ትግራይ ዜና ዓወት| TDF ፅቡቕ ወፍሪ ጀሚሩ|ወረርቲ ብPP ተበሊዖም

  Рет қаралды 45,820

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

Пікірлер: 86
@AliuAhmed-fp1oh
@AliuAhmed-fp1oh 2 ай бұрын
ብሱሩለ ንሕና ንህወሓት ብምድጋፍና ኢና ንብረትናን ሃፍትናን ተዘሪፍና ዘለና ስለዚ ሓዱሽ ናይ ኣመራርሓ ሓይሊ ኢና ንደሊ።
@hadushTekle-g8m
@hadushTekle-g8m 2 ай бұрын
ፅቡቕ ገይሩ ነዞም ሰብ መኪና ተሓባበርቲ ጀኖሳይድ ትግራይ
@sisayweldu
@sisayweldu 2 ай бұрын
እንኻዕ ደስ በለኪ ትግራይ ዓደይ ብደቅኺ ታሓበኒ ኣብ ዓለም ድመቂ እንተ መራሕቲ ትግራይ ደም እቶም ህፃዉንቲ ብፆትና ይፍረደልኩም ኣሜን ትግራይ ንቅድሚት
@MulugetaHagos-j2k
@MulugetaHagos-j2k 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣርሚ 33። ካልኦት መራሕቲውን ኣሰሮም ክስዕቡ ልቦና ይሕደሮም።
@NebriNebrilo
@NebriNebrilo 2 ай бұрын
ደብረፅ ጀግና ምንእንደታሰበ በደንብ ያውቃል በፌደራል ኣለመታዘዝ ትክክለኛ እርምጃ።
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos 2 ай бұрын
ናይ ሎሚ ምሸት ዜና ማዕዳን ምክርን ዝሓወሰት ደስ ትብል ዜና።
@AfGgg-e9z
@AfGgg-e9z 2 ай бұрын
ፅቡቕ ተግባር እዩ አማሓደርቲ ሓውዚየን ከምኡ ድማ ነበለትን ካብዚይ ተምሃሩ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
ውድብ ህወሓት አብ ትግራይ ጉባኤ ንምግባር ንማንም ምፍቃድ አየድልያን ግምምት ምስ ብልፅግና ኾይኑ ትግራይ ንምፍራስ ይሰርሕ አሎ ጌታቸውን ጉጅሎኡን ዕሱባት ብልፅግና ህዝቢ ትግራይ ብግዘ ክአልዪም ይግባእ 😳
@GenetAmare-g3d
@GenetAmare-g3d Ай бұрын
ደስ ዝብል ኣቀራርባ ዜና ንኩሉ ነገር ንሰላም ኮነ ንባእሲ ሓላፍነት ዘለካ ብፊደራል እዉን ተቐባልነት ዘለካ ጊታቸዉ ኢኻ ምስ ኣባላትካ ምፍርራስካ ዎይምብኣስካ ግን ተስፋ ህዝቢ ትግራይ ኣፅልሚትካዮ ማለት እዩ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ 2 ай бұрын
አምበሳ ዝሓፍተይ እንዃዕ ደስ በለኺ በሪሁ ለ እንዃዕ ደስ በለካ ጀጋኑ አሕዋትና 🙏👫❤️❤️💘💘
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 2 ай бұрын
ViV TDF❤💊
@GhGh-bj4lw
@GhGh-bj4lw 2 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ፍረ ሓፍተይ🎉
@NebriNebrilo
@NebriNebrilo 2 ай бұрын
TDF ጀግና ዓወት ንሓፋሽ
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 2 ай бұрын
Velkommen 🎉🎉🎉🎉
@Natan-u3x
@Natan-u3x 2 ай бұрын
ፃድቃን ግን መሐዝኒ
@birhanebezabihambaye6636
@birhanebezabihambaye6636 2 ай бұрын
Nice Freweyni Gal Hagere
@TsigeDagnewMesfin-jf6yh
@TsigeDagnewMesfin-jf6yh 2 ай бұрын
እቲ ሓደ ጉጅለ ንቲ ካሊእ ጉጅለ ውድብ ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ ብዝብል ይጠቓቐኑ ኣለዉ። ይኹን ምበር እቲ ውድብ ኣብ ምፍራስ ኩሎም ናይቲ ውድብ ኣመራርሓን ተሓተትቲ እዮም። ሀዚ ዉን ኣብ ናይ ምፍራስ ሓደጋ ዘንፀላለዎ ውድብ ንምድሓን ጉጅላዊ ጥቕምን ረብሓን ገዲፎም ተቐራሪቦም ሽግሮም ገምጊሞም መፍትሒ እንተምፅኡን ሓቢሮም እንትሰርሑን ጥራሕ እዩ እቲ እንኮ መፍትሒ። ካብዚ ወፃኢ "ጨው ንባዓልኻ ክትብል......." ከምዝበሃል ምስላ ህዝቢ ትግራይ ደጊሙ ዋጋ ክኸፍል፣ ናይ ክልቲኡ ጉጅለ ንወንበርን ስልጣንን ተባሂሉ ዝግበር ምትህልላኽን ምርጋሕን ዝሽከም እንግድዓ ኣይህልዎን። ወገሐ ፀብሐ ኣብ መድረኽ እናወፃኹም ናብ ተግባር ዘይሽረፍ ዘረባ ካብ ምዝራብ ሓሊፍኩም እታ ዝርካባ ሰላሙ ሓልውሉ።
@desbeleembaye7921
@desbeleembaye7921 2 ай бұрын
@MehariGidey-d1n
@MehariGidey-d1n 2 ай бұрын
Viva TDF!!!
@Dawit-ku2ty
@Dawit-ku2ty 2 ай бұрын
GECHO YISIER.....ENKLIL AYNDELI...
@salihAfare-o2w
@salihAfare-o2w 2 ай бұрын
ፅቡቅ'ዩ ምድላዋትኩም በዚ መንገዲ ቀፅሉ።
@ghch5195
@ghch5195 2 ай бұрын
esey enkae des belekum netefti atletat tgray❤❤❤❤❤
@موسىموسى-ص8ي
@موسىموسى-ص8ي 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ጅጋኑና❤❤❤
@ShishayAkli
@ShishayAkli 2 ай бұрын
ፃድቃን ብዘይገመትናዮ ኩነት ተደሚሩ ዕርፍ ኢሉ በቃ!! ፎእእእእእእ
@fasilneguse3395
@fasilneguse3395 2 ай бұрын
TDF የ ኣብይ ቅጥረኛ must ከትግራይ ማስውገድ ኣልባቸው
@abebeh.8145
@abebeh.8145 2 ай бұрын
Got out of this, you don’t have the guts to advise for Tigrayans!
@Sabawit-i9j
@Sabawit-i9j 2 ай бұрын
Get out of here
@Sabawit-i9j
@Sabawit-i9j 2 ай бұрын
Get out of here
@alguyonas3312
@alguyonas3312 2 ай бұрын
Selam ❤❤
@HidatHadishHadish
@HidatHadishHadish 2 ай бұрын
ዝቀደመ ገበንከይተጠየቀ ካሊእ ገበን
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 2 ай бұрын
ብቲክክል❤
@yemaneweldegerim618
@yemaneweldegerim618 2 ай бұрын
ካብ ዘይተረጋገፀ ወረ ተጠንቀቁ!!
@Abrehet-e5d
@Abrehet-e5d 2 ай бұрын
It is your stand
@HaileGebremedhn-g1n
@HaileGebremedhn-g1n 2 ай бұрын
ችግር ፈጣሪ ሽግግር መንግስቲእዩ
@bezahigus6043
@bezahigus6043 2 ай бұрын
ከምሓዱሽ መዝግቢኒ ዝበለ የለን አይትሓሱዉ
@HailuAbreha
@HailuAbreha 2 ай бұрын
ሚድያ ንህዝቢ እምበር ንጉጅለ ክውግን የብሉን ንስኻትኩም እውን ደስ ኪልኩም ኢኹም ዘለኹም::
@MekonenAsfhha
@MekonenAsfhha 2 ай бұрын
ሚድያ እንተወጊኑ ሚድያ ኣይኮነን ናይ ሓደ ዝተፈልየ ድሌት ዘለዎ ኣካል መሳርሒ ፕሮፖጋንዳ እዩ ንስኻትኩምውን መሳርሒ እቲ ካብ ጉባኤ ዓርሱ ዘግለለ ኣካል ኮንኩም ትሰርሑ ከምዘለኹም ንዕዘበኩም ኣለና ከይፀመደ ኣንጎደ ኮንኩም ።
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 2 ай бұрын
❤ ይብፃሕ ንመራሕቲ ትግራይ!! ❤ -- ስምዑታስኪ-- እቲ ኣብ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ናይ ፖለቲካ ሕልኽልኽ :-ናብ ዘይማዓራረየሉ ዓሊቡ ድዩ? ኮይኑዎ ድዩኸ!!! -- ስለምንታይከ ምስ ቁሸት ይታሓሓዝ? ብዘርኢ ከምዝተኸፋፈልካ ስለምንታይ ይሕሰብ? 🎉 ፓለቲከኛታት ትግራይ ብህዝቢ ክማዓዱ ኣለዎም:: ንህዝቢ ትግራይ ዘቀድሙ ክኾኑ ይግባእ:: ኣብ ህዝቢ ዘለዎም ርኢቶ ንህዝቢ ብምፍታዉ :- ነቲ ህዝቢ ፈቲኻዮን ሓሊኻሉን ጥቅምታቱ ክተቀድመሉ ይግባእ! ፀገማት ክትፈተሐሉ ተጋደል! ብተግባርዉን ኣርእዮ! 🎉 ናይ ህዝቢ ጥቅሚ ተቀድም ኩነሉ!! ኣብ ምፍታሕ ፀገማቱ ተረኸብ!! ከምኡዉን ሓልዮት ህዝቢ ወኒንካ ተረኸብ! ህዝብኻ ኣድሕን!! ነ ነቲ "መስመር'ዩ ሓይልና" ኣሐይሎ! ኣጎልብቶ!! ናይ ስዉኣት ገድሊ ኣይተዕብር!! 🎉 እቲ ኣብ ትግራይ ሻቅሎት ዘራጉድ ዘሎ ብናይ ዘርኢ ፍልልይ ኣሚስልካ ጉልባብ ኣልቢስካ ዝዉለድ ዘሎ ዝኣጎለ:- ዝተጣመመ :- መልክዕ ዘይብሉ ብልሽዉሽዉ ዝበለ ብነቀዝ ዝተታሞመ:- ቅጥዒ ዘይብሉ ናይ በሰሮ ቅጫ መሳሊ ዘርአኝነት ብዉሕጅ ኣሳፊርኩም ናብ ትግራይ ግልፅ ኢሉ ከይምለስ ግበሩዎ!! ዘርአኝነት መሊኡ ዕልምልሙ ይጥፋእ! ኮስትሩዋቶ! ኣፀቢቅኩም ኣፅርዩዎ:: ብስሩ ንትግራይ ዝምጥን ኣካይዳ ኣይኮነን!!! ኣይተሕፍሩናታ!! ❤ናብ ልብኹም ተመለሱ! ቀልቢ ግዝኡታ!!! በዚ ክፍለ ዘመን ዘዬድሊ ብዘርአኝነት ኣይትሸፋፍኑዋቶ!!! ዘዬለ ነገር ከምዘሎ ጌርኩም ኣይትመድሩ!! ኣብ መሕፈሪ ተግባር ኣይትሓምሱ!!! ኣብ ዘይትእመኑሉ ዋዕላ ኣይትጎይሉ!! ❤ 🎉 ነቲ ኣብ ህወሓት ዘየለ ከባቢያዉነት ገዛ ኣይትሃብዎ:: ከባቢያዉነት ይኺድ ብዘላንነት ዓቅሉ ይፅበቦ! 🎉 🎉 የግዳስ ንህዝብኹም ካብ ፀገም ኣናግፉ!! ህዝቢ ዝሓዉዬሉ መንገዲ ስርዑ! ኣብ ትኽበሩሉ ስራሕ ዘትዩ! ምኸሩ! ኣብ ሕዉዬት ህዝቢ ትግራይ ስርሑ!! ኣብ ንቡር ኣንብሩናታ! 🎉
@Wubetwedikoraro4901
@Wubetwedikoraro4901 2 ай бұрын
Good
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 2 ай бұрын
💛❤️
@TsegayKebedew
@TsegayKebedew 2 ай бұрын
ጉጅለ ፃድቃን ጌታቸውን ኢዮም።
@EFB-Badme
@EFB-Badme 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 2 ай бұрын
ግዝያዊ መንግስቲ ጌታቸዉ ናብ ባሕሪ እዩ ዝጥሕል ዘሎ ጀነራል ፃድቃን ዕላምኡ እንታይ ምኳኑ ንህዝቢ ግልፂ ኣይኮነሉን ፅንተት ዝፈፀሙሉና ፀላእቲ ካብ ታሓታትነት ንክድሕኑ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ስለ ህዝቢ ትግራይ ምንም ዶንታ የብሎሙን እዚኦም ክልቲኦም ኢትዮጵያ ከመይ ትድሕን ጥራይ እዮም ዝጭነቁ
@Abrom-gg
@Abrom-gg 2 ай бұрын
ወጣታት ኣይትበል መናእሰይ እዩ ትግርኛ።
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 ай бұрын
ለአገር አንድነት የተከፈለ ስለ ሆነ ዝም በሉ።
@Welkayitey
@Welkayitey 2 ай бұрын
ወልቃይተይኸ?
@skylimit1423
@skylimit1423 2 ай бұрын
Getachew has no power He can not elect or dismiss
@abebeh.8145
@abebeh.8145 2 ай бұрын
He is the president and he is doing exactly that!!
@shxbcgfhv-sq8nw
@shxbcgfhv-sq8nw 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@NigistTesfahungne-n4c
@NigistTesfahungne-n4c 2 ай бұрын
ግዝያዊ ዝብል ክሳብ መዓስ እዩ?
@meemjjo677
@meemjjo677 2 ай бұрын
Getachew Reda tigray people weyaney tigray TPLF they riley on you every one tigray people behind you but you are forgot for what you stand let down tigray people you are going to Addis Ababa to get free accommodation and holiday tigray refugees 7000 refugees living in Sudan why did take long enough is enough you can't play soccer matches for two different tshertes so go with aregawi Berha banda messengers get money and power in Addis Ababa leave alone brilliant weyaney tigray TPLF .weyaney tigray TPLF means a father mather sister daughter son family grandfather grandmother wife husband original weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF stand with weyaney tigray TPLF 🙏💪
@TrhasTawese
@TrhasTawese 2 ай бұрын
እዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ብልፅግና እዩ ናይ አብይ አሕመድ እግረኛ ምካኑ የፍልጥ አሎ መራሓቲ ምእላይ ህዝቢ ክነቅሕ አለዎ
@msgekidane7231
@msgekidane7231 2 ай бұрын
ክብሪ የሃብኩም
@gebreyesus8431
@gebreyesus8431 2 ай бұрын
ህወሓት ክትፈርስ ዝደልዩ ባዓል መን እዮም? ስለምንታይከ ክትፈርስ ተደልዩ?
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ኣንቲ ሓሳዊት
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 ай бұрын
እዚ ግዝያዊ ምምሕዳር ታይ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ዝገርም
@user-bg5ox7cn9l
@user-bg5ox7cn9l 2 ай бұрын
እዙይ ናይ ባዕልኻ አረኣእያ እይ ገለ ገለ ናበልኻአይትሓሱው
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 2 ай бұрын
አይኮነን ገንዘቦም ገና ህይወቶም ከይተረፈ ክበልዖም'ዮ😂😂
@HaileGirmay-w1r
@HaileGirmay-w1r 2 ай бұрын
ግዝያዊ ምምሕዳር እንታይ ይሰርሕ ኣሎ?
@TaxeseTsegay
@TaxeseTsegay 2 ай бұрын
ልዕል ፍርቂ ማእኸላይ ኮሚቴ ዘይተሳተፈሉ ዝብል ዘቅረብኩምዎ ስሕተት እዩ ዘይተረኸቡ14እናሃለው ንምታይ ሓቂ ተኸተሉ
@MuluGeta-x4z
@MuluGeta-x4z 2 ай бұрын
ትግራይ ፕሮዳክስት ከመይ አለኹም በተዳጋጋሚ ነጊርናኩም ነይርና አይትጋገዩ አብ ሚድያኹም ስዕሊ ተቅርብዎም ዘለኹም ብፍላይ ፃድቃንን ጌታቸውን ካብቲ ስእሊ አውፅዎም አይድለዩን ቀንዲ ናይ ፀላእቲ መፈፀምቲ እዮም። 8:33
@Natan-u3x
@Natan-u3x 2 ай бұрын
ኘሪቱሪይ ዝተገበረ ምሰ መን አዩ
@alifitwi9220
@alifitwi9220 2 ай бұрын
@TigrayBroadcastService #UTNA ጉባኤ ምክያድ ይፅናሕ ኣይበለን። ስኽ ኢልኩም ጡሩምባ ኣይትንፍሑ🛁 ይኾኖ እቲ ዘይ ኮነ ቅመማት ዘረባኹም😮
@Natan-u3x
@Natan-u3x 2 ай бұрын
TBS ግነ ሚዛናዊ ዝኮን ትንታን ሀባ
@mearegfitsum
@mearegfitsum 2 ай бұрын
Sherifo temezabelti melis beyzaka abey lelo hirisha eyu afena
@solomonabraha756
@solomonabraha756 2 ай бұрын
ንፅንተት ዝኣክል ሓደጋ ዘስዓበ ከቢድን ድኩምን ዝነበረ ኣመራርሓ ሕወሓት በየናይ ሞራል እዩ ሐዝውን ንስልጣን ልቡ መሊኡ ዝከራከር? መስመር ሕወሓት ኣይኮናን ንቃወም ዘለና ነዚ ድኩም መሪሕነት ኢና ።ስለዚ እንተኮነ ባዕሎም ናይ ሕወሓት አመራርሓ ኩሎም ተሓተቲ እዮም፣ ሳላ ፈጣርን ህዝብናን ብመሪሕነት ድማ ሳላ ነባራት ወታደራዊ መራሕትናን ንስለ ካብ ፅንተት ከምዝተረፍና መዓዝ ጠፊኡና? ብሓፈሻ ድማ ናይ ሐዚ ትግራይ ከምቲ ብእዋን መረፃ ኣይኮነትን ትመሓደር ሐዚ ትግራይ ናይ ዘድሓንዋ ወታደራውን፣ ዲፕሎማትን ዳያስፖራን ብሓፈሻ ናይ ኩሉ ትግራይ እያ ስለዚ ኩሉ ትግራዋይ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ዓቅሚ ዘለዋ ከመሓድራ ይግባእ።ብሽም ተመረፅና ነርና ኢና እዋኑ ሓሊፉ እዩ።
@mekonnenkahsay3298
@mekonnenkahsay3298 2 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ማነጅመንት ኢንስቲቱት ስለ ዘየለ ድዩ ነንኣዲስ ኣበባ ምኻድ ኣድልዩ ?እንተዘይልዩ ኸ ተጋሩ ሙሁራት ማነጅመንት ከፅንዕዎ ዘይተገበረ ንምንታይ ? ናብ ፌደራል ፅግ ፅግ እማ ነገር ኣላታ ን ጀ/ል ፃድቃን ክንጥርጥር ንግደድ ኣለና ቂሙ ይዋፃእ ከይህሉ ከምቲ እንዳ ህወሓት ዝብልዎ ከይኸዉን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 2 ай бұрын
እዚ ሕጂ ኣብይ ኣሕመድን፡ ጻድቃን፡ ጌታቸውን ወዘተ ዝብልዎ ዘለው፡ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕርን፡ ብዛዕባ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራን ክዋጋእ ዝኽእል ዓቕሙን ሓይልታቱን ወዘተ እንዳበሉን፡ ታሪኽ እንዳገማጠሉን እዮም ሃለውለው ዝብሉ ዘለዉ እምበር ህዝቢ ኤርትራ ዳኣ ኣብ'ቲ እዋን ብረታዊ ኣልሲ ክምስርት ከሎ 3.5 ሚልዮን ኣቢሉ እንድዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 80 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ኣብ መወዳእታ'ኸ መን ሳዓረ፧ ኣብ'ቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ምስ ኤርትራ ኲናት ዝገበረትሉ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 5.5 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ 100 ሚልዮን ንላዕሊ እዩ ነይሩ። ሽዑ'ኸ መን እዩ ዝሳዓረን፧ ሕጂ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 7.6 ሚልዮን እዩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 120 ሚልዮን እዩ። ኣብ ኲናት ክትዕወት ዘኽእለካ ግን ፍጹም ብዝሒ ህዝቢ ጥራሕ ኣይኮነን። ከዐውተካ ዝኽእል ግን፡ ክትወቕዖ ትደሊ ዘለኻ ዓላማን ሓቅነቱን፡ ህዝቢ ካኣ ምስ ዝፈልጦን ኣሚኑ ክቃለስ ከሎን እዩ እምበር፡ ብብዝሒ ህዝቢ እንተዝኸውን'ሲ ኤርትራ ናጻ ሃገር ኣይምኾነትን ነይራ። እቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ዝፈተነቶ ኲናት'ውን ኣይተዓወተትሉን። ምኽንያቱ ወያነ ብገይጋ ኲናት ስለዝተበገሰትን፡ ሓቅነት ካኣ ስለ ዘይነበራን ክኸውን ከሎ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ሰራዊቱን ግን፡ ስለ ሓቅን፡ ንሓቂ ስለዝተበገሰን፡ ነዚ ሓቂ ኣሚኑ ካኣ ስለዝብገስን እዩ ኩሉ ግዜ ዝዕወት ዝነበረን ዘሎን። ስለዚ ብብዝሒ ህዝቢ ዘይኮነ ትዕወትስ፡ ስለ ሓቀኛ መንገድኻን እቲ ህዝቢ ካስ ስለዝፈልጦን እዩን። ኤርትራ፡ ምስ'ቲ ትሕስውዎ ዘለኹም ምስ ኣኹሱም ትንበር፡ ዋላ ትግራይ'ውን ምስ ኣዲሊስን ኤርትራን ትንበር፡ ዶባት ናይ ምሉእ ኣፍሪቃ ብመግዛእቲ ርእሰማላውያን ናይ ኤውሪጳ እዩ ተሓንጺጹን ሕጋዊ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎን። ኤርትራን ሊብያን ፍርቃ ሶማልን ካኣ ናይ ጣልያን መግዛእቲ እየን ነይረንን። ሱዳን ናይ እንግሊዝ፡ ጅቡቲ ካኣ ናይ ፈረንሳ ካኣ ነይረን። እዚ ኣኹሱም ኣኹሱምን፡ ኣሉላን ኣሉላን ዘብል ዘሎ ካኣ ናይ ቅድሚ 14 ክሳብ 16 ዓመተ ዓለም ዝነበረ ናይ ምሳፍንቲ መዋእል እዩ። እቲ ሕጋዊ ኮይኑ ቆይሙ ዘሎ ዶባት ናይ ኣፍሪቃ ግን ኣብ'ቲ መግዛእቲ ናይ ኤውሮጳውያን ዝቖመ እዩ። ሕጂ ባዓል ጻድቃን፡ ባዓል ጌታቸው፡ ባዓል'ዚ ጠላም ኣብይ ኣሕመድን ወዘተ ዝብልዎ ዘለዉ ግን ፍጹም ታሪኽ ገማጢልካ ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ንምንቛት እዩ። ሕጂ ግን መብዛሕትኡ ህዝቢ ኢትዮጵያን ትግራይን'ሲ ፈሊጥኩምን ተረዲእኩምን እዩ። ስለዚ ካኣ እዩ ኣብ ኣምሓራ ብፋኖ ዝፍለጥ፡ ኣብ ኦሪሞን ኩሉ ግዜ ኲናት ዝካየድ ዘሎን። ኣብ ትግራይ ካኣ ወያነ ብደብረጼን ዝንራሓን ብጌታቸው ናይ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳርን ንስልጣኖም ክብሉ ናብ ምፍጣጥ ኣትዮም ዝኒሀዉን። እዚ ኣብይ ኣሕመድ ዝገብሮ ዘሎ ንተቓወምቲ ኤርትራ ምሕጋዝ ካኣ፡ እዚ ዳኣ ወያነ ኣብ ስልጣን ከላን፡ ንናይ ጀብሃ መራሕትን ሳዓብትን ኣኻኺባን እንድያ ንኤርይራ ብኢድ ኣዚሩ ክገዝኣ ኢላ፡ ክሳብ ነቲ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ክንገብር ኣለና ኢሉ፡ ንራሳይ ጸዊዑ ንኹሎም ናብ'ቲ ጉባኤ ዝመጹ ዝኣሰሮምን፡ ክሳብ ንመልኣከ ተኸል ዝቐተለ ንየማናውያን ኣኽረርቲ ንባዓል ዓብደላ እድሪስ ከይተረፉ ኣኻኺቡን፡ ኣልያንስ ብዝብል ሽም ኣጠሚቑ ክሳብ ናይ ኣዋሳ ጉባኤ ዘካየደ ፈተነ'ኮ ተፈቲኑ እዩ። እዚ ግን ሳላ ጅግና ሰራዊትን ህዝቢ ኤርትራን'ኮ እዩ ክሳብ ንወያነ'ውን ናብ'ዚ ዘላቶ ፍጹም ድኽመት ዘብጸሐን፤ ዓወት ኣብ ርእሲ ዓወት ዝተጓናጸፈን ዝጎናጸፍ ዘሎን። ሕጂ ካኣ ብባዓል ብርጌድ ንሓመዱን፡ መብዛሕትኦም ተጋሩ ብዝኾኑ ልኡኻት ባዓል ጌታቸውን ባዓል ጻድቃንን፡ ብባዓል ኣብይ ኣሕመድን ተሓጊዞም ሕጂ ኣብ ኢትዮጵያ ነዚኦም ኣኻኺብካ ንኤርትራ ናብ ዳግማይ መግዛእቲ ንምእታው እዮም ዘካይዱን ዝፈታትኑ ዘለዉን። እዚ ግን ንሰራዊት ኤርትራን ህዝባን ፍጹም ዘሰክፍ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ኩላ ሓቅነት ስለዘለዎን፡ ኢትዮጵያን ሰራዊታን ተቓወምታን ካኣ ብውሽጣዊ ህውከት ትሕመስ ስለዘላን፡ ኩሉ ኤርትራዊ ካኣ ነዚ ሓቂ'ዚ ክገጥም ቅሩብ ስለዝኾነን። እዚ ካኣ ንህዝቢ ንምርባሽን ንምሽቓልን እዩ ዝግበር ዘሎን እምበር፡ ባዓል ኣብይን ባዓል ጌታቸውን'ሲ በየናይ ሓይሎም እዮም ሕጆ ምስ ኤርይራ ኲናት ክገብሩ፧ እዚ ዝፍክርዎ ዘለዉ እንተተፈቲኑ ካኣ ኢትዮጵያ ክትመቓቐልን ክትበታተን ምዃናስ ፍሉጥ እዩን።
@Fitsum-el6kq
@Fitsum-el6kq 2 ай бұрын
መራህቲ ትግራይ ንአሸንዳ ዝመፁ አጋይሽ ክእሰሩ ዝገብር ዘሎ መንግስቲ ኢትዬፅያ ጣልቃ አትዩ ከፍቶሆም ንህብር ?
@meselemesfin-qh1hw
@meselemesfin-qh1hw 2 ай бұрын
ገለልተኛ ኹኑ ንሓደ ደጊፍኩም ዜና ምቅራብኩም ፅቡቅ ኣኮነን ትግራይ ሐዚ እንታይ ትደሊ ? ዝተመዛበለ ህዝቢ ክምለስ ይግባእ ዝተወረረ መሬትና ክምለስ ኣለዎ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 ай бұрын
ሓሰውቲ፣ ብሎክ ሂበኩም ኣለኹ። ከደምቲ ሸዋ።
@yossam68
@yossam68 2 ай бұрын
ሰብ ዜና ኣካይዳኹም ኣይግድን፣ኩሉኻትኩም በልጺግኩም፥ትግራይን ህዝባን ሽሻይ ጸላእቲ ኣጽነትቲ ዓሌት ትገብርዋ'ለኹም፣ መፍቶት ብዕልግና ኢትዮጽያ።ወይ ሰብ ደቀይ ብዓርስኻ'ዶ ነብስኻ ተጥፍእ።
@ShishayAkli
@ShishayAkli 2 ай бұрын
ናብ ፒፒኹም ተለጢፍኩም ተሪፍኩም። ዘሕዝን እዩ ድማ❓ ምድማርኩም ዘይተርፈኩም እማ እዚ ኩሉ መስዋእትን ክሰራን ትግራይ ከይተኸፈለ ዘይምተደመርኩ ኔርኩም??
@TeweldeGebru-yn5jc
@TeweldeGebru-yn5jc 2 ай бұрын
You are Getachew read gays
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 ай бұрын
ጌች ጅግና ስራሓ ጥራይ ስራሓ እዞም ግጅለ ደብረጽንተት መንጀርኖ ተፍንፍኖም ኢዮም ባዓሎም ዘፍረስዋ ውድብ ናዓኻ ክከስኻ ዓቅሚ የብሎም ልዕል ጌች ህዋሓት የለን ወይ ዓለታዋይ ከይኖም ኢምበር ግጅለ መንጀርኖ ኣመንዝራ ደብረጽተን ኣለም ጌች ተሰክምዎም ከም ዝነበረ ሕጂ ክርዶኦም ኢዩ
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
Viva Gecho TDF❤️❤️❤️
@tekletedros4764
@tekletedros4764 2 ай бұрын
Game over TDF
@EseyThemariam
@EseyThemariam 2 ай бұрын
ሓሰውቲ
@gidaydegefu3712
@gidaydegefu3712 2 ай бұрын
Thank you for the comparative and contrsative divergent explanatory positions of the two groups. It is now on the Tigray people which position is logical, convincing and has the prerogatives of the Interim government and/ or the front of TPLF. For me the function and prerogtives of the Interim government must be respected and, if possible, support it to successfully accomplish and finish its mandatory duties.
@Hoyatube12
@Hoyatube12 2 ай бұрын
your analysis require the least criteria of impartiality. ኢሎም/ ይብሉ / እንዳበልካ ዝደለካዮ ሓሳብ ምድርጓሕ ትርጉል አይህብን ዘይንፁራት አካል ኢሎም ክብሃል አየብሉን ወይ ብግልፂ ነበይኑ ኢቶርያል አቋም ሒዝኩም ተንትኑ እንተዘትኮይኑ ናይ እግሪ መቄዕ ሕሶትን ዓፈናን ናብ ስሩዕ ሚድያ ምምፃእ ንተአማንነትኩም ዝጎድእ እዩ
@tbstig
@tbstig 2 ай бұрын
ነመስግን
@Hoyatube12
@Hoyatube12 2 ай бұрын
@@tbstig you are well come.
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
@GebretensaeGebregiorgis-u2m 2 ай бұрын
You should be Neutral
@ShuibiBushra
@ShuibiBushra 2 ай бұрын
አቱም ሰባት ዳሕዋሓት ታይ እዩ ሺግሮም አንሕና ደቂ ራያስ ተጋሩ ዶ አይኾናን ሓደ ራያታይ ደይአሰተፉ ! ቢሱሩ ኣብትግራይ እስላማይ የለን ድዩ ሓደኳ ሓደ ደይድንቢሩ ኣፍቲሹመቶም , ንገሩዎም
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 55 МЛН
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 16 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 4 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 14 МЛН
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 55 МЛН