ነሹ መጸ መጸ/ ጀርመን ግብረሽበራ በዚሑ ስደተኛታት ክትሰጉግ/ ተሜ ጅግና/ ሂወት ካናዳ / ሓፈርና ወ ተሰከፍና

  Рет қаралды 44,589

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

ነሹ መጸ መጸ/ ጀርመን ግብረሽበራ በዚሑ ስደተኛታት ክትሰጉግ/ ተሜ ጅግና/ ሂወት ካናዳ / ሓፈርና ወ ተሰከፍና

Пікірлер: 143
@warrihabesha
@warrihabesha 9 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ነሹ👍ክምህር ዝኽእል ኢኻ ሕጂ ተምጽእ ዘለኻ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 9 күн бұрын
Selamey xbkteyyy I'm super proud of you💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
💙💙💙
@freweynihailemichael3385
@freweynihailemichael3385 9 күн бұрын
Neshuye mearey 🕊🕊🕊💙💙💙
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 9 күн бұрын
ግዲ የብልካም ነሹ ኤውሮጳ ኢዩ ቲ ዝሓሸ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@OkubayDebesay
@OkubayDebesay 9 күн бұрын
Eway ezen nay kanada gn kbesla abey emo nerkbekn bzuh nege alekn wow smart girls ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 9 күн бұрын
ጥራሕ ናቸው ናቸው ወስኸላ ኩላ ኣምሓርኛ ክትኮነልካ ኢያ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 9 күн бұрын
NESHU HAWEY REBIY SELAM YWRDELNA🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi 9 күн бұрын
Welcome neshu 👊💙🌿✊💙🌿💙💙💙
@habtamumanchesterawi1833
@habtamumanchesterawi1833 9 күн бұрын
ወዲ ያሬድ ብሉጽ መንእሰይ🎶😍👑💙
@Wedizom123
@Wedizom123 9 күн бұрын
ኣበይ እሞ ንኩላትና ጉሑፍ ከመበሉና
@z.brikhti9954
@z.brikhti9954 9 күн бұрын
Ezom Dekey Egziabiher keyhesus seb aykonen emo Ajokhum ne Egziabiher emenewon abeu kea Tewekelu eti kulu anbebewo. Neshu wedey haderakha ezi melekhtey nabtom Sematekha absehaley. Hadera Hadera❤ Kab azia tifetwekum Weladit natatkum Subuk etedeli Weladit❤
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 9 күн бұрын
1ይ ስትረስ ኣብ ካናዳ እዩ ዘሎ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
ብልቢ በል
@shamram6200
@shamram6200 9 күн бұрын
​@neshnesh_show kulu mmbar yu nesh nesh, it's all about how you control your mind. Sadhguru 😊
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 9 күн бұрын
Teme ma favorite artist ❤🎉
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
❤❤❤
@amanuel5687
@amanuel5687 9 күн бұрын
ናይ የማነ ባርያ
@1115asmara
@1115asmara 9 күн бұрын
Selamat Selamat Nesh Nesh!!! Very well stated Elsa Berhane. Thanks.
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@meraftesfahannes1978
@meraftesfahannes1978 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙 Neshu shikor kemey kenikaley
@user-qc6sk2eg2h
@user-qc6sk2eg2h 9 күн бұрын
Teme 🙏💙🙏💙🌿🙏
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 9 күн бұрын
#ነሹ ሽኪር፥ ኣነ ኣምሓርኛ ክንድቲ ኣይኮንኩን። ከም'ዛ ዝሰማዕኩኻ ግን፡ ናይ ኣምሓርኛ ቋንቋ መምህር ምኾንካና። መደባትካ ስነ-ምግባር ዘሎዎ፥ ደስ ዝብል ኢዩ። እና ኣዘናጋዕካ ቁም-ነገር። ብልቢ ነመስግን። እታ "ጎ ፋአንድ ሚ" ከይትደግማ ሓደራ። ኣኸረቱ ከኣ ምስ ኣንስቲ ኣቕሽሽቲ ትብኣስ ሃላይ-መሰል ዓሚል ከኣ ረኺብካ። ደሓር ከኣ ነሹ ኣብ ጀርመን እንዲኻ ዘለኻ። ወድ 60 ንእሽቶ እንዲዮም ዝብሉዎ። ኤእ!!
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 9 күн бұрын
ተሃሰስ
@user-qc6sk2eg2h
@user-qc6sk2eg2h 9 күн бұрын
Neshnesh come to America 🇺🇸
@Burgersgang
@Burgersgang 9 күн бұрын
I am happy to see you sis and proud of my college Hamelmalo and my department Animal science ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
❤️❤️❤️
@militetesfatzion2418
@militetesfatzion2418 9 күн бұрын
Temesgen Temesgen Temesgen Mebale eyu .kulu Hager Hade eyu🎉🎉🎉
@Filmon-o1v
@Filmon-o1v 9 күн бұрын
አዛ ናይ በዓል ተመየ መደብ ኣብይ ትርከብ ነሹ❤
@eritralove7159
@eritralove7159 9 күн бұрын
Temesgen yard bel emo chanelu ktmexeka eya
@Filmon-o1v
@Filmon-o1v 9 күн бұрын
❤​@@eritralove7159
@mulugeta481
@mulugeta481 9 күн бұрын
እዋይ ጸጉሪ ዶ በልኪ ኩምብራዛ ማይተኸላ
@ሱቕጥዑም
@ሱቕጥዑም 9 күн бұрын
ነሽነሽ ነብሲ ዝደንጎየት ርእይቶይ እያ ሃየ። ኣብ ዝቕጽል መግለጺ ዝተሓወሶ ክጽሕፈልካ እየ ን መዘናግዒ ዝኸውን ሰላም የናስ፡ ኣብታ ን ወዲ ጀበሊ ን ምስይጣን ዝገበርካያ ቪድዮ ምስ ኣመሓዳሪት እንድየ ርእይቶይ ክህብ ሓሲበ ተደምሲሳ ትኹን ወላ ኣሊኹማ ክረክባ ስለ ዘይከኣልኩ እነሆ ርእይቶይ እዚ ዝስዕብ። ዮናስ ከምቲ ኣባካ ዝነበረኒ ተምሳጥን ኣኽብሮትን ማዕሪኡ ኣብ ናይ ሕሱራት ን በዓል ( ተፈታዊ ዘሎ ዝሩግ ደንቆሮ ) ዝወዳደር ኣገባብ ብምርኣየይ ካባኻ ማዕረ እቲ ዝነበረኒ ኣክብሮትን ናእዳን ንቑልቑል ኣውሪደካ ኣለኹ። ሰብ ኣብ ዝመሰሎን ዝደለዮን ክሰርሕ መሰል ኣለዎ ን ወዲ ጀበሊ ወሲኹ ከምቲ ንስኻ ምስ ዝተፈላለዩ ሰብ ዩትዩብ ቻነል ከም ዝመቸኣካ ትሰርሕ ምኻንካ። ካባኻ ዘይጽበዮ ዘረባ ከምዚ እዩ ከምቲ ክትብል ኣዚዩ ዝወረደ መሕፈር ዘረባ ክትዛረብ ዒብ ዘየብል ኣይኮነን። ከም ጋዜጠኛ መጠን ንስኻ ሓታቲ ንሱ መላሲ ኣርእስቲ በሎ ሕቶ በሎ ንስራሕካን ንእንጀራኻን ከትብል ንስኻ ኢኪ ተዳሊኻን ሒዝካዮ ክትመጽእ ዝግበኣካ ምበር ተመሊስካ ኣነ እየ ሓሳባት ዶ ኣርእስቲ ዝምግቦ ክትብልን ናይ 20 ናቕፍ ዝኸውን ክራባታ ናተይ እዩ ክትብል ኣብ ሜድያ ክብረት ሰብ ዝትንኪ ሑሱር ዘረባ ክትዛረብ ድማ ማዕረ ክንደይ ወሪድካ ንታሕቲ ከም ዘለኻን ስምዒትካ ዘይትቆጻጸር ዘይስነምግባራዊ ሰብ ምኻንካ ዘመላኽት እዩ። ክንድዚ ይኽፈል ከምዚ ክትብል ድማ ኣይምልከተካን እዩ እንተኾነ ወጺዕክሞ ትውጽዕዎ ከም ዝነበርኩምን ጥርጥር የለን --ንሱ ደኣ ተውሳኺትሉ ወዲ ማርያም ኪሊዓው ኢንተርነት ኣይፈልጥ ኮንትራት --ክኽፈሎ ዘለዎ ከማን ኣይፈልጥን --ንግርህነቱን ንሕመቑን ምስ ዝተፈላለያ ዩትዩብ ቻነላት ኮንኮም መዝሚዝኩሞ ከይኣክል ተመሊስካ ከተዋርዶን ከተትሕቶን ተራኢኻ። ሰብ ብፍልጠቱ ኮነ ብግዚኡ ወይ ብጉልበት ጻዕሩ ዘጥረዮ ኣብ ደስትኡ ከውዕሎ መሰሉ እዩ እሞ ድማ ን ወዲ 70 ዓመት ሽማግለ ሰብኣይ ብዛዕባ ህይወቱ ክመይ ክኸይድ ከም ዘለዎ ክትነግሮ ኣብዘን 3 ዓመት ያኢ ኣተሓሳስብኡን መነባብሮኡን ከምዚ ይኩን ክመዚ ክትብል ኣይምልከተካን። ንበዓል ነጎዳ ብሓዊ ደብሶ ከም ዝበሃል ድማ ቀዳምይ ከይኣክል ዳሕራይካ ገደድ-- ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ዘይረኣየካ ናብ ፈቆዶ ኣማሓደርቲ ከይድካ ስም ወዲ ጀበሊ ክትድውንን ክትብልልን ህርዲግ ምባልካ ናይ ከንቱነት ከንቱ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ--እንተ እታ ብጭር ኣመሓዳሪት እሞ መን ነውኒውክን ትነዓዋ ከም ዝበሃል ኣብ ዘይምልከታን ኣብ ዘየድልያን ሃተውትው ኣትያ --በልሲ ከ ክሓተካ ኣይ እዚ ንፈልጦ ምምሕዳራት ናይ ዓድና እንድዩ --በልስከ ኣየናይ ምምሕዳር እዩ ሽግር ሰብ ክፈትሕ ሪኢኻ ትፈልጥ ነዛ ኩፖን እካ ንደይ ኮለል ሸንኮለል ዝብሉኻስ --ገዛ ፈሪሱኒ ኢሉስ እስከ በል እንታይ እዮም ክገብርዎ --ከፍርሱ እምበር ክጽግኑ ስለ ዘይረኣና --እንተ ተረፈ ከኣ ጸጊንኩም ቦያ ለኺኹም ኢሎም ክሕንክሩን ክቀጽዑን እንተዘይኮይኑ። እዚ ኩሉ ሸኸርከር ምምስኻርን ምምሕዳር ከይድካ ምምስኻርን --ዘመድ ኣሕዋቱ ኣለውዎ ከምዚ ዶ ከምቲ ምባልካ እዝየ ሓዚነልካን ፎእ ኢለካን ኣለኹ-- አረ እንታዋይ ኮይንካ ኢኻ ምስ የሕዋቱ ዶ ምስ ስድርኡ ዘይቕመጥ ዶ ገለ ትብል ኣንታ ወደይ ኣብ ነብስኻ ሞ ረኣያ ሓዳር ገይርካ ወላ ክንድሰብ ኣኺልካ ምስ እንዳ ሓውኻ ተጸጊዕካ ምተቐመጥካ ዶ ጠላዕ ሰብኣይ? ኣይመስለንን -- ባዕልካ ኣበላሺኻያ ኣብ ሰባት ዝነበረካ ተቀባልነት ወላ ሕጂ እንተ ተመለስካ ውን ከም ቀደም ዝከታተለካ የለን ክትፈልጥ። very cheap work from you Yonas. SHAME ON YOU!
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
✅✅✅
@hidatteklom2411
@hidatteklom2411 9 күн бұрын
ብሐቂ ነሹ ቅጭ እዩ ዘምጽእ እንግልሽ እናሐወስካ,ዝገርም ከ እቶም ትኽ ኢሎ ንሐንቲ ዓንቀጽ ክዛረብዋ ዘይክእሉ እዮም.
@genetsamuel8518
@genetsamuel8518 9 күн бұрын
Welcome Neshu 💙💙💙💙
@AbelFrezgi
@AbelFrezgi 9 күн бұрын
Neshu nab Kampala ምጽእ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@samirahamid9739
@samirahamid9739 9 күн бұрын
ብዛዕባ ከናዳ አብ ክልተ ሶሙንካ ብዘይሐንቲ ተመኩሮ ርእይቶ ምሃብ ቀሊል አይኮነን
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 9 күн бұрын
ኣማርኛውን እንዴት ያምራል ነሹ
@werkelulwerka
@werkelulwerka 9 күн бұрын
Barya
@mussiekaleab4429
@mussiekaleab4429 9 күн бұрын
Neshu ze fadus leyti enqa dehan mexaka❤❤❤❤
@amanuel5687
@amanuel5687 9 күн бұрын
ናይ ሐበሻ ፍቅሪ ብጸርፊ ናይ ህንዲ ፍቅሪ ብደርፊ ክክክክክክክክክክ ሐቂ እዩ
@lgalga8885
@lgalga8885 8 күн бұрын
Neshnesh abal Berged nYou tubu.
@goitomdebesay1902
@goitomdebesay1902 8 күн бұрын
Neshu
@joelhabtetsion
@joelhabtetsion 9 күн бұрын
Essen ght ability tetsedukum nkulatkum tsubuq Neruda guhafat Kara tehangitkum tkedu reshat foee abzeyadka metsika azefzef
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui 9 күн бұрын
❤🎉🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉
@freweininegash298
@freweininegash298 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂👍👍👍❤️❤️ ሚኪ
@realtube6031
@realtube6031 9 күн бұрын
ሓቕኪ ሓፍትና ሓንቲ ጥብ ትብል ዝብል ዘረባ አይተዛረብክን ሓቂ ተዛሪብኪ እሞ ድማ ፍሉያት ኢና መን ከማና ይበሃለለይ ንሱ እዮ ዘግርመልና ዘሎ
@user-tc6pm3wp9x
@user-tc6pm3wp9x 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 9 күн бұрын
ነሹየ መምህር ፍቕሪ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Ostirch
@Ostirch 9 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@HiyabelAmaneal
@HiyabelAmaneal 9 күн бұрын
Neshnesh kab Libya eye medebatka Des kbleni jemiru alo slezi qexlo neshu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@user-ux1go3qg2e
@user-ux1go3qg2e 9 күн бұрын
Hanse eu zbahal neshu
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 7 күн бұрын
Kkkkkkkk amharinaka eko ybleyu 💙💙💙💙💙
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 күн бұрын
😂
@M_brothers.
@M_brothers. 9 күн бұрын
Neshu advertise gbereley neza channeley MB🎉😮
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
Eshi 🙏
@abrhamykalo7026
@abrhamykalo7026 9 күн бұрын
ነሽ-ነሽ ያሆ 😂 ጸጊባ እያ ትምህርቲ ጸጊባ እያ😂
@kha9053
@kha9053 9 күн бұрын
Xgiba ya nishu😂😂😂😂
@eritralove7159
@eritralove7159 9 күн бұрын
Neshu wedi gashi dika
@meseretYesr
@meseretYesr 9 күн бұрын
Juba mexa nesu
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 9 күн бұрын
ማራናታ እትበሃል ሰብ ነቲ እትነብሮ ከባቢ ሓብርዎ ስምኩም ምጥቃስ ኣየድልየኩምን ኢዩ ሊንክ ናይ'ቲ ቪድዮ ስደዱሎም ጥራይ ወይ እቲ እትነብረሉ ከባቢ ንገሩኒ ባዕለይ ክከሓሳ ኢየ።
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 9 күн бұрын
ጽቡቅ ዛሓፍተይ ዝሓሸ ደሊና መጺና ኢልኪ ጽቡቅ ኣሎኺ ግን መጀመርያ ሰላም ሲኢና ምሕሳብ ዝተኸልከልና ህዝቢ ኢና ብሰንኪ ስርዐት ኢሰያስ ሶ ዝሓሸ ዲኣ ጡዑይ ስርዐት ስለ ዘየለ ኢዩ ቡዙሓት ተሰዲድና ግን ዛሓፍተይ ቀጽልዮ ንፍዕቲ ከማኺ ይብዛሓልና
@henimyloveyou7301
@henimyloveyou7301 9 күн бұрын
Bro come on in UK
@LelaWeldemichael
@LelaWeldemichael 9 күн бұрын
Neshu anes ketshkeni mat ika
@liaberhane9973
@liaberhane9973 9 күн бұрын
እቲ ዘገርምሲ ሞኒካ እቲ ከሉ ክዳወንቲ ተርእየነ ዝነበረት አበይ ደአ ኸደ አይይ ሐማሴን
@AaAa-lm1ui
@AaAa-lm1ui 9 күн бұрын
18:56
@gerielaasmerom7798
@gerielaasmerom7798 9 күн бұрын
NESHU❤
@tedgeb8286
@tedgeb8286 9 күн бұрын
I think ማይዶ ክማላኣኪ ዘይኮነትስ ማይዶ ክማላኣልኪ በቲ ኣጎዛይ እያ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
@DanielGidey-kr9cw
@DanielGidey-kr9cw 9 күн бұрын
ኩሉ ግዜ ሰባት ምንባር እንተ ዘይተረዲኡዎም:ናይ ዝነብሩ ኣገልገልቲ ኢዮም ዝኾኑ:ሰለዚ እቶም ሓያላት ኢና ዝብሉ ሕብረተሰብ:ሰብ ከም ዝኾንካ ኣይኮነን ዝኽሕዱኻ:ናይ ሰብ right ከይህልወካ ኢዮም ዝቃለሱኻ:ምኽንያቱ ሕጊ ማለት እንታይ ማለት ዩ? Collectively institute ማለት ዩ:ሕጂ ካብቲ ትካል እንተ ወጺኻ:ዋንነት ዘይኮነ ዘለኻ ኣገልጋሊ ኢኻ ዘለኻ,ሰለዚ ጀርመን ክትሰጉግ ትብል ኣላ:please guys be careful 😂ኣመሪካ ክትሰጉግ ትብል አላ please guys be careful,ሰለዚ ስለምንታይ ኢዩም ዝሰጉኻ ዘለዉ:ገበን ሰለ ዘለካ ወይሰ ንዓኻ ከሸግሩ ደስ ሰለ ዝብሎም ዩ ሕሰብ? ሰለዚ ከም ሰብ ማዕረ ሰባት ራይት እንተ ዘይብልካ;ትነብር ዘይኮንካ ዘለኻ ትሳቐ ኢኻ ዘለኻ እሞ ሕሰብ ሕጂ እውን :: Jesus Christ is Lord ,
@bisrathabteslase7619
@bisrathabteslase7619 9 күн бұрын
Deki erey bejakum temeharu srhu seldi akubu tetahahizna kuluna adna knkeyd ina zeykyer gze yelen
@rutess97
@rutess97 9 күн бұрын
Neshu si mas ydks ykewn endabelkus yhasbelka
@zetamful
@zetamful 9 күн бұрын
The one only 2 weeks in Canada is more interesting. She looks also modern
@Aswa2000
@Aswa2000 9 күн бұрын
ውዲ ጀበሊ ኣባዲት ክትብሉ ፡ብጽሉላት ዝሕጎስ ህዝቢ ፡
@chimeletv
@chimeletv 9 күн бұрын
So jemirka neshu 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@z.brikhti9954
@z.brikhti9954 9 күн бұрын
Selam neakha Neshu wedey Neshuye ab beal Canada zbezhe Stressen be drag mebeleshawen eyu zelo, nezi ab beal Frankfurt zelewu nay drag wulufaten zewedekun rieyo hanti haftena kab Canada mesia kenyu ezi dea kelil abana zelo kabti yigeded elatena. Slesi zom Dekeye kabzi kulu kefu nimemlat Hager mekeyar zeykones Nab Egziabiher mekrab eyu zemletena. Zom Dekey kemzi kal Amlakh zeblo Egziabiher eko ab Esraelawyanen Gebsawyanen ab mongeom leugnet zegebere abtiatom mes Egziabiher ziwegenu Berhan kelo abtiatom ne Egziabiher zeykerebwo gen Selmat neyru. Abtiatom kulu bokhri zebele natom Kemewt kelo abtiato hade gen kulom Dehinom. Ezi malet kea Egziabiher ab futurat afelalay yegeber eyu malet aykonen gen netom nab Egziabiher ziwekelun tesfeom Amlakhom zikhonu yefeltom eyu yesmeletom. Zom Dekey Tesfakhum ab Egziabiher giberu emo nesu kab kulu kefu Kibejewekum eyu. Ab Meshaf kudus "mezmur Dawit mehraf 91" anbebu zom Dekey Amlakh newih Edmen Tienan yehabkum, kefu natkum ayerieyena.መዝሙር ዳዊት 91 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹ አብ ጸግዒ እቲ ልዑል ዚሐድር፣ ኣብ ጽላል እቲ ዅሉ ዚኽእል ይነብር። ² ንእግዚኣብሄር፣ ጸግዔይን ዕርደይን ዝውከሎ ኣምላኸይን እዩ፣ እብሎ ኣሎኹ። ³ ካብ መጻወድያ ሃዳናይ፣ ካብ ዜጥፍእ ፌራ ኼናግፈካ እዩ እሞ፣ ⁴ ብግልግሌኡ ኼጐልብበካ፣ ኣብ ትሕቲ አኽናፉ ኸኣ መጸግዒ ኽትረክብ ኢኻ፣ ሓቁ ዋልታን ጸግዕን እዩ። ⁵ ካብ ስምባድ ለይቲ፣ ካብቲ ብመዓልቲ ዚውርወር ፍላጻ፣ ⁶ ካብቲ ብጸልማት ዚኸይድ ፌራ፣ ብቐትሪ ዜባድም ሕማም ኣይክትፈርህን ኢኻ። ⁷ ኣብ ጥቓኻ ሽሕ፣ ኣብ የማንካውን እልፊ ኺወድቁ እዮም፣ ኣባኻ ግና ኣይኪበጽሕን እዩ። ⁸ በዒንትኻ ጥራይ ክትጥምቶ፣ ረሲኣን ዚረኽብዎ መስጣውን ክትርኢ ኢኻ። ⁹ ጐይታይ፣ ንስኻ መዕቈብየይ ኢኻ፣ ኢልካ ኢኻ እሞ፣ ንልዑልሲ መጸግዒኻ ስለ ዝገበርካዮ፣ ¹⁰ እከይ ዘበለ ኣይኪረኽበካን፣ ስቓይውን ኣብ ድንኳንካ ኣይኪቐርብን እዩ። ¹¹ አብ ኵሉ መገድኻ ኺሕልዉኻ፣ ንመላእኽቱ ኺእዝዘልካ እዩ እሞ፣ ¹² እግርኻ ብእምኒ ኸይትዕንቀፍሲ፣ ኣብ ልዕሊ ኣእዳዎም ኪጾሩኻ እዮም። ¹³ ኣብ ልዕሊ ኣንበሳን ተመንን ክትከይድ፣ ሽደን አንበሳን ገበልን ክትረግጽ ኢኻ። ¹⁴ ኣጥቢቑ ስለ ዘፍቀረኒ፣ ከናግፎ፣ ንስመይ ስለ ዝፈለጦ፣ ከልዕሎ እየ። ¹⁵ ኪጽውዓኒ ኣነውን ክመልሰሉ፣ ብጸበባ ምስኡ ክኸውን፣ ከናግፎን ከኽብሮን እየ። ¹⁶ ነዊሕ ዕድመ ኸጽግቦ፣ ምድሓነይውን ከርእዮ እየ።
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 9 күн бұрын
ካብ ዓዱ ዳ ዕድሚኡ ትሕጸር ህግደፍ ዳኣ የባሪሩ እንድዩ ወጽእካ ግን ክትዓብ ምሕሳን ጎደታ ኢዪ
@otcanful
@otcanful 9 күн бұрын
Nesh nesh ናብ canada 🇨🇦 ምጻኣ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 9 күн бұрын
Ab Canada Entay Alo Bi Nabira Seb Kinberelu Ziykiel Koynu alo Ab Midia Nirio Alena Seb Geza Waga Kiray Mikial Siunomo Homeless Koynom Neshnesh Abta Zelekaya Dia Aytismiayom Kayegagiyuka Germany Tsibuk Tium Eyu
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 9 күн бұрын
ጅግና! ስነጥበባዊ ፍሒራ ወዲ ሳሕለ፡ ንጀጋኑ ብጾቱ ይከኣሎ "ጅግና ርኣይዎ" እናበለ ክደርፈሎም ይዝከር፡ ንኣቶ መንከሽከሽ ከ ከም ሞኒካዊትን መዛምርታን፡ መዓስ ኢና ናብ ቅድስቲ ሃገረ ዋርሳይ ይከኣሎ፡ ክዋናጨፍ ንርእዮ ይሕዋት፡ ሰኒ😀 🤝❤🕊
@davrecords7852
@davrecords7852 9 күн бұрын
Yigermeka EU eti zihameqe Adi koynu canada​@@SS-ck9xp
@Kryptosami
@Kryptosami 9 күн бұрын
Entay kgebr u zmex,e xbuq alo ab Germany
@otcanful
@otcanful 9 күн бұрын
@@SS-ck9xp you are right ግና ካብ ምጥራዝ ይሓይሽ ማለይ እየ
@azebtewolde9624
@azebtewolde9624 9 күн бұрын
HI Neshu, Tfie bela kbay eya mesa .Bered Nay Kanada mes herema ab memera ktatw eya.
@YoyoMna-p7m
@YoyoMna-p7m 9 күн бұрын
welhade b hansab ente melisomna dea nerf ko
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 9 күн бұрын
ነሹ ወደይ እዚይ ዳኣ ናይቲ ኣልማዝ ዝኾነ ደርፊ የማነ ባርያ እዩ ኑፉዕ ድማ ወድ ያሬድ
@Acnt12
@Acnt12 9 күн бұрын
Canada zelewi ahiwatina yqatelu alewi 😢hji kamn abzi kilite semun zimote alo
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
💔
@brhanagerye815
@brhanagerye815 9 күн бұрын
Emo ahwatey 😢😢😢 nab amlak nmeles fewsna kab amlak eya
@Acnt12
@Acnt12 9 күн бұрын
@@brhanagerye815 🥺I know
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Eriboy862
@Eriboy862 9 күн бұрын
Wayba
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 9 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@habtamumanchesterawi1833
@habtamumanchesterawi1833 9 күн бұрын
Legend🎙 🎹🎷🎸🎺🎻🎶✅ 1/Yemane Barya 🎵💙👑 / tekle tesfazghi🎙💙👑 2⃣/ Abraham Afewerki 🎸💙👑 3⃣/Wedi Tikabo 🎙💙👑 4⃣/Tewelde Redda🎸💙👑/ tseha beraki 💙👑 5⃣/Abrar osman 🎤💙👑 /Teberh tesfahuney🎶💙👑 6⃣/Ababa Haile 🎸💙👑 /Bereket Mengisteab 🎵💙👑 7⃣/Wedi Tukul 🎤 😍👑 8⃣/Temesghen yared 🎵💙👑 9⃣/kiros Asfaha 🎤💙👑 🔟/Andit okbay 🎤💙👑
@Merimeri-w8z
@Merimeri-w8z 9 күн бұрын
neshu neshu 💙💙💙💙💙
@NatenaelAnbsagr
@NatenaelAnbsagr 9 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@nahomsolomon3796
@nahomsolomon3796 7 күн бұрын
Ezi nay tish guday gin gash-barka wayba zbhal blux gereb yeb zitqema
@YkaloKidane
@YkaloKidane 9 күн бұрын
ነሹ ካምድያን😂😂ክተሕመኒ ኢካ 😂😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
😂🙏
@amanueleyobmehretab8959
@amanueleyobmehretab8959 9 күн бұрын
እዛ ገዛ ናይ እንዳ ኣቶ መኮነን ጸሃየ ቤት ክትከውን ኣለዋ 😂😂😂
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 9 күн бұрын
ኤኤ ነሽነሽ ከምዞም ሕማቃት ኣይትኩን ካብ ቃንቃ ምካኣል ጥቅሚ እምበር ጉዳኣት የብሉን ኣምሓርኛ ትሙት መንከ ክትህሉ ደሊዋ ኣይባሃልን ወዮ ኩሉ ቃንቃ መሊካ ብቃንቃ ጎሮባብቲ ሃገርና መደባት ክትሰርሕ ኪኢልካ ናይዝኮነ ሃገራት ቃንቃ ምካኣል እኮ ሓደ ካብቲ ምሰባት ንክትረዳዳእ ወይ እቲ በቲ ናቱ ቃንቃ ትዛረቦ ሰብ እዝኑ ከፊቱ ክሰምዓካ ዝሕግዝ ናይ መራከቢ ባይታ እዩ ። 👉👉👉 ፖሎቲካ ምስቃንቃ ርክብ የብሉን ኩሉ ቃንቃ መሊካ መልእክትካ ነቲ ናትካ ቃንቃ ዘይክእል ከተስሞዖ ጽቡቅ እዩ እዚ ዝከውን ግን ቃንቃካን ባህልካን እንዳጥፋኣእካ ዘይኮነ ቃንቃካን ባህልካን ዓቂብካ ንቃንቃካ ዘይስምዕ ካልእ ቃንቃ መሊካ ከተስምዖ ጽቡቅ እዩ ስለዚ ኣምሓርኛ ኣይተምታ ፡ ካልእ ቃንቃታት ጎሮባብቲ ሃገርና ብፍላይ ሃገራዊ ቃንቀአን ክትመልክ ጽቡቅ እዩ ኣምሓርኛ ዓረብ እንተ ኪኢልካ ውን ቃንቃ ሶማል ክትክእል ጽቡቅ ጎሮባብቲ ሃገራት ስለዝኮና። ክክክክክክ ❤❤❤ ኣብዝመጽእ ካኣ ምኒስተር ምኒስቲሪ ዜና ክትከውን ስለዝኮንካ ንህዝብታት ናይዘን ጎሮባብትና ብቃንቆኦም መግለጽን መልእክትን የሕሊፍካ ርክባትና ጉርብትናናን ከተዕብየልና ኣቶ ነሽነሽ ❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
ክክክ ጽቡቅ ኣለኪ ክእረመላ የ ።
@AlmazGhezai-v5v
@AlmazGhezai-v5v 9 күн бұрын
👌💪💫👊💙
@Brtue
@Brtue 9 күн бұрын
Entay eyom ezom Tegaru nkulu ab Eritrea ke kemzi yflet diu tblu?
@LelaWeldemichael
@LelaWeldemichael 9 күн бұрын
Leyti mdri ashkani neshu sikorr hahahaha
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
🙏🙏🙏
@YohanaEstifanos-mt8sx
@YohanaEstifanos-mt8sx 9 күн бұрын
Anta ane si eza gual English maro tezareb ala kab tegrina zebzeha eti tegrina xbuk gera zeytzareb etom deqa ka kab tegrina ziyda azrarbom keqyaru eyom nab xadu
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
✅✅✅
@isakmiki7416
@isakmiki7416 9 күн бұрын
Ane kea tich webie tbleni mesilni neru neshu
@زمزمدسته
@زمزمدسته 9 күн бұрын
😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@TomiAbrha
@TomiAbrha 9 күн бұрын
Abi keyna tesamatuni uta hanti da😂😂😂
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
😂
@habtomshewit1008
@habtomshewit1008 9 күн бұрын
Sauth Africa zey tmetsie
@lgalga8885
@lgalga8885 8 күн бұрын
Be fair neshnesh. Dont compair Eritrea with Germany, and fake and natural things.
@gereweldu4157
@gereweldu4157 9 күн бұрын
Haka men eya men emo ksemaki beqasiom yemtsa
@salahergualaseb4021
@salahergualaseb4021 9 күн бұрын
Way neshu Amhargna mizrab tikiel ymesleni neru😂😂😂
@MeezanTegrai
@MeezanTegrai 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
😂❤
@weynalem6166
@weynalem6166 9 күн бұрын
ነሽነሽ ብዙሓት መንሰያት ሰዓብቲ ኣለዉኻ pls ሓደ ኣቢ ኣረኣስቲ ሂብካ ነዞም ኣደዳ መስተ ዝኾኑ ዘለዉ ኣብ አውሮጳ ጥራይ ኣይኮኑን ኣብ በዓል canada ኣብ አንዳ ሓበሻ መብዛሕተኡ ናይ ህግደፍ ባራት አዩ ንመናሰያት distroy ንምግባር ንጽንተት ኤርትራውያን ዝሰርሑ ብዙሓት አዮም አሞ አቶም መንሰያት ብመስተን ጠላዕን ወላ አቶም ዝሰርሑ ውን ናብራ ሓዳር ክገብሩ ኣይከኣሉን አዮም aready ወልፍታት ስለዘለዎም ኣብ ሕማቅ ይወድቁ ኣለዉነሞ በጃኻ ስርሐይ አልካ ገለ በል
@assafa35
@assafa35 9 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🥰🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show 9 күн бұрын
😂❤️
@merhawitgebrhiwet4574
@merhawitgebrhiwet4574 9 күн бұрын
😂😂😂 derfi laeli Nesnesh
@lidiyafshaye2017
@lidiyafshaye2017 3 күн бұрын
Nab Najeria yhschka Neschu 😂😂😂😂😂😂😂😂
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 9 күн бұрын
ወዲ ያረድ ከማይ ጌሩ ዝፈትዎ ይህሉ ዶ ይኸውን
@lidiyafshaye2017
@lidiyafshaye2017 3 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@SigaletTesfameskel
@SigaletTesfameskel 9 күн бұрын
Kkkkkk
@ZebibTesfay-u4f
@ZebibTesfay-u4f 9 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ?
18:42
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 2,5 М.
Секрет фокусника! #shorts
00:15
Роман Magic
Рет қаралды 99 МЛН
DW Amharic የመስከረም 6 ቀን 2017 የዓለም ዜና
9:46
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrigna Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 2,9 МЛН