"ተኹሲ ጠጠው ምባሉ ዘደንገፆ ኣመራርሓ"

  Рет қаралды 4,031

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 24
@GideyBerhanu
@GideyBerhanu Ай бұрын
ላዛ ትግርኛ ወጥርኩም ሓዙ::
@michealkebede950
@michealkebede950 Ай бұрын
ጽቡቕ ዘተን ሓቂን
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 Ай бұрын
ንስኹም ክትእሰሩ አለኩም ካልእ አማራፂ የለን ዘርኡ ኪሕዲካ
@JonNati
@JonNati Ай бұрын
ጌታቸውኮ ወዲ መንደሮም ኣይኮነን ሕወሓት ስማ ንትግራይ ዝውክል ኮይኑ ውሽጣ ግን ዓሌታውያን ዝተኣኻኸብሉ ስልጣን ትግራይ ካብ ኢዶም ከይትወጽእ ኢዮም ላሕ ዝብሉ ዘሎ እምበር ንትግራይ ሓልዮም ኣይኮነን ዝሰርሑ ዘለዉ ስለዚይ መንእሰይ ትግራይ ክነቅሕ ኣለዎ ትግራይ ናይ ኩሎም ተጋሩ ዓዲ ኢያ ካብዝኾነ ጫፍ ትግራይ ይምጻእ ትግራይ ናይምምራሕ ዓቕምን ብቕዓትን ተደኣ ኣልይዎ ክመርሕን ከመሓድርን ይግባእ ስለዚይ ብዚይ ዘይትኣምን ዓሌታዊት ሕውሓት ጋሕ ትበል
@hagosabezgi3504
@hagosabezgi3504 Ай бұрын
ናይ ዚ ሚድያ እዙይ ደሞ ችግሩ በቃ ንሓደ ወገን ትራሕ ምቕጥቃጥ እዩ። በቃ አይትሰምዑን ድንቁርና ድዩ ? ድህሪ ሒዚ አብ ትግራይ ሓደ ቡደን ብምድጋፍ ነቲ ኻሊእ ድም ብኹናን ዝመፅእ ሰላም ን ለውትን የለን። ክልቲዞም አንጃታት ዝበስበሱ፣ ካሕዳማት፣ ለያቡ፣ኮዳማት እዮም፣ በቃ ህዝቢ ትግራይ ይአኽሎ ! የአኽሎ! ሒዚ ኻልኦት አማራፂታት ዝሪአሉ ግዜ በፂሑ አሎ።
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 Ай бұрын
እዝጊ ይሃብካ❤ እዛ ቑጥሚ ቻነል ወገንተኛ፥ ሻራዊት ን ቂመኛን እያ! ንሓደ ወገን ክተፀልምን ኣብ ልዕሊ ሓደ ሸንኽ ጥራሕ ክትነብሕ ፀሓይ ዝዓርባ፥ ብልሽውና እቱ ካልኣይ ወገን ብጩቕ ዘይትብልን ፎካስ ሜድያ!
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 Ай бұрын
እዛ ቑጥሚ ቻነል ወገንተኛ፥ ሻራዊት ን ቂመኛን እያ! ንሓደ ወገን ክተፀልምን ኣብ ልዕሊ ሓደ ሸንኽ ጥራሕ ክትነብሕ ፀሓይ ዝዓርባ፥ ብልሽውና እቱ ካልኣይ ወገን ብጩቕ ዘይትብልን ፎካስ ሜድያ!
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 Ай бұрын
ቶም ልደብረፂዮን ልመረፁ ሰባት ብጣእሚ መህፎሮ እዮም ትግራይ ለብ ዘኹላ ፀገም ጆኖሳይድ ጥምየት መከራ አብፂህዋ እላሀለወ ካላአይ ይምረሀና ኢሎም ዝመረፅዎ ሰባት ካብ ደብረፂዮን ልተሀተ ስብእና አለዎም ማለት እዩ ወይም ካብ ህዚቢ ልላእሉ ጥቅሞም ዝመረፁ ክከኑአለዎም።
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 Ай бұрын
ላዛ ንህዝብኩም ሕሰቡ ጽልኢ ሕውሐት ኣይጠቅመኩምን ኢዩ ኩሉ ዘረባኩም ንካታተሎ ኢና
@GeorgeGezahegn
@GeorgeGezahegn Ай бұрын
This media is hammering tplf every time it doesn't have other programs
@GeorgeGezahegn
@GeorgeGezahegn Ай бұрын
This media is Getachew plc
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
ሀለው ሀለው
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ Ай бұрын
ጉጅለ ስድራቤት [ ደብረዕንክሊል] ዛጊድ ጄኖሳይድ ትግራይ ምክሓድ ጀሚሩሎ! ሓደ ሚልየን ትግራዋይ ኣይሞተን ሓሶት እዩ ንኣየ ካብ ስልጣን ንምውራድ ዝዝረብ ዘሎ እዩ ኢሉ እቲ ገበነኛን ካሕዳምን ናይ ስድራቤት ስልጣን ሓላዊን።
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 Ай бұрын
ቦሪስ የልሲን ረዳ ኸ?
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 Ай бұрын
ነቲ ፈረስ ቅድሚ እቲ ጋሪ ስርዕዋ ውዕል ፕሪቶርያ ትግራይ አብ ትሑት ናይ ምድርዳር ዓቕሚ ኾይና ዝፈረመቶ ጽቡቕን ሕማቕን ውጽኢት ዘለዋ ውዕል እዩ። ሰራዊት ትግራይ ደብረብርሀን በጺሕሉ አብ ዝነበረሉ ግዜ ውዕል እንተ ዝፍረም ነይሩ ከምዚ ዓይነት ውዕል እምበይ ሙኾነን። ንሕቶታት ህዝቢ ትግራይ ንኹሉ ዘማልእ ውዕል ምስ ተፈረመ ነይሩ። ነይሩ እንዶ እሞ ኾይኑ ነገሩ። ንህዝቢ ትግራይ ብጉቡእ ዘይተነግሮ ሚስጢር እምበኣር " ምምላስ ሰራዊት ትግራይ ካብ ደብረብርሀን" እዩ። " ምምላስ ሰራዊት ትግራይ ካብ ደብረብርሀን" ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሑጹይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ። ህዝቢ ትግራይ ነቶም ብግፍዒ ዝጭፍጭፍዋ ዝነበሩ ወረርቲ ንምብዳህ መላምል ጀጋኑ ደቁ ሂቡ ዓወት አብ ልዕሊ ዓወት እንዳ አመዝገበ አብ ዝምርሸሉ ዝነበረ እዋን ሀንደበት ካብ ደብረ ብርሀን ንኽምለስ ዝተገበርሉ እቲ ሐቀኛ ሚስጢሩ ብጉቡእ አይተነግሮን። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ውዕል ፕሪቶርያ "ትግራይ አብ ትሑት ናይ ምድርዳር ዓቕሚ ኾይና ዝፈረመቶ" ሙኻኑ ዕረ እንዳ ጠዓሞ ኽውሕጦም ዘለዋ ብዙሐት ነጥብታት አብቲ ዓንቀጻት ናይቲ ውዕል ፕሪቶርያ ሰፊሮም ከም ዘለው ይፈልጥ እዩ። እንተ ኾነ ግን እቲ ንህዝቢ ትግራይ ዘገርሞ ዘሎ ናይ እዞም ዓንቀጻት ምህላዋም ዘይኮነስ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ይብለኒ ከይበልካ እዚ ዝመስል ውዕል "ውዕል ፕሪቶርያ" ፈሪምናልካ እንዳ ተባህለ ናይ ውሱናት ውልቀ-ሰባት ናይ ጅግንነት ውጽኢት ገይርካ ብምቕራብ ሰላም ዘምጽኡ እን እከለ እዮም እንዳ ተባህለ ዝውቃዕ ዘሎ ከበሮ ሐምሐም እዩ። ሙሁራት ተጋሩ አብ ትዕዝብቲ እቲ ከይተማሀረ ሙሁር ዝኾነ ሐፋሽ ህዝቢ ትግራይ ኸይትወድቁ ብዛዕባ ውዕል ፕሪቶርያ ኽትገልጹ እንከለኹም ጥንቃቐ ኽትገብሩ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ "ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሞት ሑጹይ" እንዳ በኸየ ዝተፈረመ ውዕል ነቲ "አይትብከ እንድዩ ዘብክየኒ ዘሎ" ዝብል ስነ-ልቦና ሒዙ ይሰምዓኩም ምህላው አይትዘንግዑ። ሰላም አምጺእናልካ ኢልኩም አጋኒንኩም ብምቕራብ አይትጃሀሩ ኽተዳናግሩ አይትጽዓሩ። ህዝቢ ትግራይ ንቡዙሕ ጉድለታት መሪሕነቱ አብ ልቡ ጸይሩ ነዛ ሕመቕ እዋን ኽሰግራ እዩ ዝጽዕር ዘሎ። ንህዝቢ ንምዕሻው ትጽዕርዋ ዘለኹም ጻዕሪ ኮንቱ ምኻኑ ኽትፈልጡ ይግባእ። ህዝቢ ትግራይ ዝሐቶ ዘሎ ድሕሪ እዚ ኹሉ ጨፍጫፍን፣ ሽርሕን፣ጸገምን፣ ጽንተትን በቲ ኻልእ መዳይ ድማ ኒሕን ጅግንነትን ተደራራቢ ዓወታትን ናይ ደቁ "ሰራዊት ትግራይ" ምሕላፉ እቲ እንኮ መማረጺና ውዕል ፕሪቶርያ ካብ ኮነ ትጽቢትና እሱ ኡካ እንተ ዘይነበረ ደሐን ተቐቢልናዮ አለና። ብዓይኒ ሐቂ እንተ ሪኢናዮ ድማ ከም ህዝቢ አብ ድምጺ ጥይት ዘይስምዓሉ ሰላሕታዊ ጽንተት ኢና ወዲቕና ዘለና እሞ ምውዳቕ ምውዳቑ አቱም ሙሁራት፣ አቱም መራሕቲ፥ አቱም ፖለቲካውን አቱም አንቃሕቲ ኢና ትብሉ አንቱም ሰብ ሚድያ ካብዚ ውዕል ብዙሕ ኸሲርና ኢና እሞ ንጃህራ አይትጠቀምሉ። ሐቁ ኽንዛረብ እንተ ኾይናስ ካብ ቁሉዕ ጆኖሳይዳዊ ወራር ናብ ድምጺ ጥይት ዘይስምዓሉ ሰላሕታዊ ጆኖሳይድ ካብ እንስጋገር 2 ዓመታት አቑጺርና አለና። ኾይኑ ግን ሕዚ እውን የዐርዩ ኸይረፈደ በቲ አብቲ ውዕል ዘሎ ስምምዕ መሰረት ገይርኩም ነቲ ፈረስ ቅድሚት ሰሪዕኹም ነቲ ጋሪ ብድሕሪት ስርዕዋ እዩ ዝብል ዘሎ። ህዝቢ ትግራይ መጀመርታ ነዘን 7 ነጥብታት ናይ ፈረስ ቦታ ዘለወን ብጉቡእ ፈጽምወን አሹዒተይ ነቲ አብ ጋሪ ዘሎ ኸቢድ ረዚን ጽዕንቶታት ሐይልን ዓቕምን ሀልዩና መታን ኽንሽኮሞ ኽንጎቶ እዩ ዝብል ዘሎ። እተን 7 ነጥብታት እዘን ዝስዕባ እየን 1. ነቲ ብምልዮናት ካብ ቤቱ ተመዛቢሉ አብ ሱዳን ይኹን አብ ፎቖዶ ቦታታት ናይ ትግራይ አብ ቴንዳ ተዓቑይቡ ብጻሓይ ቁሪ ሕማም ዝሳቐን ዝመውትን ዘሎ ህዝቢ ናብ ቤቱ ኽምለስ ግበርዋ። ዳግም ኽጣየስ ድሕንነቱ ጸጥትኡ ውሕስናኡ ኽረጋገጽ ግበሩ። 2. ነቲ ኽልተ ሲሶ ህዝቢ ትግራይ ተመጽዋቲ ረዲኤት ኾይኑ ዘሎ ብጥሜት ብሕማም ብስደት ዝጸንት ዘሎ ብግፍዐኛ ወረርቲ ዝዓነወ መንበሪኡ ናይ ንግዲ ትካሉ፣ ዝተዘርፈ ጥሪቱ፣ ዝነደደ ዘራእቱ ኩሉ ቁስልታቱ ክሐውይ እግሪ ኽተክል ድሕንነቱ ጸጥትኡ ውሕስናኡ ኽረጋገጽ ግበሩ። 3. ነቲ ን ጆናሳይዳዊ ወራር ጫፍ ብልሒ ኾይኑ ዝመከተ ሰራዊት ትግራይ ንአካል ጉድአት ንስድራ ስውአት ግቡእ ገንዘባውን ንዋታውን ሕክምናውን ኽንክንን እግሪ ምትካልን ግበርሎም። 4. ነቶም መሬት ትግራይ ብሐይሊ ጎቢጦም መንነት ትግራዋይነት ክሐኩ ሀብቲ ትግራይ ኽዘምቱ ዝውዕሉ ዘለው ብደቡብ ብምዕራብ ብሰሜን መሬት ትግራይ ብሐይሊ ጎቢጦም ዘለው ወረርቲ ካብ መሬት ትግራይ ከም ዝወጹ ግበሩ። 5. ነተን ብዕስላዊ አረሜናዊ ግብረ-ስጋዊ ጥቕዓት ዝበጸሐን ብዓሰርተታት አሽሐት ዝቑጸራ አሓትና እኖታትና ዳግም ሕውየት አካይዱለን እግሪ አትክልወን። 6. ነቶም ብዘይ ገለ ገበን ብትግራዋይ መንነቶም ጥራሕ አብ ፎቖዶ መሐዩር ዝሐቁን ዝሳቐዩን ዘለው ክፍትሑ ግበሩ። 7. ነታ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ካብ አእምሮ ደቂ ሰባት ክሐክዋ ዝደልዩ ህዝቢ ትግራይ ን ሐምሳ ዓመታት ሽደናት ዋዕሮታት መላምል ደቁ እንዳ ሀበ ሂወት እንዳ ኸፈለ ዝሀነጻ አብዚ ዘብጸሐን ፖለቲካዊ ውዳበኡ ሕወሐት ኽትድሕንን አንጻራ ዝቐነዐ ተጻብኦ ደው ኽብልን ከም ሐንቲ ነባር ታሪኻዊት ውድብ ብምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ አፍልጦ ኽወሀባን ኽትምዝገብን ግበሩ። እዚ እንተይገበርኩም እንተ ተሪፍኩም ከምቲ አብይ አሕመድ "ገንዘብ፣ ሐይሊ፣ ፕሮፖጋንዳ" ዘይቅይሮ ነገር የለን ኢሉ አሚኑ ነቲ ጋሪ ቅድሚ እቲ ፈረስ ዘቐደሞ እሞ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ብገንዘብ፣ ብሐይሊ፣ ብፕሮፖጋንዳ የእሚኑ የዐሽዩ ሆይ ሆይ ዘበሎ። እስኹም እውን ነዚ ኸፊእዋ አብ ብርቱዕ ሕሰምን ኢኮኖሚያዊ ቅልውላውን ወዲቑ ዘሎ ህዝቢ ነዚ ሕዚ ዘለዋ ኹነታት ተበሊጽኩም ብገንዘብ፣ ብሐይሊ፣ ብፕሮፖጋንዳ የእሚንኩም ሆይ ሆይ ከነብሎ ንኽእል ኢና ኢልኩም እንተ ሐሲብኩም ርግጸኛ እየ ንቑሩብ ግዜ ሆይ ሆይ ክብሀል እንተ ዘይኮይኑ ከምታ አብይ አሕመድ በቶም የእሚንዋም ዝነበረ ህዝቢ ካብ ሙሴ ናብ አረመኔ ንኽርአ ዝገበረት መነጽር ከም እትርአዩ ኽትፈልጡ ይግባእ። ስለዚ ነቲ ነባራዊ ፍታሕ ዘምጽእ አካይዳ ብምኻድ ነቲ ፈረስ ቅድሚ እቲ ጋሪ ስርዕዋ። ናብ ልብኹም ተመለሱ።
@AgameTigray
@AgameTigray Ай бұрын
ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ቅድቀት አጋጢሙኒ ኢላ ጉባኤ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። ህውሓት ነቂዛ ኢያ። ዝነቀዘ ከዓ አይድህንን። አብ ትህቲ አመራርሐ ደብረጽንተት መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።
@muller3255
@muller3255 Ай бұрын
ላዛ መድያ ላዕሊ እንተበልኩም ታሕቲ እንተበልኩም ወይከ ፍንክት ህወሓት ንዝመጽእ 50 ዓመት አብ ትግራይ መራሒት ናይ ዐባይ ትግራይ ኮይና ክትቕጽል እያ ማንም ሚስለነ አብ ትግራይ ቦታ የብሉን ዝገደደ ሽግር ይፍጠር እምበር እተምጽኦኦ ዋላሐንቲ ነገር የለን LONG LIVE TPF TPLF ህወሓት ሕወሓት ውሕስና ናይ ትግራይና እያ ህዝውን መስመር እዩ ሐይልና አብ ውልቀሰባት አይንአምንን forget እዚኦም ግዝያው አማሐደርቲ ምስለነታት ናይ አብይ አሕመድ።
@zewdiebrhane4221
@zewdiebrhane4221 Ай бұрын
እዚ ተንታኒ ዶ ኣማቲ የ በሃላይ ናይ ጌታቸው ረዳ ቦሪስ የልሲንነት ድዩ ዘይፈልጥ ኮይኑ ወይስ ካልእ ሕዱር ሕማም ንሀዎ?
@MekonenAsfhha
@MekonenAsfhha Ай бұрын
ስልጣን ተመኒኻ ክትረክብ ስለዘይካኣልካ ፈጢርካ ምዝራብ ልዕሊ ኩሉ ናዓኻ የንዕቕን የዋርድን ክብርኻ ክሳብ ክንደይ ቀኒሱ ከምዘሎ ብግብሪ ትሪኦ ትህሉ ብኡ እንተቐፂልካ ክንዲ ክንቲት ከምትፎክስ ኣይትጠራጠር ።
@EfHc-k4u
@EfHc-k4u Ай бұрын
አነ ኩሉ ግዜ ንደብረፅየን እንምበር ንግታቸው ትግምግሙ ኣይራኣኩን😢 ንደብረፅየን ዘለኩም ፅልኢ እዩ ዘሪኢ
@Merir4077
@Merir4077 Ай бұрын
ናይ ሰፈር ዓርከይ ዓርከይ ፓለቲካ ጌርኩማ ሓሰውቲ
@Adam-lw8lx
@Adam-lw8lx Ай бұрын
ኣታ ፀማም ታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ?! እቲ ዝብልዎ ሰሚዕኻ ብሓሳብ ዘይትሙግቶም ካብ ኣቐዲምኻ ትፍርጅ?
@Merir4077
@Merir4077 Ай бұрын
@@Adam-lw8lx አታ ቆማል ለማኒ ደጋል ደጋሚ ዓውዲ
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 65 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
REAL MAN 🤣💪🏻
00:35
Kan Andrey
Рет қаралды 22 МЛН