ትምኒት ወልዳይ | Timnit Welday | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show

  Рет қаралды 47,813

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)

Күн бұрын

►Subscribe For More: / @wediromit
ትምኒት ወልዳይ | Timnit Welday | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2024 Wedi Romit
#wediromit #wediromitshow #eritrea #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmusic #ወዲሮሚጥ #ሰርፀብርሃንታደሰ #ethiopiamusic @WediRomit ​ #tigrignamusic #tigrinacomedy #ethiopianews #tigraynews #gereemun #ገሬእሙን

Пікірлер: 331
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 4 ай бұрын
ትምኒትና❤ ወዲ ሮሚጠይ ንዘመን ኣለም ሰገድ እውን ኣቕርበልና😊
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊
@FeruzHadshFeruzHadsh
@FeruzHadshFeruzHadsh 4 ай бұрын
ዝፈትዋ ደራፊት ካብ ትግራይ ንትምኒት ዝፈቱ ላይክ አስከ ርገጹ 🇪🇷❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊
@tedrosfkare
@tedrosfkare 2 ай бұрын
Kemzia geyre zxela tgraweyti ka yela
@bahtageberehiwot7822
@bahtageberehiwot7822 11 күн бұрын
​@@merhawitmuaz1619+qq++
@ትግራይ-ኸ3ሠ
@ትግራይ-ኸ3ሠ 4 ай бұрын
community ብድንግላ ረኪበያ😂 ትምኒት ዝፎቲ ላይክ ወቂጡ ይሕለፍ❤❤🥰
@ጓልስሑልሽረ
@ጓልስሑልሽረ 2 ай бұрын
ትምኒተይ ዋዕሮና ወዲ ረሚጥ ሓዉና ዝፈትወኹም ተጋሩዋኒ ፅራያት❤
@Tamekebe-o3u
@Tamekebe-o3u 4 ай бұрын
ትምኒት ሰጋረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ዘኽብረክን አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
@kasmas4492
@kasmas4492 4 ай бұрын
Thank you wedi ሮሚጥ ብሓቂ ፅቡቓት መደባት ኢኻ ተቕርብ።ሰምበት ሰምበት መደባትካ ብሃንቀውታ እየ ዝፅበዮም።ኣብ ቀፃሊ ፍስሃ ዘሪሁን ወይ ዳዊት ሰለሙን ኣቕርበልና ፕሊስ።
@tsehaye9438
@tsehaye9438 2 ай бұрын
ትምኒተይ ሽኮር ብዘይ መጠን'የ ዝፈትወክን ዘኽብረክን 💙💙💙
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 4 ай бұрын
ትምኒት በዓልቲ ጥዑም ድምፂ ብጣዕሚ ነድንቀኪ ኢና የቅንየልና ወዲ ሮሚጥ🙏❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊
@KiviKivi-w5f
@KiviKivi-w5f 2 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ እናበልኩ ንሰለሙን ይኩኖ ኣምላኽ ኣቕርበልና ወዲ ሮሚጠይ
@sarassss5088
@sarassss5088 4 ай бұрын
ልዘመን ኣለምሰገድ ኣምፀአልና ወዲሪምጠይ ብሰሩ እንተርቨው ከገብር ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጢ❤
@tsegayberhe3904
@tsegayberhe3904 4 ай бұрын
Thank you ወዲ ሮሚጥ ኩሉ መደብካ ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ ቀፅለሉ ትምኒት ጅግና ቀፅልሉ
@Jerigalhaylish-is5ox
@Jerigalhaylish-is5ox 4 ай бұрын
ንራሄል ሃይለ ኣምፃኣያ ወዲ ሮሚጥ💐😘🌿🌿😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐🌹🌹💐💐🌿🌿🌿
@abeshalove2007
@abeshalove2007 4 ай бұрын
ስነ ጥበባዊ ወዲ ሮሚት ሓውና ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ::ቋንቋታት ትግርኛን ኣምሓርኛን ግን ከይትሓዋውሱ ንመክርን ብትሕትና ንሓትትን ምኽንያቱ ጌጋ እዩ ጽቡቅውን ኣይስማዕን::ትምኒት ሓፍትና ፈቃር በላሕ ንሰላም ተተባብኢ ስነጥበባዊት ኢኺ ነድንቐኪ::ሙለርን ትምኒትን ኣሕዋትና ንክልቴኹም ነድንቐኩም ነመስግነኩም::ንመጻኢ ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላም ክኸውን ንምነ::🙏❤💛🇪🇷💕
@solomonberhe1343
@solomonberhe1343 4 ай бұрын
ዋው ኣናነባዕኹ ዝሰምዓ ደርፊ ብፍላይ ትምኒት ክትገልጻ ሕጅኸኣ ፉሉዩ።ፍስሃ ኸኣ የቀንየልና።ምዕዳል ማለት በቃ ከምዚዩ ትምኒት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ።
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 2 ай бұрын
ትምኒተይ ንግስቲ መዲረኽ ንፈትወኪ ጓል ህዝቢ Keep it the great work 💖💖💖❤❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ክቡር ጅግና ኣያና ወዲ ሮሚጥ የቅንየልና ንፈትወኩም ኢና በርቱዑልና ቀጻሊ ንዘመን ኣለምሰገድ ኣቅርበልና ኢካ🙏❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 4 ай бұрын
ትምኒት ወልዳይ ድምጺ መረዋሕ: እንቋዕ ብድሓን መጻኺ። ወዲ ሮሚጥ ድማ ንኹሉ ስራሕትኻ ክብሪ ይግብአካ። እዘን "እና፣ እንትን፣ ጦርነት ... ወዘተ" ዝብላ ናይ ኣምሓሪኛ ቃላት ግን ግደፊየን። ወዲ ሮሚጥ ንፉዕ ኣምሓሪኛ ከይሓወሰ ይዛረብ። ብፍላይ ብዙሓት ስነ-ጥበባዊያን: ብሓፈሻ ድማ ህዝቢ ትግራይ ግን ኣምሓሪኛ ከይሓወስና ምዝራብ ኣቢዩና ብጣዕሚ የሐዝን። ን ቛንቋና እኹል ክብሪን ኣድህቦን ንሃብ፡ ኣቱም ሰባት።
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊
@galtigray5257
@galtigray5257 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ትምኒት በዓልቲ ጥዑም ድምፂ ወዲ ሮሚጥ የቅንየልና ❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@tititube12
@tititube12 4 ай бұрын
ትምኒተይ ድምቅቲ ❤ወዲ ሮሚጥ ዘመን ኣምፀአልና 🎉የቀንየልና ከኣ ንትምኒት ዘምፃካልና❤️💛
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@tititube12
@tititube12 4 ай бұрын
@@brhanzetigray ንስክም
@tektes365
@tektes365 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ንሰንበት ዝምጥን መደብ፤ ጅግና ትምኒት ኣጆኺ። እቲ break ብጣዕሚ በዚሑ ወዲ-ሮሚጥ።
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 4 ай бұрын
ቁኑዕ ማሃራይ ሪኢቶ ተቐቢለያ
@tektes365
@tektes365 4 ай бұрын
@@mulugetakahsay5814 thank you wedi Romit, I’m a big fan of your show. ንእተቕርቦም ሃነጽቲ፣ ጸዋዕቲ ሰላም መደባትካ ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ። ካብ ስግር-መረብ ሓዉኻ ተኽለ።
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 4 ай бұрын
Welcome ወዲ ሮሚጠይ ዝፈትወካ❤ክቡር ኣያይ ትምኒተይ👸❤ከኣ ኣዝየ ዝፈትዋ ብልጽቲ እንዃዕ ዳሓን መጻኺ😍💗
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
#ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d Ай бұрын
ትምንት ባዓልቲ ጥዑም ድምፁ ብጣዕሚ እየ ዝድንቀኪ💝💝💝💝
@marrymarry825
@marrymarry825 4 ай бұрын
ናይ ተፈታዊት ትምኒት ወልዳይ ደርፊ ኩለን ደርፍታታ ሰሚኢኻ ኣይምነዋን ሰናይ ትምኒት ይምነየልኪ 🌹❤️🌹❤️
@tekleabteklehimanot6528
@tekleabteklehimanot6528 4 ай бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ጓል ኣነስተይቲ ትግርኛ ደራፊት ኢኺ ናዓይ❤❤❤ ቀጽልሉ
@AaaSss-tt8ym
@AaaSss-tt8ym 4 ай бұрын
ትምኒተይ ንግስቲ ትግራይና ❤️😍 ወዲሮምጥ የቕንየልና ❤️😍
@saral600
@saral600 4 ай бұрын
ትምኒተይ ክፈትወኪ ጸባየ ስናይ አስይይይይ ምዕርግተይ ናተይ❤ንግስቲ ትግራይ❤💚👸💚❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@tsilove5031
@tsilove5031 4 ай бұрын
ዝፈትወኪ❤❤❤ ኹብር አያና ወዲ ሮማሚጥ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@andomkbrom8072
@andomkbrom8072 4 ай бұрын
ዝጎደለ የን ሮሚጠይ🙏🫶🤞💖ክብርቲ ድምጻዊት ትምኒት ሓፍትና እውን ክብረት ይሃበልና👑👏🫶
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😊
@siltanbelay1679
@siltanbelay1679 2 ай бұрын
ትምኒት ሰጋረይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Sarond6219
@Sarond6219 4 ай бұрын
Thank you wedi Romit for bringing Timnit welday we love her she is our Jegna
@mubengggg
@mubengggg 4 ай бұрын
ትምኒተይ ጅግና ዋዕሮ ብሓደ ቃል አብ ቃልሲ ዘዕሰለ ሰጋረን ካልኦት አብ ልቢ ኩሉ ዘይምነወ ደርፍታት ዘበርከትኪ ኢኺ ቀፅሊ በርትዒ❤🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
#ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ
@galtomjoganutdf
@galtomjoganutdf 4 ай бұрын
ትምኒተይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓደ ማዓልቲ ተዝረክበኪ ሓንቲ ሰእሊ ምተሳኣልኩ ❤❤❤❤❤❤❤
@kidan5256
@kidan5256 4 ай бұрын
ትምኒተይ ጀግኒት ዋዕሮ ትግራይና &ወዲ ሮሚጥ ጅግና ኣቦና እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ፅቡቅ ፃንሒት ነይሩ የቀንየልና ቀፅልሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤❤❤💛💛💛💛😍😍😍😍
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@titihaji
@titihaji 4 ай бұрын
Wow Wow Tminyt shukor I like you Your a beautiful singer God bless you 🙏 ❤️
@marrymarry825
@marrymarry825 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልኪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ай бұрын
ትምኒተይ ጅግና ዋዕሮና ካብተን ኣብሊጸ ዝፈትዋ ከየንቲ ሰላምኪ ይብዛሕ 🙏❤❤❤❤
@SABABEYENE-ol5yi
@SABABEYENE-ol5yi 4 ай бұрын
Our Hero dear sister proud of you we ❤you
@yosiryosi6634
@yosiryosi6634 4 ай бұрын
መዘከርካኒዶ😢😢😢😢😢😢ደቅነይ😢😢 ብጣዕሚ እያ ተብከየኒ ብዘይ ምቁራፅ😢😢
@temesgen1422
@temesgen1422 4 ай бұрын
ዋዕሮና ዝፈትወኪ ዘኽብረኪ ዘድንቐኪ ትምኒተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛናተይ 👸😘❤️ወዲ ሮሚጠ ሓወይ ይፈትወካ የኽብረካ ዘድንቐካ ኣጆኻ በርትዕ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ እና ክስተኻኸል ዝለዎ ኣድበርታይዝ ይቀነስ ምስ ይቅርታ ግን ንድፍረተይ ሓወይ መዓረይ ❤️❤️❤️❤️
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 4 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ ክንእንግደኩም እንግዳ ኣምሓርኛ እዩ ተኣረመሉ ክንጋብዘኩም እዩ ዝበሃል ነቶም ኣጋይሽካ ከኣ እና፡ያው፡ሞኩረ፡ተዛጋጅየ ዝብሉ ቃላት ኣምሓርኛ እዮም ኣርሞም ነዚ ኑኡስ ወለዶ ኣይትጸይቅዎ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 4 ай бұрын
ምንችግር አለው አማርኛም ቅዋንቅዋችን ነው
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 2 ай бұрын
እንግዶት ትግሪኛ'ዩ ንኣብነት ዓርኪ ንምርዓዊ የእንግዶ ስዋ ደርሆ ሒዙ ክብጽሖ ከሎ እንግዶት ይብሃል።
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 4 ай бұрын
ትምኒተይ ጓል ሰፈረይ መታዓቢተይ እንኳዕ ኣብዚ በፃሕኪ ❤❤❤
@SaddFsdf-xi9ec
@SaddFsdf-xi9ec 4 ай бұрын
ትምኒተይ ብልፅቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ💚
@meseretdibabe8020
@meseretdibabe8020 2 ай бұрын
ትምኒት ካሌብ ሾው ላይ ቀርባ ነው ያየሁዋት ከዚያን ግዜ ጀምሮ የስዋን ዘፈኖች አዳምጣለሁ ቁዋንቁዋውን ባልችልም በጣም ደስ ይለኛል እወዳታለሁ አትጥፊ ግን❤❤❤
@kidanesolomun8753
@kidanesolomun8753 4 ай бұрын
Wwwwwww timnit sekorrrr wedi romit jigna yekenyelnann zeqrebkalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sarassss5088
@sarassss5088 4 ай бұрын
ትምኒቲይ ወዲ ሮሚጠይ ፅርያት❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@Selamawi3581
@Selamawi3581 2 ай бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ጻኒሒት፥ ከም ኩሉ ሰብ ንትምኒት ኣድናቂኣየ፥ ብፍላይ ድማ ናይ ኣዳላዊ talent ከየድነቅክዎ ክሓልፍ ኣይደልን፥
@AbebaTilanhun
@AbebaTilanhun 2 ай бұрын
ወዲ ሮሚጥ አቦ ጥበብ ቀፅለሉ ❤❤❤
@teheshhagos4420
@teheshhagos4420 4 ай бұрын
ኣሸንዳ ቀሪቡ እሞ ናይ ኣሸንዳ ሕዝኪ ምፂ ትምንተይ😍❤😘😘
@brhanzetigray
@brhanzetigray 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብርተይ😍
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 2 ай бұрын
ትምኒተይ ንግስቲ መድረኽ ወዳ ረሚጥ ናይ ትጋራይ ዓይኒ ኢኩም❤
@getachewgebru1659
@getachewgebru1659 2 ай бұрын
Interesting keep it up wedi romit.thanks Temnit.
@BrhaneGuesh1
@BrhaneGuesh1 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ትምኒተይ❤
@HaftomComando
@HaftomComando 2 ай бұрын
1000 nberlna timnitey
@ትግራወይቲ143
@ትግራወይቲ143 4 ай бұрын
Long live my timnitey & wedi romitey ❤❤❤❤
@EFAmulualem
@EFAmulualem 4 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ዋእ ናይዳሓንዶ ወዲ ሮሙጥ ጋብዝናኩም እናበልካስ ሓንቲ ከይጋብዝካና ወድእካያ።ኣይተረዳእካንን።😍😍😍😍😍😍👍👍👍💪💪🙏👍
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 4 ай бұрын
copy right ስለዝሕዙና እዩ
@mulugetakahsay5814
@mulugetakahsay5814 4 ай бұрын
copy tight እናዓፀወና እዩ ይቅርታ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ተምንቲ. ፅሪቲ❤❤❤ ዘመን ኣለም ሰገደ ኣምፅእልና❤❤❤ኣሹ ቲጂ ኣምፅአና❤❤❤
@Trhas-f9c
@Trhas-f9c 4 ай бұрын
ትምኒተይ ብካልእ ስራሕ ምፅና❤
@samuelmulubrhan7578
@samuelmulubrhan7578 4 ай бұрын
Thank you wedi promote✅
@ረኪ
@ረኪ 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኮኾብና በትርዒ
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 2 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ተምኒትዋ❤❤❤❤❤❤🎉
@sahayabray5699
@sahayabray5699 4 ай бұрын
WOOWWW WOOWWW ❤❤❤❤😍🥰🤝🤝🤝🤝🤝🤝🙏🏼🙏🏼🙏🏼TEMENIT SHEKORR WELE COME
@imissmama3978
@imissmama3978 4 ай бұрын
ትምኒት ጓል ህዝቢ🤴💟 በርቂ ንግስቲ ድምጺ🎙💙
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 2 ай бұрын
Thanks wedy Ronit , keep on on ,I ademayer. You ,
@ምነትጓልትግራይ
@ምነትጓልትግራይ 2 ай бұрын
ትምኒተይ ወለላ❤❤❤❤❤❤
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 4 ай бұрын
ትምኒተይ ዝፍትዋ ሰነ ጥበበኛ ይመችኪ 🧡❤🧡❤
@solomontsegazeab309
@solomontsegazeab309 4 ай бұрын
Tmnit the emerging queen of tigrigna song
@bg9694
@bg9694 4 ай бұрын
ትምኒት one of the best artist we love you
@FihbHhjj
@FihbHhjj 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Gfghy-x9l
@Gfghy-x9l 2 ай бұрын
ትምኒተይ ሓለፋ ኩሉ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኪ ትምኒተይ❤❤❤❤❤😊😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስብስክራይብ በልለይ ማዓረይ
@bg9694
@bg9694 4 ай бұрын
Wedi Romit a great man we love you!
@dagdag3471
@dagdag3471 2 ай бұрын
እንኻዕ ብሠላም አራኸበና እንካዕ ዳሐን ብሠላም መፃኻ
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
ትምኒተይ ዝፈትወኪ ዝፅበየኪ እየ ኔረ 😊 ወድ ሮሚጠይ ክቡር ኣያና የቀንየልና 🙏😍 ተጋሩዋይ ግደፉንዶ ሳብስክራይብ ንግበር ዓመት ጌሩስ 12k ጥራሕ 🤔
@MelatGebru-ic9oh
@MelatGebru-ic9oh 4 ай бұрын
Btaemi eyu zgerm
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ሃደራ ወዲ ሮሚት ሁሉፍ ኣለሙ ኣክርበልና አዚ ሰብ ኣብ አሪትራ ከለኩ አየ ዚዝክሮ
@مريم-ض2ص5ص
@مريم-ض2ص5ص 4 ай бұрын
ተምኒተይ 👸መድረክ🥰🥰
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ንፍዕቲ ኢኺ 'ያው'ግደፊ።
@MhhHxd-q6x
@MhhHxd-q6x 4 ай бұрын
ትምኒተይ ሽኮር❤❤❤❤
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d Ай бұрын
የቅንየና ወዲ ረመጥ ቀፅለሉ❤❤❤
@berhanalami806
@berhanalami806 4 ай бұрын
ትምኒት ዋዕሮና ❤❤❤❤❤❤❤
@ሊሊ-16
@ሊሊ-16 4 ай бұрын
Tmnit shkor ❤❤ Wedi remit Shewit mezgebo kea akrbelna
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
"ክኣተዋ ደሞ ሽገይ ወሊዐየ" ኣዝየ ዝፈትዋ ደርፊ'ያ።
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray 4 ай бұрын
ትምኒተይ♥️🥰
@meseretdibabe8020
@meseretdibabe8020 2 ай бұрын
ስላየሁሽ ደስ ብሎኛል❤❤❤
@AliganeshiKidanu
@AliganeshiKidanu 2 ай бұрын
ትምኔት በጣም በጣም ነዉ የምወድሽ ❤❤
@ርሻንዕባይገጠር
@ርሻንዕባይገጠር 4 ай бұрын
ትምኒተይ ውቁብቲ😘💝
@amanhaile6579
@amanhaile6579 4 ай бұрын
Well come here tminit ❤👏👏👏👏
@Admas2023
@Admas2023 4 ай бұрын
ጅግና ተጋዳሊት
@berhehagos6149
@berhehagos6149 4 ай бұрын
She is music herself. Her voice is a sound machine
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ዋው ትምኒት
@CBb-e2y
@CBb-e2y 2 ай бұрын
ትምንት ወልዳይ ዋዕሮ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
@Hewan-v2q
@Hewan-v2q 2 ай бұрын
🎉ትምኒተይ መግለጺ የብለይን ብጣዕሚ የድንቐኪ ናትክን ናይ ማህሌትን መለለኻኒዶ አለኻዶ የንብዓኒ
@Admas2023
@Admas2023 4 ай бұрын
we hope you will come with new songs for new year 2017 E.C
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d Ай бұрын
ትምኒተይ ፅብቅትን ወቅብትን ምችዋት ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 4 ай бұрын
ትምኒተይ ዋዕሮ ቁፅሪ ሓደ ዝፈትወላ ምዘካርካኒ ዶ እያ😢
@selam801
@selam801 2 ай бұрын
ትምኒተይ😊❤
@Mossihabtemichael
@Mossihabtemichael 2 ай бұрын
Yfetwa eye gin nay kuburat derefti eritrawyan tiserqi koynki hadera nay eritrawyan derfi aytixeyqu nay lomi zelew entewesedkum dehan timnit gin bitami eye zifetwa aytiqdhi gin naybalki eu xubuq yednqeki eye cab Eritrea Thanks
@siltanbelay1679
@siltanbelay1679 2 ай бұрын
ውዲ ሮሚጥ ኩለመዳይ ኣርቲስ ኢካ ማለት ልቢ ተጋሩ ኢካ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ሰኒፅዮናዊት
@ሰኒፅዮናዊት 4 ай бұрын
መላላካኒ ዶ ብጣዕሚ እያ ኣንቢዓትኒ 😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 2 ай бұрын
Timnitttt my favorite singer ❤❤❤
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 2 ай бұрын
Good job but the stages need more decoration especially for Timnit respect ..
@EFAmulualem
@EFAmulualem 4 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ትሚት ወልዳይ ኣትና ካብ ንብለን ብልፅቲ ድምፃዊት።ክነብር እና።ንበርልና።😍😍😍😍😍😍😍😍💪💪💪👍🙏🙏
@alematlove5664
@alematlove5664 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 4 ай бұрын
ኣታዮ ተገሩ ኩልኩም ክተዋግዑ ላሃለኩም ሲ ናይዞም ኣድግታት (ኣማሓርኛ )ኣይትሕወሱ ብዘርባ ርእሰይ ጨረውረው ኣይተብሉኒ ብዝተረፈ መን ከም ትግራዋይ ሰቡን ሓመዱን❤❤❤❤❤❤
@wediweyinking
@wediweyinking 4 ай бұрын
ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ ግን ነቲ ዝፀሓፍካዮ ፁሑፍ ድሕሪ ክንደይ ደቂቃ እየ ተረዲኤዮ ስለዚ እዚ ፅሕፈትኻ ኣስተካክል እንታይ ዓይነት ትግርኛ ኢካ ፂሒፍኻ ዘለኻ 🤔🤔🤔
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 4 ай бұрын
@@wediweyinking ኣነ እየ ለይተረዳኣኒ ኣበይ እዩ እቲ ዘይተረዳኣካ /ኪ
Samson Gebrealif - Tmnitey - Ethiopian Tigrigna Music 2020 Official Video
5:20
SamRak Entertainment
Рет қаралды 730 М.
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 2,7 МЛН
Officer Rabbit is so bad. He made Luffy deaf. #funny #supersiblings #comedy
00:18
Funny superhero siblings
Рет қаралды 18 МЛН
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Bahta Gebrehiwot | Wedi Romit Show
53:39
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 5 М.
ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሕ ተፀበዩኒ! ቲክቶኸር ኤሞን ፌክ
30:27
HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ
Рет қаралды 33 М.
ረዘነ ጠዓመ | Rezene Teame | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
46:59
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 4,1 М.