Solomon Yikunoamlak-brle 2 (ብርለ ቁ 2 ) - New Tigrigna music 2024 official video.

  Рет қаралды 814,218

Solomon Yikunoamlak

Solomon Yikunoamlak

Күн бұрын

Solomon Yikunoamlak-brle 2 (ብርለ ቁ 2 ) - New Tigrigna music 2024 official video. unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Solomon yikunoamlak

Пікірлер: 3 800
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak 4 ай бұрын
ንስለ እቲ ዝለገስኩምለይ ፍቕሪ ሓልዮትን ሰናይ ሪእቶኩምን ክብረት ይሃበለይ።share,like , subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ነባፅሐዮ ሰሰናዮ ነዓኹም
@lemalmotigray5363
@lemalmotigray5363 4 ай бұрын
You are our, we are yours. You are soooooo special and we are lucky to have you❤❤❤❤
@Sabatube23
@Sabatube23 4 ай бұрын
ይግበኣካ እዩ ሶልዋይ ትፍለ እኻ ጅግናና❤❤❤❤
@TomasBerehe-p3m
@TomasBerehe-p3m 4 ай бұрын
ካብዚ ንናዕሊ እዩ ዝግበአካ ሶሎይ ❤❤ ብጣዓሚ ኢና ዝፈትካ ዛሓወይ ናይ ኩሉ ጊዜ ቡሉፀይ ❤❤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 4 ай бұрын
እውነተኛ አርቲስት አንተ ነህ ለሕዝብህ እንጂ ለሆድህ የማታድር እግዚአብሔር እረጅም እድሜ ከጤና ጋር ይስጥህ 🙏❤💛 ይቅርታ ትግርኛ መፃፍ ስለማልችል ነው
@ለሚጋልዞምጀጋኑ
@ለሚጋልዞምጀጋኑ 4 ай бұрын
ንበረልና ብኣቶም ስብር ዝበለ ልብናኮ ብኣካ እዩ ዝፅገን ድምፅና ትንፋስና ኢኻ ኮ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሌዋይ ኣብዚሕና ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 4 ай бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ጎይታ ጥበብ ንፈትወካ ኢና ሰሌ ትፈትው ላይክ ግበሩ 👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@KibromHaileslassie-ol9hk
@KibromHaileslassie-ol9hk 4 ай бұрын
❤❤❤❤Sol hawey ata jigna ymechika berte❤❤❤
@BerheGs
@BerheGs 4 ай бұрын
ሰሌ ቡሉፅ ጥበበኛ ትርግታ ህዝቡ ዝርዳእ❤❤
@fitsummaharena1951
@fitsummaharena1951 4 ай бұрын
ሰለሙን ኑጉስ ጥበብ። ኣዉራ ናይዚ ዎሎዶ፥ ካብ ብልቢ ዘድንቀካ ወዲ ሰገነይቲ💙💙💙💙
@Peacean
@Peacean 4 ай бұрын
እዋይ እዚ ወድስ ኩሉ ግዜ ምስ ረኸበኒ እስከ ከምዛ ኸማይ ዝረኽበኩም ኣብዚኣ ርገጹ 👇🏿💙
@merhawiyosief7676
@merhawiyosief7676 4 ай бұрын
@hac-me86
@hac-me86 4 ай бұрын
Me too
@teameghebre5418
@teameghebre5418 3 ай бұрын
ኣይሃሪሰ ልበይ ኣውዲቐ ኣይሓሪሰ ከብደይ መሊአ እዚ ናዕታዚ ሓደ ሓሳብ እዩ ዘለዎ።ስለዚ ሓዲኡ ካልእ እንተዝትካእ ዝያዳ ምበለጸ። ብሓፈሻ ግን ብሉጽ ስራሕ ሰሌ....
@ክብሪንTDF
@ክብሪንTDF 4 ай бұрын
ኣነ ዘተሓሳስበኒ ነገር ግን እምበር ከ ኩላትና ህዝብና ንፎቲ ዶ ናይ ኩለኦት ድምፃውያን ምከነ ዘኽቲ መዓት ምተርአየ በጃካቱም ላይክ ሼር ንግበሮ ድምፂ እዩ ዝኮን ዘሎ😢
@joshihd9148
@joshihd9148 4 ай бұрын
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ። እንኾዕ ካባኻ ተፈጠርና🙏🙏😢
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 4 ай бұрын
ጅግና ድምፃዊ ማለት ድምፂ ህዝቡ ዝኽዉን እዩ አቱም ባራዩ ድምፃዉያን ኤረትራ ድማ ካብዚ ተምሀሩ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤረትራን💙
@ሜሪ-ሠ6ጘ
@ሜሪ-ሠ6ጘ 4 ай бұрын
@lolamigos2381
@lolamigos2381 4 ай бұрын
ሱቅ በል ልሓሲ ንሱ ንዓዱ ይደርፍን ይጋደልን ኣሎ ሃዳሚ ዋሒድ ዘይትስተር ከ
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 4 ай бұрын
@@lolamigos2381 የሕፈረካ ሕሱረ ባረያ ኢሰያሰ😂
@hhgghhgggc8823
@hhgghhgggc8823 4 ай бұрын
❤❤❤❤💛💙🌿💙🌿🙏💪
@allugalltigray7766
@allugalltigray7766 3 ай бұрын
@KeviKe
@KeviKe 4 ай бұрын
ሰላየዋይ ኣባኻ ዘለኒ ኣድናቆት መግለፂ የብለይን ኣፍ ዉፃዓት ኢኻ እወ ትብሉ ላይክ ከይረገፅኩም ከይትሓልፉ ❤
@ንብዛሕንባዛሕ
@ንብዛሕንባዛሕ 4 ай бұрын
ችድ ስጋ ኣቦይ ድምፂ ህዝበይን tdfን እንድሕር ትኮን ኮይንካ ሓራም ውሰዶ ዕድመይ ናይ ወምበረ ዝኮነ ምኮነ (ንድሕንነትካ ጨነቀኒ ኣነ ሰሌዋ) ንሓቂ መስዋእቲ እኳ እንተሃለየ ግን ከማካ ዓይነት ቡሱል ምንም ክትኮነና ኣይንደልን ተጠንቀቅ ሰሎምን ሓወይ ከምዚ ኣነ ንሶሎምን ዝፎትዎ ትፎትዉዎ ብላይክ ኣፅጉቡኒ ደቅዛ ቅድስቲ መሬት❤❤❤❤❤
@HA-ox3eo
@HA-ox3eo 4 ай бұрын
ጥበብ ክትገልፃ ከለካ ባዕሉ ሰሎሞን ይመፀካ, ሰለሞን ክትገልፆ ከለካ ድማ ጥበብ ይመፀካ, ናይ ሓንት ሳንትም ክልተ ገፅ እዮም:: ድምፅ 100% ግጥም 100% ዜማ 100% ክልፕ 100% ዝዎፆ ዘይቡሉ:: ሓድ ዓውይ ኣቦ እዮም መርዓ ተዓዲሞም እናበልዑ ምስ ፀገቡ ተላዕሎም ጡዑምስ ጡዑም ነይሩባ ጠስም በዝሑዎ በሉ, ናይ ሰሎሞን ዲማ ፅቡቕ ነገርካስ በዝሑ ክብለካ እለ እዩ ኩቡር ኣቦ ጥበብ::
@FfNb-un5ee
@FfNb-un5ee 4 ай бұрын
ሰሉ ንጉስ ጥበብ ብቻ ዘይኾነሲ ንጉስ ትጋሩ እዩ ትብል ላይክ ርገፁ🎉🎉🎉
@zufanamera8795
@zufanamera8795 4 ай бұрын
ንጉስን ፀላም ዓይኒ ትግራይናን እዩ ኣነስ ጥበቡ ክገርመኒ ጥቕሚ ዘየቐድም ኩሉ ግዜ ድምፂ ዉፁዓት
@KuflomKesete
@KuflomKesete 4 ай бұрын
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 4 ай бұрын
ንፉኡ ደርፋይ ኢካ ሶሎሞን ይኩኖ ብፍላይ ትግርኛና ከይጠፍእ አጆካ ንሕና ክአ አብ ጎንካ አለና 🙏ትግርኛ 💙💙💙💙💙💙
@nobgetachew23
@nobgetachew23 4 ай бұрын
አነ ኤርትራዊ እየ፣ ሰለሙን ሓወይ አብዚ ሐዚ ዘመን ካብ ዘለው ትግርኛ ሙዚቃ ከየንቲ ልብ ህዝቢ ሰንቁ ካብ ልቡ ትግርኛ ሙዚቃ ዘሰተማቀረ ጎበዝ ሙዝቀኛ ዪ። ቀፅለሉ ናብ ቅድሚ!!!
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 4 ай бұрын
Hazi zebel eritreawi yeblnan sorry 🤪
@selamselam7358
@selamselam7358 Ай бұрын
ምሽክነይቲ ብድንቁርና ተበሊዕኪ። ጎይታኺ ኢሳያስ አብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ትግራዋይ ስለዝኾነ ሐዚ አብክንዲ ዝብል ሕጂ ይብል ከምኡ ኸአ አብ ትግራይ ዝተወልደ ስደተኛ ኤርትራዊ ሕጂ አብ ክንዲ ዝብል ሐዚ ዝብል ከምዘሎ ብዘይምፍላጥኪ Ignorance at its best ጥራሕ እየ ክብለኪ ዝኽእል 😷😷😷
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 Ай бұрын
@@selamselam7358 kofkaf weigen be P.I.A keytemexeni boskuae weigen
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
@ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 4 ай бұрын
ሰሎሙን ይክኖኣምላኽ እቲ ሕቡእ ወርቂ በዓል ዓቢ ዓቅሚ ንስነ ጥበብ ዝተፈጥረ ስነ ጥበባዊ እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣጆኻ በርትዕ
@Bazien1324
@Bazien1324 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇💪💪💪💪💪💪
@IRON16446
@IRON16446 4 ай бұрын
እወ ብጥበቡ ፈልፋሊ ከዉሒ እዩ 🙏
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 4 ай бұрын
Bhaki❤💙
@salammokonen7173
@salammokonen7173 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@Kalagamada
@Kalagamada 4 ай бұрын
I am Oromo. I don't understand the language but i almost listen to all tigrigna songs. Kiros Alemayehu is my number one. This singer is one of my favorite. I think he is one of Tigrian patriot! From USA 🇺🇸 ♥️
@sheger-hm1fq
@sheger-hm1fq 4 ай бұрын
ፈጃቹን አይደል እንደ ባለጊዜዎች በታሪክ እንደዚህ አይነት ጠላት ገጥሞን አያዉቅም ልበላን እኮ
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 4 ай бұрын
That's why music is horizon here in tigray oromifa songs are common
@Redadesta
@Redadesta 4 ай бұрын
I know Oromia more than any Ethiopian, even Oromos. I know the people. Even i didn't know Oromifica, i used to hear oromo musics. Music is not a matter of knowing language. See seleme seleme, the Southern music and other Somali musics. The problem is polletizing musics.
@Sol-vl8xq
@Sol-vl8xq 4 ай бұрын
Love u oromo brothers ❤💚✊💛❤
@Sol-vl8xq
@Sol-vl8xq 4 ай бұрын
​@@sheger-hm1fq የቆምጬ አተረጓጎም 😁
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 ай бұрын
ሰልዋይ ብሌን ዓይኒ ።እታ ጥበብ ምሳኻ እያ ዘላ።በርትዕ አብ ጎንኻ አለና።አጆኹም ተጋሩ ጀጋኑ ጅግንነትኩም ዓለም ዘመስከርኩም። I am praoud my hero peppel ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯
@tekichowe
@tekichowe 4 ай бұрын
ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ጥበብ ባዕሉ ሰለሙን ሓዉና ከይቅየመና ላይክ ንግበረሉ💚🥰
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 ай бұрын
ሰሎሙን ኣቦ ጥበብ ደርፍካ ኣብ ትዝታ እዩ ዘእቲ ካብ ኣድናቂካ ኤረትራዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ልዕሊ ውላድ ወለድ ሂባትካ አሕርሳ ዝገበርካ ገርካ ለንዘበንንንን
@meronabraha8411
@meronabraha8411 4 ай бұрын
❤❤❤
@RakiRaki-dj8qt
@RakiRaki-dj8qt 4 ай бұрын
ልዕሊ ወለድ(ገንዝብ) ሂባትካ ዉላድ ሂባትካ እዩ ናተይ ኣጻሓሕፋካ ተመሊስካ ኣንብቦ መቀረት❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 4 ай бұрын
አታ ባረያ ጅግና ማለት ከምዚ እዩ ድምፂ ህዝቡ ዝኸዉን ንሰኻ ግን ካብ ንህዝቢ ባንዴራ ኢኻ ተፈቅረ
@ስድተኛኮይኑስመይ
@ስድተኛኮይኑስመይ 4 ай бұрын
ኣየ ንስካ ዱንቁርናካ ትገልጸለይ ኣለካ እታ ባንዴራ ናይ ሃገርይ እያ ንስካ ዲካ ዝመረጽካለይ ባንዴራ ክገብር ደሊኪ ግን ትም ኢልካ ደርፍካ ኣስተማቅር ግን ከኣ ደይ ክትጻረፍ ኢካ መጺካ
@biniyamteklewoini1952
@biniyamteklewoini1952 4 ай бұрын
ናይ ሶል ደርፍስ ወትሩ ❤🥰😍 ትግራየይ ኸማኻ ዝበለ ጅግና ሽህ ውለዲ❤❤ ሶል ሓውና ቐፅለሉ🥰
@RobinThal
@RobinThal 4 ай бұрын
ጅግና ድምፃዊ ማለት ድምፂ ህዝቡ ዝኽዉን እዩ አቱም ባራዩ ድምፃዉያን ኤረትራ ድማ ካብዚ ተምሀሩ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤረትራን
@hughabesha
@hughabesha 4 ай бұрын
ጥበብ ክብሃል እዚ እዩ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሌ፡ ጥበብካ መሊሱ ይዛሪ ንሕና እውን ጽቡቕ ክንሰምዕ❤
@hayelomful
@hayelomful 4 ай бұрын
🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍ሰለሙን ሓወይ አብዚ ሐዚ ዘመን ካብ ዘለው ትግርኛ ሙዚቃ ከየንቲ ልብ ህዝቢ ሰንቁ ካብ ልቡ ትግርኛ ሙዚቃ ዘሰተማቀረ ጎበዝ ሙዝቀኛ ዪ። ዘመር ስለ ህዝብኻ ሓወይ ፥ቀፅለሉ!!!🎆🎆🎆🎆
@nurahayatihayati8390
@nurahayatihayati8390 3 ай бұрын
ስሌየዋይ ❤ኣነ ብኣካል ክረክበኻ ይደሊ እየ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ😢 ኣታ ጅግና ልቢ ህዝቢ ተንብብ
@semeremhreteab7229
@semeremhreteab7229 4 ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን 💙💙💙💙💙🇩🇪
@edenasihel5335
@edenasihel5335 4 ай бұрын
entadeka gedshka nay eritra
@CheerfulCamera-bb4rd
@CheerfulCamera-bb4rd 4 ай бұрын
Nesekake entayka nekeaka tetsaref ​@@edenasihel5335
@samrawitgereslassie2693
@samrawitgereslassie2693 4 ай бұрын
@@edenasihel5335Kid bareya 🤮
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 4 ай бұрын
Entay deka koynu zeygdso wedi dembya wahid bixbx​@@edenasihel5335
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 4 ай бұрын
​@@edenasihel5335ባርያ እንታይ ኮይኑ ዘይምልከቶ ሕሱር ዘይከም በዓል ንስኹም ንኸብድኹም እምበር ወፅዓ ህዝብኹም ዘይትሓስቡ ስለ ዝመልአ እዩ ሰላም ርሒቅዎ ዘሎ እቱ ኣብ 2ተ ሃገራት ዝነብር ምስኪን ህዝቢ ትግርኛ ባርያ
@bethlhemhaddush8272
@bethlhemhaddush8272 4 ай бұрын
ካብቲ ሜሱ ድዩ ካብ ወንበሩ ኮፍምስበሉ ኩላቶም ዝሰኽሩ ናይወንበሩስ ዝኾነምኾነ ናይብርለይ ጨነቐኒ ኣነ! ................ ሰሌ ኩልግዜ ድምጺ ህዝቡ ❤
@RBT._F
@RBT._F 4 ай бұрын
ብርለ ግን "ኢትዮጵያ" ማለቱ ድዩ??
@bethlhemhaddush8272
@bethlhemhaddush8272 4 ай бұрын
@@RBT._F ትግራይ እምበር, ኢትዮጵያ ደኣ ስብርብራ ይውጻእ እንታይ ገድሹና 🤨
@marshanega1004
@marshanega1004 4 ай бұрын
@@RBT._F 🤣
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 4 ай бұрын
ሓቅኺ ዛሓፍተይ❤❤❤​@@bethlhemhaddush8272
@kidaneadhanom5379
@kidaneadhanom5379 4 ай бұрын
ሶል ወኪል ውፁዕ ሕዝቡ ።አቱ ሰባት ካብ ሰለሙን ቅዱስ ቅንኢ ውረሱ ሓንቲ ትግራይ ንበል
@wedihaileab8917
@wedihaileab8917 4 ай бұрын
ከምቲ ልሙድ እዱብ ግጥምን ዜማን ሓውኻ ንሓመዱ'የ💙🫶💛❤️
@FshatsionGebremikael
@FshatsionGebremikael 4 ай бұрын
Selomn ሓውና እቲ ኣብ ውሽጥና ዝስመዓና እና ባሕሪ ሰጊርና ክንደይ ሽግር ዝረኣናዮ ካብቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ሓውኻ ወዲ ሑመራ እየ ስለ ት ኩሉ ብ ደርፊ ግርካ ዝገለፅካልና 😥🥺 🙏🙏🙏 ንስኻ ከኣ በርትዕ ቀፅለሉ
@MengistuNigus
@MengistuNigus 4 ай бұрын
ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ ህዝቡ ዘድምፅ ጅግና ናይ ኣርት ሰብ የረአናይ እግዚኣቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። There is no one like you, may God give you long life and good health. The people of Tigray are always with you !!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Aruiteyyy
@Aruiteyyy 4 ай бұрын
love you tigray adey ajona trahhh from Eritrean 💙💙💙💙💙💙💙
@fitsumgoitom6185
@fitsumgoitom6185 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኹሉ ግዜ ናይ ሙዝቃ ንጉስ 👑🌿 ሶል ቃፅለሉ ካባኻ ቡዙሕ ንፅበ 🌿👌 ንሶል ዲፎቱ like 🌿👑❤
@Mesi1219
@Mesi1219 4 ай бұрын
ሰሌዋይ አቦ ጥበብ ምሰቱ ህዝቢ ዝከድ ደርፊ እዩ ቀፅለሉ ጅግና ትግራዋይ💛❤️💛❤️💛❤️💛ንሴሌ ትፈትው እስኪ👍👍👍👍👍
@weldegebrialmehari
@weldegebrialmehari 4 ай бұрын
ሰሌ ብሌን ዓይኒ ህዝቢ ጅግና ህዝባዊ ኣቦ ጥበብ ኢኻ 👑 ግን ዝገርመኒ ኣብዚ ዘለኹም ወገናተይን ኣድነቅቲ ሴሌ ግን ንምንታይ እዩ ኣድናቆት ዝውሕዶ ኣበሃህላይ ኩላትና ብልብና ንፈትዎ እሞ ግን ኣድናቆትና ብግልፂ ብኣንደበቶም ዝዛረብሉ ውሑዳት እዮም ስለዚ ነዚ ጅግና ትርግታ ውፁዓት ድምፂ ህዝብና ዝኾነ በብክእለትና እዚ ጅግና ድምፃዊ ጎብለል ኮይኑ ንክሰርሕ ነተባበዓዮ🙏
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 4 ай бұрын
ጥበብን ፍልጠትን ኣባካ እዩ ዘሎ ሰልየ ሓውና ንበረልና ኩሉ ጊዜ ድምፂ ህዝብካ ኢካ ሞ ክብሪ ይግበአካ ወገነይ💖🙏ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ🙏 ፈተዊ ሰሎሙን ዝበልካ ኩልካ ላይክን ሼርን በልዎ👌🥰✅
@XbcdjdUsfif-wy6jq
@XbcdjdUsfif-wy6jq 4 ай бұрын
ሰልየዋይ አቦ ጥበብ ንፎትወካ ኢና እስኪ ንሰሌ ዝፎቲ ትግራዋይ ላይክ ሼር ንበለሉ
@SaraAsdf-q2s
@SaraAsdf-q2s Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ ተባረክ ኣምላክ ምሳካ ይኩን🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 4 ай бұрын
#ተጋሩን ፈተውቲ #ተጋሩን በጃና ነዙ ብሉፅ ሓውና ነተባብዓዮ ናይ ነፍሰ ወከፍና ፀገምን ሽግርን እቱ ሰማዒ ዝሰኣነ ዕፁው ድምጽና እዩ ብጥበቡ ገይሩ ብትብዓትን ብዘይ ፍርሕን ዝዛረበልናን ዝመኽረልናን ዘሎ ሶ ተጋሩዋይ ኣበይ ኣለና ጭፈራን ዳንኬራን ይትረፈና እሞ ምስቱ ጅግና ንጉስ ጥበብ ዝኾነ ከያኒ ሰሎሞን ሓውን ዓሲልና ድምፅን ወፅዓ ህዝብናን ነስምዕ❤❤❤❤❤
@wedinarya1123
@wedinarya1123 4 ай бұрын
*#እቲ** ብጥበብ ዝዛረብ ጥበበኛ **#ሰሎሙን** 👑 💙💙*
@bbhftvhdyih7331
@bbhftvhdyih7331 4 ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ ንኤርትን❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@always_positive85
@always_positive85 4 ай бұрын
ሰሌ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንስኻ ስለዘለኻያ ንትግራይ ሕቡናት ኢና ብኣኻ❤💙
@AsgGd-j6p
@AsgGd-j6p 4 ай бұрын
ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ህዝቢ ትግራይ 😪💙💊💙💙💙💙❤️💛💙💙💙💙
@Sami-Wedi-Nega
@Sami-Wedi-Nega 4 ай бұрын
Love from wedi Meley Eritrea selam tegaru✊💙💙💙💙💙😍🫡🌿🌿☮️
@Msainamharic-m8q
@Msainamharic-m8q 3 ай бұрын
Tankes wade era shekoer
@HaileluelEliyas
@HaileluelEliyas 4 ай бұрын
ሰሌ ዓርከይ አንታ አንበሳ ወዲ ህዝቢ ትግራይ አጆካ ህልምታትካ ክሰምር እዩ❤❤❤❤❤
@sultanamru1486
@sultanamru1486 4 ай бұрын
🇻🇳💘I‘m from Germany 🇩🇪 I Love you Tigray 💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 ай бұрын
I Love You to Germen❤
@Genetkidanu
@Genetkidanu 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@tube-pe5tl
@tube-pe5tl 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@ErmiasGebreselassie
@ErmiasGebreselassie 4 ай бұрын
አብዚ ሕማቅ ዘመን ልሳን ህዝቢ ስለዝኾንካ ክብሪ ይግበአካ: ከዚ ልህዝብና ዘድልዮ መከርኡ ዝናገረሉ እምበይ ..... ቡዘይ ትግራይ ዜሮ ዘሮ እናበለ ዝቅልደሉ የካነይ... ካብ ስድራ ስውእ... ሰለም!!!!
@abrsh-807
@abrsh-807 4 ай бұрын
ልዕሊ ወለድ ውላድ ሂባትካ ኣሕርሳ እባ ዝገበርካ ገይርካ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@ቅዱስሚካኤልዩዋሕስናብሰይ
@ቅዱስሚካኤልዩዋሕስናብሰይ 4 ай бұрын
ከምዛቃል ኢዚኣ ጌራ ዝሰበረትኒ ቃል የላን😢
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ
@ሚሊጓልትግራይ-ጸ1ጸ 4 ай бұрын
😭😭😭
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 4 ай бұрын
ዋላ ፅቡቕ ቃላት ንዓኻ ዝገልፅ መግለፂ የብልናን ምኽንያቱ ነቶም ቃላት ባዕልኻ ሰለ'ትቃንዮምን ስራሕ ልዕሊኡም መግለፂ ቃላት ሰለ'ዝኾነን ሰሌይ ደዊት ጥበብ💛
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 4 ай бұрын
ሰልየ ቃንዛ ህዝቡ ዝስመዖ ። ህዝብና ረክብዎ ዘሎ መከራ 😢 ፈጣር ሰላም ቅሳነት የውርደልና😢
@Weynientertainment
@Weynientertainment 4 ай бұрын
I’m from Slovakia 🇸🇰 but I love Tigrinya music
@hevenlove2255
@hevenlove2255 4 ай бұрын
?
@Robeltk
@Robeltk 4 ай бұрын
Agt hasawi
@dc8625
@dc8625 4 ай бұрын
😂😂😂
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 4 ай бұрын
የቐንየልና ሄርሞን/Hermon ሓባ ስሎቫኪያዊ ዓርከይ😂😂
@Msainamharic-m8q
@Msainamharic-m8q 3 ай бұрын
Tankessis or bro from slovakia
@binwelbeck1482
@binwelbeck1482 4 ай бұрын
ትርፊይ ኪሳራይ ፤ ሰኣን ምፍልላይ ተደራደርኩ ብዓይኒ ዋናይ ፤ ሶሎሞን አቦ ጥበብ ኢካ ፤ Much Love and Respect
@TekleweyniGebremicael
@TekleweyniGebremicael 4 ай бұрын
ሶል ጠበቃ ህዝቢ ኢለካ ኣለኩ ኣነ:: ሓደ መዓልቲ ድማ ርዝነትን ትርጉምን ልሳንካ ክምስኩርልካ እዮም :: ኣጆካ ቀፅለሉ::
@SamsonGerehiwet
@SamsonGerehiwet 4 ай бұрын
I am from Eritrea but from all tigiriya singers solomun is the best for me
@AshenafiBiruk-hk1rn
@AshenafiBiruk-hk1rn 4 ай бұрын
ናይዚ ዘመን ልባም ሰብ ፈጣሪ ካብ ኩፍእ ኩሉ ይሓሊኻ ንጉስ ጥበብ ሰሌዋይ🙏 መርማሪ ልቢ ...ፈዋሲኣ ከኣ🥰🙏
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ 4 ай бұрын
ኣነ ዝገርመንይ ኤንተሎ ግን ሰብስክራይብ ዘትግበሩ ንኽብዶም ኤሎም ዝደርፉ ግን ክንደይ ሰብስክራይብ ምግበርኩም ትም ኤልኩም ምድናቅ ኤንታይ ይዓብስ 50000 ንምልኣዮ ኣሕዋት 🙏
@tadesseweldemariam5515
@tadesseweldemariam5515 4 ай бұрын
ወዲ ዓበይቲ ናይ ብናማን በዓል ጥበብ በሊሕ ኣርቴስት ዕደመይ ጥዕናይ ይመነየልካ!!🙏
@Tsere_fara10
@Tsere_fara10 4 ай бұрын
OMG እዚ ወዲ ግን ብጣዕሚ ተውህቦ ናይ ሙዚቓ ኣለዎ👌🥰❤️ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% ቀጽሎ ብሮዋይ👌🙏🇪🇷🇪🇷
@samiramohamed3005
@samiramohamed3005 3 ай бұрын
ሰሌዋ ኣብክካናኮ ክሳዕ መዓዚ እዩ ግን😢😢😢😢 ድምፂ ህዚቢ ቀፅሉ ጎይታዋ💙💙💊💙አረ ፍትሒ
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ 4 ай бұрын
ሶሌ ጎይታ ጥበብ ብጣዓሚ ኢና ነድንቀካን ንፈትወካን ኣቦ ዉፃዓት ኢኻ። ቀፅለሉ ኣጀኻ ድምፂ ህዝብኻ ኩሉ ግዜ ከም ትኾን ደሞ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ ንስኻ ጥራይ ድረፈልና ዝሓወይ🥰 ኒሰሌ ትፈትዉ ላይክ ፀቂጥኩም ሕለፉ🤙
@tesfaygere-pl5tr
@tesfaygere-pl5tr 4 ай бұрын
ጅግና ኣቦ ትግርኛን ተጋሩን፣ክቡር ሰሌ ፀበባናን ሕማምናን ብጥበብካ ንትንፍስ ብሓቂ። ትግርኛ፣ጥበብን ሓቦን ንበይንካ ዝተዓደላ ክሳብ ዝመስላ ኣባካ ክበፅሓ መሊኤን ይፈሳ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 4 ай бұрын
ሰልዋይ ጅግና ውዲ ህዝቢ ። You are brillant Brother our hero We love you so mach ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@tigraychannel
@tigraychannel 4 ай бұрын
ክላእ ንስኻ ጥራሕ ድረፍ💗💞
@TESFAYGETNET-eg4hp
@TESFAYGETNET-eg4hp 4 ай бұрын
''ዘይስንከቶ መጎጎ ክትሕሉ ኣናፁኻ አባ ኣስናኖም ሰሓሉ'' ንዛ ግዜ ብጣዕሚ ገሊፃትለይ የቀንየል ሰሌ
@fitsumtesfairezene3057
@fitsumtesfairezene3057 3 ай бұрын
ናይ ወንበሩ ዝኮነ ምኮነ ናይ ብረለይ ጨነቀኒ ኣነ። ብሓቂ ነዚ ግዚየ ትገልጽ ደርፊ ቀለምካ የንዝሓዮ ኹቡር ሓው 4:16 💙💙💙
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 4 ай бұрын
ኣየ ምስኪን ህዝበይ እስከ ሰላምካ ይመልሰልካ ፈጣሪ ኣምላኽ ኣቦይ ሓጥያትና ገዲፍካ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏🙏🙏😥😥
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw 4 ай бұрын
ኩሉና ተጋሩ ዓድና ንፎቲ ኢና እሞ ኣይ ካማካን ሰሌዋ💛❤
@Habesha-1942
@Habesha-1942 4 ай бұрын
እንኮ መስትያት ህዝቢ ትግራይ ሰሌ ❤❤❤am proud of you!🎉 from Eritrea
@solomongebre6830
@solomongebre6830 4 ай бұрын
ኣቤት ብቅዓት, ኣቤት ጥበብ, ኢደይ ሂበ':' ሰሌ ናይዚ ዘመን ንጉስ፣ የቀንየልና
@ኣሱሓፍቲንጉስ
@ኣሱሓፍቲንጉስ 4 ай бұрын
ሰሌዋይ ኣቦ ጥበብ ድምፂ ዉፁዕ ህዝብካ ስለ ደው ትብል የቀንየልና ጅግና ሓውና❤💛❤💛❤💛
@selamsium2860
@selamsium2860 Ай бұрын
ሰሎሙን በዓል ምሉእ ሕልና ❤️
@BeteMukera
@BeteMukera 4 ай бұрын
ይህ አርቲስት ሁሌ እንዳሰደመመኝ ነው ልብ የሚነካ ነው ስራው ሁሉ።❤❤❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 4 ай бұрын
ሰሌ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ብምንታይ ቃላት እና እሞ ክንገልፀካ ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጎይታ ጥበብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZafuKefelom
@ZafuKefelom 4 ай бұрын
ሓሪፍ ሙዚቃ
@ove6164
@ove6164 4 ай бұрын
ናይ ቋንቋ ፈላስፋ። 👑🤩
@Samrigiwergis4696
@Samrigiwergis4696 4 ай бұрын
ታዮ የሃሪሰ ልበይ ኣውዲቀ ኣወዲቀ ወለይዮ የሓሪሰ ከብደይ መሊአ መሊአ ለየየየየየ ብዕራይ ወዲ ላሕመይ ንኡሰየየየ ኣታዮ ኣሕዘንካኒ ማራ ሎምሰየ 😢ኣይ ለዋህ ህዝበይ ኣግንካዮ ዘለካ መከራ ዓሕ😢 ሰሌ ጎይታ ጥበብ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይሃብካ ❤❤❤❤🎉
@GodHelpMe-mj3sc
@GodHelpMe-mj3sc 4 ай бұрын
ሰልየ ሓወይ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒካ ኣሎኩ God help You
@WediTeare-qw6zn
@WediTeare-qw6zn 4 ай бұрын
ሰለሙን እምኒ ኹርናዕ ንመንነት እምበር ንከብዱ ዘይነብር ብሉፅ ከያኒ
@Haregte
@Haregte 4 ай бұрын
ሰሌዋይ ኩሉ ጊዜ ምስ ኣገረመካና እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ሓርቢቱና ኣሎ ህዝበይ ራህዋኻ የርእየኒ😢🤲
@SleepyBilliards-ng1mp
@SleepyBilliards-ng1mp 4 ай бұрын
ሰለሞን ኩሉ ግዜ ድህዝብ ድምፅ ይኡ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤ ሰሌ ጅግና ወድ ህዝብ ዘፈንት ቁሙነገር ደይቡሉ ኝኝን ይቡሉ ሰሎሞን ግን ይፈለ ይኡ ❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@solomongidey9298
@solomongidey9298 4 ай бұрын
ሰሌ ኣቦ ጥበብ❤ ተኣዋዳይ ሚልዮን ንርእስካ ሽሕያ ሃቢ ኢልካያ 100 ሂብካ! ነደዋይ ልዕሊ ወለድ ውላድ ሂባትካ ኣሕርሳባ ልገበርካ ጌርካ! ሎም ዘመን
@zenatsadik7330
@zenatsadik7330 4 ай бұрын
ኣነ ብቻ ድየ ግን ነዛ ደርፊ ከይነባዕኹ ምውዳእ ዝኣብየኒ😟 😢😢ለካ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ምስማዕ ክንድዚ ከቢድ እዩ 😔😔😔
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 ай бұрын
ኣነ ኣሉኩ 😢😢😢❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 ай бұрын
ብእዉነት ኣብ ሙዚቃ ከይርና ኣይ ኮንኩን ናይ ሰልየ ግን እንድዒ 😢😢😢😢😢
@gsjshd3479
@gsjshd3479 4 ай бұрын
😢
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 4 ай бұрын
ኣነ ኣለኩ😢😢😢
@AmanuelBarok
@AmanuelBarok 22 күн бұрын
ብሩህ ዓመት ይግበረልና luv it.
@Rimna21
@Rimna21 4 ай бұрын
ጎይታ ጥበብ ሶል ጀግና ወድ ህዝቢ ኣብ መትከሉ ፅኑዕ በዓል ፍሉይ ቅኒት✌️✌️✌️✌️✌️✌️💪💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🎼🎼🎼🎼🎧🎧🎧
@ThomasTemare
@ThomasTemare 4 ай бұрын
ሰሎሞን ካብቶም ሑሩራት ተጋሩ ቕድሚት ተተሰርዐ ምግናን ኣይኾንን❤❤❤✊✊✊
@BITYEfrem
@BITYEfrem Ай бұрын
Keeping going well, my brother, thanks for your message to beloved people 🙏 ❤❤❤
@tesfinatesfina7444
@tesfinatesfina7444 4 ай бұрын
ሰሎ የዓኽ ትፍለ ኢኻ ኮ🤞💙፡ ተባዕ ኩሉ ግዜ ጸግዒ ውጹዓት☝
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 4 ай бұрын
ልብኻ ትትንክፍ ደርፊ ሰላም የውርደሉ ንህዝቢ ትግራይ ወሪድዎ ዘሎ ፀበባ ይኣኽለካ ይበሎ ፈጣሪ 🙏
@tbarekyohannes
@tbarekyohannes 4 ай бұрын
አሜን!
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 4 ай бұрын
አዬ ሰለዬ አብኪኻኒ ንዝርድኦ መልእኽትኻ ተዘርጊሑ እንሄ።ሕዝቢ ትግራይ ኩሉ ዓይሙ እዩ ዝንሄ።ወይድማ ባርነት አሜን ኢሉ ዝተቀበለ ይመስል።
@GalTigrayhaftiTdfmeley
@GalTigrayhaftiTdfmeley 4 ай бұрын
ክንደይ ግዜ ትካቦ ለመና ኣሕርሰኒ ከሎ ትደመና ብግዜ ህዝበይ ረኪብዎ ዘሎ መከራ ኣምላከይ ምሕረትካ ላአከልና🙏 ሰሉየይ ጅግና ትግራዋይ ኣቦ ጥበብ❤💘
@tsinatgirmay2338
@tsinatgirmay2338 4 ай бұрын
The legend is here with his mesmerizing giant wisdom. Long live Sol❤!
@gogoraya7674
@gogoraya7674 3 ай бұрын
ጥበብ ክትገልፃ ከለካ ባዕሉ ሰሎሞን ይመፀካ, ሰለሞን ክትገልፆ ከለካ ድማ ጥበብ ይመፀካ, ናይ ሓንት ሳንትም ክልተ ገፅ እዮም:: ድምፅ 100% ግጥም 100% ዜማ 100% ደበስ እዝነይ
@IRON16446
@IRON16446 4 ай бұрын
ሰሌዋይ ናይ ዉፃዓት ድምፂ ጀግና ንበርለና ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ላይክ ናገበርኹም እሕዋት
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ
@ፍቅሪትሃንፅፅልኢተፍርስ 4 ай бұрын
ሰሌዋይ ባዕል ጥበብ ❤❤ ናይ ወንበርስ ምኮነ ምከነ ናይ ብርለ ጨነቂኒ ኣነ😢😢
@MarMar-db8tp
@MarMar-db8tp 4 ай бұрын
ሰሌ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ትፍለ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታውን ውፁዕን ህዝቡ ንፈትወካ ኢና ወገንና💊💕
@FhDb-rc4gd
@FhDb-rc4gd 4 ай бұрын
ተኣዋዳይ ሚልዮን ንርእስካ 1000ያ ሃቢ ኢልካያ 100ሂብካ ነደዋይ😢𝑠𝑜𝑙 𝑛𝑔𝑢𝑠 𝑡𝑏𝑒𝑏 💙😇
@temesgenWeldegewergis
@temesgenWeldegewergis 4 ай бұрын
ንምግላፁ ዝኸብድ ግጥሚ ይበል ደርፍስ ከምዚ እዩ እምበይ ስለ ህዝብኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mehari-r7j
@Mehari-r7j 3 ай бұрын
ሶሎ ሓውይ ካብቶም ዘድንውም ሓደ ክንዲ ሽሕ ኢኻ so ትግራይ ተመጽየ ክረኽበካ ተስፋ አገብር ❤❤❤❤
@AmshaEthiopia-xx3uc
@AmshaEthiopia-xx3uc 4 ай бұрын
ሰሌ አቦ ጥበብ ድምፂ ህዝቢ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣታ ጅግና ጎይታ🙏
@Filimon402
@Filimon402 4 ай бұрын
Sol በዓል ሙሉእ ልቢ መግለፂ የብለይ ና ህዝብካ ፀገም ፀገምካ ምካኑ ፈሊጥካ ትሰርሖ ዘለኻ ስራሕ ክቡር ኢኻ 🙏🙏👏👏🙌
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak 4 ай бұрын
ንዝሃብኩምኒ ፍቐሪ ሓልዮትን ሰናይ ትምኒትኩምን ክብረት ይሃበለይ ሰናይኩም ይብዛሕ።ሐዚ ውን share,like &subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ናባፃሕና ድምፂ ውፁዕ ህዝብና ንኹን።
@ABEL1095
@ABEL1095 2 ай бұрын
Selomon Jegna wedi hezbi tgray neaka mewlada abi xega eyu edmen tenan yehabka demxi hezbu eika mo abzi fetani gzye me hezbka meweganka azye yednqeka
@StdfAdfu
@StdfAdfu 4 ай бұрын
ሰልየዋይ አረ ልኣኻ ልገልፅ ቃላት የለይ ትፍለ ኢኻ ድምፂ ውፁዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብቡዙሕ ንፈትወካ ነኽብረካን ሓውና❤❤❤
@hwcggx
@hwcggx 4 ай бұрын
መግለጺ ኣልቦ ሰሌዋይ ህዝቢ ❤️💙
@ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ
@ራሄልጓልቀሺ-ገ2ቘ 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ እዞም ብሰልጣን ዝዓወሩ ትኮን መለእኽቲ እያ እንተተረዲእዎምሰ
@fanihawinebu9699
@fanihawinebu9699 4 ай бұрын
ቡሉጽ ኣርቲስት ስቃይ ትርግታ ልቢ ህዝቡ ዝርዳእ ሰማዒ ዝሰኣነ ዘማሪ ሰላም ❤❤❤ ሓበን ህዝቢ ትግሪኛ ኣብ ምዕቃብ ባህልን መንነትን ኣይግዛእን ኣይጭቆንን መስትያት እዋናዊ ስራሓት ኣብ ምቅራብ ክተባባዕ ዝግበኦ ስነ - ጥበበኛ,.......... ክንደይ ጊዜ ትካቦ ልማና ኣሕርሰኒ ከሎ ትደመና 😢
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 21 МЛН
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 71 МЛН
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 2,8 МЛН
Halewat Hagos (ሃለዋት ሓጎስ) - ኣላይትካ (Alaytika) New Tigrigna Music 2024 (Official Video)
6:14
ኢዶእ EDOE ENTERTAINMENT Hagos Gebrehiwot OFFICIAL
Рет қаралды 387 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 21 МЛН