ስነ-ጥበበኛታት ትግርኛ ናበይ ይመርሑና'ለዉ፧

  Рет қаралды 214,242

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 1 900
@adyt9488
@adyt9488 4 жыл бұрын
መዘናካ ኢየ ዝከውን ብዕድመ ግን ካባካ ቡዙሕ ተማሂረን ቡዙሕ ይጽበ ኣለኩን ብሃንቀውታ ኢየ ዝጽበየካ በርትዕ ኣጆካ ላይክ 1 ሓንቲ ኮይና ትፍቀድ እንበር ብዘይ ቁጽሪ ምፈነኩልካ እቶም ተድንቁዎ ኣብዚ ውስኩለይ።
@stevenalie3579
@stevenalie3579 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናትካ ነገር ኩሉ ኢዩ ተሓዋዊሱኒ IQ ናትካ ክግምቶ ኣይከኣልኩን ምስ ነብስካ እንተተላሌና ግን ደስ ምበለኒ ፍቃደና እንተኮንካ ኣብዚ ትሰማምዑ Like!!!
@kiflomchanel2962
@kiflomchanel2962 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተስፋ ዘለዎ መንእሰይ፡ እቲ ከሕልፎ ዝደሊ መልእክቲ ብንጹር ዘመሓላልፍ ትኩር ተባዕ ሰብ።
@hagosgerezghier948
@hagosgerezghier948 4 жыл бұрын
ኣቤት ንአሽተይ ወርቂ ቀጽሎ በዚ ኣተሓሳስባኻ ኽንዲ 10 ደረፍቲ ኢለካ ኣለኹ ሶሪ አንድሕሪ ኣዉሒደሉ ላይኽ ጌርኩም መልኡሉ
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 жыл бұрын
ኢንታይ ኪንዲ 10 ዳኣ ክንዲ ክሎም ኢንበር፡
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ የ ዝድንቐካ ክጽበየካ ግዜ ነዊሕኒ ናዓይ ጥራይ ዲዩ ዋላ ንኹሉ ዩ ትጽቢት ዝነውሖ 👍🏻👍🏻
@ሚረደላዪሰላም
@ሚረደላዪሰላም 4 жыл бұрын
ክገርመካ ኣነ ድሕህሪ 2010 ዝወጸ ደርፊ ሰሚዐአ ኣይፈልጥን ብጀካ ናይ ኑጉስ ኣባዲ ዞማይ ማለትዩ
@almazmedhanye9481
@almazmedhanye9481 4 жыл бұрын
Good job God please you 👍👍👍
@faniasli3707
@faniasli3707 3 жыл бұрын
ንኹልና ኢዩ ወገነይ
@awet2111
@awet2111 4 жыл бұрын
Smart enough ... Perfect flow ብዛዕባ እዚ እናጠፍአ ዝኸይድ ዘሎ ወግዒ ባህልና ከኣ ፍሉይ መደብ ተተቅርብ ደስ ምበለኒ። Hit like those who are interested !!
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Nay Milen haylu kea amxealna Ab natey hasab zelkumi Like 👈
@amanholland2485
@amanholland2485 4 жыл бұрын
Eritrea adey ንሚልዮን ሃይሉ ደኣ እንታይ ኢሉ ዩ ሞ ከምጸኣ ምክንያቱ ደራፊት ኣይኮነትን እንድሕር ከም ደራፊት ኢልዋ ንሳ እንተ ሰሚዓቶ ከይደቀሰት ክትሓድር ያ ምሓጎስ ቀንጠስ ጠስ ክትብል።
@tobikudu5513
@tobikudu5513 4 жыл бұрын
Bzaeba Milien kzareb zkel eritrea yele , berke kab kab snetbeb eritrea 10 amet halifatom sle zela
@bmenetlovemomona5588
@bmenetlovemomona5588 4 жыл бұрын
@@amanholland2485 kkkkkkkkk
@habtemariamefrem7277
@habtemariamefrem7277 4 жыл бұрын
Kulen denakureyen kab 0 .0 eyen bahlina bo kibretnan yehwatnan abalashinana tekelika tezey koynu kum neger zey bilen ::
@kidanegerezgiher2331
@kidanegerezgiher2331 4 жыл бұрын
ወዲ ኣፈወርቂ ን,ናይ ሎሚ ደረፍቲ ከመይ ትገልጾም ምስ ተሓተተ ዓዉ ኢልካ ዘረባ እኮ ኢልዎም ።
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 9 ай бұрын
ንድሕሪት ይመልሰካ ዳኒ ሓወይ ናይ ቀደም ደርፊ ዘይድገም ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤
@robitete3838
@robitete3838 4 жыл бұрын
*መሐጎሰይ ወዲ መጺኣ👍👍👍ነዚ ወዲ ዘሕቢ👍😘*
@Tomas-ph3vj
@Tomas-ph3vj 4 жыл бұрын
The gunner
@wedigilay3419
@wedigilay3419 4 жыл бұрын
ዳኒ መጀንበርያ ከይ ኣመስገንኩካ ክሓልፊ ኣይደልን ኢየ፡ ብጠዓሚ ዝድነቅ ስራሕ፡ ንዓና ዳ ሽዱሽተ ዓመት ሙሉእ እዚ ጠፍናቅ ነሽነሽ ስነ-ጥበበኛታት ክከብሩ ኣለዎም እንዳበለ ዋላ ኡይይ እናበለ ዝመጽ ጽቡቅ ስራሕ ኢልና ነፋንዎ እንተ ሎሚ ግን ይምጹ ጥራሕ ኢሞ!
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ስሓቕ ሞይተ ነሽነሽ ጠፍናቕ።
@semerezeresenay966
@semerezeresenay966 4 жыл бұрын
ክክክክክክ እውይ ስሓቅ ሞይተይ
@kesetegeresus6837
@kesetegeresus6837 4 жыл бұрын
ፉጹም ዘዕበዶ መንእሰይ ኢየ፡ wedi Gilay moyta shak hji yemxu teray 😂
@freshkorkemeydikanaylbeyme3344
@freshkorkemeydikanaylbeyme3344 3 жыл бұрын
Kkkkkkk
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 4 жыл бұрын
ካብ ብሱል ጥረ ከም ዝበሃልል ከማኻ ዩ ብዝኮነ ባህልን ሕብረተሰብን ክትዕቅብ ላዕልን ታሕትን ምባልካ ልዑል ምስጋና ይኩንካ ""
@hafsh7045
@hafsh7045 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk ኣታ አዛ ወዲ ከንድይ ተብልሓ ኒ ዳኒ ዘፍቱ ባ ልካ ሃቡነ
@faniasli3707
@faniasli3707 3 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና
@eseyashayie8020
@eseyashayie8020 4 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ፡ ሓስባትካ ኣገላልጻካ ሒዝካዮ ዘልካ ኩርናዓት ስነጥበብ ሃገርና ከመይ ኣሎን ናበይ ኣንፈት ይከይድ ኣሎን ብጣዕሚ ክድናቅቀካ ይፈቱ ፡እንተኮነ፡ግን፡ብዘይ ጸርፍን ምስትንዓቅን እንተ፡ዝከውን ክደንደይ ጽቡቁ ምኮነ ፡ምስቲ ዘለካ ብቅዓት ኣብ ጥበብ ዘለካ ክብርታትን ፡ኣብቶም ትንቅፎም ዘለካ ሰባት ብክብረት ምዝከውን ።ክትዓቢ ከምትክእል ርግጸኛ የ ።
@elenmehari6825
@elenmehari6825 4 жыл бұрын
ሃቅካ ንስካውን ኑፉአ ምስትብሃልካ ስለዚ ካብ ጸርፊ ምአራም የፍሪ ኣምላክ ምስትብሃል ይሃበና
@elenmehari6825
@elenmehari6825 4 жыл бұрын
ሃቅካ ንስካ አዉን ሰለቲ ሃልዮትከን ጹቡቅ ኣለካ ምጽራፍ ጹብቅ ኣይኮነን ኣይምህርን አዩ ኣምላክ ምስትብሃል ይሃበና
@ghebremichael5965
@ghebremichael5965 4 жыл бұрын
ንስኻ ንናይ ነህምያ ሃበስቀደስ ደርፍታት እንታይ ኢልካ ከምትገልጾ ምፍላጥ ስኢንካ ኣለኻ፡ ኣነ ከኣ ንዓኻ ከመይ ጌረ ሓኒቐ ከም ዝስዕመካ ጠፊኡኒ ኣሎ። እስከ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ኢለካ ኣለኹ። ገለ ቁምነገር ይሰምዕ ኣለኹ ካባኻ እሞ እንተሰሰነ።
@somayzhageru3262
@somayzhageru3262 4 жыл бұрын
Ata nska belih eke like eske habuley
@henokrobial8618
@henokrobial8618 4 жыл бұрын
Kulu.mablu.beka
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 жыл бұрын
በሊሕ መንእሰይ ጽቡቅ መደብ ቀጹሎ ኣብ ጎንካ ኣሎ ኩሉ ህዝቢ። ዝባን እዝኒ በለለልና ። ክብርት ያሃብካ ሃየ ኩሉና ንታባባዓዮ።
@zyadamillion2821
@zyadamillion2821 4 жыл бұрын
ማዕረ ክንደይ ደናቁር ሰማዕቲ ምዃና ኣፍሊጥካና። ቀጽሎ ዳኒ ወዲ መምህር
@filimonmhari4563
@filimonmhari4563 4 жыл бұрын
Nay behqi
@internetmoney9003
@internetmoney9003 4 жыл бұрын
@@filimonmhari4563 AGREE WE NEED TO SHARE SHARE THIS TO PROMOTE A LOT
@ሰደተኛምኳንሕሱም
@ሰደተኛምኳንሕሱም 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክ
@soliyefkrzna3637
@soliyefkrzna3637 Жыл бұрын
ብሓቂ ወዲ መምህር ጅግና ኢኻ🔥
@wedisequar8312
@wedisequar8312 4 жыл бұрын
u re the one ,who protects our culture. our identity too. keep it up dani
@ጆንሐላል
@ጆንሐላል 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልጻ እዩ ። ናይ ብሓቂ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ እካ ተዛርቢካ so ቀጽለሉ bro
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
ንሀምያ ገርሂ ስለ ዝኮነት ኢያ ኩሉ ደርግሓቶ ኢበር ካብኣ ዝገዱ ብዙሓት ኣልው
@kidaneesak2540
@kidaneesak2540 4 жыл бұрын
ንዕቀት ስለ ዘለዋ እንበር
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@kidaneesak2540 ኣይፈልጣን ምባል ይሕሸካ/ኪ መተኣብትና ኢያ ኩሉ ነገራ ወደዎዶ ኢያ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
gal sle zkonet ms thleqla aleki awald zblkun ko baeee dehar kea alewa zeytbli alewu tbli baeee!!
@adiamabay6731
@adiamabay6731 4 жыл бұрын
@@eri-binit6226 ይክረታ ብካልእ ኣይትረድኣዮ ንኩሉ ስለ ትውክል ኢየ ንወዲ ኣይበልኩ ንጋል
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
@@adiamabay6731 Kkkkk adu ktsaweteki ele eye shkorina hafti
@brahimtikgfj1652
@brahimtikgfj1652 4 жыл бұрын
ዳኒ ዳኒ ብልሕኻ መትሓዚ ተሳኢንዎ በሎም ጨፍጭፎም ንባህልናን ሕብረተሰብናን ዝዘርግ ሕማቅ ትምህርቲ ሒዞም እንዳመጹ ከሕሙሙና ኣይኮኑን ኣጆኻ ዝተሰማካን ዝረየካን እንዳገለጽካ ካብ ምኻድ ኣይትሕመቅ ነቶም ከየስተብሃልና ንሰሞዖምን ንድግኦምን ንኽንፈልጦም ስለ ዝሕግዘና ኣብ ዘይከውን ሞራል ምሃብ ማለት ንነብስኻ ምትዕሽሻው እዩ ,, keep it up dani bro
@semeremadhanie4521
@semeremadhanie4521 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ኣጋላልጻ ለሚ ደረፍቲ ዝባሃሉ ይለውንን ከሞእ ጊርካ ኣባራሮምም ዛዓርከይይይ
@shewiteyentertaiment5757
@shewiteyentertaiment5757 4 жыл бұрын
ዋውው ኣገላልጻኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽለሉ ኢየ ክብለካ ዝደሊ ስነ ጥበበኛታት ሃገርና ውን ነዚ ተረዲኦም ኣስተውዒሎም ኣብ ተግባር ከውዕሎ ይላቦ
@Moshe911
@Moshe911 4 жыл бұрын
እዚ ሰምዐን ናብ ደርፊ ዝምልሳ ኣይምስልንን ቅጽሎ ዳኒቾ ብራቮ
@samuelyemane3895
@samuelyemane3895 4 жыл бұрын
Haqi eyu zehawey
@ወዲሱዳንሽወደን
@ወዲሱዳንሽወደን 4 жыл бұрын
Ezias hakika aleka bro bal abeba haile enka halewalna bhiwet nezi msmian gin yhzneka
@teamehaile7097
@teamehaile7097 4 жыл бұрын
ናይሓቂ ጽቡቅ ጊሊጽካዮ ካብቶም ዝዘሉ ዘሊሎም ኢሎም ዝዘሉ ይበዝሑ ኣለዉ ከምዚ ዝበልካዮ ድማ ትግርኛ ዝዛረቡ እበር ትግርኛ ዝክእሉ ክሳብ ሕጂ ኣይረ ኣይረኣንና ኣለና እቶም ኪኢላታት ሰነ ጥበበኛታታ ከማን ገሪምዎም ስቅ ኢሎም ይዕዘቡ ኣለዉ ዓገብ ብዘይ ምባሎም ድማ ቁሩብ ይሰመዓካ እታይ ይግብሩ ከምዘልዉ ናበይ የምርሑ ከምዘልዉ ብግልጺ ክገልጽሎም ይግባእ so እዚ ኣምጽካዮ ዘልካ ድማ ብጣዕሚ ግላጺ ሓሳባት ኢዩ ብሓቂ ትሓፍር ኢካ ሓንቲ ሰንተንስ ክገልጹ ዘይክእሉ ድረፍቲ ኢና ክብሉካ ዝገርማ ኢዩ ከምዚ ዝበልካዮ ኣብ ቅድሚ ሰብ ክትቀርብ ዑሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ ክህልወካ ይግባእ ካብ ተቀላጢካ መምህር ናይ ምኻን ድልየትካ ተማሃራይ ኮይንካ ብግቡእ ፈልጥካ መምህር ምኻን ይብለጽ ክብሎም ይደሊ ብሓቂ ሳንሱር ይድልዮም ኣሎ እሞ ዓገብ ሰባት ንክፍልጥኩም ኢልኩም ዘይከውን ኣይትስርሑ ክብሎም ይፈቱ ይቀንየልና እዚ ሓወይ ናይብሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካ Thenks
@negashyosef1790
@negashyosef1790 4 жыл бұрын
ንመጀመርታ ሓቂ ድዛረብ ሰብ ኣጋጢሙኒ እንጀራ እዝጊ ብላዕ
@robeltesfamariam1246
@robeltesfamariam1246 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓዊ ሰላም ኣብ ምሉእ ሂወትካ ይምነ። ቀጺለ ንትንታነኻ ኣይጸላእኩዎን ፡ነግር ግና እቲ ዝርዝራትካ ፡ ክብርታት ደረፍቲ ዝሓለወ ክኸውን ይምሕጸነካ። መኽንያቱ ክትእርም እንተደኮይናካ ብትሕትናን ኣኽብሮትን ክኸውን ከሎ ተመራጺ ኢዩ። ዝንጠላን ምንኣስን ግና ካብ ከሰጉም ጽጉምትኻ ሓሊኹ ኢዩ ዘትርፈካ።
@lidyagebru2860
@lidyagebru2860 4 жыл бұрын
Haki sle zkones meraem ayedlyoen eyu haqi zey fetu telyu kea may giru yewrdoe
@tekahadgu5941
@tekahadgu5941 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ በርትዕ ከኣ ከማኻ ይብዝሑ ኽቡር ሓው።
@ወዲእንባየ
@ወዲእንባየ 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሊጽ ስርሓ፡ ኣብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኮርናዕ ኢኻ ኣቕሪብካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኸይ።
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 жыл бұрын
ዳኒ ቦይ እንተ ነወሐስ ኣብ ክልተ ሰሙን ቕልቅል በለና ጹቡቕ መደብ
@smonmehari9667
@smonmehari9667 4 жыл бұрын
መሕጎስ ወዲ ብጣዕሚ ንፍዕ ኣምላክ ይሓግዝካ ዳኒ
@kunijikunini5797
@kunijikunini5797 4 жыл бұрын
I cant imagine how much effort u must 've put in preparing this detailed,enriching and eye opening analysis.Hope u continue doing such videos.I really hope u wont lose track and get distracted.I cant stress that enough
@amanselomona2273
@amanselomona2273 2 жыл бұрын
4Yyy,
@nugusehagose251
@nugusehagose251 4 жыл бұрын
ዳኒኤል ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ ተባዕ መንእሰይ ኤርትራዊ ከማካ ኣይራኩን እዚ ትገብሮ ዘልካ ብጣዕሚ ኣገዳሰን ንቅሓት መንእሰያት ዘበርኸን እዩ
@ሓበነይ-ጰ3ኘ
@ሓበነይ-ጰ3ኘ 4 жыл бұрын
እዝጊ ኣዛሪቡካ ዳኒ ዓርከይ ፡ ሞያ ተውህቦ ድኣ እምበር ፡ ሞያ ብገንዘብ ክግዛእ ከም ዘይኽእል ጽቡቅ መልእኽቲ ኢኻ የሕሊፍካልና ፡፡
@helenlove6048
@helenlove6048 4 жыл бұрын
Atum sebat bejakum nestewel ezi wedi hadegena seb eyu Eritrea kem hager kthlu zeydeli netom tsfuwat meneseyat tesfa aqurixu Hasab tgray tgrni keselasl zrhx zelo bdhrit xahafti zelewwo bzeyka hmaq goni xbuq kbl zeyteadele nnebsu kem felat zhasba nay atehasasba xegem zelewo seb eyu metaqeeti aynkun nestewel
@helenlove6048
@helenlove6048 4 жыл бұрын
@naznet samuel you are right
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 4 жыл бұрын
@@helenlove6048 men etom xihfom zihbwo
@zarahiwet1
@zarahiwet1 4 жыл бұрын
ብሉጽ ኤርትራዊ፡ ስለ ሕብረተሰብ ምግዳስካ ብጣዕሚ ልቦናኻ እግዚኣብሄር የስፍሕ ፡
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ንኺድ ጥራይ ወዲ መምህር ! ብፍላጥን ዘይፍላጥን ንሕብረተሰቦም ዝብድሉ ዘለዉ ስነ ጥበባውያን ኢና ዝብሉ ሸጥ ሸጥ ኣብለሎም ኢኻ።ብሰንኮም ምስ ናይ ሕጂ ደርፍታት ዝተባእሰ Like # ረጊጹ ይሕለፍ፡፡
@NaxaBlessed
@NaxaBlessed 3 жыл бұрын
Keep it up,degafitkaye.abaka bruh mexai iye zrie.Tesfa zelewo mensey.egziabhier ybarka,cegiu yebzhalka ❤️🙏.
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 4 жыл бұрын
ኣታ ዳኒ ንስካስ ፍሉይ ኢካ ዘይተራእየ ኩርናዕ እትርኢ በሊሕ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@aswaaswal6153
@aswaaswal6153 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ኣብዙይ ኣሎ ዘረባ 100%ብትኽል ገሊጽካዬ ክቡር ሓወይ ለልክዖም ሃቦም ነዞም ናይሐዚ ኪነጥበበኛታት በሃሊት ዝንጸባርቕዎ ዘለው ዘይባህልና ፣ዘይናትና፣ሰሪሖምሲ ኪነጥበበኛታት ኢና ክብሉ የሕዝኑ
@samgeb1577
@samgeb1577 4 жыл бұрын
ዘይ ቦታኺ, አዚ ናይ ኤሪ ደቂ ኤርና አዩ. ኣብቲ ናይ ትጋሩ ከድኪ comment ግበሪ
@samialtekle6120
@samialtekle6120 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣግላልጻ ጠቃሚ ሕብረተሰብን ሰነ ጥበበኛታትን ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ። ቀጽሎ ንፉዕ
@chapiema4529
@chapiema4529 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ሓወይ ሰዓል ድየን ተታሒዘን ዘለዋ ዋላ እንታይ ክርደኣኒ ኣይከኣለን
@PhilmonGiggs11
@PhilmonGiggs11 4 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኮይኖም ወትሩ ዘሳቕዩኒ ነገራት ኢኻ ትዛረብ ፡ ቀዲምካኒ እየ ክብለካ ዝኽእል 🤷🏾‍♂️. ጅግና ቀጽሎ 👏🏾👏🏾👏🏾
@Heiru-h1s
@Heiru-h1s 6 ай бұрын
እኔ የኢሮብ ልጅ ነኝ ንሀምያ በጣም ነው ይማደንቅሽ እና እወድሻለሁ ❤❤
@majormajor782
@majormajor782 4 жыл бұрын
ሰኣን ከምዚ ጌይሩ ዓገብ ዝብል ሰብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ኣባላሾሞ ሕጂ ተስፋ ይገብር መስመሩ ክሕዝ። ኣጆኻ ብቀጻሊ ተዓጻጺፍካ ምጻና።
@most5793
@most5793 4 жыл бұрын
ረኪብካዮም ወዲ መምህር። ከማካ የድልይዋ ኣለዉ እዛ ሃገር። በጃካ ቡዙሕ ግዜ ፈሊካ ምስዚ ሕዝካዮ ዘለካ መደብ ቀጽል። thank you a lot
@biedlubigoyta2578
@biedlubigoyta2578 4 жыл бұрын
ጎበዝ ጺቡቅ ሲራሕ ሰሪሕካ ናይ ኩሉ ሊቢ ረኪብካያ ሎሚ ቀጺሎ በርትዕ ሓመድ ጊበሮም ኪመሃሩ
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 4 жыл бұрын
ተባረኽ ጥዕና ይሃብካ ለባም ኢኻ እሞ ግርም ጌርካ ኣምእዝኖም ዳኒ።
@muuzmulue7703
@muuzmulue7703 4 жыл бұрын
መሐጎሰይ ኣቅሲንካኒ ሎሚ፡ ብፍላይ ብዛዕባ እዘን እንታይ መልአኽቲ የሕልፋ ዘይፈልጣ ጥራይ ነብሰን ጢልጥል እንዳበላ ዝመጻና ዘለዋ ዝሃብካዮ ንቅፌታ።
@most5793
@most5793 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ብጣዕሚ መሃሪ መደብ ንሕና ከም ህዝቢ መን እዩ እንታይ እዩ ንምሃር። ንሶም ክኣ ስርሖም ክፈልጡ ሲ በሎም ድኣ። ግን ጎኑ ጎኑ ክኣ ኣብዚ ግዜ እዚ ዘለዉ ደረፍቲ ክድነቁ ዝግብኦም እንተልዮም ከተቕርቦም ይሓተካ።
@onemsproduction5915
@onemsproduction5915 4 жыл бұрын
ምስ ዝኮነት ጻህያይ እንዳኣረየት ትደርፍ ኣደ ክወዳደራ ኣይክእላን ኢየን ዳኒ ሽኮርርር
@namenteklit258
@namenteklit258 3 жыл бұрын
ክክክክክክ
@samrayeri4213
@samrayeri4213 4 жыл бұрын
ኪኖ ጅግና መግለጺ የብለይን ። ከም ወትሩ keep it up !!
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 4 жыл бұрын
ብራቮ ቀጽሎ። ተስፋ ካባና ካብዞም መንእሰያት እዩ (20-30) እንተዘይኮይኑ ናይሎሚ ዓበይቲ ጨዉ የብለሙን።
@alazark7105
@alazark7105 4 жыл бұрын
Btaemi tsbuk gelitskayo hawey natey. Ketslo 👍👍🇪🇷🇪🇷
@aloniabo7466
@aloniabo7466 4 жыл бұрын
አንቃዕ መጸ መጸ (ኣጽረዮም መጸ )። 10000000000000 Like
@merhawighirmatson7795
@merhawighirmatson7795 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ ብሱል ሓሳብ ኢካ ተቅርበልና ዘለካ ባህልባ የጥፉኢሉና ኣለው ኢዞም ናይ ሕጂ ደረፍቲ ።ኣሕዋተይ ባህልካ ኢዩ ክቡር ባህሊና ነዕቢይ ቢባህሊና ኒኩራዕ።
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 4 жыл бұрын
ክክክክክ 10:00 ካብደን ከከንዲ ዕትሮ ኣደይ ይመስል ክትረግም ግን በጃካ ፀራርገልና ንኩሎም ። ሼር ንበሎ ይኣክ ተተምሃራ ።
@eseyasokbazgi5182
@eseyasokbazgi5182 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሓወይ ናተይ ኣድኒቀካ ንስካ ዉን ክንገልጾ ዝጽግመና ኢካ ገሊጽካዮ ቀጺሎ
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 4 жыл бұрын
ኣነ ውን ከምዚ ከማካ ተውህቦ ኔሩኒ ግን እዛ ሕፍረት ትብሃል ክሳብ ሎሚ ምብላይ ኣብያትኒ ኣላ።ጽቡቅ ቀጽሎ ኩላትካ ሓደ ኣይትኩን ኢዩ።
@begemdr502
@begemdr502 4 жыл бұрын
ኣጆዃ ተጸሚምካ ጀምራሞ ክነተባብዓካ ኢና ክቡር ሓው!
@fnantsegay4230
@fnantsegay4230 4 жыл бұрын
Ageka hawna aythfer kntababaka ina
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ብከምዚ ተዘይተናቃቀፍና ዕቃበ ባህሊ ቃንቃ እምነት ታሪክ የለን ደቂ ዓደይ ምዓረይ።
@bereketmehari9071
@bereketmehari9071 4 жыл бұрын
ኣፍሊጦ ሰባት ንምዕባይ እትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ልዑል እዩ። ቀጽሎ ዝሓወይ።
@bsrathabtemariam719
@bsrathabtemariam719 4 жыл бұрын
bereket mehari
@michealyemane2994
@michealyemane2994 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቃ ግዜ ወሲዲካ ከምዚ ምድለውካ ንፋዕ ኢካ ምባል ይውሕደካ.....keep it up. 100.%. I support you.
@የማነባርያየማነባርያ
@የማነባርያየማነባርያ 4 жыл бұрын
ዝነቃሕኩ ዩ ዝመስለኒ ኔሩ ግን ወይከ😁 ትምርትኻ ይኽሰተልካ ኢልኩም ጥራይ መርቁኒ ቤላ መምህር ኢየ ረኺበ ዘለኹ። ጽቡቅ ትንታነ ዝሓወይ ከማኻ ይብዝሑልና መጻኢና ንክጽብቅ።
@zebibtesfagaber1583
@zebibtesfagaber1583 4 жыл бұрын
የማነ ባርያ የማነ ባርያ hawey mearey ane keman kemaka xubuq memhr rekibe aleku tmrtna ykdetlna 🥰🤗
@ተንፋቀር
@ተንፋቀር 5 ай бұрын
Kkk sehak qtilkani ane zwedi heji eye reyo ab kuluna eu bteaomi belih wedi
@ተንፋቀር
@ተንፋቀር 5 ай бұрын
4 year geru alo eritrea eye nire
@meharitesfazghi5571
@meharitesfazghi5571 2 жыл бұрын
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ። እንታይ ይገበር'ሞ ሕማቅ ዘመን! ዘይተማህረ (ዘይተለማመደ) ክምህር ምስ ጀመረ ዓዲ ኣባላሽዮማ።
@johnandebrhan4779
@johnandebrhan4779 4 жыл бұрын
ኣብራሃም ኣፈወርቂ is The King of song
@eriboy837
@eriboy837 4 жыл бұрын
Ja
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 4 жыл бұрын
Yes
@standfortruth4252
@standfortruth4252 4 жыл бұрын
Ya nay bhaki
@zerayasefa710
@zerayasefa710 4 жыл бұрын
John andebrhan Yes 🎵👍
@shewitshewita7131
@shewitshewita7131 4 жыл бұрын
Daney shikor meglexi sieinelka even ane nay kedem enber nay lomi search geyre ayfeltn ab lbey zneber hasab gelitskaley tnx ketslo😍😍😍😍
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
*ኣብ ልዕሊኣ እንታይ ክብለካ ይደሊ ነዞም ናቶም ቻነል ከፊቶም ዝኸውንን ዜይከውንን ክምህሩ ዝውዕሉ ሸጥ ሸጥ ከተብለለይ ተስፋ ይገብር ነዞም ኣብ ሂወቶም ምሉእ ኩዕሶ ተንኪፎም ዘይፈልጡ ብዛዕባ ኩዕሶ ዓንገረር ክብሉ ዝውዕሉን ኣብ ስነጥበብ ዋላሓንቲ ኣፍልጦ ዜይብሎም ግን ደፊኦም ክኣትዉ ዝፍትኑን ብፍላይ ብፍላይ እእእም ተረዲኡኳ ክኸውን ተስፋ ይገብር ብሩኽ ለይቲ bro*
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
@@Sam_uel28 *ኣይሓመቕካን√*
@gidegoitom6225
@gidegoitom6225 4 жыл бұрын
Haqi zereba ab lbey zneberet hasab
@okbuhaile5290
@okbuhaile5290 4 жыл бұрын
Ilike it
@fshkta3687
@fshkta3687 4 жыл бұрын
ዶርግሓዮ እንዶ እእም ዝብሃል የለን ንመን ኢካ ክትፈርሆ
@merhawinegasi9227
@merhawinegasi9227 4 жыл бұрын
Kkkkkkk hehimamka yu
@azerezghi482
@azerezghi482 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዳኒ ሓውና ከምዚ ከማኻ ይብዛሓዮም ብምስትውዓልን ብሚዛነን ንስነጥበብ ዝትንቱኑ ዝነቅፉን ተስፋ ይገበር አቶም ስነጥበበኛታት ከም ጹብይቕ ሬዮም ክምዕብሉ ከረሙን ቐጽሎ
@djagelpazar8052
@djagelpazar8052 4 жыл бұрын
i don't know where are you,and I don't know what is your profession bro.but I really wants to appreciate you for the topics you pick and criticising them professionally.keep going bro tell your people the truth, and at the same time remind to those who seems they know everything while they know nothing. thank u!!!!!!!!!!
@t.274
@t.274 4 жыл бұрын
Bravo!! ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ክቡር ሓወይ!👍🏻✌🏻
@ኣይጠዓሞንስደትስደተኛ
@ኣይጠዓሞንስደትስደተኛ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ እንዲካ ንዓይ ግን ሓንቲ ሓሳብ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ዝኮነ ስራህ ተሰሪሑ ምስ ተወድአ ሳንሱር ትገብር ማሕበር እንተትክፈት ። thanks keep going bro
@semeremebrahtom7817
@semeremebrahtom7817 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ግን ክትነቅፍ ከለካ ብክብረት ብዘይ ጸርፊ ተትገብሮ ብዙሕ ምጸበቀ ነሩ ተተጋግየ ይቅረታ
@hierman3521
@hierman3521 4 жыл бұрын
በሊሕን መስተውዓልን ተስፉ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ
@yemanetesfagiorgis922
@yemanetesfagiorgis922 3 жыл бұрын
በሎም ጥራሕ ኣንታ ጅግና መንእሰይ you have super talent mind keep it
@issackteweldebrhan7544
@issackteweldebrhan7544 4 жыл бұрын
እዚ ወዲ ፍሉይ IQ እዩ ዘለዎ ኖርማል ሰብ ኣይኮነን!ዕድመን ጢዕናን የሃብካ ፈጣሪ!
@ቢቶውፕረዝደንቲመጻኢትፍት
@ቢቶውፕረዝደንቲመጻኢትፍት 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓይኒ ኣባይካ ይደፈን ወዲ ሪመይ ሓበን ሃገርና ትስፉው መንእሰይ ካባካ ብዙሕ እና ንጽበ
@desalekahsay7504
@desalekahsay7504 3 жыл бұрын
ኣነ ክስሕቕ ጥራይ እየ ድደሊ እንተ ንስኻ ሞ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ኩሉ ነብስኻ ነብሪ ኢለካ ኣለኹ
@hailegebregergis4355
@hailegebregergis4355 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ መንኢሰይ ብፍላይ ክትዛረብ ከለኻ ርእሰ ተኣማነት ምህላውካ (self confidence)ሓደ ነገር ግን እቲ ንውልቀ ሰባት እና ጠቐስካ እትገብሮ ክብሪ ናይ ሰባት ምትንካፍ ከይኮነካ ምኽንያቱ ንነብሲኻ ኣብታ ቦታ ኣእትዋ ሞ ከመይ ከምዝስማዓካ፡እምበር እትገብሮም ቭድዮታት ብጣዕሚ ዝድነቑን ማሃርቲን እዮም።.
@jhonfors6472
@jhonfors6472 4 жыл бұрын
መጺካለይ ዶ መጺካለይ ዶ ክጽበየካ ኣታ ንስካስ ፉሉይ ኢካ ከማካስ ኣብዚ ግዜ እዚ ይርከብ ኣበቲ ኮይኑ በቲ ኣነ ብካ ተጸሊለ ኢየ 1 video ናትካ ብውሑድ 3-4 ግዜ ኢየ ዝሰምዕ Thanks ናይ ሎሚ ብሉጽ ትምህርቲ ኢዩ ነሩ ኣጆካ ንስካ ካኣ ከይተክፋና ሰናይ ቅንያት **************በይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@teklefutsum242
@teklefutsum242 4 жыл бұрын
ፍቅሪ ኢዩ መንገደይ kakakakaka
@loveeri2311
@loveeri2311 4 жыл бұрын
Mexhafti gda zeytenbb kab nay mwrad nseb des eiluka 3.4 gzie tseme asha
@solomontesfay3615
@solomontesfay3615 4 жыл бұрын
nay bhaki xbuki alka brbo
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 жыл бұрын
ስነ ጥበብ እንተ ተላዒሉ ልዕሊ ማንም ዘይርሳዖ ሰብ ንስኻ ኢኻ I Love you daniteyyyy 💕💕💕💕💕💕
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 4 жыл бұрын
Tbelo enjera aleka bro nay lbey zrzr abelkayo nska wn netom smeitna kngelx zeykalna smeitna sle zgeletskayo thanks kgermekum lomi zdref wela eye kdegmo zeykel
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
Dani hawey thanks sle tegsatska mknyatu lomi kab neti getmi mismae neti video clip miray zmretselu gize eiu betsihu nay hagerna derftat gene hade hade kea netom nay kedem zezekakru best zkonu artist alewuna Tomas alazar. ermias kiflezgi zmeselu menseyat tesfa zelewom alewuna
@yasminlove5351
@yasminlove5351 4 жыл бұрын
ናይ ለሚ ሰነ-ጥበኛታት ኣይኮኑን ስነ-ቅንጥብጣብ እዮም። ዳኒ ግን መግለጺ ሲኢነልካ
@Mzak01
@Mzak01 4 жыл бұрын
Kkkkkk Ney behikey
@nahomzerai3
@nahomzerai3 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ ሊቅ ናይ ጀጋኑ ኢለካ ኣለኹ። እዛ ጉዳይ ኩሉ ግዜ እያ ተሕምመኒ ኔራ፥ መን እዩ ስነጥበበኛ ክብል ወትሩ ምስ ነብሰ ምስ ተዛተኹ እየ። ጥበብ ሃገርና ባይታ ካብ ምዉዳቑ ዝተላዕለ ዉዱቕ ወለዶ ክህሉ ጌሩ እዩ። ጥበብ ሓይሊ ኣለዎ ሃገር ከቕንዕ ሕብረተሰብ ክሃንጽ ዝኽእል ዘይጸዓድ ሓሊ፡ ሰነፋት ሰባት ስለ ዝሓዝዎ ኣብ ዘይመንጠቢኦም ኢዶ ዘንጥቡ ምስሉ ካብ ዝድወን ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ። ከምዚ ተበጊስካዮ ዘለኻ ጌሩ ዘዋርዶም ዘቃልዖም ተዘይረኺቦም ሃገር በዘይ ራኢ ዝነብሩ ሰባት መጫጭሒ ኮይና ክትጎሓፍ ክገብርዋ እዮም። ከም ዝበልካዮ ተደልዮም ሚነዋለ ይስርሑ እምበር እዚ እንጀራኻ ተብስለሉ ናይ ስራሕ ዓዉዲ ኣይኮነን፡ ስነጥበብ ሂወት እዩ። ሂወትና ክባላሾ ሱቕ ኢልና ኣይክንርእን ኢና ኩልና ኢደይ ኢድካ ንበል። ዳኒ ኣጆኻ ቀጽሎ።
@Anseba26
@Anseba26 4 жыл бұрын
ኣንታ ኩቡር ቃላት የብለይን ኣንበሳ ኢካ ንስካ እንቃዕ ከማካ ዘቃልዕ ተረክበ ካብ እዞም ዑሱባት ናይ ህግደፍ ፈራሕቲ ዝኮኑ ሳንሱር ዝግብሩ ሎቃምጽ ንስካ ኩቡር ኢካ ኣንበሳይ ኣጆካ ።
@HabeHabe-wm9dy
@HabeHabe-wm9dy 8 ай бұрын
Naybhkiii Abe whshteyyy zehasbooo hasabttt aka teglxooo zelkaaa thank you bro
@berie6325
@berie6325 4 жыл бұрын
#Smart ኢኻ'ታ ንስኻ ቡኡነት። ነዚ ሰሚዖም እዞም #Artist ኢና ባሃልቲ ወዶም Gualom ከዘይ ተማሂሮሙሉ ብሓጀር ርእሶም ምድፋኖም ኢዩ። #ኣእዛና ብጨርባሕባሕ ኣጽሚሞሙና ኣለው ያ'ኸ፡,......
@ghirmayyohannes9845
@ghirmayyohannes9845 3 жыл бұрын
ዳኒ ወዲ መምህር ብጣዕሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ስነ ጥበብ ኤረትራ መጻወቲ ኮይኑ ሓቅኻ የግዳ ነዞም ክብርን ባህል ኣተዓባብይኦም ዝበደሎም ትፋእ ናይ ዓዋሉ ዝኾኑ ካበይ ተበጊሶም ኣበይ ይዓልቡ ዘይፈልጡ ቁንጮ ሕብረተሰብ ዝኮኑ ሓበላ ሕብረተሰብ ሞያን ባህርን ስነ ጥበብ ኤረተራ ንምብራዝ ኮነ ኢሎም ዝተዋፈሩ ክጸሃዩ ኣለዎም ብሓቂ ዳኒ ውልዶ መንእሰይ ኤረትራ በሊሕ ወለዶ ቀጽሎ ጽብቅ ኣራሚ ዝኾነ መደብ ኢኻ ሒዝካዮ ዘለኻ
@Abiz987
@Abiz987 4 жыл бұрын
Nay Awel Sied gtmtatn Interviewn bzuh seb adanagiru sle zelo kekrbelna alewo tblu haye xhafu wey like habuni, ryto smatka ktkbel bezi agatami ymhxeneka Wedi Memhr
@crownstore4897
@crownstore4897 4 жыл бұрын
Wow! your really good. I am glad your teaching to deep to our people.All the best.
@blackstar7660
@blackstar7660 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ሓወይ ናተይ ዝነቕፎም ስለ ዝሳኣኑ እዮም።
@A6i7i
@A6i7i 3 жыл бұрын
ብርግጽ ድሒረ ወይ ደንጉየ እንድየ ዝሪኣ ዘለኹ እዛ ቪድዮ፡ ግን እንድዒ ዳኒ ሓወይ ንዓይ ውን ስነ-ጥበባዊ ኢኻ ኮንካኒ ኣብዛ እዋን እዚኣ፡ እቲ ኣነ ክገልጾ ዝኸብደኒ፡ ዋላ ውን ገሊጸዮ ብዙሕ ሰብ ከስምዓሉ ስለ ዘይክእል ናይ ብሓቂ ኢኻ ናይ ውሽጠይ ገሊጽካለይ So thank you bro much respect!
@adiamtewelde7511
@adiamtewelde7511 4 жыл бұрын
ካፍቲ ዘሕጉሰኒ ኣገላልጻካ ናጽነት ናይ ቃላትካ እዩ ሓደ ሓደ ሰንፋት ዝጸረፍካ ይመስሎም ምክኒያቱ ምውቃስ ውድቀት ስለ ዝመስሎም ነቀፌታ ከም ዘማዕብል ስለ ዘይርዶም ኣነ ክብል ዝደሊ ግን ኣብ ጉዕዞካ ካልእ ከጋጥመካ እዩ ዝከውን ናይ ግድን እዩ ብሮ
@zakitewelde6851
@zakitewelde6851 4 жыл бұрын
ክድነቕ ዝግብኦ ሰብ ናይ ብሃኪ ንፉዕ ሰብ፡ kepp going brother GBU.
@er2531
@er2531 4 жыл бұрын
*ብራቦ እንታይ ኢለ እሞ ሪኢቶ ክጽሕፍ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣደ ወሊዳ ትምከን ወላዲትካ ብኣካ ትተሓጎስ ነዚ ህዝቢ ንምንቃሕ ዓቢ ተራ ኣለካ እሞ በርትዕ ወዲ መምሂርኖ ነብሲ*
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 4 жыл бұрын
ከይ ተረዳኣካ ኢኮ ጺሒፍካ ክክክ
@yohannakidane9127
@yohannakidane9127 4 жыл бұрын
Leke wdi memhr koynu eyu btami nkuh
@senaittesfamichael6195
@senaittesfamichael6195 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ወዲ መምህር ንህሚያ ከኣ ገርሂ ኮይና ኣውጺኣቶ ምስክነይቲ
@alexhawmercy1715
@alexhawmercy1715 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ በሊሕ እኻ ኣገላልጻኻ ብጣዕሚ ፈትየዮ ግን ኩሎም ሓሳባትካ ናብ ጸርፍን ምጽልእላእን ምክፍእን ስለ ዝዝብልኻ ዘለው መሃርቲ ኮይኖም ካብ ገጋ ዝመልሱ ኽኾኑ ከምዘለዎም ጸቂጥካ ክትሰርሕ ይላወበካ ቭድዮኻ ድማ ኣይተንዋሓዮ ሓጸርትን ገለጽትን ኮይኖም በቢ ክፋሎም ክተቅርቦም ይላበወካ ።
@eriadeyeritube
@eriadeyeritube 4 жыл бұрын
Thanks zarkey kiblo zdeleku eyu,
@siraktesgay4265
@siraktesgay4265 4 жыл бұрын
alex tuem video aytenwhayo tbl aleka nana haxirna alo zarkey wedi memhr eza comment nay Alex tuem aytenbba hahaha
@searemichael1790
@searemichael1790 4 жыл бұрын
Exactly
@alexhawmercy1715
@alexhawmercy1715 4 жыл бұрын
@@jonenafakiselam6377 ሓበሻ ክትብል ከለኻ መጀመርያ ንነብስኻ ሓበሻ ምኻንካ ዝዘንጋዕካ ኮይኑ ይስመዓኒ ሓወይ ብምቅጻል ንሰብ ተጋጊኻ ኢልካ ካብ ምጽራፍ እቲ ዝገበሮ ሕማቅ ነገር ክገብሮ ከም ዘይ ነበሮን ካብ ሕማቅ ተግባራቱ ድማ ክእረም ከም ዘለዎ ኢኻ ክትገብሮ ዘለካ እምበር ስለ ምንታይ ገርካዮ ኢልካ ኣእላፍ ጸርፊ ስለ ዘዝነብካሉ መግደዲኡ እምበር መምለሲኡ ኣይኾንን ስለዚ please positive ነገር ካብ ምሕሳብ ንውጻእ ኣነ ዝብሎ ዘለኹ ድማ መግለጺታትካ ናብ ጸርፊ ይዝንብሉ ኣለዉ እየ ኢለዮ ካሊእ ሕማቅ ኣይተዛረብኩን ።
@edenb9403
@edenb9403 4 жыл бұрын
Broo I am amazed by your mindset and your analysing skills. Keep up the good work we love you♥️
@luullukas8772
@luullukas8772 4 жыл бұрын
*ቶማስ ኣልኣዛር , ግርማይ ዓንዶም ብእዝነይ ዘይኮነ ብልበይ ስለዝሰምዖም ኣብዚ ሓሳብካ 40% እየ ዝሰማማዕ....60% ግን ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ርሑስ ጌርካዮ...but you are smart*
@adewaymearey1489
@adewaymearey1489 4 жыл бұрын
Ane wn msaka ysemamae iye . Nay lomi sneTbebegnatat ilka nkulom mznTal agedasi aykonen . Kndey Hayalat kea alewu .
@selamyemane1640
@selamyemane1640 4 жыл бұрын
Xbuk aleka hawey bflay grmay andom. Elham mohammed kea azya nfeti ya temaharo adikeih college ab znebernalu kulu gzie seat 5 prova ktgebr nsema nerna,,, slezis wuhudat ka telonu kneadu zgbom wnn alewu
@filmonmersie8180
@filmonmersie8180 4 жыл бұрын
Kexelo wedi memehere ajoka
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 4 жыл бұрын
Tomas mo drafay kbeki ayklin eu miknaytu life 0 eu sorry kekymka ele aykonkum gtmi natu zema hayal eu gororo gen mandu u
@adammegabi1922
@adammegabi1922 4 жыл бұрын
ዳኒ ኣንበሳ እንቃዕ ኤርትራዊ ከንካ ንነገራት ብሓቂን ብዝግባእን ኢኻ ወገኑ ተትሕዞ ስለዚ ንዝሓስብን ናይ ብሓቂ ቡቁዕ ሰብ ክኸውን ዝደሊ ሰብ ናዓኻ መምህር ምኻንካ ክኣምን ኣለዎ መክንያቱ ንዝኸነ ሰብ ነቐፌታ ንሰብ ከም መብረድ ስለ ዝስሕሎ ዳኒ ኣነ ማራ እየ ዘድንቀካ
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 181 М.
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ዘልኩ ድኣ! ግርማይ ሳንዲያጎ - 2025
17:11
Ghirmay Sandiyago | ግርማይ ሳንዲያጎ
Рет қаралды 25 М.
ን ፒራሚድ ዝሰርሑ ህዝቢ ተረኺቦም!
47:35
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 36 М.
ተወሳኺ ሞያ ዘለዎም ስነ ጥበበኛታት
18:24
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 278 М.
ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida Music review...
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 124 М.
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН