ሱቅታ መንግስቲ ኣምሓራ/ ውህደት መራሕቲ ፀለምቲ/ ኣፅዋር ሃቡኒ ምሕፀንታ

  Рет қаралды 9,268

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

14 күн бұрын

ሱቅታ መንግስቲ ኣምሓራ/ ውህደት መራሕቲ ፀለምቲ/ ኣፅዋር ሃቡኒ ምሕፀንታ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 5
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 11 күн бұрын
ስቕታ ፡ብዛዕባ፡ፊደላት፡ትግርኛ፡ሐ፣ሀ፡ቐ፡ቀ፡ከ፡ኸ፡ዝመሳሰሉ፡ኣስተምህሮ፡እኅተዝግበር፡ናይ፡ቋንቋና፡ዕብየት፡ምሃበ፡ነይሩ፡ኢለ፡ይሓስብ።
@meemjjo677
@meemjjo677 12 күн бұрын
Proud weyaney tigray TPLF TDF all tigray people free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF TDF all tigray people 🙏🙏🙏
@girmaytewelde7931
@girmaytewelde7931 12 күн бұрын
እቲ ህዝቢ ናብ መረበቱ ምምላሱ ግድን ኮይኑ ንብረቶም ብሙሉእ ስለ ዝሰአኑ መጣየሺ ክንደየናይ ተዘጋጅይሎም?
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 12 күн бұрын
ተወሪሩ አብነበረ ትግራይ ዝግበር ሪፈረንደም ብሕልሞምውን ተዘይሓስብዋ ይሕሽ: ጀኖሳይድ ፈፂምኻ ሪፈረንደም የለን: አምሓሩ ሰላማዊ መገዲ ገዲፎም ጀኖሳይድ መሪፆም: ሕዚ ሪፈረንደም ከይኾነ ንዝፈፀምዋ ወንጀል ቕፅዓት ይፀበዩ: አብ ኸባቢና ሓደ ሰብ አብ 100 ዓመት ዳርጋ ልዕሊ ሚእቲ ዘርኢ ይገድፍ : ስለዚ አምሓሩ ሓደ ሚልዮን ከይኾነ ዳርጋ 100 ሚልዮን ትግራዋይ እዮም አፅኒቶም: ሕሰቡሞ ዓባይኹም ኽንደይ ደቂ ደቂ አለውወን: እቶም ዝፀነቱውን ኸምኡ: ነስጥም ድአ ደቅዓደይ ንመራሕትና ንደግፍ ንሕበር ፍትሒ ተዘይተረኺቡ ኸምአመሎም እናተመላለሱ ከፅንቱና እዮም: አብ3ሺሕ ዓመት 6% ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝኾናሉ ምኽንያት ሓዲኡን ዋና ምኽንያት ብተደጋጋመ መፅነቲ እዩ: በዝሕዚ አብኢትዮጵያ ናይ ተወከልቲ ቑፅሪ ተዘይተመጣጢኑ ድምፅውን የብልናን ዝበሉና ንሰምዕ ባሮት ክገብሩና እዮም: አብ ቑፅሪ ህዝቢ ብዙሕ እምነት የብለይን ይኹን ድአንበር አብ መሬትና ተመጣጠነ በሊዑ ዝሓድር ህዝቢ ዓርሱ ዝከላኸል ምሁር ህዝቢ አድላይ እዩ: የቐንየለይ TDF
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 12 күн бұрын
እዚ ድክመት ናይ መራሕቲ ሕወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን እዩ።ምክንያቱ እዞም ተመዛበልቲ ድሕሪ ዉዑል ፕሮተርያ ቀልጢፎም ክምለሱ ዝግበኦም ከለዉ ክሳብ ሕጂ ዘጽነሖም ድክመት ሕወሓት እዩ።ምክንያቱ ካብ ምድሓን ህዝቢ ጉዳይ ውዱቦም ስለ ዘቀደሙ ። ካልኣይ ምስ መንግስቲ ኣምሓራ ምዝርራብ ኣይመድለዮን።ምክንያቱ ብሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብሕገ መንግስቲ ክልል ኣማሓራን ትግራይ እዚ መሬት መሬት ትግራይ ምካኑ እዩ ዝፍለጥ።ካልኣይ ብዉዑል ፕሮተርያ ዓለም ሙሉእ ዝፈልጦ ናይ ትግራይ ምካኑ እዩ ስለዚ ሕወሓት ሕማቅ ውዱብ ስለ ዝኮነ እበር ኮለል ዘብል ኣይነበሮን ተክ ኢልካ ምታው እዩ ኔሩ እቲ ሰራዊት ፈደራል ገለ ምስ ዝብል ውዑል ፕሮተርያ ይጥሕስ ከም ዘሎ ንዓለም ምንጋር እዩ ዝግባእ።
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
That's how money comes into our family
00:14
Mamasoboliha
Рет қаралды 10 МЛН
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН