Adulis Natna - ብዙሕ ኣሎ | Buzuh Alo- Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) - New Eritrean Tigrigna Music 2021

  Рет қаралды 5,209,559

Adulis Natna

Adulis Natna

Күн бұрын

Adulis Natna - ብዙሕ ኣሎ - መድሃኔ ገብረመድህን - Buzuh Alo - by Medhanie G/Medhin (Niusey) - New Eritrean Tigrigna Music 2021
/ @adulisnatna2923
For more videos please do not forget to comment, share and subscribe!!!!
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Adulis Natna. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
© Adulis Natna2021. All Rights Reserved.
#eritreanmusic #newtigrignamusic #MedaNiusey #BuzuhAlo #ብዙሕኣሎ #Enabelkni

Пікірлер: 2 300
@adulisnatna2923
@adulisnatna2923 3 жыл бұрын
ኣብዚ ዘመን ንዓይ ንዓየ ዝብሃለሉ ዘሎ ወቕቲ፡ ድምጺ ናይ ድምጾም ከስምዑ ዘይከኣሉ ክኸውን'የ ብምባል፡ ብኹሉ ዓቕሙ ዝፈቕዶ ተተስፍዩ ዘተስፉ፡ ኣጆና "ጸቢብዎን ጸልሚትዎን" ንስዕረት ኢዱ ዘይሃበ፡ንስኻ ሓይሊ ኢኻ ንኡሰይ፡እናበለ ድምጺ መዛንኡ ብምዃን፡ ናይ ብድዐ ቃላት ዝቐተለ፡ ኣብ ጻዕሪ ንዘሎ፡ ገጣሚ፡ዘያሚ፡ ድምጻዊ 💫መድሃኔ ገ/መድህን (ንኡሰይ) 💫 ሃናጺ ርእይቶኹም ኣይፈለዮ። ንዝቕጽል ዝያዳ ክዓብየልና፡ ነተባብዓዮ። Share nd Subscribe ብምግባር ድማ ስድራቤት Adulis Natna ኩኑ። ብዙሕ ፍቕርን ሰላምን ንኹልኹም። ❤🥀
@ኩሉከምፍቃድካይኩን-ወ3ፀ
@ኩሉከምፍቃድካይኩን-ወ3ፀ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tijeytijey3669
@tijeytijey3669 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@ruthh1755
@ruthh1755 3 жыл бұрын
Thanks Meda, we proud of you 💯👍😍
@EmaShow
@EmaShow 3 жыл бұрын
@@saye9sm470 nesigutu ezia asetmaqura
@fatumasaid5330
@fatumasaid5330 3 жыл бұрын
❤❤🤩🤩
@fanielbiniyam5229
@fanielbiniyam5229 8 ай бұрын
ስድርኡ ዝናፈቀ ጥራሕ 2024😢
@Arsema-z3e
@Arsema-z3e 6 ай бұрын
322አ49። ❤😂🎉🎉😢😢😮😅😊
@hagosabrham9288
@hagosabrham9288 4 ай бұрын
እንታይ እሞ ክንገብር 😢😢😢😢😢
@RobelMukur
@RobelMukur Ай бұрын
​@@hagosabrham9288😢
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 3 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ብሉፅ ሰራሕ ከም ቀደምካ ሒዝካ መፂካ እንካዕ ዳሓን መፃካ 🙏🙏♥️♥️♥️ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናይ መዳ ደርፊ ክሰምዕ ከሎ ሰቅ ኢሉ ዝነብዕ😢😢💔😭😭😭😭💔💔💔
@habeny.3283
@habeny.3283 3 жыл бұрын
Ufffff Ane aleku 💔😭😭😭😭 Amlak Sdetna yexrelna ember
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 3 жыл бұрын
@@habeny.3283 amen🙏💔 ajoka wegeney😢😢 amlak kehtsrelna eyu🙏🙏🙏💔
@elyastekleab5906
@elyastekleab5906 3 жыл бұрын
Ane aleku wela ms sdray msay enkeluw adey kulu neger yreayeni bkyat ymexeka Ufff
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
@@Zufanhaftigrmay Ajoki aleku ane keman entay Emo kngebr meriet xebibatna kndi hawey haftey zeykewn kngebr nwel alona Ah
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 3 жыл бұрын
@@elyastekleab5906 ኣጆካ ሓወይ ናብ ዓድና ንምለሰሉ ርሑቅ ኣይኮነን 💔😢😢
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 3 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዝናፈኩም like ግበሩ ኣደይ ማሪያም ባዕላ ሎሚ ለይቲ ብስራት ሕዛትልና ትምጻእ ደቂ ውጽዕ ሂዝቢ Tgray Erey
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@feruzhabtom2142
@feruzhabtom2142 3 жыл бұрын
Amen amen amen selam yewrdelna fetari
@yonaszemicheal8827
@yonaszemicheal8827 3 жыл бұрын
Amen (3)
@letshgabrahwry5079
@letshgabrahwry5079 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@azuhabeshawit9143
@azuhabeshawit9143 2 жыл бұрын
ኣምሜን ኣሜን ኣሜን
@Eruna757
@Eruna757 Жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ 2023 ዝሰምዓ 💔🇪🇷
@tsegafelegehiwot9047
@tsegafelegehiwot9047 11 ай бұрын
ሕጂ ንባዕሉ ይሰምዓ ኣለኩ ምስ ሂወት ዝተተሓሓዘ እዩ
@MeikaWedimedhin-ng5gz
@MeikaWedimedhin-ng5gz 9 ай бұрын
Aleku bezi afika yikmet
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 ай бұрын
ኣቢዚ ኣለኹ ኩሉ ግዜ ኢየ ክሰምዓ ንብሕጂ ውን ዝመንዋ ኣይመስለንን
@danialyemane530
@danialyemane530 8 ай бұрын
ane aleku wela hji2024
@RobelMukur-o2f
@RobelMukur-o2f 8 ай бұрын
2026😂​@@danialyemane530
@tdflove3582
@tdflove3582 2 жыл бұрын
ክሳብ ሎሚ እየ ዝስማዓ ደጋገም ግን ፍጹም ክምንዋ ኣይካኣለኩን😢😢😢💔💔ይግባኣና ድዩ ባ ዝኩሉ ስቃይ ኣሕሕሕ 😢💔😢💔😢💔😢💔
@aidasimon3978
@aidasimon3978 3 жыл бұрын
መዳየ ኣቤት ግጥሚ🥺💔 ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም,ቃንዛ ኣቦኹም ኣይሰምዕኩም🥺። ደቂ ኤረይ 🇪🇷😿
@robeluzi929
@robeluzi929 3 жыл бұрын
ኣይ ምሳኹም ኮይነ: ዝጎደለ ኣልዒለ ኣይ ስደተይ ጸይረ: 'ዛ ነብሰይ ክኢለ ሻቅሎት ከይኣኽለኒ: ናፍቆትኩም ጸይረ 'ና ተጸበኹምንስ ተጸባዪ ኾይነ💔 ሕሱም ዝፈጠሮ: ሕሰም ኣርኪቡልና ውሉድ ምስ ወላዲ: ማዕዶ ማዕዶ ኾይና ናትና ግዜ 'ለና : ከምቲ ዘመና'ዶ ሕሱምን ሕሰምን : ኣውዲቅና ክንሓስዮ ሓላዪ ገዛ ሰታሪ : ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑስ : ሲእንካ ዘብሪ ይዝክሮ'ሞ ባህግኻ : ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉስ : ውሽጠይ ሓቕዩኒ💔 ብርሃነይ ፍኑስ ገዛ : ዘይውዳእ ፍቕርኺ ቅጅል ቅጅል እንዳበልኪ : ሰለም ከሊእክኒ ጭርውርው 'ዶ ኢላትኪ : ' ታ ማሙቕ ገዛና ኣደየ ኣደ ፍቕሪ : ክኣልለይ እምበሪ 😭😭💔 ይግበኣና ድዩ እዚ ዘለናዮ ደሓን ግን ደሓን ግን ኩሉ ግዜ'ለዎ ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናትና ግዜ 'ለና ክንዲ መን ኣለዎ : ፈጣሪና ኣለና .....ኣሎ..... ብዙሕ ኣሎ ውሽጠይ ዘሳጥየኒ ዘይደገፍኩኹም ይሓምም : ደገፍ እናድለየኒ ወሊድኩም ዘይትልእኩሉ : ደሊኹም ዘይትረኽቡሉ የሕመኒ እንድዩ ዘሎ ኩሉ ብጥቕሉሉ 😭😭 …… ኣየየይይይይ........ ንፍቕ ንፍቕፍቕ ንፍቕ እንዲየ ዘብለኩም ጎየ ዘይመጸሉ ጨካን ፍርዲ ሒዙኒ 'ምበር ናፍቖት ምስ ሻቕሎት ኮይኑ ኣሎ ከምዘይ ንኽእሎ ኣኻእሎ ይሃበና ንዑኡ 'ሞ 'ታይ ይሰኣኖ ኣነ ክለኣኸኩም ከተሐንቅቑ ንስኹም ይመጽእ ኣሎ ግዜ ሕጂ ንበል ብድድ ጽምም ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብ ገበላና ዕለቢ ኣጆኹም በሉለይ ወሊዶም ዘይለኣኹ : ኣጆኻ ዝብል ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብቲ ዳዕሮና ዕለቢ ኣለኹ በልለይ ሃለዋተይ ዝደሊ ሃለዋቶም ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ተስፋ ሒዝክሎም ኪዲ ተስፋ ሒዝኪ ምለሲ :: 🕊🕊🕊🥰🕊🕊🕊 Thank you so much Meda 😘
@ድንግለይያዋሕሰይ-ፀ7ዀ
@ድንግለይያዋሕሰይ-ፀ7ዀ 2 жыл бұрын
❤❤🇪🇷💔💔❣️😥😥😥
@natnaelzergaber3213
@natnaelzergaber3213 2 жыл бұрын
Tnx
@robel5132
@robel5132 2 жыл бұрын
Nays sog broi
@ንኺድ
@ንኺድ 2 жыл бұрын
ኩላ እንዳሰምዓኹ ጠጠው እንዳበልኩ ክጽሕፋ ዝሓሰብኩ ረዲእካኒ፡ ከዛርባየ በዛክራረይ ሕጂ ✌🇪🇷❤
@filiposgebrehiwet4664
@filiposgebrehiwet4664 2 жыл бұрын
😢😢😪😫👌👌👌
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 3 жыл бұрын
መዳ ብሉጽ ስራሕ ሒዝካዮም ትመጽእ ዘለኻ ደርፍታት ዝወጾም ዘይብሎም ረዚን መልእኽቲ ዝሓዘ ምዃን ምስ ገሬ ወዲ ኤሪ ሳውዝ (wedi Eri south ) እንተ ሰሪሕካ ድርብ ትሕዝቶ ውሕሉል ስራሕ ኢዩ ኩሉ ግዜ እስከ በርቱዕልና ንበሩልና ንዓና ክሕሸና ኣቱም ድምጺ ውጹዓት much love 💕
@nataletes8633
@nataletes8633 3 жыл бұрын
Selam seltene bejka eba ezi hawena ab medbka ademnla pls
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 3 жыл бұрын
@@nataletes8633 entay medeb alewo selten da zeyikewun kimhro enber
@tsadkanabrha109
@tsadkanabrha109 3 жыл бұрын
ስላም ስልጠነ ሃወይ አብ መደብካ ዘይተቅርቦ??
@filmonfilawi4927
@filmonfilawi4927 3 жыл бұрын
ሰልጠነ ዓድመልና ንብል ኣለና ነዚ ሓውና ሕቶ ኣፍኩስ ኣቢልካ ምስ ዕድሚኡ ሪኢኻ
@ሓዳግኩንልበይኣዲባ
@ሓዳግኩንልበይኣዲባ 3 жыл бұрын
@@filmonfilawi4927 ክላ ይትረፎ ዘይከዉን ሕቶ እንዳሓተተ ምስ ህዝቢ ከጻልኦ እንተዘይኮይኑ ሰልጠነ ደኣ!!ከም በዓል ኪሮስ....
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 2 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነዛ ዝነብራ ዘለኩ ሂወት ነዛ ነብሰይ፡ደንጊጸላ ብሓቂ ኣደንጊጻትኒ።
@blm5287
@blm5287 2 жыл бұрын
Ajoka hawey kulatna eina deki 19 edme wen alena xmwa tebelena zelen
@filiposgebrehiwet4664
@filiposgebrehiwet4664 2 жыл бұрын
Ajokum amlak alo, kelu fetah ka kab amlak enber kab seb zey mexebay, edmen tienan eda temeneku netom fekarat sedrana
@ወዲጥዑም
@ወዲጥዑም Жыл бұрын
ስደት ረሳሕ ብሂወት ከለና ከም ምዉታት ምስ ወለድና ማዕዶ ማዕዶ ኮና ነሕልፎ ኣለና 😢😢😢😢😢😢
@ጓልጁንታአየኣነ
@ጓልጁንታአየኣነ 3 жыл бұрын
መዳየ ቡሉፅ ናይ ዘመንና መስተዋዓሊ እስከ ንመዳ ተድንቁ ላይክ በሉኒ በጃኻትኹም 💘❤
@ሩጉምውላድከምድላዩኮንቶ
@ሩጉምውላድከምድላዩኮንቶ 3 жыл бұрын
ባርያን ኣብርሃምን ተካኢ ረኺቦም ብሓቂ ከምዚ ከማይ ንመዳ ተድንቅዎ ኣለኹም ዶ ረጊጽኩም ሕለፉ መዳ ናተይይ 🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
@zeytewedenegeralenigenaabg5874
@zeytewedenegeralenigenaabg5874 3 жыл бұрын
Kkkkkk
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@goitomandayhadish9964
@goitomandayhadish9964 2 жыл бұрын
1,,kab abona yemane barya, abraham afewerki,,,, ybexxx bsratom kulumyfetwoyeane
@eyobelsolomon355
@eyobelsolomon355 2 жыл бұрын
😂😂😂😂
@ereyereyerey1376
@ereyereyerey1376 Жыл бұрын
Hlef ms beal abraham barya tewedadro aleka aythafrn weyle gud terekibu zeyele halewlew iyu ba zebleka😄😄😄
@bahgileniesughebreslase4969
@bahgileniesughebreslase4969 3 жыл бұрын
ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ መዳ ሓወይ ❣️❤🔥😭😭😭
@aslizere4977
@aslizere4977 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏😭😭😭💔😭😭😭🇪🇷👍👍👍
@nmmuna797
@nmmuna797 3 жыл бұрын
Omg eweay abikkana eko. Breika tisesnsin. Br
@efremwedigerye723
@efremwedigerye723 3 жыл бұрын
@@nmmuna797 i
@danieltesfamariam6877
@danieltesfamariam6877 2 жыл бұрын
በሬ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ሴኢነሉ ካብ ንኡሰይ ጀሚርካ ክሳብ ሕጂ ብጥዓሚ ዘደንቅ ኢዩ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ፈጣሪ ካብዚ ዘለካዮ ልዕል ክትብል ትምኒተይ ኢዩ ሶ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ስድራና ፈተውትና ንሬኤሉ ይግበረና ልኡል ፈጣሪ ኣሜን ።
@hayatimehamed9193
@hayatimehamed9193 2 жыл бұрын
@@efremwedigerye723 ❤❤❤💛💛💛😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@medhanefshaye6999
@medhanefshaye6999 2 жыл бұрын
Kemzi aynet Song Turgum zelewo kabzey semie newih koynulo ! SO MEDIKO GOOD JOB !
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ 2 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐያ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ፈጣሪ ንፈትዎም ነክብሮም ስድራና ብሰላም የራክበና🙏 ፈጣሪ ሰላም የውርደልና🙏❤
@kedawitmahari1420
@kedawitmahari1420 2 жыл бұрын
ንፍቅፍቅ እወ ምቁራት ስድራና
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@Samira-yl9po
@Samira-yl9po Жыл бұрын
Amen Amen Amen❤❤❤❤
@isaqabrham
@isaqabrham Жыл бұрын
ኦኦኦኦኦ​@@kedawitmahari1420
@YonatanBahta-x6c
@YonatanBahta-x6c 5 ай бұрын
Amen
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ 3 жыл бұрын
ናፍቆት ድዩ ዋላስ እቲ ግጥምን ዜማን እዩ ብንብዓት😭 ወዲአያ እስኪ ኣጆና በብዝለናዮ ኩላትና፣ እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ገጽ ስድራና ይርይና 🙏🇪🇷❤️
@astw4522
@astw4522 3 жыл бұрын
አይከማይን ደጋጊመ ይሰምዓ ጀሚራ ክሳብ ትዉድእ ይነብዕ😢😭😭😭💔
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ
@ኣሉሓዊፌቡቶማሰይፌሩዛ 3 жыл бұрын
@@astw4522 ኣጆኺ ዚደይ 🥰
@abelteklit8791
@abelteklit8791 3 жыл бұрын
Ah Eway nhna nrekbo 😭😭🖤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
እቲ ንኡስ መንእሰይ ብኑኡሱ ዘይነኣሰ ጥበብ ሃገርና ክምለስ ዘይደቀሰ ክሊብ 100✅ ግጥሚ 100✅ ዜማ ውን 100✅ መዳ ስሑል ጎሮሮ👍👌
@nebyatweldemichael8835
@nebyatweldemichael8835 Жыл бұрын
eway anes eza derfi ketexelleni ya beka memelisa ya thdseni 😭😭😭
@sabatekulu3511
@sabatekulu3511 3 жыл бұрын
"ኣይምሳኩም ኮይነ😥ዝወደቐ ኣልዒለ" "ሓላይ ገዛ ሰታሪ❤አቦይ መምህር ፍቕሪ" "ብርሃነይ ፋኑስ ገዛ❤ ዘይዉዳአ ፍቕርኺ"👌
@wediweyenti7586
@wediweyenti7586 3 жыл бұрын
መዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብኩሉ 100% ኢካ ቀፅለሉ። ኣብ ዘለናዮ ኩርናዕ ዓለም ሰናይ ቀዳም ሰንበት ይኩነልና ኣሕዋተይ🙏👏
@yohanagoytom5036
@yohanagoytom5036 3 жыл бұрын
#
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amennn
@tigrignapost
@tigrignapost 3 жыл бұрын
ትንኣድ ስራሕ መዳ ንኡሰይ👏👏 ብሩህ'ዪ መጻኢና!!
@eagle4413
@eagle4413 3 жыл бұрын
ኒኣብርሃም ኣፈወርቂ ወራሲኡ ክትኮነለይ ተስፋ ኣለኒ መዳ ኣብ ልበይ ሰፈርካ።
@freweinitewelde834
@freweinitewelde834 2 жыл бұрын
Semieija zeytmno anes amlak ymesgen adey msay ala nezaderfi ksemie keleku gn neti tefelyeyo znebrku zekire nbatey aykoxaxeron tmnitey gn adey ab sdet teykones ab adna efun kabdhrigeza mit abilna edatebesna kria eye zdeli 🙏🙏🙏
@selamabrha7127
@selamabrha7127 Жыл бұрын
ብሓቂ ገልፅካዮ አነስ ብጣዕሚ እየ ናፍቀ አለኩ ♥💘💔💊🎧🎤
@MusieTV
@MusieTV 3 жыл бұрын
መዳ ሓወይ ይበል ዜማ 💯✅ ግጥሚ 💯✅ ብሓጺሩ ኩሉ ምሉ ከም ኩሉ ግዜ✅ እንዳ ተጻበኹምኒ ተጸባይኢ ኮይነ🙄😒😭 💞❣💗💕♥️⚘💚🌹💛💙💯👌✅
@selyeblackboy
@selyeblackboy 2 жыл бұрын
ኣነ ክላኣከኩ ከተሐንቁቑኒ ስኩም ይመጽእ ኣሎ ግዜ ሕጂ ንበለ ብድድ ጽምም።
@awet6608
@awet6608 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ደርፊ 🎶❤
@Heaven_16499
@Heaven_16499 3 жыл бұрын
Www ብሉጽ ስራሕ ❣️ ጎይታይ ማዓረይ ስላምኻ ኣዉርድኻ ምስ ስድራና ኣራክበና😭🙏
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ
@ሜሪካ.ዕባይኣፅቢ 3 жыл бұрын
ኩሉ ስራሕትኻ ብሉፅ እዩ ማዓረይ ካብ ኣድናቂትካ ትግራወይቲ ሓፍትኻ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ 3 жыл бұрын
መዳ ዓርከይ እንካዕ ሓወይ ኮንካ ብሓቂ ❤️
@huruyteklu6254
@huruyteklu6254 3 жыл бұрын
መዳ ኑኡሰይ ተስፋ እዚ ግዜ መዳ ዶኦ ኽብለካ መዳ ወዲ ህዝቢ ካብቲ ዕድሚኡስ ልቦንኡ ዓቢ ። ከማካ እዩ ዝደሊ ናይ ሎሚ ወልዶ ሞራል ኣስኒቁ ብሓቦ ዘሰውዶ ። ካልኡ ከይኣክሎ ስደት እና ከቦዶ ካብ ሰቡ ፍተውቱ ኾይኑ ማዕዶ ማዕዶ። ግን ድሓን እንታይ ይስኣኖ እቲ ልዑል ፍጣሪ ንለይቲ ፍጢሩ ዝቅይሮ ቀትሪ ልብና ኣንጽሂና እንተ ለሚናዮ ኩሉ ክበና እዮ ከምቲ ንምነዮ ። 🤲🏻 ✍👂 I am proud of you everything's my best meda
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 жыл бұрын
🙏🕊😍😍😍🥰🥰🥰
@ንፍቕሪይኹንመዝሙርና
@ንፍቕሪይኹንመዝሙርና 3 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ደርፊ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ስራሕ so ቅፅለሉ
@dihabyihdego7201
@dihabyihdego7201 2 жыл бұрын
KDdcl
@saligalbabag1978
@saligalbabag1978 3 жыл бұрын
😭😭😭😢😢ብርዕካ ትሰስን ናይ ባሓቂ ብሉፁ ኢካ ኩሉ ግዜ😢
@linapita2123
@linapita2123 Жыл бұрын
Unbelievable work; you are amazing! You always surprise us. Good job!❤❤❤❤❤
@Bitaniya12
@Bitaniya12 Жыл бұрын
Natka derfi wela eyu ko zeymno kemzom nay 1990 just wow keep it up bro ❤🇪🇷
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 3 жыл бұрын
መዳ ንኡሰይ ኣንታ መሰታና ወጽዕ ከማና ኣንታ ብሩህ የእምሮ ኣንታ ትሑት / ሰብኣዊ የበል ግጥሚ ዜማ ወን ካብታ ናይ ብቀደማይይ ተማሂርካ ኣለኻ ተመስልል እሞ ኣይትሕመቅ ባህልና፡መጻኢና ሰበኣወነትንን ወዘተ,, መንጢሎምና,ሸፈቱ ሳሕልል።
@ዩሙንመርከብ
@ዩሙንመርከብ 3 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ናፍቆት ዘሳጸዮ ?🥺😓😢🙏
@ቤትፍቅረ
@ቤትፍቅረ 3 жыл бұрын
ኣለና ድቃስ ሲእና መስተ ኤውሮባ ዪ ዘደቀሰና ዘሎ ኣሕሕ ደቂ 25 እባ ብረሕና ደቂ 50 መሲልና
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ሓወይ ኣጆካ ካኣ
@ዩሙንመርከብ
@ዩሙንመርከብ 3 жыл бұрын
@@ቤትፍቅረ 😢Hade eyu mnbarna💘
@ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
@ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ 3 жыл бұрын
ኣለና መዓረይ ካሊእ ይትረፍ ድምፀም ዝሓረመና😥💔😥🤲
@merhawitftwi2884
@merhawitftwi2884 3 жыл бұрын
@@ቤትፍቅረ Ajoka hawey natey kulu kemaka u
@ahforomhabte5589
@ahforomhabte5589 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተዛኻኽር ደርፊ ክሊብ ስእልታትን 👌🏾❤️
@ደሱነኝየትግራይልጅ
@ደሱነኝየትግራይልጅ 3 жыл бұрын
ዓይኒ ላዓይኒ የራአይና ምስ ስድራና ምቅራት አሕዊተይ😢😢👩‍👩‍👧‍👧👩‍👧‍👧🤲👏🤲👏🙏🙏🙏🙏
@erm3806
@erm3806 2 жыл бұрын
Edemen tenan yehabka Z wedey 💞💞💞🌹🌾🌹🇪🇷🌹🌾🙏
@ማሂጓልትግራይ-ተ2ከ
@ማሂጓልትግራይ-ተ2ከ 3 жыл бұрын
መዳ ቡሱል መንእሰይ ኢካ እሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዒናን ሂቡ ኣብ ስራሕካ ኣስልጦ ይሃብካ መፃኢ ተስፋ ወለዶ ንፉዕ ለባም ኣጆካ ❤❤❤❤❤❤❤
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 2 жыл бұрын
wiegn entay ymlketeki natkuim mrka mergem u kkkkkkkkkk
@yonasdawit4962
@yonasdawit4962 2 жыл бұрын
@@kefalikeshi1062 ezgyoooo nskas kashi ktbahal kndi xbuk ztezarebet si hmak tzareb bejaka frhat egziabhier yhalka. Nseb fto ember aitxlae egziabhier keixelaka ember nsas bsul eka eya elato n meda
@EmaShow
@EmaShow 3 жыл бұрын
ሓላዪ ገዛ ሰታሪ፡ ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘየተጸበናዮ ኮይኑ'ስ ሲኢንካ ዘብሪ፡ ይዝክሮ 'ሞ ባህግኻ፡ ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉ'ስ፡ ውሽጠይ ሓቅኒ🤦‍♂️ ብርሃነይ ፋኑስ ገዛ ዘይውዳእ ፍቕርኺ ቅጅል ቅጂል እና በልኪ ሰለም ከሊእክኒ፡ ጭርውርው ዶ ኢላትኪ እታ ማሙቅ ገዛና ኣደየ ኣደ ፍቅሪ፡ ከኣልለይ በሊ። ይግበኣና ድዩ እዚ ዘለናዮ፧ ደሓና ግን 2 ኩሉ ግዜ ኣለዎ። ብዙሕ ኣሎ ውሽጠይ ዘሳጽየኒ………!! ብዙሕ ኣሎ ዉሽጠይ ዘሳጽየኒ ዘይደገፍኩኹም ይሓምም፡ ደገፍ እናድለየኒ፡ ወሊድኩም ዘይትልእክሉ፡ደሊኹም ዘይትረኽብሉ የሕምመኒ'ዩ ዘሎ ኩሉ ብጥቕልሉ ኣቦይ ኣደይ… ንፍቅንፍቅፍቅፍቅ ንፍቅ እንድየ ዘብለኩም ጎይየ ዘይመጸሉ ፡ ጨካን ፍርዲ ሒዙኒ 'ምበር፡ ናፍቆት ምስ ሻቕሎት ኮይኑሎ ከም ዘይንኽእሎ ኣኽእሎ ይሃበና ንዕኡ'ሞ 'ታይ ይሳኣኖ፡ ኣነ ክላኣኸኩም ከተሐንቁቑኒ ንስኹም ይመጽእ'ሎ ግዜ ሕጂ፡ ንበል ህድእ ጽምም። #Medhanie Gebremedhn Niusey
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 3 жыл бұрын
ናፍቆት ስድራ ሕሱም ጥዕምቲ ዜማ ማዳ👏🏽💔🙏🏻 ስድራይ ኣብ ኣዲስ ኣለዉ ፖሮሰስ ጌረሎም ን ነርወይ ኣብ ዓመቶም ዲኤንኤ ጌሮም ኣለዉ ጸሎት ግበሩለይ ኮንግራ ክበሃሉ የሕዋት🙏🏻
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 2 жыл бұрын
ብሰላም የራክብኩም ሓወይ ናተይ 🙏🙏🥺🥺🥺
@kidsKd-q6d
@kidsKd-q6d Жыл бұрын
😭😭😭😭 Semie mtsgab sieneya❤
@fanusasigado4757
@fanusasigado4757 3 жыл бұрын
Bhke mgelase senalka halalye ajke kewghe eue ftare alo❤
@yakiitakii1903
@yakiitakii1903 3 жыл бұрын
መንእሰይ ክብሉኻስ ከምዚ እዩምበር ብድዐ የብሉ ትዕቢት የብሉ፡ንምንባርን ንሰላምን ንፍትሕን ዝቃለስ፡ድምጺ መንእሰይ ኢኻ ንኡሰይ፡ብሉጽ ስራሕ እዩ ቀጽሎ። ሳብስክራይብ ከኣ ኣይትብቀቁለይ ጀምዓ
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
ane nmeda ab derfu tray enber bakal ayfelton eye gn kindi natu zakil atitude ab art zelewo artist fxum ab hagerna yelen anbesa eyu
@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
@ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻካ መዳ ሓወይ😍 ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ቀጽለሉ❤ ስድራ🥺💉🩸🥰
@ምባርንመንይግቦኦ
@ምባርንመንይግቦኦ 3 жыл бұрын
Sorry የቅሬታ እቶም ዲስ ላይክ ትግብሩስ የእዳውኩም ይሰበራ ንከተስተማቅሪ ዘይተዓደልኩም
@zara525mico4
@zara525mico4 2 жыл бұрын
It hurts deep inside🥲
@ተመስገንኣምላክ-ወ9ቀ
@ተመስገንኣምላክ-ወ9ቀ 2 жыл бұрын
እዋይ ብክያት ወዲእኻኒ ኣይይ
@ራሄል-ረ9ጨ
@ራሄል-ረ9ጨ 3 жыл бұрын
ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ 💔😭🙏🙏
@musseandemichael2619
@musseandemichael2619 2 жыл бұрын
Leba junta hasawit
@kingko9632
@kingko9632 2 жыл бұрын
Sfnak tegrawyte
@kingko9632
@kingko9632 2 жыл бұрын
ሰክቲ ዓፍናቕ ዓጋመ
@amamanking7802
@amamanking7802 2 жыл бұрын
@@musseandemichael2619 terewea
@goodygonny9134
@goodygonny9134 2 жыл бұрын
ኣጀና ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ❤❤😭
@Teame__6542
@Teame__6542 3 жыл бұрын
ብርዕካ ይሰስን ማዓረይ 💔💔😢❤💛😢😢😢😢😢
@senaytguosh5151
@senaytguosh5151 3 жыл бұрын
Amlak nemen elwo kemlsna eyu Nab adena meda hawey edmen tenan yehbka fetri 🙏🏻❤💯🇪🇷🎁
@geni9154
@geni9154 2 жыл бұрын
Amen 🥰 Amen 🥰 Amen 🥰
@ወዲየማነ
@ወዲየማነ 3 жыл бұрын
#ነዲኡ ዝናፈቀ ከምዚ ከማይ #like #👑ይማየ #1000 ዕድመ ይሃቦም #ንስድራና
@henokokubazgi1538
@henokokubazgi1538 3 жыл бұрын
ብሓቂ ይግብኣና ድዩ?
@Mehari-Love
@Mehari-Love 2 жыл бұрын
meda men alo kemaka nay behaqi 100
@esyasgebremeskel729
@esyasgebremeskel729 3 жыл бұрын
መዳ፡ሓወይ ሰናይ ዘበን የምጻልና ፈታሪ ጽቡቕ ስራሕ ካ ።
@Efrem289
@Efrem289 3 жыл бұрын
ምስ ስድራና ዘራክብ ግዝየ የምጸልና ምዳና ምስታ ወላዲተይ ሓላል
@trhastsegay9889
@trhastsegay9889 3 жыл бұрын
Meda hawey shkorrr zey kem mnasu meglexsi ayrkbelun eiye edmen tenan yhabka fetari
@michaelekinfat1933
@michaelekinfat1933 3 жыл бұрын
መዳ ኣንበሳ ኣይተካኣልካን ጥበብ ማለት ከምዚ እዩ። ድምጺ ህዝብካ ምስማዕ እዩ ። እቲ ዘለናዮ ገሊጽካዮ ። Thanks
@FirstLast-pr4hf
@FirstLast-pr4hf 3 жыл бұрын
@@trhastsegay9889 ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ቧቧቧቧ፣
@mierasfaha1893
@mierasfaha1893 3 жыл бұрын
ኣጆካ ዝኣርከይ መንገዲ የማነ ባርያ ሒዝካያ ኣሎካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@KhanKhan-vx6zb
@KhanKhan-vx6zb 3 жыл бұрын
ኣጆና ክሓልፍ እዩ ስደት ዝኾንኪ ከርተት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 2 жыл бұрын
መዳ ሓወይ መግለጽ ስእነልካ ቐጽሎ
@zarafelfalitentertainment.
@zarafelfalitentertainment. 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብሳልም መጻካ መዳ ሓወይ ብሉጹ ስራሕ♥️♥️♥️
@haftomabreham852
@haftomabreham852 3 жыл бұрын
Wwwaww meda kemey dika tksneni
@johnbrhane6238
@johnbrhane6238 3 жыл бұрын
መዳ መሰታይ ብጣዕሚ እየ ሕንቅንቅ ዝብል ደምጽካ ክሰምዕ ከለኹ ጽቡቅ ሰራሕ መዳ በሰላ ምስ ንፈትዋም ስድራናን ሃገርናን የርእየና ፈጣሪ ኣቦይ ግብርና ከይ ረኣየ ንበል ኣሜን ኣሜን ኣሜን i love you mamaye
@mohdasdan8194
@mohdasdan8194 3 жыл бұрын
መድየ ሽኮር ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ኣምላክ ድምፂ ወለድና ይስመዐና ሰላም ሃገርና ይውረድልና ኣሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💛❤️💊💊
@newassong7805
@newassong7805 2 жыл бұрын
Amennnnn
@eri-lovehagerey1300
@eri-lovehagerey1300 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯 Eritrea for ever
@EzgamnWendhney
@EzgamnWendhney Жыл бұрын
Meda meglxe yeblkan geboz qexelo
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
ብዙሕ ኣሎ💙ካብተን ኣብ 2024 ዝፈረያ ብሉጻት ስራሕቲ🎶 ክሳብ ሕጂ ተስተማቅርዋ ዘለኩም👍❤
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 ай бұрын
ክሳብ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኹ ዓይነይ 😂ብሕጂ ውን ዝመንዋ ኣይመስለንን
@ove6164
@ove6164 9 ай бұрын
@@Natnaelgebrhiwet ደርፊ ድኣ ትመርጽ ኢካ እኮ ዓይነይ😂 ብልቢ ብልጽቲ ስራሕ'ያ😚
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 ай бұрын
@@ove6164 yes ብልጽቲ ስራሕ ኢያ ኣካሊመ ግን ወዲኤኪ😂
@ove6164
@ove6164 9 ай бұрын
@@Natnaelgebrhiwet እወ ደድሕረይ ናዘርካ ጉድ ረኪበ😂 ኣብዚኣ ግን እንቃዕ ጽሓፍካለይ 2023 ዝነበረ ከማን 2024 ጌረዮ😂
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet 9 ай бұрын
@@ove6164 ክክክክ ንምንተይ ድኣ ቀይርክዮ 2023 ኢኪ ጽሕፍክዮ ክኣ መስለኒ
@filmonmicheal7418
@filmonmicheal7418 3 жыл бұрын
ኣነ ሓንቲ ክብላ ደልየ ዘለኩ ናይ መዳ ደርፊ ስለምንታይ እዩ ቡዙሕ ዘይራኣየሉ ካብ መዳ ንላዕሊ ዝደርፍ የለን ግን ስልምንታይ እየ
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
እውይ እዛደርፊ ሕንቕንቕ😥 ተብለካ , , ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ
@ጎልዞምጀጋኑፈረ 3 жыл бұрын
ኣጆና ማዓረይ ጅግና ክወግሕዮ 💔😭🙏
@K.oneday4
@K.oneday4 8 ай бұрын
25/01/2024 😢ክሳብ ሕጂ ትስምዓ ዘለኻን ንኽሉ ግዜ ክኣ ክሰምዓ እየ ትብልን like👍ሂብካ ሕለፍ ።መዳ ዘ great❤ ብዙሕ ኣሎ!!!!
@DGHome.
@DGHome. Ай бұрын
መዳ ሓወይ ኣነ ብዓቕመይ ኣስተማቐሪ ሙዚቓን፡ግጥምን እየ እሞ ከም'ዚኣ ደርፍኻ ብፍላይ ኣብ ቅድሚ ስብራ ዘሎ ግጥምን:ዜማን ገለ ዓይነት ኣብ ማዑምቕ ሰራውር ልብኻ ዝኣቱ ሓይሊ ከምዘለዋ እየ ተገንዚበ ብዙሕ ግዜ ኸኣ ሰሚዐያን ነቢዔላን እየ እሞ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ🙏👌
@luelasrat5712
@luelasrat5712 3 жыл бұрын
Top 3 of this year. Meda nueusey. ቃንዛ ወለዱኡ ዝንበበ ብሱል መንእሰይ።
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 3 жыл бұрын
ምስዳድና ከይኣክልሲ ምፍጣጥና በዚሑ። ሰላምን ራህዋን የዉርደልና ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን,,,,,
@weynigualtigray3129
@weynigualtigray3129 3 жыл бұрын
Amen (3)🙏yoniway
@yonitomorrow7502
@yonitomorrow7502 3 жыл бұрын
@@weynigualtigray3129 ኣጆኺ ሰላሙ ናይዚ ዉጹዕ ህዝቢ የርእየና
@weynigualtigray3129
@weynigualtigray3129 3 жыл бұрын
@@yonitomorrow7502 amen(3)🙏yoni hawey lomise ere nafike ahhhh sedat💔
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@weynigualtigray3129 be strong 💪♥sis hade malti amlak selam geru Ms sdrana kerekbena eyu selam nhzbi eri tgray
@TIGRINYA449
@TIGRINYA449 3 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ኣገላልጻ 👍👍👍👍👍
@ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
@ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 3 жыл бұрын
እዚ ወዲ ፍሉይ መትሓዚ ተሳኢንዋ በል ሰስን ቡሩኽ ወዲ ሓላዪ ገዛ ሰታሪ ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑስ ሲኢንካ ዘብሪ ይዝክሮ እሞ ባህግካ ትስፍይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉስ ነብሰይ ይሓቅየኒ እዛ ቃል
@Adyamgeremeskel
@Adyamgeremeskel 6 ай бұрын
መን አሎ አብ 02/04/2024,ዝሰምዓ 🎉
@kaleabtesfazghi5844
@kaleabtesfazghi5844 Жыл бұрын
መዳ ሓወይ ነዓካስ ታይሞ ደርፍካ የንበዐኒ አሎ ዕድመን ጥዕናንንንንንንንንንን የሃብካ ፈጣሪ
@Habu.wedi.gere6424
@Habu.wedi.gere6424 3 жыл бұрын
ኣየ ሲደት ናይ ኢድካ ኣይትስኣን
@tdf407
@tdf407 3 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ቡሉፅ እኻ ዝሓወይ ፅዮን ማርያም ዘመና መልስዮ ካብ ስደት ናብ ዓድና ክንአቱ
@senayyohannes3162
@senayyohannes3162 3 жыл бұрын
Amen Hawey mearey
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
Amen zhabtey shikorrr
@yonasguesh6549
@yonasguesh6549 2 жыл бұрын
Wawwwww betami xebuk serh arkey marey
@yonasteklesenbet789
@yonasteklesenbet789 2 жыл бұрын
Amen(3)
@saral600
@saral600 3 жыл бұрын
ብሓቂ መዳ ሓወይ አንብዕካኒ😭😭😭ንዓዳይ ንወለደይ ናፍቀዮም ንሳቶም መዓዝ ኢኪ ትመጽ ክብልኒ ከዚ ግና መዝእዮ ስልከይ ናይ አባዋኒ መኮል ዝመጽኒ ክብል የቆምት ኡፍፍፍፍ 🇻🇳ኦ አምላክ እስራኤል ስላም አወድና
@estifanoskidaneghbrezghi9002
@estifanoskidaneghbrezghi9002 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ዝሓብተይ ማዓረይ እንታይ ሞ ባዓል ግለት ምለት እኮ ረኺቦምና ሓብተይ ጋል ትግራይ ሽኮር ዕድል ኣይገበርናን ድሓብተይ ሓውኪ ኤርትራዊ ወዲ ኣከለ ደልዪ ጽቡኩም። ሓውኩም መድሃነ ወዲ ኣከለ ካኣ ዕድመ ይሃቦ
@fightforyourfreedom5657
@fightforyourfreedom5657 2 жыл бұрын
This song will never last. Even when we go back sweet home🇪🇷.
@nahommedia7
@nahommedia7 Жыл бұрын
Yeah I was listening this when i was in my home 🇪🇷
@simontekie5675
@simontekie5675 10 ай бұрын
What do u mean??? It will be timeless....
@falaema9711
@falaema9711 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ መዳ ህሉው ኩነታትን መጻእን ትገልጽ ናይ ብሓቂ ክብሪ ይግብኣካ ዩ #THANK_YOU
@filiwedifoto1989
@filiwedifoto1989 3 жыл бұрын
ሓላል ገዛ ሰታሪ ኣቦይ መምህር ፍቕሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑ ሲእንኻ ዘብሪ ይዝክሮ እሞ ባህግኻ ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋይ ኮንካዮ ኢሉስ ውሽጠይ ሓቂኒ, ብርሃነይ ፋኑስ ገዛ ዘውዳእ ፍቅርኪ ቅጅል ቅጅል እንዳ በልኪ ሰለም ከሊእኽኒ ጭርውሩው'ዶ ኢላትኺ'ታ ማሙቕ ገዛና ኣደየ ኣደ ፍቕሪ ከኣልለይ በሊ!! ሜዳ ናይ በሓቂ ብሉጽ ስራሕ ብርዕካ ይሰስን : :
@almazgebremeskel1128
@almazgebremeskel1128 3 жыл бұрын
አዋይ መዳ ሓወይ ብልፅቲ ስራህ መቸስ ኩሉ ጊዜ ብብሉፅ ስራሓት ኢኻ ትመፅእ ቀፅለሉ መዳ ብሉፅ ተፈታዊ
@naymebxeadesiet3531
@naymebxeadesiet3531 3 жыл бұрын
ንኡሰይይይይይይ ንእሽተይን ብሉጽን ከብድና ገማጢልካዮ 💔💔💔
@Merana10632
@Merana10632 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ዝሰምዓ ተሎ 02/09/2023 00፣45 ላይክ ከይገበርካ ከይትሓልፍ
@erunatey2125
@erunatey2125 2 жыл бұрын
እና ተጸበኩምንስ ተጸባይ ኮይነ !!!!!ኣሕ ስደት በዲልካና 🥺💔😥💔😢💔😢💔😢🥺💔🥺💔🥺💔🥺💔🥺💔🥺✌️✌️✌️
@ኡማንቲያሂኢና
@ኡማንቲያሂኢና 3 жыл бұрын
ይብል ግጥሚ ዜማ
@Shergawi
@Shergawi 3 жыл бұрын
እዞም ኣብዚኣ ዲስላይክ ትብሉስ ስድራቤት የብልኩም ድዩ ወይስ ምስ ስድራ ኣይዓበኩን እዚኦም ምናልባት ኣብ ዓዲ ባርነት ኣብ በዓል ተወሊድኩም ዝዓበኩም ኢኩም ትኮኑ።
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
ይበል ስነ ጥበብ ወዲ ሓወይ ክወግሕ እዩ።
@tdf1266
@tdf1266 2 жыл бұрын
መደሃኔ ናይ ናይ ልበይ ድምፂ ውፃዓት ውሽጠይ ክፍእ እንትብለኒ ስሚዕ ዝፀናናዓላ ክሳብ ሕጂ ሰሚዐ ምምነው ሲኢነያ ማዳ ቡሉፅ ሰብ ብጣዓሚ እየ ዘክብረካ & ዘድንቐካ
@YOUNG_Noh
@YOUNG_Noh Жыл бұрын
ኡይይይ' ኣሕ ኣደይ ምዓረይ ኡኑቃዕ ኣይትርኢኒ መጻወቲ ጻዕዱ ኾይነ ኣብ ጎደና ተጋሒፈ ኣለኹ ኣይጥዓመንን ብደሕሬኺ😭💔ሓደ ምዓልቲስ ከምሰበይ ይኸውን እባ😭💔💔😭😭😭😭😭💔😭😭😭💔💔😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@abadithabte7642
@abadithabte7642 3 жыл бұрын
ኩሉ ግዜ ኣለዎ ኣጆና የሕዋተይ እግዚአብሔር ብጻይ ዝተጸገሙ እዩ እሞ ሰላም ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ሰላም ንህዝቢ ትግራይ እዚ ውን ታሪኽ ክኸውን ኢዩ።
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 3 жыл бұрын
Star is born ⭐⭐⭐ኮኮብ ተወሊዱ ኣቱም ህዝቢ ድሕሪ ባርያን፡ ኣብርሃም ኮኮብ መዳ ተወሊዱ
@slaamslaam7629
@slaamslaam7629 3 жыл бұрын
አለኹ በልለይ ሃለዋት ሕዝክለይ ምፅ ሃለዋት ስዲራና ካብ ንሰምዕስ ዓመት ገርና😭😭😭😭😭😭😭😭ብልፅት ስራሕ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
@Zufanhaftigrmay
@Zufanhaftigrmay 3 жыл бұрын
ኣጆና 😭😭💔💔💔
@BiteyHiwetey
@BiteyHiwetey 3 жыл бұрын
Ajoki dehan egziabiher zseano yelen kmexie eyu tium gzie
@slaamslaam7629
@slaamslaam7629 3 жыл бұрын
@@BiteyHiwetey እሽ ዝያዳይ ንመን እልዎ ፈጣር 🙏🙏🙏
@fthawitg7679
@fthawitg7679 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ቦክሪ ገዛ ኮይኒ ኣብ ኣዲስ ዝንከራተት። በዘን ቃላት ደሞ ዝሳቀ ሓላዪ ገዛ ሰታሪ ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑስ ስኢንካ ዘብሪ ይዝክሮ ሞ ባህግካ ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉስ ውሽጠይ ሓቅዩኒ ብዙሕ ኣሎ ውሽጠይ ዘሳቅየኒ ዘይደገፍኩኽም ይሓምም ደገፍ እናድለየኒ ወሊድኩም ዘይትልእክሉ ደሊኩም ዘይትረክብሉ የሕመኒ እንድዩ ዘሎ ኵሉ ብጥቅልሉ
@EmaShow
@EmaShow 2 жыл бұрын
ኣይ ምሳኹም ኮይነ: ዝጎደለ ኣልዒለ ኣይ ስደተይ ጸይረ: 'ዛ ነብሰይ ክኢለ ሻቅሎት ከይኣኽለኒ: ናፍቆትኩም ጸይረ 'ና ተጸበኹምንስ ተጸባዪ ኾይነ💔 ሕሱም ዝፈጠሮ: ሕሰም ኣርኪቡልና ውሉድ ምስ ወላዲ: ማዕዶ ማዕዶ ኾይና ናትና ግዜ 'ለና : ከምቲ ዘመና'ዶ ሕሱምን ሕሰምን : ኣውዲቅና ክንሓስዮ ሓላዪ ገዛ ሰታሪ : ኣቦይ መምህር ፍቅሪ ዘይተጸበናዮ ኮይኑስ : ሲእንካ ዘብሪ ይዝክሮ'ሞ ባህግኻ : ተስፋይ ክትብለኒ ተስፋ ኣይኮንካዮን ኢሉስ : ውሽጠይ ሓቕዩኒ💔 ብርሃነይ ፍኑስ ገዛ : ዘይውዳእ ፍቕርኺ ቅጅል ቅጅል እንዳበልኪ : ሰለም ከሊእክኒ ጭርውርው 'ዶ ኢላትኪ : ' ታ ማሙቕ ገዛና ኣደየ ኣደ ፍቕሪ : ክኣልለይ እምበሪ 😭😭💔 ይግበኣና ድዩ እዚ ዘለናዮ ደሓን ግን ደሓን ግን ኩሉ ግዜ'ለዎ ይንዋሕ ይሕጸር ግዜ ናትና ግዜ 'ለና ክንዲ መን ኣለዎ : ፈጣሪና ኣለና .....ኣሎ..... ብዙሕ ኣሎ ውሽጠይ ዘሳጥየኒ ዘይደገፍኩኹም ይሓምም : ደገፍ እናድለየኒ ወሊድኩም ዘይትልእኩሉ : ደሊኹም ዘይትረኽቡሉ የሕመኒ እንድዩ ዘሎ ኩሉ ብጥቕሉሉ 😭😭 …… ኣየየይይይይ........ ንፍቕ ንፍቕፍቕ ንፍቕ እንዲየ ዘብለኩም ጎየ ዘይመጸሉ ጨካን ፍርዲ ሒዙኒ 'ምበር ናፍቖት ምስ ሻቕሎት ኮይኑ ኣሎ ከምዘይ ንኽእሎ ኣኻእሎ ይሃበና ንዑኡ 'ሞ 'ታይ ይሰኣኖ ኣነ ክለኣኸኩም ከተሐንቅቑ ንስኹም ይመጽእ ኣሎ ግዜ ሕጂ ንበል ብድድ ጽምም ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብ ገበላና ዕለቢ ኣጆኹም በሉለይ ወሊዶም ዘይለኣኹ : ኣጆኻ ዝብል ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ብረሪ ብረሪ ኣብቲ ዳዕሮና ዕለቢ ኣለኹ በልለይ ሃለዋተይ ዝደሊ ሃለዋቶም ምለስለይ ዕፎይ ብረሪ ተስፋ ሒዝክሎም ኪዲ ተስፋ ሒዝኪ ምለሲ :: 🕊🕊🕊🥰🕊🕊🕊 ግጥሚ kab derfi: ብዙሕ ኣሎ | Buzuh Alo- Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ)
@habenfliverpool8325
@habenfliverpool8325 3 жыл бұрын
ንኢሰይ ጥዑም ድምጺ ካብዞም ሓሚመልኪ ዶ ነቁጸልኪ ክብሉ ዘጽሙና ዘለው ንስካ ትሓይሽ ሰላምካ ይብዛሕ ወደደይ
@YT-12ERI
@YT-12ERI 3 жыл бұрын
ብሓቂ መግለጺ ሲኢነልካ መዳ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ኣለክስሽጉጥ
@ኣለክስሽጉጥ 3 жыл бұрын
ደፊረ ክዛረብ ካብዞም ዘለዉ ደረፍቲ እቲ ዝበለጸ መዳ ያ ብኹሉኹሉ ካብዚ ናይ ግዜ ደርፍታት ናትካ ጥራሕ የ ዝሰምዕ ግጥሚ ዜማ ድምጺ ሙሉእ 100/100 ኣለኹምዶ ከምዚ ከማይ ኣድነቕቲ መዳ Like ርገጹ
@ezigamnteklay4980
@ezigamnteklay4980 3 жыл бұрын
wela ane btaami eye zfetiwo amlak nifetiwom sdrana yrakbena Amen
@ኣለክስሽጉጥ
@ኣለክስሽጉጥ 3 жыл бұрын
Amen(3)
@robelmehari7588
@robelmehari7588 3 жыл бұрын
Ane wela kemzi natka ye bro
@MorgenwirdbesseralsHeute
@MorgenwirdbesseralsHeute 3 жыл бұрын
ኣነ ወላ ናይ መዳ ኩለን እየ ዝፈትወን
@yared994
@yared994 2 жыл бұрын
Meda nuesey. Jigna neus hawey rekibkani nay libey.
@nebiat07
@nebiat07 3 жыл бұрын
ናፍቆተይ መሊሱ ገንፊሉ ምስ ንፈትዎም ስድራና ምትእክካብ ይፍተረልና
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
БЕЛКА СЬЕЛА КОТЕНКА?#cat
00:13
Лайки Like
Рет қаралды 2,8 МЛН
CHURA BAND- KIFLOM YIKALO - Mesetay/መሰታይ\Eritrean Music 2020(Official Video)
6:45
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
Рет қаралды 1,8 МЛН
Medhanie G/Medhin_Niusey_(ንኡሰይ)_ Eritrean Tigrigna Music.
5:49
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26