanamedias2649 19 сағат бұрын
👍👍👍👍👍👍✅✅✅✊🏽✊🏽🤴🏿🤴🏿✊🏽✊🏽
@wedi_hizbi
@wedi_hizbi 10 сағат бұрын
Wow Ema 🤴🏽 ab libey zela kula awexkaya haqi be haqi 100% ezom kehadamet telamet kone elom ne hizbi tigray serwet tigray feh kbelu eyom zeserhu zelewu gn hizbi tigray ke weza do, hizbey zbel yeawet ajokum ezom kedat hizbi fooo eliwom iyu
@ISurafelahmed
@ISurafelahmed 16 сағат бұрын
ታይ ዝግበር ዘሎ ከዚ ቀሰ ብቀሰ ብዝደጎየ ህዝቢ ትግራይ ይብተን ይፈረሰ አሎ በዝፀንሀ ጊዘ ከዚ አይድልዩናይ ጊዛዊ ምምህዳር ዘለዉ ሰባት ናይ አቢዪ ተለእክቲ ምዕላይ ኢዩ ክሻዕ ትግራይ አትፀቀዩ ተደንጉኹም ቻው ዋላ ሰራዊት ትግራይ ቅድሚ ህዝቢ ልTDF ዘሎን ዝተቀነሱ ብሂይወት ከነብሩ አይክእልን ኢዩ 25ሺህ ክላሸ ዝብላ ዘሎ ዳ3 ባኣ ኢያ ዝነቀለት ምሰ ፋኖ ዝተልኣለት ከዚለ ጀነራላት ትግራይ ይመሰሎም ይኸውን ግን ለማ መገርሳ ደጉ ለኦም አኮኖምን አዚ ተራ ተጋዲላይ የለይ ክብል አለዋ ምጥፎኦም ሰለዘይቃሪ ሰለዚህ ዝሸርሒ ቀልጢፉ ጊዛዊ መንግሰቲ ዘተልኣለ ፋህህህህህህ ከብል ኢዩ ህዝቢ ትግራይ አዲ3 አብዪ አብዪ ሺህ አመት ይንበር ተቢሒሉ ከዚውን ቀርሺ ተውሒብዋም ሆሆ ዝብል ከሰተውእል አለዋ ቡቱይ ቡቱይ ጊዛዊ ምምህዳር ከጠፍእ አለዋ ተልዓል ህዝበይ
@MeklitMekonnen-t1b
@MeklitMekonnen-t1b 19 сағат бұрын
Try to jump higher so that you can see broader, avoid complaining, try to attract more and more
@habeshaTiktok983
@habeshaTiktok983 18 сағат бұрын
Banda getachew reda😊
@haftomabrha3397
@haftomabrha3397 16 сағат бұрын
werada, fara,
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 сағат бұрын
አቶ አማኒኤል ፅኑእ ተቃላሳይ ወዲ ህዝቢ እዩ አፍ ቱን አፍቱን ዝረግፅ አፕኮነን አብ ግዚያዊ ምሕደራ ዝትሰግሰጉ ሌያቡ ገንዘብን ሚድያን ሒዞም ህዝቢ ትግራይ ክብትኑ ይፅእሩ ህዝቢ ትግራይ ግን ፅኑእ በአል መትከል እዩ እንተ ንስኺም ግን አቱም እሱባት አብክልተ ትረግፁለኹም ካሓልፍ እዩ ህወሃት ጉድ ክትገብረኩም እያ መሰስ ኢላውን ምስ ህዝባ ክትወፃ እያ ዛእቅበት እንተ ንስኹም ግን ዋእ ግዜ ንኩሉ።
@TigrayChannel-j2k
@TigrayChannel-j2k 18 сағат бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊💪
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael 14 сағат бұрын
ዝገርም ስእላዊ ረዚን ኣገላልጻ
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 15 сағат бұрын
Call through the new home customer service
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 15 сағат бұрын
Tegaru awhtey stand with TPLF till our people and land return
@wgtfelafl6367
@wgtfelafl6367 17 сағат бұрын
ናይኒ እቲ ጅግና ስዩም መስፍን ዝመስረትዎ ውድብ ውላድ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ውድብ ብብሄራዊ ኸሓድቲን ሽርሐኛታትን ፣ ብገንዘብ UNDP ገንዘብ እናተዓሰብካ ክተፍርስን አንፃር ረብሓ ህዝብኻ ተሰሊፍካ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝብናጀኖሳይድ ዝፈፀመ ሓይሊ ምክልኻል ጦበያ መፂኡ የሓልወና እምበር ንቲ ካብ አብራኽ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረን ካብ ፅንተት ህዝብና ዘድሓነ ሰራዊት ትግራይ ኣይኣምንን ኢልካ ብጀኖሳይዶራት ኢና ውሕስናና ዝረጋገፅ ዘበለ ብሄራዊ ክሕደት ብደቂ ላሕምና ይከየድ አሎ እሞ መንእሰያትና ልቢ ክንብል ይግባእ።
@gizachewtesfay4548
@gizachewtesfay4548 12 сағат бұрын
ጀጋኑ ኢኹም! ግን ህዝቢ አብ ምንቃሕ ዝጀመርክምዎ ስጉምቲ አበርቲዑኹም ቀፅልሉ:: አብ ጎንኹም አለና
@michaeltekle7228
@michaeltekle7228 6 сағат бұрын
Hasawie abey narka hji sebay mesilka tzareb hadamie
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 сағат бұрын
ግምት ንፀላእቲ ይሰርኹለው ነአብይ አህመድ ከእውቱ ተአሲቦም እዮም ህዝቢ ትግራይ ምስ ደቁ እዲን ጋንቱን ኮይኑ ህዝቡ የድሕን።
12 сағат бұрын
‼️ with its lack of visions & commitments at least TPLF is much better than PP’s Tigray ( interim administration ) 💔
@aronyonas7563
@aronyonas7563 17 сағат бұрын
ሽም ተጋሩ ዝተሽከመ ኮሚስር ፃድቃን ጃዊሳ ውሽጡ ሀቢኡ አብ እጥቂ ቃልሲ ስተስለፈ ሀሳዊ ስልህልሆት እቲ ገፁ ተነፊሁ ከም አቡኡ ሚሊሊክ ስለዚ ጅነርስል ኢልና ቀይንፅውኦ አበየናይ ኩናት መሪሁ ይፈልጥ ኮሚሳር ዳስ ከዳሉ ዝሀለፋ ለሚኑ በክዩ ዝረከቦ ጀነራል ንኩጉረን ነዚ ህዚ ዘደናግሮ ዘሎ ክህግዞ እዩ ናይ ምንታይ ጀነራል ከይንፅውኢ 😂
@alifitwi9220
@alifitwi9220 11 сағат бұрын
ምስ ኢትዮጵያ ዝህልወና " ሕቶን መልስን ገና ኣብ ምንታይ ከም ዝበፅ እውን God knows. እዛ ካሕዳም ጆኖሳደል ዝኾነት ኢትዮጵያ እትባሃል ናብ ሕጊ ክት ቀርብ ኣለዋ !!
@tsegayekassa8663
@tsegayekassa8663 10 сағат бұрын
Reactionary:- persons or organizations that go against the interest of the people. Those who do not promote people's interest. Those who drag the or turn people's interest against their will.Those who do not progress with the people.
@FjfDo
@FjfDo 15 сағат бұрын
ውድብ ❤ ህወሓት ❤ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ናይ ለውጢ ፖለቲካዊ ሊቅ እዩ ። መለስ ዜናዊ ውላድ ህወሓት እዩ ። ህወሓት ስሕተታት ፈጢሩ ዶ ? እወ ። ሐዚ ን ህወሓት ህልውና ክስእንን ክፈርስን ምግባር ግን ን ህዝቢ ትግራይ ቤህራዊ ረብሕኡን ውፂእት መስዋእትነቱን ዘስእን ጥራሕ ዘይኮነስ ህልውንኡ ውን ኣብ ሓፂር ግዜ ክጠፍእ ዝክእለሉ ዕድል ብ ጉዕዞ ,ግ ም ት, ከምዝፍፀም ብ ኣብዝሓ ይስጋእ ። ሰለዚ ህዝቢ ንሕወሓት ክድግፍ ተሎ ብምክንያትን ናይ መማረፂ ዘይብሉ መማረፅን እዩ ። ነዚ ❤ ንበል ። ዓወት ን ❤ ህዝባዊ ወያነ ❤
@BahtaGebre-c4w
@BahtaGebre-c4w 17 сағат бұрын
😂😂😂50 years
@HafiTDF11
@HafiTDF11 10 сағат бұрын
ሃዳሚ አብ መከተ አበይ ኔርካ
@abaybisrat5889
@abaybisrat5889 18 сағат бұрын
Shame on you MR C C C C
@HiyabDesta-j5l
@HiyabDesta-j5l 18 сағат бұрын
እንታይ'ሞ ጌጋ ኣለዎ ኩሉ ፀገም ትሕቲ ምት'ዩ ህወሓት'ኮ ቅድሚ ኩሉ ኣብ ህዝቢ ጅኖሳይድ ዝፈፀመት ጉጅለ'ያ
@AbelAtaklti-g3v
@AbelAtaklti-g3v 11 сағат бұрын
እቲ መንእሰይስ እዚ ክሰምዕ ድዩ ዝእከብ ታይ ወሪድዎ ለውጢ ካብ ህዝቢ'ዩ ካብ ዚኦም ሕልሚ ጥራሕ እዩ ለውጢ የለን ዝታለል መንእሰይ ከይህሉ ኩሎም ሓሰውቲ።
@tekicholove
@tekicholove 15 сағат бұрын
ኣለም ገረዋሂድ ጨፍጫፊ እምቢታ ማለት እኮ ብሕጊ ኣይንግዛእን ማለት እዩ። ሕወሓት ካብ ሱራ ተነቂላ ናብ ትበታተን። ሕወሓት ፀረህዝቢ እያ። ንህዝቢ ትግራይ ጆኖሳይድ ክፍፀምን ክጅመርን ዝገበረት ሕወሓት እያ ።ሕዚ ነቲ ጂግና ህዝቢ እዙይ ክተታልሉ በቢወረዳን ዞባን እናዞርኩም ኣበል እናበተንኩም ተታልሉዎ ኣለኹም።ዓዲ ከም ዓዲ ዘጥፋእኹማ ሕወሓት ኢኹም ልቀቁልና ዝዘረፍኩሞ ቅርሽን መኣድናትን ሒዝኩም ናብ ሻዕብያኹም ኪዱልና ።ሰላም ምንባርር ንደሊ ኢና፣ሸቂልና ክንነብር ኢና።
@actttig9753
@actttig9753 Сағат бұрын
ሕዚ ግርም ከምአ ጌርኩም ዳአ አጋልፅዎም ንዞም ከዳዓት ጭሮኦም ዶኩሎም ይኺዱ እዞም ሐሰውቲ ሽዩጣት ዕሱባት ናይ አምሐራን ብልፅግናን ደም ትግራይ ዘይብሎም ካሕዳማት ሰካራማት እርይራይ
@DhJd-l1o
@DhJd-l1o 17 сағат бұрын
በአካትኩሙ ህዝብትግራይ መስዋእት ይኸፍልአሎ
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 17 сағат бұрын
ንስኻትኩም እንተትጠፍኡ ሕዝቢ ትግራይ ሰላም ምረኸበ ነይሩ
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 17 сағат бұрын
ናብ መጎጎኡካ ተሓባኢ ክክክክ
@DhJd-l1o
@DhJd-l1o 17 сағат бұрын
አታደቅሮ ይአኽለካ
@henokamanuel7674
@henokamanuel7674 17 сағат бұрын
ደንቆሮ፣ጉጀለአደመ፣ከሞዝ፣ዘበለ፣እይዘፍረት
@SibagadsAkubay
@SibagadsAkubay 16 сағат бұрын
አማኒኤል ካበይ ዝበቆልካ ኢካ በጃካ
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 17 сағат бұрын
ክክክክ መጎጉ ሓሳዊ
@YaredGebremaryam-x6n
@YaredGebremaryam-x6n 7 сағат бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@fthi3585
@fthi3585 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@JdjrvbdNdbbdbd
@JdjrvbdNdbbdbd 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@אברהטנוגוסי
@אברהטנוגוסי Сағат бұрын
❤❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️💛💛❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@tigray447
@tigray447 16 сағат бұрын
👍👍
@seidmohammed-l1q
@seidmohammed-l1q 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@EphremGech-mm7ir
@EphremGech-mm7ir 18 сағат бұрын
❤❤❤
@WelderufaelBelay
@WelderufaelBelay 16 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@harusemret8272
@harusemret8272 13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.