🔴 ስዑዲ ዝነበርኺ ኣይትመስልን እለናኒ😥

  Рет қаралды 4,002

ብስራት tube

ብስራት tube

Күн бұрын

‪@neshnesh_show‬ ‪@AfewerkiTsegaySmile‬ ‪@Yadasmile321‬ ‪@selamtsegaysmile9152‬ ‪@musse_shakur‬ ‪@TigraiMediaHouse‬ ‪@tube-di1so‬

Пікірлер: 159
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 2 күн бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን ፫ ኣታ ድፅወይ ደይፅወይ እይዶ ፍለጣ ድሙዑውል ሃገር ናትቃመጥኽን ሪእስኽን ደይትቐየረ
@HelenKalay
@HelenKalay 2 күн бұрын
ደቂ ሰባት ብዙሕ ኢና እንዛረብዋ ሱቅ ኢልኺ በርቲዕኺ ስርሒ ዝሓፍተይ❤❤
@ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ
@ዎዮልሸነብሴሆይፈራሁልሸአ 2 күн бұрын
ወለይይይ ብሰራተይ አነ ብህወተይ አደነቅኪ እየ ገዛ ዓደገኻ ሰርሕኻ ገዕዞኺ መለአኺ ጀገና እኺ መጀመረያ ክምዝ ናተኺ ያሃበና ናይ ሰብ አይትገደሲ ደህወተኺ ትጠዕመኪ ገበረ ወለላኤይ መልክዕኺ ደማ ሃምታ አምላክ ደፍጠረኪ ብዘይ ምንም ነገር ሰለ ተመፂ ብጣዕሚ ጀገና እኺ ባዕለቲ ምሰቅልዋ ልባም አኺ ሰብ ኾይኑ ብዕረሱ ክታአማመን አለዎ አሕናለ ናይ አማተና ላረአና ሰብ ናናአእሰ ናይ ባዕለና ነሰራሕ መጀመረያ
@Zeuf-k3v
@Zeuf-k3v Күн бұрын
ብሓቂ❤❤❤
@KhanKhan-mf5tm
@KhanKhan-mf5tm Күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 күн бұрын
ታይ ማለት አዩከ ስዕዲ ዝንበርክይ ኣይትመስልይ ስዕዲ ምንባር ማለት ኣብ ገነት ምንባር መሲሉዋ ምስክነይትይ😮😅ንሮ ስዕዲ ኣይረኣዮቶን መስለኒ ዘለናዮ ባዕልና ንፈልጦ😭🥹
@ahmadk4740
@ahmadk4740 2 күн бұрын
ይግረም እኮ እዩ ዓድናስ ምስ ሱዑዲ ተዋዳድር ብብሩስት ዝመንተለት ዳኣ ተኮይና እምበር
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 күн бұрын
​@@ahmadk4740ሳሕ😂😂😂
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ
@እግዚአብሔርእረኛዬነ-ጠ9ጀ 2 күн бұрын
ሳሕ😂😂😂😂
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 2 күн бұрын
ብሓቂ ጓለይ😢
@GjhYjj-ff9sn
@GjhYjj-ff9sn 19 сағат бұрын
@@ጋልትግራይ-ዐ2ገ መጀመርታ ምስኪኔቲ ባዓልኪ ካብኡ ሰባሪት ኢድ ኢለኪ እድ ገነት ገነት ተዘይትኮን ስዑዲ ዶ መፂኪ እትም ኣዋልድ ኣመስግና ናይ ዶክተር ክንደይ ዓመት ኣብትምርቲ ዘሕለፎ ዕድሚኡ ደሞዝ ናበላዕክን ኣብዓዲ ዝነበርክነኦን ኣብዚ ዘለክነኦን ልብን እግዘሄእን ይፈልጣ ግን ምስጋና የለይ ሳዑዲ ታይ ኣክፊኣትልኪ ሀ እልኪ ሁ ለይትፈልጢ ሚሂራትኪ
@ኢሮብ
@ኢሮብ 2 күн бұрын
ጅግና ኣለኪ ኣለኩ ኣነ 👌❤️🥺❤ማሪያምን👏👏👏👏👏
@samidrgh565
@samidrgh565 2 күн бұрын
ኣይዘኪይ ብስራተይ ተረፍ ቅነአን እየን ዝያዳይ እስካ ምስልካ እዩ ፅብቅ ዛሓፍተይ በርትዒይ ማዓረይ ጠንካራ እኪይ ዛምበተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ
@ፅየንጋል70እንደርታትግራይ 2 күн бұрын
ጅግና ኢኺ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኪ ናይሰብ ብዙሕ ኣይትገደሲ ትክክል ይሕመቅ ይፀብቅ ልባዕልኻ ምምሳል :: ❤😍
@VioBip-q2d
@VioBip-q2d 2 күн бұрын
ኣብ ኩሉ ኣድንቆት ኣይትፀበይ ብስራተይ ኣነገን ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢልኒ ይቅር ዶ ኣቁሑትኪ ኣማሊእኪ የኮነይ ዶ በቃ መፅለሊካ ምሓዝ ልባዕሉ ዓብይ ትብዓት እዩ እና ብጣዕሚ ፅፍፍትን ተባዕን እኪ ሸለል በልየን ተን ዝፅሕፋልኪ ብልተረፈ ይፈትወኪ እየ❤❤❤❤
@መድሃኒኣለምይኽበርይመስገ
@መድሃኒኣለምይኽበርይመስገ 2 күн бұрын
ፅዋ ሰብ ኣይትስምዒ ፈጣሪ ኣሚንኺ ጉዕዞኺ ንቅድሚት ቀፅሊ ሰብ ዝበልዖ በይ ዝፀዉዮ ኣይስእንን
@ተመሰገንኣምላከይ-ቐ7ዠ
@ተመሰገንኣምላከይ-ቐ7ዠ 2 күн бұрын
እዋይ ቅንእ መጀመርያ ከምቲ ንሳ ስራሕ ተለዎጥ ይኣኺለኒ ስደት ኢላ ናብ ዓዲ በሰላም ተመልሳ ኣላ እንታይ እኽን ኣብዚ መፅኽን ዘይኾም ትፅሕፋ ክምቲ ንሳ ትለዎጣ ዘላ ናቦዕልክን ተለወጣ መጀመሪያ ፈጣሪ ክሕግዘክን ጥዑም ሕሰባ ኣጆኽ ዛ ሓፍተይ ዘበልዖ እዩ ዘስእን እምበር ዝፀዉዮ ኣይስእኒን🙏😍
@GjhYjj-ff9sn
@GjhYjj-ff9sn 19 сағат бұрын
@@ተመሰገንኣምላከይ-ቐ7ዠ ለለናዮ ፈጣሪ ይመስገን ግን ኣይነርእን
@زيتونهه-ك4و
@زيتونهه-ك4و Күн бұрын
ሰለ ሰብ ኣይትገድስ ክብርቲ ሓፍቲና ተመሰገን በለ እቲ ነዓኪ ዝደለይኺ ስርሕኪ ኣለኺ አብ ሰድት ዘለና ነዓኺ የማስለና ዝያዳይ❤
@ጋልራያ-ፐ5ወ
@ጋልራያ-ፐ5ወ Күн бұрын
ኣይዘኺ የኔ ልባም እዘን ደይረብሓ እየን ኮሙኡ ዲፅሕፋ ❤❤❤❤❤❤
@BrhanGhiwot
@BrhanGhiwot 2 күн бұрын
ብሰራተይ ኣነ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታትልኪ ብዙሕ እየ ዘይፅሕፍ እንበር ሎሚ ግና ክፅሕፍ ተገዲድ ብጣዓሚ እየ ዝፈዝፈትውኪ ጠንካራ ጅግና ኢኩ መፅለልኪ ሐዚኪ ብሰላም ዓዲኪ ኣቲኪ ነብርትኪ ኣማላኢኪ ጅግናኢኪ ከም ኣዴታትኪ ሰርዓት ዝሓልኪ ዝያዳይ ከምናትኪ ይግበረልና ንዓናዉን. ኣጆኪ በርትዒ ❤❤ ናይ ሰብ ነገር ኣትግድሰሉ እንትርፊ ቅንኢ እዩ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 күн бұрын
ነኣ የምስለና❤
@AaAa-p4k5p
@AaAa-p4k5p 2 күн бұрын
ብስራተይ ከማኪ ንፍዒቲ የለን❤❤❤❤ ኣነብወገነይ ብጣዓሚ ኢየ ዝፈቱወኪ
@fncfhg2275
@fncfhg2275 2 күн бұрын
ብስራት ሓፍትና ንዘን ሕማቅ ዝፅሕፍልኪ ቦታ ኣይትሃብየን ክንዲ ርብክውን ኣይመፃን እና ኣጀኪ ዝሓፍተይ❤❤❤
@GsHe-mv7gb
@GsHe-mv7gb Күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉 አጀኪ ብርየየይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ Күн бұрын
እሞ ታአዩ ተዛሪብኪ ታይ ኣምጺእኪ ዶ ኣይትብልያይ ታይ ስዑዲ ዶ ታይ እኒኦ እዩ ትሕቲ ሰብ ተቆጺርና እንዲና ወለዲ ንሕግዝ ዘለና😢ሕደጉናስቲ ብዛዕባ ኾሞት ኣይትገደሲ ብዝኮነ ንዓኺ ዘሐጉሰኪ ግበሪ እበር ናብ ሰብ ድኣ ኹሉ ውዮ እዩ
@FccXch
@FccXch Күн бұрын
ገብዚ ኣይዞኺ ና ስብ ኣትግድሲ ብዛኪ ዋይ እዛ መኪና ናኪ ዱይ ምዓርይ በዝኽን ❤👍👍
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 2 күн бұрын
ብስራት❤ሓፍተይ❤ናይሰብ❤ኣይትገደሲ❤በጃኪ❤ናኣኪ❤የምስለና❤ፈጣሪ❤❤ወለድናን መርዓ ሓዳርናን ዉሉድ❤ ናፊቅናዋ
@Letushtigray
@Letushtigray 2 күн бұрын
አረ አይትሕሰብየን ብስራተይ ንቡዛሐት ተመልከትኪይ ረአየ አነ ብጣሚይ ኢየ ዘድንቀኪይ ጅግና ሐፊትና❤❤🎉🎉
@Asiy-yc5mk
@Asiy-yc5mk 2 күн бұрын
ኣይትሓዝለን መዕብየኤን ዝበደልን እዩ ሓፍተይ ናተይ❤❤❤❤
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 2 күн бұрын
😂😂😂ኣየ ብስራት እሽዶ በልይ ጎለይ ንባዕለንኸ መን ረአይን ❤❤❤ጅጋና እኽ ባሓቅ ማዓረይ
@GGh-yt7tz
@GGh-yt7tz 2 күн бұрын
ስለ ሰብ አይትገደሲ ስራሕኺ ቀፅሊ ጥራሕ ክብረተይ ናተይ🙏❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@liligalzaliy5054
@liligalzaliy5054 2 күн бұрын
ጅግና ኢኪ ዛሓፍተይ ንዓና ውን ብሰላም የመልሰና
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 2 күн бұрын
ንሰን ከ መን ሪኡወን እዩ ብዝኮነ ኣጆኪ ሽኮሪና ሰብ ዝዛረቦ ኣይሰእንን❤❤
@GsHe-mv7gb
@GsHe-mv7gb Күн бұрын
አነ ብጣዕሚ አየ ዘፈተወኪ
@FfEw-ob2hk
@FfEw-ob2hk 2 күн бұрын
አታስብ ውድየ ሰው የበለ ይበል 😊🎉
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 күн бұрын
ልክ ነሽ ሰው የፈለገ ይበል ወደ ፊት መሄድ ነው የሚሻለው የሰው ወሬ ኣያልቅም
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Күн бұрын
ጅግና ስለዝኮንክይ እዩ ምቅርተይ
@RahwaTakele
@RahwaTakele 2 күн бұрын
ንነብስኻ መሲልኻ ምንባር ዝመስልዎ የለን ዝያዳይ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 күн бұрын
ብስራተይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ናይ ሰብ ኣይትገደሲ ተረፍ ቅንአን እዩ ከም ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘደንቀክን ኣጆኪ ኣይትገደስለን ኢኪ❤❤❤❤❤❤❤
@FgRr-yc1wg
@FgRr-yc1wg 2 күн бұрын
አጀክ ማዓርይ ናዓክ ይማሰልና❤❤❤
@TigtGhh
@TigtGhh 2 күн бұрын
ኣነግን ግርም ልብለኒሲ ስዑዲ ነበርኪ ኣትመስልን ኢልካ ይዝረብ ድዩ ከይኑ ስዑድሲ ብመምሰሓ ሕቆና ጎቢጡ ርእስና ተናዊፁ ጠባይና ረቂቁ ጠባይ ናማትና ክንሕሊ እና ስደትስ ዳሰብ እበር ቤት ህንፀት ድየን ንሰርሓ እረ ልቢ ግበራ😢
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 2 күн бұрын
መን እሞ ይፈልጠልና ኣሕዋተይ 😥😥😥😥😥
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd Күн бұрын
ይገርም እዩኮ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝበሽቅ😢
@Gezaeit
@Gezaeit Күн бұрын
የኔ ማርር ❤❤❤❤❤
@fgdfddtdft7942
@fgdfddtdft7942 2 күн бұрын
ቀፅሊ ጠንካራ ኢክይ❤🎉🎉
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 2 күн бұрын
ሰብለሚ ንፅሕፎ ንፈለጦ ንምንይ እና ልቤ ሰብ ንጎድአን ንስኬ ጀግና እኪ አይትሓዝልን ቅንኤ ይኮን እዩ ብስራተይ❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Күн бұрын
አጆኪ መዓረይ ሠብ ዝበልዖ በይ ዝዛረቦ አይፈልጥን
@GhDg-x7v
@GhDg-x7v 2 күн бұрын
እንዶሞ ደስ ክብል ክብረቲ ሓፍተይ ❤
@smkle7079
@smkle7079 2 күн бұрын
ብስራትየ ሰሎ ሰብ ኣይትገደስ ማዓረይ ❤😘
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 2 күн бұрын
ኣጆኪ ጅግና ኢኪ ዛምበይተይ
@AdGg-jd3kp
@AdGg-jd3kp 2 күн бұрын
ጅግና እኪ መዓረይ ናይ ሰብ ብዘይ ገደስ😢
@MerryGbretsadik
@MerryGbretsadik 2 күн бұрын
ብሰራትዋይ ለሰብ ኣያት ገደሲ ማዓረይ ንሕና ቡዙሕ ኢና ነዛረብ ❤
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 күн бұрын
ኣጆኺ ወገነይ ናሰብ ነገር ከምኡ አዩ ኣይትገደስለን♥️
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረተይ ኣይትገደስለን
@aaff882
@aaff882 2 күн бұрын
ኣይትሓዝለን ከመኣን ሜክኣብ ዘይገበርኪ እየን ኣይትሓዝለን
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 2 күн бұрын
ኣይ ሰብ ሎሚ 🙄ኣይትገደስለን ማአረይ 👍
@ሂውትጓልትግራይ
@ሂውትጓልትግራይ 2 күн бұрын
ጀግና ኢኪ❤
@smkle7079
@smkle7079 2 күн бұрын
ግን ብስራትየ እታ መኪና ናሃትኪ ደይ ንገረኒ❤❤
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 күн бұрын
ትንገረና ናታ ክትኮን ተስፋ ይገብር
@sabai12167
@sabai12167 2 күн бұрын
ወለላይ ንሰብ አይትገደሲ ካፍቲ ሕማቅ ቱ ፅቡቅ ወሲድኪ ሸለል ኢልኪ ሕለፍ መልሲ ክትህቢ ናዘይ ቦታኪ ከይትወርዲ ማዓረይ ከምታ ለለክያ ቀፅሊ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Brhan4834
@Brhan4834 2 күн бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየ ❤🎉
@Alame-e5w
@Alame-e5w 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ኢንኳዕ ብሰላም ኣተኺ❤❤
@DgvDhv-q4l
@DgvDhv-q4l 2 күн бұрын
ስለ ሰብ አይትገደሲ ስራሕኺ ቀፅሊ ጥራሕ ክብረተይ ናተይ 💪♥️
@alganeshgebremikael7200
@alganeshgebremikael7200 2 күн бұрын
Bisrat you are very aktive. Enjoy
@azbgalweyentiytgray221
@azbgalweyentiytgray221 2 күн бұрын
Maryamn kfetwekiy mearey❤❤
@Asiy-yc5mk
@Asiy-yc5mk 2 күн бұрын
ጅግና❤❤❤
@azbgalweyentiytgray221
@azbgalweyentiytgray221 2 күн бұрын
Jgna ekiy zanatey love you🥰🥰
@ምላሽ
@ምላሽ 2 күн бұрын
ብዝዕባ ሰብ አይትግደሲ ብስራተይ❤❤❤❤❤❤
@Tete-sx2hg
@Tete-sx2hg 2 күн бұрын
ቅንኢ እዮ ክበረተይ ኣትገደስለን❤❤❤❤
@NgstGerye
@NgstGerye 2 күн бұрын
ወለላይ አነሰ ክፈትየኪ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Grmachnal
@Grmachnal 2 күн бұрын
ከምታ ዘለኽያ ቀጽሊ ስዑዲ ዝነበርኪ ኣይትመስልን ኣቁሕኺ ሕብሪ ደስ ኣይብልን ንዝብላኺ ኣረ በጃኺ ኣይትስምዕየን ነዓኺ ዘዕግበኪ ተኾይኑ ኣኸለ።
@hdhhsh4640
@hdhhsh4640 Күн бұрын
❤❤❤
@sarayan525
@sarayan525 2 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ብስራተይ ንሕና ደቂ ሰባት ንዛረቦ አይንስእንን ኢና ግን ስዑዲ ገነት ዶ መሲሊዋ ይመስለኒ ናይ ሱዑዲ ንሮ ዘይረኤየት እያ መስለኒ ዘረባ ሰብ አይትስምዒ ብስራተይ
@selamselam6413
@selamselam6413 2 күн бұрын
እስይ ላውኡ የብለና ዛናተይ❤❤❤
@AmenaAm-c5d
@AmenaAm-c5d Күн бұрын
ኣጀኽ ህያበይ ኣየ ሰብ ቀናእ😮😮😮
@JvtDge
@JvtDge Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi 2 күн бұрын
አይዘኪ ብስራተይ ናይ ሰብ ከይትገደሲ መአረይ❤❤
@nnnKk-dy9ng
@nnnKk-dy9ng 2 күн бұрын
ካብዚይ ንበለ ማ ከመይ ክትገብርዮ ዋ በርትዒ❤❤❤😂
@اثيبويهاثيوبيه
@اثيبويهاثيوبيه Күн бұрын
Weww des🥰🥰
@MariamSorry-m6q
@MariamSorry-m6q 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@YgfrFr-y7x
@YgfrFr-y7x 2 күн бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🎉🎉🎉
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 күн бұрын
ኣይትስምዕየን ዝያዳይ ቅንኣት እዩ ንስኺ በታ ኣቋምኪ ቀፅሊ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SaraAa-yw4ff
@SaraAa-yw4ff 2 күн бұрын
sleseb aytgedesi kini eu❤❤❤❤
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 2 күн бұрын
ናሰብ ዘረባ አትገደሲ ሰብ ተሃለየ ሓሻዊ ተሞተ ጨናዊ በልማ ቃፅሉሉ ኹልና ሃም ናይኺ ይግበረልና❤
@hsyhehu6879
@hsyhehu6879 Күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GsHe-mv7gb
@GsHe-mv7gb Күн бұрын
ቆንጀ እዩ አረ ዛሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብቻ
@AzebAzebgeb
@AzebAzebgeb Күн бұрын
ፈለው እስኪ በልኒ አሕዋተይ ያቀንየለይ
@KopiKiabd
@KopiKiabd 2 күн бұрын
እዛ መኪና ናይ ባዓሊኺ ዲያ ብስራት ሓፍተይ❤😊
@ጋልትግራይጋልትግራይ
@ጋልትግራይጋልትግራይ 2 күн бұрын
መረባኪ ክገፍሕ ተዓዲልኪ ናተይስ መፍለክለኪ የብሉን ብጣዕሚ እዩ ፀቢብ
@ethiopiaislovelove9620
@ethiopiaislovelove9620 Күн бұрын
teref Knaaten Eu Mkrtey Aytgedesi
@letshegidey2935
@letshegidey2935 2 күн бұрын
ኣይ ሰብ ሓሳድ ሰብኮ ዝበልዖ እዩ ዝስእን እምበር ዝዛረቦ ኣይስእንን ስለዚ ስለ ሰብ ኣይትገደስ ከም በዓልኻ መስልካ ምቅራብ ዓረሰ እምነት እዩ። እና ጎበዝ እኽ ብስራተይ ከም ናትክ ሓሳብ ልብና ክሰምረልና ኣብ ስደት ዘለና የሕዋትክ ኣብ ፀሎትኽ ዘክረና ማዕረይ ደሞ ውላድክ የረእየና ዛበይተይ 🙏💖💖
@bfhghfthfhfg5798
@bfhghfthfhfg5798 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abiii5952
@abiii5952 2 күн бұрын
ገዛኪ ደሰ ክብል ክንደይ ኮርየ ዱዩ
@SarahSarah-gj9zt
@SarahSarah-gj9zt 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@deradubai1754
@deradubai1754 2 күн бұрын
Ajoki maarey❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tsegukidane4569
@tsegukidane4569 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KirosAl
@KirosAl 2 күн бұрын
ብስራት ሓፍተይ ናይ ባዕልካ እዮ ዘኹረዐካ ብርትዒ ጥርሕ ብጣዕም እየ ዝፈተወካ
@adwsdas25
@adwsdas25 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@GjhYjj-ff9sn
@GjhYjj-ff9sn 2 күн бұрын
ዛሓፍተይ ፀርፊ ዘይኬነ ከምዚ ርትብ ኢሉ ክትሪኦ ደስይብል ከዚ ደስባሃሊ ዛሓፍተይ ይቅርታ ፀርፊ ተሓሲብክዮ
@marbayname
@marbayname Күн бұрын
ረትብዮ ማለት ፀገም የብሉይ
@GjhYjj-ff9sn
@GjhYjj-ff9sn 19 сағат бұрын
@@marbayname መቸም ኣብ ሱዑዲ ዘለና ብተርቲብ ኣይንሕመን ዝርግፍ ኢሉ ሪኢካ ዋይ ታይከ እዩ ሱዑዲ ዝነበርኪ ለይትመሊ ርትብእንዶ ኣብልዮ ይባሃል እዩ ስራሕ ዘይብለን ግን ዓንፆ ዓንፆ ንማዕፆ እሞ ኮሜንት ፀሊእካ ፌመስ ዘይኩዋን
@YgfrFr-y7x
@YgfrFr-y7x 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@YgfrFr-y7x
@YgfrFr-y7x 2 күн бұрын
💝💝💝💝💝💝💝❤❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 2 күн бұрын
ብስራተይ አንሕና ለይንብሎ የለይዋ አይትገደስልና ጅግና እኺ ንኹሉ ከማኺ ይግበረሉ ዝሓፍተይ ገዛኺ ሰርሕኺ አቁሑኺ ገዝእኽ ካብዚ ንላዕል ታይ ዘይገበርኺ ቀፅል ጥራይ ባዕልኻ ምምሳል ዩኡ ፅቡቅ ኩምኡ ዝብልኪ ሰብ ሸለል በልዮ አሕዋት ንፅሕፎ ንፍለጥ ላአኽን ምንም አይመስሐክንን ልት ሰብ ግን ይስሞዖ እዩ ስዕድ ልነበርኺ ለይትመስል ያ ሃሎዉሎዉ ሆ ነገር ፍለጋ☺️
@HadasTedros
@HadasTedros 2 күн бұрын
ኣየ ሰብ ሰዕዲ ዘለና ዝሞቸይና ድዩ ዝመስሎ ዘሎ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Күн бұрын
ብስራተይ ኣትገደስለን ዋኢን ናይ ኣየር ትኬት ክንደይ ቆሪፅኪ ናብ መቀለ ዲኪ ቆሪፅኪ ዋላ ናብ ኣዲስ ኣበባ መልስለይ ኣብ ቀረባ ግዜ ክኣቱ ደልየ❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 2 күн бұрын
ዝያዳይ❤❤❤🎉🎉
@idhgydgc1654
@idhgydgc1654 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gfhhfhj896
@gfhhfhj896 2 күн бұрын
ስለ ሰብ ኣትገደሲ ዛሕፍተይ ሰብ ዝቦሎዖ እብር ዝፀውዮ ኣይስእንን❤❤❤
@ጓልተዋህዶ
@ጓልተዋህዶ 2 күн бұрын
ዛመኪና ናትኪ ተኾይና ሰርፕራይዝ ግበርና ❤
@aezmrigthftj9716
@aezmrigthftj9716 2 күн бұрын
😂ንሰኪ እወን አተካብዲ ዘረባ
@Fafa-us6cj
@Fafa-us6cj Күн бұрын
Ajeki aytgedeslen nafti eki
@Mhare-f7s
@Mhare-f7s 2 күн бұрын
አረ ማለት እዩ ትብል ነገር ግደፍያ
@LoveLovemom-m4r
@LoveLovemom-m4r 2 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 63 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 113 МЛН
Epic Reflex Game vs MrBeast Crew 🙈😱
00:32
Celine Dept
Рет қаралды 26 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 29 ( BY BRUNO )
47:42
Awra Tube
Рет қаралды 66 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 63 МЛН