Solomon Yikunoamlak-brle 2 (ብርለ ቁ 2 ) - New Tigrigna music 2024 official video.

  Рет қаралды 636,374

Solomon Yikunoamlak

Solomon Yikunoamlak

Ай бұрын

Solomon Yikunoamlak-brle 2 (ብርለ ቁ 2 ) - New Tigrigna music 2024 official video. unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2024 Solomon yikunoamlak

Пікірлер: 3 700
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak Ай бұрын
ንስለ እቲ ዝለገስኩምለይ ፍቕሪ ሓልዮትን ሰናይ ሪእቶኩምን ክብረት ይሃበለይ።share,like , subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ነባፅሐዮ ሰሰናዮ ነዓኹም
@lemalmotigray5363
@lemalmotigray5363 Ай бұрын
You are our, we are yours. You are soooooo special and we are lucky to have you❤❤❤❤
@Sabatube23
@Sabatube23 Ай бұрын
ይግበኣካ እዩ ሶልዋይ ትፍለ እኻ ጅግናና❤❤❤❤
@user-xh5bw3dj5k
@user-xh5bw3dj5k Ай бұрын
ካብዚ ንናዕሊ እዩ ዝግበአካ ሶሎይ ❤❤ ብጣዓሚ ኢና ዝፈትካ ዛሓወይ ናይ ኩሉ ጊዜ ቡሉፀይ ❤❤
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 Ай бұрын
እውነተኛ አርቲስት አንተ ነህ ለሕዝብህ እንጂ ለሆድህ የማታድር እግዚአብሔር እረጅም እድሜ ከጤና ጋር ይስጥህ 🙏❤💛 ይቅርታ ትግርኛ መፃፍ ስለማልችል ነው
@user-mx5cc7tn6o
@user-mx5cc7tn6o Ай бұрын
ንበረልና ብኣቶም ስብር ዝበለ ልብናኮ ብኣካ እዩ ዝፅገን ድምፅና ትንፋስና ኢኻ ኮ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሌዋይ ኣብዚሕና ኢና ንፈትወካ❤❤❤❤
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 Ай бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ጎይታ ጥበብ ንፈትወካ ኢና ሰሌ ትፈትው ላይክ ግበሩ 👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@KibromHaileslassie-ol9hk
@KibromHaileslassie-ol9hk Ай бұрын
❤❤❤❤Sol hawey ata jigna ymechika berte❤❤❤
@user-ts7lf8jh9k
@user-ts7lf8jh9k Ай бұрын
ሰሌ ቡሉፅ ጥበበኛ ትርግታ ህዝቡ ዝርዳእ❤❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 Ай бұрын
ጅግና ድምፃዊ ማለት ድምፂ ህዝቡ ዝኽዉን እዩ አቱም ባራዩ ድምፃዉያን ኤረትራ ድማ ካብዚ ተምሀሩ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤረትራን💙
@user-xb7hq6uq6j
@user-xb7hq6uq6j Ай бұрын
@RobelBrhane-ko1vs
@RobelBrhane-ko1vs Ай бұрын
ዓመት ዓመት ምድራፍ እሞ ለውጢ ተዘየምጸ እንታይ ትርጉም ኣለዎ ኣብ ደገ ኮይናዶ ደሪፍና እንዲና እቶም ተቃወምትስ
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Ай бұрын
ሱቅ በል ልሓሲ ንሱ ንዓዱ ይደርፍን ይጋደልን ኣሎ ሃዳሚ ዋሒድ ዘይትስተር ከ
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 Ай бұрын
@@lolamigos2381 የሕፈረካ ሕሱረ ባረያ ኢሰያሰ😂
@hhgghhgggc8823
@hhgghhgggc8823 Ай бұрын
❤❤❤❤💛💙🌿💙🌿🙏💪
@fitsummaharena1951
@fitsummaharena1951 Ай бұрын
ሰለሙን ኑጉስ ጥበብ። ኣዉራ ናይዚ ዎሎዶ፥ ካብ ብልቢ ዘድንቀካ ወዲ ሰገነይቲ💙💙💙💙
@Peacean
@Peacean Ай бұрын
እዋይ እዚ ወድስ ኩሉ ግዜ ምስ ረኸበኒ እስከ ከምዛ ኸማይ ዝረኽበኩም ኣብዚኣ ርገጹ 👇🏿💙
@merhawiyosief7676
@merhawiyosief7676 Ай бұрын
@hac-me86
@hac-me86 Ай бұрын
Me too
@teameghebre5418
@teameghebre5418 Ай бұрын
ኣይሃሪሰ ልበይ ኣውዲቐ ኣይሓሪሰ ከብደይ መሊአ እዚ ናዕታዚ ሓደ ሓሳብ እዩ ዘለዎ።ስለዚ ሓዲኡ ካልእ እንተዝትካእ ዝያዳ ምበለጸ። ብሓፈሻ ግን ብሉጽ ስራሕ ሰሌ....
@FfNb-un5ee
@FfNb-un5ee Ай бұрын
ሰሉ ንጉስ ጥበብ ብቻ ዘይኾነሲ ንጉስ ትጋሩ እዩ ትብል ላይክ ርገፁ🎉🎉🎉
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Ай бұрын
ንጉስን ፀላም ዓይኒ ትግራይናን እዩ ኣነስ ጥበቡ ክገርመኒ ጥቕሚ ዘየቐድም ኩሉ ግዜ ድምፂ ዉፁዓት
@user-hu6zl9cc1l
@user-hu6zl9cc1l Ай бұрын
@nobgetachew23
@nobgetachew23 Ай бұрын
አነ ኤርትራዊ እየ፣ ሰለሙን ሓወይ አብዚ ሐዚ ዘመን ካብ ዘለው ትግርኛ ሙዚቃ ከየንቲ ልብ ህዝቢ ሰንቁ ካብ ልቡ ትግርኛ ሙዚቃ ዘሰተማቀረ ጎበዝ ሙዝቀኛ ዪ። ቀፅለሉ ናብ ቅድሚ!!!
@almazghilamicael5934
@almazghilamicael5934 Ай бұрын
Hazi zebel eritreawi yeblnan sorry 🤪
@nurahayatihayati8390
@nurahayatihayati8390 15 күн бұрын
ስሌየዋይ ❤ኣነ ብኣካል ክረክበኻ ይደሊ እየ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ😢 ኣታ ጅግና ልቢ ህዝቢ ተንብብ
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey Ай бұрын
ሰሎሙን ይክኖኣምላኽ እቲ ሕቡእ ወርቂ በዓል ዓቢ ዓቅሚ ንስነ ጥበብ ዝተፈጥረ ስነ ጥበባዊ እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ ኣጆኻ በርትዕ
@Bazien1324
@Bazien1324 Ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇🥇💪💪💪💪💪💪
@IRON16446
@IRON16446 Ай бұрын
እወ ብጥበቡ ፈልፋሊ ከዉሒ እዩ 🙏
@kifleguesh6526
@kifleguesh6526 Ай бұрын
Bhaki❤💙
@salammokonen7173
@salammokonen7173 Ай бұрын
❤❤❤❤
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@user-li6ux7dw9p
@user-li6ux7dw9p Ай бұрын
ኣነ ዘተሓሳስበኒ ነገር ግን እምበር ከ ኩላትና ህዝብና ንፎቲ ዶ ናይ ኩለኦት ድምፃውያን ምከነ ዘኽቲ መዓት ምተርአየ በጃካቱም ላይክ ሼር ንግበሮ ድምፂ እዩ ዝኮን ዘሎ😢
@joshihd9148
@joshihd9148 Ай бұрын
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሀብካ። እንኾዕ ካባኻ ተፈጠርና🙏🙏😢
@HA-ox3eo
@HA-ox3eo Ай бұрын
ጥበብ ክትገልፃ ከለካ ባዕሉ ሰሎሞን ይመፀካ, ሰለሞን ክትገልፆ ከለካ ድማ ጥበብ ይመፀካ, ናይ ሓንት ሳንትም ክልተ ገፅ እዮም:: ድምፅ 100% ግጥም 100% ዜማ 100% ክልፕ 100% ዝዎፆ ዘይቡሉ:: ሓድ ዓውይ ኣቦ እዮም መርዓ ተዓዲሞም እናበልዑ ምስ ፀገቡ ተላዕሎም ጡዑምስ ጡዑም ነይሩባ ጠስም በዝሑዎ በሉ, ናይ ሰሎሞን ዲማ ፅቡቕ ነገርካስ በዝሑ ክብለካ እለ እዩ ኩቡር ኣቦ ጥበብ::
@Tsere_fara10
@Tsere_fara10 Ай бұрын
OMG እዚ ወዲ ግን ብጣዕሚ ተውህቦ ናይ ሙዚቓ ኣለዎ👌🥰❤️ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100% ቀጽሎ ብሮዋይ👌🙏🇪🇷🇪🇷
@KeviKe
@KeviKe Ай бұрын
ሰላየዋይ ኣባኻ ዘለኒ ኣድናቆት መግለፂ የብለይን ኣፍ ዉፃዓት ኢኻ እወ ትብሉ ላይክ ከይረገፅኩም ከይትሓልፉ ❤
@semeremhreteab7229
@semeremhreteab7229 Ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን 💙💙💙💙💙🇩🇪
@edenasihel5335
@edenasihel5335 Ай бұрын
entadeka gedshka nay eritra
@CheerfulCamera-bb4rd
@CheerfulCamera-bb4rd Ай бұрын
Nesekake entayka nekeaka tetsaref ​@@edenasihel5335
@samrawitgereslassie2693
@samrawitgereslassie2693 Ай бұрын
@@edenasihel5335Kid bareya 🤮
@amanmebrahtu5167
@amanmebrahtu5167 Ай бұрын
Entay deka koynu zeygdso wedi dembya wahid bixbx​@@edenasihel5335
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
​@@edenasihel5335ባርያ እንታይ ኮይኑ ዘይምልከቶ ሕሱር ዘይከም በዓል ንስኹም ንኸብድኹም እምበር ወፅዓ ህዝብኹም ዘይትሓስቡ ስለ ዝመልአ እዩ ሰላም ርሒቅዎ ዘሎ እቱ ኣብ 2ተ ሃገራት ዝነብር ምስኪን ህዝቢ ትግርኛ ባርያ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Ай бұрын
ሰልዋይ ብሌን ዓይኒ ።እታ ጥበብ ምሳኻ እያ ዘላ።በርትዕ አብ ጎንኻ አለና።አጆኹም ተጋሩ ጀጋኑ ጅግንነትኩም ዓለም ዘመስከርኩም። I am praoud my hero peppel ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯
@TesfuBerhe-kv6fr
@TesfuBerhe-kv6fr 6 күн бұрын
ሰሌ በዓል ሕሊና ንክብርን ፍትሕን ህዝቡ ብብሉፅ ኪነታዊ ጥበብ ዝገልፅ ጅግና ፀገምን ፀጋን ተጋሩ ብትኽክል ዘንብብ ሓቀኛ ከያኒ ኢኻሞ በርትዕ
@tekichowe
@tekichowe Ай бұрын
ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋተይ እዚ ጥበብ ባዕሉ ሰለሙን ሓዉና ከይቅየመና ላይክ ንግበረሉ💚🥰
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 Ай бұрын
ንፉኡ ደርፋይ ኢካ ሶሎሞን ይኩኖ ብፍላይ ትግርኛና ከይጠፍእ አጆካ ንሕና ክአ አብ ጎንካ አለና 🙏ትግርኛ 💙💙💙💙💙💙
@RobinThal
@RobinThal Ай бұрын
ጅግና ድምፃዊ ማለት ድምፂ ህዝቡ ዝኽዉን እዩ አቱም ባራዩ ድምፃዉያን ኤረትራ ድማ ካብዚ ተምሀሩ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤረትራን
@samiramohamed3005
@samiramohamed3005 17 күн бұрын
ሰሌዋ ኣብክካናኮ ክሳዕ መዓዚ እዩ ግን😢😢😢😢 ድምፂ ህዚቢ ቀፅሉ ጎይታዋ💙💙💊💙አረ ፍትሒ
@kgdima8518
@kgdima8518 Ай бұрын
I am Oromo. I don't understand the language but i almost listen to all tigrigna songs. Kiros Alemayehu is my number one. This singer is one of my favorite. I think he is one of Tigrian patriot! From USA 🇺🇸 ♥️
@sheger-hm1fq
@sheger-hm1fq Ай бұрын
ፈጃቹን አይደል እንደ ባለጊዜዎች በታሪክ እንደዚህ አይነት ጠላት ገጥሞን አያዉቅም ልበላን እኮ
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 Ай бұрын
That's why music is horizon here in tigray oromifa songs are common
@Redadesta
@Redadesta Ай бұрын
I know Oromia more than any Ethiopian, even Oromos. I know the people. Even i didn't know Oromifica, i used to hear oromo musics. Music is not a matter of knowing language. See seleme seleme, the Southern music and other Somali musics. The problem is polletizing musics.
@Sol-vl8xq
@Sol-vl8xq Ай бұрын
Love u oromo brothers ❤💚✊💛❤
@Sol-vl8xq
@Sol-vl8xq Ай бұрын
​@@sheger-hm1fq የቆምጬ አተረጓጎም 😁
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Ай бұрын
ሰሎሙን ኣቦ ጥበብ ደርፍካ ኣብ ትዝታ እዩ ዘእቲ ካብ ኣድናቂካ ኤረትራዊ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏 ልዕሊ ውላድ ወለድ ሂባትካ አሕርሳ ዝገበርካ ገርካ ለንዘበንንንን
@meronabraha8411
@meronabraha8411 Ай бұрын
❤❤❤
@RakiRaki-dj8qt
@RakiRaki-dj8qt Ай бұрын
ልዕሊ ወለድ(ገንዝብ) ሂባትካ ዉላድ ሂባትካ እዩ ናተይ ኣጻሓሕፋካ ተመሊስካ ኣንብቦ መቀረት❤
@gadumeresa3017
@gadumeresa3017 Ай бұрын
አታ ባረያ ጅግና ማለት ከምዚ እዩ ድምፂ ህዝቡ ዝኸዉን ንሰኻ ግን ካብ ንህዝቢ ባንዴራ ኢኻ ተፈቅረ
@user-vq8pz7gl7e
@user-vq8pz7gl7e Ай бұрын
ኣየ ንስካ ዱንቁርናካ ትገልጸለይ ኣለካ እታ ባንዴራ ናይ ሃገርይ እያ ንስካ ዲካ ዝመረጽካለይ ባንዴራ ክገብር ደሊኪ ግን ትም ኢልካ ደርፍካ ኣስተማቅር ግን ከኣ ደይ ክትጻረፍ ኢካ መጺካ
@biniyamteklewoini1952
@biniyamteklewoini1952 Ай бұрын
ናይ ሶል ደርፍስ ወትሩ ❤🥰😍 ትግራየይ ኸማኻ ዝበለ ጅግና ሽህ ውለዲ❤❤ ሶል ሓውና ቐፅለሉ🥰
@erimesobkulu3209
@erimesobkulu3209 14 күн бұрын
Nay wembers zekone Mekone nay hizbey chinkeni anes 💙💙💙 Solo💎 merwah hizbi negus tebeb 💐💐
@Aruiteyyy
@Aruiteyyy Ай бұрын
love you tigray adey ajona trahhh from Eritrean 💙💙💙💙💙💙💙
@user-pv8kr5iv7j
@user-pv8kr5iv7j Ай бұрын
ችድ ስጋ ኣቦይ ድምፂ ህዝበይን tdfን እንድሕር ትኮን ኮይንካ ሓራም ውሰዶ ዕድመይ ናይ ወምበረ ዝኮነ ምኮነ (ንድሕንነትካ ጨነቀኒ ኣነ ሰሌዋ) ንሓቂ መስዋእቲ እኳ እንተሃለየ ግን ከማካ ዓይነት ቡሱል ምንም ክትኮነና ኣይንደልን ተጠንቀቅ ሰሎምን ሓወይ ከምዚ ኣነ ንሶሎምን ዝፎትዎ ትፎትዉዎ ብላይክ ኣፅጉቡኒ ደቅዛ ቅድስቲ መሬት❤❤❤❤❤
@hughabesha
@hughabesha Ай бұрын
ጥበብ ክብሃል እዚ እዩ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሌ፡ ጥበብካ መሊሱ ይዛሪ ንሕና እውን ጽቡቕ ክንሰምዕ❤
@fitsumtesfairezene3057
@fitsumtesfairezene3057 22 күн бұрын
ናይ ወንበሩ ዝኮነ ምኮነ ናይ ብረለይ ጨነቀኒ ኣነ። ብሓቂ ነዚ ግዚየ ትገልጽ ደርፊ ቀለምካ የንዝሓዮ ኹቡር ሓው 4:16 💙💙💙
@dagyunknown
@dagyunknown 5 күн бұрын
ሰሌ ከቀድሞ ስራዎችህ ጀምሮ ኢትዮጵያዊነትን ስታሳየን ቆይተሃል አሁን ደግሞ ለተጨቆነው ሕዝባችን ድምፅ ስለሆንክ ደስ ብሎኛል እግዚአብሔር ኢትዮጵያን እና ሕዝቦቿን ይባርክ 💚💛❤️
@MengistuNigus
@MengistuNigus Ай бұрын
ከማኻ ዝበለ ትግራዋይ ህዝቡ ዘድምፅ ጅግና ናይ ኣርት ሰብ የረአናይ እግዚኣቤሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ። There is no one like you, may God give you long life and good health. The people of Tigray are always with you !!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hayelomful
@hayelomful Ай бұрын
🌍🌍🌍🌍🌍🌍🌍ሰለሙን ሓወይ አብዚ ሐዚ ዘመን ካብ ዘለው ትግርኛ ሙዚቃ ከየንቲ ልብ ህዝቢ ሰንቁ ካብ ልቡ ትግርኛ ሙዚቃ ዘሰተማቀረ ጎበዝ ሙዝቀኛ ዪ። ዘመር ስለ ህዝብኻ ሓወይ ፥ቀፅለሉ!!!🎆🎆🎆🎆
@EatMoya
@EatMoya 8 күн бұрын
God bless you gegna tegadalai! You are a true voice of the voice less Tigrai people 😢amazing meaning full song. Breaks my heart 😢😢😢💜🙏🏾
@wedinarya1123
@wedinarya1123 Ай бұрын
*#እቲ** ብጥበብ ዝዛረብ ጥበበኛ **#ሰሎሙን** 👑 💙💙*
@always_positive85
@always_positive85 Ай бұрын
ሰሌ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንስኻ ስለዘለኻያ ንትግራይ ሕቡናት ኢና ብኣኻ❤💙
@mhretlove7446
@mhretlove7446 6 күн бұрын
ብልጸይ መግለጺ ሲኢነልካ ሰሌዋይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ🙏❤❤
@abrehetbisho7191
@abrehetbisho7191 7 күн бұрын
ዘመነይ ጅግና ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ንበረልና ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
#ተጋሩን ፈተውቲ #ተጋሩን በጃና ነዙ ብሉፅ ሓውና ነተባብዓዮ ናይ ነፍሰ ወከፍና ፀገምን ሽግርን እቱ ሰማዒ ዝሰኣነ ዕፁው ድምጽና እዩ ብጥበቡ ገይሩ ብትብዓትን ብዘይ ፍርሕን ዝዛረበልናን ዝመኽረልናን ዘሎ ሶ ተጋሩዋይ ኣበይ ኣለና ጭፈራን ዳንኬራን ይትረፈና እሞ ምስቱ ጅግና ንጉስ ጥበብ ዝኾነ ከያኒ ሰሎሞን ሓውን ዓሲልና ድምፅን ወፅዓ ህዝብናን ነስምዕ❤❤❤❤❤
@Mesi1219
@Mesi1219 Ай бұрын
ሰሌዋይ አቦ ጥበብ ምሰቱ ህዝቢ ዝከድ ደርፊ እዩ ቀፅለሉ ጅግና ትግራዋይ💛❤️💛❤️💛❤️💛ንሴሌ ትፈትው እስኪ👍👍👍👍👍
@bbhftvhdyih7331
@bbhftvhdyih7331 Ай бұрын
ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ ንኤርትን❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@MarMar-db8tp
@MarMar-db8tp Ай бұрын
ሰሌ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ትፍለ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታውን ውፁዕን ህዝቡ ንፈትወካ ኢና ወገንና💊💕
@user-us9jx5sw8i
@user-us9jx5sw8i Ай бұрын
ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ህዝቢ ትግራይ 😪💙💊💙💙💙💙❤️💛💙💙💙💙
@fitsumgoitom6185
@fitsumgoitom6185 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኹሉ ግዜ ናይ ሙዝቃ ንጉስ 👑🌿 ሶል ቃፅለሉ ካባኻ ቡዙሕ ንፅበ 🌿👌 ንሶል ዲፎቱ like 🌿👑❤
@Sami-Wedi-Nega
@Sami-Wedi-Nega Ай бұрын
Love from wedi Meley Eritrea selam tegaru✊💙💙💙💙💙😍🫡🌿🌿☮️
@user-qy2wj9tz8o
@user-qy2wj9tz8o 10 күн бұрын
Tankes wade era shekoer
@hambesAlpha
@hambesAlpha Ай бұрын
ብሕታዊ ኽብሪ፥ ኩሉ ፀገማትና እትንፅር ሓቀኛ ማእገር ተጋሩ ብብቅዓት ልሳን ጥበብካ እተተንፍስ ኩርዓትና ....I'm really speechless about you...one day you'll be rewarded ...Tnx my dear Artist Solomon...and keep it up!!!!!!!!!
@AshenafiBiruk-hk1rn
@AshenafiBiruk-hk1rn Ай бұрын
ናይዚ ዘመን ልባም ሰብ ፈጣሪ ካብ ኩፍእ ኩሉ ይሓሊኻ ንጉስ ጥበብ ሰሌዋይ🙏 መርማሪ ልቢ ...ፈዋሲኣ ከኣ🥰🙏
@binwelbeck1482
@binwelbeck1482 Ай бұрын
ትርፊይ ኪሳራይ ፤ ሰኣን ምፍልላይ ተደራደርኩ ብዓይኒ ዋናይ ፤ ሶሎሞን አቦ ጥበብ ኢካ ፤ Much Love and Respect
@SleepyBilliards-ng1mp
@SleepyBilliards-ng1mp Ай бұрын
ሰለሞን ኩሉ ግዜ ድህዝብ ድምፅ ይኡ😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤ ሰሌ ጅግና ወድ ህዝብ ዘፈንት ቁሙነገር ደይቡሉ ኝኝን ይቡሉ ሰሎሞን ግን ይፈለ ይኡ ❤❤❤❤😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-mh7xb4wo5l
@user-mh7xb4wo5l 8 күн бұрын
Although I am a native tigrigna speaker born and bred in tigray, I need someone who is confident that he comprehends this song fully. I challenge his to broke this song into pieces so that other viewers and I understand this masterpiece.
@bethlhemhaddush8272
@bethlhemhaddush8272 Ай бұрын
ካብቲ ሜሱ ድዩ ካብ ወንበሩ ኮፍምስበሉ ኩላቶም ዝሰኽሩ ናይወንበሩስ ዝኾነምኾነ ናይብርለይ ጨነቐኒ ኣነ! ................ ሰሌ ኩልግዜ ድምጺ ህዝቡ ❤
@user-ju9lm9ps3e
@user-ju9lm9ps3e Ай бұрын
ብርለ ግን "ኢትዮጵያ" ማለቱ ድዩ??
@bethlhemhaddush8272
@bethlhemhaddush8272 Ай бұрын
@@user-ju9lm9ps3e ትግራይ እምበር, ኢትዮጵያ ደኣ ስብርብራ ይውጻእ እንታይ ገድሹና 🤨
@marshanega1004
@marshanega1004 Ай бұрын
@@user-ju9lm9ps3e 🤣
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e Ай бұрын
ሓቅኺ ዛሓፍተይ❤❤❤​@@bethlhemhaddush8272
@kidaneadhanom5379
@kidaneadhanom5379 Ай бұрын
ሶል ወኪል ውፁዕ ሕዝቡ ።አቱ ሰባት ካብ ሰለሙን ቅዱስ ቅንኢ ውረሱ ሓንቲ ትግራይ ንበል
@abrsh-807
@abrsh-807 Ай бұрын
ልዕሊ ወለድ ውላድ ሂባትካ ኣሕርሳ እባ ዝገበርካ ገይርካ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-wj9dh6ee3j
@user-wj9dh6ee3j Ай бұрын
ከምዛቃል ኢዚኣ ጌራ ዝሰበረትኒ ቃል የላን😢
@user-ev6xn2oi2h
@user-ev6xn2oi2h Ай бұрын
😭😭😭
@user-fg1sn2tw9t
@user-fg1sn2tw9t 13 күн бұрын
ሶሎ ሓውይ ካብቶም ዘድንውም ሓደ ክንዲ ሽሕ ኢኻ so ትግራይ ተመጽየ ክረኽበካ ተስፋ አገብር ❤❤❤❤
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 Ай бұрын
ሰልየ ቃንዛ ህዝቡ ዝስመዖ ። ህዝብና ረክብዎ ዘሎ መከራ 😢 ፈጣር ሰላም ቅሳነት የውርደልና😢
@hermonhaba
@hermonhaba Ай бұрын
I’m from Slovakia 🇸🇰 but I love Tigrinya music
@hevenlove2255
@hevenlove2255 Ай бұрын
?
@Robeltk
@Robeltk Ай бұрын
Agt hasawi
@dc8625
@dc8625 Ай бұрын
😂😂😂
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Ай бұрын
የቐንየልና ሄርሞን/Hermon ሓባ ስሎቫኪያዊ ዓርከይ😂😂
@user-qy2wj9tz8o
@user-qy2wj9tz8o 10 күн бұрын
Tankessis or bro from slovakia
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 Ай бұрын
ጥበብን ፍልጠትን ኣባካ እዩ ዘሎ ሰልየ ሓውና ንበረልና ኩሉ ጊዜ ድምፂ ህዝብካ ኢካ ሞ ክብሪ ይግበአካ ወገነይ💖🙏ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሃብካ🙏 ፈተዊ ሰሎሙን ዝበልካ ኩልካ ላይክን ሼርን በልዎ👌🥰✅
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 Ай бұрын
አዬ ሰለዬ አብኪኻኒ ንዝርድኦ መልእኽትኻ ተዘርጊሑ እንሄ።ሕዝቢ ትግራይ ኩሉ ዓይሙ እዩ ዝንሄ።ወይድማ ባርነት አሜን ኢሉ ዝተቀበለ ይመስል።
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 Ай бұрын
ሰልዋይ ጅግና ውዲ ህዝቢ ። You are brillant Brother our hero We love you so mach ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@user-vv5ez5rl8i
@user-vv5ez5rl8i Ай бұрын
ሰሌ ዓርከይ አንታ አንበሳ ወዲ ህዝቢ ትግራይ አጆካ ህልምታትካ ክሰምር እዩ❤❤❤❤❤
@hayilabbereke8359
@hayilabbereke8359 Ай бұрын
ሰሊ ከም ስሞ ሲልም ንጉስ ጥበብ ብጣዓሚ ኢና ንፈትወካ ❤️❤️❤️💙💙💙
@GoitomBrhane-ym4he
@GoitomBrhane-ym4he Ай бұрын
ኣቦ ጥበብ ኢካ ዕድመን ጥዕናን ሰሰናዩን ይምነየልካ ኩሉ ግዜ ድምፂ ህዝብካ ምስኮንካ ኢካ ፍሉይ ክብርን ምስጋናን ኣለና በርትዕ❤❤
@TitiGualtigriay-qj1io
@TitiGualtigriay-qj1io Ай бұрын
😭😭😭😭💔💔💔 ሶል ሓወይ ትፍለ ኢካ ናይ ልበይ💪
@tadesseweldemariam5515
@tadesseweldemariam5515 Ай бұрын
ወዲ ዓበይቲ ናይ ብናማን በዓል ጥበብ በሊሕ ኣርቴስት ዕደመይ ጥዕናይ ይመነየልካ!!🙏
@sultanamru1486
@sultanamru1486 Ай бұрын
🇻🇳💘I‘m from Germany 🇩🇪 I Love you Tigray 💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv Ай бұрын
I Love You to Germen❤
@Genetkidanu
@Genetkidanu Ай бұрын
❤❤❤❤
@RichMan-tc6wy
@RichMan-tc6wy 13 күн бұрын
ሰልዋይ ኣታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ተባዕ ኣቦ ሓቂ ሰለቲ ትገብሮ ድምፂ ህዝብካ ብጣዕሚ ነመስግን ኣበይ እሞ ኩሉም ከማካ እንተዝኮኑ እዛ ትግራይ ከመይ ሰላም ምኮነት😢
@RobelRobel-bd5je
@RobelRobel-bd5je 10 күн бұрын
Who understands this songs meaning of message , can understand the whole east Africa conflict specifically in Tigray . Great job solomon ykunoamlak
@solomongebre6830
@solomongebre6830 Ай бұрын
ኣቤት ብቅዓት, ኣቤት ጥበብ, ኢደይ ሂበ':' ሰሌ ናይዚ ዘመን ንጉስ፣ የቀንየልና
@user-hz4xy8xg7b
@user-hz4xy8xg7b Ай бұрын
I am from Eritrea but from all tigiriya singers solomun is the best for me
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ እዞም ብሰልጣን ዝዓወሩ ትኮን መለእኽቲ እያ እንተተረዲእዎምሰ
@Habesha-1942
@Habesha-1942 Ай бұрын
እንኮ መስትያት ህዝቢ ትግራይ ሰሌ ❤❤❤am proud of you!🎉 from Eritrea
@selamgaldesta9173
@selamgaldesta9173 Ай бұрын
ዋላ ፅቡቕ ቃላት ንዓኻ ዝገልፅ መግለፂ የብልናን ምኽንያቱ ነቶም ቃላት ባዕልኻ ሰለ'ትቃንዮምን ስራሕ ልዕሊኡም መግለፂ ቃላት ሰለ'ዝኾነን ሰሌይ ደዊት ጥበብ💛
@AsAs-xw1zw
@AsAs-xw1zw Ай бұрын
ኩሉና ተጋሩ ዓድና ንፎቲ ኢና እሞ ኣይ ካማካን ሰሌዋ💛❤
@gideyberhane7109
@gideyberhane7109 3 күн бұрын
ፈጣሪይ ክበሪ ይሐበል ጀግና ቡሉፅ አርቲስትና የኩኖ አምላክ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️💛❤️
@FshatsionGebremikael
@FshatsionGebremikael Ай бұрын
Selomn ሓውና እቲ ኣብ ውሽጥና ዝስመዓና እና ባሕሪ ሰጊርና ክንደይ ሽግር ዝረኣናዮ ካብቶም ካብ ሞት ዝተረፉ ሓውኻ ወዲ ሑመራ እየ ስለ ት ኩሉ ብ ደርፊ ግርካ ዝገለፅካልና 😥🥺 🙏🙏🙏 ንስኻ ከኣ በርትዕ ቀፅለሉ
@ffbh9535
@ffbh9535 Ай бұрын
ሰሌ ኩሉ ግዜ ብሉፅ ብምንታይ ቃላት እና እሞ ክንገልፀካ ጎይታዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጎይታ ጥበብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weditigray5782
@weditigray5782 8 күн бұрын
Great Song Sol 💯 Entayo’o Megdef elo Mendef Tsedded, amanay kemalei yetekay kewered..Tegarus wake up and know your enemies today it’s in front of us. We have survived this bitter war and come out stronger
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf Ай бұрын
ሰሉየዋይ ጅግና አባ ጥበብ❤❤ድምፂ ህዝቢ ይሰማዕ😢ፍትሒ ይውረድ😢
@tesfinatesfina7444
@tesfinatesfina7444 Ай бұрын
ሰሎ የዓኽ ትፍለ ኢኻ ኮ🤞💙፡ ተባዕ ኩሉ ግዜ ጸግዒ ውጹዓት☝
@XbcdjdUsfif-wy6jq
@XbcdjdUsfif-wy6jq Ай бұрын
ሰልየዋይ አቦ ጥበብ ንፎትወካ ኢና እስኪ ንሰሌ ዝፎቲ ትግራዋይ ላይክ ሼር ንበለሉ
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Ай бұрын
ሰሌ መዘና ኣልቦ ወናኒ ምቁር ጥበብ ዓይኒ ትግራይና ኣብ ሕድሕድ ልቢ ትግራዋይ ዝሰፈርካ ዑንቂ ኣጆኻ ሓንቲ ማዓልቲ ታትምነያ ትግራይ ከምታ ትደልያ ትኽንያ❤❤❤
@user-em2pg6fh3f
@user-em2pg6fh3f 19 күн бұрын
Kalat yablayn dhre abraham afewariki derafe adnike you are hyuman tanks wadi aday
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 Ай бұрын
ኣየ ምስኪን ህዝበይ እስከ ሰላምካ ይመልሰልካ ፈጣሪ ኣምላኽ ኣቦይ ሓጥያትና ገዲፍካ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏🙏🙏😥😥
@user-pv4fd9lh2x
@user-pv4fd9lh2x Ай бұрын
ሰሌዋይ ባዕል ጥበብ ❤❤ ናይ ወንበርስ ምኮነ ምከነ ናይ ብርለ ጨነቂኒ ኣነ😢😢
@SAMUEL-uj3oo
@SAMUEL-uj3oo Ай бұрын
Big respect sele From Eritrea 🇪🇷
@tekianmida
@tekianmida Ай бұрын
ናህዝበይ ጨነቀኒ አነ 😢💔 አቦ ጥበብ ሰለሞነይ
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ሰሌዋይ ኩሉ ጊዜ ምስ ኣገረመካና እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ሓርቢቱና ኣሎ ህዝበይ ራህዋኻ የርእየኒ😢🤲
@user-dh7th7tf8d
@user-dh7th7tf8d Ай бұрын
ሰሌዋይ ኣቦ ጥበብ ድምፂ ዉፁዕ ህዝብካ ስለ ደው ትብል የቀንየልና ጅግና ሓውና❤💛❤💛❤💛
@tsegagebreslasie-uv7sv
@tsegagebreslasie-uv7sv Ай бұрын
ሰሌዋይ ወዲ ህዝቢ ኩሉ ግዜ አብ ጎኒ ህዝብካ ብምኳንካ ነመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@weldegebrialmehari
@weldegebrialmehari Ай бұрын
ሰሌ ብሌን ዓይኒ ህዝቢ ጅግና ህዝባዊ ኣቦ ጥበብ ኢኻ 👑 ግን ዝገርመኒ ኣብዚ ዘለኹም ወገናተይን ኣድነቅቲ ሴሌ ግን ንምንታይ እዩ ኣድናቆት ዝውሕዶ ኣበሃህላይ ኩላትና ብልብና ንፈትዎ እሞ ግን ኣድናቆትና ብግልፂ ብኣንደበቶም ዝዛረብሉ ውሑዳት እዮም ስለዚ ነዚ ጅግና ትርግታ ውፁዓት ድምፂ ህዝብና ዝኾነ በብክእለትና እዚ ጅግና ድምፃዊ ጎብለል ኮይኑ ንክሰርሕ ነተባበዓዮ🙏
@Gebrial19
@Gebrial19 Ай бұрын
ሶሌ ጎይታ ጥበብ ብጣዓሚ ኢና ነድንቀካን ንፈትወካን ኣቦ ዉፃዓት ኢኻ። ቀፅለሉ ኣጀኻ ድምፂ ህዝብኻ ኩሉ ግዜ ከም ትኾን ደሞ ባዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ ንስኻ ጥራይ ድረፈልና ዝሓወይ🥰 ኒሰሌ ትፈትዉ ላይክ ፀቂጥኩም ሕለፉ🤙
@ove6164
@ove6164 Ай бұрын
ናይ ቋንቋ ፈላስፋ። 👑🤩
@weldaygebremeskel1991
@weldaygebremeskel1991 10 күн бұрын
Btaemye zednqeka bravo ika qexlo 🎉🎉🎉🎉 kulu kunetatka Anbesa eka
@genetgebremedhin1088
@genetgebremedhin1088 Ай бұрын
ሰሌዋይ ዕድመን ጥዕና ይሀብካ አንታ ሰብ ሕልና
@tsinatgirmay2338
@tsinatgirmay2338 Ай бұрын
The legend is here with his mesmerizing giant wisdom. Long live Sol❤!
@StdfAdfu
@StdfAdfu Ай бұрын
ሰልየዋይ አረ ልኣኻ ልገልፅ ቃላት የለይ ትፍለ ኢኻ ድምፂ ውፁዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብቡዙሕ ንፈትወካ ነኽብረካን ሓውና❤❤❤
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Ай бұрын
ሰለሙን ጎይታ ጥበብ ጎይታ ግጥሚ !!! ይበል ዝሓወይ👏🏽👏🏽👏🏽
@SaraAsdf-q2s
@SaraAsdf-q2s 7 күн бұрын
Selemun hawey edmen tenan yhabka wedi ney mearey ajona medhanialem yfelt kab hezi kea selamn ymelselna fetari haftka kab suedi areb from tigray adigrat ajoka🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤
@Samrigiwergis4696
@Samrigiwergis4696 Ай бұрын
ታዮ የሃሪሰ ልበይ ኣውዲቀ ኣወዲቀ ወለይዮ የሓሪሰ ከብደይ መሊአ መሊአ ለየየየየየ ብዕራይ ወዲ ላሕመይ ንኡሰየየየ ኣታዮ ኣሕዘንካኒ ማራ ሎምሰየ 😢ኣይ ለዋህ ህዝበይ ኣግንካዮ ዘለካ መከራ ዓሕ😢 ሰሌ ጎይታ ጥበብ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይሃብካ ❤❤❤❤🎉
@TESFAYGETNET-eg4hp
@TESFAYGETNET-eg4hp Ай бұрын
''ዘይስንከቶ መጎጎ ክትሕሉ ኣናፁኻ አባ ኣስናኖም ሰሓሉ'' ንዛ ግዜ ብጣዕሚ ገሊፃትለይ የቀንየል ሰሌ
@selama8943
@selama8943 Ай бұрын
ሰሌዋይ ጅግና ጎይታ ጥበብ ብጣዕሚ እና ንፎትወካ ድምፂ ውፁዕ ህዝቡ❤❤❤
@Brhil1984
@Brhil1984 Ай бұрын
ሰሌ አቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Ай бұрын
ክንደይ ግዜ ትካቦ ለመና ኣሕርሰኒ ከሎ ትደመና ብግዜ ህዝበይ ረኪብዎ ዘሎ መከራ ኣምላከይ ምሕረትካ ላአከልና🙏 ሰሉየይ ጅግና ትግራዋይ ኣቦ ጥበብ❤💘
@solomongidey9298
@solomongidey9298 Ай бұрын
ሰሌ ኣቦ ጥበብ❤ ተኣዋዳይ ሚልዮን ንርእስካ ሽሕያ ሃቢ ኢልካያ 100 ሂብካ! ነደዋይ ልዕሊ ወለድ ውላድ ሂባትካ ኣሕርሳባ ልገበርካ ጌርካ! ሎም ዘመን
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
02:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 10 МЛН
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
02:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 10 МЛН