🛑 ተሰዊኡ ተባሂሉ ተገኒዙ ነበረ / 🛑 ፍርቂ ጎኑ ፓራላይዝ ኮይኑ ብሓደ ኢዱ ዝተቃለሰ - ተጋዳላይ ኪዱ ገዛኢ 👉 0926685843

  Рет қаралды 60,649

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

10 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ሞይቱ ተባሂሉ ተገኒዙ ነበረ / 🛑 ፍርቂ ጎኑ ፓራላይዝ ኮይኑ ብሓደ ኢዱ ዝተቃለሰ - ተጋዳላይ ኪዱ ገዛኢ 👉 0926685843
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 362
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 9 ай бұрын
ተጋርዋይ ብሽም ኩዱ እስኪ ብትስብ ኩኑ ደቂ ትግራይ ሽኮር ሖጂ ❤❤❤
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 9 ай бұрын
ኾይነ
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 9 ай бұрын
መለት እንታይ እዩ ማዓረይ ኾይነ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 9 ай бұрын
@@user-kx9xo6ok8u ቤተሰብ ኩኑ ዶ ኢልካ
@yemuyeyene
@yemuyeyene 9 ай бұрын
koynna gn melektiki nkulu ntsrti aykonetn (subscribe) gberi ktbli zdeleki yimeslni tezeytegageye
@user-kx9xo6ok8u
@user-kx9xo6ok8u 9 ай бұрын
@@yemuyeyene 👍❤️❤️
@user-mu7mg9ud1r
@user-mu7mg9ud1r 9 ай бұрын
@destashow "ሞይቱ” ዝነበረ ኣይባሃልን ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝነበረ በሎ ኣርእስትካ መስዋእታ የሐዋትና ሞት ኣይኮነን መስዋእቲ እዩ . ክብርን ሞገስን ን ሰማእታትና ❤💛🙏
@haftomkiros8770
@haftomkiros8770 9 ай бұрын
Kidu hawey jegna eka,ውዕሎ ፀሊሞይ ተወቒዕኻ ሙሉእ መዓልቲ ኣይከድን ኢልካ እንዳዋጋእኻ ዝወዓልካዮ ታሪኽ ኣይክንርስዖን ኢና
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 9 ай бұрын
ትንግርቲ ዝኾነ ወለዶ 👑 እዚ ሓቀኛ ዛንታ ተጋዳላይ ትግራይ እዩ ኢልካ መን ይኣምኖ ኣናብር ኢኹም ብሓቂ 💪እንካዕ ናትና ኮንኩም እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓዉና መርኣያ ፅንዓትን ጅግንነትን ብፍቅሪ ሓዱ ዝዓበደ ኣንበሳ 👍🏻💪
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 9 ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ እንካዕ ተረፍካ ነዊሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓዎይ
@user-kl2mg9wh4u
@user-kl2mg9wh4u 9 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም ወለዶ ዝገርም ጅግንነት መግለጺ ኣልቦ እኻ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ተጋዳላይ ኪዱ 🙏❤
@tsegashishay
@tsegashishay 9 ай бұрын
ወዲ ሓወቦይ ኩርዓተይ እንካዕ ተረፍካለይ ወድነይ ❤🙏
@tigraylove9361
@tigraylove9361 9 ай бұрын
ጅግና አኻ ናይ ብሓቂ ሳላኹም አና ንነብ ር ዘለና ክብርን ሞጎስን ናዓኹም 🙏❤️❤️❤️
@AlemtsehayMhreteabAlem
@AlemtsehayMhreteabAlem 9 ай бұрын
❤😮😊
@AlemtsehayMhreteabAlem
@AlemtsehayMhreteabAlem 9 ай бұрын
😂❤
@user-wn7jh6bh8f
@user-wn7jh6bh8f 9 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ኪዱ❤ጅግንነትካ ካብ ቃላት ብላዕሊ እዩ በቃ ክገልጸካ ኣይካኣልኩን ሶ ካብዚ ኩሉ ሓዊ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝሓወይ ጅግና ስለ እቲ ኩሉ ነገር ዝከፈልካልና ከኣ ካብ ልቢ እየ ዘመስገን ክብርን ምስጋናን ንኹልኹም ጀጋኑና💛❤😍
@Tglove--
@Tglove-- 9 ай бұрын
ኣቤት ጅግንነት ኪዱዋይ እንካዓ ተረፍካ 🥰
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤❤❤
@user-cm8qh9cl5y
@user-cm8qh9cl5y 9 ай бұрын
መግለፂ ቃላት የብለይ ጅግና ተጋዳላይ ብኣኹም ኮሪዕና ኢና❤❤❤😢
@zeraytesfu9384
@zeraytesfu9384 9 ай бұрын
ኪዱ ጁግና አብነት ተጋሩ ኢካ ኩሎሞ ተጋሩ አሕዋትካአጆካ ይብሉካ አሎዉ ኢቲ ነይ ሕጅዝኒሀ ናይ መነግስት ምድንባሪ ንግዝኡ እዪ
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 9 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ መንእሰይ ወለዶ ዝሰርሑዎ ዛንታ ተዘርቡ አይውዳእን ደቅ ፍሉይ ናይ ታርክ ማህደር መዝገብት እዮም ክብሪ ተወንዘፉ አምላክ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letushkidu1667
@letushkidu1667 9 ай бұрын
ጅግና ቃላት የብለይ ብኣካል ትዝረክበካ ደስ ምበለኒ ወድነይ ማዓረይ❤
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 9 ай бұрын
ተይ ዓይት ጀግንነት እዩ ወደይ❤ከብርን መጉሰን ንሰማኣተትና 😭 ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ 😭😭😭
@user-cz2vy1yn2p
@user-cz2vy1yn2p 9 ай бұрын
ዉይ ማዓረይ መግለፂ ኣልቦ ቅድመኻ ይስጠሓኒ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻልና ጎይታዋይ❤❤❤
@Biti504
@Biti504 9 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓውና❤ደስታ ሓወይ ፅሓይ ገፁ ፍሽክታካ👌💗💖
@user-dv5wr3wh2g
@user-dv5wr3wh2g 9 ай бұрын
ነዊሕ ብሓፂር ታርክኹም የቕንእ 😢😢ኹርዓት ናይና ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም 🙏🙏🙏🙏💪💪
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 9 ай бұрын
ብትከከል ሕዝብ ትግራይ ለቦም ኢዮ❤❤❤❤❤❤❤
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 9 ай бұрын
Enikae bihewewot terefikalina JEGNAWAY ♥️♥️💛🙏🙏🙏
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 9 ай бұрын
ጅግና ኣነስ ተሓቢነ እንኳዕ ተረፍካልና ተመስገን❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 9 ай бұрын
ተሰዊኡ ዝነበረ በልዋ። እንቋዕ ብሰላም ተረፍካ ኪዳተይ
@saddvzx9822
@saddvzx9822 9 ай бұрын
ኩዱየይ ጅግና ዕድመ ይሃብካ ልአና ክትቡሉ ከንደይ መስዋእቲ ከፊልኩም አነስ ወድ ሓፍትነይ ነይሩ ተሰዊኡ ይናፍቆ ነይረ ኩሉ ግዘ ግን ንዓኩም ተረአኩ ይሕጎስ ደቅነይ ንበሩለይ😘
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 9 ай бұрын
ጀጋኑና ባኣኹም ኩሩዓት ኢና። ❤❤❤
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ተረፍካልና ክቡር ጅግና ሓውና ተመስገን❤❤ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና😢
@titinotitino2910
@titinotitino2910 9 ай бұрын
እንካዕ ተርፍካልና ጅግና ወዲ ህዝቢ ዝገርም ጀግንነት ❤ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና 😔
@mekebebatsede668
@mekebebatsede668 9 ай бұрын
Thank you Brather god bless you ❤❤❤❤❤
@sabagiday5961
@sabagiday5961 9 ай бұрын
ስለአነ ዝሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@user-iy7mc8px9q
@user-iy7mc8px9q 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ❤❤❤❤❤❤❤❤ክብሪ ንTDf አጣዒካ ንገሮም ሳኣን ሕክምና ጀጋኑና ይሳቀዩ አለው
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 9 ай бұрын
ከመይ ዝበለ ጅግና፣ ከማኻ ኣይረኣኹን ፣ጅግንነትካን ተፀዋራይነትካን
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 9 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ TDF❤❤❤❤❤❤
@user-cv4jb7ti6b
@user-cv4jb7ti6b 9 ай бұрын
ኪድ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤ክብሪ ንጀጋኑ ሰዋኣትና😢
@user-no9cu5ed3v
@user-no9cu5ed3v 9 ай бұрын
ጅግናና ንበረልና ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤
@GfGg-fw1fu
@GfGg-fw1fu 9 ай бұрын
ጀግነ ኢካ ብሓቒ❤❤❤❤❤❤ሳላኩም ኢነ ነብዝይ ብፂሕነ ዘለነ❤❤❤❤❤❤ ክብር ነእስኩም❤❤
@mjou123khjt2
@mjou123khjt2 9 ай бұрын
ጀጋኑና ባኣኹም ኩራዓት ኢና 💪💪❤️💛💊💊
@liltemebrhatom2724
@liltemebrhatom2724 9 ай бұрын
ኩዱ ዝሓወይ ጀግና 💪💪💪💪
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ሓውና ካብ ብሱል ጥረ ወጺእኩም ጀጋኑና እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኩም❤❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 9 ай бұрын
ተመስገን ዝሓወይ እንካዐሰ ብሂወት ተረፍካ❤
@amnaslama4484
@amnaslama4484 9 ай бұрын
ቅድስት ኣርሰማ በፀሎታ ታሓልኻ ማዓረይ🤲🤲🤲
@hagosberihu9321
@hagosberihu9321 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ልዕሊ ነብሱ ንስዋኣቱን ንህዝቡን ዘቅድም ረዚን ቃል ዕድመ ይሃብካ 🙏
@SelamGelila-mo6lu
@SelamGelila-mo6lu 9 ай бұрын
ኣምላክ ዕድሙን ጥዕና ይሃብኩ ዛሓውይ
@genethagos9547
@genethagos9547 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ዓደይ እንኳዕ እስኪ ተረፍካ❤❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 9 ай бұрын
ጀግና ጀግና ቁልዓ ትግራይና 💪💪💪💪💪💛💛💛
@hebrathadushe9318
@hebrathadushe9318 9 ай бұрын
ወይ ጅግንነት ክብርና ምስጋና ይግበአኩም በእውነት💛❤💛❤💛😘😍😍😍
@ghbj1553
@ghbj1553 9 ай бұрын
ትግራይ❤❤❤❤ TDF❤❤❤💊💊💊💪💪💪💪💪 ትግራይ👑👑💊💊💗
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 9 ай бұрын
ጅግና ናይ ብሓቂ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ክብርን መግስን ንዓኩም🙏💖💖💖💖
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 9 ай бұрын
ኽቡራተይ አኽቢርኩሙና ኸብርን ሞገስን ንስዋኣትና❤❤❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
ጅግና እኻ ናይ ብሓቂ ሳላኩም እና ንነብር ዘለና ክብርን ሞጎስን ናዓኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@weyni-21
@weyni-21 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ውፂ ዝበላ ነፍሲ እንኳዕ ተረፍካላ ኒአደካ ሓወይ ክብሪ ናዓኩም T.D.F.ይ❤❤
@FaGa-ux5vu
@FaGa-ux5vu 9 ай бұрын
ጅግናዋይ እንካዕ ቢሂወት ተረፈካ
@heru12169
@heru12169 9 ай бұрын
እንኴዕ ብስላም ተረፍካ ጅግና ተጋዳላይ🙏
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 9 ай бұрын
ጅግንነትካ መግለፂ ስእነሉ ክዱየይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣምላክ 💪💖😘
@ebkebk-gs4qz
@ebkebk-gs4qz 9 ай бұрын
❤❤የቀንየልና
@user-fx5ii5gt1h
@user-fx5ii5gt1h 9 ай бұрын
ደስታ ሓወይ ንድምፃዊት መስረት ገብረፃዲቅ ጓል ዞቦ ደቡብ ብሂወት እንተሃላይ እባ ኣቅርበልና ❤❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 9 ай бұрын
ዋላ አነ ኩሉ ግዘ ይዝክራ
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 9 ай бұрын
❤ጅግና ሓወይ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑ የሕዋትና ኣዚና ኢና ነክብረኩም❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 9 ай бұрын
ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብሂወት ሃለካ ጅግና😢❤❤❤
@user-mu1ho1zn8s
@user-mu1ho1zn8s 9 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ
@Hareg675
@Hareg675 9 ай бұрын
እንቋዕ ሰላም ተመለስኻ ጅግና ሓውና ናይ ተጋደልቲስ ታይ ክዝረበሉ ዙኩሉ ጅግንነትኹም 😢ዶ እዙይ ምተገበአኩም ግን ኣጆኹም ክሓልፍ እዩ🥰🥰🥰
@tsebelaygese6133
@tsebelaygese6133 9 ай бұрын
Proud of you all, TDF. KIDU አይዞካ. I HOPE TIGRAY GOVERNMENT, WILL HELP VETERAN'S FAMILY AND THOSE WHO ARE INJURED WHILE FIGHTING WITH ENEMIES.
@user-ei7em1fd6h
@user-ei7em1fd6h 9 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንዓኩም መድሕን ህዝቢ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰🥰💚💚💊💊💊💊
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 9 ай бұрын
ተጋደላይ ኪዱ እንካዕ ተረፍካ ጀግነዋ ❤
@fretadesta7328
@fretadesta7328 9 ай бұрын
Jigena Tigraway Kemaka Yebzehalna We Love ❤️ u❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 9 ай бұрын
ብሰላኹም ህወት ሰርዕና ኣሕዋተይ😢🥰
@haileberhe5berhe
@haileberhe5berhe 9 ай бұрын
እምበር ተጋዳላይ ካሊእ መግለፂ ዘይብካ እንኳዕ ተረፍካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 9 ай бұрын
Oooh😢😢💔 welcome back our great hero🙏🙏🌹🌹💐❤️❤️😍😍✊✊✌️
@galwukro
@galwukro 9 ай бұрын
ጎይታዋይ🥰❤
@KhanKhan-ry2vq
@KhanKhan-ry2vq 9 ай бұрын
ጀግና❤❤
@mahlitlove4291
@mahlitlove4291 9 ай бұрын
ሂወትኩም ሂብኩሙና ኢኹም ሳላ ሂወትኩም ደማ ንነብር ኣለና ክብሪ ነዓኹም ጀጋኑና 🙏💪😭
@Salam-zm5nz
@Salam-zm5nz 9 ай бұрын
ጀግና ተጋድለይ🥰🥰🥰
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 9 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
@maryaman2629
@maryaman2629 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ 🥰🥰🥰💪💪
@eses1723
@eses1723 9 ай бұрын
ጅግና እንኮዕ ተረፍካልና ተመሰገን ❤🙏
@user-qk3is4qs4q
@user-qk3is4qs4q 9 ай бұрын
እንካዕ ተረፍኻልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጀግና ተጋደላይ🤲😘😘 ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 😥😥
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 9 ай бұрын
ጅግናና እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ሳላኹም ትግራይ ተነፃፃሪ ሰላም ረኺባላ ታሪኽ ሰርሕኹም ትሓበኑ. ትግራይ ትስዕር . 🙏🙏🙏
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 9 ай бұрын
መግለፂ ዘይብሉ ጅግንነት❤
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 9 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ እንካዕ ብስላም ተረፈካ ❤❤❤❤❤
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 9 ай бұрын
ጀግና እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ክብር ሓወይ❤❤❤❤❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 9 ай бұрын
Tegadalay Kidu Gezae - jegna TDF heroism at its best. Thank you for defending Tigray and its people. We love you all so much ❤️ 💜 💗 💖 💓 💛 ❤️ 💜 💗 💖 💓
@abdulhadimuhammed7243
@abdulhadimuhammed7243 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና!
@marigkfy9738
@marigkfy9738 9 ай бұрын
አቤት ጂግንነት ወልድኽ እኽ ወድ አዶ ትግራይ✊💪💘
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 9 ай бұрын
ኩዱ ሓወይ ጅግና ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓወስካ ክትዛረብ ንጽሊ !
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 9 ай бұрын
ጀግና ሐወይ እንኳዓ ብሰላም ተርፍካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 9 ай бұрын
ትረፊ ዝበላ ነፊሲ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኻ ዝሓወይ ❤❤❤💐💐💐💐
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 9 ай бұрын
❤God bless you, hero, Tdf Tigray.
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v 9 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካልና ዛሓወይ❤❤❤
@gual70enderta17
@gual70enderta17 9 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻ መግለፂ ኣልቦ ጅግንነት ክብሪ ልኣኹም ጀጋኑ ትግራይ ተመስግንኹም ደቂ ህዝቢ 😘❤🙏
@almazgiday9935
@almazgiday9935 9 ай бұрын
ትክክል ንስድራ ስውአት ንደቂ ስውአት ክንከውን አለና ኩሉ ህዝቢ ትግራይ አብ ውሽጠ አብ ደገ ዘሎ ትግራዋይ ወርሐዊ ብመግስቲና ትእዛዝ ገዘብ ክዋፃእ አለዎ ንውቅዓትን ተሰውኡ ዝቆሰሉ ይግብኦም እዩ ክንሕብሕቦም ሳላ ስውአትና ህዝቢ ትግራይ የተፍስ አሎ አለናን ሕድሪ እዚ ከነተግብሮ ሕድሪ ተጋሩ ።
@shashuhailu4830
@shashuhailu4830 9 ай бұрын
ጅግና ሓወይ 🙏🙏🙏
@whhagggsgegehiwifkrr5741
@whhagggsgegehiwifkrr5741 9 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ጅግና ሓወይ♥️♥️♥️💪💪🙏
@Philfoden47p
@Philfoden47p 9 ай бұрын
ዘሪጋ ኣነስ ናተይ እያ ዝብል ነይረ ኪዱየ🥺💔ተመስገን ንበረለይ ጅግና ሓወይ❤🙏
@yead9890
@yead9890 9 ай бұрын
ንበረለይ ጀግና ወዲዞም ጀጋኑ💊💊💊
@yfu9997
@yfu9997 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣጀካ ምሳላኩም እዩ ዝኩሉ ሰላም ተረክቡ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@djdjkriri4o367
@djdjkriri4o367 9 ай бұрын
ሰለም❤❤ ጀጋኑና❤❤❤❤
@betibeti9363
@betibeti9363 9 ай бұрын
ጅግና ሓወይ እንቃዕ ተረፍካልና❤❤❤
@user-li7on6rw3y
@user-li7on6rw3y 9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ጀጊና🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@marta_tube12
@marta_tube12 9 ай бұрын
ጅጋኑና❤❤❤
@HaqHaa-rg3ey
@HaqHaa-rg3ey 9 ай бұрын
ኪዱ ዓርከይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ!
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 9 ай бұрын
ጀግና ንበርና ዝሓዎይ
@dagemeshete168
@dagemeshete168 9 ай бұрын
True hero Thanks 🙏
@smerh7171
@smerh7171 9 ай бұрын
ጎይታዋኒ😘🥺💛♥️
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 182 МЛН
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 2,2 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 8 МЛН
БИМ БАМ БУМ💥
0:14
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,6 МЛН
小路飞跟姐姐去哪里了#海贼王#路飞
0:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 45 МЛН