ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ሕጋዊ መሰረትን ሓላፍነትን ግምት ምስ መልስታቶም 4ይን ናይ መወዳእታ ክፋል

  Рет қаралды 9,921

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 103
@Wedismoru
@Wedismoru 4 сағат бұрын
ኣንታ ጅግና❤ኣበይ እሞ በኒካ ደሞ ኮይንካን እበር ከም ናትካ ቅንዕና እማ ትግራይ ቀደም ርእሳ መቅነዐት ነይራ።
@Binny-i2c
@Binny-i2c 4 сағат бұрын
Who is he?
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush Сағат бұрын
Thank you yosef baytona
@hanisredae
@hanisredae 4 сағат бұрын
ህወሓት መረፃ መረፃ መረፃ እሎም ጥቅምቲ 24 መንእሰይ ትግራይ ኣወድኦሞ?? በዚ 21ክ/ዘበን ወላድ ትግራይ መኻን ጌይረማ። ነየናይ ውድብ እዩ ?? ሕጂ 2ይ 3ይ ዝብሃል ዐድል ክወሃብ የብሉን why becoue ንህዝቢ ዘይኮነስ ንህወሓት ክብል እዩ መንእሰይ ተወድኡ። ብተግባር ርእናዮ❌ ዓኽኽኽኽ ። ትግራይ ክንደይ ሙሁር እንደሃለያ ሲ መፃወቲ ደብረፅየን መንጀርኖን ኣለምን ካድረታትን ትኸውን🙅 only the matter of time🙏 ኣየ ህዝበይ❤
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 4 сағат бұрын
እወ ንዚያዊ መንግስቲ ምሕጋዝ ጥራሕ''ዩ መንገድን ናይ ፀገም ፍታሑን
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 4 сағат бұрын
እቱ ዘረባ ፃድቃንስ ንፁርን ግልፅን እዩ ንከታተሎ
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 55 минут бұрын
በትክከል ጀኔራል ፃድቃን ❤ኒበረለና ከቡረ አቦና ፃድቃን ❤❤❤❤❤❤❤
@TemeBe-r3d
@TemeBe-r3d 14 минут бұрын
ኩለን ብፃድቃን መተሓባባሪነት ዝዳለዉ መድረካት ቅንዕና ዘይብሎም ዉልቃዊ ናይ ብተና ተልእኮ ንምስካዕ ዝዓለመ እዩ ። ተግባር ኣልቦ ።
@haftuhagos5948
@haftuhagos5948 3 сағат бұрын
ተባረኽ ወደይ
@ArayaNegash
@ArayaNegash 4 сағат бұрын
አምሓሩ አለዉ ድዮም አብቲ ዋዕላ ይኺድ ናብ አብዩ ናፋቂ ምኒሊከ
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 5 минут бұрын
ንሕና ተጋሩ ኣብ መድረኽ ወሓለ ኣብ ተግባር ግን ዘየለ!! ብዙሓት ፅቡቓት መድረኻት ተኻይዶም። ትግራይ ግን ናይ ቁልቁለት መንገዲ ሒዛቶ ኣላ። ቅንዕና ዝበሃል ጠፊኡ ኣሎ።ኩሉ ንይምሰል ጥራሕ እዩ ኾይኑ።
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 4 сағат бұрын
ፃድቃን ብሓቂ ዝድነቕ ሰብ እዩ
@Robel-h3d
@Robel-h3d 2 сағат бұрын
ፅቡቅ
@mulu4495
@mulu4495 50 минут бұрын
መብዛሕቱ ዝሰማመኣሉ ዝመስለሊ ቀዳምነት'ዶ ንግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይን ህዝብናን ምለስዎ'ሞ ድሕሪኡ እቲ መሰረታዊ ፀገም ክፍታሕ'ዩ::
@NekatibebDesalegn
@NekatibebDesalegn 5 сағат бұрын
አበል በይቶና ተስፋ ትግራይ
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 2 сағат бұрын
እተን አብፀርፍንአብፀለመን ዝውዕላ ፕሮግራም ዘይብለን ውድባት ድየን?
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush Сағат бұрын
Ezuy daa kab TPLF endyom temahiromo!! TPLF werhi muluee endo ab tseleme ayneberetn eya weys endamereuski eki tsemei!!!
@negagetachew974
@negagetachew974 4 сағат бұрын
የፊክክር ቤት ሳይዛጋ ያድራል ። ዝብል ምስላ እዬ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ኮይኑ ዘሎ ።
@AmanuelGebremedhin-z5z
@AmanuelGebremedhin-z5z 59 минут бұрын
Wonderful Teklebirhan (Doc. General)! You've understood it well, the crisis is going on while the Tigray admin still buying once more time
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 4 сағат бұрын
ናይ ህዝቢ ፖለቲካ ናብ ኤሊት ፖለቲካ ምቅያር መዕነዊ እዩ። ናይ ኤሊት ፖለቲካ ጠቃሚ ተዝኸውን ነይሩ እንተዋሓደ እተን ዝዓበየ ሃገራት ማለት ከምኒ ኤሜሪካ ፣ ቻይና ፣ ራሻ ፣ ወዘተ ዝአመሰላ ብፕሮፌሰራትን ዶክተራትን ክምርሓ ነይረን ነገር ግን ተመሪሐን አይፈልጣን ምክንያቱ ብዋናነት መሪሕነት ጥበብ አምበር አካዳሚ አይኮነን። ኤሊት ብመሠረቱ ስልጣን ደላዪ እዩ ፣ ብውልቂ ዘስግኦ ነገር እንተዘይተፈጢሩ ምእንተ ህዝቢ ኢሉ መስዋእቲ ዝኸፍል አይኮነን ።ሸፋጣይን ናይ ሓሶትን ፕሮፖጋንዳ ደጋጊሙ ዝጥቀምን ህዝቢ ዘየክብርን ንናይ ብዙሓት ድምጺ ዘይግዛእን እዩ ። ናይ ህዝቢ ፖለቲካ ዝፈጠሮም መራሕቲ ግን ምእንተ ህዝቢ ዝስውኡ እዪም ። ነዚ ኻዓ ከም አብነት ካብ ሑሉፍ ዝቀጸለ ታሪኽና ጀጋኑናን ምርአይ እኹል እዩ።
@gezenatips
@gezenatips 5 сағат бұрын
ንምንታይ ብትግርኛ ዘይዛረብ ትግራዎይ ዶ ኣይኮነን ኢዩ ።
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 2 сағат бұрын
ቤት ምኽሪ ምፍራስ ቀይሕ መስመር እዩ ዝቀደመ አድገይ አጥፊኡለይ በለ ።
@hagoskidanemariam5642
@hagoskidanemariam5642 5 сағат бұрын
ወድዛ ኮልታፍ ሃዳሚ ኣበይ ተሓቢኡ ኔሩ እዩ ከዚ ዝዓፍር ዘሎ ጨናዊ
@mashogher
@mashogher Сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ናይዞም ፖለቲካኦም ሓንኳል ትግርኛኦም ሓንኳል ዝኾኑ ሰባት እዩ ። ህወሓት ስልጣን ደልያ ካብ ስልጣን ኣይወርድን ኢላ ይብሉ ! ንስኻትኩም ኣንቱ ጀዛባት ሙንኩስና ደሊኹም ዲኹም ምስ ተስፋሕፋሕቲ ተፀጊዕኹም ዘሎን ዘየለነ ኣብ ምሕሳው እትውዕሉ ዝብል ሕቶ ከመይ ይምለስ ።
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 2 сағат бұрын
ካብኩለን ውድባት ዘሐሸ ሓሳብ ዘቅርብ ዱሪ አስገደም ጥራሕ እያ።
@woldemariamgirma6682
@woldemariamgirma6682 3 сағат бұрын
Daniel-can't you speak Tigrigna? What is the meaning of you speaking Amharic and everybody else in Tigrigna?
@kidanehadush5798
@kidanehadush5798 15 минут бұрын
"None of ለabove" ንብል ኔርና በለ ሰለሞን
@getachewmergia8949
@getachewmergia8949 Сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ኮነ ዝኾኑ ፖለቲካ ፖርቲ ኣብልዕሊ ፀላእቱ ክወፍር ኣየኽተቶን፣ የግዳስ ፀላእቱ ዘብፅሕዎ በደል ኣይቅበልን ኢሉ ሆ ኢሉ ኣብዓዲ ተወጊኡ ኣብወፃእ ድማ ዝገርም ሕብረት ብምፍጣር ዓለም ለኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ኣረጋጊፁ። መራሕቲ ህወሓት ግን እቲ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ከብቱን ገይረምዎ
@erihome3069
@erihome3069 3 сағат бұрын
People of Tigray, you must require for Getachew to resign. He is the problem. He failed as a leader. He needs to step down immediately. Love from Eritrea.
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Сағат бұрын
You are adgi nihamedu stop meddling in internal affair of tigray
@erihome3069
@erihome3069 Сағат бұрын
@@hagarawinet2088 chid. TefaE. I can give my comment in a public forum bc the video is public for everyone to watch
@Wedismoru
@Wedismoru 4 сағат бұрын
❤❤❤
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn 4 сағат бұрын
ፖለቲካዊ ሓድነቱ ማ ሰይርክሞ እኰ ።
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 2 сағат бұрын
ጻድቃን ሕማም ትግራይ ልኡኽ ኣቢይ ምዓስ ኮን ይኸውን ዝተረፈ ትግራዋይ መሊኡ ዝጉሕፈካ ከዳዕ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Сағат бұрын
ወዲ ስፍሓት ምርኮኛ ክድዓት ምምራኻ ናትኩም ኢዩ ተጎበሐት ጥልያን ነበር ሎሚ ጎርሕናልኩም ኢና ኣንቱም ዓለታዋይ ንህዝቢ ትግራይ ዘጽነቱ ደብረጽንተት መንጀርኖ ኣለም ስፍሓት ኢዮም እዞም ፈከርት ንክማረኹ ዳፈከሩ ኩናት ወልዖም። ጻዲቃን ጅግና ስሚ ዓመጽት ሕጊን ስራዓት ይሃሉ ስለ ዝበለ ከተጸልምዎ ገይና ምሳኹም ክንጻረ ኢና።
@leulgebremariam3379
@leulgebremariam3379 3 сағат бұрын
You are the first start to mobilize south tigray to create fructure and others become suspecious.
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 4 сағат бұрын
ህዝቢ ክፈልጦ ዘለዎ ትግርኛ ዝዛረብ ጽሑፍ መቅረባይ ስለዝተሳእነ አይኮነን ብአምሓርኛ ዘቅርብን ሕቶታትን ዝምልስ ዝነበረ ። እንታይ ድአ ፀላእቲ ንፕሮፖጋንዳ ብቀሊሉ ክጥቀምሉ ጥጡሕ ባይታ ንምፍጣር ኮነ ተባሂሉ ብዕላማ ዝተገበረ እዩ ። ትግርኛ እውን ስለዘይኽል አይኮነን ።
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 4 сағат бұрын
ጀነራል ተክለብርሃን ዝበላ እያ ሓቂ። ግምት ብኩሉ መዳይ failed ኮይኑ እዩ። እዚ ኩሉ ዝግበር ዘሎ ዓጀውጀው ነቲ ውድቀት legalize ንምግባር እዩ።
@mulu4495
@mulu4495 40 минут бұрын
ገሌኹም ትጋገዩ ኣለኹም:: ናይ ወረዳ ቤት ምኽሪ ማንም ከፍርሶ ዘይኽእል ሕጋውን ሕገመንግስታዊን ስርዓት'ዩ:: ኣብታ ሃገር'ውን ከምኡ'ዩ ዘሎ:: ኩሉ ደው ኢሉ ይሕሰብ:; ኣይትሓንክሩ:: ህዝቢ ትግራይ ሚሳየሉ ሓድነቱ'ዩ:: Advisory council'ውን ኣየድልን መጋበርያ'ዩ::
@Natan-u3x
@Natan-u3x 30 минут бұрын
ራሸሐት ሐዋህት ንዝይ ምባል ላዐሊ ታሐቲ
@Ksanetamen
@Ksanetamen 2 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዝገረመኒ ነገር 2 እዮም ። አማርኛ ???? 1/ አብ ክልል ትግራይ ኾይን ካ እሞ ካዓ ናይ ህዝቢ ትግራይ ፀገም ይፈትሕ አለኹ አናበልኻ #"መሕዘኒ ዳንኤል 👈 2/ጀነራል ተክለብርሃን ዝባሃል ቅድሚ ሕጂ አማርኛ ክማሃር ዘሕለፍኩዎ ብጣዕሚ ይሓዝን ኢሉ ነይሩ ሕጂ ግን አብ ዓዱ ኾፍፍ ኢሉ አብ ትግራይ # ብአማርኛ ይምርሕ አሎ አብ መቐለ መሕዘኒ ።።
@bisrathana7657
@bisrathana7657 4 сағат бұрын
ነዛ ቅድም ሸተት ኢላ ዝኸደቶ ስልጣን ሕጂ ሃጋፍ ረኺቡ ከሎ ከይትመልቆ ብዙሕ ምኽንያት ይምጻኣሎ ግን ሓደ ነገር ኣሎ ክምለስ ዝግቦኦ ግዝያዊ መንግስቲ ንምፍጣር ምኽንያት ዝኾነ ነገር እንታዩ?
@Seb15
@Seb15 4 сағат бұрын
ቀደም እንታይ ስልጣን ነይርዎ ድዩ ጀኖራል ነይሩ ሕጂውን ኣሎ ንምንታይ ዘይረብሕ ቃል ትስንድዉ ብሂወት ከምዝወጽእ ይፈልጥ ነይሩ ድዩ እምባኣር ናይ ብዙሓት ሲስተም ስለዝፈልጥ ትግራይ በቲ ናቱ ድልየት እንተትከድ ርግጸኛ እየ ንሳን ሰባን መተለወጠት ነይራ።ዝበደለካ ዘይብሉ ሰባት ኢሎም ኢልካ ንሰብ ምጽላም ካብ ሕብረተ-ሰብ ክጠፍእ ይግባእ።
@ABCDE-r8j
@ABCDE-r8j 3 сағат бұрын
ካብ መቃብር ዲኻ ወፂእኻ ወይ ኣብቲ ኵናት ግዜ ደቂስካ ነይርካ ሐዚ ተበራቢርካ ድንዙዝ😊let's go to primary schools 😕
@bisrathana7657
@bisrathana7657 4 сағат бұрын
ሓደ ነገር እናበለ ዓሰርተ ነገር ኣምጺኡ ኩለን ጎስዩወን ሓሊፉ እዚ ሰባኣይዚ ንትግራይ ካንሰር ኮይኑ ዝለዋውሳ ዘሎ ሰብ ምኳኑ ኩሉ ሰብ ክርዶኦ ይግባእ ካለኦት ደገፍቲ ዘይኮኑስ ተጎተቲዮም
@mgebre7220
@mgebre7220 3 сағат бұрын
Gemet halafnetu lemefesam Sega mega kelewo ,geze ke wasedyewluy korase kekon hezebei mehurat hagezewo
@kirosalemHadgu-z2i
@kirosalemHadgu-z2i 5 сағат бұрын
ግምት ወዲቁ እዩ ካሊእ መፈትሒ የድሊ
@yontig
@yontig 4 сағат бұрын
Respectfully, who is Tsadkan expecting to make the council thing happen? Isn't he the vice president of the interim government. Most groups look like they are ready to do it except we know who... why is waiting for the blessing of others. Just do it,don't you have all the power??
@feresmay4597
@feresmay4597 5 сағат бұрын
ኣታ ፀሊም ጅግና ኢኻ
@Kidanemariamyihdego
@Kidanemariamyihdego Сағат бұрын
ክልተ ህወሓት ኣሎ ይብል ክንዲ ግዛዕ ዝኾን ሰብኣይ⁉️
@edenyisak8707
@edenyisak8707 5 сағат бұрын
TKB is a liability to Tigray. He confuses dialogue as if he knows everything.
@ጋሃነምሲኦልኢትዮጵያቻውበ
@ጋሃነምሲኦልኢትዮጵያቻውበ Сағат бұрын
አረ እዚ ግዝያዊ ሕማም መራሒኡ ራእሲ ሓጎስ ብሰላም ውረድ በይዛኻ ተኸኽ
@brhanu1214
@brhanu1214 Сағат бұрын
Slomon btkikil gelitswo alo gebre adet hjiwin lelnet eyu zsmeo tpf diyu
@gabreil1130
@gabreil1130 4 сағат бұрын
📌ቋንቋኹም ምለኹ ደቂ ዓደይ። Speak in a way the regular people can understand you. Drop mixing Amharic and/or English.
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 2 сағат бұрын
ሃጠውቀጠው ገዲፍኩም ህዝብናንመሬትናን ከመይነውሕስ እንዶ በሉን ኩሉግዜህዝቢ አይፈልጥን እናበልኩም ናብ ጥቅሙኹም አይትእተው ።
@hadeshiberehe9126
@hadeshiberehe9126 3 сағат бұрын
ፋንዲያ ትግራዋይ ድዩ ????
@anwarmohamed-bf4hu
@anwarmohamed-bf4hu 3 сағат бұрын
👏👏👏👏👏ንተሳተፍቲ 👎👎👎👎👎ንዓዴትን ተወልደ
@ሰላም-ኘ4ዸ
@ሰላም-ኘ4ዸ 5 сағат бұрын
ብትግርኛ ኣውግዕ
@birhanemebrahten786
@birhanemebrahten786 2 сағат бұрын
ናይዚ ኹሉ ትዛረቦ ዘለኻ ፀገም ቀንዲ ታሓታቲ ፃድቃን ባዕልኻ ኢኻ
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 4 сағат бұрын
ተንኮልን ጥዉይዋይ ምባል እንተትገድፍዎ ኩሉ ምሰለጠኩም።
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 сағат бұрын
Naka ke selitka do
@mikytekle8814
@mikytekle8814 Сағат бұрын
You guys are only need to stay in power by the price of our displaced people and our territory. If not you guys will not working hard to divide our people and fight each other. This is what you did .kehadti
@mgebre7220
@mgebre7220 4 сағат бұрын
Tay eyou shgeru konsel ley geberlu mekenyat gelesulena ?
@ABCDE-r8j
@ABCDE-r8j 3 сағат бұрын
ንቶም ስልጣኖም ከይምንጠሉ ዝሰግኡ እንዳ ደብረፅንተት ዋና ስግኣቶም እዩ።
@AsefaKidanu
@AsefaKidanu 4 сағат бұрын
ፃድቃን የለኻን መን ኢዩ ካብ ሐደ ከባቢ ዝመፀ አኢዪ ዝብል አረርም
@heuhsjvydhhd6093
@heuhsjvydhhd6093 3 сағат бұрын
ፃድቃን ሃሃሃሃሃሃ ትመችኽንይ 😅😅😅😅😅😅😅
@TeferMekonen
@TeferMekonen 4 сағат бұрын
ኣይካኣልካ ታኣለ ሓዊ ወልዒካ ናበይ ገና ኪትሕተቱ እኹም ፃድቃን ኮነ ግታቸዉ ደብረፅዮን ታሓተቲ እኩም
@ABCDE-r8j
@ABCDE-r8j 3 сағат бұрын
ነዴኻ ከምኡ ኢልኻ ኣበስራ😂
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ Сағат бұрын
ወዲ ረሳሓ ጻዲቃን ዶ ይመራሓካ ነይሩ ኢዩ ጻዲቃን ዝሐት ወዲ ዓለታዊ መን ዲዩ ኣብ ስልጣን ነይሩ መርሕ ኩናት ዘአትውኻ ደብረጸን ኣባላቱ ህዋሓት ኢዮም ጻዲቃን ህዝበይ ተወርሩ ኢሉ ኢዩ ቃልስ ወጺኡ ሕጂ ኣብ መቀለ ምስ የአተወኩም ኣብ ጸለሙኡ ትውዕሉ ኣለኹም ግጅለ ምርኮኛታት።
@seidedris3325
@seidedris3325 3 минут бұрын
ፎእ ግምፍት
@eyobkassa6795
@eyobkassa6795 2 сағат бұрын
Tsadqan is joking
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn 4 сағат бұрын
ጀ/ል ግድቃን ካብ ናይ ወረዳ ም/ቤት ኢድካ ኣልዕል
@ABCDE-r8j
@ABCDE-r8j 3 сағат бұрын
ኣበይሞ ክርደአካ ብምልኪ ዝዓበኻ ድንዙዝ😊
@AberaAtaklti-tf7hn
@AberaAtaklti-tf7hn 3 сағат бұрын
ፀሪፍካ ትጥቀም?
@TheDelmul
@TheDelmul Сағат бұрын
ጀነራል ተክለብርሃን 100%
@andemariam1763
@andemariam1763 3 сағат бұрын
Failed adminstration
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 4 сағат бұрын
ልክዕ እኻ ጀነራል ፃድቃን
@MebrahtuHailu-sm1or
@MebrahtuHailu-sm1or 2 сағат бұрын
Nay retri do
@yadomabreha5547
@yadomabreha5547 3 сағат бұрын
Wayi thea English 😅😅😅😅😅
@feresmay4597
@feresmay4597 4 сағат бұрын
ጀነራል ተኽለብርሃን ትኸክል ኣለኻ
@nabhade3470
@nabhade3470 5 сағат бұрын
ታዋይ ኣድጊ እዩ እዚ ኸ
@SlasZemikal
@SlasZemikal 3 сағат бұрын
ንሕና ንመንነትና ዝተቃለስና ፅርያት ህዝቢ ኢና ኣምሓርኛ እንታ ኣምፆኡ
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Сағат бұрын
Nay Tigrinya meninet alona dima yiblu
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 155 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 123 МЛН
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 16 МЛН
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 9 МЛН
"ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ጽዑቕ ምድላዋት"
10:25
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 3,7 М.
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 155 МЛН