No video

"ትግራይ ፋኖ ክተጥፍእ እንተተበጊሳ ዓርሰ ቅትለት ፈፂማ ማለት 'ዩ!" ተንታኒ ፖለቲካ ኤርትራዊ ዮሴፍ ገብረህይወኦት

  Рет қаралды 49,433

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_criss
#Ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#Yoseph_Gebrehiwot
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#Eritrean_Poletics

Пікірлер: 619
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 8 күн бұрын
Well Done Medhin, Thanks Yosief
@mine33083
@mine33083 Ай бұрын
We’re all Esayas!
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂😂ጌና ምሉእ ሰብ ዘይኣኸልካ ጎደልስ ካልእ ሰብ ክትከውን ከኣ ትሓስብ ኣንታ ምስኪን ፍጥረት!!
@mine33083
@mine33083 Ай бұрын
@@woldaislassie2930why are you triggered! 😂😂😂
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒኮ እዛ መድህን ትበሃል ብናይ ኤርትራ ርግኣት ሰላምን ምዕባለን ዘይወሓጠላ ግለሰብ ኣብዚ ኤርትራውያን ኢላ እተምጸኦም በሃማት 97% ኣብ ሃገረ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩን ብናይ መንነት ቅልውላው ዝሳቐዩ ደቂ ክልል ትግራይ እዮም። ንኣብነት ዮሴፍ ካብ ትግራይ ብህጻኑ መጽዩ ኣብ መንደፈራ ዝዓበየ ባእባእ እንዳበለ ዝዛረብ ዝበልዓሉ ጻሕሊ ዝሰብር ትግራዋይ እዩ። እዛ ጓል ሕማቕ ናይ ኤርትራ ትምነስ ስለምንታይ እያ? ኣብ ኤርትራ ዝሓሸ ለውጢ ወይ ቅዋማዊት ሃገር ክትኮነልና ንምነ ኢና። ብደገ ዘይኮነስ ካብ ውሽጢ ሃገር ክኾነልና ኢና እንደሊ። እቶም ኣቐዲምና ከምኡ ንብል ዝነበርና ሰባት በዞም ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎም ጸረ ኤርትራውነት ዝኾኑ ሰባት ብዘካይዱዎ ሸርሒን እሞ ኸኣ ኩሉ ተግባሮም ንኤርትራ ንምዕናው ምስደቂ ክልል ትግራይ ሓቢሮም ክሰርሑ ምስረኣና ኩላትና 360° ተጠዊና ኣብ ሃገራውነትና ርዒምና ንርከብ። ከምኡ ስለዝኾነ ከኣዩ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ቀሲኑ ኣብ ልምዓቱን ህንጸት ሃገርን ተጸሚዱ ዝርከብ ዘሎ። ሕጂ ከኣሞ ግደፎሞ ናይዛ ዝሞተት ክልል ይኹን ናይ ዝተሓመሰት ኢትዮጵያ ስግኣት ዘይኮነስ ናይ በዓል ኣሜሪካ ባጫ ከማን ዕጅብ ከይበሎ ናብ ልምዓቱ እዩ ኣተኲሩ ዝዓዪ ዘሎ። ናይዞም ሓሳዳት ጎረባብቲ ስግኣታት ዘይኮነስ ንምሉእ ዕቃበ ሰላም ውሕስነት ክኸውን እቲ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከኣ ጎኒ ጎኒቲ ህንጸት ሃገር ይካየድ ኣሎ። እቲ ንምነዮ ለውጢ ከኣ ብሓይሊ ኣምላኽ ኣብ መዓልቱ ክመጽእ እዩ። ኣብዚ ግዜዚ ብዙሓት ደቂ ክልል ትግራይ ነቒሖም እታ እንኮ እትጠቕሞም ረቛሒት ምስ ሃገረ ኤርትራ ተሰማሚዕካ ምኻድ ምዃኑ ክስቆሮም ጀሚሩ ኣሎ። እቲ ካብ ወረርቲ ኣቦታቶም ራእሲ ኣሉላ ጀሚሮም ክሳብ ግዜ መለስ(ጭሕሚ ወጠጦ) ዘብጽሑልና Genocide & Ethnic cleansing ሓደ መዓልቲ ንህዝቢ ኤርትራ ክኽሕስዎ ተስፋ ንገብር። ኣምላኽ ንመላእ ዓለምና ሰላም የውርደልና።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
@@azaziyohannes8873 እንተድኣ ርግኣት ሰላምን ምዕባለን ኣልዩ ደኣ ንምንታይ ቅዋማዊ መንግስቲ ትምነ ኣለኻ!?😂😂 ብዓል ኤሱ፣ክሻ፣ማንኪን ሳልሕ ዑስማንን (ጎይቶትካ) ከይሰምዑኻኸ ኣይትስከፍን ዲኻ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ ትብል!? ሓለንጊ ሰውራ ነዊሕ'ዩ ጥንቅቕ በል። እምበር ካብታ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላ ትግራይሲ እዛ ጥልያን ኤርትራ ዝብል ስም ዘጠመቓ ትግራይ ትዓቢ።
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Ай бұрын
@@woldaislassie2930 ክቡር ሓው ርግኣትን ሰላምን ዘለዋ ኤርትራ ከይትህሉ ዝገበሩ እዞም ሓሳዳት ክልል እዮም። ኣብ ነብሶም ምትእምማን ስለዘይብሎም ምስቶም ከም ኣምላኽ ዘምልኹዎም ኣሜሪካ ኮይኖም ነዛ ሃገረ ስዉኣት ዝኾነት ኤርትራና ዕጽዋን ክባን ብምግባር ህዝባ ከምዝኸፍኦን ከማርርን ተሰዲዱ ክውዳእሞ ተመሊሶም ክጎብጡና እዩ ኔሩ እቲ ርኹስ ዕላሞኦም፡ ኤእ ኤእ እቲ ፈጣሪኸ ኣበይ ምስከደ!!! ከምዛ ዝረኣኻዮ KARMA ይብሉ ፈረንጂ እቲ ዝገበሩና ግፍዒ ተመሊሱ ንዖኦም ከም እሳት ኮይኑ ይልብልቦም ኣሎ።"" ፈጣሪ ፈዳይ ኢኻ ግን ደንጓይ ኢኻ"" ይብሉ ወለድና ብግብሪ ከኣ ርኢናዮ። ብዛዕባ እቲ ዝበልካዮ ዓሌት ተጋሩ ኮይኖም ኣብ ኤርትራ ኣልዮም ንኤርትራ ይሰርሑላ እንተለዉ እንታይሞ ጸገም ኣሎ ኤርትራውያን ናይ በሓቂ ንብሎም እምበር!!! ንዓና ከፊኦምና ዘለዉ ዓሌት ትግራይ ሃልዩዎም ኣብ ወጻኢ ዓዲ ተቐሚጦም ኣንጻር እታ ዘዕበየቶም ቅድስቲ ሃገር ርኹስ ስራሕ ክፈድዩዋ ከለዉ እዩ። ክብሪ ንኣምላኽ ኩሉ ሓሊፉ ኤርትራና ኣብ ናይ ምዕባሌ ጎደና ስለዝትኸይድ ዘላ ንስኻ ትግራዋይ ኢየ ስለትብል ዘለኻ ጸገም የብሉን ኣብታ ክልልካ ኮንካ ኣነ ከኣ ኤርትራዊ ስለዝኾንኩ ኣብታ ብርኽቲ ሃገረይ ኮይነ ብሰላምን ራሕዋን ተኸባቢርና ክንከይድ ኣምላኽ ይሓግዘና።
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
ብራኸ ሸው አይተ ዮሴፍ ፖለቲካ ፈላጥ ምቕራብኺ የቐንየልና ሰሚእና ተምሂርና ዲሞክራሲ ብኻፈር ። ካብ አሜሪካ ።
@user-pt2oc2hf8l
@user-pt2oc2hf8l Ай бұрын
ፃሒላ እናሓረራ ፃሕሊ እንዳማታ ተማስል ይብሉ ወለዲ
@kelatimeasho8757
@kelatimeasho8757 Ай бұрын
I am Brake Show follower and I am from Eritrea live in London and Yosef G is an Eritrean icon and political analysis. God Bless him 🙏
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 Ай бұрын
you must be illiterate and stupid. can you tell me the level of this person?
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 Ай бұрын
Really he is icon I think you have to ask yourself Has he change anything We know he has been praying TPLF to win however we all know that’s gone Eritrea is the main actor also he is going to fight including you You might only know the single meaning of icon
@shabatshalom693
@shabatshalom693 Ай бұрын
Mis tigray involve enegeberes Eritrawi kkkkkk
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 Ай бұрын
Liar
@selam2953
@selam2953 Ай бұрын
We love your program Medhn (brake show) Thanks 🌿💙💙💙🌿
@user-og7vx9qn9i
@user-og7vx9qn9i Ай бұрын
እዋይ ኣንታ ጥርኑፍ ሓሳብ ክዛረብ ዘይክእል፣ እዛ ዓደይ ክኮነላ ከምዚኦም ይብዙሑላ። መድህን ድማ ሕነ ሓብትኺ ክትፈድዪ፣ ንህዝቢ ኤርትራ ተኣፋፊ ሰባትን ኣርእስታትን ብምቕራብ ንትገብርዮ ዘለኺ አስተዋጽኦ ዘዋጻኪ ኣይኮነን ፣ልቢ ግበሪ።
@usersmart.
@usersmart. Ай бұрын
መእሰሪ ዘይብሉ ሃለውለው ዘረባ ዝፍተወሉ ግዜ ስለ ዝኾነ ሃለውለው ምባል ቐጽል ባይታ ካብ ረኸብካ። እንተ እቲ ፍላስፋ ዝብል ግን ነቶም ብኣኻ ዝዓግቡ ዝምልከት ጥራይ እዩ። ብዝኾነ ንኤርትራ ዝጠቕም ሓሳብ የብልካን። ካብ ዝጠፈሸ ፖለቲካ ምኽታል ሕማም ኢትዮጵያ ስለ ዘለካ ብኤርትራ ከይሸቐጥካ እታ ትደልያ ኢትዮጵያ ኣብ ምስራሕ እንተትጓየይ ምሓሸካ። እታ ደጋጊምካ አብ መንደፈራ ተወሊደ ትብላ ግን ዝዓበኻሉ ዘይሕብር ዘረባኻ፣ ክሳብ ሕጂ ካብ ደቒ መንደፈራ ንዓኻ ዝፈልጠካ ከምዘይተረኽበ ፍለጥ። ብዓል ክንዲ ዕንቊ ትኸውን ኤርትራ ክትበሉ እትውዕሉ ሰባት ካብ ኤርትራ ዝንእሳ ግን ኣዝየን ሃበታማትን ምዕቡላትን ሃገራት ከም ዘለዋ ኣበይ ክስወጠኩም።
@MedaB-op5bq
@MedaB-op5bq Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ትንታነ ፈላስፋ ዮሴፍ የቀኔልና መድህን ሓፍትና ስለ ዘቅረብኪዮ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Ай бұрын
Brakhe show, your guest welcome back. Looking forward to this important discussion
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Ай бұрын
ዘይ ስንኻ ነፃ ቆርጥመሉ አቶ ዬሴፍ ገለ/ሂዎት ብዛዕባ ትግራይ ግምትን ህወሓትን ከናቑት ይትንትን 😮 ትግራይ ከባፃብፅ ፀፍ ጭልጥ 😳
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Ай бұрын
ርግእቲ ኤርትራ ናብ ዘይርግእቲ ኤርትራ ምቕያር ንህዝቢ ትግራይ እውን ርግኣት ኣየምጽእን እዩ።
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k Ай бұрын
Abey'ke tekhailu ? Itiom Hayalan'wun aykealun .
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
I think he forgot what HIGDEF has done the people of Tigray.
@amanuelh210
@amanuelh210 Ай бұрын
ርግእቲ ኤርትራ ትብሃል የላን ኣይነበረትን ውን😅😅😅
@yonas5644
@yonas5644 Ай бұрын
Gdefom tiray neritra zikatiwa baelom kem nay ami kixegibiwa yom 😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 bay den ki jimra enden 🤣🤣🤣
@kibreabnugusse
@kibreabnugusse Ай бұрын
ነገር ፈራ መከራ ይባሃል ናትኪ ጉዳይ ተረፍ ኃሂኺ ኢዩ ።
@demyteklu5345
@demyteklu5345 Ай бұрын
Great and amazing discussion. Thank you both 🙏
@mielaabtsegai5878
@mielaabtsegai5878 Ай бұрын
ናትካ ነገር ዝገርመኒ እንተሃልዩ ኣብ ሪፈረንዱም እያድመጽኩን ኢልካና ። እሞ ብዛእባ ኤርትራ ደኣ እንታይ ኣተወካ ሃገር ኮይና ምክንያቱ ንስኻ ብድምጽኻ ሃገር ንኸይትኸውን ዝተቃወምካ ሰብ ኢኻ። ካልእ እቲ ዝገርመኒ ፖለቲካ ናትካ ኣይኮነን ነቶም ዋናታት ግደፈሎም። መጽሓፍ ከምተንብብ ካብ thriff store ብትርሑ ኣምጺኢኻ ኣንባቢ ክትመስል ከዚንካዮ። ፎር ፍሪ ዝወሰድካዮ መጽሓፍቲ።
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 Ай бұрын
ኣታ ዓቢ ዶ ኣይኮንካን ከምዚ ዓይነት ተርኳሽ ብይመስለኒ ትንታኔ ትህብ፡ ዓቢ ፈኪስ፡፡
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
ዓቢ መ/ም የሴፍ ከም ወትሩ ዝድነቅ ትንተና ፖለቲካ በሎ ኣስተምህሮ 🎉❤🩵🩵🩵🩵
@user-ji8lz3kz1t
@user-ji8lz3kz1t Ай бұрын
ትግራይ ክንደይ ዓመት ድያ ሓቒፋትካ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
Why are the people with negative comments watching the show? I like it as an Eritrean to watch religiously the show. Higdefawian watches your show more than any other Tigrinia speakers. They go to sleep depressed. I kinda like that.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
መድህን ሓፍትና ዋዕሮ ንፍዕቲ ሕቶታትኪ ኣገዳሲ 👌🌹🌹🌹🩵🩵🩵🩵
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Ай бұрын
ካብቶም ፖለቲካ ሳይንስ ፈትፊቶም ዝበልዕዎ ሙሁራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብቕድሚት ዝስራዕ ኣዝዩ ፅቡሕ ሰብ። ካብቶም ብህንጡይ መንፈስ ዝከታተሎምን ትንታነኦም ዘዳምፀሎምን ሰባት ሓደ ኢኻ። ደጊምኪ ስለዘቕረብክዮ ሞሳ ይግበአኪ መድህነይ ❤
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
Kkkkkkkkkkkkk Eway tegaru mesakin mexaweti konkum
@hakimetkeley1256
@hakimetkeley1256 Ай бұрын
Kkkkkkkkkk aye nska ezi thalmo zeleka kedem america delato kemzey kewin kebixom si hji ka b usubat fetni ntgray n mengsti eritrea kkkkkkk ygerm u
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
ጽቡቕ ገርኪ ንየሴፍ ዘምጻኽዮ !
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 Ай бұрын
ጽውጽዋይ ቆልዑ
@m.a.1624
@m.a.1624 Ай бұрын
መድህን፣ እዞም ተበለጽቲ ምሁራት ኢና በሃልቲ ደናቁር ፣ ከምዚ እንዳበሉ እዮም፣ አብ ውግእ ነቑቶምኹም፣ ሕጂ ከአ ነዚ መጅኑን አምጺኺ፣ ንህዝብኺ ተወሳኺ ጸገም አይተምጽሉ...ተዘይኮይኑ ግን መሪሕዎም ንስኺውን ምስኦም ፈትኒ እንደገና....
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 Ай бұрын
Ms mhur tebaeska dea mis men ktserh
@mustofaabdulwasie4323
@mustofaabdulwasie4323 Ай бұрын
እቲ እንኮ መፍትሕ ን ጉዳይ ትግራይ፡ 1 ትግራይ ብ ቑልጡፍ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ርክብ ከተማሓይሽን፡ ንውዕል ኣልጀርስ መሊኡ፡ ዶባት ኣብ ባይታ ክሕንጸጽ ክትሰርሕን ክትድግፍን፡ ድኾነ ዓይነት ዕንቕፋት ምስ ዘይትገብር። 2 ኣብ ልዕሊ መንግስትን ህዝብን፡ ሓይልታት ምክልኻልን ዝግበር ዜናውን ፕሮፖጋንዳውን ጸለመ ደው ምባል። 3) ምስ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ምልዛብን ምስራሕን ብቑልጡፍ ክትጅምር፡ ናይ ኣቢ ኣብነት ምዕዛብ ይካኣል (ምስ ፕረዚደንት ኢርትራ ተዘይመክር ስልጣኑን፡ ኢትዮጲይን ሕጂ ኣይማሃለዋን)፡ ተወሳኺ ኣብነት ናይ ፋኖ ካብ ዜሮ ተበጊሱ ሕጂ ኣበይ በጺሑ ኣሎ፡ ኩሉ ይሪኦ ኣሎ። 4 ሕዋሓት ሕቑኡ ከም ዝተሰብረ ኣራዊት ይሳሓግ ኢዩ ዘሎ፡ ሞቱ ዘይተርፎ እንተጋዓረ ካልእ ሽግር ንህዝቢ ትግራይ ከምጽእ እንተዘይኮይኑ፡ ራህዋ ክምጽእ ኢልካ ምሕሳብ ናይ ቀትሪ ሕልሚ ኢዩ፡ ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ሙሁራትን መናእሰያትን ውዓል ሕደር ዘይብሉ ሓድሽ ውድብ ክምስርቱ የድልዮም።
@Kuchakamparach-lg1qd
@Kuchakamparach-lg1qd Ай бұрын
Thanks Medihin for inviting the heavy weight analyst Jossy. Really one of the best intellectuals and full of thoughts.Yosef, you are so very special to all Tigreans during the genocidal war and we will never forget your valuable advise and support.
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Ай бұрын
Brother yosephe you do explain all. Don't forget shaepia is not easy to understatement at all. They have long experience politically and often war experience. Thanks ✅️
@frewiniabraha755
@frewiniabraha755 Ай бұрын
ዬሴፍ ንፉዕ ተንታኒ ከማኻ ይብዝሑ 🙏🙏🙏
@yemaneokubazghi1118
@yemaneokubazghi1118 Ай бұрын
ኣታ ሑስር በላዒ ውዳቅ ኤርትራ ኣብ ዓለም ጨቢታቶ እያ ጉብእ ክብራ ብጠፏሻትን ብሕስድና ዝልለው ኢሊት ትግራይን ዝመጽ ለውጥየለን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፏሽ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
Barinet
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና ; thanks both
@user-ix1le4pi1l
@user-ix1le4pi1l Ай бұрын
ካባክስ ሰብ ከተሕርኪ እዩ ሓሳብኪ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
❌❌❌
@yonas5644
@yonas5644 Ай бұрын
Digiermeni entelo nay tigiray zelo mechiweyti abi maekel ada giedifa bizaeba eritra ajenda msiraha u 😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Ай бұрын
Aite Yoseof Gebrehiwot - a thorough and important analysis, and recommendations as always. His analysis needs attention.
@natnatube8709
@natnatube8709 26 күн бұрын
ሰላም ክብርትን ምቅልልትን መድህን ሓፍትና ፡ ብተቅርቢዮም ሓሳባትን ቡቁዓት ሰባትን ካብ ብልቢ ኣድናቆትን ክብረትን ኣሎኒ ኣባኪ ። ዝከኣል ኣንተ ኮኑ ኣብቀጻሊ መደብኪ ንበዓል ተስፎም መሓሪ (ወዲ ንጉስ) ኣዳም ፍጹም ወይ ውን ተስፋጋብር ( ዛውለታይ ) ተወሳኪ ከኣ ኣብ ካናዳ ትቅመጥ ናይ ታሪኽ ምህርቲ ፋና
@DawitDawitGehbremichael
@DawitDawitGehbremichael Ай бұрын
100% ትግራዋይ ዝረብሕ ፉጡር ኣይኮነን ምሳና ኤርትራውያን ዓወት ንሓፋሽ
@alexkahsay3997
@alexkahsay3997 Ай бұрын
Nice srah sister Medhn we ❤ you always
@MulugetaGirmay-dl3sr
@MulugetaGirmay-dl3sr Ай бұрын
መድህን ካብ ወያነ ንላዕሊ ብዘለኪ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ጽልኢ ክብረ ወሰን ሴርኪ ኣለኪ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ኣብ ጸሊም መዝግብ ኣስፊሪኪ ኣሎ ምዕልትኪ ጥራይ ተጸበዪ ሻዕብያ እንታይ ከምዝገብር ብትንተና ዘፈልጦ የለን ።
@kahsayabraha2695
@kahsayabraha2695 Ай бұрын
ዮሴፍ ናይ ብሓቂ ብሉፅ ትንታነ ፖለቲካ ኣስሚዕካና ሞ የቀንየልና ሓውና ❤️💛💛💛❤️❤️❤️
@TsegayeAmene-nl5qv
@TsegayeAmene-nl5qv Ай бұрын
የቐንየልና መድሂነይ ሓውና ዮሴፍ ናይ በሓቂ ከም ኮምፓስ ናበይ ሸነክ ክንከይድ ከምዘለና ብምርአይ ዓብይ ተራ አለዎ
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓውና ዮሴፍ ገ/ሂወት ውሕሉል ትንታነኻ ይንእድ 🌿💙🌿☝️
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Resh ogame komal kululaw meninet wedi semen tigray Ethiopia 💊🙈
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
@@jhonocbay693Hello, master of insults, gossip and lies
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
@@habtomabay5276 okmi rayu. atum lelwa lebela Zero zero 😈 😈
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
@@jhonocbay693 In the pasttime , the ancient insults of fools may have made sense, but they don't make sense today ~ happy night
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 Ай бұрын
​@@jhonocbay693ኣታ ወዲ መበለት ደምብያ ዋሒድ ዕረፍ።
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 Ай бұрын
ናይ መጨረሽታ ቀዳማይ ጽላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ልዕላካ የለን እረጊት ሰይጣን ጋሓፍ ሓተላ ታሪክ እስካብብርቱዕ ጽልእ ህዝብን ሃገርን ኤሪትራ ስለዘለካ ድልየትካ ኤሪትራ ክም ሃገር ክትፍርስ ኢካ ትደልይ ዘለካ ሓንቲ ዝሞተት ክልል ትግራይ ክም ሓንቲ ውሳኒት ሃገር ጌርካ ክትዛረብ ምሓፈርካ ናይ ምሁር ድንቆሮ እዝኩሉ ንዓመታት ዝተንተንካዩ ፓለቲካ ዜሮ ኮይንካ ኣብዚኣ ወዲቅካ መድህን ተመን ካኣ ምስህዝቢ ኤሪትራ ብእቱዕ ጽልኢ ስለዘለኪ ነዞምንኣህላባትኩም እንጻር ህዝቢ ኤሪትራጠጠው ዝብሉ ምምጽእ ቀጽልዩ ዘዎጻእኩም እንተኮይኑ 2 million ክትልክሙ ኢኩም😂 ዝለፍለካዩ
@ammek-iy1cl
@ammek-iy1cl Ай бұрын
@@eritreagreatgezavideos7683 💯
@searegebrekidan
@searegebrekidan Ай бұрын
መድህን ነተን ብሰንኪ ድካም ናይ ህወሓት ኣብ ፍቀዶ ኣንጎሎ ዝዕመጻ ዘለዋ የሕዋትኪ ድምጺ ኩኒ ተደይ ኮይኑ ነዚ ምሽ ኣለኪ ምሽ ኣለኪ ክብል ዝውዕል ኣፍልጦ ዘይብሉ ዐዋን ሸይጢ ዐዱ ተዛሪቡ ኣይ ተዛሪቡ ትርጉም የብሉን
@xaka5505
@xaka5505 Ай бұрын
😂 ሓልዮት ዲዩ ኣማጻጽእ ቀታሊት ሻዕቢያ ዘይፈልጥስ ኣይክስታይን 😅
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 Ай бұрын
ተን ሙሩኻት የሕዋትካ ግዳ ደይትገብር ኣንታ ኪነሚን ኣዴታትካ ሞት ከልቢ ዝኾኑ ኣብ ትግራይ ኣርድኡወን ሞ ብተጋሩን በ ፊሎሶፊ ዮሴፍ ክትዛረብ ኣንታ ድራር ዓሳ ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
ነታ ኣብ ስደት ትበሊ ዘላ ምስኪን ፍጥረት ነብስኻ እንዶ ግዳ ሕሰበላ ኣንታ ምስኪን ፍጥረት!!
@SenayGere111
@SenayGere111 Ай бұрын
@@searegebrekidan መደንገጽ ካብ ሕማም ሻዓብያ እንተዘይወጺካ ክትፍወስ ከቢድ እዩ። ንእየሱስ ረሲዕካ ንእሰያስ እካ ተምልኽ ርእሲ ኩቦ።
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 Ай бұрын
All the analysis he is doing is nothing looks like see me I’m here A lot of books can’t change on the ground without the will of Eritrean government There is nothing you can do Just talk
@gegura478
@gegura478 Ай бұрын
Ezi kulu mexahafti akibkas nay mehayim zereba tizareb
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 Ай бұрын
መደባትኪ ጽቡቕ ኢዩ፡ ሕቶታትኪ ድማ በዳህቲ፡ ኣድኒቐኪ
@ghde996
@ghde996 Ай бұрын
Yosef future Eritrean president 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@mine33083
@mine33083 Ай бұрын
Lol
@ghde996
@ghde996 Ай бұрын
@@mine33083 LOL🤔🤔go ahead laugh out loud we will leave you alone to laugh at your own jokes . And besides laugher is good for your health. Anyways go for it and enjoy your time laughing 😂😂😂
@ghde996
@ghde996 Ай бұрын
@@gt2578-f9twhat does press slave mean I don’t understand what you’re trying to say
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw Ай бұрын
ኣነ ኩሉ ግዜ ኣብ ዓዶም ከይኮነ ዝርኡስ ኣብካሊእ ዓለም ወይ ድማ ናይ ትግራይ ህዝቢ ዘለዎም ፅላኣት ከንፀባሩቁ እዩ ዝረአየኒ እዙይ ድማ ፅላኣት ዘነፀባርቅሉ ዝተመዛዘነ ሓሳብ ከይኮነስ ናብሓደ ዝወገነ ምሰ ህዝቢ ኤርትራ ክርሓሓቅ ዝደልዩ ብራኸ ሚድያ ከይኮነስ ቁልቁለት ሚድያ እየዝብሎ
@mathewospaulos8679
@mathewospaulos8679 Ай бұрын
መዲኑ ምጭውቲ ጽቡቅ ስራሕ ኢኺ ትሰርሒ ዘለኺ ❤። ትግራይ ግን ንወለዶታት ካብ ክባ ትወጽእ ስርዓት ሻዕብያ ብምጥፋእ ኢዩ፡ ገለ ታሪኽ ዘይምህሮም ተጋሩ ግን ሰላም እምበር ኩናት ኣየድልየናን ይብሉ😢 ። ንወለዶታት ትልሚ(long term plan) ምሕንጻጽ ኢዩ
@habtomteklay9504
@habtomteklay9504 Ай бұрын
ከምኡ ኢልካ ጥራሕ ፈክር ። ከተጥፍእ ክትብል ምጥፋእ ከም ዘሎ' ከ' ሓሲብካሉ ዲኻ።
@Fevu-mv5wd
@Fevu-mv5wd Ай бұрын
Kimalam akmi entzhlewkum dea kedem endikum tebgiskumlu nerkum ye lemagn zer buda agame
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 Ай бұрын
​@@Fevu-mv5wd ኣቲ ረሳሕ ኣምቸ ዕረፊ
@yosiefaraya9975
@yosiefaraya9975 Ай бұрын
Eway medengexat ABZIA WEDIKUM BEKA MEHFERAT
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
Fara
@Aaronokubay
@Aaronokubay 29 күн бұрын
ገብሪሂወት ። መድህን
@vio6431
@vio6431 Ай бұрын
Gohafat Agame wedi Agame ,lementi,mente mariam,ayntekubin
@SonOfHorne
@SonOfHorne Ай бұрын
ዮሴፍ ኣዉራጃነት ኣብ ናይ ኤርትራ ሕዝቢ ተቃወምቲ ኢና ትብሉ ማዲያት ሃገር እንበር ኣብቲ ሃገራዊ ኤርትራዊ ከምኡ ዓይነት ሽግር ኣብ ዉሽጥና የለን ።🌴🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🌴
@anbessa6836
@anbessa6836 Ай бұрын
My message to Ayte Yoseph. You keep blaming TPLF and you want TPLF to help you throw Isayas. The problem with this HAMASHEEN is they think they are smarter than Tegaru. With all its problems TPLF is still better than the political groups in east Africa. I am Tigraway from Eritrea.
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 Ай бұрын
ንፋስ ከይኣቱ? ንፋስ ዳኣ ካብ ዝኣቱኮ ፁኒሑ'ሎ:: እቱ ንፋስ ሰተት ኢሉ ክኣቱ ዝገበረት ድማ 'ውድብ' ትበሃል:: እሞ ኣብ ትግራይ ዘሎ ወድዓዊ ኩነታት ፀላኢ ክኣቱ ምቹው ኮይኑሉ'ሎ:: ክሳዕ ሎሚ ኣብቶም ዝተወሩ ብልፅግና ቀጥታ ዘይምእታዉ ዓቕሚ ስለዝሰኣነ ዘይኮነስ እቱ ጉዳይ ናይ ትግራይን ኣምሓራን ሽግር ኮይኑ ክረአ ስለዝድለ'ዩ:: ካልእ ዮሴፍ ዘልዓላ ነጥቢ ገዛኻ እንተይኣፅረኻ ግዝኣተይ ይመለሰለይ ማለት እቱ ህዝቢ ከም ስግኣት ክሪአካ ባህሪያዊ'ዩ:: ሕቶ ንመድህን: እቶም ሱር ቦቀስቲ ውድባት ናበይ ኣበሉ? Thank you both🙏
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 Ай бұрын
አየ ተጋሩ እዚ ዳኣ እቲ ዘረበኡ እኳ ዘየጥፈአ ከምአይሉ ዓጋመ እነድዩ. አየ ትግራዎት ከምኡ አልኩም አብ ጌጋ ክትነብሩ ትነብሩ. ን ኢትዮጵያ አብ 20 መቒልኩማ ን ትግራይ አብ ድንቁርና ሸሚምኩማ አብ ኤርትራ እንታይ አለኩም እዩ ስቕ ኢልኩም ብረሳሕ ቋንቋ ረሳሕ ፖሎቲካ ትሰርሑ . ትግራይ ከምታ ዝጀመርኩማ አብ ሰለስተ ክትምቀል እያ. በቲ ሓደ ወገን ን ኤርትራ ጽቡቕ ትሰርሑላ አተኹም ከመይ'ሲ እቲ አብ መንጎናን አብ መንጎኹምን ርኽክብ ቆሪጽኩሞ ን ሓዋሩ መመለስኩም ድማ እቲ ፍልልይ ተደልድሎዎ አለኹም ግርም . እስኻትኩም እንታይ ታሪኽ አለኩም በጀካ ጥልመት ልመና ሓሶት ስረቂ ተንኮል ሓሽሎኽልኽ ላሓስ ጻዕዳ መዓኮር ዘገርመዩ ፍጥረትኩም አረ ካበይ ኢኹም መጺእኩም ን ዉሻጠ ተአክል ክልልኩም ከም ባይቶ ተሓስቡዋ አይትሓፍሩን ዲኹም ን ሉኡላዊት ሃገር ትደፍሩዋ. ንሕና ኤርትራዉያን ከምዚ ዓፈርፈር ዝብል ዘሎ ትግራዋይ ኤርትራዊ በሃላይ እሰኻትኩም 'ዉን አብዚ ክዛረብ አምጺእኩሞ. ጥዉይዋይ ዘረባ ከምቲ ልብኹም
@goitomtsegai799
@goitomtsegai799 Ай бұрын
Tigraway hawki no more politics BINI
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 Ай бұрын
የስየፍ ዕሱብ ኣንድነት ንስካ ናይ ኤርትራ እንታይ ኣፍሊጡካ። ኤርትራስ ሰብ ኣልዋ ከመይ ዝኣመሰሉ ኪ ኣኢላታት። ንስካ ኤርትራ ኣይትርእያን ኢካ ኣሪግካ ኢካ ኤጅ ኬርካ ኣቀዲምካ ሃዝ ኢካ
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 Ай бұрын
መድህን ደንቆሮ ኣንጭዋ ዒመር ንዩብ ክትብሊ ሃጠው ቀጠው ካብትብሊ :ቁ 1 ተሓታቲ ጸገም ኢትዮጵያውያንን ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ከምኡ ውን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝበጽሐ ሽግር ተሓታቲ ወያነ እዩ::ሕጂ ከኣ ኣብ ውሽጢ ዓድኪ ዘሎ ጸገም ተዛረቢ :ካብ ካልኣይ ግዜ ምድርባይ መጽሓፍ ቁዱስ ከይትበጽሒ:ነቲሕ ድህልቲ ወጭማድ::
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 Ай бұрын
መሓሪ ስጉግ ናይ 1998
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 Ай бұрын
ብሉፃት ሓስባት ኢኩም ኣልዒልኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ
@forgivegod7693
@forgivegod7693 Ай бұрын
እቶም ጉሓፋት ህዝቢ ኤርትራ ቱፍ ዝበሎም ኣብ ትግራይ ኩቡራት እዮም 😂😂 ኣየ ነብሰ ምትሓት ተጋሩ ድሕሪ ኢሰያስ ተምቤናይ ትርያ ኤርትራ ኽትግረሚ ኢኺ ፈትለመድህን ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ በቃ ኩሉ ግዜ ሕማቕ ምምናይ ትግሬ ትግሬ
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b Ай бұрын
አቲ ሓፍተይ ከመይ ዝበለ ዓነ ምራኑ ዝጠፍኦ እኮ ኾይንኪ በጃኺ እንዶ ሓብለቅሎቅ ዝበለ መንገዲ አይቲኺዲ ብሱሩ እኮ አብ ትግራይ ትነብሪ አይትመሰልን እምብዛ ባሕታዊት ኮይንኪ አይትራአይ ሰላም ሃብና በጃኺ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
@@user-fj1fn4li7b why are you here then if you think she is halewulew?? I think you should go somewhere else
@th-ef6me
@th-ef6me Ай бұрын
ዓይንን እዝንን ህዝቢ ትግራይ ኮይና ስግአታት ሕዝቢ ቆላሕታ ክግበረሉ ዘሎ ስክፍታታት ተነፅሮ አላ እንታይ እዩ ሽግርካ ሀለውለው ትብል
@yosberaki340
@yosberaki340 Ай бұрын
ዓይንን እዝንን ዘይብሎም ሙሁራት ክንሶም ደንዚዞም ኣብ ሃለውስያ ዝነበሩ ሰባት መፍትሒ ዘይኮነስ መደናገሪ ዘይጭበጥ ብሕልሚ ዝርኣዮም ዝምድሩ ሰባት እንደሞ ትዕድም ኮይና። ንዘይ ስሕንዎ ሓዊ ዘሳውሩ ቁምነገር ዘይብሎም እካበ ትእክብ ኣይግድን።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Ай бұрын
@@yosberaki340 so don’t watch why are you here ??
@anmeb6220
@anmeb6220 Ай бұрын
ተጋሩዋኒ! እልፊ ጽሉላት ደቂ ሻዕብያ ዝጸሓፍዎ ኮመንት ኣይትመልሱ። ዮሴፍ ዓይኑ ዘንቆሐ ብሱል ሰብ እዩ።
@tekestetekleab7606
@tekestetekleab7606 Ай бұрын
This man has been fantasising so many things over the years, but none of his fantasies has validated..
@siymongebrebrhan276
@siymongebrebrhan276 Ай бұрын
Good job Medhin habtay
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ዮሴፍ ገ/ሂወት ኮነ ጉጅለ ፈልሲ ኩሎም ደቂ ማሕበር አንድነት ኢዩ።ብጽልኢ ህዝቢ ኤርትራ ዓባይ ኢትዮጵያ ክሰርሕ ዝሕልም ሕማቕ ሕልሚ ወዲ አንድነት።
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 Ай бұрын
ኣምቸ ግደፍ ..
@habtomteklay9504
@habtomteklay9504 Ай бұрын
እዚ ሰብ እንታይ ዓይነት ጽልኢ ኣሎዎ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ገሪሙኒ። መቸም ኣብ ኣሜሪካ ኮይንካ ሚስጢራዊ ሓይሊ ኤርትራ ክትመዝን ዘይከዉን ኢዩ። ሕወሓት ዉን ብጌጋ ቅማረ ኢዩ ሕቁኡ ተሰይሩ ዘሎ።
@yonas5644
@yonas5644 Ай бұрын
Nau nehaqi bayden bay den koynu meret 🇪🇷😍👑👑👑
@kidanehabte3026
@kidanehabte3026 Ай бұрын
እዚ ብትግራይ እዩ ተዓጢኑ ዐንጃል ብዛዕባ ኤርትራ ሐማቕ እንተዘይኮይኑ ካልእ ዘይዛረብ ሰብ እዩ::
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Ай бұрын
ሚልዮን መንእሰይ ኣጥፊእኹም ክንስኹም እንደገና ሚልዮን ክሰሩ ይብለኪ ኣሎ። ካብዚ ጉሓፍ ሓሳብ ክትረኽቢ ምሕሳብካ ናይ ጎሓፍ መኤከቢ ትኾኒ ኣለዝኪ። ንናትናኤል ሜድያ ትግራይ ኣምጽእዮ ምኽሪ ክህበኪ። ፈላጥ ወዲ ዓድኺ ምሁር ብህዝቢ ትግራይ ዝሓሊ ምሁር ስለዝኾነ ኢንተርቪው ኣግብርዮ። ሓሳብ ክህበኪ። ብዓል የስየፍ ንኤርትራ ዘይኮኑ ንትግራይ ክሓስቡ ኢልኪ ኣይትሕሰቢ። ብዓል የስየፍ ንነብሶም በቒቖም መንእሰይ ትግራይ ሞይቱ ንስርዓት መንግስቲ ክትቅይርሎም ዝሓስቡ እዮም።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
😂😂😂 ኣየ ዓንደብርሃን!! ሕጂ ንስኻ ሰብ'የዶ ትብል!?
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
​@@woldaislassie2930ezom tewelje entay konkum ekum inferiority complex zeshegrekum??????? Tegaru 'Ena' zeytblu???
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
@@alganeshkelati9124 😂😂 እንታይ ደኣ ከይቅድመኪ ዲኺ ኣልጋነሽ ዝብል ስም ሒዝክስ ተወልጄ ክትብሊ!? ጸማሚት ኮይንኩም 'ምበር ትግራውነትና ደኣ ብኣዋጅ እንዲና ነጊርናኩም።
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 Ай бұрын
@@woldaislassie2930 tewelje kidu nab kushet teqeyra zele Tigraykum
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 Ай бұрын
ነቲ ጎሓፍ ዝኾነ መልሓስካ ሒዝካ ጥራይ ሸይንካ ደቅስ።
@SonOfHorne
@SonOfHorne Ай бұрын
አቲ ብጠጠዊኪ ደንዚዝኪ ብህልሚ ትነብሪ መድህን ትባሃሊ ፍጥረት፤ ኣብ ኣዉሮፖ ኮይንካ እምኒ ብምድርባይ ዝወድቅ መንግስቲ ኤርትራ የለን❗️❗️❗️ 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
@user-ks4lm3pn1d
@user-ks4lm3pn1d Ай бұрын
ተጋሩ ብፍላይ እዛ ሰልፋዕ እግራ ኮብላሊት ጋዜጠኛ ዶ ዋላ ነገር ጻሕታሪት መድህን ነዞም ኣብ ኤርትራ ዝነበሩ ተጋሩ ኣብ ኤርትራ ሞቦቆል ዘይብሎም ከም እዚ የሴፍን ኪሮስብ ወዘተ ኩሎም ኤርትራውያን እዮም እንዳበለት ተቕርቦም እሞ ትሓቶም ዘላ ባዕልኹም ነብስኹም ኢኹም ተታልሉ ዘለኹም ። እዚ የሴፍ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ሕጂ ስምዕዎ ኩሉ ብዛዕባ ክልል ትግራይ ሙሉእ ደገፍ እንዳሃበ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ፥ ከምእዉን ኣንጻር ፈደራል መንግስትን ኤርትራ እዩ ዝሙጉት ዘሎ ፥ እዚ ማለት ድማ ተግራዋይ ስለዝኮነ 100% ዘረጋግጽ እዩ ። ንዓና ንኤርትራውያን ጽቡቕ ጌርና ስለንፈልጦ ትግራዋይ ሙኻኑን ጸላኢ ናይ ህዝንን መንግስትን ኤርትራ እዩ 4 ። ኩሎም እቶም ኤርትራውያን እዮም እንዳበለት ኣብ ቃለ መሕትት ተቕርቦም ዘላ እዛ ሰልፋዕ ተጋሩ ሙኻኖም ንሳ ዉን ጽቡቕ ገይራ ትፈልጦም እያ ግን ብስም ኤርትራ ተባሂሎም ንኤርትራ ንምጥቃዕ ዝግበር ዝጠፈሸ ዝነደየ ሃሎውሎው ኢሎም ንስእልን ንወረን ጥራይ ዝቐርቡ እንበር ዋላሓንቲ ትርጉም ዘይብሎም ወኻሩ እዮም ። እቶም የእዱግ ንሓመዱ ዝበሃሉ ተጋሩ በዓል ኪሮስ ዓንጃል ንኣዲስ ኣበባን ክልል ትግራይን መጺኦም ዓፍራ ዓፊሮም ንኤርትራ ንተግባር ክንገጥም ኢና plan C ብዝብልዎ ምስ መንደላይ ክገጥሙ ኢሎም ዓፍራ ዓፊሮም ንስእሊን ንሜዳን ጥራይ ኮይኖም ሃዲሞም ከይዶም ። ትግራይ እንተዘይጥዕያ ኤርትራ ኣይትጥዕይን እያ ይብል እዚ ዓጋመ የሴፍ ፥ ኤርትራን ኢትዮጵያዊት ክልል ትግራይን ብጀካ መዳውብቲ ካልእ ዘራኽብ ዋላሓንቲ የብላን ፥ ክልል ትግራይ ንኽይትረጋጋ ቀንዲ ጸገም ዘሎ እቶም መራሕቲ ሽፍታ ጉጂለ ዓድዋ ወያነ ወይ ሕወሓት እዮም ። ኤርትራ ግዝኣታዊ ሓድነት ክብራን ሉኡላውነታን ምሕላው ጥራይ እዩ ዝምልከታ ፥ ንኤርትራ ዶባታ ጥሒሱ ክደፍር ዝመጽእ ጸላኢ ግን ዓጼፌታ ክትምልስ ሙኻና ዘማትእ ኣይኮነን ። ስለዚ እዚ ኩሎ ዓዘፍ ዘፍ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ሙኻኑ ርዱእ እንዲዩ ፥ ስለዚ እዚ ማለት ድማ ክልል ትግራይ ዓቕሚ ረኺባስ መሬት ኣምሓራን ወልቃይትን ሕሞራን ኤርትራን እንከላይ ባሕሪ ዘሎዋ ክግብቱ እሞ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ዝብል ሕልሚ ንዱያት እዩ ። ስለዚ ንሓለምቲ ናብ ኤርትራ ገጾም ተውስ እንተኢሎም ከም ወትሩ ኣብራኽም ንምሕምሻሽ ወትሩ ዱሉዋት ኢና 4 ። ሓለምቲ ንኤርትራ " ድኺምቲ እያ ሰብ የብላን ሰባ ኩሉ ተስርዲዱ እዩ ተዋጋኢ ሓይሊ የብላን " እዮም ዝብሊ ከምዚ እዚ ዓጋመ የሴፍ ዝብሎ ዘሎ ፥ እሞ መን ድዩ ድኣ ንጃንዳ ወያነ ክሳብ ቆላ ተንቤን እንዳጀፈዔ ደምሲስዋን ማሪኹዋን ሒዛቶ ዝነብረት ኣጽዋራትን ማሪኹን ንዓዱ ዝተመልሰ ሓየት ሰራዊት ኤርትራ ድኣ ካበይ ነጺኡ ? ንኤርትራ ዝበልኩም በልዋ ሰብ የብላን ኢልኩም ድማ ሙጹ ፈትኑ እሞ እቲ ዝወርደኩም ምዓት ድማ ሽዑ ክንርእዮ ኢና ። ኣውያትን ኣላሄሙናን ጆነሳይድ ኢልኩም ክትበኽዩ ኢኹም ካልእ ትርጉም የብኩምን ። እዚ ዓዛፍ ዓጋመ የሴፍ ኤርትራዊ እየ ብሃሊ ግን ትግራዋይ " ኤርትራ ክልል እንበር ሃገር ክትበሃል ኣይከኣልን " ይብል ፥ ኩሉ ብኣፍካ ክትዛረበሉ ቀሊል እዩ ከተጸልም ከትካፍእ ከተነኣእስ ቀሊል እዩ ፥ እቲ ኩንነት ግን በበይኑ እዩ ፥ ኤርትራ ሲ ኣይኮነን ዶ ንቀንጠመንጢ ሓይልታት ክልል ትግራይ ይኹን ዋላ ኢትዮጵያ ደረጃ ውን ንምዕራባውያን ዉዲታቶምን እገዳታቶምን መኪታ ሉኡላውነታ ዘውሓሰት ትርኒዕቲ ክምህ ዘይትብን ሓያል ሃገር እያ 4 ። " እዛ ሰልፋዕ መድሂን ነዚ ዕጋመ የሴፍ መምህር ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዓይ ዉን መምህረይ ኢኻ " ትብሎ ኣላ ክክክክክክክ ዝገርም እዩ ፥ እወ ደንቆሮ መምህር መምህር ደናቑር እዩ ፥ ስለዚ እዚ ኩሉ ዓዘፍ ዘፍ ዝበሎ ንዓኺ ትምህርቲ እንተኾይኑ ፥ ክልል ትግራይ ካብቲ ዘላቶ ሽግር ኣይትወጽእን እያ ። ኣብ መወዳእታ ዝብለኪ ግን ነዞም ተጋሩ ክንሶም ኤርትራውያን ኢዮም እንዳበልኪ ተምጽእዮም ቃለ መሕትት ተግብርዮም ዘሎኺ ተጋሩ ፥ በዚ ንኤርትራ ንምክፋእን ንምድኻምን ትሓስቢ እንተሎኺ ወይ ንሕልሚ ሕዉነት ዶ ካልእ ሃተው ተው ንሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዝግበር ዓዘፍ ዘፍ ንኸንቱ ትደኽሚ ምህላውኪ ክሕብረኪ ይደሊ ።
@MeronAbrham-pb9vw
@MeronAbrham-pb9vw Ай бұрын
U r best
@Wedikelati3356
@Wedikelati3356 Ай бұрын
ይቅሬታ እንበር!! ብራከ ሾዉ ማለት መድህን። ኣብ ልዕሊ ተቋወምቲ ኤርትራዊያን ዘለኪ ጠመተ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዘለኪ ንዕቐት ተጸባሪቂ ኣለኪ ምክንያቱ። # ብዛዕባ እቲኤን ኣብ ትግራይ ዝዕመጻን፡ዝጭወያን ዝቅተላን ዘለዋ የሕዋትኪ ድምጺ ኮይንኪ ኣይትፈልጥን ኢኪ። # ህዚቢ ትግራይ ኣብ ኣፍ ሞት ጥሜት እንዳ ነበረ ፍታሕ ክተምጺእ ኣይከኣልኪን። # ሓቀኛ ኣነባብራ ህዚቢ ገድፊኪ፡ ኣለባብሳኪ ግን ንህዚቢኪ ኣትይመስልን። # ዉድቀት ትግራይ ብ መራሕታ ክንሱ፡ ኣብ ኤርትራዊያን ንምንታይ ኢኪ ትዉከሊ፡ ትብዓትኪ ኣብ ቅድሚ ህቢኪ ይኩን። # ጸገም ትግራይ ብተጋሩ ከም ዝፍታሕ እመን፡ ምክንያቱ ቁስልካ ቃንዝኡ ምስ ተረድኣካ ኢካ መድሃንቱ ትደሊ። ወድ ሓንኪ።
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
Ato yoseph kibur hawna ❤❤❤
@tekletedros4764
@tekletedros4764 Ай бұрын
ፀማም ሐደ ዘረብኡ
@danikamboni4131
@danikamboni4131 Ай бұрын
ጅድ ሕልኩስ ባርያ😂
@danieltedla7389
@danieltedla7389 Ай бұрын
Thank you medhin and yosief
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 Ай бұрын
Icon of Eritrea flasfs yosief edmen tienan yehabka
@semeretsegay2249
@semeretsegay2249 Ай бұрын
Wellcome guys Tanks
@jacobjacob3227
@jacobjacob3227 Ай бұрын
አዚ ሰብኣይ ኣነ ይገርመኒ ኢዩ አንታይ ዝበልዎ ፍልጠት ዓቅሚ ኢዩ ዘለዎ ይግርም። አዚ ናትና ህዝቢ ግን ዓዋን ኢዩ መን ይስማዓዮ።❤❤❤❤
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 Ай бұрын
ዮሴፍን መድህንን ነዞም ሓድሓደ ደቂ ኣራዊት፣ ደቂ ናይጄርያን ደቂ ደምቢያን ቀርኖም ተርኪሕኹም ኣሕሪቕክምዎምስ ይንድሩን ይሓርቁን ኣለዉ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@marcoman4624
@marcoman4624 28 күн бұрын
Yes
@Documentary590
@Documentary590 Ай бұрын
Very wise and knowledgeable political and social analysis around Eritrea & Tigray plus Horn of Africa. I would say keep him coming and keep up the good work. Thank you for your service.
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
Keep dreaming kondafat agame cenewuti
@henokGoyitom
@henokGoyitom Ай бұрын
@@eriblood803 Get Lost Qndafat Qomalat hamassien
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
@@henokGoyitom 😆 🤣 😂 😹 1 million agame ab tihti gudgad alewu....ab kereba ghize keterkibom ika...ghena kinkustirekum ina...degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@henokGoyitom
@henokGoyitom Ай бұрын
@@eriblood803 only 52,000 Tegarus lost Their life 1 million is Your Dream ! Thanks To Shabia Eritrea Lost 3 MILLION IN tHE LAST 30 YEARS DUE TO WAR.. POVERTY AND BIBLICAL FAMINE .THAT IS WHY YOUR COUNTRY IS A GHOST COUNTRY. GUAF,LEBA,SIDETEGNA AND BARIA TALIYAN HAMASSIEN😁😁😁😁
@azebghebregerios8977
@azebghebregerios8977 Ай бұрын
Medhin mis kubur gashaki Selam Selam 🌷💙
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Kondaf ogame resh
@dawita2865
@dawita2865 Ай бұрын
እዚ ፈላስፍ ኢልኩም ትዛረብሉ አብዚ ምሳና አብ los angeles እዩ ዝነብር ስርሑ ከአ ዎርድያ security እዩ ዝሰርሕ
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 Ай бұрын
መሓል ስከ...ስጋ ሓማሴን?
@bereketafewerki9528
@bereketafewerki9528 Ай бұрын
@@dawita2865 chbti aleka dyou
@bereketafewerki9528
@bereketafewerki9528 Ай бұрын
cbti aleka dyou
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Ай бұрын
ጽቡቅ ትተና ኣያና ዮሴፍ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
It’s nice to hear you again both.
@naherdawit1701
@naherdawit1701 Ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን እንተዘይ ፈትዩ ትግራይ ከም ዘላቶ ሓፍ ከይ በለት ከንብራ ከምዝክአል ፍለጥ
@searegebrekidan
@searegebrekidan Ай бұрын
ምሽ ኣለኪ ምሽ ኣለኪ ክክክክክክክ
@dawitdebena8513
@dawitdebena8513 Ай бұрын
DENKORO
@Eri--wl3ik
@Eri--wl3ik Ай бұрын
ጥፉሻት !!! መን እይክልል ኣይሃገር ??? ትግራይ'ዶ ??? Game Over !!!
@user-tf9iz3cj5s
@user-tf9iz3cj5s Ай бұрын
Dhri iseyas kberhalkayu qebelie wn kemzeykona,ab gzie meles wn eko ethiopia hager eya tmesl niera,ezi gud dhriu eyu mexyu dhri iseyas tay kmexyu habirna knreyo ina
@elcabron3575
@elcabron3575 Ай бұрын
Thank you professor, what a clear analysis. Medhin, will you marry me?
@redseacamels5388
@redseacamels5388 Ай бұрын
ኣብ ኲናት ዘይውዓለ በሊሕ
@teklitgidey3873
@teklitgidey3873 Ай бұрын
መድሂን ኢልካዶ ሸም ይወፅእዋ¡¡¡ተንቲኑ ንዓዱ ዘይኮነስ ፖለቲካ ትግራይ ክትንትን ከራንፍ
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Ай бұрын
መድሂን እዋናዊ ዛዕባታታ ዝተፍላለዩ ክእለትን ተመክሮታትን ዝውንኑ ሰባት ብምቅራብ ንነገራት ብዝተፈላለዩ ኩርንዓት ምርኣይን ምምዛንን ኣዝዩ ማሃርን ጠቃምን እዩ። ንትገብርዮ ኣስተዋጽኦ ልዑል ክብሪ ኣሎኒ ቀጽልሉ, ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ።
@okubayburu4186
@okubayburu4186 Ай бұрын
መድሂን ሓብተይ ጽቡቅ ትንተነ ከም በዓል ፍላስፋ ዮሴፍ ብተደጋጋሚ እተ ኣምጺእክዮም ብዙሕ ሰብ ክመሃር እዩ ግን ኣብሂወትኪ ግን ጸጥቲ ክትሕልዊ እዛ በላዒት ደቂ ሕወሓት ብዙሕ ኣትእመንያ
@Awet229
@Awet229 Ай бұрын
መድሂን ጅግና ኢኪ በርትዒ❤❤
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ጽቡቅ ትንተና እዩ ቀጽለሉ ፕሮፌሰር ዮሴፍ ❤😊 ኣለም ፥ መንጆርኖ ፥ ደብርጽ ፥ ጌታቸው ኣሰፋ ገጽ ህወሓት ኮይኖም እዮም ዝራኣዩ 😅
@teweldehaile3776
@teweldehaile3776 Ай бұрын
መድህን በጃኺ መርገጺ ዘለዎም ከም በዓል ዮሴፍ ድኣ ኣምጽእልና እምበር በዓል ሙሉእ ግምጥል ግምጥል ዝብሉስ ንኩልና ኣየርብሑን ዮም። ብትዕሚ ኣድናቆት ኣለኒ ኣባኺ ካኣ❤❤
@jhonocbay693
@jhonocbay693 Ай бұрын
Resh ogame komal 🐀
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo
@KinfeWeldegeorgis-mt4uo Ай бұрын
እዚ ሰብዚ ቀደም ዓባይ ኢትዮጵያዊ ናይ ደርግን ሃይለስላሰን ሕጂ ድማ ናብ ዓባይ ትግራይ ዝንብል ኢሉ ይዛረብ ኣሎ ክሳዕቲ ዝደልዮ ኢትዮጵያውነቱ ዝመጸሉ።
@gebrekristostewolde4538
@gebrekristostewolde4538 Ай бұрын
እዚ ትግሮዋይ እምበር ኤሪትራዊ ኣይኮነን ጸረ ኤሪትራን ትግራይን ሕዋሓት ባዕሉን ባዕሉን እዩ።መራሕቲ ትግራይ ካብ መለስ ጀሚርካ ኤርትራ ሲንጋፖር ክን ገብራ ኢና ትብል ቃል ኩሎም ከይፈተው ዚፈረሚዎ ናይ ናጽንት ድሕሪ ግዜ ኣብ ዝጠዓመና ከም ወለድና ዓሰብ ናትና ዚብል ሕቶ ብምሓዝ ወይ ብሓደ ኒደኪ ወይ ብሓደ ኒህፊትም ዚብል ሕማም ኢዩ ናብዚ ዘውረዶም ከም ሓሳበይ ሕልሚኹም ቀይሩ የ ክብል ዚኽእል።
@bini5364
@bini5364 Ай бұрын
ክልተ ሎጋናት
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 Ай бұрын
❌❌❌❌
@asmeraeritrea2118
@asmeraeritrea2118 Ай бұрын
Medhn halay mechem etom guhafat hzbi eritra tuf zbelom ab tgray muhurat politica koynom eyom zsmekum
@zeromkidane6284
@zeromkidane6284 Ай бұрын
ንኹሉ ነገራት ብ"እንተ እንተ እንተ " ጥራይ ወዲኡዋ። ናይ ቀትሪ ሕልምታቱ እዩ ተዛሪቡ፡ ንሰብ ኣይትሕለም ኣይትብሎን ኢኻ። ዓባይ ትግራይ እንተዘይሓለምካዮ ይሓይሽ ሓውና
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 Ай бұрын
ኣይጠቕማን እየን፡
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 Ай бұрын
ኣንታ ነዛ ምድያ አዞም ባርያታት ህግደፍ ወርሮማ, ተላአኮም አዮም መጽዮም, መድህን ሓፍተይ ንህግደፍ ከመይ ኣብክክዮም ረኣዮም,,,
@user-ud8lv9fk7e
@user-ud8lv9fk7e Ай бұрын
ዮሴፍ ዘይሓዝካዮም ቀንዲ ቐንዲ ፀገማት ፓለቲካ ትግራይ ኣለዉ።
ተረርቲን ነቐፍትን ሕቶታትን ሓሳባትን ዋዕላ GSTS
34:51
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 19 М.
የጉባኤው መግለጫ እና የጊዜያዊ አስተዳድሩ ቀጣይ ፈተናዎች!
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 1 М.
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 41 МЛН
Box jumping challenge, who stepped on the trap? #FunnyFamily #PartyGames
00:31
Family Games Media
Рет қаралды 32 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 39 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН