ትንቢት ገዳማውያን ኣቦታት፡ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን!!!

  Рет қаралды 429,565

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 1 300
@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት
@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት 3 жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ማዓልቲ ማዓልቲ ይከይድ ነይረ ፆሎት ኣባ ዘዌጌል ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ⛪️👏👏👏
@እማዬ-ጨ9ቐ
@እማዬ-ጨ9ቐ 3 жыл бұрын
ናበይ ሃፍተይ?
@hagosdebesay8000
@hagosdebesay8000 2 жыл бұрын
wey Irob wey agame hadiu kuni
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 3 жыл бұрын
እዚ ነገር አይአመንኩልን ነይረ ግን ሓቂ ኮይኑ አምላከይ ይቅረ በለና ልብና ተደፊኑ ምስማዕ አቢና ነይርና እግዚዮ መሃረነ ክርስቶስ
@mebrie8968
@mebrie8968 3 жыл бұрын
Wala ane ayamenkulun niere hiji gn amine ezgabiher amlak mhret yewurdelna 🙏🙏🙏
@eyme230
@eyme230 3 жыл бұрын
Nay behaki amlak bayni mhretu ytemtena
@hanitesheme8069
@hanitesheme8069 2 жыл бұрын
Ane wun kulu sha zgermeni aqedime deymemaney hiji memaney
@yaredhans9158
@yaredhans9158 2 жыл бұрын
ኢትዮጲያ ኤርትራን ኣይተወረራን ሰብ ይሓርዳለዋ ለኣና እየን ወሪረናና
@abrahamfkare5871
@abrahamfkare5871 4 жыл бұрын
O goyta mehrena yqre belelna amen amen amen 🙏🙏🙏
@abrahamefrem9181
@abrahamefrem9181 2 жыл бұрын
Meharin rhruhn amlakh kulu sgan kula nefsn bayni mhretu ytemtena🙏
@nashihg7867
@nashihg7867 4 жыл бұрын
ኦ እግዝአብሔር ምዓትና አቅልለልና ስላምካ አውርደልና ምሕረትካ አውርደልና አሜን አሜን አሜን
@ገብርኤልዋሕሰይ
@ገብርኤልዋሕሰይ 3 жыл бұрын
ኦጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ኦጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ኦጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና
@AhmedHassan-mj6gn
@AhmedHassan-mj6gn 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen amlk
@ኦጎይታርአ
@ኦጎይታርአ 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ የዕንትኻ ናባና ኣብለን😥
@senayttekia5107
@senayttekia5107 4 жыл бұрын
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ በውስተ መንግስትክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@kahsayluel6015
@kahsayluel6015 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@bbbjjj6791
@bbbjjj6791 4 жыл бұрын
Egiziho meharen kurstes
@hayat4178
@hayat4178 4 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen
@ukbatadese6524
@ukbatadese6524 4 жыл бұрын
Eigzio mahrene kiristos Tezekerene eigzio wiste mengstike
@hrudrjrj284
@hrudrjrj284 4 жыл бұрын
ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና አባ ገለ ምኽሪ ሸው ኣብሉልና ኣምላኽ ብዓዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏
@DV-yc7nd
@DV-yc7nd 4 жыл бұрын
ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና MUST MUST MUST go to the GEDAM mountain in ethiopia or eritrea please do not stay in ARABS COUNTRY IT will be very danger ,you guys you dont feel it?
@ኣምላኽይመስገንኣባይካባብ
@ኣምላኽይመስገንኣባይካባብ 4 жыл бұрын
ብስልኪ ደዊልካ ክትንሳህ ይካኣል እዩ ካበኡ ግን ተነስሕካ ናብ ዝነብርካዮ ምምላስ ዝገደደ እዩ ምግቢ ድማ ባዕልኻ ሰሪሕካ ምብላዕ ተነስህካ ዝተዋሃብካዮ ቅነና ድማ ብጉቡእ ክትፍጽም ኣለካ
@johanes1239
@johanes1239 4 жыл бұрын
Ane kem mekrey zehbeki keltifekum wexu neakum aziyu hadegcha kekwen iyu ente kielkum bezi beal uganda kidu abiu yehayesh amelak mehretu yewirdelna
@rutamisginamisgina3489
@rutamisginamisgina3489 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@aliealie5090
@aliealie5090 4 жыл бұрын
@@johanes1239 uganda kiedom ke እዚ ዝበሃል ዘሎ መዓት ኣይገጥመሙን ማለትካ ዲካ ኣበይ ዲካ ዘለካ ኡጋንዳ ኪድ ኣብ ናይትክለባት እንታይ ከም ዝግበር ሕተት ክትፈልጥ ሰይጣናዊ ዝኮነ ቦታ ኢዩ ድንቁርና መዕገቲ ግበረልይ ኣብዝሃለካ ሃሉካ ናብ ፈጣሪኻ ተጸጋዕ ከይትብሎስ ናይ ዓረብ ቦታ ስለ ዝኾነስ ካቡ ዉጻእ ክክክክክክ ክላእ
@Filipos610
@Filipos610 4 жыл бұрын
በከመ ምሕረትከ አምለክነ፡ ወአኮ በከመ አበሳነ። እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ። እግዚአብሔር አምለኽ ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና ህዝበ ክርስትያን የሕዋተይ።
@mirrym8719
@mirrym8719 4 жыл бұрын
Nesha malt abekan geytn
@akflom6338
@akflom6338 4 жыл бұрын
@asmaytyosief4345
@asmaytyosief4345 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ኣብ እምነትና ኣጽናና
@luwameyob3243
@luwameyob3243 4 жыл бұрын
Amenz(3) ንኩልና
@asterestifanos4920
@asterestifanos4920 4 жыл бұрын
AMILAKI MIHIRET YEWIRIDELINA
@fanagebru4150
@fanagebru4150 3 жыл бұрын
ትንቢት ይፍፀሞ አሎ
@ሕድሪኣያታትናኣይነዕብር
@ሕድሪኣያታትናኣይነዕብር 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@smichael9969
@smichael9969 4 жыл бұрын
መዝሙር ዳዊት 79 9፤ ዎ ኣምላኽ ምድሓንና፣ ምእንቲ ኽብሪ ስምካ ርድኣና፣ ምእንቲ ስምካ ኢልካ ኸኣ ኣናግፈና፣ ሓጢኣትናውን ይቕረ በለልና።
@kemesgnyeyeanestemesgenaml4509
@kemesgnyeyeanestemesgenaml4509 4 жыл бұрын
Amen
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Seb15
@Seb15 4 жыл бұрын
ኣሜን! ካብ ክፉእ ዘበለ ይመሓረና!
@goitomande6594
@goitomande6594 4 жыл бұрын
ኦ እግዚኣብሔር መዓትካ ኣቑርረልና ሰላምካ ኣውርድውልና ብምሕረትካ ጠምተና ስለቅዱሳንካ ተዓረቐና
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
እሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@tekleweyniyemane2497
@tekleweyniyemane2497 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@kahsayluel6015
@kahsayluel6015 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@melatg6907
@melatg6907 4 жыл бұрын
Amen🤲🙏
@robimicheal6915
@robimicheal6915 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@ናብልብናንመለስ
@ናብልብናንመለስ 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ሓጢኣተይ ኣንፂህካ ናብ ንስሓ ሞት ኣብቀዓኒ ። ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና 🙇🙏
@birhanumesele9263
@birhanumesele9263 4 жыл бұрын
NAB ABOTAT NIKID AB KZbin AYIKONEN
@ፍቕሪዩመንገደይ
@ፍቕሪዩመንገደይ 3 жыл бұрын
ዎ ኣምላኽ ኣቦይ ንስኻ ኢኻ መሓርን ሓድግን ባዕልኻ ብደልና ሓዲግካ ምሕረትካ ልኣኸል ኣሜን🙏🏾
@selamzeray4954
@selamzeray4954 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ሆይ ክትእዝዝ ከለካ እምበር ክትምሕር ከለካ ዝፈልጥ የለይ እሞ ይቅር በለና ብምሕረት ዓዪኒካ ጠምተና ኣሜን ኣቤቱ ኣምላኬ ሆይ ካብ ኩፉእ ዘበለ ኩሉ ሰዉረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
@ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 4 жыл бұрын
እግዚኦ ምሓረነ ክርስቶስ፡ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠፍተና፡ ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና። ንነሳሕ ኩልና ኣቦታት ኣዴታት ኣሕዋት ኣሓት፡ ንጹም ንጸሊ ምእንቲ ነብስናን ሃገርናን ህዝብናን።
@hadu5935
@hadu5935 4 жыл бұрын
እግዜኦ መሓረና ክርስቶስ በዓልካ ምሕረት ኣዉርደልና
@senayitkuflom8647
@senayitkuflom8647 4 жыл бұрын
ኣሕዋት ሓደራ ጥፊእና ዘልና ንነሳሕ ሓደራ ጥፊኣ ዘላ ነብሲ ንምለሳ ኦ ጎይታ ሓደራ ምስ ዝወጹ ኣውጸና ወላዲት ኣምላክ ነቲ ለዋህ ወድኪ ለምንልና ኣሕዋት እግዝኦ መሓረና ኩርስቶስ ንበል ሓደራ ኣሕዋት ነዚ መከራ ክንውጾ
@JONYTV-nl6en
@JONYTV-nl6en 3 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን
@ሩታጋልመቐለ
@ሩታጋልመቐለ 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@user-xq3ep3tu1k
@user-xq3ep3tu1k 3 жыл бұрын
ኣመን ኣሜን ኣሜን ሓደራ ኣምላከይ
@haseteyrus8511
@haseteyrus8511 3 жыл бұрын
Fetsarihoy ykr belena bweladit amelak ykr belena🙏🙏🙏
@Saymon23
@Saymon23 3 жыл бұрын
ኣብ 2019 ንኣባ ዘወንገል ክልተ(2) ግዜ ብዓይነይ ክሪኦም ዘብቀዓኒ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣቢሄር ይኩን❤️🙏። ጾለት ቁዱሳን ኣይፈለየና የሕዋተይ❤️።
@meraeritrean7000
@meraeritrean7000 3 жыл бұрын
Hawey abey karkbom yikili adey hamemi ale bajeka
@Saymon23
@Saymon23 3 жыл бұрын
mera Eritrean Mera hawey bemejemrta selamta kibleka yedeli Kabu kexle dma ezome aba zewengele abe adi girat kuyne abi asenba zbhale bota eyom nerome Hji gine gegay da ykilealey dabere behiwet yelewine 😢 Bemkixale ni motherka dma mihret yewrdela egzabher amlaki mera hawey 🙏
@algayneshyemane8527
@algayneshyemane8527 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭
@filmonafewerki7884
@filmonafewerki7884 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ብምሕረቱ ጠሚቱ ልብና ናብ ንስሐ ክንተግህ ይሓግዘና ጸሎት ወላዲቱ ቅድስት ድልግል ማርያምን ኩሎም ቅዱሳነ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን
@michaelteklab7469
@michaelteklab7469 4 жыл бұрын
እንታይ ደለ ትንቢት እዩ ወደይ እዋእ ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ወደይ ኣምላክ በጃኻ ንጽቡቅ ቀይረልና።
@freweynihanes5171
@freweynihanes5171 3 жыл бұрын
Amen amen amen hawey natey km hafka ygbero fetari kmtie nbahram nay mot debdabe zqeyerelu qdus miekal nana wen yqeyrelna fetari
@abrehetmm2862
@abrehetmm2862 3 жыл бұрын
KALEHIWET yesmealna
@vitaminprotein6878
@vitaminprotein6878 3 жыл бұрын
Tefetsimu 😔
@salamahmm9007
@salamahmm9007 3 жыл бұрын
ትፈፅሙኮ😭😭😭😭😭☝️
@letish3773
@letish3773 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ከም ሓጥያተይ ከይኮነስ ከም ምሕረትካ ዘክረኒ ኦ ኣምላክ ስለ ወላዲተ ኣምላክ ኢልካ ይቅር በለኒ ንዓይ ንሓጥያተኛ ንዓይ ንባርያኻ ኣምላኸይ🙏🙏
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረነ ከርስቶስ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ኦ ኣቦታት ኣ ኣሕዋት ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና መታን እቲ ለዕል ፈጣሪ ነንስሓ ዘከውን ጊዜ ከህበና
@samarbelay4506
@samarbelay4506 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@nugusseberhe9005
@nugusseberhe9005 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@manuellkesete6346
@manuellkesete6346 4 жыл бұрын
አማላድነት ናይ ድንግል ማርያም ፡ናይ ቅዱሳን መላእክት ፡ናይ ቅዱሳን መነኮሳት ን ኣቦታትናን ኣይፈለየና።
@gebregziabhiereyob4219
@gebregziabhiereyob4219 4 жыл бұрын
ኣማላዲ የሱስ ጥራይ ኢዩ ሃወይ " እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።" (ናብ ሰብ ሮሜ 8: 34) (ወንጌል ዮሐንስ 14 ) ------------ 6 የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። 13 ኣቦ ኣብ ወዲ ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኽገብረልኩም እየ። 14 ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ። (ወንጌል ዮሐንስ 16 ) ------------ 23 በታ መዓልቲ እቲኣ ሓንቲ እኳ ኣይክትሐቱንን ኢኹም። ነቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኸም ዝህበኩም፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። 24 ክሳዕ ሕጂ ሓንቲ እኳ ብስመይ ኣይለመንኩምዎን። ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን፡ ለምኑ ኽትረኽቡ ድማ ኢኹም። (1ይ ዮሃንስ 2 ) ------------ 1 ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ። 2 ንሱ ድማ ብናይ ሓጢኣትና መተዓረቒ እዩ፡ ብናይ ሓጢኣት ኵላ ዓለም ድማ እዩ እምበር፡ ብናይ ሓጢኣትና ጥራይ ኣይኰነን። 3 ንሕና ትእዛዛቱ እንተ ሐሎና፡ ከም እንፈልጦ በዚ ኢና እንፈልጥ። 4 ኣነ እፈልጦ እየ፡ ዚብል ንትእዛዛቱ ኸኣ ዘይሕልዎ፡ ንሱ ሓሳዊ እዩ፡ እታ ሓቂውን ኣብኡ የላን።" 6 እቲ፡ ኣብኡ እነብር አሎኹ፡ ዚብል፡ ከምቲ ንሱ እተመላለሶ፡ ንሱውን ከምኡ ዀይኑ ኺመላለስ ይግብኦ እዩ።"
@samrihadera5632
@samrihadera5632 4 жыл бұрын
ኦዝግዮ መሀረኒ ክርስቶስ ኣመን ኣመን ኣመን ጎይታ ኣቡታ ትመጸአ መንግስትካ ዘክረኒ።
@manuellkesete6346
@manuellkesete6346 4 жыл бұрын
@@gebregziabhiereyob4219 ኩቡር ሃወይ መጀንርታ ሰላምታ ብምቅዳም ፡ 1) ካብቲ ዝጸሃፍካዮ ከማን ፡^^እቲ ዝኩንን ^^ እንዳበለካ'ሲ ኮናኒ ማለት እኮ ፈራዲ, ፡ ገባርን ሃዳግን ፡ ነናቱ ንዘዝግብኦ ዝህብን ዝከልእን ማለት ብሕጽር ዝበለ ፡ ማለት' ዪ ። ነኣብነት ሓንቲ እናዳ ጠሓኒት እክሊ' ዶ ፡ እክሊ ጢሒና ፡በርበረ ኪትጥሕን ይከኣል ኢየ ፡ንኩሉ ነናቱ ኣለዎ ፡ ኣስተዉዕል ዝሓወይ ረዲኤት ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየካ ናብ ልብካ ኪትምለስ ፡ት ኤርምያስ ፡17 ፥9- 10 ልቢ ካብ ኩሉ ጎራሕን ኣዝዩ ሕሱሙን እዩ መንከ የስተዉዕል,,,,,,,,,,, (ራእ፡የዉ 22 ፥13 . 1፥ 17-18 ) ሮሜ 9፥ 20 ። ብዝያዳ ከአ ኣብ ጥቃኻ ዘለዉ ሕተት ክምሉስልካ 'ዪም ,. ወይ ድማ አብዛ ቻነል እዚአ ተከታተል ኢካ ዘይተረዳኣካ ሕቶ ሕተት ኢካ ዝሓወይ !!! Welta Tewahdo Ze Eritrea
@gebregziabhiereyob4219
@gebregziabhiereyob4219 4 жыл бұрын
Kab seb, kab Chanel zobi qak amlak iu bruk hawey, bnay qak amlak, mnfesqudsn enber, emnetey mrdaeyn bnay tbeb seb aykonen, qal amlak iu eti haqi, zqak amlak aysun aygarachon iu
@gebregziabhiereyob4219
@gebregziabhiereyob4219 4 жыл бұрын
Ezi nab lbka temeles tblo zekeka ke nqak amlak khide nseb ksemo maletka du,
@ነፃዓባይዘሃገረትትግራይ
@ነፃዓባይዘሃገረትትግራይ 3 жыл бұрын
ኦ እግዚአብሄር ኣምላኽ ባዕይኒ ምሕረትካ ራኣየና ናዓና ንድኩማት ባሮት ደቅካ ሰላምን ፍቕርን ኣዉርደልና ምእንቲ መንግስትካ ክንወርስ ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም ቅዱስ ፍቃድካ ይኩነልን
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 3 жыл бұрын
በሓቂ ኣማን በኣማን ዓመት ጌራ እዛ vidoe gzie kemey kemzelo,wn betegbar rianayo
@smichael9969
@smichael9969 3 жыл бұрын
Exactly, bnay corona mknyat abat nebsi mrkab shger neyru. “ thabah abotatna knrekbom nkel wey ka aynkel zbel ab kdmena tefetsimu.”
@robelnetserab3425
@robelnetserab3425 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታ ከም ብዝሂ አቢት ሃትያትና ይቅረ በለልና
@heubsfhjcffj3372
@heubsfhjcffj3372 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ መሓረና ይቅር በለልና ኦ ጎይታ መሓረና ይቅር በለልና ኦ ጎይታ መሓረና ይቅር በለልና
@angosomzeray2090
@angosomzeray2090 4 жыл бұрын
እዝግዮ ምሓረና ክርስቶስ ግብርና ገዲፍካ ተዓረቀና
@አደይያዓለመይ
@አደይያዓለመይ 4 жыл бұрын
ከም ናይ ህዝቢ ነነዌ መዓት ዘቑረርካሎም መዓትና ድማ ኣቑርረልና ጎይታይ መዓረይ ምእንተ እቲ ንቕዱሳን ኣቦታትና ዝኣተኻዮ ቃል ኪዳን ክትብል።
@Showmein-ix7yn
@Showmein-ix7yn 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏💚💛❤💒
@weditesfay5985
@weditesfay5985 4 жыл бұрын
ብእንተ ማርያም ወላዲትካ ብእንተ ቁዱስ ሚካኤል ብእንተ ቁዱስ ገብርኤል ተዘከረኒ አምላኽ አቦይ አሜን
@hidatwelday2212
@hidatwelday2212 4 жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢💒💒💒💒💒💒💒💒💒😢😢😢😢😢😢😢😢💒💒💒💒💒
@brhanagerye815
@brhanagerye815 3 жыл бұрын
atom sebat nab goyta temelesu kale mengedi yelen kale zseme yelon temelesi
@yosefmaru6471
@yosefmaru6471 3 жыл бұрын
ልዑል እግዚአብሔር መዓቱ የርሕቀል ፣ሰላምን ምሕረትን የውርደልና፣
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
🙏💒🙏 ኦ ገታ መድኃኒ አየሱስ ክርስቶስ ተዘከረነ ጸሎት በረከት ናይ አመብርሃን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና ኣብ ሃይማኖትና የጽንዓና አግዚኦ መኃረና ክራቶስ =>3 አግዚኦ መኃረና በአንተ ማርያም =>3 አግዚኦ መኃረና በአንተ ቅዱሳን መላአክት ቅዱሳን ኣቦታት ኣሜን ዝወደቀ ዝነጠበ ብኣፈ ትጉሃን መላአኽቲ ይተኣረመለይ። ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ኣኅዋት ኣብ ንስኃ ንኽበጽኅ 🙏💒🙏🏻.
@akberetesayasgalraya3223
@akberetesayasgalraya3223 3 жыл бұрын
ኦ,ኣምላኬበዓይኒምሕረትኻጠምተናስደትዘለናኣብዓረብሃገርኮይንና,ንሳሃናኣትዉይፍቀድ,ድዩዝፍቀድእድሕርኮዩኑስልኪቁፅርሃብኒ🙏🙏🙏
@e.f7201
@e.f7201 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ኣብ ትመጽእ መንግስትካ ዘክረና. ከም ምህረትካ እንበር ከም በደልና ኣይኩን. እመብርሃን ኣደይ ምሕረት ክገብረልና ናብቲ ፉቁር ወድኪ ለምንልና ኣሜን ።
@yousmaron5572
@yousmaron5572 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@samsomzeromgo7440
@samsomzeromgo7440 4 жыл бұрын
ንንስሓ ሂወት የብቀዓና ኣምላክናን ጎይታናን ኢየሱስ ክርስቶስ
@fytsj1656
@fytsj1656 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@senimeresa3115
@senimeresa3115 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 4 жыл бұрын
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ!!! እግዚኣብሔር ኣብ ሃይማኖትና ክንጸንዕ ይደግፈና!!!
@hayat4178
@hayat4178 4 жыл бұрын
Amen. Amen amen
@amananbeza
@amananbeza 4 жыл бұрын
Amen
@slekulunegeregziabhierymes8495
@slekulunegeregziabhierymes8495 4 жыл бұрын
እግዚኦ ማሐረና ክርሰቶስ እግዚኦ ማሐረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሐረና ክርስቶስ ምእንተ ማርያም ማሐረና ክርስቶስ ምእንተ ማርያም ማሐረና ክርስቶስ ምእንተ ማርያም ማሐረና ክርስቶስ
@yuelsolomun4194
@yuelsolomun4194 4 жыл бұрын
Des meandu yeak seb ayteferarhu, eti mnsah gele xbuq iyu bteami. Gn kemzi knkewn ina do gele g. xbuq aykonen. Kabzom piente knhaysh iyu zelena Ember bezi tblo zeleka kabeom ngedd alena. Xbuq aykonen hasot. Meregagexi amxaley tebelkuka aytemx'en ika. Tzareb tray ika zeleka Ab afka zmexeka. Kab kndi nseb tesfa mhab nnesah nab church nkid ilka Si ,kt'tefeu ikum ilka alo? Giega. Amlak bmhretu ytemtka.
@Moral269
@Moral269 4 жыл бұрын
Atum sebat ezi aba ztenebeyo haqi enda kone mexyu ezgyo nbel🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@abelalabe6828
@abelalabe6828 4 жыл бұрын
ኦ እግዛቢሄር ኣምላኽና መዓትካ ዕቆረልና ሳላምካ ኣውርደልና ብምሕረትካ ጠምተና ሰለ ቅዱሳን ተዓረቀና እንዳፈለጥና ይኹን ከይ ፈለጥና ዝበደልናዮ ይቅረ በለልና (ኣሜን)3
@Godsdaughter16
@Godsdaughter16 3 жыл бұрын
😭😭😭😥😥😥🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾 As a catholic we have also vission from st mary at portugal fatima ... 100 yrs befor that the whole world christians ,churches will be on cry.But by praying the Rosary(mekutseria tselot ) the st mary we will get help from her.she said at the end my heart will triumph( previl) 🙏🏾O my Jesus I trust in you.I beg you pardon for those who don't believe ,Ador ,Love and Trust you. St mary mother of God pray for us sinners now and at the end of our days Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Archangel st Gabriel ,Mickael ,raphael Pray for us🙏🏾 St joseph pray for us🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤
@wudaseyemane1126
@wudaseyemane1126 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 4 жыл бұрын
ኣቤቱ መሓረና ይቅረ በለና ኣቤቱ ከምቲ በደልና ዘይኮነስ ከምቲ ምሕረትካ ይቅረ በለና ንንስሃ ምት ኣብቀዐና ይህንንስ ኣይሁንብን ልቦናና ክፈተልና ንሰብዓ ነነዌ ዝተለመንካ ተለመነና ኣቤቱ
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 4 жыл бұрын
እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ 🙏!! ኣምላኽ ኣማልኽት እየሱስ ክርስቶስ ምሕረትካ ኣውርደልና!! ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏!!
@mibrakwberhe494
@mibrakwberhe494 4 жыл бұрын
አግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ ዎ ፈጣሪየ ኩሉ ኣለም ከም ብዝሒ ሓጥያትናን ኣበሳናን ዘይኮነስ ከምብዝሒ ምሕረትካ ደኣ ይኹነልና ይቕረ በለልና መዓትካ ኣቑርረልና ሰላምካ ሃበና ህዝብናን ሃገርናን ባርኸልና ኣሜን
@ቅዱስዓንደሚካኤል
@ቅዱስዓንደሚካኤል 4 жыл бұрын
ምእመናን ኣይነፈራርሕ ፡ምስ ትምህርቲ ድሕነት ዝጋጮ ትንቢታት ኣይንነበ ፡ካብቲ ክርስቶስ ባዕሉ ንደቂ መዛሙርቱ ዝበሎ ትንቢት ዝዓቢ ትንቢት የለን ቤተክርስቲያን ትሰብኮ እውን ንሱ እዩ ስለ ነገረ ምጽኣቱ ኩሉ ግዜ ትሰብኮ |eschatology |ንሱ ጥራይ እዩ ፡ለንቅነ ዝግበር ዘሎ ምፍርራሕ ግን ኣይግድን ፡ቤተክርስቲያን ዘይትፈለጦ ትንቢት ይኸውን ኣሎ ። ቤተ ክርስቲያን ዘይትፈልጦ ጾም ንእውጅ ቤተክርስቲያን ዘይትፈልጦ ትንቢት ንንበ፡ኣብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኢልና ንፈላልሊ፡ ሱዳን ከ ኬንያከ ጁቡቲ ኸ ግብጺ ኸ ኣረ በጃኹም ፡ብዛዕባ እተን ሕማቕ መዓልትታት ፡ምፍላጥ ማቴዎስ 24 ምፍላጥ እኹል እዩ ሃይማኖትና ኣይነቅልሎ ፡ብዛዕባ ቲ ንስሃ ግን ጽቡቕ ብዛዕባ እቲ ቁርባን እሞ ጽቡቅ ንቀበል ንነሳሕ ።ጎይታ በየነይቲ መዓልቲ ከም ዝመጸና ስለ ዘይፍለጥ ።ናይ ኢየሱስ ታቦት ጥራይ ኢየን ዝተርፋ ንብለ ፡ናይ ማርያም ኮይኑ ናይ ኢየሱስ እቲ ታቦት ናይ ጎይታ 10 ቃለት ዶ ኣይኮነን ሒዙ ዝርከብ ፡ኣረ በጃኹም ተነስሑ እዞም ከምዚ ትገብሩ ዘለኹም ።እዚ ሓሰብዚ ሰብ ናይ ብስም ማርያም ሚካኤል ገብርኤል etc ዝተቀርጸ ታቦታ ገዲፉ ኽኸይድ ንግድዶ ኣሎና ፡ ኩሉ ናይ ክርስቶስ ስጋን ደምን ዝፍርተተሉ ዶ ኣይኾነን፡በጃኹም ርግእ ንበል ።ኣኽፊእና ቤተክርስቲያን ዋናታት ኣለዋ ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምራሕ ሲኖዶስ ንሕተት መምስ ዝመጸ ንፋስ ኣይንጎተት ።ቤተክርስቲያና፡canonize ዝገበረቶም ናይ ትንቢት መጽሃፍቲ ኣለዋ ።እዚ ዝነፍስ ዘሎ ንፋስ ግና ኣይግድን ፡ ንነሳሕ ማለት ጽቡቕ ኢዪ ንነሳሕ ፡ምስ ትምህርቲ ሃይማኖት ዝገራጮ ትንቢት ግና ኣይንተንበ ሓደራ ሓደራ ። መንፈስ ዘበለ ንመርምር እምበር ሱቕ ኢልና ኣይንቀበል ።
@hanahhaile1337
@hanahhaile1337 4 жыл бұрын
ቅዱስ ዓንደሚካኤል . Tebarek kale hywet yesmieka hawey
@ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ
@ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ 4 жыл бұрын
ብሓቂ እግዛቢሀር ኣምላክ ይባርክካ ዝሓወይ ቃል ሂወት የስመዐና እግዛብሄር ከይፈላለየ ንኩለና ህዝቢ ክርስትያን ምሕረት የዉርደልና ዘስተዉዕል ልቦና ይሃበና ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፀጋኣን በረከታን ረዲኤታን ኣማላድነታን ኣይፈለየና ኣሜን
@henokghebremikael2486
@henokghebremikael2486 2 жыл бұрын
ቅዱስ ኣንደሚካኤል እዚ ትንቢት ከም ዝበጽሐ ሕጂ ኣሚንካ ዶ? ቅድሚ ክልተ ዓመት ምስ ቤተክርስትያን ዝጋጮ ትንቢት ኣይትንገሩ ትብል ኔርካ። እቲ ትንቢት ግን ብዓይንና ንሪኦ ኣሎና። ስለዚ ተሃዊክና ኣይንዛረብ።
@ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር
@ኤልሲኦርቶዶክሷኤልሲየኦር 4 жыл бұрын
ኣቤቱ ቅዱስ ሆይ ለ ንስሓ ሞት ኣብቅኣኒ ቅዱስ ፍቃድካ ይኩን ትንቢት መፈጸሚ ኣይትግበረና ምስ ዝንጠቑ ንጠቀና ኣምላኽ ሆይ ለዋህ ኢኻ እሞ ብለዋሃት የዕንትኻ ጠምተና ኣሜን
@autikoszsmu
@autikoszsmu 4 жыл бұрын
ኦ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ ኦ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ ኦ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ
@heyabeye3947
@heyabeye3947 4 жыл бұрын
Ata amlakey anes ፈሪሐ😭
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 жыл бұрын
ኣባ ዘወንጌል መጀመርያ 2008 ኣብዝከድክዎ ይዝከረኒ ድሕሪ 2 ዓመት ኢትዮ -ኤሪ ሰላም ክኮን እዪ ኢሎምና ኔሮም ከምታ ዝበልዋ ከዓ 2010 ሰላም ኮይኑ
@semerabtekie4099
@semerabtekie4099 4 жыл бұрын
Abey tfeltiyom nba zewengiel. Habereta do ktbna mkealki
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 жыл бұрын
@@semerabtekie40992007 ዓ.ም ተወዲኡ (2008) ክኣቲ ከሎ ቅነ ቃቂሞን ኣብ ዓዲ እንዳሃለኩ ከደ ነረ ግን ይክየድ ያ ኣሎ ምስ መሓዙተይ ተኣኪብና ከድና እምበር ኣፍልጦ ኣይነበረናን ከምኡ ስለ ዝኮነ ከዓ ጥራሕ ከይደ ከምዝተመለስኩ እምበር ኣብኡ ከይደ እዚኣ ሰምዐ ወይ እዚኣ ሪአ ክብል ኣይክእልን ብዘይካ እዛ ናይ ኢትዮ -ኤሪ ሰላም ካሊእ ሓንቲ ኣይሓዝኩን ክገርመካ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ብዙሕ ሰብ ኣይከድን ነሩ ንደገ ወፂኦም ባሪኮምና ግን ኣይካን እቲ ዝተዛረብዎ ንባዕሎም ቆላሕ ኢልና ኣይረእናዮምን ቆልዑ ኢና ነይርና
@dawit7956
@dawit7956 4 жыл бұрын
Semerab Tekie hawey hji ezom Abo b Hiwet yelewuin kidmi kurub gzie Arifom eyom
@salehsaaaleh8557
@salehsaaaleh8557 4 жыл бұрын
ኣባ ዘወንጌል በረኸቶም የካፍለና ኣቦና ኣበይ ይርከቡ
@lulighde7522
@lulighde7522 4 жыл бұрын
@@fanuelnatnael8241 ata fanuel hawena ymhrena eba ykewin kab matu xelot dea ngber
@andemariyamasfahale7074
@andemariyamasfahale7074 4 жыл бұрын
ተዘከረኒ በውስተ መንግስትከ ተዘከረኒ በውስተ መንግስትከ ተዘከረኒ በውስተ መንግስትከ ካብ ትምኒት ምጻኣትካ ጎይታ ማዓትካ ዓቅሩር ንድንግል ማርያም ማሓረና ንኩሎም መላእኽቲ ካ ማሓረና ክርስቶስ
@melakegheberetsadik7765
@melakegheberetsadik7765 4 жыл бұрын
ተነስሑ ናብ ክርስቶስ ጥምቱ ምባልካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መልእኽቲ እዩ። እንተ ንኤርትራን ኤትዮጴያ ዝበልካዮ ትምንቢት ግና የስክፈካ እዩ። ሰለምታይ ኣምላኽ ንኤርትራን ኢትዮጴያን ክቀጸዓን ሓሲቡ በዓል ግብጺ፡ ኣንፆኪያ ፡ ህንዲ ፡ ሶርያ። ሮማ .... ወዘተ ናይ ኣሬንታል ቤተ-ክርስቲያንት ከ ። እቶም አንዚ ዝነበርዮ ኣቦታት ኣበይ ኣለዎ። ቤተ-ክርስቲያን ነዚ መልእኽቶ ፈሊጣቶ ድያ ....... ወዘተ ዝብሉ ክምለሱ ዘለዎም ሕቶታ ኣብ ቅድሚኻ ከም ዘሎ መዝካር።( እዚ መልእኽቲ ካብ ናይ ድያቆን ዮርዳኖስ ሰብከት ዝተበገሰት መስለኒ ፡ ካብቲ ንሱ ዘበሎ ግና ብዙኅ ዘይመሃሮን ዘይተዛሮቦን ተወሲኽዎ ኣሎ kzbin.info/www/bejne/aGWXmmewiLGHnqc) ብዓቢኡ ድማ ኣምላኽ ፍቃርእምበር ጫካን ኣይኮነን። ንኣምላኸ ከም ሓደ ርጉም ፡ ቀታሊ ሓራዲ ጎማዲ ዝዓይነቱ ኮይኑ ቀሪቡ ኣሎ ኣብ መልእኽትኻ። ንእዚአብሔር ኣምላኽ ብፍቅሩ ተማሪኽና ከነምልኾን ክንስዕቦን ይግበኣና እምበር ከይንቅጻዕ ከንጠፍእና ኣኮይነን። ክርስቶስ ጐይታ ኣነ ክዕርፈኩ ናባይ ምጽ ፡ ኣርዑተይ ፎኪስ’ዩ እናበለ ኣብዚ መድሪ ሰበኸ እምበር ከይትሕረዱ ከይትቅተሉ ሰዑቡኒ ኣይበለን። ንሓደ ሰብ ትፍቅሮ ፡ ትቀርቦ ዓርካኽውን ትግበሮ ሰለ ትፈትዎ እምበር ከይሓርደካ ከይቀትለካ ኣይኮነን። እቲ ሰብ ከም ዝፍቅረካ ትኣምኖ ኣብ ግዜ ጸገምካክረድኣካ ምዃኑ ኣሚንካ ምስኡ ትጽጋዕ እምበር ሰለ ዝፈራርሓካ ምስኡ ኣይትቀረብ።ክርስቶስ ፍቅሪ ሰብ ኣገዲድዎ ናብ ዓለም መጽዩ ። ንሕናውን ፍቅሪ ክርስቶስ ስዒርና ክንስዕቦ ከነፍቅሮናብ ክንጽጋዕ ኣለና እምበር ከይንሕረድ ከንጠፋእ እናበለና ሰብ ከነፈራርሕ ኣይግድን።
@zemenubruk7981
@zemenubruk7981 4 жыл бұрын
Melake Gheberetsadik amlak ybarka bruk
@gelilazebib4293
@gelilazebib4293 4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna kbur hawey
@amanuelafeworki9860
@amanuelafeworki9860 4 жыл бұрын
Godbless you. God is love.Jesus is the Lord.
@kidaneokubay2912
@kidaneokubay2912 4 жыл бұрын
Amen (3)
@queengaleri5184
@queengaleri5184 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና። ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣኸልና። ጸሎት ንግበር ብ'ሓበራ። ኦ ኣምላኽ ርድኣና። ኣሜን (3)
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ
@ቃልስጋኮነ-ረ2ቀ 4 жыл бұрын
እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ፡ ኦ እግዚኣብሔር መዓትካ ኣቑርረልና ሰላምካ ኣውርድውልና ብምሕረትካ ጠምተና ስለቅዱሳንካ ተዓረቐና ብወላድትካ ክትብል ይቅፈታ ሓበና
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
እዝግዮ ምሓረና ክሩስቶስ እዝግዮ ምእንቲ ማርያም ምሓረና ኩሩስቶስ እዝግዮ ምእንቲ ቁዱስ ምካኤል ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ቁዱስ ገብሪኤል ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ቁዱስ ጊወርግስ ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ክዳነ ምሕረት ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ቀዳማዊት ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ሰንበተ ክርስትያን ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ አውነ ተኽለሃይማኖት ጻድቅ ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ኣውነ ኣረጋዊ ጻድቅ ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ቁዱስ ዩውሃንስ ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ቁዱስ ሩፋኤል ምሓረና ኩሩስቶስ ምእንቲ ኩሎም መልኣክትን ቁዱሳትን ምሓረና ኩሩስቶስ ሓጥያትና ሕደገልና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 😭🙏🙏🙏
@sarazabrabruk1055
@sarazabrabruk1055 4 жыл бұрын
አቤተ ጌታ ሆይ ማሓረና👏😭
@mmm0mmmm125
@mmm0mmmm125 3 жыл бұрын
ኣበ ስዕዲ ኣልኩ ከመይ ገይረ ክነሳህ ተሓባበሩኒ ሐዚ እየ ሥመዕ
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 3 жыл бұрын
ብተለፎን ፈትኒ/ን
@alletalove556
@alletalove556 3 жыл бұрын
Bizetekialeki feteni wala b telephone amlak kihegezeki eyu Fetari musaki yekun
@alambrhane9305
@alambrhane9305 3 жыл бұрын
@@ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ ነኣይ እውን ንገርኒ እሺ መዓረይ
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 жыл бұрын
አምላኽ ምስ ዝውጺኢ የውጸአና አሚን
@sabatesfay1801
@sabatesfay1801 4 жыл бұрын
Amen
@ymeharalobeluley.ymeharalo7610
@ymeharalobeluley.ymeharalo7610 4 жыл бұрын
Amen
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 4 жыл бұрын
Amen amen🙏
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ
@ብፍቅሪሰራዊትትግራይልበይ 3 жыл бұрын
አታ አምላክ ኣቦይ ንዓይ ሓጥያተኛ ጋልካ ይቅር በለለይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ
@በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ 4 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኹም ይኩን ወነንቲ እዚ ፓነልን ኣመንጨውቲ እዚ መልእኽትን፡ ክትምልሱለይ ፍቓድኩም እንተድኣ ኮይኑ ሕቶ ኣሎኒ፡- 1ይ, እዚ ናይ ሎሚ መልእኽትኹም ናይ ቅድስቲ ቤት-ክርስትያንና መልእክቲ ከም ዝኾነ ብኸመይ ዝያዳ ክርዳእ ወይ ክንኣምነኩም ንኽእል፧ 2ይ, ኣየነይቲ ቤት ክርስትያን'ከ ትምህረሉ ኣላ፧ ወይ ኣበየናይ መጽሓፍ ተጻሒፉ ኣሎ፧ 3ይ, እዚ ናይ ኣባ ዘወንጌል ዝበሃል ዘሎ ታሪኽ ወይ ትንቢትከ ቅድስቲ ቤት ክርስትያን ብኸመይ ሓቅነቱ ተረጋግጽን፡ መኣስን፡ ብኸመይ'ከ ትቕበሎን፧ ለብዉ! ንሓደ ኣማኒ ብቅንዕናን ሓቅን ንውሕስነት ዘልኣለማዊ ሂወቱ ክነረድኦን ክንድግፎን እንበር፡ ክነፈራርሖ ኮነ ውሕስነት ዘይብሉ ቃላት ኣምጺእና ወላውን ሓቅነት ዘለዎ ይኹን ብዘይበጽሖ ደረጃ ጌርና ክንድህሎ ግቡእ ኣይኮነን።
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 жыл бұрын
በስም ኣም በወልደ መፋስ ቁዱስ ብሓቂ ፈሪሀ ፣ቅድሚ ሕጂ 2007 እዩ ኔሩ ዘመኑ ኣብ ሓደ ገዳም ኢቶዮጲያ ኣብ ትግራይ ሽመልባ ዩ ዝኸውን ናብ ሓደ ገዳም ከድና ኔርና ኩላኹም ንምዕራብ ትዓርቡ ዘለኹም ምስ ስድራኹም ኣይ ክትራኸቡን ኢኹም ሙጾት ዩ ውሉድ ካብ ውላዱ ወለዳ ካብ ውሉዱ ዝፋላለየሉ ግዜን ዘመንን ኣኺሉ ዩ ተናስሑ ዝብል፣ሰሚዐ ክሳብ ሎሚ የ ዝዝክሮ እዚ ቃላት እዚ ና ፈራሃኹ ገጽ ስድራይ ከይ ራኣኹ ድማ 13 ዓመት ኣቁጺረ ኣለኹ፣ ሕጂ ካኣ እዚ ተወሳኺ ሰሚዐዮ በቃ ሓንቲ ማዓልቲ ክናሳሕ ምስ ነብሰይ ይዛራረብ ኣለኹ።
@በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ
@በጊዕኣምላክብገመድፍቅሪሰ 4 жыл бұрын
@@bahtagrmay1615 ፍቑር ሓወይ ኣምላክ ቅዱሳን እግዚኣብሄር ሓሳብካ ንኽሰምር ሓይልን ብርታዐን ይሃብካ፡ ኣብኡ ከለኹ መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ደኣ ኣለካ ወይ'ውን ነባት ነብስኻን ክህቡኻ ዝኽእሉ ብጾትካን ተወኪስካ መጽሓፍ ጥበብ ኢያሱ ወዲ ሲራክ 5፡1-9 ኣንብባ፡ ክትጠቕመካ መንፈሳዊ ትምኒተይ'ዩ ብዙሕ ተባረኽ ፍቑር ሓወይ።
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
@ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 жыл бұрын
በጊዕ ኣምላክ ብገመድ ፍቅሪ ሰብ ተሳሕበ። ሕጂ ትወንጌል ናብ ንሳሃ ንክትምለስ ንክትዳሎ እዩ ዘምህርካ ዘሎ ኽልእ ዘሐትት የብሉን ብኽመይ ንእምነኩም ማለትኻ
@ምንባርኣብሕልናይዳነ-ዸ8ጨ
@ምንባርኣብሕልናይዳነ-ዸ8ጨ 4 жыл бұрын
@@bahtagrmay1615ሓውይ እዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ኤርትራ እንክለኩ ሰሚዒዮ ነይረ ኣብ ኤርትራ ኩሉ ሰብ ዳርጋ ይፍልጥ ኢዩ
@luwamashebr1481
@luwamashebr1481 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/rXaQcqSqZtGUarc
@mitslalgpqq3704
@mitslalgpqq3704 4 жыл бұрын
በጃኩም ሓግዙኒ ንስሓ ብከመይ ክአቱ የክእል አረብ ሓገር ነው ያለሁት እባካችሁ ተባበሩኝ ምክንያቱም በጣም ብዙ ሓጥያት አምላኬ ፊት ቆሜ በድያለሁ ተባበሩኝ ስለመቤታችን ብለችሁ ምክንያቱም ካህን የለንም ሃጥያቴን የምነግረው።
@zdelu103
@zdelu103 4 жыл бұрын
Eiygzyo maharna. Kuristosi
@alexanderberhe1881
@alexanderberhe1881 4 жыл бұрын
ሰላም ሓወይ ከመይ ትኸውን ደዊልካ ብቴሌፎን ኣባት ነብሲ ሒዝካ ክትንሳሕ ትኽእል ኢኻ
@selam6473
@selam6473 4 жыл бұрын
ስልኪ ደዊልኪ መዓረይ ይፍቀድ እዩ ግን እግዚአብሄር ብዕሉ ምሕረቱ ይልአከልና አሜን፫።
@beilulbrhane4315
@beilulbrhane4315 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና ዝሓፍተይ ዝደለየ ዘበለ መንገዲ ኣይስእንን እዩ'ሞ ከም ፍቃድ አምላክ ብ ቴለፎን ናይ ነፍሲ ኣቦ ክትገብሪ ይፍቀደኪ እዩ። እግዚአብሔር ከም ድልየት ናይ ልብኪ ይርኣየልኪ
@selamfisha5868
@selamfisha5868 4 жыл бұрын
እግዝኣቢሀር ከምዚ ናትኪ ስቡር ልቢ ይሃበና ምስቶም ዝወጹ የውጻና መድሃኒ ኣልም
@aimetoujour9192
@aimetoujour9192 4 жыл бұрын
ኦ ኣሚላከይ ሲደቲና ይሂጺሪካ ናብ ኒስሂኣ ኣቢካና
@akiaki8366
@akiaki8366 3 жыл бұрын
ኦ ንኩሉ ትክእል ኤልሻዳይ ይቅረ በለልና ሓደራካ ከም ብዝሒ ክፍኣተ ግብርናን ከም ከም ብዝሒ ሓትያትናን ኣይትኪደና ሓደራካ😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eriloveerilove1450
@eriloveerilove1450 4 жыл бұрын
ክቡር ሓው፡ ተነስሑ ናብ እግዚኣብሄር ተመለሱ ኢልካ ክትምዕድን ክትምህርን ሰናይ ነገር እዩ። እዚ ዘርጊሕካዮ ዘለካ ግን ናይ ቤተክርስትያንና ኣመሃህራ ኣይኮነን። ብመንገዲ ዓለም ወይ ሳይንሰ እንተዝከዉን ርእይቶ ኣይምሃብኩን ነይረ ። ከምዚ ኢልካ ክትነግር ከለካ ማዕረ ክንደይ ነቶም ኣብተን ሃገራት ዝቅመጡ ጽልዋ ከም ዘሕድር ዶ ተረዲካ ይከዉን፡ ገዲፍኩመን ውጹ ዲካ ትብሎም ዘለካ ፡ ይቅሬታ ድኣ ግበረለይ እምበር እዛ ቪድዮካ እያ ትጉስጉስ ዘላ ትመሲል ነዚ ትብሎ ዘለካ ኪከውንን ኪመጽእን ፡ኣታዊ ናይ you tube ክትረክብ ክትብል ቅዱሳን ሃገረት መሳርሒ ኣይትግበር። የሕዋት ብከመይ ኣታዊ ክትረኪብ ኢልካ ትኩንኖ ኣለካ ትብሉ ትኮኑ፡ እዛ ዘርጊሕዋ ዘሎ ቪድዮ ልዕሊ 3 ደቂቅ ኪትርኢ ኣይትክልን ኢካ ኣብ መንጎ ግድን ads (ኣድቨርሳይመንት) ኣለዋ። 4 ads abza 10 ደቂቅ ትከዉን ቅረጻ። ኣምላክ ኣቦታትና ብምሕረቱ ይርኣየና፡፡ የሕዋተይ ቅሩብ ደአ ንመርምር ፡ምስ ዝመጸ ንፋስ ኣይንወሰድ። መድሃኒ ኣለም ክርስቶስ ኣምላከይ ይቅረ ይበለልና፡ ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ፡ ወለወላዲቱ ድንግል ፡ወለመስከሉ ክቡር.።
@zebibtesfagiorgis6839
@zebibtesfagiorgis6839 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር መልካም ያደርጋል እንደ ሰው አይደለም
@asgdommengesha7690
@asgdommengesha7690 4 жыл бұрын
Anta hawna entay zeybele ekamo aykonen hiji enrio zelena shigrin tsebeban kirstos abzneberelu abzi midrnakua beal pawlos enkuan mengste semayat qerbalechina niseha gibu ylu neber aykonen hiji bzkone krstian anytime zgiju eyu kikon zelewo
@bereketmebrahtu7349
@bereketmebrahtu7349 3 жыл бұрын
Egzabeher amlak yefelit seb akme yebelun
@bereketmebrahtu7349
@bereketmebrahtu7349 3 жыл бұрын
Hasot eu yewaht
@samsonkesete7291
@samsonkesete7291 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከም ግብርኻ አንበር ከም ግብርና ኣይትኽደና
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 4 жыл бұрын
እዝግኦ ማሓረነ ክርስቶስ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና
@maharikodai1898
@maharikodai1898 4 жыл бұрын
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ምእንተ ሚኪኤል መሓረና ክርስትዮስ ምእንተ ኩሎም መልኣኽቲ መሓረና ኣምላክ ካብ ኩፉእ ሰዉረና ኣምላክ
@luwameyob3243
@luwameyob3243 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላኽ፡ኣቦይ ይቅረ በለልና ሓጢያትና ቡዙሕ ዩ ሞ ብ መንገድድኻ ምርሓና ኣሜን
@ROHOBOTTUBE
@ROHOBOTTUBE 4 жыл бұрын
ግን ክሓተኩም እንዶ የሕዋት እዚ ትንቢት እዚ ነቢመን ዝተነበዮ እዮ ኣበየናይ መፅሓፍ ከ ኣሎ ወይስ ከምቲ ነቢይ ሃዋርያ ይሁዳ ዝበሎ ኣብታ ሓንቲ ምዕራፉ ዝፀሓፎ ሓሰውቲ ነብያት ዝበልዎ ኢኩም ትደግሙ ዘለኩም ምፅኣት ምቅራቡከ መንዮ ዝፈልጦ ብዘይካ እቲ ሓደ ጎይታ ጎይቶት ዝኮነ ኢየሱስ ክርስቶስ በጃኩም የሕዋት ሕማቅ ኣይንዛረብን ሕማቅ ኣንነበን ኣምላክ ኣቦታትና ምድርናን ሃገርናን ይባርክ ኣሜን
@godislove3443
@godislove3443 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@samrisamris6369
@samrisamris6369 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ
@ጓልደብርፂጓል70እንደርታ 4 жыл бұрын
ኦ አማላኬ ይቅር በለን 😭😭😭😭😭😭😭
@weditgray5521
@weditgray5521 3 жыл бұрын
ኦጎይታ ይቅረ በለልና ኦጎይታ ይቅረ በለልና ኦጎይታ ይቅረ በለልና
@shalomtewahido9085
@shalomtewahido9085 3 жыл бұрын
አዝግዮ ማሓርና ክርስቶስ ⛪️😭💔🙏
@sooqu1387
@sooqu1387 3 жыл бұрын
ኦጎይታ ልንስሃ ሞት የብቅዐኒ ኦ ጎይታ መፈጸምታ ትመኒት አይትግበረኒ አጎይታ ብምሕረትካ ጠምተና ኦጎይ ታ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 4 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ እግዚኣብሔር ንንስሓ ሞት የብቅዐና ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡራት የሕዋተይ ንዓይ ንድኹምቲ ሓፍትኩም ወለተ መስቀል እናበልኩም ብፀሎትኩም ዘኩሩኒ
@henokamanuel1424
@henokamanuel1424 3 жыл бұрын
ኦ ኣምላኸ ኣቦይ ስለ ቁዱሳንካ ባዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና 🙏🙏🙏❤❤❤
@brhaneftwi8846
@brhaneftwi8846 4 жыл бұрын
አዘግዘአ ማሃርና ኩርስቶስ
@nanananai5664
@nanananai5664 4 жыл бұрын
Egziabher meatna ykentitelna Amen🙏❤️🇪🇷🇪🇹❤️
@trhasgebretsadk7815
@trhasgebretsadk7815 4 жыл бұрын
እግዚኦ ተዘከረነ በውስተ መንግስትከ ፫አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 4 жыл бұрын
እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ (3) እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ካብ መዓቱ ይሰውረና ብጣዕሚ ሕማቕ ግዜ መወዳእታ ዘመን ኢና በጺሕና ዘለና!!!
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ
@ድንግልማርያምዋሓስህወተይ 4 жыл бұрын
እግዞ ማህረነ ክርስቶስ ተዘከረነ በውስተ መንግስትከ😭😭😭😭😭
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 4 жыл бұрын
ኦ እግዚኣብሔር በዓል ዓብዩ ምሕረት መሓረነ ክርስቶስ (፫)። በእንተ ማርያም መሐረነ ክርስቶስ እግዚኦ(፫)። ንሰብ ድማ ሓሳቡ እንታይ ከም ዝዀነ ዚገልጸሉ እግዚኣብሄር ኣምላክ እዩ። ኣሞጽ 4 13፤ እንሆ፣ እቲ ኣኽራን ዚሰርሕ፣ ንፋስ ከኣ ዚፈጥር፣ ንሰብ ድማ ሓሳቡ እንታይ ከም ዝዀነ ዚገልጸሉ፣ እቲ ንወጋሕታ ጸልማት ዚገብር፣ ኣብቲ ልዕል ዝበለ ቦታታት ምድሪውን ዚረግጽ፣ ስሙ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰራዊት እዩ። ማርቆስ 4 39፤ ተንሲኡ ንንፋስ ገንሖ፡ ንባሕሪ ድማ፡ ስቕ በሊ፡ ህድኢ በላ። እቲ ንፋስ ዝግ በለ፡ ዓብዪ ህድኣትውን ኰነ። ኣብ ዘለናዮ ዘመን ዝተፈጸመ ናይ ጎይታ ወንጌል። ወይትነሣእ ሕዝብ ዲበ ሕዝብ ወነገሥት ላዕለ ነገሥት ወይመጽእ ረኃብ ወብድብድ ወሀከክ በበ በሓውርቲሁ ። ወዝኵሉ ቀዳሚ ማሕመም ። ማቴዎስ ወንጌል 24:7-8 kzbin.info/www/bejne/iXm4q3x5a8ajpbc
@kmagotelkizakmeyeritreaade624
@kmagotelkizakmeyeritreaade624 4 жыл бұрын
🤰🤦‍♀️🤦‍♀️🤦‍♀️🙆‍♀️🙏🙏💒⛪ wo goytaye meharenaaa😭😭😭😭😭😭
@hadeghesamuel8437
@hadeghesamuel8437 4 жыл бұрын
ብፍርሒ ዝእቶ ንሰሓ የለን ናይ ዘበና ሰብ ነጸላ ።ሰብ ወንጌል መሃርዎ ደሓር ጎይቱኡ ምስ ፈለጠ ድሕነት ክደልያ እዪ ብርድኢት። ኣይኮነን ቀተሉኻ ሓረዱኻ ከንበረት መዓት ክዘንበካ እንታይ እዪ እዚ።
@wedieri8264
@wedieri8264 4 жыл бұрын
24 ሰዓት ከፊቶም ጸሎት ይገብሩ ኣለዉ ይምህሩ ኣለዉ ኣሲሮም ዶም ንዑ ተመሃሩ ኢሎም ከምጹና ሓወይ እቲ ሕምቀት ናትና ዩ እምበር ናቶም ኣይኮነን ንስሓ ተነስሑ ምባል ክኣ ገበን ኣይኮነን ያእቆብ 5 (James) 14፤ ኣብ ማእከልኩምከ ዝሐመመዶ አሎ፧ ንሽማግሌታት ማሕበር ይጸውዕ፡ ንሳቶም ከኣ ብስም እግዚኣብሄር፡ ዘይቲ እናለኸይዎ፡ ኣብ ልዕሊኡ ይጸልዩ። 15፤ እታ ናይ እምነት ጸሎት ድማ ነቲ ሕሙም ከተድሕኖ እያ፡ ጐይታውን ከተንስኦ እዩ። ሓጢኣት ገይሩ እንተ ዀይኑውን ኪሕደገሉ እዩ። ማቴዎስ 8 (Matthew) 2፤ እንሆ፡ ለምጻም መጺኡ፡ ጐይታይ፡ እንተ ትፈቱስ፡ ከተንጽሃኒ ትኽእል ኢኻ፡ እናበለ ሰገደሉ። 3፤ ኢዱ ዘርጊሑ፡ ፈትየ አሎኹ ንጻህ፡ ኢሉ ተንከዮ። ብኡብኡ ኻብ ለምጹ ነጽሄ። 4፤ የሱስ ድማ ንሓደ እኳ ኸይትነግር ተጠንቀቕ። ኪድ ደኣ፡ ርእስኻ ንኻህናት ኣርኢ፡ ናኣታቶም ንምስክር ድማ እቲ ሙሴ ዝኣዘዞ መባእ ኣቕርብ፡ በሎ። ማርቆስ 6 (Mark) 12፤ ንሳቶም ድማ ወጺኦም፡ ሰብ ኪንሳሕ ሰበኹ። 13፤ ብዙሓት ኣጋንንቲ ኣውጽኡ ንብዙሓት ሕሙማትውን ዘይቲ ለለኽዮም ኣሕወይዎም። ማቴዎስ 3 (Matthew) 1-2፤ በቲ ወርሓት እቲ ዮሃንስ መጥምቕ፡ መንግስተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ፡ ተነስሑ፡ ኢሉ እናሰበኸ፡ ናብ በረኻ ይሁዳ መጸ።
@luwamashebr1481
@luwamashebr1481 3 жыл бұрын
Xbuki alka zhawey eza ya eta haki tarkom na abona asenbdomna kenyom eko. kzbin.info/www/bejne/rXaQcqSqZtGUarc
@luwamashebr1481
@luwamashebr1481 3 жыл бұрын
@@wedieri8264 no bmfirrah aykonn ezi u eti haki trarkom channelom krayelom elom weni zserhu alewu kzbin.info/www/bejne/rXaQcqSqZtGUarc
@kiflebrhane7275
@kiflebrhane7275 4 жыл бұрын
ሆይ እዝጋቤሔር ኣቦይ ምዓትካ ኣቁርረልና ሓጥያትና ገዲፍካ ምሕረትካ ስደደልና
@letaykalay1893
@letaykalay1893 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጎይታይ ምሕረትካ ልኣኸልና ናትና ሓጥያት ኣይትቁፀሮ ይቅር በለን
@natuabraham612
@natuabraham612 4 жыл бұрын
አምላክ ይምሓረና ብምሕረቱ ውን ይጠምተና እዚ ትንቢት እዚ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ገዳም ጻዕዳ እምባ ከም ዘሎ ሰሚዐ ኔረ ሕጂ ውን ብትክክል ይንገር ኣሎ ኩላሃና ንቁሓት ንኩን
@hgbc5530
@hgbc5530 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@User-cz6nn
@User-cz6nn 3 жыл бұрын
Hasowti nebyat kitesu iyom ilu iu amlakna slezi bkemey kinamen nike
@tirhasweldeyesus5022
@tirhasweldeyesus5022 4 жыл бұрын
Egziabhar ab tmexe mengstka zekrena🙏
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 4 жыл бұрын
Egziooooo maharene krstos. Abzia zelekum Eritrawyan ahwatey bi Comment txerifomuni ele harike texarife zeqeyemkukum yikreta giberuley ab tslotkum ayitresuni bejakum kabakum ziqerib haw yebleyin. 😥😥😥.
@thanksgod8398
@thanksgod8398 4 жыл бұрын
1)ናይዛ ኣካየድቲ ቻነል እዚ ትብልዎ ዘለኩም ኣበይናይ ዓንቀጽ ኣሎ 2 )ብጀካ ሓደ ዘፈልጥ የልን ዝብል ከምሰራቂ ክመጽእ ዝብል ናትኩም ግን ማዓልቱ ትፈልጥዋ ስለዚ ይጋራጮ ኣሎ ።
@fiyoritefom9440
@fiyoritefom9440 4 жыл бұрын
Ewae aygermekan lbna ko molikna
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 4 жыл бұрын
Emo geta tefekidlom ke entay tblu..?
@yonisabrha8887
@yonisabrha8887 4 жыл бұрын
@@fiyoritefom9440 Aythazuley imber nay tinqola koynu tesemiuni Ab nay amharan tegarun orthodox tenqolti bzuhat alewu Ab ertrea kema hade kilte alewu abu ztemahrwo
@hadishhabtemichael5567
@hadishhabtemichael5567 4 жыл бұрын
ኣይትዓሽዉ ክቡራት የሕዋት፡ እዚ ናይ ኣቦታት ትንቢት እዩ። ካብ ቀደም ውን ዝንገር ዝነበረዩ። ኣብ ፍካረ ኢየሱስ፡ ክብረ ነገስት፡ መጽሓፈ ምስጢርን ካልኦት መጻሕፍትን ብግቡእ ተጻሒፉ ኣሎ። ደሓር እታ ዝበልካያ ብዘይካ ጎይታ ዝፈልጣ የላን ዝተባሃለት ዕለት፡ ዕለተ ምጽእት ኢያ። እዚ ዝበሃል ዘሎ ናይ ሕጂ ግዜ ናይ 3 ዓመታት መከራ ኢዩ። ብድሕሪኡ ገና ናይ ሰላም ግዜ ኣሎ። ስለ’ዚ ነብስና ኣይነተዓሻሹ። ተነስሑ ኢዩ ዝተባህለ። እዚ ትዛረብዎ ዘለኹም ግን፡ ከምቲ ቅድሚ ማይ ኣይሂ እቶም ንኣቦና ኖህ መርከብ ንስራሕ ክብሎም ከሎ ዘላግጽሉ ዝነበሩ ሰባት እዩ ዝመስል እሞ፡ ምስትውዓል ከድልየና እዩ። ኩሉ ናይ ዓለም ህልው ኩነታት ውን ንርእዮ ኣለና። እ/ር ንኩልና ይደግፈና።
@thanksgod8398
@thanksgod8398 4 жыл бұрын
ስለቲ ከምዚ ጌርካ ምግላጽካ እንዳ ኣመስገና ከማኣ እንተ ኮይናስ ታኣሪመላ ኣለኩ ሓወይ።
@ghenetzemuy6584
@ghenetzemuy6584 4 жыл бұрын
በስመአብ 👉🇪🇷👉🇪🇷 ሰማዕ እሞ ኸመይ ኸመይ ኢኻ ኢትዮጵያን ሀገረ ኤርትራን ዝተፈላለያ ሀገር እየን ኢሂ ኤርትራ እቲ ዝረኸበቶ ሞትን ሸኾና ፈረስ ዝውሕጥ ውሕጅ ደም አብ ኸርሲ ሀገራ ደምያ አዕጽምታ ፈሲሱ እዮ ሕዝባ እንታይ አራኸቦ ኤርትራ ኻላአይ ግዜ ደማን ኽውሕጀ ጥሜት ኽመጻ እዮ ትብሀልስ ጽቡቅ እንተኾይኑ አብ ኢትዮጵያኹም ምድረ አግአዚያን ዝባሃል ነገር የለን አብ ኤርትራ አብ ዓባይ ትግራይኹም እዮ እቲ አግአዚያን ልኽዕ ንሕና ኤርትራዊያን 2 ሃይማኖት ኢና ንውንን ኦርቶዶኽስን አሰላምን 2 ቴና ደቂ እግዚአቢሄር እግዚአቢሄ ብአምሳሉ ዝፈጠረና እቲ ንሰሐ ትብሎ ዘሎኻ ተውሃዶ ሰለዝኾና አብታ ቤትና አብኡ ኢና ነማሎኦ ኸም ኦርቶዶኽስ አብ ግብፂ ኦርቶዶኽስ አብ ራሻ ኦርቶዶኹሰ አብ ግሪኽ አብ ኢትዮጵያ ኻአ ኦርቶዶኽ በብሀገሩ እምነቱ አብ ቤቴኽሪሰቲያኑ ኻአ ይፉጸም እግዚአቢሄር ኹፉኡ ኘይገብርን እዮ ሐዊ አይኹዑን ኤዮ ሙጾታት ኻአ አብ ሙሉ ፉጡራት ኻአ ንፈልጦ ኢና አግአዚያንን ትግራዎት አፉኹም ሐዙልና ናይ ኢትዮጵያኹም እቲ ማዓት ናባኹም እዮ ዝረኤ ዘሎ ንሰኹም ንሰሐ እቶው ሕዝቢ ኤርትራ ባዕሉ አሎዎ ሰላምና ደም ዘየብሉ ጥሜት ዘየብሉ ተመሰገን አምላኽ ። እቲ ንጉሰ ቴድሮስ ኻአ ናባኹም ይምጻአኹም እግዚአቢሄር ንኤርትራ ናሕና ንጉሰ ኽመጸና እዮ አግአዚያንንን ንጉሰ ቴድሮስስ ንምንታይ ድአ ብአምላኽ ዝመጽእ እንተኾነ ንኸንያ ንሱዳን ንናጀሪያ ብላብላ ድአ ኸ ንጉሶም ኽኸውን ድዮ ንምንታይ ኤርትራ ትዛረቡላ አሎኹም ሐሳብኹም ሰለ ንፈልጦ አግዚያንንንን አብ ኤርትራ ቦታ የብላን አጌአዚያንንን ትግራዎት ጸዎታ ተወዲኡ እዮ ኦሮማይ ኦሮማይ ኤርትራስ ናይ ኤርትራዊያን ናይ ደቂ 9 ቢሄራት እያ ኤርትራን ሕዝባን ንዘላአለም ትንበር ኽትነብር ኢያ ገጽኹም ትራሐቅ አግአዚያንን ትግራዎት አእቲ ደም የዕራብ ናባኹምን አብኢትዮጵያ ይመጸኹም አሎ እሞ ንሰሐ እቶው ግብረሶዳማዊ አወግድ ሰርቅን ሐሶተትን አኸጌድ 👉🇪🇷👉🇪🇷👉🇪🇷👉🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷
@ሓበኒእግዚኦአእይንተአእም
@ሓበኒእግዚኦአእይንተአእም 3 жыл бұрын
ደሓን ከሙኡ ኢልካ ጽናሕ ክንዝክራ ኢካ ነዚ ቃል
@እመብርሃንኣዶጎይታማርያመ
@እመብርሃንኣዶጎይታማርያመ 3 жыл бұрын
እግዘዮ መሀረነ ክርስትስ እግዝዮ መሀረነ ክርስቶስ እግዝዮ መሀረነ ክርስቶስ ድንግል ወላዲተ ኣምላኽ ኣማለድነትኽን ረዴኤት ወድኽን ኣይፈለየና ንንሰሀ ሰዓት ኣብቅዕና🙏
@Tekle9237
@Tekle9237 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@solomunokubay6477
@solomunokubay6477 Жыл бұрын
2016 በጺሕና እግዚኣብሄር ይመስገን ወለሓንቲ ኣይረኣናን ቴድሮሶ ኣይረኣና ገለ ኣይረኣና ንምንታይ ብስም እግዚኣብሄር ትሽቅጡ
@gebrigebri2293
@gebrigebri2293 4 жыл бұрын
እዝጊኣብሄር ኣምላኽና ኣብ እምነትና ኣጽነዓና ኣሜን(((3))) እዝጊኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ትመጽእ መንግስትኻ ዘኽረኒ::
@biniyammokonen9455
@biniyammokonen9455 3 жыл бұрын
ኦ ጎይታ ዓለም ከምቲ ልቢ ልድያ ዝኽፈትካ ልብና ክፈተልና ሰላምካ ድማ ለኣኽልና።
@muluburhano4410
@muluburhano4410 3 жыл бұрын
ኣምለከይ ድልዋት ኢና ትእዛዝካ ክንፍፅም ኢና ግን ካብ ዘለናዩ ክንምለሰ ንእሹይተይ ግዜ ሀበና ኣምለከይይይ
@ghenetghe8493
@ghenetghe8493 11 ай бұрын
ዋኦጎይታ የክረበለልና ካህውት የስማልና ምምሐርና ሓውና ኣብና አግዛብህር ምሳኹም ይኹን 🙏😭
@yonasbrhane1947
@yonasbrhane1947 4 жыл бұрын
ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ ተዘከረነ እግዚኦ በውስተ መንግስትከ
@mokonen2619
@mokonen2619 4 жыл бұрын
Beshme eyusus goyta medhnina kerstoss amleky ykile ey neger keglbto seytab zeawjo awaje lomiy kefrs eyu amelk gen nebat eirtrwi nab debsu kkyro eyu ykile ey dema
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 3 жыл бұрын
ንንስሓሃ ሂዉት ኣብቅዕኒ እግዚኣብሔር ኣምላክ ።
@sara5880
@sara5880 3 жыл бұрын
እዉይይይይይ ፈጣሪ ምሕረቱ ልአከልና አብ ስደት ዘለና ላብ መሪየትና ጠሪንፍካ አክበና
@samuelson2010
@samuelson2010 3 жыл бұрын
Zeyamene hji yemen
@habteabhab4234
@habteabhab4234 3 жыл бұрын
Hakka wedey
@glorytogod4106
@glorytogod4106 4 жыл бұрын
እዝግዮ ማሓረኒ ክርስቶስ ኦ ጎይታ ንስካ ኩሉ ትክእል ኣምላክ ኢካ እሞ ነዚ ሕማቅ ነገር ናብ ጹቡቅ ነገር ለውጦ። ህዝብካ ካኣ ናብ ናይ ንስሓ ሂወት ክምለስ ብጸገካ ደግፈና።ናይ ንስሓ ሂወት ሃበና ኣሜን።
🔴ህጹጽ መልእክቲ ኣቦታት🔴 4 ከተማታት ተጠንቀቁ
15:39
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 170 М.
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 23 МЛН
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 22 МЛН
100 Identical Twins Fight For $250,000
35:40
MrBeast
Рет қаралды 54 МЛН
🔴👉"ጸሎት ሰይፈ መለኮት"ኣጋንንቲ ዝቃጸሉሉን ዝእሰሩሉ ጸሎት
16:48
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 821 М.
🔴[እተን ክልተ ዝተረፋ ዘፍርሓ ትንቢት ] ኣባ ዘውንጌል
13:33
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 465 М.
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 23 МЛН