‪@SolomonYikunoamlak‬

  Рет қаралды 5,802

Solomon Yikunoamlak

Solomon Yikunoamlak

7 ай бұрын

‪@SolomonYikunoamlak‬ new video clip ተስፋለኪ/still you have hope

Пікірлер: 171
@imissmama3978
@imissmama3978 7 ай бұрын
ንሰሌ ሽልማት ይግበኦ ,ዩ ትብሉ ጥራሕ like👍 ርገጹለይ።
@ngolokante2561
@ngolokante2561 7 ай бұрын
ኣብ ሓንቲ ናይ ሓሙሽተ ደቒቓ ደርፊ ሓደ ዓብዪ መጽሓፍ ሙሉእ መልእኽቲ ዘለዋ ስራሕ ትፍለ ኢኻ ሰሉዋይ thanks so much 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@merhawitesfagerges6920
@merhawitesfagerges6920 7 ай бұрын
ሶሎ ንጉስ ጥበብ እንቃዕ ሰላም መጻካና ዓንዲ ህዝቡ ለዋህ ህዝብና ድማ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቆላሕትኡ ይጠምትካ 💙🌿💙🌿💎
@ove6164
@ove6164 7 ай бұрын
.....ተስፋ ኣለኪ ውጺ ካብ ኣጉዶ ሓሚምኪ እንበር የብልክን ስዳዶ.....🌠 ሶሎሙን👑👑👑
@selam801
@selam801 7 ай бұрын
💙🤟
@hiwi2141
@hiwi2141 7 ай бұрын
ሰሌዋ ኣቦ ጥበብ ትፍለ ኢኻ ኩሉ ደርፍታትካ ሰሚዐ ዘይፀግቦ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏❤🥰🥰
@teklehaimanotgebremedhn8021
@teklehaimanotgebremedhn8021 7 ай бұрын
Tgray is blessed, i am proud of you Solomon!!!
@selamtigray625
@selamtigray625 5 ай бұрын
ጎይታ ጥበብ ጥሉቅ ፈላጥ ልቢ ትግራይ ሰሌ ሓወይ እድመ ምሰ ጥእና ደሰ ልብል ካብ ልቢ ፍንቅል ለብል አገላልፃ ኢኻ ገሊፅካያ ኣደ ትግራይ ከብረት ይሀበልና 🙏
@philmonhaftayph
@philmonhaftayph 7 ай бұрын
ሰሌዋ ናዓኻ ዝኾን ቃላት የብለይን ብቻ ትፍለ እኻ። ኣበርቲዕኻ ቀፅለሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኻ ኣለና!
@musiearegay765
@musiearegay765 7 ай бұрын
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ወዲ ህዝቢ ጅግና❤❤❤❤👑🦁
@loveschool383
@loveschool383 4 ай бұрын
He never disappoints. Very talented! ካብ ሰሌ ንላዕሊ አርሒቁ ዝሓስብን ዝግደስን ደራፊ አይክህልውን። ድምፂ ህዝቡ። ንቅርሺ ዘይሰግድ። this man is the symbol of integrity and decency. Pure voice for his people.
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak 7 ай бұрын
I thank you all for your comments & your constructive feedback.love you all
@loveschool383
@loveschool383 4 ай бұрын
We love you Sol❤
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 7 ай бұрын
ሰሌ ቡሉጽ ወዲ ህዝቢ ይፈትወካ እየ💜💜ሰላም ቅሳነት ንህዝብና
@selamselamselemun1804
@selamselamselemun1804 7 ай бұрын
ሰሌዋ ጓሳ ጥበብ እንኳዕ ብደሓን መፃኻ ከም ወትሩ ብሉፅ ስራሕ ልህዝብናለ ሰላም የዉርደሉ🙏🤗🖤
@robel10_
@robel10_ 7 ай бұрын
*"እንተ ዓርበት ናይ ሎሚ ጸሓይ ጽባሕ ኣላ መሊሳ ኣብ ሰማይ ተስፋ ለኪ ውጺ ካብ ኣጉዶ ሓሚምኺ'በር የብልክን ስዳዶ"* ሰሎ ጎይታ ጥበብ❤🎶
@YOG804
@YOG804 5 ай бұрын
👑 Tigray music❤️💛 ወዲ ህዝቢ keep it up💫💫💫
@tsadeytekle593
@tsadeytekle593 7 ай бұрын
ሰለሙን ይኩኖኣምላክ ንጉስ ጥበብ😮 ወትሩ ቡሉጽ ኢካ።🎉❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 7 ай бұрын
ሰሉ ለባም መስተውዓሊ ብሓቂ❤❤❤❤
@abebaberha5310
@abebaberha5310 6 ай бұрын
ስለ ስራሕትካ መግለፂ የብለይን ኩልግዘ እየ ዝኮርዐልካ በቀ ፍትውትው እየ ዘብለካ ❤ ናይ ህዝብና ስቃይ ግን አነ ክዓብድ በፂሐ አለኩ ኩልግዜ ይበክይ ይሓርቅ ህዝቢና ብሰላሕታ ይሃሊቂ አሎ 😭😭😭😭
@Shre_0_4
@Shre_0_4 7 ай бұрын
ሶል ጅግና ኣቦ ጥበብ ንበረልና❤♥️♥️
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 5 ай бұрын
ዘይአርግ ዘይርሳዕ ግጥምን ዜማን ቐፅለሉ ትግራዋይ ወዲ ሀገረይ:
@atchessman4825
@atchessman4825 7 ай бұрын
You’re the voice Tigray’s mother ❤️🙏❤️
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 7 ай бұрын
ሰልየዋይ ፉሉይ ኢኻ ኣቦ ጥበብ❤ናይ ብሓቂ ዛዋሃዊት ኩሉ ዘለዋ ከይለመነትኩም ሃብዋ ኣዶ ትግራይ😢❤❤❤
@assdf1779
@assdf1779 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ሰለሞኑ ጅግና❤❤🙏🙏❤💊
@ሳሌም
@ሳሌም 7 ай бұрын
King ሰሌ well come back ኣዚና ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ጅግናና 🫶👏
@brktihagos1925
@brktihagos1925 7 ай бұрын
ሶል ጀግና ዓይንና ድምጺ ህዝብና ንገስ ንገስ❤❤❤🎉
@user-ut8vz1qs7j
@user-ut8vz1qs7j 7 ай бұрын
ሶል ጎታ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤
@natsatigray-9330
@natsatigray-9330 7 ай бұрын
ሰሌ አቦ ሓቂ ሙዚቃ😎👏 ቀፅለሉ ሓወኒ , ከምቶም ሓደ ሓደ ንከብዶም ከይትኾን ሓደራ🙏
@user-xf4rn5ju9t
@user-xf4rn5ju9t 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ፀጋን ይዓድልካ ሓዉ❤❤❤
@21-ot6dm
@21-ot6dm 7 ай бұрын
SOL ሓላል ከማኻስ አሽሓት ይወለዱ አርማ ጥበብ ብልፅቲ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
@user-eo5bn2rb7y
@user-eo5bn2rb7y 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ወድነይ🙏🙏💚💚💚💚💚💚
@user-st3yo3ue2s
@user-st3yo3ue2s 7 ай бұрын
ሶል ኣቦ ጥበብ❤🎉
@biniamkidane7687
@biniamkidane7687 7 ай бұрын
ጽብቅ ስራሕ ሰልየ ሓወይ ኣንበሳ ኣጀካ ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባካ ኣይትሕመቅ ኣብዘላኻዮ ወትሩ እዝጋኣብሄር ኣምላኽ ካብ ኩፍእ ዘበለ ይሓልካ ኣብ ትሰረሖ ኣስልጥኖ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ሰላም ቅሳነት ይለግሰልካ ፈጣሪ ንህዝብና ካኣ ሰላም ቅሳነት የዉርደልና
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 7 ай бұрын
ሰሌ ተባዕ ጥበበና 🤴❤
@reemna211
@reemna211 7 ай бұрын
soley legend of Art❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 7 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ሶል ንጉስ ጥበብ ወዲ ህዝቢ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ጓል ኣንስተይቲ ትግራይ ❤😍❤🙏 ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምፂ 100% ክሊፕ 100% ኩሉ ብሉፅ ካብ ብሉፅ ከያኒ
@maharimengsmahari1917
@maharimengsmahari1917 7 ай бұрын
❤❤❤ጅግናን ኩቡረን እካ ሓውና አደ ሓፍት ምሕጋዝ ሓቦምስናቅ ኩሉ ትግራዋይ ክንሰርሐሉ አለና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 ай бұрын
ስሌዋይ ዓለመይ ጅግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ጎይታ ጥበብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 7 ай бұрын
ሰልየይ እንካዕ ብሰላም መፃኪ ናይኪ ደርፍስ ይፍለ እዩ ማማ 😢😢
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 6 ай бұрын
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ኩሉ ግዝየ ብሉፅ ስራሕ❤ ዛዋሃዊት ሰላም እማማ ዛኖዋሃዊት ፍቕሪይ እማማ ዛኖላዊት ስድራ ዛናላዊት ሓዳር እማማ ዛዋሃቢት ኩሉ እማማ ከይለመነት😢 እባ ሃብዋ😢😢😢😢 ሰልዋይ ቃላት😢 የብብለይን ንዓኻ ዝገልፅ
@ahadu3120
@ahadu3120 7 ай бұрын
ቃላት የብለይን ኩሉ ትኽእሎ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ዘለኻዮ።
@MarhawiHagas-sk9ns
@MarhawiHagas-sk9ns 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሰሌ ኣርሓ ጥበብ❤
@MulubrhanMulubrhan
@MulubrhanMulubrhan 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰሌዋይ ልሳን ውፁዕ
@user-jf6db1bq2j
@user-jf6db1bq2j 7 ай бұрын
ሰልየ ጎይታኣ ንጥበብ 🎼💚
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ❤ኣቱም ላይክ ሼር ግበርሉ
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 7 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ቡሉፅ ሰሉዋይ🔥😢
@user-xd5qv6bs4r
@user-xd5qv6bs4r 7 ай бұрын
ዛ ዋሃቢት ሰላም ትግራይ ❤❤❤
@SaddFsdf-xi9ec
@SaddFsdf-xi9ec 7 ай бұрын
ሰልየ ስሑል ከም ወትሩ ብሉፅ ስራሕ ♥️
@yemanehailay9923
@yemanehailay9923 6 ай бұрын
amazing musician Solomon
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 6 ай бұрын
እንኮዕ ዳሕና መፃእኻ ንጉስ ጥበብ💜🥰
@user-io8bh8pq6d
@user-io8bh8pq6d 7 ай бұрын
ሰሌዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣቦ ጥበብ❤❤❤🎉🎉🎉
@KalayGebreslase-fl8xu
@KalayGebreslase-fl8xu 7 ай бұрын
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ❤❤❤
@frezergebrehiwot8110
@frezergebrehiwot8110 7 ай бұрын
ዝገርም ስራሕ እዩ። ጀግና
@wedhagostesfay1346
@wedhagostesfay1346 7 ай бұрын
Well come Solomon kubur seb ayni Tigray
@Dawit706
@Dawit706 6 ай бұрын
ንጉስ ጥበብ ሰሌ❤❤❤❤
@wyeyg53yrg24
@wyeyg53yrg24 7 ай бұрын
ሶልየ ንጉስ ጥበብ ቀፅለሉ❤️❤️
@nebyat2363
@nebyat2363 7 ай бұрын
ጀግና ስሌዋይይይ❤❤❤❤🥰🥰🥰🙏
@Dawit_2424
@Dawit_2424 6 ай бұрын
Solomon yikunoamlak Tigrinya music elika Sher gebro view kitrekb sol brother 😍
@galtigray6797
@galtigray6797 7 ай бұрын
ሰልየ ጎይታ ጥበብ ❤❤
@habeshaartsfolder7777
@habeshaartsfolder7777 7 ай бұрын
ሶል ኣባኻ ብዙሕ እዩ ተስፋና ንድሕሪት ገማዕ ከይትብል ቀፅል
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 7 ай бұрын
ሰሌዋይ 👌✅❤
@teklugirmay1
@teklugirmay1 6 ай бұрын
Nbatey zaryu Well come selie ❤
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 6 ай бұрын
soli abo xibebi ❤❤❤🍒 dimitsi wutsie hezihu wedi hezbi❤❤❤💛
@kinfegetsu8312
@kinfegetsu8312 7 ай бұрын
ሰሌ ጅግና ዝሰምዕ የለን ምበር ገሊፅካዮ ኢካ ፀገም ትግራይ በታ ግጥምካን ዜማካን በርትዕ 🌷🌷🌷🌷
@goitomtewelde
@goitomtewelde 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰❤❤🥰🥰
@mhadergebreslase2040
@mhadergebreslase2040 7 ай бұрын
ሰልየ ግጅና ወደ ህዝቢ ❤❤❤❤
@Helentube121
@Helentube121 7 ай бұрын
Soli ma king ❤️🥰🥰
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w 7 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃእኻ ጓይታዋይ❤❤❤❤👌👌👌🙏🙏🙏☝❤❤
@berihuteklu8356
@berihuteklu8356 7 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ሶል👍 ''ስዳዶ'' ግን ኣይፈለጥክዋን
@Goytom-ro2qf
@Goytom-ro2qf 7 ай бұрын
Sol 👑👑👑
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 7 ай бұрын
ሶል ወዲ ህዝብ ንፈትየካ እና 👑♥️
@user-gecho
@user-gecho 7 ай бұрын
ሰሌ ጎይታ ጥበብ ድምፂ ህዝቢ ❤❤❤
@kibrommegos1946
@kibrommegos1946 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንጉስ
@EndryasShumuye
@EndryasShumuye 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኣያ ጥበብ🎉🎉🎉
@user-me8qe1oh6j
@user-me8qe1oh6j 6 ай бұрын
l love you ❤❤❤❤❤❤❤❤
@wediarea
@wediarea 7 ай бұрын
Well come ❤❤❤❤🎉🎉🎉 solo jegna 🎉🎉🎉🎉
@user-uw9it6oq9p
@user-uw9it6oq9p 7 ай бұрын
ናይሰልየ ምልየናት ቪው ዘይበፅሓሉ ምኽንያት እንታይ እዩ እቲ ዜጋ በሎም እዩ ዝፈቱ ብስሩ ወፅዓ ህዝቡ ዘቃልሕ አይፈቱን የሕዝን እምበር ሰልየስ ብአዶ ትግራይ ብኸርሳ ትምርቀካ እያ ብሓቂ ።
@user-pv8kr5iv7j
@user-pv8kr5iv7j 6 ай бұрын
ሰልየዋ ብምክንያት እየ ዝፈትወካኮ ሓቢቢ ኣነ ኩፍ ኣይንካእካ ጎይታ ጥበብ
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 6 ай бұрын
Best music 🎶
@user-fw1fs4rv3h
@user-fw1fs4rv3h 7 ай бұрын
Sol king እንኳዕ ብሰላም መፃኻልና👍❤🙏🙏
@user-sm8gg8zz8v
@user-sm8gg8zz8v 7 ай бұрын
ወዲ ህዝቢ ስል ጀግና😢❤
@kibrommegos1946
@kibrommegos1946 7 ай бұрын
my king
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 7 ай бұрын
ኩሉጊዜ ጥዑም ግጥሚ፣ዜማ አቅራቢ ህቡብ አቦ አርት ኢካ ሰሌ።❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@madifikri3929
@madifikri3929 7 ай бұрын
Welcome Solo. Eza wahbit fiqri Mama, selamki yibzh ade Tigray ❤❤❤❤
@user-cd9fb6qv7c
@user-cd9fb6qv7c 7 ай бұрын
ሰለይ ንጉስ ጥብብ
@rayarayuma-1647
@rayarayuma-1647 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ከያኒ ኢኻ ሶልየ ድምፅኻ ዘይሙኖ እዩ
@user-tp6lg7dm3s
@user-tp6lg7dm3s 7 ай бұрын
ኣቦ ጥበብ
@raheltechane2605
@raheltechane2605 7 ай бұрын
Sela, you are our voice. Stay blessed our icon❤️💪🏾
@solinagalkeshi9742
@solinagalkeshi9742 7 ай бұрын
sol❤😢
@freweynibrhanu489
@freweynibrhanu489 6 ай бұрын
ሰሌ ሓወይ ብዘይ ከበሮ ዝድረፉ ድርፍታት እዉን ኣዚሜልና ከም ናይ ስንዳዮ ዝዓይነቱ
@user-li6ux7dw9p
@user-li6ux7dw9p 7 ай бұрын
ሰሉዋይ😢
@yordanossamual907
@yordanossamual907 7 ай бұрын
אתה מלך ❤❤
@user-og2xp9mx8m
@user-og2xp9mx8m 7 ай бұрын
Sol king music
@mhadergebreslase2040
@mhadergebreslase2040 6 ай бұрын
አሕሰን ያስሊማን መያ 100መያ አክተር አንት ❤❤❤❤❤
@user-hx4fx5ro2m
@user-hx4fx5ro2m 7 ай бұрын
Soll jgna wedi hzbi
@TDF-Haftom
@TDF-Haftom 5 ай бұрын
Next________-------sola
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq Ай бұрын
❤❤❤
@user-em2cp2je9o
@user-em2cp2je9o 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ቡሉፅ ወዲ ህዝቢ ጎይታ ጥበብ ኹሉ ትኽእለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
@Jonweditigray
@Jonweditigray 7 ай бұрын
ኣቦ ጥበበ ጅግና ወዲ ህዝቢ ከመይ ድየ ዝፈትዎ
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 7 ай бұрын
ወድህዝቢ❤❤
@kibromhagos8895
@kibromhagos8895 7 ай бұрын
Solomon wedi hezbe ❤❤❤🫶✊️
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 52 МЛН
Little girl's dream of a giant teddy bear is about to come true #shorts
00:32
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 10 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
Solomon yikunoamlak interview for the first time/ part 2
12:43
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 5 М.
Solomon Yikunoamlak interview for the first time
9:56
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 6 М.
June 20, 2024
1:10
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 6 М.
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 52 МЛН