Bereket Mesele - Aytbeluni - አይትበሉኒ- New Eritrean Music 2023 - (Official Audio) Sham Media

  Рет қаралды 752,540

Sham Media

Sham Media

10 ай бұрын

Bereket Mesele - Aytbeluni - አይትበሉኒ- New Eritrean Music 2023 - (Official Audio) Sham Media.
For more videos SUBSCRIBE ON You tube - kzbin.info/door/9Ds...
💚 Like ✔️❤️ Share ✔️ 💛 Subscribe ✔️💜 Comment ✔️
Contact via- shamflorida30gmail.com
Face book page - / paradise-med. .
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2023: sham media
#Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio "New eritrean music " #New #eritrean #music "Ethiopian music" #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecordsinc #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #tedyafroarmash #abrahamalemshewitsgem#eritreanmusic2023#ethiopianmusic2023#tigrignamusic2023#newsong2023

Пікірлер: 726
@saralove537
@saralove537 10 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ብስድራኡ ዝጭነቅ like😢❤
@selamkifle306
@selamkifle306 9 ай бұрын
Uuuf ab nbexho zeyblna ba sq eilna skufat geru fetiruna😊
@Messi-Natey
@Messi-Natey 10 ай бұрын
ኣብ ዘይፈልጦ ሃገር 🇱🇾 ትሃጊረ 😢😭 ስኢነ እምቨር ስድራይ ኣይረሰዓኩን ተሰኪፈ ዉን ነዊሕ ኣይደወልኩን 🖤💔
@SamisamiSimon-vh7hh
@SamisamiSimon-vh7hh 10 ай бұрын
😢😢😢😊
@selamteklom
@selamteklom 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@batseba8511
@batseba8511 10 ай бұрын
😢😢😢😢
@user-mh6kp6lf6w
@user-mh6kp6lf6w 10 ай бұрын
😢😢
@user-fj8sy8fs4q
@user-fj8sy8fs4q 10 ай бұрын
ሊብያ ከዛብ እወ ይዓኽ❤😢❤
@temesgen8340
@temesgen8340 10 ай бұрын
ብልክዕ ነዚ ዘለክዎ ኩነታት ትገልጽ ደርፊ ኣሕ 😢😢😢
@amoremio6466
@amoremio6466 10 ай бұрын
ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷እስኪ ከምዚ ከማይ ዝናፈቐ እንተሎ 👍👍👍ሃቡና 🙏
@abrahamefrem
@abrahamefrem 10 ай бұрын
ናብራ ስደት ዘይፈለጠ ይፍለጦ ብዙሑ ኣሎ ህይወት ዘይሰለጦ😢 ካብዛ ኣልቡምካ ንዓይ እታ ዝበለጸት ኮይና ረኪበያ በሬ ኣስሊ❤❤❤❤❤❤
@soliyanatesfagergish1005
@soliyanatesfagergish1005 10 ай бұрын
ውሽጣዊ ቃንዛ ሰባት ትርዳእ በቃ ኣብ ዘለኻዮ ሰላም keep going 🥺❤️🫶
@semeregebreslasie4135
@semeregebreslasie4135 10 ай бұрын
I can't stop crying 😢
@HeriWelderfeal
@HeriWelderfeal 6 ай бұрын
Abayki baby❤
@gxcb4165
@gxcb4165 10 ай бұрын
ብሓቂ ናይ ልብና ገሊፅካልና ብርየ ሓወይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yohanaftwi9128
@yohanaftwi9128 10 ай бұрын
😢😢😮
@elizamaekele6478
@elizamaekele6478 10 ай бұрын
እዋይ ናይ ልበይ ረኺብካኒ ኣሕሕ መን ኮን የስምዓለይ ነዛ ደርፊ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድራይ 🥺 ጽቡቅ ስራሕ በሬ ነብሲ ቀጽሎ 🥰🥰🥰
@KahsayLbseqal
@KahsayLbseqal 10 ай бұрын
ክገርመካ ቀደም ሰሚዖማ ኣለዉ
@bf6kc
@bf6kc 9 ай бұрын
​@@KahsayLbseqal😂😂😂
@gideyandemeskel8267
@gideyandemeskel8267 8 ай бұрын
I LOVE YOU SOMUCH it's beautifulmy God bless you that's true i believe you
@user-qp7ku2yc7l
@user-qp7ku2yc7l 10 ай бұрын
ባሓቂ ነዛ ዘለክዎ ህወት ገልፅካለይ😢ኣነስ ክፈተካ ገረ❤❤❤
@SMK-xj3hl
@SMK-xj3hl 10 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕ፡በረኸት ሓወይ ናይ ውሽጠይ መን ነጊርካ 💔 ሲኢነ እምበር ስድራይ ኣይ ረሳዕኩን ተሰኪፈ ነዊሕ ኣይ ደወልኩን ግን ፈጺመ ደቂሰ ኣይ ሓደርኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን ስድራይ ኣይ ረሳኩን💔
@martam9957
@martam9957 10 ай бұрын
ሲኢነ እንበር ስድራይ ኣይረሳዕኩን ተሰኪፈ ነዊሕ ኣይደወልኩን ግን ፈጺመ ቀሲነ ኣይደቀስኩን ስድራይ ኣይረሳዕኩን😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@yohanaftwi9128
@yohanaftwi9128 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@solomonberhe7963
@solomonberhe7963 10 ай бұрын
Sebey ajoki sdrana wela eka natna hagez zedlyom ykun eta kendi kndi megbom gn dehayna msmae eya so mdwal aynhmek mearey ❤❤
@Merana10632
@Merana10632 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@solu_lulu2
@solu_lulu2 10 ай бұрын
Bere gele aynet srah lbi seb rekibekayo .getami shamo getami zneberen zelon zhlun nay sdet skay etgelix gziee zeykiyira srah serihka .zieman kulu dmxi bere wudue bhafesh gele aynet srah.
@user-fo3qm4hh1z
@user-fo3qm4hh1z 10 ай бұрын
ሲኢነ እምበር ስድራይ ኣይ ረሳዕብልክዕኩን ተሰኪፈ ነዊሕ ኣይ ደወልኩን ግን ፈጺመ ድቂሰ ኣይ ሓደርኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን 🎉ነዚ ዘለክዎ ኩነታት ትገልጽ ደርፊ ኢዋይ ስደት
@user-ld9mw7jf9l
@user-ld9mw7jf9l 10 ай бұрын
ኣጆኻ ሓወኒ ድፍር ኢልካ ደውለሎም ድሃይ እንተ እጥፊእና እዮም ስድራና መሊሶም ዝሻቀሉ.❤
@HermonFstm-td1lz
@HermonFstm-td1lz 10 ай бұрын
Thanks Neay ika derifkaley zawedy 👌👌👈
@tesfalemfissaha1124
@tesfalemfissaha1124 10 ай бұрын
በሬ ሓውና ብሉጽ ስራሕ ኣብ ኣእምሮና ተመዝጊባ ኣላ፡ ንመዋእል ዕድሜና ኣይንርስዓን፡ ስደትን ስእነትን ተስፋን ርኽበትን ትገልጽ ብሉጻት ሰባት ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም!!!
@WiztE9n-cl5qv
@WiztE9n-cl5qv 10 ай бұрын
ብኪየ ባዓል ሱሑ ጎሮሮ ብሓቂ ናብራ ስደት ከቢድ እዩ ግን ፈጣሪ ሒዝና ኩሉ ክንሰግሮ ኢና🙏
@nahomey291
@nahomey291 9 ай бұрын
Natey natey rekibkani goney May God Bless U Ma Bro 😢😢😢
@delinaentertainment6905
@delinaentertainment6905 10 ай бұрын
ዋውው ንኹሉ ኣብ ሲደት ዝነብር ኢትዉኪል ጥዒምቲ ደርፊ ቀጽሎ በሬ ሓወይ ❤
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 10 ай бұрын
ናብራ ስደት ዘይፈለጠ ይፍለጦ ብዙሕ ኣሎ ህይወት ዘይሰለጦ ልበይ ዝረኸበትኒ ስራሕ❤❤❤
@selam8217
@selam8217 10 ай бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ንፍዖ እስይ እስይ ደቅ ሐደ ማህፀን አጃና አምላኽ ምስና ኢዩ የቀንየልና 🇪🇷❤️🇪🇷🙏💯🇪🇷🙏🇪🇷
@user-kc6no2bn9h
@user-kc6no2bn9h 9 ай бұрын
​@@selam8217❤😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@BitwededAbraha
@BitwededAbraha 10 ай бұрын
Fantastic as usual. Well done, Bereket. ብግዜ ዘይትዕየር ነባሪት ደርፊ።
@KAKA-yz7vj
@KAKA-yz7vj 10 ай бұрын
Hiwetey ab 5 min tegelixa 😢 sdet feger
@user-zd9ne8cx5q
@user-zd9ne8cx5q 10 ай бұрын
ንዘለኩዎ ኩነታት ትገልጽ ደርፊ 🇱🇾 Tnx Bro nty ❤❤❤
@Truthful79
@Truthful79 10 ай бұрын
ንዓይ ወኪሉ ድዩ ደሪፍዋ: ኣይረሳዕናኩምን ስድራና! ቤተ-ሰብና! ኣዝማድና! ኣዕሩኽትና.. ኣታ ከመይ ጌርና እሞ ክንርስዕ
@hulufalem5572
@hulufalem5572 9 ай бұрын
Thanks Berye Hawey shikor 👊🤝
@saronezgom
@saronezgom 8 ай бұрын
Wawww sdetna yhslerlna fetari
@etkibrom130
@etkibrom130 10 ай бұрын
It is very touching and impressing music !! Keep it up 👍
@mekseb456
@mekseb456 10 ай бұрын
Sdray kunetatey aytrayu n lbey smeuley nfq,afqrn ye zeblekum ❤❤❤❤❤
@mikihabitegergsh1166
@mikihabitegergsh1166 10 ай бұрын
ኣይትነሉኒ ስደት ኢዩ ከምኡ ገሩኒ ላይክ ሓቡለይ ነዚ ብሉጽ ቆልዓ
@funnymeme7034
@funnymeme7034 10 ай бұрын
ኣይትበሉኒ !!!🎼 🎶ኣይትበሉኒ ሕማቅ እዩ ኣመሉ ባራት እዩ ምሕዳሩ ኣይትበሉኒ ካብ ዓዱ ምስ ወጸ ጠባዩ ቀይሩ ኣብ ዘይ ፈልጦ ሃገር ተሃጊረ ስደተኛ ዝብል ስም ቀይረ ኣነስ መዓስ ደቂሰ ሓዲረ ሓቂ ኣይኮነን ብዛዕባይ ዝውረ፣ ዘይመስሎ ክመስል ዝመሳሰል ንምስለይ ዘይ መስሎ ሰኣን መሰል ስመይ ምስ ተባህለ ስደተኛ ንመሰለይ ሲኢነሉ ዳኛ ናብራ ስደት ዘይፈለጠ ይፍለጦ ቡዙሕ አሎ ሂወት ዘይ ሰለጦ፣ ሐሳብ ልበይ እንተ ዝሰምረለይ ጁባይ ሙሉእ እንተ ዝኾነለይ ልዕሊ ስድራይ እንታይ ክዓብሰለይ ብዘይካኹም ካልእ ሰብ ዘይብለይ ኣበይ እሞ እንተ ዝመልአለይ ብዘይካኹም ካልእ ሰብ ዘይብለይ ኣበይ እሞ እንተ ዝመልአለይ ናብራ ስደት ዘይፈለጠ ይፍለጦ ብዙሕ ኣሎ ሂወት ዘይሰለጦ፣😢 ፈትየ ኣይኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣየኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣይኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣየኮንኩን ኣነ ሲኢነ እምበር ስድራይ ኣይ ረሳዕኩን ተሰኪፈ ነዊሕ ኣይ ደወልኩን ግን ፈጺመ ደቂሰ ኣይ ሐደርኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን ስድራይ ኣይ ረሳዕኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን፣ ክሳብ ዘለኹ ኣብ ዓለም ብሂወት እምነት ኣለኒ ጽባሕ ከም ዝዕወት ጥራሕ ጾሎትኩም ኣይፈለየኒ ብዝኸድኩዎ_______ብዝኸድኩዎ ብዝኸድኩዎ መታን ክቀንዓኒ፣ መዓስ ደኺመ ሕልናይ የዕሪበ ተስፋ ቆሪጸ መዓስ ኢደይ ሂበ ቡዙሕ ኣለኒ ክበጽሖ ዝደሊ ልዕሊዛ ነብሰይ ንስድራይ ክኣሊ ኮምኡየ ዝደሊ_____ኮምኡንዴ ዝደሊ ኮምኡየ ዝደሊ ንስድራይ ክኣሊ፣ ፈትየ ኣይኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣየኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣይኮንኩን ኣነ ፈትየ ኣየኮንኩን ኣነ ሲኢነ እምበር ስድራይ ኣይ ረሳዕኩን ተሰኪፈ ነዊሕ ኣይ ደወልኩን ግን ፈጺመ ደቂሰ ኣይ ሐደርኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን ስድራይ ኣይ ረሳዕኩን ስድራይ ኣይቀሰንኩን፣ ክሳብ ዘለኹ ኣብ ዓለም ብሂወት እምነት ኣለኒ ጽባሕ ከም ዝዕወት ጥራሕ ጾሎትኩም ኣይፈለየኒ ብዝኸድኩዎ_______ብዝኸድኩዎ ብዝኸድኩዎ መታን ክቀንዓኒ፣ መዓስ ደኺመ ሕልናይ የዕሪበ ተስፋ ቆሪጸ መዓስ ኢደይ ሂበ ቡዙሕ ኣለኒ ክበጽሖ ዝደሊ ልዕሊዛ ነብሰይ ንስድራይ ክኣሊ ኮምኡየ ዝደሊ_____ኮምኡንዴ ዝደሊ ኮምኡየ ዝደሊ ንስድራይ ክኣሊ፣🎶
@wediteages9391
@wediteages9391 10 ай бұрын
ብሮ! ኣዝየ እየ ዘመስገን!
@zxtsf
@zxtsf 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@FNETUU
@FNETUU 10 ай бұрын
ናይ በሓቂ ልቢ መንአሰይ ረኺብካያ 👍 👏
@MmMmm-on2wp
@MmMmm-on2wp 10 ай бұрын
አነ ትግረወይቲ አየ ግን ኩሉ ደርፍታትካ ደሰ ክብለኒ ማዓት አዩ በረከተይ ጀግና ኢካ ቀፅሎ ይበል ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ve2dn2zz4r
@user-ve2dn2zz4r 7 ай бұрын
ኣንታ በጃኩም እባ ትግራወይቲ እንተዘኮንኪ ደኣ ስምዒታት ናዚ ደርፊ ከመይ ገርኪ ክትርድእዮ እቲ ደራፋይ እኮ ትግርኛ ስለ ዝደርፍ ዘሎ ኢኪ ተረዲእክዮን ስምዒትኪ ተንኪፉክን ስለዚ እዚ ደርፊ ብቃንቃ ትግርኛ ኢዪ ዝድረፍ ዘሎ ትግርኛ ድማ ናይ ተጋሩ ኢዩ
@shamram6200
@shamram6200 10 ай бұрын
GREAT PIECE OF WORK!!! THE COLOR OF YOUR VOICE IS VERY FLEXIBLE.
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h 10 ай бұрын
ኣንታ እዛ ደርፊሰ ናብ ሰደራይ ከመይ ትበጽሕ ኣሕ 😢
@EREYHABENEY
@EREYHABENEY 10 ай бұрын
በሬሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ግጥሚ ምሰ ኣብ ስደት ዘሎ ሕብረተሰብ ትከይድ ደሪፊ ❤❤❤i loveyou so much berie bro❤❤
@sarayan525
@sarayan525 10 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ቤኪየይ ብልክዕ ነዚ ዘለኽዎ ኩነታት ሂወት ትገልፅ 😢😢😢😢😢
@rutahagos1514
@rutahagos1514 10 ай бұрын
🎉good job 👏🏻 beriy hawena 🌟🤴🎶💐💎keep going ✌️
@tesfaihaile4851
@tesfaihaile4851 10 ай бұрын
ኣይትበሉና ናይ ብሓቂ !!!
@kesete-qc6em
@kesete-qc6em 10 ай бұрын
ጀጉና ኤረትራዊ Bereket arkey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-xq8fy4cl9g
@user-xq8fy4cl9g 10 ай бұрын
አዲናቅቲኻ እየ ወዲ ዓበቲ 🥰🥰🥰🥰 ኩሉ ደርፊታትኻ ን ስደት ዝገልፅ እዩ 😢 ብጥዕና ገሩ ብ ሓጉስ ናይ ግገዛና ይመልሰና ጎይታ ባዕሉ አጀና😥😥😥🙏🙏🙏
@dawitredae9059
@dawitredae9059 10 ай бұрын
አዛ ደርፊ አንዳ ነባዕኩ ይሰምዓ ኣለኩ 😢
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 10 ай бұрын
ጸላኢኻ ይንባዕ ሓወይ ኣጆኻ
@luwamtsegay3279
@luwamtsegay3279 10 ай бұрын
Me too my brother
@MORNINGSTAR21712
@MORNINGSTAR21712 10 ай бұрын
U have a tremendous potential and u r tallented for real.... keep singing little brother
@SeleGhebreyonas
@SeleGhebreyonas 5 ай бұрын
ድፈትዎ ደራፋይ ቤሬ ጎዝ ደራፋይ መሳጢ ደርፊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤1000000000 Million I like Please 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@millimeter1030
@millimeter1030 10 ай бұрын
ተስፋ ዘሎዎ መንእሰይ 👏👏👏👏👏❤️
@filimonkidane8415
@filimonkidane8415 10 ай бұрын
በሬ ሓወይ እዛደርፊ 1000 ግዜ ሰሚዖያ እንተ በልኩ ምግናን ኣይኮነን ብዝኾነ ጽብቕቲ ስራሕ ተንካፊት ደርፊ good job
@user-zb2sq3pg7q
@user-zb2sq3pg7q 10 ай бұрын
ዋውውው ገለ ዓይነት ግጥሚ 100% ዘማ 100% ድምጺ 100% ይበለ ተናኪፋትኒ ዉሽጠይ
@flimontsegay9828
@flimontsegay9828 10 ай бұрын
Wawww abzi nhelk lbka ztnkf, derfi si kemzi entekone eyu ember. ❤
@MilkyasYemane
@MilkyasYemane 10 ай бұрын
በሬ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ሂወት ስደት ትከይድ ደርፊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawithabtom9456
@merhawithabtom9456 10 ай бұрын
Bere mekseb nay bhaqi xbuq srah ajuka qexlo kab zfetweka mera❤❤❤❤
@user-hj8gz7jg1g
@user-hj8gz7jg1g 9 ай бұрын
Blxti derfi kemti nashtey mkanka btami tamti derfi ajoka qexlo ❤
@merhawizergabir6334
@merhawizergabir6334 10 ай бұрын
Good job Bere, you have absolutely nice vocal so go ahead you will be one of the best top singers of our country ❤❤❤❤❤🎉
@goitshmedia
@goitshmedia 10 ай бұрын
Tamrr Tibeb 🙇‍♂️
@almaztesfalasie1862
@almaztesfalasie1862 10 ай бұрын
Sene ember sdray ayresakun tesekife newih aydewelkunnnn😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-bx7fk5qv6n
@user-bx7fk5qv6n 10 ай бұрын
Wawww berye arkey xubok srah mis gize tikeyid 😢😢😢😢😢😢
@SadasSusu
@SadasSusu 10 ай бұрын
ንኡሽተይ ናሆም መስተ❤❤❤😊
@Hermunteklab-bq6xv
@Hermunteklab-bq6xv 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ በረከት ሓወይ መሕመም ዝኮነ ድምጺ
@SimonWeldaeb
@SimonWeldaeb 10 ай бұрын
ዋዋዋዋ ብጣዓሚ ብሉጽ ስራሓ በሪ🎉 ❤❤❤😊
@kaylazegowitz13
@kaylazegowitz13 10 ай бұрын
Beautiful song wedi era❤
@SAMI_SHOW1
@SAMI_SHOW1 10 ай бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ! ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ብዝኸድክሞ ሓሳብ ልብኹም ብሰናይ መልክዑ እግዚኣብሔር ይፈጽመልኩም! ትምህርታዊ ዝኾነ መደብ ዘቅርበላ ቻነል እያ'ሞ ናብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ይላበወኩም ።
@admaswimiki
@admaswimiki 10 ай бұрын
Rkeb aytsan ajoka
@Yafa-yd9pu
@Yafa-yd9pu 10 ай бұрын
👍
@wedieri3536
@wedieri3536 10 ай бұрын
👍
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 10 ай бұрын
Ajoka bro
@ashenafitajebe6936
@ashenafitajebe6936 9 ай бұрын
Amennnnnnnnnnnn
@solomon2666
@solomon2666 9 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ኩነታትና ትገልጽ።
@KebronMussie-ln5zt
@KebronMussie-ln5zt 10 ай бұрын
wawa❤❤❤❤ ajoki habibi nice
@selamafrahatekle5978
@selamafrahatekle5978 10 ай бұрын
Ewayyy libey tekifatini eza derfi😢😢😢
@user-cp2do3zl2p
@user-cp2do3zl2p 10 ай бұрын
Hii berie eza derfi btami bela kexlo❤ajoka🎉gn abey thlu🎉❤😢😮😮😮😅😅😅
@user-hi9zn3fm9g
@user-hi9zn3fm9g 9 ай бұрын
Wowwwww ❤❤❤❤❤❤❤❤
@aklilubereket1238
@aklilubereket1238 10 ай бұрын
Wawww nay zelnayo hiwet gelaxit❤❤
@user-cq3ci9xe2y
@user-cq3ci9xe2y 7 ай бұрын
Nay bhaki hawey natey🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Lali-cf5ls
@Lali-cf5ls 10 ай бұрын
Wawww always doing wonderful work keep up
@kokobnegash8710
@kokobnegash8710 10 ай бұрын
Nice song ❤
@ShewitKidane-zg2ul
@ShewitKidane-zg2ul 10 ай бұрын
God job bere hawena nay behaqi weshtey tenkifkani entay gedifkaley qexelo nice❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
@esengere3992
@esengere3992 8 ай бұрын
N kuluna ab sdet zelena shigirina etigelitsi bilitsiti ❤❤❤❤❤
@user-up3bz1dr7w
@user-up3bz1dr7w 10 ай бұрын
Bela srah berie bro nezi zelenayo ewan tgelix
@amlaksemay7787
@amlaksemay7787 10 ай бұрын
Waw gele aynet gin bkhyat amxiatni nafqot hisum😢😢😢
@user-ck8qq8mt3r
@user-ck8qq8mt3r 10 ай бұрын
ጽብቅ ስርህ በረ ሃወይ ንዛ ዝልክዋ ትግልጽ ድርፊኢ ቆጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@blasattmesgan4100
@blasattmesgan4100 10 ай бұрын
በረከት ሓወይ ኣጅካ ካብ ዘለካዮ ንላዕሊ ክትከውን ኢካ 🙏🙏🙏
@WizRobe-yk4lh
@WizRobe-yk4lh 10 ай бұрын
🇱🇾⓹ 💔😢🖤✌️ ስኩፍ ኸማይ ላይክ ባ ሃበኔ
@zxtsf
@zxtsf 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gv6hy2qy9v
@user-gv6hy2qy9v 9 ай бұрын
Abzeyfelto hager tahagire 🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾
@mulugeta3121
@mulugeta3121 10 ай бұрын
Ata anes eintay eiye kigebireka nay libey❤❤ eika nisika nabra sideat zeyfelete yfleto 🎉🎉🎉🎉❤❤meglexi yebileyn
@Siemrezene-hz8kj
@Siemrezene-hz8kj 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ በሬ ሓወይ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-uu7mh1wx5y
@user-uu7mh1wx5y 10 ай бұрын
Siene enber sedray ayresakun tesekife newel aydewelkun gn fexime deqese ayhaderkun Oh this song 🥹🥹😫
@dddwww1948
@dddwww1948 10 ай бұрын
❤❤❤❤ love love my Eritrea. People. ❤❤❤❤
@tsegazeweldi5082
@tsegazeweldi5082 10 ай бұрын
Ney behake zeyad hawey 😢😢
@banaasratgebreab3451
@banaasratgebreab3451 10 ай бұрын
Good job Berye hewey 😍😘🇪🇷
@Siem-lp2uw
@Siem-lp2uw 20 күн бұрын
Nay wshtey rekibkani admen tanan zarkey
@user-ib6vo1vx9y
@user-ib6vo1vx9y 10 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢 zelenayo u nabra eritrean u ahhhhhhh😢😢😢😢😢
@Adeyhager
@Adeyhager 10 ай бұрын
Neay elka eka derifkaya bro broke 💔 💔 💔 💔 💔 💔 💔 💔 💔
@haftomataklti-xi5kb
@haftomataklti-xi5kb 10 ай бұрын
በሬ በዓል ጥዑም ድምፂ my king😢😢🥰😘😘😘
@user-bu1bt9st7t
@user-bu1bt9st7t 10 ай бұрын
Nice vibe ✨️✨️ ✨️ go ahead, dearest ❤
@kisanetberaki8605
@kisanetberaki8605 8 ай бұрын
Tankes bro naylbna whlul aqerarba mqrabka
@user-th6po5zu8e
@user-th6po5zu8e 10 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ በሬ ሓወይ
@hannichanel2961
@hannichanel2961 10 ай бұрын
Berye asli nfue ajoka kexlo
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 10 ай бұрын
Good job super job temeneyu trah. Kitbsho EKA. ❤❤❤❤❤❤
@sabatesfay4132
@sabatesfay4132 10 ай бұрын
Nice voice Berye hiway Thanks 🥰🥰🥰🥰🥰
@user-rj5nh2cc4t
@user-rj5nh2cc4t 10 ай бұрын
berie nay lbey edmen tenan ❤❤❤❤
@danaitamanuel4662
@danaitamanuel4662 10 ай бұрын
Beri hawey kab zelekauo n laeli selam kisanet ymneyelka lomi rekibkani meliskaley eka emo thanks ma bro❤❤❤
@merhawiberhe4476
@merhawiberhe4476 9 ай бұрын
Nice job bere hawey
@isayasmengstu1178
@isayasmengstu1178 6 ай бұрын
😂i cant stop craying bereket hawey i miss my familie
@NatnaelMengstab
@NatnaelMengstab 10 ай бұрын
Nah behaqi xebuq serah neza zelkewa teglex fewsi hibkani zeytmeno derfi nice 🎉❤❤❤❤❤❤
@etebarekweldu9439
@etebarekweldu9439 10 ай бұрын
Wawwww lieli sdray tay kiabseley we
@desale3048
@desale3048 10 ай бұрын
❤❤❤🎉good Musik bereket nesoy
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 127 МЛН
Final muy increíble 😱
00:46
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 51 МЛН
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН
New Eritrean Music 2024 - Eden Teklit | Drar Lbey ( ድራር ልበይ)
4:38
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 1,7 МЛН
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Say Mo - LIL BIT & 1 shot 2 (Waysberg Music Remix)
2:43
Waysberg Music🇰🇿
Рет қаралды 363 М.
Sardor Tairov - Sen meni yeding (Official Music Video)
5:02
Sardor Tairov Official
Рет қаралды 4 МЛН
Iliyas Kabdyray ft. Amre - Армандадым
2:41
Amre Official
Рет қаралды 704 М.
V $ X V PRiNCE - Не интересно
2:48
V S X V PRiNCE
Рет қаралды 1,8 МЛН