Senay Baraki/ሰናይ ባራኪ/ Eselye/ ዕሰልየ/ New Tigrigna Raya Music (Official music) 2023

  Рет қаралды 174,065

Masra Media Int.

Masra Media Int.

11 ай бұрын

ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370 ብዋትስኣፕ፣ ቴሌግራም፣ ኢሞን ቫይበርን ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media

Пікірлер: 427
@RHfsr
@RHfsr 10 ай бұрын
ራያማ ትግራይ ጀግና ይበል ደስስስስል🎉🎉🎉ውድድድድ የኔናፍቆት🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤️❤️
@eeee-pi3nw
@eeee-pi3nw 10 ай бұрын
ሰናይ ባዓል ጥዑም ድምፅ እንኳዕ ብሰላም መፃኣኻ ራያተይዋ❤
@sarasdam104
@sarasdam104 10 ай бұрын
ራያነት ኩራት እስይ ደስ ክብል ባህልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 10 ай бұрын
ፈተውቲ ራያ ግጨውኒ👍❤🙏
@bini1431
@bini1431 27 күн бұрын
ትግርኞ
@user-dt4gz2ft7t
@user-dt4gz2ft7t 10 ай бұрын
መበሊ 17 ኮመንት🙈🤣ለይኩ እሰይይ እዚ ባህልናስ ደስ ክብል ፍሉያት🥰🥰🥰
@Bahgi_
@Bahgi_ 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ TigRayan ደርፊ ❤ ራያና ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ፉንፉናት ፋኖ ናጻ ትዀነሉ መዓልቲ እኮ ፋቓዕና ...
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 10 ай бұрын
ወዲ ባራኺ ጀግና Tdf❤❤ ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ
@lijmta8971
@lijmta8971 10 ай бұрын
ሰናይ ራያ ጥዕም ድምፅ ሸገ ስራሕ ይኡ ወድኖዋ ❤❤❤ሓዳርኹም ይባረክ ዝሓወይ
@DiDu-px3rm
@DiDu-px3rm Күн бұрын
❤❤❤❤❤ጅግና ሰናይ በራኪ💪😘😘😍😍
@healthmedia148
@healthmedia148 2 ай бұрын
ሰሚዕካ ዘይምኖ ድምፂ❤❤❤❤❤❤ ራያና ዓይኒ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 10 ай бұрын
ዋውውውው ደስ ድብል ባሃል ራያ ሰናይ ባራክ ወድ ራያ ሞኾኒ🎉🎉🎉🎉
@yashikonju8805
@yashikonju8805 10 ай бұрын
ይበል ይበል ራዮቶት ርገፅ በሎ ያዓኽ ደቅ ዓደይ ማዓረይ ራዩሟአ እዛ ዓደይ ለምለም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TomKing-cp8dy
@TomKing-cp8dy 10 ай бұрын
ትክክለኛ ባህሊ ራያ ቁልጭ አብሉ ድገልፅ ስራሕ ይኡ ሰናይ ሓውና በርተዐልና🙏🙏
@meratyngos5330
@meratyngos5330 10 ай бұрын
ሰናይ ባራክ ዓምድ ራያና እንካዕ በሰላም መፀኻ ወደነአይዋ❤❤❤❤❤❤
@kebedeabrhamengstu3472
@kebedeabrhamengstu3472 10 ай бұрын
May God bless you all who participated in this colorful clip that realized the comeback of the Rayan culture to its Grace.
@latb2790
@latb2790 10 ай бұрын
Wow Raya Rayuma, sirba akkam miidhagu.!!
@user-xt6mt3rc6y
@user-xt6mt3rc6y 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hp8ue7vp4y
@user-hp8ue7vp4y 10 ай бұрын
ሰነይዋ በኽበር ባህሉ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💖💖
@Wedimasharada
@Wedimasharada 10 ай бұрын
በኡውነት ምርጥ ሙዝቃ ናቃደም ባህልና ሙሉእ ብምሉእ ኣብዚ ሐዚ ስዓት ዳርጋ ድምጥፋእ ሰብ ዘመናዊ ጨለ ዳበለ ናራዮቶት ጥዑም ባህልና ጠፊኡሎ ምዃኑ ኣይትረድኦይ ስለዚ ድሕሪ ኽንደይ ዓመታት ሃምዚ ዳበለ ቆንጆ ባህሉን ክብሩን ዳሓለወ ሙዝቃ ካብ ዚስራሕ ፀንሑ እዩ ምስጋና ንሳናይ ባራክ ምስ መሳሪሕቱ ቀፂልሉ🙏❤❤❤
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r 10 ай бұрын
የኣብርሃም ና ሳራ ሓዳር ይግበረልኹም❤❤❤
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 10 ай бұрын
ጀግና ውድቶም ጀግና ሰናይ ሓውይ አሰይ ውድነኤይ ወለላ አነሰ ደሰ ብልነ አብ ስደት ኸይነ ወድኖዋ ተመስገን ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigiray975
@tigiray975 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AaaAaa-jj6zu
@AaaAaa-jj6zu 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤​@@tigiray975
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f 10 ай бұрын
ኣቤት ባህሊ ራያና ደይሙነይ ውለዱ ዘምዱ ሰኒሸይ ግርማ ራያና❤❤❤❤
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉
@habesawit
@habesawit 10 ай бұрын
ሰናየይ ጀግና
@komahbirhanu5357
@komahbirhanu5357 3 күн бұрын
ሰምዕኻ ደይሙነ
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 3 ай бұрын
Senay you have beautiful voice we love you so much my brother Tigray ❤🥰🥰🥰🥰🥰✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻✊🏻👌👌👌👌
@tsehaygalraya
@tsehaygalraya 10 ай бұрын
ሰናይዋ በይዛኻ ዳኣነ ምዑርግ ወድ ዓበይቲ መምህር ባህልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SuperTubeሱፐርቲዩብ
@SuperTubeሱፐርቲዩብ 8 ай бұрын
ያዕስ ራያተይ
@brhanukalayu4728
@brhanukalayu4728 10 ай бұрын
የዕስስስ ይበል❤❤
@gebrusiyumgebru4342
@gebrusiyumgebru4342 10 ай бұрын
ደስብ በሃል ስራሕ ሰናይዋ💘💘💘🌹🌹💘ሰይይይ ባህሊ ራየቶት🌹💘💘💘💘🌹
@SleepyDragonflies-dd8ci
@SleepyDragonflies-dd8ci 11 күн бұрын
ሰናይ ደድንቀካ ጀግና ድምፃዉ ሞኾነታይ❤
@asliweraya-6335
@asliweraya-6335 10 ай бұрын
good job senay , may God bless you
@halefomzinabu2001
@halefomzinabu2001 10 ай бұрын
Well done my friend!!
@rayafkir8079
@rayafkir8079 10 ай бұрын
ባህሊ ራያ ልገልፅ ሸገ ስራ ይኡ ❤ ሓዳርኹም ይባረክ🙏❤
@user-we8kb8im5l
@user-we8kb8im5l 10 ай бұрын
ራየቶት ሰናይ ባራክ ጡዑማይ ድምፅ❤ ብፍቅሪ ንወሩ ሸገታት❤
@user-te3vf5hl8q
@user-te3vf5hl8q 10 ай бұрын
ዋው ራያቶት ኩርዓት ትግራይ ባህልና ጥዑም🥰🥰🥰🥰
@user-eu1jm6gt7l
@user-eu1jm6gt7l 10 ай бұрын
ስናይ ባራኪ ሓውና በርተዐልና❤❤
@user-my8um8rc7k
@user-my8um8rc7k 7 ай бұрын
የኔውውውውውው
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 10 ай бұрын
ያዒስስስስስ❤
@user-tg1vb6wt2e
@user-tg1vb6wt2e 9 ай бұрын
Yaysssssszsss
@user-vn1tg3fe5c
@user-vn1tg3fe5c 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@KalySisia-zv6fb
@KalySisia-zv6fb 10 ай бұрын
Was Senaye mearey tsibuk sirah jegina wedi hizib
@mekihabeshawit9067
@mekihabeshawit9067 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሰናይ❤ ኣቤት ራያ ዓደይ ባህልና ❤
@alemalem9736
@alemalem9736 6 ай бұрын
እስይይይይ ይብል ድምፂ መኽበር ባህሉ 🌹🌹🌹🌹💚💚💚💚💚💚
@user-li5ck4nm1g
@user-li5ck4nm1g 4 ай бұрын
ቀፀለሉ ኩራዓትና 🙏🙏🙏
@user-pe4ds6by4v
@user-pe4ds6by4v 10 ай бұрын
ባህልና ጥዑም❤❤❤
@user-zs8pj4ox9i
@user-zs8pj4ox9i 10 ай бұрын
ይበል ይበል ሰናይ ሓዉና ትክክልኛ ባህልና ገልፅኻዮ❤❤❤❤
@user-bs5ne3pm9j
@user-bs5ne3pm9j 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሰናይ ሓውና ❤️❤️❤️
@merykonejo
@merykonejo 8 ай бұрын
ያዕስ ድምፅ❤❤👍
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz 10 ай бұрын
ዋዉዉዉ ይበል ስራሕ❤❤
@gugygg-qj2kc
@gugygg-qj2kc 6 ай бұрын
ይዕስስ🎉❤❤❤❤
@user-vo9kz2ft8u
@user-vo9kz2ft8u 10 ай бұрын
አሰይይይይይይይይ ዕልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝🌺🌺🌺🌺🎆
@zenaanena1832
@zenaanena1832 10 ай бұрын
ኣሰይ ደቅ ራያ ራይማ ዓበይት ዓድ ሰናይ ባራክ ያቀንየልነና❤❤❤❤❤❤
@user-us5lu9vl2l
@user-us5lu9vl2l 10 ай бұрын
ኣይይይ ራያና ጥዕማት ባህል ኣታ እት በፎስስስ ደስስስ ክብለካ 😢
@sararayatube7224
@sararayatube7224 10 ай бұрын
ኣሰይ ሰናይ ዘበን ትመልሱ ያርእየና መርዓ ብፈረስ መኣድ ብሞሶብ ❤❤❤ ሰናይ ባራኪ ካብቶም ባህል ወለዲና ዳደገ ክወፅእ መርአያ ድኾነ ዑንቅ ራየታይ ወዲ ዓበይት ይኡዋ እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ናወለዲ ምራቀ ይጥበቅኻ❤❤❤❤
@user-op5pi4is7w
@user-op5pi4is7w 10 ай бұрын
Asey wedi rayawa ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-nm8st6dx5h
@user-nm8st6dx5h 10 ай бұрын
ዋዉ ራያቶት ኩርዓት ትግራይ ባህልና ጥዑም❤❤🎉🎉🎉
@جمالاثيوبي
@جمالاثيوبي 16 сағат бұрын
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@brihdngebrmdrydm3479
@brihdngebrmdrydm3479 10 ай бұрын
ሰናይ ባራኪ ጥዑም ድምፅ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤
@haftuhalefom-tu5jt
@haftuhalefom-tu5jt 10 ай бұрын
ኣሰይ እንኳዕ ደሰ በለካ ሰናይ ባራኪ 'ጅግና ራየታይ
@mahammed369
@mahammed369 10 ай бұрын
ደስ ትብሉ
@Samsunga23-zb8rh
@Samsunga23-zb8rh 10 ай бұрын
ወዲ ትግራይ ፅጋበኛ
@yekaleenat6552
@yekaleenat6552 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ሰናይዋ ከም ስምካ ሰናይ ስራሕ ባሓቂቂቂ ኣኽባር ባሃሊሊሊ
@wediraya9841
@wediraya9841 10 ай бұрын
Sey deke adey
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 10 ай бұрын
ግሪማ ራያና ጀግና ትግራዋይ ይዕስና ሓዳርኹም ይባረክ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚😘😘😘😘😘😘
@thanygere4462
@thanygere4462 4 ай бұрын
zenuyeyy shkorrrr❤❤❤
@user-ln2hk6jz3u
@user-ln2hk6jz3u 10 ай бұрын
እሰይ ናመዳንኡ ፔሎ ናመዳንኡ ሱፍ ባህልና ዳአም ጥኡም❤❤💚💚💚🌿
@user-ms9lh5ee1x
@user-ms9lh5ee1x 10 ай бұрын
ኣሰይደቅራያራይማ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-sz7pm7ke4o
@user-sz7pm7ke4o 6 ай бұрын
እሰይ ኹርዓት ዓዱ የኔማርርርርር❤❤❤❤
@KingSeso-25
@KingSeso-25 10 ай бұрын
Yibel senay hawuna qatsilelu sirahika karina dakurie ena dibaratae qudus jimaro yiu. Rayanet yilemlim 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@healthmedia148
@healthmedia148 3 ай бұрын
ገለ ዓይነት ድምፂ ❤❤❤❤❤
@KenzKenz-b9u
@KenzKenz-b9u 21 күн бұрын
ሰናይ ባራኪ ዋሕሲ ራያ
@user-yh5hg9zb8d
@user-yh5hg9zb8d 10 ай бұрын
ሰናየይ ወድዞም ዓበይት ራይነት ሰብ ጥዕማት ባህል የና ደስ ዝብል ስራሕ ጅግና ባዓል ጥዕም ድምፅ ትግራይ ዓድና መሉኡ ሰላም ይግበረልና አሜን ራያ ራይማ ዓድዞም ሸገታት
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz 10 ай бұрын
ክቃላቀል ዉዕለ❤❤
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 10 ай бұрын
ዋውውውውው ወዲ ሓውዋ የኔ ማር መኸወር ባህሉ❤❤❤❤❤
@nigestetyoppiya5016
@nigestetyoppiya5016 10 ай бұрын
ኣስይይ ሰናይ ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤
@gghj3321
@gghj3321 10 ай бұрын
የዕሰሰሰሰ ሰናይ ፁቡቅ ስራሕ ዩኡ ቃፅለሉ♥️💛
@hayelomchekole862
@hayelomchekole862 10 ай бұрын
ኣሰይ ሰናይዋቓፅለሉ❤❤ ❤❤
@bxiigjcfbutn5491
@bxiigjcfbutn5491 8 ай бұрын
ሰነይዋ በኽበር ባህሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰💕💕💞💞
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 10 ай бұрын
ኣሰይ ጡዑማት ባህል ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹሙ ፈጣር
@somoksa2031
@somoksa2031 10 ай бұрын
እሰይ ይበል ብልና እነሀና ፅቡቅ ስራሕ 👍👌❤️❤️❤️
@hayatasnake9121
@hayatasnake9121 10 ай бұрын
WELL DONE ሸገ ስራሕ ዩ ዓርከዋ KEEP UP ON
@tigrayadey6331
@tigrayadey6331 10 ай бұрын
እሰይ እሰይ ጥዑማት ደቂ ራያ❤
@landaraya2095
@landaraya2095 10 ай бұрын
ዕላልዋ ጥዑም ድምፅ መኽበር ባህሉ🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@InnocentChemistryExperim-oh1uc
@InnocentChemistryExperim-oh1uc 6 ай бұрын
Yimechih
@user-wc6sy3sl2c
@user-wc6sy3sl2c 10 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ስናይ ሓውይ አሰይይይ ዕልልልል ወድኖዋ❤❤❤❤❤❤
@solomonhaftu9120
@solomonhaftu9120 10 ай бұрын
Keep up it is a good work!!!!!
@Maha-if7mt
@Maha-if7mt Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤
@user-nx6bj7fu6x
@user-nx6bj7fu6x 10 ай бұрын
Senay Jeganu Beautiful 🎶Song 🎶💛❤💛💥💥💥💥🙏🙏🙏
@user-hz1fd2ft4h
@user-hz1fd2ft4h Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-lz4oi5vy1k
@user-lz4oi5vy1k 10 ай бұрын
ኹሩዕ ራየታይ ❤❤❤❤
@tgr817
@tgr817 10 ай бұрын
እሰይ ባህሊ ራያ❤️💛❤️💛ሰናይ ክፍትዎ❤❤️❤️❤️❤️
@solafabio2121
@solafabio2121 10 ай бұрын
ይበል ስራሕ ጥንቅሼ ዓርከይ
@user-wj6yg2yl4u
@user-wj6yg2yl4u 4 ай бұрын
❤❤❤
@dejenzenebegebreyesus193
@dejenzenebegebreyesus193 10 ай бұрын
Great music👍
@user-cd3nj6ek1c
@user-cd3nj6ek1c 10 ай бұрын
ሰናይ ሸገ🥰ድምፁ ሞኾነታይ😘🥰
@ekramsaleh1730
@ekramsaleh1730 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ጀጋና❤❤
@user-xt2kz3il5c
@user-xt2kz3il5c 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም
@johngirmay2761
@johngirmay2761 10 ай бұрын
wow, really amazing. kibereluna arkewa
@SaSa-nc1un
@SaSa-nc1un 10 ай бұрын
ሰናይዋ ጡዑም ድምፅ
@mebratusamuel4932
@mebratusamuel4932 10 ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ሰናይ ሓውና❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 151 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
تجربة أغرب توصيلة شحن ضد القطع تماما
00:56
صدام العزي
Рет қаралды 60 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 5 МЛН
TDF 'ቃል ብተግባር ' ቆራፅነትን ፅንዓትን ኣብ ፅዑፁዕ ውግእ
11:18
Fidel Tube ፊደል ትዩብ 950k views
Рет қаралды 56 М.
ዮአዳን (ክፍል 16)
38:07
ለዛ
Рет қаралды 167 М.
Это ежегодное настроение 😉 #tiktok #юмор #жиза #funny
0:10
Ангелина и Тая
Рет қаралды 4,8 МЛН
Детство злой тётки 😂 #shorts
0:31
Julia Fun
Рет қаралды 4,5 МЛН
Горилла Показала Малыша 😍
0:23
ДоброShorts
Рет қаралды 2,6 МЛН
Поймали акулу
0:51
Pavlov_family_
Рет қаралды 1,8 МЛН
Пранк над Махачевым🥶
0:19
FERMACHI
Рет қаралды 10 МЛН