New Eritrean Music 2022 - ሰብ ይኽበር // Seb Ykhber - By Bereket Mesele// በረኸት መሰለ .

  Рет қаралды 1,569,923

Star Entertainment

Star Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 1 600
@Filimon12
@Filimon12 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ግጥምን ዜማን ናይ ንኡሰይ ምዃና ምስ ፈለጠ ብጣዕም ዝተሓጎስ። በርየ & መዳ (ንኡሰይ) ጽቡቕ ስራሕ ❣️🕊
@terhasxenat7744
@terhasxenat7744 2 жыл бұрын
Ane alku halaleyy💯💯💯❤️❤️❤️
@Filimon12
@Filimon12 2 жыл бұрын
@@terhasxenat7744 ❣️🕊 kbretey ❣️🙏
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 жыл бұрын
ክሕጉሰካ ዘለዋ ጽቡቅ ስራሕ እዮ እንበር ናይ ክስቶ ስለ ዝኾነ ኢልካ ከ ሓጎስ ኣሎ ድዮ
@Filimon12
@Filimon12 2 жыл бұрын
@@shikorinashikorina2085 እሱ ጽቡቕ ኣለካ/ኪ። ኣብ ነብሰይ ፍሉይ ሓጎስ ስለ ዝተሰማዓኒ እየ። እንበር ሰብ ሰብ እዩ።
@teweldehaile3776
@teweldehaile3776 2 жыл бұрын
Love the song and lyrics ❤️❤️❤️❤️
@ሳሚቻፔ
@ሳሚቻፔ 4 ай бұрын
እዛ ደርፍስ ልዕሊ ማንም ሕጂ ተሰሚዓትኒ ዝፈጠረ እንዳ ኣኽበሮ ዝተፈጥረ ይብድሎ 😢😢😢 ሰብ ናይ በሓቂ በዳሊ
@wedigrmay9124
@wedigrmay9124 2 жыл бұрын
ዓድና ንምለሰሉ ግዜ ይሃበና 🙏🇪🇷♥
@lionetewelde8989
@lionetewelde8989 2 жыл бұрын
Nay wetru xelotey eyu ezi dea
@godislove8528
@godislove8528 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@selamkiflay6276
@selamkiflay6276 2 жыл бұрын
@@godislove8528 a
@selamdesie2916
@selamdesie2916 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@luliyonas5624
@luliyonas5624 2 жыл бұрын
Amen hawey mearey
@Jakiunotalkshow
@Jakiunotalkshow 2 жыл бұрын
ድምጺ=100 ግጥሚ=100 ዜማ=100 ኣታ እዛ ኤሪስ ፈጢሩላ ንበርየ ወሊዳ Good job berye ajoka kexlo 👏👏
@StarEntertainmentEthioEri
@StarEntertainmentEthioEri 2 жыл бұрын
Share, like Subscribe and hanatsi reatokum ab comment
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 2 жыл бұрын
እታ እዛ ኢረስ ፈጢረላ ንመዳን ንበርየን ወልዳ።
@mebrie____manchesterawi2642
@mebrie____manchesterawi2642 2 жыл бұрын
@@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ ሃገር ክትበርስ ከላ ደረፍትን ጻሓፍትን እዮም ዝበዝሕዋ
@bitowabrahaeri1159
@bitowabrahaeri1159 2 жыл бұрын
Clip gn aygdnn, abti background nay Somalia 🇸🇴 badiara tmesl nmntay eyom letifomo
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@mebrie____manches😢terawi2642
@yoniyelij4996
@yoniyelij4996 2 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ።ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ።ዝተባረኸትን ዝተቀደሰትን መዓልቲ ይኹነልና ስደትና የሕጽረልና ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይብሓቂ ዝነኣድ ስራሕ በረከት ።
@yohannesmuluebrhan7597
@yohannesmuluebrhan7597 2 жыл бұрын
🙏
@yorsalemmichael90
@yorsalemmichael90 2 жыл бұрын
Wawwww berke hawey edmen xenan yhabka mara feteya ♥️♥️♥️♥️♥️
@ምስጢርኢያጽባሕ
@ምስጢርኢያጽባሕ 2 жыл бұрын
ኣሚን ኣሚን ኣሚን
@نسرين22-غ5ه
@نسرين22-غ5ه 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 💞🙏
@danymebrahtom8980
@danymebrahtom8980 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ
@ፍረማርያምጓልተዋህዶ-ከ8ነ 2 жыл бұрын
ብሰብ ተኸቢብና ከም ሰብ ዝሓስብ ሰብ ስኢንና😭😭😭😭😭😭😭ሰንሳትና ፍቕሪ ሓሪሙና😭😭😭እህህህህ ብሓቂ ግዝያዊት ሙዚቃ ቐፅለሉ ንኡሰይ👌👌🙏🙏🙏
@ሃብቲናይገዛና
@ሃብቲናይገዛና 2 жыл бұрын
በሊሕ ኢካ ንመጻኢ ዓቢ መምህር ከም ትከውን ርግጸኛ ኢየ ሓበን ሃገሩን ህዝቡን። ሃየ ነተባብዓዮ ደቂ🇪🇷👌🏼
@yonasteklehaimanot6512
@yonasteklehaimanot6512 2 жыл бұрын
ልክዕ
@kibrmdebretsion7198
@kibrmdebretsion7198 2 жыл бұрын
ኣብዚ ሎሚ ከምዚኦም ደቅና ከፈርዩ ብጣዕሚ ዘኩርዕ ኤርትራዊ ዝወደይ ኣብ ዝመጽእ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ክትዕብብ ይጽበየካ ናይ በሓቂ ስራሕ።
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ 2 жыл бұрын
ድምጺ---100✅ ግጥሚ--100✅ ዜማ---100✅ ከምዚ ከማይ ከም መዓልቲ ሕርሳ ትጽብጽብ ዘላ ነብሰጾር ትወርደሉ መዓልቲ ክቆጽር ዝቐነየ ኣድናቒ በሬ እንተሎ፧ ኢዱ ሓፍ ከየበለ ከይሓልፍ፦ ብዝተረፈ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ወለድና የርእየና ፈጣሪ።
@gherye1269
@gherye1269 2 жыл бұрын
ኣነስ ይገርመኒ እዩ እቲ ደርፊ ንመን እዩ ኢልካ ዘይምሕሳብ ክኸፍእ ንዓኻ ትውክል እያ ጸግዒ ኣራዊተይ ምባል ምሓሸካ።
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ 2 жыл бұрын
@@gherye1269 ከምዚ ከማኻ ጸቢብ ርእሲ ትርጉም ሰራዊት ኣይፈልጥን'የ እንተበለ ንመን ይገርሞ።
@efremnuguse249
@efremnuguse249 2 жыл бұрын
Aleku ane ❤️🥰✅
@gherye1269
@gherye1269 2 жыл бұрын
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ ኣራዊተይ ስለዝበልካ ዲኻ ገፊሕ ርእሲ ኮንካ ሃላይ ካባኣቶም ትከውን ብደም ዝጨኻ ሎቅማጽ
@wedimamrut36
@wedimamrut36 2 жыл бұрын
😌☝️🥺❤️❤️❤️
@ሜሪጋልደብሪፅ
@ሜሪጋልደብሪፅ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝፈጠረ እናክበሮ ዝተፈጠረ ዝብድሎ 😥ንፉዕ ምንእሰይ ኣጆካ ቀፅለሉ ሓወይ ብሃንቀውታ ክፅበያ ፀኒሐ
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 2 жыл бұрын
Kondaf agameee deberixchhhhhhh 😅😅😅😂😂
@sikukebari5457
@sikukebari5457 2 жыл бұрын
@@musseandemichael2619 entay geratka ente tebahilka si entay ika ket Bel ata resah axemi wedi wuchu HIV degal kabeu ayethlef okay resahh alet
@filmonmokonen341
@filmonmokonen341 Жыл бұрын
@@sikukebari5457 niaka ke intay yimelketeka haqu eze geza geza eritrawyan iyu almaxe biyate terefi america junta toblaqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@musseandemichae😢l2619
@hanikesete3142
@hanikesete3142 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቒ ብሉጽ ስራሕ ደስ ዘብል ብፍላይ ዝፈጠረ አናኽበሮ ዝተፈጥረ ይብድሎ ግጥሚ 100 % ዜማ 100% ድምጺ 100%
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 2 жыл бұрын
ዋዉ ንኡሰይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣጆካ ቀፅሎ ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ♥️🤴♥️
@samirawittesifay4003
@samirawittesifay4003 2 жыл бұрын
ሰብ ይከበር ኩቡራት የሕዋተይ ኤርትራዊያንን ተጋሩን ግዜኩም ኣብ ጸርፊ አና ኣብ ባአስ ካብ ተሕልፉዎ ተፋቂርና ተካባብርና ኣሕዋት ኮይንና ዘይንነብር ንዛ ዘይትረብሕ ንእሽተይ ግዜናስ 100እካ ዘይበጽሕ ዕድመናስ ሰብ ኣይንብር ኣይድገም 👌
@FifiGalShumejana
@FifiGalShumejana 2 жыл бұрын
Nay bhaki marey
@binikt4845
@binikt4845 2 жыл бұрын
Yes 😭
@rimdrar7244
@rimdrar7244 2 жыл бұрын
Yes😥
@Hanigoitom1
@Hanigoitom1 2 жыл бұрын
❤️
@natnashowhabeney663
@natnashowhabeney663 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ሰይጣን ከ እንታይ ክሰርሕ
@fanustesfay7175
@fanustesfay7175 2 жыл бұрын
እንበር ሰብ ተበዳሊ ናይ ባሓቂ ሰብ ኢካ ንስካ በሬ ጀግና ኣድና ቂትካ ካብ ጋል ትግራይ 💊❤❤
@kevenaki7581
@kevenaki7581 2 жыл бұрын
እንካኣዕ ብሰላም መጻኻ ኣድንቀት በሬ ኣግሩጭ ኣቡሉኒ
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ዋውውውው ገለ ዓይነት ደርፊ ድምፃዊ ማራ እየ ዝፈትወካ ብርየ ሓወይ ዝያዳ ካዓ ናይ መዳሃንየ ንእሰይ ዝፈትዎ ዘክብሮ ስራሕ ምዃና ይበል 100
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. 2 жыл бұрын
ዉጹዕ ተዳሚጹ ኣበይ'ሞ ተደሚጹ በሬ ሓየት😍😍
@jokehabesh5197
@jokehabesh5197 2 жыл бұрын
ሰብ ክብር! 😳👌🏽🤔 ኮካብ ተወሊዱ ኣብ ኤረ🇪🇷 ግጥሚ 100%❇️ ዜሜ 100%❇️ ድምጺ 100%❇️ ሞራል ንሃበም ነዛም ንፍዓት መንእሰያት ኤርትራ❤️🇪🇷❤️ ቀጸሎ በረየ ንእዱ ስራሕ🎥📸💽
@user-br1ob4ik2m
@user-br1ob4ik2m 2 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ደርፍ ግጥሚ 110% እምነተይ(ንኡሰይ) ዜማ 100%(እምነተይ ድምጺ 110% Just great pic ቭዶ
@teweldedeberhanghebre6320
@teweldedeberhanghebre6320 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓበይቲ ክሓስብዎ ዝግብኦም ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ሓሲብካ ንህዝቢ ዝበቅዕ ደርፊ ሰብ ይኸብር ብምውጻካ ኣዚየ እ
@teweldedeberhanghebre6320
@teweldedeberhanghebre6320 2 жыл бұрын
እየ ዘመስግነካ የቐንየለይ
@theguanners1091
@theguanners1091 2 жыл бұрын
እዋናዊት👏 ዓቢ መልእኽቲ❤ ዘለዋ ደርፊ🇪🇷 ሰብ ኩቡር 🥰🇪🇷
@eritreagirl9344
@eritreagirl9344 2 жыл бұрын
I can't stop 😢😢😢😢 really heart touch song ohhh amazing and exception best song 2022 nice singer lyrics and melody l proud nuesey 💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 at last l wish you all eritrean peoples bright future and all the best ♥❤❤
@netsanet7155
@netsanet7155 2 жыл бұрын
ዋው ብሉጽ ስራሕ 💯 ሰብ ይከበር ሰብ ክቡር እዩ☑️ ኣዝየ እየ ዘድንቀካ from tigray 💛❤️
@ሄራንጓልትግራይ
@ሄራንጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ክቡር ዝፈጠረ እናክበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ! እወ ሰባት ክንስና ብሰብ ከማና ተዘይራህራህና ስብ ምኳና ታይ ዋጋ ኣለዎ : ይበል በረኸተይ ሕሩይ ኮኾብ ብሉጽ ናይዚ ዘመን ኣነስ ክፈትወካ ምበር ዘይከም ዕድመካ ጥበብን ልቦናን ዝመልአ ውሽጥካ ኩሉ ሙሉእ ግጥሚ፡ዜማ ፡መረዋሕ ድምጻካ ሞ ንእዝኒ ሓሊፉ ንልቢ ይትንክፍ በቃ ከም ገለ ብሉጽ ስራሕ ኣይትታዓንቀፍ ፈጣሪ ኣብቲ ትደልዮ ትምነዮ ትብህጎ ቦታን ደረጃን የብጽሕካ ።
@merhawimsgna82
@merhawimsgna82 2 жыл бұрын
ብሉጽ ናይ ብሉጻት መድሃኔ ገብረመድህን🥰🦁 በሬ ትስፍዉ ከኣ ጥዑ ቃና❤️
@samiasli1200
@samiasli1200 2 жыл бұрын
ዝፈጠረ አናክበሮ ዝተፍጥረ ይብድሎ በሪየ ሓወይ ኣነ ኣብታ ቀዳመይቲ ስራሕካ ተስፋ ኢለ አየ ሰሚየካ ናይ ባሓቂ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100%
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 2 жыл бұрын
ኣብ ሃንቆዉታ ኩንትር ኢልኩም ዝቀነኹም ከማይ ነዛ ደርፊ, ብቡሉጽ ድምጻዊና ኑኡሰይ ዝተሰረሐት ግጥሚ 100% ዜማ100% በረኸት ካኣ ዝያዳ በቲ ሙኡዝ ድምጹ ኣጸቢቁ ናብ እዝንና ከምትበጽሕ ጊሩዋ ይበል ኩሉኻ ርገጽ 👍!
@aminenegasi1365
@aminenegasi1365 2 жыл бұрын
Wedi keshi Arkey lomi terakibna ab you tube
@wedimdrebahr2963
@wedimdrebahr2963 2 жыл бұрын
@@aminenegasi1365 emawi lomi si mexika nagezana kk
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ
@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ 2 жыл бұрын
@@aminenegasi1365 ሒዝካዮ ዶ ኣገርሂኻ ኤማዊ ዓርከይ
@aminenegasi1365
@aminenegasi1365 2 жыл бұрын
@@ወዲተፍፎም-ጸግዒሰራዊቱ yeah berie Arkey
@ametehanis8770
@ametehanis8770 2 жыл бұрын
Tesfa mexae
@ጃናኤርትራዊ
@ጃናኤርትራዊ 2 жыл бұрын
ዝትሓርየ ኩቡር ኢካ ክብሪ ሃቦ ንከማካ ደስ ዘብል ስራሕ ወዲ ኤረይ ጅግና ብሰላም ንዓድና ንምለሰሉ ገጽ ወለድና ንርእየሉ ግዜ የምጻልና🙏🙏🙏🙏❤️💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕❣️❤️💕❣️
@ROBELZerten
@ROBELZerten Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@Bahgi12xbah
@Bahgi12xbah 2 жыл бұрын
One day You Will become like Abraham Aforqi 👑🇪🇷❤ Good Job ( Nusey)
@emteemte3985
@emteemte3985 2 жыл бұрын
he has also wished like that as he was a child
@e.f7201
@e.f7201 2 жыл бұрын
ግጥምን ዜማን 100% ዳሪክተር 100%ድምጺ 100% So great job( nusatey)
@mdreeritreayoutube3357
@mdreeritreayoutube3357 2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብባ ዘለኺ ዘለኻ ኣብ ሂወትኩም ሰላም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይምነየልኩም ።ብሩኻተይ #ሳብስክራይብ so love you all🥰🙏
@Natan0755
@Natan0755 2 жыл бұрын
ኣይትቅደምን ኢኪ መቸም ክክክክክክክ
@semeregari
@semeregari 2 жыл бұрын
Amen
@biniamtesfahiwet9564
@biniamtesfahiwet9564 2 жыл бұрын
amen
@lewhattv9851
@lewhattv9851 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 2 жыл бұрын
ሐራይ
@starking7144
@starking7144 2 жыл бұрын
just wawww ንኡስ ወለዶ ኣይተኻኣልካን ፎርሳ ደቂ ሪመይ ዕድመን ጥዕናን ኣፍታ ንፈትዋ ሃገርና ይምለሰና ስደትና ይሕጽሮ እዝግሄር ባዕሉ ።
@Deluuu1
@Deluuu1 2 жыл бұрын
ግጥሚ & ዜማ መድሃኔ (ንኡሰይ) ኣድነቅቲ መዳ ኣበይ ኣለኩም።
@keseteeyob4438
@keseteeyob4438 Жыл бұрын
ሰብ ኩቡር ክረት ይሃብካ በሬ መግለጺ ሲኢነልካ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✅✔
@merhawimeasho6359
@merhawimeasho6359 2 жыл бұрын
።።🙏 እዛ ግጥሚ መልእኽቲ ዘለዋ ያ ናታ ክርናዕ ዝሓዘለት ያ ዳርክተር ከኣ እታ ክሊብ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ብፍላይ ኣብቶም ቆልዑ ካብ ካላሽን ናብ ክዕሾ ንኽሕዙ ዝገበርካዮ ብርግጽ ንሱ ዩ ዘድልየና ዞሎ ።thanks መዳ ምስ መሳርሕትታኻ
@azukiflemariam8927
@azukiflemariam8927 2 жыл бұрын
Aseyyyy xebukeye bezi kexlo egziyabhre edmene tena yehbka nebrtayo like gebrlu naye behki nefaker ntehkokfe aynxechkakne fekri yabi Egziyabhre Eritrea adeye&tegraye selam yewrdelna🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ yebkeyka lebka zetnkfe bezkone bezi kexlo
@habtomtesfay1294
@habtomtesfay1294 2 жыл бұрын
ድምጺ----100 ግጥሚ---100 ዜማ---100 ዋውው በሬ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ
@ጋልመቐለጻዕዳ
@ጋልመቐለጻዕዳ 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንኡሰይ ብዙሕ ንፅበ ኢና ካባካ❤
@samiteyyaasmeralji2891
@samiteyyaasmeralji2891 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሎጽ ስራሕ ሰላም ኮይኑ ንዓድና ንምለሰሎ ገጽ ወለድና ንሪእሎ ዘበን ይሃበና ፈጣሪ 🙏
@tsegaytesfamaryam6865
@tsegaytesfamaryam6865 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ካብ ዝረእኩዎ ካኣ ጋል ኣንስተይቲ ሰላም ምካናን ናይ ሰላም ልእክቲ ምካናን እየ ኣስተባሂለ ዋውውው ካኣ ኢለያ ባኣይ ወገን ባኣንጻሩ ካኣ ነታ ናይ ሰላም ልእክቲ ሕማቅ ትፍደ ኣሕሕ የብለካ ብዝኮነ ብዙሕ መልእክቲ እዩ ዘለዋ ንዝርድኦ ሞ ብጣዕሚ ኩሉኩም ንፋዓት ናይዛ ስራሕ ተሳተፍቲ 💝
@maednme4657
@maednme4657 2 жыл бұрын
ኣብርሃም ኣፍወርቂስ መተካእታ ዝኾኑ ዕምበባታት ኢዩ ገዲፉ ከይዱ ! Great job ma best.
@mjkid4962
@mjkid4962 2 жыл бұрын
ንኡስ ግን ከኣ ዓቢ። ክብ ጨርማሕማሕን ሃጠውቀጠውን ዘድሕን ደርፊ። ዕበየልና በራዊ።
@kabfithiziabi6874
@kabfithiziabi6874 2 жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ናይ ዘመና የማነ ባርያ ኣቤት ግጥሚ ምስ ዜማ ከሙኡ በሪየ ስሑል ጎሮሮ
@tesfagergishwelday8769
@tesfagergishwelday8769 2 жыл бұрын
በሬ ወደይ ብጥዓሚ ንፉዕ ቀጽሎ! ድምጺ=100 ግጥምን ዜማን MEDHANIE GEBREMEDHN ኑኡሰይ=100 ክሊብ ቅንብር=100 ❤🇪🇷
@henitesfe4704
@henitesfe4704 2 жыл бұрын
ይብል ስራሕ ካብ ኩሉ ዘሕጉሰካ ግጥምን ዜማን መዳ (ንኡሰይ ) ሙኻኑ ይበል 👌. በሬ ክኣ ይበል ድምጺ 👏👏👏❤ ንኹላህኩም ኣብዛ ሰራሕ ዘተሳተፍኩም ኽብሪ ይግብኣኩም እዩ 👏👏👏. ጽቡቕ ስራሕ.
@tedihayelom9066
@tedihayelom9066 2 жыл бұрын
ጎይታ ስለ መን ከም ዝተሰቅለ ኣበይ እሞ ፈሊጥና ! ንሱ ዘይ ጨከነልና ንሕና ከም ዓሳ ነንሕድና ንባላዕ ኣለና ሕማቅ ስማዕን ንራኢኡ ዘጸይን ! ዓንብብሉና እስከ በሬ And መዳ ቀጽልዎ ኣጆኹም ! !
@simoneritrea9223
@simoneritrea9223 2 жыл бұрын
ቃላት የብለይን #በረኸት ሓወይ ግን ከጽሎ ይብለካ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
@mengstabtesfay6352
@mengstabtesfay6352 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ግጥሚ ዜማ ነዚኩነታት ትገልጽ እዋናዊት ደርፊ በሬ ጅግና ኣጆካ ን ኡሰይ ከም ኡውን ማዳ ኣንበሳ
@kebronlilay1505
@kebronlilay1505 2 жыл бұрын
All your songs make me smile and cry at the same time🥺btaemi eye zednkeka berie hawey so proud of u kexlo❤❤🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawitesfay7290
@merhawitesfay7290 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ኩሉ ሙሉእ ዓወትካ የርኤኒ ኑኡሰይ ሙሉእ ዕድመ ካኣ ይሃብካ ፈጣሪ
@msgnaasgele5967
@msgnaasgele5967 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሰብ ክብሩ ዘይድገም ከለና ንካባበር ይሕዋት በጃኩም ነሃገርና ንምለሰሉ የምጸኣልና ፈጣሪ ኩሉ ዓለም!
@asmiawi9335
@asmiawi9335 2 жыл бұрын
ትሰምዓ ትደግማ ትደጋግማ ግን ከኣ ትምቅር ትምዕር ልብኻ ትረክብ እንበር ዘይጎድል ጣዕመ ዜማ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ በሬ ቀጽሎ ።
@salahabdella6462
@salahabdella6462 2 жыл бұрын
😇
@gergishsahle4100
@gergishsahle4100 2 жыл бұрын
@ሃኒፍቅሪዩአምነተይ
@ሃኒፍቅሪዩአምነተይ 2 жыл бұрын
ሰብ ምኻን ገዲፉ ሰብ ሰብ ምምሳል መሪጹ ዉጹዕ ተዳሚጹ ኣብይ ሞ ተደሚጹ። በሬ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ💯✅🇪🇷🤙
@danielmihretab9847
@danielmihretab9847 2 жыл бұрын
ውውውውውውውው ዝፈጠረ እንዳ ኽበሮ ዝተፈጥረ ይበድሎ ናይ በሓቂ መዳ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቤሬ ወደይ ጅግና ንኺድ እሰከ ፎርሳ
@sabinasabina3619
@sabinasabina3619 2 жыл бұрын
ሰብ ሓሲሩ ሓቅኻ።ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ🙏🏽ነተባብዓዮ👍አይትረስዑ
@እንርታዊትትግራወይቲ
@እንርታዊትትግራወይቲ 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ መዓረይ ኣምላክ ሰላም የውርደልና 💔🙏
@asmahsaen2015
@asmahsaen2015 2 жыл бұрын
ሰብ ኩቡር ብሓቂ ፅብቅቲ ስራሕ🙏 ህግደፋውያን ክሰምዕዋ ኢለ ተስፋ ይገብር
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 2 жыл бұрын
Kkk hgdafawin trah diyom seb zeyekbru ?
@salmtigry2282
@salmtigry2282 2 жыл бұрын
ሓቅካ አበይ አሞ ንፈልጦ ምክብባረ 😭😭😭 ሰሳትና ንቃትል አሕ ውዕሎት ጌታ ረሲዕና እዛ ዓለም ሸሕዘይንነብረላ ሸሕ ክፈአት ንሰረሕ። 🙏🙏🙏😭
@zemenzemen67
@zemenzemen67 2 жыл бұрын
ዝፈጠሮ እናኽበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ 😥 በሬ & መዳ ብሉጽ ስራሕ ❤
@ዳናይትጸጋይ
@ዳናይትጸጋይ 2 жыл бұрын
Nay bhaqi Nay lebey zekonit music You go ma king Seb Kubur ........🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Senay_05
@Senay_05 2 жыл бұрын
ግጥሚ 100% ዜማ 100% ድምጺ 100%
@chelsea7244
@chelsea7244 2 жыл бұрын
Zemedka du
@Senay_05
@Senay_05 2 жыл бұрын
@@chelsea7244 awe anty kefika
@chelsea7244
@chelsea7244 2 жыл бұрын
@@Senay_05 adgi Entay kefini Eleka
@Senay_05
@Senay_05 2 жыл бұрын
@@chelsea7244 adgis adgi aybelk sekt
@chelsea7244
@chelsea7244 2 жыл бұрын
@@Senay_05 kkkkkkkkk
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ግጥሚ ፣ ብሉጽ ዜማ ብሉጽ ድምጺ ፡ ቀጽሉ ጥራይይይይይ ኣጀኹም ደቂ ኤረይይይ ስደት ንሕጂ እዩ ።ጽባሕ ክወግሕ እዩ ክንራኸብ ኢና።
@mussie5089
@mussie5089 2 жыл бұрын
ዝፈጠረ እንከሎ ሰብ ክቡር'ዩ ክብል ዝተሳቐየ ሰብ ብዝፈጠሮ ትርጉም ሰብ ሓሲሩ ይሳቐ'ሎ። ቡሉጽ ስራሕ በሬ ምስ መዳ(ንኡሰይ)
@selampictures8567
@selampictures8567 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ በሬ ዓርከይ ቀጽሎ
@Natanem206
@Natanem206 2 жыл бұрын
ቀጸሎ ኣጆካ በረትኤ፡ ፈተና ናይ ገዲንኡ ፡ ህዝብካ ድማ ከይትርስኤ፡
@wachlatestmovieshere8300
@wachlatestmovieshere8300 2 жыл бұрын
ፖው ብጣዕሚ ገላጺት ድርፊ ሰሪሕካያ ንኡሰይ በሊሕ ኣእምሮ
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 2 жыл бұрын
ንዝሓልፍ ብዘይሓልፍ ከይንኽሰስ ኣድናቂትኻ ካብ ትግራይ💛❤
@shemuwelday6304
@shemuwelday6304 2 жыл бұрын
ውጹዕ ህዚቢ ሰማይ ኮይናቶ ምድሪ ባሐቂ ቅሳነት ሲኢናላ ዓለም ኢሾክ ገላጺት ደሪፊ ዕድመ ይሀብካ ፈጣሪ
@ጓልተዋህዶ-ኸ6ፈ
@ጓልተዋህዶ-ኸ6ፈ 2 жыл бұрын
ስለ መን ድዩ ጎይታ ዝተሰቀለ😭 ብሓቂ ግጥሙ ሰመያዊ እዩ መዝሙር ታውፅእ እምሕፀን ክብር ሓወይ ✝️
@habenfliverpool8325
@habenfliverpool8325 2 жыл бұрын
ኣብ ሰሙን 1 𝐌𝐢𝐥𝐥𝐢𝐨𝐧 ትኣቱ ትብሉ 💙👍
@ልበይንፍቅርእምነተይንፈጣ
@ልበይንፍቅርእምነተይንፈጣ 10 ай бұрын
ጹቡቕ ስራሕ በርየ ሓወይ ኣየ ዳኣም 👏😔😥
@yoniii2810
@yoniii2810 2 жыл бұрын
ዋው ጹቡቅ ስራሕ በርየ ኑፉዕ ። ሃየ በሉ ሕጻውንቲ ቱርጉም ሰብ ይገልጹ ክለተ ጭሕሚ ዝውጽኡ ከኣ ክጽይቁ ትርኢ ግምጥልሽ ዘመን🤦🤦🤦
@maryamegos6246
@maryamegos6246 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ግጥሚ that is really 😭💌💌💌
@ሂያበይ
@ሂያበይ 2 жыл бұрын
በሬ ኣነ ካብቶም ኣድነቅተይ ትብሎም ቀንዲ ኣድናቁካ ሓደ ካብኣቶም እየ እዛ ደርፊ ምስ ረኣክዋ ነቢዐ ናይ ብሓቂ ኣብ ሓጺር ግዜ ንዓድና ንምለሰሉ ይግበረና ግብ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ፍቃደና እብታኮንካ ክርክበካ ምደለኩ ኣብ ጀርመን ኣለኩ ብካልእ ነገር ኣይኮንኡን በቃክንላለ ደልየ???
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 2 жыл бұрын
ቡሉፅ ስራሕ መዳ ኑኡሰይ ግጥምን ዜማን በረከት በዓል ጡዑም ድምፅ ሰብ ሕልና አዝ ዞሎ ኩነታት ትገልፅ ደረፊ 😍😍
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 2 жыл бұрын
😍ኣብዚ ጥርዚ ናይ ምዕባለ እንስሳ ዶ መሰሉ ተኸብረ 😍!!!!!!!!! ብጣዕሚ መስጣትኒ ዝግረም ዩ ናይ ሰብ ነገረ
@samuelberhe6179
@samuelberhe6179 2 жыл бұрын
Wow derfi malet Abzi aleka nishtey metkata abraham afwerki my god bless you wedi eri shikor keep it up never give up seb kubur ewe omg lebka zetnkef zema yebl demxi getmi 100 💯🇪🇷❤️🇪🇹✌️✌️
@ቲቲጓልወይን
@ቲቲጓልወይን 2 жыл бұрын
በሬ ብሓቂ ብሉፅ ኢካ ፈጣሪ ዓብዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
@Asmir965
@Asmir965 2 жыл бұрын
Aseyyyyyyyy berye shkor forsa dea nska wun aytdgemn eika wudue nayzi zemen meda neusey thanks bro 2 blbi zfetwom beal newih raei 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tantanhabeshawi4753
@tantanhabeshawi4753 2 жыл бұрын
ብሉጽ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ በርትዕ ወገነይ ካብዚ ንላዕሊ'የ ዝጽበየካ። ግጥሚ & ዜማ መዳ(ንኡሰይ) ዝጽበዮ ኢዩ።😘🤟✍
@filimonbrhane4955
@filimonbrhane4955 2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ ጂግና
@filimonbrhane4955
@filimonbrhane4955 2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
@robeltesfahiwet2687
@robeltesfahiwet2687 2 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ሰብ ይኽበር ዓለምና ክትምቅር ብሉጽ ስራሕ ብሉጻት መዛኖይ
@David-im7bp
@David-im7bp 2 жыл бұрын
ንኡሰይ ጫፍ ብልሒ 💖🙏🇪🇷
@Bitaniya12
@Bitaniya12 2 жыл бұрын
Ajoka nusey btami nfue eka qexlelu Keep it up 👍
@mikihabeshawi2490
@mikihabeshawi2490 2 жыл бұрын
Bera ፅብቕ ስራሕ ቀፅለሉ ሰብ ክቡር እዩ ብሓቂ ብፍላይ እዚ ሓደ ቋንቋኡ ተዛራቢ ትግሪኛ ዝኾነ ህዝቢ ተዓረቊ ብሰላም ክነብር ናይ ኩሉ ግዜ ባህገይ እዩ ደስ ዝብል ስራሕ( ብፍላይ ዝፈጠረ እናኽበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ ትብል ግጥሚ ማራ መልእኽቲ ዘለዎ ግጥሚ እያ) ኣድናቅኻ ካብ ትግረይ ትግሪኛ😍😍
@senaitabraha1687
@senaitabraha1687 2 жыл бұрын
Waww xbuk srah nuesey ajoka bertie 💯💯♥🇪🇷✅.
@mariamichael4416
@mariamichael4416 2 жыл бұрын
We have a great country please come back home our beloved Eritrea 🇪🇷 is waiting for her children.❤️❤️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@yonast6428
@yonast6428 2 жыл бұрын
Bertie neshtey meda blux srah Tesfa alona kabzi nlaeli hizkum kemtmexu 💯💗💓👍
@johannesabraham2203
@johannesabraham2203 2 жыл бұрын
Lyrics መዳ ንእሰይ 💯 Melody መዳ ንእሰይ 💯 ዝነኣድ ስራሕ ዩ ፍሉይ ኩርናዕ :: በርየ ኣጃኻ በርትዕ
@smretberhe9816
@smretberhe9816 2 жыл бұрын
ግጥሚ 100% ዜማ100% ድምጺ100% በሬ አምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሀብካ ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ 🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 2 жыл бұрын
በረኸት ከም ስሙ ❤😎
@helenkahsay4257
@helenkahsay4257 2 жыл бұрын
Mu tears fallen down when l listing the lyrics with clips 🥲🥲. May god give us his marcy
@hagosmkem5468
@hagosmkem5468 2 жыл бұрын
The Star is Born! 💥❤❤❤
@wizmamilahajie4743
@wizmamilahajie4743 Жыл бұрын
በሬ ከመይ ድኻ ኬፍ ትህበኒ ይመችኻ ያዓኽ ሓውካ ካብ ትግራይ 🥰❤️
@MDMEDIA647
@MDMEDIA647 2 жыл бұрын
You did always a great job berye ብፍልይ ዝበለ ሰራሕ ከኣ ምጻና ተደጋጋሚ ከይኮነካ ግን ኩሉ ዝሰራሕክዮ ምስ ግዜ ዝከይድ እዩ ንፉዕ በርየ
@lm4249
@lm4249 2 жыл бұрын
ዋውው ሰሚዕካ ዘይትምኒልኖ ደርፊ (ዝፈጠሮ እናክበሮ ዝተፈጥረ ዝብድሎ) ትብል ቃል ልብካ ትትንክፈካ
@falafala8442
@falafala8442 2 жыл бұрын
#ናይ_ሎሚ_ንኡሰይ #ናይ_ጽባሕ_ግን_ኮኾብ ብጣሚ ንፉዕ 👌💯👏
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 2 жыл бұрын
Bzhalf gize bzey half tarik keynhtett nkebaber seb'umo kemana nekgro ajoka nueusey🙏🤝🤞🇪🇷
@semugualerisemere7417
@semugualerisemere7417 2 жыл бұрын
I'm proud of you 👏 kubury 🇪🇷
@nolawi30com88
@nolawi30com88 2 жыл бұрын
ብሓቂ ሰብ ዩ ኹቡር ሰብ ይኽበር እግዝኣብሔር ንዓና ኣብሎጺ ዝፈጠረና'ዝበለጸ ኣእምሮም ዝሃበና ካብ ኩሎም ፍጥረታት ዩ!እንተ ኾነ ግን ካብ ሰብነት ወጺና !ኣብ ካልእ ንነብር ኣለና!ኢታ ኣባና ክንርእዮ ዘይንደሊ ሰለምታይ ኣብ ሓዊና ሓፍትና ንፍጽም
@filmontesfom4800
@filmontesfom4800 2 жыл бұрын
Well come ንኡሰይ❤️🇪🇷❤️
@samsommicheal6248
@samsommicheal6248 2 жыл бұрын
በሬ ጅግና ወዲ ኢረይ ዝተረፈኻ የለን ኹሉ ኢልኻዮ መግለጺ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 72 МЛН
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
когда не обедаешь в школе // EVA mash
00:51
EVA mash
Рет қаралды 4,1 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 12 МЛН
Daniel Pictures |መን ይፈልጦ|  New show with Adam & Bereket 2021
27:32
Ftsum Beraki - Seb Kedem | ሰብ ቀደም- New Eritrean Music 2018
5:38
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 72 МЛН