Tesfazion. ስለምታይ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና?

  Рет қаралды 39,996

Agaiazian.tv

Agaiazian.tv

Күн бұрын

Tesfazion. Why Is Akeleguzai Cancer Of Eritrea?

Пікірлер: 684
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
.... ተጠሊምና እምበር ኣይጠለምናን ? // ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ። "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔 ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ // ኣብ ሓቂ : ብድፍረትን ትብዓትን ጸኒዕካ ሞት ፡ ዘልኣለማዊ ትርጉም ጀግንነት እዩ። "መንግስተ ሰማይ እንተረኸብኩ 'ምበር፤ ጳጳስ ንምዃን ኢለ ኣይመንኾስኩን። "💔 ቃል ብጹእ ወ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ እንጠንዮስ/
@theworldbreath620
@theworldbreath620 2 жыл бұрын
Beso we kedos Abuse Antonio's wedi Hamasien eyom, mes tegaru koknka ne deki hamasien ketetefe zetebegeskas beyenay melekee eka nezom abo Hamasien halayeom koinka ketezareb ? Lekbat seraki
@2020-c8b
@2020-c8b 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk this guy is in his last move ,shirking to its end.
@TwYakob
@TwYakob 2 жыл бұрын
ይመስለካ ዶ ኹዕንቱዋ
@Adulisawi
@Adulisawi 2 жыл бұрын
Akele adey adi jeganu, adi sebawnet nhna aynzarebn ena !! Ab tegbar ena namn.
@samikahsai6679
@samikahsai6679 2 жыл бұрын
Asey teawet jigna wedi jeganu::
@dawitteame39
@dawitteame39 2 жыл бұрын
አከለ-ጉዛይካቶሊካውነት ዝብሉ ጽውጽዋይ ስሚዒት መንሽሮ ካንሰር ሃገር ኤርትራ እዩ ። እቲ ርስሓት ክድዓት መትከል ኣልቦነት ዓሌታውነት ዘርአውነት ልቁምጽና አረሜንነት ካብዚ አከለ ጉዛይ ዝብል ካንሰር ስነሓሳብ እዩ ዝጅመር ። አብ 2015 እዛ ጉጅለ እዚአ እያ ምስ አስላም ኮይና ሰራዊት ኤርትራ ብዝርዝር አሽማት ደቂ ሓማሴን አዘዝቲ ሰራዊት ንዓፋርን ኩናማን አጽኒቶም ብምጽናት ዘርኢ ክክሰሱ አለዎም ኢላ ዝከሰሰቶም ። እዛ ኩላ ሙሁር አከለጉዛይ ትብል ምስ አስላም፡ልፍንቲ ከፊታ ንህዝቢ ሓማሴንን ኣዘዝቲ ሰራዊትን ብምጽናት ዓሌት ክትከሶም ወፍሪ ጌራ ክሳብቡ ቤት ፍርዲ ክበጽሕ ውን ቡዙሕ ሰሪሓ እሱ ከምዘለዎ ኮይኑ፥ ሕጂ ካአ ከምታ ናይ ቅድም ሕጂ ውን ብጆኖሳይድ ኣብ ክልል ትግራይ ምክሳስ ጀሚራ አላ ። ሰራዊት ሓማሴን ህዝቢ ሓማሴን በዞም አከለ ጉዛይ ሰራየ አስላም ኢና ዝብሉ ክንደይ ግዜ ከም፡መጽነቲ ዓሌት ጌሮም አቅሪቦሞ ንምፍላጥ 3 ግዜ ... ብሽም፡* *ሜንኻዕ ዶ የሚን ዝብል ብድሕሪኦም መጽዮም ቀቲሎሞም ዝብል ጽውጽዋይን , * ንህዝቢ ዓፋር ኩናማ ህዝቢ ሓማሴን ሰራዊት ሓማሴን አጽኒቶሞም ዝብል ጽውጽዋይ, * ሕጂ ካአ ንህዝቢ ትግራይ ሰራዊትን ህዝቢን ሓማሴን አጽኒቶሞም ዝብል ብወግዒ ተጠሊዖም ዝከሱን ዝካአሎም ንምስክርነት ዝዛረቡን ዝጹሕፉን እዩም ኮይኖም ንረክቦም ። እሞ እዚ ናይዞም ኑጹላት ብድክነት ብስደት ብምብትታን ሃለዋቶም ዘጥፍኡ ዝኮነ ሞራልን መትከል ዓቅምን አቃውማን ዘይብሎም ክድዚ ዝከውን ድፍረትን ጸለመን ምፍብራኮም ማዕሮ ክንደይ ኣብ ክወጽዎ ዘይክእሉ ውድቀት ከምዝወደቁስ ይርድኦም ዶ ይከውን ። ብክድዓት ቀዳሞት ብድሕረት ቀዳሞት ብስደት ቀዳሞት ንስደት ከም ሃብቲ ከም ጽቡቅ ዕድል ጌሮም ዝወስዱዎ ንስደት ከይወጹ 3/4/5 ግዜ ከይወጹ ዘይኮነሎም እቶም ዝደከዩ ከመይ ኢሎም ከምዚ ክብሉ ኪኢሎም ። እንተ ምጽናት ዝብልዎ ዘለዉ ነዛ ሃገር ዘጽንታ ዘሎ ደቂ ዓዶም እዩም ን30 ዓመት መመላእታ ንሰብ ብሂወቱ ከሎ ኣብ መሸማዕ ዓፊኖም ዝቀትሉ ደቂ ዓዶም እዩም ። ናይዚ ቀሊል አብነት ክንህበኩም * ዘምህረት የውሃብስ ሓላፊ ፖኮቲካዊ ቤት ጽሕፈት ክፍሊ ባህሊ * ኢሳያስ ኣፈወርቂ ቀንዲ ቀታሊ ጨዋዩ * ሳባ ሃይሉ ቀንዲ ሃንዳሲት ንክቅተሉ ዝዳለዉ * ስምኦን ገብረድንግል ብሱዉር ን30 ዓመት ሰብ ዘሳቀየ ቀንዲ ቀታሊ ሰያፊ * ኣብርሃ ካሳ ቀንዲ ሰላሊ ኣብ ጸልማት ኣብ እስርቤታት ሰብ ዝርሽን ዘሕቅቅ * መቀለ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ብደቂ ዓዱን ንደቂ ሓናሴንን እንዳሰለለ ንክቅተሉ ክርሸኑ ቦታ ዘዳሉን ዝመቓቅልን * ተስፋልደት ዋና ዝርዝር አስማት ዝቅተሉ ዝርሸኑ ዝእሰሩ ዘዳሉ ዋና ሚና ፋሓሲ መርዚን ክፍአትን * ሓጎስ ኪሻ ሃብቲ ሃገር ብሙሉኡ ጨቢጡ መቅተሊ መስከሪ መሸርሞጢ ብሕረዲ እስርቤት መክፈቲ ዋና መዋሊ ናይዞም መሳሩሕቱ * የማነ ማንኪ እቲ ወሳኒ ታራ ኣብ ምጽባት ምብትታት ኣብ ምድኻይ ሃገርን ህዝብን ዝሰርሕ ጸሊም ተመን * የማነ ቻርሊ ዋና ተቆጻጻራይ ማሕበራዊ ሜድያ እዚኦም ኩሎም ደቂ አከለ-ጉዛይ ዓጋመን እዩም ነዛ ሃገር ነዚ ህዝቢ ኣብ ከመይ ጸልማት የእትዮማ ከምዘለዉ መን ይስሕቶ እዚኦም ዘጽነቱዎ ብከመይ ይቁጸር ። ንትግራይ ኣብዚ ኩሉ ጥምየትን ውድቀትን ዝፈረዱዎም ውን እዞም ደቂ ዓዶም እዩም ነዚ ህዝቢ ኣብዚ ኩሉ ሽግርን መከራን ኣውዲቆሞ ዘለዉ እዞም ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ደቂ አከለጉዛይ ዓጋመን እዩም ። እቲ ጽልኢ ዘዋፍሩዎ ዝምውሉዎ ባዕሎም ዝዋስእዎ ኣብ ስደት ካኣ ደቂ ዓዶም እቲ መርዚ ምንዋር ምጽላም ነቲ ሓማሴን ካአ እዚኦም ይምዉሉ ስእሊ ስድራ ቤታቶም ስእሊ ደቆም ነቶም ጨንፈራት ናቶም ደቂ ዓዶም ይሰዱሎም እቶም ደቂ ዓዶም ኣብ ሾሻል ሜድያ ነቲ ስእሊ ደቆምን ስድራ ቤቶምን ክቀባበሉሉ ከነውሩዎ ከጸልምዎ ፍርቆም ዩቱብ ይጽዕንሉ ፍርቆም ኣብ Fb ለጢፎም ክዝልፍሉ ፍርቆም ዘስካሕክሕ ርስሓት ክኩዕውሉ ይውዕሉ ። አብዚ ናይ ክልል ትግራይ ውን ታዓዘቡ እቶም ደቂ ዓዶም ንክልል ትግራይ መውጽእን መእተውን ዘይብላ ከርዲኖም የሳቅዩዋ፡ እቶም ኣብ ስደት ዘለዉ ደቂ ዓዶም ውን ዓዲ ብዓዲ ገንዘብ የዋጹኡሉ ነቲ ውድብ ወያነ ። ቀተልቲ ባዕሎም ደንገጽቲ ባዕላቶም ታሓተቲ ባዕሎም ከሰስቲ ባዕሎም ክድዓት ባዕላቶም ከሰስቲ ከዳዓት ባዕሎም ሕፍረት ጭውነት ዝባሃል የሎን ። ዓይኖም ኣፍጢጦም ይሑሱዎ ዓይንካ ኣንቂሮም ይሕሱዎ ሎሚ ተመን ይኮኑ ጽባሕ ነፋሒቶ ይኮኑ ነዚአቶምን ንቀቢላታትን ኣሚንካ ሩባ አይትሰግርን ። ስለዚ ብሕጂ ንከምዚኦም ብጀኻ 2 ጀዲድ ሂብና ምጥራዞም ካልእ ምርጫ የሎን ። እተን ኣብ 1991 ዝተዋሃብዋ ዜግነት ክነሕድጎም ኢና ነቲ ናቶም ኾታ ካብ ኦሮሞን ኣምሓራን ሰብ ኣምጺእና ክንትካአሉ ኢና ።
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 2 жыл бұрын
Ane ms tesfazion agazian kslef eye! Nay bhaki! Kndi tesfazion hasab zelewo yelen
@samsonabraha6401
@samsonabraha6401 2 жыл бұрын
Hamasen only they now how to work jerjen in Asmara Antha kezab. You must stop meantion about Akele guzay and Serayn. Antha Dekah Hamaseinay.
@lifeisbeautiful1250
@lifeisbeautiful1250 2 жыл бұрын
I totally agree with you. What is their problem?
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
So one who comes from Africa settles working in a Nursing Home even if while he has a BA or MA graduate degrees....or some take ESL classes at community colleges or some of them repeat all the 4 or 6 yeras of study again to be certified and accepted for jobs in a new country.
@Knrakebena
@Knrakebena 2 жыл бұрын
ሳጨን ልኡኽ ህግደፍ እዩ💯💯
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 2 жыл бұрын
Anta Leba Hamasienay QomaL - At some time I supported some of your idea - Later I found out your many of lies that they seem nice for reason. Infact your mission is to protect the Hamasien criminals. U R poor - you do not know how to maneuver politics ur rude belligerent. QoYQaM. U hamasien immigrated to the dry slopes of hamasien. U hamasien were the one nearly killed EPLF in the 1970 and 80s when you fought for power, Protein food, and tegadelti women for sex. then esayas began cleansing the unwanted hamasiens and he killed, poisoned them some also killed by landmines. Stupidity and dishonest is in the blood of Hamasiens.
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 2 жыл бұрын
ንክርዳኣካ ዶ ከቢዱካ ነቲ ስምዒት እዮ ዝሃርሞ ዘሎ ነቲ ስሚዒት ኣክሎጉዛይ ዶ ሰራየ ዝብሃል እዩ።
@Knrakebena
@Knrakebena 2 жыл бұрын
@@kidaneftsum4010 ነቲ ሓማሴን ዝብሃል ስምዒት ካኣ ይከናኸኖ ኣሎ
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 2 жыл бұрын
@@Knrakebena ሓማሴን ዝብሃል ኣውራጃዊ ስምዒት ብከንሻ እዩ ማዕቢሉ ነይሩ ሓማሴን ዝብሃል ሃገር ግን ካብ ቀደም እዩ ነይሩ ቅድሚ ጥልያን ቅድሚ ግብጺ ቱርኪ ታሪኽ ተወ
@Knrakebena
@Knrakebena 2 жыл бұрын
@@kidaneftsum4010 ብሓሪ ነገስታት ዱባርዋ እዩ ኔሩ። ናብኡ ኢና ድማ ክንመልሶ ትም ኢልካ ደድሕሪ ዝጸደፈ ኣይትጽደፍ።
@especially4657
@especially4657 2 жыл бұрын
ንስኻን ኣድሓነትን ልቸንሳ ጹሉላት ዝወስድኹም ኢኹም
@hadashabteab9974
@hadashabteab9974 2 жыл бұрын
You can not handled the truth
@gm5215
@gm5215 2 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ር አሲ መዲድ ር አሲ አንቓቒሖ ኢዚ መጻሕፍቲ ብሓቂ ዲኻ ተንብቦ
@mahariabraha7054
@mahariabraha7054 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣 ygrmka Eyu
@teshometesfamariam185
@teshometesfamariam185 2 жыл бұрын
ኣንቢቡስ ንዓኻ ድርባይ ከማን የረዳኣካ ኣሎ!
@lulrbahri
@lulrbahri 2 жыл бұрын
ኣከለጉዛይ ኣይኮነትን መንሽሮ ኤርትራ እቶም ኣብ ኣከለጉዛይ ተወሊዶም ዝዓበዩ ጓሶትካብ በረኻ ናይ ኤሮጳ ኣሜርካ ዝኣተዉ እዮም መንሽሮ ንህዝቢ ምሉእ ኣይትለክም ኣይተጸልምን ዳሕራይ ክኣ ባዕልካ ዝኣጎድካዮ ሓዊ ኣግኣዝያንዶ ገለ ኢልካ ሓንጎሎም ሓጺብካዮስ ከተማርሮም ኣየጸብቀልካን እዩ ኣያ ሳጼን ክብረትኩም ሓልዉ ደኣ፡ ኤርትራ ናይ ንኤርትራውያን ዝሓስቡ እያ ኣኸለ ኣይትድከምኡ
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
By the way did I hammer so hard those who were working to stereotype and misinform me on the social media ? I need your feedback < please !
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
And in Eritrea pfdj its own people/supporters told us that it is selling its own people and their rgans for a foreign dealer in the market. And they told us even more secrets how the pfdj works or used to work. Good information to alert us.
@aronke2801
@aronke2801 2 жыл бұрын
እንታይ ጸገም ኢዩ ዓዲ እንግሊዝ እንዳ ጽሉላት የብሎምን ድዮም።
@seatown8421
@seatown8421 2 жыл бұрын
Take care zgebro wedi diyu tesaaunu nezi mushmush dikala ab lendon?
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 2 жыл бұрын
እቲ ኣግኣዝያን ዝብል ስነሓሳብ ብዓቢኡ ሰይጣናዊ ስነሓዳብ እንድዩ እቲ ኣርእስቲ ከኣ ሰይጣናዊ ስነሓሳብ እዩ ተመለሱ ንሰይጣን ካብ ምግልጋል ተቆጠቡ ኤርትራ ናይ ቶም 9 ብሄር ብዘይ ኣፈላላይ ብዘይ ዓሌትነት ርእሰወዳድነት ሓንቲያ ንኩሉ ንሄራ ብማዕረ እያ
@kamita878
@kamita878 2 жыл бұрын
Iwey iwey nay ms tgray shiger key wedakas hgi ka AKOLOGZAY. Mhret da ywrdelna. Kemzi indhr koyno iti goday. Wedi iseyas ygzana
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
ስለምታይ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና ? May be because of Catholic education taken seriously as if true to Eritrea. Just guessing.
@robelbeyene9146
@robelbeyene9146 2 жыл бұрын
መርሓባ መራሒ ተስፋጽዮን እታ ሓቅነትን ክዉንነትን ሃገርና ብግቡኡን ንጹር መልክዑ መስመሩ ኣትሒዝካዮ ንሕና ሃገረ ሓማስየን እንበር ዋላ ሓንቲ ሕጊ ባህሊ ዛንታ ስልጣኔ ሓሳብ ዘይብሉ ሰራየ ኣኮሎጉዛይ ኣይኮንናን። ኣኮሎጉዛይ ሰራየ ካብ ምሕደራ ሽም ሓሊፉ ካልእ ጣቛ የብሉን። ዓንዲ ሕቆ ኤርትራን ትግርኛን ድማ ሓማስየን እዩ ።
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 2 жыл бұрын
ኣነ ተስፋጽዮን ጽሉል ዝበሃል ኪሪኢ ከለኹ ኪስሕቕ ኢየ ዝውዕል ጽሉል የስሕቐኒ ።
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 2 жыл бұрын
ተስፋጽዮን ገለገለ ገለገለ ኪትብል ጽሉል ። ኣንታ እንዳጽሉላት ዘይተእትውዎ ሰብ የብሉን ድዩ?
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 You're funny ዓሻ ዋሒድ !
@shabayt6274
@shabayt6274 2 жыл бұрын
እዚ ጓሓፍ ኣውራጃዊ ነዛ ሃገርን ነዚ ህዝብናን ንምንቛት ከምዝተላዕለ ረአይዎ በሉ፡ ኣከለጉዛይ ዶ ሰራየ ዶ በቃ መውጽኢ ኣፉ ኮይኑ።
@kiflakifla9269
@kiflakifla9269 2 жыл бұрын
መስኪናይ ንስካ ኢካ ንስካ ናትካ ሃንጎል ይሂት ስለዝኮነ ወላ ጽን አልካ ተሰማካዮ ክትሰሞ አምበር አንታይ ክብል ጸኒሁ ኣይርዳካን ኢዩ
@fesseha1071
@fesseha1071 2 жыл бұрын
@@kiflakifla9269 ጽልኢ ፡ቒም በቐል፡ ብድዔ ፡ ኣብ መንጎ እሕዎት፡ ሓደ ሃገር፡ ሓደ ሕዝቢ፡ ምፍልላይ ምንዕዓቕ፡ ኣነ ይበልጸካ፡ ንስኻ ባርያይ ኢኻ፡ ኣነ ማእከል እየ ፡ ንስኻ periferi ኢኻ ምባል ድኣ ትምህርቲ ዘይኮነ፡ ዲቕ ዝበለ ፋሺዝም እንዳእሉ። ጥልያን ካብዚ ሓሊፉ እንታይ ጌሩ ድዩ። እሞ በቃ ባእሲ ውግእ ዕግርግር ምትፍናን ደሊኹም? በቃ ንሕዝቢ ሰራየን ንሕዝቢ ኣከለጉዛይን ከነምበርክኾም ኢና ድዩ እቲ ትምህርቲ፡ ኣብኮምኡ እንተበጺሕካ ድኣ ፡ እቲ ኣከለን ሰራየን ማይ ዓሙኹ ድዩ ክጽበየካ ዋልስ መሎኮታዊ ሓይሊ ዳዊት ኣሎኩም ኮይኑ እዩ። ግደፉ ሰላም ግበሩ፡ ለቡሙ፡ ሰብ ካብ ሰብ ኣይበልጽን እዩ፡ ናብ ዘመነ ፋሺዝም ኣይትመለሱ ንርእስኹም ክሕሸኩም፡ እምበር ኣከለ ይኹን ሰራየ ድኣ ተስፊጭ ስለ ዝለፍከፈ ኢሉዶ ንቕንቕ ዝብል መሲሉካ።
@shabayt6274
@shabayt6274 2 жыл бұрын
@@kiflakifla9269 ኣነ ከማኻን ከምቶም ብወለንታኦም ባርያ ውልቀ ሰባት ዝኾኑን ኣይኮንኩን። ነዚ ንህዝብና ልክዕ ከም እንዳን ቀቢላን ፈላሊዩ ዘናቑት ዘሎ ሰነፍ ሰብ ዓገብ ምባል ሃገራዊ ግቡአይ ኢዩ። ሓደ ሰብ ቅኑዕ ድዩ ግጉይ ብውጽኢት ስርሑ ኢዩ ዝምዘን። ስለዚ እዚ ሰብ ነቲ ዝመርሖ ምንቅስቓስ ኣዘኽቲምዎ ይርከብ። ነዚ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክትክሕዶ ኣይትኽእልን ኢኻ።
@adhanaghebrab9612
@adhanaghebrab9612 Жыл бұрын
Tesfallxen si hagerku devolepement huger eyu elkum himat sebat kulkum ketwaxeu tekuelu eku m nsekum genhimakat yehwat hizina entay mo hgerat hageren kihanxa kaleot sebat emo kale hiwet selementay megemert ezi tesfaxin zeblwo sehade kem seb u yegber nufue yuokunmal tesfaxen mas eritrea kemze zey tekowen elom eyom zemagot A gdefu nskum hiseb neskum himakat sebat Aykonku pleas every change on the time
@ወዲምስግና
@ወዲምስግና 2 жыл бұрын
ኪድ ደንብያ ናብ መቦቆልክን ክንሰደክን ኢና ኣጋባብ ግበራ ደንብያ።
@johnabraham2545
@johnabraham2545 2 жыл бұрын
Asmara is the Only political and economical center of Eritrea . Very True Asmara is located in Hamesien 44 point
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 2 жыл бұрын
Its not true if the border Eritrean and Ethiopia open then Asmera is just city Senafe and Massawa wil be big Eritrean city thatsway you guys Dont like peace .
@yonasgezaibrhane8875
@yonasgezaibrhane8875 2 жыл бұрын
መምህር ተስፋጽዮን ንጽር መግለጽ ኢዩ።
@kbrensh6800
@kbrensh6800 2 жыл бұрын
ጣልያን ዝዘርኦ ጽልኢ እዩ ካቶሊክ ማለት። ጣልያን ዓሻ አይኮነን። አበይ ይዘርኦ ነቲ ጽልኢ ይፈልጥ እዩ አበይአለው ዝደንቆሩ ሰባት። አለልዩ እዩዝፈልጦም እንበር አቦታትና ድአ። ምስጣልያን እንድዮም ነይሮም። ግን ብኤርትራን ብኤርትራውነትን ዘይዳደሩ ምካኖም ስለዝፈልጦም። ጣልያን ጽልኢ ወይ ካቶሊክ ክሰብኮምም አይክኣለን ጣልያንንሕማቅ ሰብ ጥራሕ እዩ ክፍአት ወይ ካቶሊክ ዝሰብክ። አቦታትና ግን ጹኑዓት ከምእምኒ ዓረ እዮም ኔሮም። ነዚእዩ ክአ ኤርትራ ሃገረይ ነጻነታ ረኪባ
@shabayt6274
@shabayt6274 2 жыл бұрын
እዚ መጅራግ ዓለታዊ ነቲ ጭዋ ዝኾነ ህዝቢ ሓማሴን ምስ ህዝቡ ከናቑቶ ኢዩ ዕላምኡ። በጃኹም ብሰንኪ እዚ ሕሙም ከልቢ ነቲ ክቡር ህዝቢ ሓማሴን ኣይንጻረፍ፡ ምኽንያቱ ዕላማኡ ንሱ ኢዩ። እዚ ሰብ ከም ዝኸሰረ ነዚ ኮመንት ጥራሕ ምርኣይ እኹል ኢዩ።
@genetisaak8371
@genetisaak8371 2 жыл бұрын
Good comment👍
@ማይንሑጻን
@ማይንሑጻን 2 жыл бұрын
wawww welcome tesfe ትጠፋኣና ኣለኻ ሕጂ ኢዩ ነዳዲ ዘድልና
@yordanossolomon5629
@yordanossolomon5629 2 жыл бұрын
እዞም ኣከለጉዛይ ፕሪፈሪ ንሃገርኩን ንምጽናትን ንምዕናውን ገንዘብ ዘዋጻእኩም ንሕዋሓት መግዝኢ ኣጽዋር, ድሮን..., ኣስመራ ብሚሳይል ክትድብደብ ትዕልሉ ዝነበርኩም ኣውራጃውያን ከምቶም ጃሃዳውያን ኣብ'ዛ ስደት ዝበለዩ ንስኹም 'ውን ኣስመራ ኣይ ትረግጽዋን ኢኹም ::
@erimetera4208
@erimetera4208 2 жыл бұрын
yordanos komal agame Teguar tigraweite Eritrea is for Eritrean game is over viva president isayas
@yordanossolomon5629
@yordanossolomon5629 2 жыл бұрын
@@erimetera4208 ትግርኛ ኣንቢብካ ኣይ ትኽእልን ዲኻ? ክንድዚ ትበኪ!
@yordanossolomon5629
@yordanossolomon5629 2 жыл бұрын
@@fesseha1071 እንታይ ኢኺ ክትብሊ ደሊኺ ሓሳብኪ ኣነጽርዮ? ኣይ ትፍርሒ!
@Gl.f
@Gl.f 2 жыл бұрын
Yordanos teratit siq eilki nkulu Akologuzay aytilekimi beal Seltene 1 2 seabtom n Akologuzay aywikiluwon eyom . Akologuzay ab Eritrea e u zelo.
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 2 жыл бұрын
@@Gl.f እንታደኻ ኮይኖም ዘይዉክልዎ ሰላም እምበር ጽልኢ ኣይኮኑን ዝዘርኡ ዘለዉ ይዋእ እዮም ንደቂ ደቁ ጽልኢ ዝገድፈሎም ዘሎ እምበር ።
@رانيمخمو
@رانيمخمو Жыл бұрын
Tesfaxen jegena goyta hamsen ajoka teray alna meska kexelo teray❤❤❤
@fifififo4529
@fifififo4529 2 жыл бұрын
አሮማይ ተኪትካ አብቲ ጽዓዝጋ ብምቁሕ ክትሰር ኢካ ኣታ ዶንቆሮ ሓንጎል ዶረሆ ሓማሰየን ሰራየ ኣኮልግዛይ አይትፈላሊ ኩሉ ካብ ኩሉ ተዋሊዱ አዩ ኤሪትራ ጽባብ ኡያ ጓና የብልናን ንሰካ ሓደ ረሳሕ ንብሰካ ሰል ዘጸላእ ነህቢ ከተጻል ትፈተን እምብር ሓንጎልን የእሙሮን ዝልው ሰብ አይኣምነካን ኢዩ አተ ግጽ ኤድሰ ንሰካ መንሺሮ ናይ ጽዓዝጋ ነፈልጠካ ኢና ምሰ ውዲ ዓድካ አይትሰድድ አታ ሚሸሙሸ ትግሮን ትሰርሖን ጠፊአካሰ አብ አውራጃ ኣቲካ ንህዝቢ ኸተናቁት እቶ አጋዝያንኸ ግንዝብ ምሰ ሰረቅካ ተሰጉካ መሰፈን ሓጎሰ ከመውትዮ ከሰቶ ከምውት ኢዩ ባዓል ኩሰቶ ከምቱ ኡዩም ቅድሚኦም ጋሕ ብል ሓሳዊ ምኳንካ ኡኳ አብ ግጽካ ኢዩ ዘንበብ
@jemalsuud9489
@jemalsuud9489 2 жыл бұрын
Xadqn mesilka tesfix
@titisebhatu6039
@titisebhatu6039 2 жыл бұрын
ብምስልምና ክትፈላሊ ሐሲብካ አይኮነልካን ሕጁከአ በዉራጃ መጹካ አይትድከም ህዝቢ ነቂሑዩ አይትድከም
@serawitkiflom6126
@serawitkiflom6126 2 жыл бұрын
I feel sorry for professor tesfazion. He escape from Psychiatric hospitals. also known as mental health unit in Israel. This health unit specializing in the treatment of severe mental disorders, such as schizophrenia, bipolar disorder, and major depressive disorder. Don't mind him only help him out to go back to the the mental health unit. He doesn't know how many intellectuals Akel has in the world. Start from orthodox church Catalic church prostant All the spiritual leadership are from Akel. Again look at medical doctors and political philosophy and national intelligence officers etc are from Akel. This crazy guy who hasn't have morale ground to talk about the entire Akel society. Please help him out to go back to hospital.
@nazretgaim1241
@nazretgaim1241 2 жыл бұрын
Thank you!
@solomonteame8142
@solomonteame8142 2 жыл бұрын
What a brave men
@weditesfay629
@weditesfay629 2 жыл бұрын
ሰላም ኣሕዋት፡ እንዳ ኣቦይ ሰራየ ከባቢ መንደፈራ፡ እንዳ ኣደይ ከኣ ከባቢ ኣኽሱም እዩ፡ ኣነ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ከኣ ኣስመራ ኢዩ፡ ስለዚ ጭው ዝበልኩ ትግርኛ ኢየ ማለት ኢዩ። ኣብ ትግራይ እንተወሪድካ ግን ንሙሉእ ኤርትራ ሓማሰናይ ኢዮም ዝብልዎ፡ ንምንታይ ኢልና እስከ ንሕሰብ?
@menkabmen5751
@menkabmen5751 2 жыл бұрын
Xbuk aleka ab Tigray n Eritra b hamasen eyom zxwiewa eti mknyat kea hama eti maekel mnchi ngdn sle zkonet u....ember Akele ykun Seraye wala wn kaliot zzkrenn zfeltenn yelen ab Tigray.....slezs Tesfaxyon haki u Hama malet hager malet u kbl
@keren7127
@keren7127 2 жыл бұрын
Cancer Eritrea si nskha n kemakha zmeslun iyom. Bejaom tedefaE. 👿👿👿👿👿👿
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 жыл бұрын
Isaias Afeworki said, "ባጽዕ ሉል ናይ ቀይሕ ባሕሪ ትባሃል ኔራ ፣ ሎሚ ግን ባጽዕ ኣበይ ኣላ፧ ባጽዕ የላን። ዓሰብ ኣበይ ኣላ፧ ዓሰብ የላን" when he was appraising Isaias Afeworki's rule of Eritrea for 30 years. ሕጂ ካኣ ናብ መልኣከ ሞት ቀይርዋ።
@samt7785
@samt7785 2 жыл бұрын
ሕጂ እታ ፍልስፍና እናነጸርካያ ትመጽእ ኣለኻ። ግን ምስ ወልደኣብ: ጀ/ስብሓት: ሕሩይ ተድላ ምብኣስ ግን ኣይተዋጽእን እያ። ኩላ west ከንሻ እያ the most advanced Economy. እቲ ክዕቀብ ዘለዎ ኦሪታዊ values ይተዓቀብ : ግን ንሕና ትግርኛ ኢና: መድሃኔኣለማውያን(ክርስቶሳውያን) ድማ ኢና: ልዕሊ ክርስቶስ ድማ ኣይሁዳዊ የለን። ግን ተጋዳላይ እዮባ(ተስፋጽዮን) ሓውና: ካባኻ ቡዙሕ ተማሂርና ኢና። ግዜ ወሲደ ዝሰማዕክዎ መደብ እንተልዩ ናትካ‘ዩ። ብገርሀይ ቅድሚ ገለ ዓመታት እየ: እዚኸ ከምዞም በኸይቲ ድዩ ኢለ ተሰማዕኩኻስ very strange ዝኾነ ግን ክፈልጦ ዝህንጠ ዝነበርኩ ሓሳብ ክትዛረብ ሰሚዐካ: And, I really enjoyed listening your lecture. I also share many of your opinion and your pain too, about the heavy sacrifices we paid.
@zerrugebremichael6895
@zerrugebremichael6895 2 жыл бұрын
You are extremely resist man 👨.
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
Welcome መም. ተስፍጼን ቅድም ቀዳድም ጀጋኑና ክኸብሩን ክቀሱኑን ኣለዎም
@habtes6907
@habtes6907 2 жыл бұрын
ጎሓፍ፡ ትሩፋ ዓዲ እንግሊዝ። ስቕ ኢልካ በነፊትካ ብላዕ።
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 2 жыл бұрын
Anta Leba Hamasienay QomaL - At some time I supported some of your idea - Later I found out your many of lies that they seem nice for reason. Infact your mission is to protect the Hamasien criminals. U R poor - you do not know how to maneuver politics ur rude belligerent. QoYQaM. U hamasien immigrated to the dry slopes of hamasien. U hamasien were the one nearly killed EPLF in the 1970 and 80s when you fought for power, Protein food, and tegadelti women for sex. then esayas began cleansing the unwanted hamasiens and he killed, poisoned them some also killed by landmines. Stupidity and dishonest is in the blood of Hamasiens.
@samuelson2010
@samuelson2010 2 жыл бұрын
@@bynamtensae1165 hamasen asebut abotatka eyom wedi my telamit
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 2 жыл бұрын
@@bynamtensae1165 ስቅ በል ለቅላቂ ሽንቲ
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
SOME PEOPLE WRONGLY ACCUSE ME AS IF MY VIEWS AND OPINIONS ARE AGAINST AKELEGUZAY AWRAJA AND THE PEOPLE FROM THERE. ምስ ሓደ ሓደ መታዓብይትናን መማህርትናን ደኣ ሰኣን ምርድዳእ ከይንቀያየም ኢልና ኢና ድኣ እምበር ፡ ናይ ሕዝቢ ኣዉራጃ ኣከለጉዛይ ሲ ምገለጽናልኩምን መረዳእናኩምን ነይርና ። ግን ኣብ ዉሽጣዊ ፖለቲካ ሃገርና ን ዝምድናታት ሕዝብናን ፖለቲካዊ ማለተይ ኢየ ብመንጽር ፖለቲካ ባዕዳዉያን ገዛእቲ ሓይልታትን ደፊርካ ምዝራብ ስለ ዘይፀነሐን ዋላ ክሳብ ሕጂ ዉን ስለ ዘየሎን ጥራይ ኢዩ ምኽንያት እቲ ዝረአ ቁጡብነት ። Because in our Eritrea we do not have internal politics and discussion and dialogue about internal awraja affairs politics....if there is any KULU B EBETO EBETO EYU ZIKHEYID EMBER.....B ZUH ZIBEHAL ALO !
@barya1402
@barya1402 2 жыл бұрын
Yhwat Seharti da ka mas u Hamassien zkone eske Gele beluni Afluto zelekum kuburat?
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
But also on the other page I read that the Ethiopian Jawarists they said they have learned their Lesson and they were wrong and asked Tesfazion also stop making comments about them. So I will stop here and leave them alone Now that they surrendered.
@minbarbmisgana
@minbarbmisgana 2 жыл бұрын
ካብ ኩፍእ ሰብ ኩፍእ ሓሳብ ይውጽእ
@bookreview378
@bookreview378 2 жыл бұрын
hello tesftion its me selamwit baraki yes i am Agame and I am shum agame through my father haile baraki and my mother senit baraki I am agame abey adeka entylom sedraka gezaka enteylom agame belom wedi zom ...............i guess we are not sandwich wofer tebefez kemzi hizi
@amanuelghebregziabher7082
@amanuelghebregziabher7082 2 жыл бұрын
ትዛረብ'ያ መልሓስ ነቲ ዝመሰላ በዚን በቲን ከይዳ ኮሊላ ኮሊላ ጸገም ኣይነበሮን እቲ ምዝራባ ዘይትመምይ ኮይና እምበር በቓ ዘዝሓባ ትድሕድሖ ኮይና ሚዛን ብዘይብሉ መገምገሚኦም ኮይና ዘዝተበደሉ ዘዝተበደሉ'ወ ብሰኣን ትምህርቲ ኣብ'ዚ ምዕቡል ዘመን ኣብ'ዚ ምዕቡል ወቕቲ። ሚድያ'ዉን ሓጊዙ ቑሩብ ከይስተሩ እዋይ ሕማቕ ዘመን ሰማኢ ዘሕፍሩ።
@alexgoitom4441
@alexgoitom4441 2 жыл бұрын
Aregit kemia ilka Arika wedi 70 Amet konka ayweledka aymeselka Dirbay gena nihna Ertrawyan abza zelekaya ika kitarig nab ertra kitatuw zeykone n Ertra getska Aytisheynin ika ata kufu merayu tsegem
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ኣነ ዓደይ ሓማሴን ኢዩ፡ ኣቀዲመ እዚ ሰብ ንህዝቢ ኣውራጃ ሓማሴን ኮሓሊ ተመሲሉ ዓይኑ ዘንቁር ኣካይዳ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ ኢለ ኔረ፡ ንኣብነት ኣነ በዚ ሓደገኛ ናይ ጽልእን ምትላልን ምሳናይ ጽዩፍን ብሕብረተሰብና ፍንፉን ዝኮነ ቃላቱ ኣሚነ ሓማሴን ሓማሴን ስለዝበለ ይውክለኒ ኢዩ ብምባል ብግርህነት እንተደኣ ስዒበዮን ኩሉ ተቀቢለዮን ፡መጀመርያ ዝጉስጉሶ ዝነበረ ጎስጓስ ክልተ ጀለብያ ሂብና ክንሰጎኩም ኢና ዝብል ኣብ ጽልኢ ህዝቢ ኣመንቲ ኣስላምን ዝተመርኮሰ ኢዩ ኔሩ ከምንዝክሮ፡ ስለዚ ምስ ኩሎም ኣመንቲ ኣስላም ኤርትራ ከም ወዲ ሓማሴን ኣብዚኣ ይባተክ ኣለኩ ማለት ኢዩ፡ ሓደ ጸላኢ ፈጢርለይ ኣሎ፡ ብድሕሪኡ በዚ ናይ ኲናት ዘምጽኦ ኩነታት መበገሲ ጌሩ ንህዝቢ ትግራይ ከምትሑዝ ጌርና ከምዛ ተሓላቂ ህዝቢ ትግርኛ ኢየ ይብል ከምዘይነበረ ንህዝቢ ዞባ ደቡብ ከኣ ፕሪፈሪ ኢኩም ገለ እንተኢልኩም ክልተ ነጸላ ሂብና ክንሰጎኩም ኢና እናበለ ጽልኢ ክሰብክ ቀንዩ ኢዩ፡ ነዚ እንተተቀቢለዮ ውን ምስ ምሉእ ሓወይ ህዝቢ ደቡብ ኣብ ጽልኢ ኣእትዩ ካልኣይ ጸላኢ ፈጢርለይ ኣሎ ማለት ዩ፡ እዚ ኩሉ ከይኣክል ሕጂ ከኣ ምስቲ ዝተረፈ ህዝብና ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ዝነብር ህዝብና ኣብ ጽልኢ የእትወኒ ኣሎ ማለት ኢዩ፡ እዚ ማለት ከም ወዲ ኣውራጃ ሓማሴን ምስ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጽልኢ ኣእትይኒ ኣሎ ማለት ኢዩ፡ ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ምስ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራን ተወሳኪ ከኣ ምስ ህዝቢ ትግራይ እንተደኣ የባእሰኒ ሃልዩ ፈታውየይ ዶ ይመስለኩም ወይስ መሪር ጸላኢየይ፡ መልሲ ናባኩም። እዚ ክብል ከለኩ ግን ህዝቢ ኣውራጃ ሓማሴን ይክተሎ ኢዩ ማለተይ ኣይኮንኩን፡ ውሑዳት ገርህታት ሓማሴን ስለዝበለ ትኣምንዎ ስለዘይትሰኣኑ ግን መልእክተይ ንዓካትኩም ኢዩ ኣሕዋት።
@milenghiwet167
@milenghiwet167 2 жыл бұрын
Well said 👏.
@tsion587
@tsion587 2 жыл бұрын
ሃለው ኣንታ ሓወይ ስለምንታ ኢካ ብሰንኪ ሓንቲ ስብ ንሰራዬ ተዋርድ ሰራዬ ኣኮ ብዘይ ሓሶት ሞሶብ ኤርትራ ኢያ ስራዬ ለምለም ይቅረታ ክሓት ኣለካ ኣዝይ ትብሎ ዘሎኻ ጌጋ ኢይ
@fesseha1071
@fesseha1071 2 жыл бұрын
ጽልኢ እንድዩ ዝሰብኽ ዘሎ፡ ፍቑራት ሕዝብና ኸባእስ ደልዩ።
@trueloveisneverend4110
@trueloveisneverend4110 2 жыл бұрын
Seray dea lemlem hamasen shhn bann dea tumuyat
@amanmeko
@amanmeko 2 жыл бұрын
ጽቡቅ መልሲ ሂብካዮ ነዚ ጎሓፍ
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
Their odd ways of belief , views and acts used to attract my attention and invited me to do more research and investigations on them and their education and way of Life.
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 2 жыл бұрын
ሰራየ፡ኣክሎጉዛይ ሓማሴን ምኳኑ ዘይስወጦም በሃማት ኣለው።
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 жыл бұрын
ኣይትጻረፍ 🐂
@theworldbreath620
@theworldbreath620 2 жыл бұрын
@@Senafe-v2r koroh arayee koentiy
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 жыл бұрын
@@theworldbreath620 😂😂😂 ብዕራይ🐂 ደምብያ
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
They used all kinds of mischief and blackmail and mischaracterize my speeches and personal Life inorder to alienate and distance me from being and participating n the struggle. And I refused to Loose and be alienated by impersonators and pretenders.
@tesfaikifle7170
@tesfaikifle7170 2 жыл бұрын
Gah gah agame Lemani komal
@merhawigirmay8255
@merhawigirmay8255 2 жыл бұрын
Tesfaxen hideg kemzi Ayinet topic nab hzbi Aytmixh dhar kindey gaumamat Alwiwo, dhar tara sebat dibliwo Atkamit gega iyu.
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 2 жыл бұрын
Haleluya haleluya
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
So there is always no understanding of, partial understanding or misplaced understanding of our Eritrean history and Heritage by some or many which I say could be as a result of colonialism and not owning our history and political affairs as is now after 1991 and social education is bringing more facts to the open though it is gradual process in its nature. So it doesn't stop here there is more and a lot yet to know and to come and learn.
@Africa62524
@Africa62524 2 жыл бұрын
ጋሽ ባርካ ክጽረፍ, ኣፍኩም ዘግፋሕኩም በሉ መጺኹም ኣሎ 🤣🤣🤣🤣🤣
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
And also my freedom still intact with me.
@mikialekidane9345
@mikialekidane9345 2 жыл бұрын
# ሰላም ሓው ተስፍፄን; ብኸመይ ክረኽበካ(contact) ይኽዕል ?
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
But it is also true that there are some catholic educated people that hate the Tewahdo majority people because they might had been favored by Italian rule or Catholicism.
@medamen
@medamen 2 жыл бұрын
Ther is no Eritrea without Catholics.. The most educated and intelligen people
@mebrahtuhadgu7215
@mebrahtuhadgu7215 2 жыл бұрын
ንሕና ኤርትራውያን ኢና ኩልና፡ወዲ ኣኮሎግዛይ ወዲ ሰራየ ወዲ ሓማሴን፡ወዲ ባርካ፡ወዲ ሰንሒት ፡ወዲ ጋሽ ሰቲት ወዲ ደንከል፡ ኩሉ ድማ ነታ ሃገር ተሰውኡ እዮ፡ ግና ሓደ ሓደ ጥላቕ ትግራዋይ ኣግኣዚ ፡ከምዚ ከማኻ ደንቖሮ ብዛዕባ ኤርትራውን ኣይትምህረናን ኢኻ፡ሓማሴን ድማ ከማኻ ሽለት ኣይንወልድን ኢና፡፡
@ibrahimhajj7554
@ibrahimhajj7554 2 жыл бұрын
ኣንበሳ:ናይ በሓቂ ጽሩይ ኤርትራዊ።
@tsegaia2909
@tsegaia2909 2 жыл бұрын
Thank you Bruk Haw
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 2 жыл бұрын
መዓስ ዶ ኣኮሎጉዛይ መንሽሮ ኤርትራ ኮይና ያ ። ግን እቶም በሃሎስ ሓማሴን እዮም መንሽሮ ዓንቃርቢቶ ናይ ኤርትራ ኮይንኩም ዝብሉ
@fesseha1071
@fesseha1071 2 жыл бұрын
እንታይ ፈሊጠሉ፡ ምዓስ ኣከለጉዛይ መንሽሮ ከምዝኾነት እንተዝገልጸልና እኮ ገሪምና ወደይ፡ ሰብሲ ምስ ሰብ ክቀራረብ ክፋቐር ክደሊ ኢና ንፈልጥ እምበር፡ ሱቕ ኢልካ ሱቕ ንዝበለን ዝገበረካ ዘይብሉ ሕዝብስ ኣህባይ ዘይነብርኦ ቦታ እዮም ዝነብሩ፡ ኩዕንቲ እዮም ዝበልዑ፡ ኢልካ ምንቁሻሽ፡ ኹዕንቲ እንተበልዑ እሞ፡ ኹዕንቲ ዓዶም እምበር ኹዕንቲ ሓማሴን ድዮም በሊዕም? ከምህበይ ኣብ ኣጻድፍ ትተቐመጡስ እንታይ ሓቢጥዎ፡ ኣብ ኣጻድፍ ኢና ዘሎና ኢሎምዶ መሬቱ ወሲዶምሉ እዮም። ተሓጎማይ ከሎስ ታሓዛይ ይጠርጥ ዝብልዎ እኮ ከምዚ እዩ።
@theworldbreath620
@theworldbreath620 2 жыл бұрын
Selezefeletekom deyo kkk haka awseeqa alo
@fesseha1071
@fesseha1071 2 жыл бұрын
@@theworldbreath620 ጽሕፈትካ ኣይንበብን ኣሎ፡ ወይ ብእንግሊሽ ጽሓፍ ወይ ብትግሪኛ።
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 2 жыл бұрын
@@theworldbreath620 ወዲ ሃብተስሉስ ከዳዕ ወዲ ራእሲ ኣርኣያ ሃዳሚ ወዲ ራእሲ ወልደምንካኤል ባርያ ሞስሊም ግብጺ ወዲ ተድላ ባይሩ ባርያ ሃይለስላሴ ኣንድነታዊ ወዲ ከዳዓት ኮይኑ እምበር ነዚ ክቡር ህዝቢ ስገም ስርናይ ዕፉን ወዘተ ዘሪኡ ዝበልዕን ጽጉማት ዘዐንግልን ዶ ምደፈሮ ትብል።
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 жыл бұрын
#55:25 ግርህና 'ዶ ኢልካ 😂😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 You're Funny 🤣🤣
@MrEriTiger
@MrEriTiger 2 жыл бұрын
Tesfazion ?
@AN-jz8ku
@AN-jz8ku 2 жыл бұрын
This guy is not just an enemy of Eritreans he is also an enemy of Ethiopians, Somalians, Djeboutians....
@ሃረርታቅዋምHarertaKuwam
@ሃረርታቅዋምHarertaKuwam 2 жыл бұрын
ፍቅሪ ዕእውር ይበሃል ከም ነብሰ ምትሓት ሓማስየን ዕዉር ግን የልቦን ኣሉላን የውሃንስን ጀጋኑ ናይ ሓማስየን ዮም እንዳበለ ንተጋሩ ብኣምሓራ ክጠፍኡ ይድግፍ መሰረቱ ማይኖሪቲ ኮንካ ብዲሁማናይዝ ዶ ስልጣን ይባሃግ እዩ ስግንጢር ሓማስየን ጽዋ የብሉን። ፈሪሐልኪ ፈሪሐልኪ ኣሃይይይ ለካሚኺ ከይከውን ዩ ነገሩ
@abeshalove2007
@abeshalove2007 2 жыл бұрын
Tesfazion hamasenay jegna!kuriat habenna bertie keep it up!Hero!!!👏👏👏
@msginatesfalem6898
@msginatesfalem6898 2 жыл бұрын
kale.begaka Tim bel.medanegeri.hizbiy da ketekayayim ember bhayli da.
@ghebhaile
@ghebhaile 2 жыл бұрын
ሓንቲ ናይ ትግርኛ ሃገር ኢና ዲካ ትብል ዘለካ ?
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
But the ONION was systematically peeled off its skins and remained exposed and naked for all to see then. Remember the regime was using Israeli software to control diaspora Ethiopians......in 2009.
@dawithaile1606
@dawithaile1606 2 жыл бұрын
Did you forget to take your medicine again?
@mheteabmekonen5704
@mheteabmekonen5704 2 жыл бұрын
እዋይ ትብዓት ኣማላልሳ መን ዋናታት ምስ በለኩም (ፕሪፈሪ) ንትግራዋይ ባሕሪ ኣይምልከተኩምን ትብልዎም???? ንብዓኣሎም ነኣስመራን ንባሕርን ክኣትዉ ብዙሕ ሕቶታትን ጻዕርን ከምዘሎ ይፈልጡዶ?
@jesusislordrishan6595
@jesusislordrishan6595 2 жыл бұрын
ሃገረ መንግስቲ ትግርኛ ዝበሃል የለን እዚ ሰይጣናዊ ስነሓሳብካ ጉሓፋ ዩ ህዝቢ ኤርትራ ብሩኽንኹሉ መርሓባ ዝበል ከምዚ ናትካ ኣተሓሳስባ ስለዘይብሉ ቦታ የብልካን ክፋኣትካ ንዓኻ ንንዳጉሓፍ ኣእትዎ
@hailetesfu2092
@hailetesfu2092 2 жыл бұрын
ኣንታ ከመይ ዝበለካ ሰራቒ ዝኾነካ ሰብ እካ !
@kflezionzerazion8876
@kflezionzerazion8876 2 жыл бұрын
ነዛ ለውላው መልሓስ ሒዛ,ማለሊት ትዕወት እንዳበለት,,ኣንጻር ሃገርናን ሰራዊትናን ንዓመታት ትቃለስ ዘላን,ትቃለስ ዝነበረትን ወልማጥ,ዜግነታ መንጢልና ,ኦሮሞን ኣምሓሩን ቋንቋ ትግርኛ ኣምሂርና ነዛ ኩላ ወዲ ኣድግን ወዲ ወዶ ገባን ክንትካኣ ኢና.
@kidusanyohans7201
@kidusanyohans7201 2 жыл бұрын
yas yas
@tsegaia2909
@tsegaia2909 2 жыл бұрын
King 👑 Of Agazian His Final Message . Weygud..
@رانيمخمو
@رانيمخمو Жыл бұрын
Tesfaxen jegena may gayla
@Selam2
@Selam2 2 жыл бұрын
ኣከለ-ጉዛይ ዓለመይ! ብሕማቕ ዓይኒ ዝርእየኪ ኣዒንቱ ይጥፋኣ፣ ሕማቕኪ ዝምነዩ ካብ ዓሌቶም ሕማቕን ሕመቕን ኣይርሓቕ!
@theworldbreath620
@theworldbreath620 2 жыл бұрын
🤣 aba keshi
@temesgentesfay6154
@temesgentesfay6154 2 жыл бұрын
Dirty Game!! few people from each awrsja can’t smear the reputations of Tigrigna people.
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 жыл бұрын
ምስኪናይ ጭንቀትዩዝኹሉ ዝዕዝፎዞሎ ብዘይሓዳርን ዉላድን ወዲሱሳኾይኑ።
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
But Asange and Snowden were a little ahead of the google and MSFT and beat the HiTech companies at their own games.
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
ብዙሓት መርገጺኦም ከየነፀሩ ብናይ ተበላጽነት ጥበብ ካብ ሓደ ካምፕ ናብ እቲ ካልእ ካምፕ እንዳ ተገላበጡ ካብ ተሓታትነት ክሃድሙ ስለዝንሑን ይሃድሙ ስለዘለዉን በቲ በቲ ናይ ሃገራዉነትን ሓርበኝነትን መዐቀኒ ዝኾነ ስሙር ተሪር መኹባዕቲ ምጽፙቕ ኣድላይን ኣገዳስን ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ ።
@dawitteame39
@dawitteame39 2 жыл бұрын
ኩሉ ስኑድ ኢዩ። ብትብዓትን ብብቕዓትን ዝትንትኖ ጥራይ ኢዩ ዝጽበይ ዘሎ። ንፈርሆ የለን ንሓፍሮ፣ ንፈልጥ ኢና ንገብሮ፣ ኣለና ተሞክሮ ድዩ ዝበለ በሃር በረኸት🌹
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
Even after the start of Sewra / Ghedli.....
@fremhret5643
@fremhret5643 2 жыл бұрын
ዕሽነት መግለጽ ግርህነት ለባም መግለጺ ጉርሒ በሊሕ መግለጺ ተንኮል ክሳብ ምዓስ ኢና እዚ ቋንቋ ክንጥቀም።
@enoghe9474
@enoghe9474 2 жыл бұрын
ነዚ ተባዕ: ጅግና: ኣርሓ ኤርትራ ዝኾነ ኣከለጉዝይ ካብ ግዝየ ገድሊ ጀሚሩ ዝቀንእሉን ቀናእቲ ከጥፍእዋ ዝደልዩ ከድዓትን ብዙሓት እዩም ብዕላማ ኽኣ ተሰሪሒሉ ኢዩ:: ድሕሪ ናጽነት ክድህልዋን ከትፍእዋን ምእንታን ነቲ ናይ ምምሕዳር ዞባ ኣከለጉዛይ ናብ መንደፈራ ወሲዶሞ:: ንዝኾነ ዝሳለጥ ወረቃቅቲ ካብ ኣውራጅኡ ናብ መንደፈራ ከርተት ክብልን ክዋረድን ተፈሪድዋ:: ካልእ ዘየድሊ ጸርፍን ኣስማትን ውን ተባሂሉ ኢዩ:: ተስፋጽዬን ግን ሓደ ምትሩስ ብጅግንነትን: ብትብዓትን: ብጥርናፈን ናይ ኣከለጉዛይ ዘሕርቆን ዝቀንእን እዩ:: ከብዱ ኩንትር ዘብሎ ዘሎ ኽኣ ኣከለጉዛይን ሰራየን ኣሎ ዝብሃል ሜድያታትን: ናይተቃውሞ ግምባርን: መዋግኢ ድፍዓትን ኩሎም ፒሪፈሪ ስለ ዚተቆጻጸርዋ ኢኻ:: ሓደ ጥር ዝብል ካብ ኣውራጃ ሓማሴን ሜድያ ዘለዋ ንሓቅን: ንፍትሕን: ንዓመጽን: ንማሰርቲ ዜጋታትን: ንጥፍኣትን ጭፍለቃ መንእስያትን ኮታ ኣንጻር እዚ ጎሳስ ስርዓት ጠጠው ኢሉ እምቢ ኣይግዛን ዝብልን ኣበደን ዲክታተር ኢሰያስ ውረድ ዝብል ስለ ዘየለ ኢዩ ዘዕገርግር ዘሎ:: ጊና ስረ ፒሪፈሪ ልክዕ ከምቲ ንህዝባዊ ግባር ፈጢሩ ብዝልዓለ ቁጽሪ ንሜዳ ወጺኡ ልክዕ ከመቦታቱ እቢ ኣይግዛእን: እቢ ደቂንስትዬይ ኣይህብን: እቢ ኣይጭፍለቅን: ኣበደን ንመግዛእቲ እዳበለ ንመንእሰያት ጎስጊሱ መልሚሉ ካድረታት ፈጢሩ ይካኣሎ ኣሎ ዘይሕለሎ እዳበለ ኣባራታቲዑ ንደርጊ ደርብዬ ናጽነት ኤርትራ ዘረጋገጸ ኢዩ:: ብብዝሒ ንሜዳ ስለ ዝወጸን: ካብቶም ናይ መጀመርታ ተጋደልቲ ንህዝባዊ ግባር ዝፈጠረ ስለ ዝኾነን ክኣ ብብዝሒ ላዕለዋይ መሪሒነት ሒዙ ይርከብ ኣብ ኤርትራ:: እንተኾነ ግን በዚ ጎሳስ ኤሰያስን ጭፍሉቅን ግን ኣብዚ እዋን እዚ ኢዱ ተማራሲሑ ደም ጠልቅዩ ይርከብ:: ጅግንነቱን ታሪኹን ግና ኣይንርስዖን:: ኣብዚ ዘለናዩ ዘመን ክኣ ልዕሊ 90% ተቃዋማይ ፒሪፈሪ ኢዬ :: ኣብ ኤርትራ ዘለው ላዕለዋት ሰበ ስልጣን ደቂ ኣውራጃይ እዩም ወገነይ ኢዩም እሞ ምስኦም ግጽጋዕ ህግደፍ ክኽውን ኣይበለን:: ኣብስልጣን ዘለው ናተይ ደቂ ኣውራጃይ ኢዬም እሞ ሱቅ ክብል እየ ኣይበለን:: ወላኮ ብብዝሒ ኣብ ስልጣን ዘለው ፒሪፊሪ እንተኾኑ; ከማይ ፒሪፈሪ እዩም እሞ ሱቅ ክብል ኣይበለን:: ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ጽኑዕን መትከሉ ጽሩይን ርግጹን እዩ:: ኩሉ ተቃዋማይ ከመቦታቱ ኣበደን ኣይግዛእን: እቢ ኣይ ጭፍለቅን: እቢ እሱራት ይፈትሑ: እቢ ጨፍላቂ ስርዓት ካብ ስልጣን ይውረድ እዳበለ ንልዕሊ 25 ዓመት ተቃዊሙ:: እቲ ደጋፊ ህግደፍ ክኽውን ትጽበዬ እዚ ፒሪፈሪ ኢዩ ምኽንያቱ ዝበዝሑ ሰበስልጣን ኣብ ኤርትራ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኢዩም:: ንሳቶም ግና ከመቦታቶም ይዋግኡ ኣለው ኣብዚ ናይ ዓለምና ዘመናዊ ኣዋጋግኣ ሾሻል ሚድያ ግባር ሒዞም:: ፒሪፈሪ ተቃዋማይ እዳተማህረ ንጨፍላቂ ስርዓት ከልግሶ እየ ኢሉ ነዲሩ ተሲኡ ዝዋጋእ ዘሎ እዩ:: ኩላህና ከምንፈልጦ ኣብ ሂወት ኩሉ ግዜ እቲ ዝቃለስ ዘሎን: ዝማጎት ዘሎን: ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎን: ግዝኡ ዝውፍን ይዕወት እሞ ስልጣን ውን ይሕዝ:: ፒሪፈሪ ከመቦታቱ ምእንቲ ናጽነእ ብንግሁኡ ዝወጸ እቢ ኣይግዛእን ዝበለ ኢዩ:: ከምኡ ውን መግዛእትን: ጭፍለቃን: ዓመጽን ዘይጻወሩን ንእዝኖም ክሰምዕዋ ከማን ዝኹርኩሖም ሕጂ ውን ተሲኦም ኣለው:: ሕጂ ውን ካብ ጽባሕ ንግሆ ኣብ ስልጣን የለናን ፒሪፈሪ ጥራይ ኢዩም ኣብ ስልጣን ዘለው ኢልካ ተዕገርግር:: እኖሆ ሜዳ እኖሆ ፈረስ ውጹ ተቃወሙ ብንጹር ዕላማ ኩሉ ናይ ኢሰያስን ኣካያይዳን: ጉጅልኡን ኣይንቅበሎምን ኢና ዓገብ በሉ:: እቢ ንጨፍላቂ ስርዓት ዝብላ ሜድያታትን ናይ ፖለቲካ መንእሰይት ኣፍሪ:: እንተ ዘይኮነ ፒሪፈሪ ሕጂ ውን ከመቦታቱ ኣብ ጎኒ ሓቅን ቅንዕናን ኮይኑ ተቃሊሱ ናብ ስልጣን ክመጽእ ኢዩ:: መሪሒነት ቦታን ስልጣንን ከርተት ኢልካ ወርቃዊ ግዜኻ ከፊልካ ኢኻ ተምጽኦ:: ኣራጢጥካ ኒርካ እዳ ሓርነኽካ ዝመጽ ስልጣን የልን:: ንትምህርቲ ክኾነካ ግን ብፒሪፊሪ ክትኮርዕ ክትሕበን እዩ ዝግበኣካ:: ከምዚ ኦም ዓይነት ጽኑዓት ሓደ መስመሮም ንሓቂን: ቅንዕናን ደው ዝብሉ ንዓመጻን ጭፍለቃን ኣበደን ክሳደይ ንኻራ ዝብሉ ዜጋታት ኣብ ሃገርካ ምህላዋም ክትኮርዕ እዩ ዝግብኣካ:: ስለዚ ካብ ስቅ ኢልካ ግዜኻ ትውድእ ነቲ ከባብየይ ትብሉ ኣተሳስኣዩ : ኣባራታትዓዩ ንዓመጻን: ንምጭፍላቅ ናይ ህዝብና ንኽሕጽሮ ክትንስእን ክቃወምን ጎስጉሶ:: ምሕረት የውርደልካ እንተ ፒሪፈሪ ግን ብታሪኾምን: ጅግንነቶምን: ቅርስታት ዓዲ ኣቦታተሙን ኩሩዓት እዩም:: ታሪኽ ክኣ የመዝግቡ ከመቦታቶም::
@theworldbreath620
@theworldbreath620 2 жыл бұрын
Arha eritrea? kedae sehyati hagero ketebel deka?🤣
@habzai4508
@habzai4508 2 жыл бұрын
ATA loksas enkua keman tuy aykonka , nbalka aregits ktxaref ka twel aleka,entay kgebrelka eyu leli 50 koynu ametka nska controll tgebro kwnnet ktfetr bhsem nay sebat aklil ktsekl, kab Lomi kjmryu eti tdelyo congrat, bzuh Attention khbuka eyom kab Lomi gn Kem musye eti tzero zelka keyaxedkayo ktmewt eka, kema eya hiwet
@sebaymicheal3135
@sebaymicheal3135 2 жыл бұрын
Aymselka ANTA rgum zerie netom yhwatna deki meret hamassen tegagyom tkewn ngeliom. Tifatka sle ztemeneka nhzbi Akilegzay titnkf kemti Amharay Tifatom slezakele nhzbi Tigray ztenkefu tfatkum keakl kab Fetari iyu
@amorashlakoloba442
@amorashlakoloba442 2 жыл бұрын
Deki agozay ms tigray kdenagexu tray eyom zdelyu! Hama gna nay poletica xegem tezeykoynu ms hzbi tigray zkone xlei yeblomn hade hager kkonu ewn dlietom Eu! Naytom berayu seraye niew bellom
@titirezene9592
@titirezene9592 2 жыл бұрын
Taxiyen neaba ezi ferkiferi felfsenaka akarxo zexerfuna wala nekufuyuna zemeneyu buzuhat endeyom gen nehna kemaom kenkewen yeblenan hamasin mese kulu fekri ena ata mehrer
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 2 жыл бұрын
Wow I am Eritrean 1st I have never called my self akeleguzaye,Hamasen what's wrong with Eritreans why are u insulting each other so sad.
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 жыл бұрын
Thanks 🙏
@segen8531
@segen8531 2 жыл бұрын
ሓማሴን ኣኮሎግዛይ ሰራየ ሓደ ኣብ ኤርትራ እዩ ፡ ኣብ ዩሮጳ ወይ ኣመሪካ ኣይኮነን ። ተወሳኺ ኣብ መሬት እምበር ኣብ ሰብ የለን ። ክንዛረብ ከሎና ስለምንታይ ነቲ ኣብ ሃገርና ዝነብር ዘሎ ህዝቢ ንርስዖ ? መን ዩ ተስፋጽየን ወይ ተፈታዊ ሸው ወይ ተመስገን መንዮም እዞም ሰባት ? እዚ ጠበቕ ተስፋጽየን ኣብ ትግራይ ከይዱ የቆላምጽን ይሕሱን ኔሩ ፡ ሽዑ ከኣ እስራኤል ከይዱ እቶም ደቂ ኣኮሎግዛይ ኡፍ ኡፍ ኢልኩም ትቕበልዎ ኔርኩም ፡ ሎሚ ከኣ ሓማሴን ጽዮን ዶ ገለ መለ ዶ እንዳ በልኩም ተጣቕዕሉ ኣሎኹም ..........እዚ ድዛረቦ ዘረባ ሎሚ ኣብ ርእሲ ሰብ ይዝራእ ኣሎ ፡ ጽባሕ ከኣ ፍሬኡ ክንዓጽድ ኢና ፡ ስለዚ የሕዋት በጃኹም ኣስፊሕና ንሕሰብ ንፍቕርን ሓቅን ድሰብኽ እምበር ከምበዓል እዚ ጉሓፍ ናብ ባጎኒ ነብሎም ።
@kesetekidane7030
@kesetekidane7030 2 жыл бұрын
We are deki General ekibe Abrha, we are deki minister haile Weldetinsae durue, we are deki sherifo, we are deki Abrham Tewelde, we are deki Tewelde Eyob, we are deki Isaias wedi fenkil,we are deki Berhe tsada, we are deki General estifanos, please learn respect
@michaelkfle276
@michaelkfle276 2 жыл бұрын
Tesfaxion aba treg abo tgrina amlak ymesgen n ska zsededelna
@Sebaytbedl
@Sebaytbedl 2 жыл бұрын
ተስፋጽየን ሑልኩስ ኣኮሎጉዛይ ደኣ ዓይኒ ኤርትራ
@hebrawi7098
@hebrawi7098 2 жыл бұрын
They shouldn't be lead by catholics and catholism though
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 2 жыл бұрын
ኣከለ ኣፍሪሓቶም ነዞም 🐂🐂 🤣🤣
@kflezionzerazion8876
@kflezionzerazion8876 2 жыл бұрын
ኣያ ተስፋጽዮን ሎሚ ኣብ ገጽካ ፍሉይ ሓጎስን ተስፋን ኣንቢበ. እዚ ተስፋ መንግስቲ ሃገረ ትግርኛ ኣብ መፈጸምትኡ በጺሑ ክኸውን ተስፋ ይገብር. ካልእ ነዞም ከዳዓት ደቂ ወዶ ገባን ምልሻ ስርናይን ,ንወያነ ሚልዮናት ኣዋጺኦም ንዓና ከቅትሉ ዝገበርዎ ሓገዝ ምዝጉብ እዩ.
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 16 МЛН
Ethiopia - Esat Amharic Day Time News 16 December 2024
12:41
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 435
Tesfazion. ስለምታይ ኣፍሪቃ ድኻ ኮይና ተሪፋ?
1:31:56
ሓዱሽ ጳጳስ ህግደፍ፡ ብቕትለት ሰብ ተሓታቲ፡ ወኪል ህግደፍ ኣብ ተዋህዶ፡ 13/ታሕሳስ/2024
1:07:36