ዓበይቲ ሊቃውንት ኤርትራን ኢትዮጵያን ስለ ተሃድሶ መናፍቃን tewahdo zebeaman memhr Amanuiel

  Рет қаралды 5,667

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

ሊቃውንት ኤርትራን ኢትዮጵያን ስለ ተሃድሶ መናፍቃን ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ። ክንድቅስ ክንትስእ ክርስቶስ ብደሙ ዝመስረታ ቤተክርስቲያን ንዘልኣለም ትንበር ካብኣ ኣይፍለየና ፈጣሪ ንበል። ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ሰሚዕና ሼር ንበሎ ሕቶ ወይ ርኢቶ እንተሎ 00291945522370 ተወከሱና tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #መምህርምሕረተአብአሰፋ #መልክአ ###

Пікірлер: 74
@robielabsadi
@robielabsadi Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታኣትና ሊቃውንቲ❤❤❤
@meashokubrom1537
@meashokubrom1537 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩካት አቦታትና ተባረኩ ❤⛪
@shimbayberihu1241
@shimbayberihu1241 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣፅናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ንዝተጋገዩ መንፈሳዊ ልቦና ይሃቦም።
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
ግን ከኣ ንዝተጋገየ ሓውኻ ትእርሞ እንበር ኣይተዋስኖን ኣይትሰጎን ።ኣብ 4 ጉባኤ ዝተኻየዱ ኣቦታት እኮ ዓመታት ዝወሰደሎም ብትሕትና ስለዝቀረብዎምን ብትምህርቲ ብፍቅርን ስለዝመዓድወሞን ኢዩ ስለዚ ነቲ ዝጋገ እውን ኣብዚ ጌጋ ኣለካ ምባል ጽቡቅ ኢዩ ።ንሓዊ እንተቀሲቅስካዮ ይነድድ ።ንነገር ከኣ ከምኡ ኢዩ ንዓቢ ኩማራ ሓሰር ቁላዕ ሓዊ እያ ትኣኽሎ ።
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኹምና ክብር መምህርና መርጌታ ዘኣማኒኤል 🙏🙏 ኣቃልዕዎም ደኣ መምህረይ ነዞም ሸፍቱ ሃይማት ኣልቦ
@awetmihretab2827
@awetmihretab2827 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና መጋቢ ሓድስ ዘአማኒኤል ሓውና አምላኽ እስራኤል ጽጉኡ የብዘሓልካ!!!
@RodasAbrham-wb4um
@RodasAbrham-wb4um Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሊቃውንት ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም።
@yonaswol2727
@yonaswol2727 Жыл бұрын
መምህር ቃለ ህይወት የስምዓልና
@okbaykeleta6183
@okbaykeleta6183 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር ፡እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@tsegamebrahtu2395
@tsegamebrahtu2395 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስማኣዓልና ኩቡራት ኣቦታትና።ተዋህዶ ሃይማኖተይ ንዘላለም ጸኒዓ ትንበር ።ንስላሴ ኣጋእዝት ዓለም ክብርን ሞጎስን ንዘላለም ይኩን ።ናብ ሊኖም ይምለሶም ነዞም ዚኪሕዱ ዘለዉ ድማ ኣምሮም ይኽፈተሎም።
@BerhaneFrezghi-z8v
@BerhaneFrezghi-z8v 5 ай бұрын
መርጌታ አማኑኤል ልዑል እግዚአብሔር ምሳኻ አዩ ቀጽሎ ከሓድያን ተሀድሶ ንተዋህዶውን ሰብ ከም ዘለዋ ይፍለጡ ።ክቡራት ሰማዕቲውን ነቲ ሐቀኛ ናይ ተዋህዶ ስብከት ብግቡእ ክነስተብህለሉ ንአምላኽና ኢየሱስ ከርስቶስ ንለምኖ።
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 Жыл бұрын
እታ ብክርስቶስ ዝተመስረተት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቄኛን ጥንታዊትን እያ።ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና።
@Azie860
@Azie860 Жыл бұрын
Orthodox tewahedo nzelalem tnber❤❤❤. qali hwet yesmalna memehr mergeta.
@teklaytesfay5064
@teklaytesfay5064 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kuburan Abotatna Egzabhier Amlak admen tenan yehabkum
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታታይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ።❤❤❤
@freebayre1766
@freebayre1766 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ምርጌታ❤❤❤
@RussomHabtemicheal-cj5rc
@RussomHabtemicheal-cj5rc Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት ይስማዓልና ክቡራን ልቃውን አቦታተይ ፣🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤👏👏👏👏
@saimonandom7248
@saimonandom7248 Жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና።ኦርተዶክስ ሃይማኖትና ንዘላለም ትምበር።
@mebrahtusyum1507
@mebrahtusyum1507 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna likqawnti abotatna tewahdo haymaynotna tunur nzlealem
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ
@ብመገድኻምርሓኒእግዚ-አ2ኈ Жыл бұрын
Orthodox tewahdo nzelalem tnber bereket nay eme brhan ayfeleyena amen
@Sarahaderson194
@Sarahaderson194 Жыл бұрын
Amlak edmen tienan yehabkum kuburat Abotatna Amen amen amen kalehiwet yesmealna kubur Abona mrgeta ze Amanuel weladit amlak xilala texlilelka 🙏🙏🙏💒❤️
@W__Yohans
@W__Yohans Жыл бұрын
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓልና.ክቡራን ናይ ሊቃናት ሊቃውንት ኣቦታትናን መምሃራናን .ዝተማሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና.ንዓኹም'ውን እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ኣሜን ንዓና ምእቲ ክሕሸና .ሰናይ ኣስተምህሮ ካብ ማዓርን ጸባን ይጥዕም ኣጆኹም ቀጽልዎ።እምበር ብዓል ኣባ መቃርዮስ ተኸተልቶምን ሰዓብቶምን መንፈስ ቅዱስ ካብኣቶም ስለ ዝራሓቀ በቲ ሩኹስ መንፈስ ተገዚኦም ኢዮም ኣብ ከምዚ ደረጃ ወዲቆም መሳኺን እግዚኣብሔር ናብ ልቦም ይምለሶም እንተ ዘይኮይኑ ከምቲ ቅዱስ ቃሉ ዝብሉ ሎቱ ስብሐት በሊሕ ነገር እንተ ረጊጽካዮ ንርእስኻ ኢዩ ዝጎድኣካ ስለዚ ንርእሶም ኢዮም ዝጎድኡ ዘለዉ እንተ ተሰቂርዎም'ሲ ንኣብነት ይሁዳ ብሕማቅ ኣማውታ ተሓኒቁ ሞይቱ ኣርዮስውን ኣብ ናይ ህዝባዊ ሽቃቅ ማዓንጡ እንደ ተዘለዘለ ብሕማቅ ኣማውታ መይቱ ስለዚ እዚኦም'ውን ብኣግኡ ናብ ልቦም እንተ ዘይተመሊሶም ከምቲ ቅዱስ ቃሉ ዝብሉ ሉቱ ስብሐት ዓስቦም ሞት ኢዩ ካብ'ዚ ከምዚ ይሰውረና ከምኡ'ውን ካብ ሃይማኖት ምሻጥን ምልዋጥትን ምኽሓድን ምስ ኣረማዊያን ምጽምባር ይሰውረና ኣሜን።ሓደ ጎይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ሓንቲ ቤት ክርስትያን ከምኡ'ውን ንሓደ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ ንሓንቲ ሰበይቲ 'ክኣ ሓደ ሰብኣይ ካብዚ ወጻኢ ዝግበር ኩሉ ግብረ ሰይጣን ንሰይጣን ኣጎልጎልቱን ሰዓብቱን ገና ዓለም ከይጠፈጥረ ዝተዳለወሉ ጋሃንም እሳት ይጽበዮም ኣሎ ካብዚ ከምዚ ይሰውረና ኣሜን።ምድሓን ብሓንቲ ሃይማኖት እያ ንሳኻ ኢምባሲ ናይ ኢዮርሳሊም ሰማያዊት ዝኾነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢያ ኣብ ርእሲኡ ግን ሃይማኖት ምስ ግብሪ ከምቲ ኣዴና ቅድስት ቤት ክርስያና ትምህረና።ስብሐት ለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሎ ክቡር ወሐያል ኣሜን።ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን ኣዴና ቅድስት ቤት ክርስትያን ንኹሉ መልሲ ኣለዎ ምኽኒያቱ እታ ሓንሳብን ንሓዋሩን ዝተዋሃበቶም ንቅዱሳን ኢያ ሃዋርያዊትን ኣጽናፋዊትን ጥንታዊትን ዘይትቅየር ዘይትሕደስ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ።ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣብ ሓንቲ ሃገር ሓደ ሲኖዶስ።
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
ካብ ስጋዊ ሓሳብ ርሒቅና ብመንፈሳዊ ንጠምቶ ። ክርስቶስ ንመን ክብል ኢዩ ናብ ምድሪ ወሪዱ ። ርገጸኛ እየ ንጻድቃን ኣይትብለንን ትኸውን? ስለዚ ንሕና እውን ንዝተጋገየ ጌጋኡ እንዳ ቀስቀስና መሊስና ኣይነርሕቆ ።ክትመልስን ከተረድእን ዓቅሚ እንተ ሃሊዩካ ጽቡቅ እንተዘይብልካ ግን ። ኣብ ዓይንና ዘሎ በስር ነውጽእ እሞ ኣብ ሓውና ዘሎ ጉንዲ ክንጥምት። ❤❤❤❤
@W__Yohans
@W__Yohans Жыл бұрын
@eme elohe በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ብምቅጻል ሰላም ክቡር /ክብርቲ ሰብ እንተ ጽቡቅ ጌሩ ተሰቊርካ/ኪ እቲ ጽሕፈት ኣነ ጻድቅ ኢየ ንሳቶም'ግን ሓይጠተኛታት ኢዮም ኣይበልኩን ኣነ ዝበልኩ ኣነ ማለት ንሕና ቅኑዕ ሃይማኖት ኣለና ንሳቶም'ግን ግጉይ ሃይማኖት ኣሎዎም ኢየ ዝበልኩ ነቲ ጽሕፈት ኣብ ድላይካ/ኪ ኣይትጠዋውዮ ብስምዒት ኣይንመልስ ብርዲኢት ንመልስ እምበር ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢዮሱስ ክርስቶስ ሎቱ ስብሐት እወ ንከም'ዚ ከማይ ሓይጠተኛ ኢሉ ወሪዱ ካብ ልዑል መንበሩ ናብ ምድሪ ስለዚ ኣብ ኣዕይተይ ብዙሕ በሰር ኣለኒ ግን ከምቲ ግብረይ ዘይኮነስ ብምሕረቱ ይማላለስ ኣለኹ እንተ ኾነግን ነዞም ትሕሎቀሎም ዘለኻ/ኺ ኣምላኽነቱ ዝኻሓዱ ኢዮም ስለዚ ኣስተውዒልና ንጽሓፍ ከምኡ'ውን ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም ኢለ ኢየ ማለት ናብ'ታ ቅንዕቲ እምነት መንገዲ ድሕነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ።ስብሐት ለእግዚኣብሔር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ወሐያል ኣሜን።ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣብ ሓንቲ ሃገር ሓደ ሲኖዶስ።
@ereyalemey190
@ereyalemey190 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@fikadusolomon322
@fikadusolomon322 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna abotatna liqawnti egziabher edmen tinan yihabkum::
@smretkesete8911
@smretkesete8911 Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና
@tirhastesfamariam5687
@tirhastesfamariam5687 Жыл бұрын
Kalehiwat yesmalna kuburat Mamharannan abotatnan,ORTHODOX TAWHEDO HAYMANOT nezalalem kenaber eya 🙏🙏🙏💙💙💙💒💒💒
@lemlemtekle3236
@lemlemtekle3236 Жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmealna kuburan abotat likawnti memhana xeguen bereketun yebzhalkum abza knetn rtetn orthodox emnetna yexneana fetari kulu alem ab xelotkum zekurna
@helengebreselassie241
@helengebreselassie241 Жыл бұрын
amen 🙏🙏🙏 kalehiwet yesmalna abotat tegau yebzhalka fetarei
@berekhetgaim7956
@berekhetgaim7956 Жыл бұрын
Amen Amen Amen.
@ማርያምይኣደጎይታ
@ማርያምይኣደጎይታ Жыл бұрын
Amen qalehiwet yesmealna❤
@alemtesfai525
@alemtesfai525 Жыл бұрын
Kale hewit yesmalna abotatna edman tean yehebkum
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 Жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን እምነት ኢያ ኩሉ ፉጡር ከኣ ብኣኣ ጥራይ'ዩ ዝድሕ ኣብ መላእ ዓለም። ቃል ሂወት የስመዓልና ሊቃውንቲ ኣባታተይ። እቲ ዝብልዋ ዘለዉ ስለ ዘይፈልጦዋ ዘለዉ ኢዪም ኮምኡ ዝገብሩ ዘለዉ። ስለዚ ብተካእለ መጠን እግዜብሄር ኣምላክ ኣብ ልቦም ይምሎሶም። ኣንናሳሕን፡ኣይንምለስን እንተ ኢሎም ከኣ እታ ትመጽእ ዘላ ሓዊ ኣብ ርእሶም ተጻላሉ ኣላ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 Жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmalna ❤❤❤
@tsigishabrha2983
@tsigishabrha2983 Жыл бұрын
Kale hiwet yesmaelna nebotatna Kia edmen tienan yihabkum
@abrahasionsebhatuwoldab4596
@abrahasionsebhatuwoldab4596 Жыл бұрын
Quale hiwet yesmana amen amen amen
@E-uh7gp
@E-uh7gp 3 ай бұрын
ቃለ ህይወት
@michaelmengsteab3868
@michaelmengsteab3868 Жыл бұрын
Qalehiwt yesmealna megabe hadisa Amanuel hawuna
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Жыл бұрын
Orthodox tewahdo nezelalm tenber ⛑️⛑️⛑️💒❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌺🌺🌺🥀🥀🥀🥀
@debretsionaraya5814
@debretsionaraya5814 Жыл бұрын
2 Timothy 3 ትግ - 2ይ ጢሞቴዎስ 1: ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ግና ክፉእ ዘመን ከም ዚመጽእ፡ እዚ ፍለጥ። 2: ሽዑ ሰባት ፈተውቲ ርእሶም ኪዀኑ እዮም እሞ፡ ፈተውቲ ገንዘብ፡ ተጀሃርቲ፡ ዕቡያት፡ ተጻረፍቲ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡ ዘየማስዉ፡ ርኹሳት፡ 3: ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም እኳ ዜብሎም፡ ተቐየምቲ፡ ሓመይቲ፡ ቀለልቲ፡ ጨካናት፡ ሰናይ ዘይፈትዉ፡ 4: ኣሕሊፎም ዚህቡ፡ ህዉኻት፡ ተፈኽነንቲ፡ ካብ ንኣምላኽ ምፍቃርሲ ኣዕዚዞም ተድላ ዚፈትዉ፡ 5-7: እቶም መልክዕ ኣምልኾ ዘለዎም፡ ነቲ ሓይሉ ግና ዚኽሕድዎ፡ ናብ ኣባይቲ ህሩጕ እናበሉ፡ ሓጢኣት ዝመልኤንን ብብዙሕ ትምኒት ዚድፍኣን፡ ኵሉ ሳዕ ዚምሃራ ናብቲ ፍልጠት ሓቂ ኺበጽሓ ግና ከቶ ዘይከኣለን ኣንስቲ ዚማርኹ፡ ካብ እዚኣቶም እዮም እሞ፡ ካብ እዚኣቶምውን ርሐቕ። ኣታ ብዓል መጠምጠምያ፡ እዚ ደኣ ንዓኻ እንድዩ ዝብሎ ዘሎ። እግዚኣብሄር ደኣ ንሰሓ ይሃብካምበር፡ ብዓል ንስኻትኩም እንዲኹም ደኣ፡ መልክዕ ኣምልኾ ዘለኩም፡ ገዛእ ርእሱኹም ሊቃውንቲ እትገብሩ፡ ደፋራት ገጽ ኣረጋዊ ዘይተኽብሩ፡፡ እቶም ናትና ሊቅ ኢልካ ኣምጺኻዮም ዘለኻ ኸኣ፡ ንኻልእ መዳናገሪ ተጠቐመሎም እምበር፡ ንሕናስ ህይወቶም ንፈልጦ ጽሑፋቶም ንፈልጦ ኢና፡ስለዚ ንበይንኻ ትምክሕቲ ይኹኑኻ። እስኻን ከማኻ ዝመሰሉን ግና እተደንግጹ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም፡ ተኣኻኺብኩም ጸያቒቶ ጽቡቕ ዘይወጸኩም በጀካ ጸርፍን ትዕቢትን ትሕትና ዘይብልኩም ደቂ መርገም ኢኹም።
@ማርያምይኣደጎይታ
@ማርያምይኣደጎይታ 10 ай бұрын
Amen❤
@DanayAbraham-z3r
@DanayAbraham-z3r Жыл бұрын
Like maemran megabie hadis zeamanuel kale hiwet yesmalna zemen agelglotkum ybarkelkum des zebl u kbri yhankum akebte hymanot slezkonkum like likawnt arbaetu aynu yenieta ezra kbri yhabkum zemenkum ybarkelkum nezi melsi kthbu ab nay eritrea medeb memxaekum nemesgn kexlwo
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 Жыл бұрын
Zehzn wedi azias kea beynu iyu , seb halewlew natka ashelishiyiwo gedifemuka keykedu Suk yhisheka abud kelbi, kid gda tmhrtka temeliska reayo amo tearemelu
@meharigebremusie7982
@meharigebremusie7982 Жыл бұрын
Amen3 memhrna megabe hadis
@danieltewelde6449
@danieltewelde6449 Жыл бұрын
Does FERES ABUN MERKARIOS HAS Offspring wLAD ALEWO D Yu Let us know?
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
ሠላም፡ሰላምካ ይብዛሕ መ፡ዘኣማኒኤል ሓውና ብሩኽ ብቀዳምነት ንኩሉ እትገብሮ ኣስተምህሮኻን ማዕዳኻን ከየመስገንኩኻን ኣይደልን እግዚኣብሄር ዓስብኻ ይሃብካ። ቀጺለ ክብል ዝደሊ እዚ ትህቦ ዘለኻ ትምህርቲ ዋላ እኳ ኣድላይን ክንፈልጦ ዝገባኣናን እንተ ኮነ ። እዞም ከም ኣብነት ማለት ዝበልዎ እንዳደገምካ ምምልላስ ሓጥያት ምቅስቃስ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኑ ከምኡ ኢዩ ከኣ። ምክንያቱ እዞም ኣቦ ሕጂ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ንዝበልዎ ተጣዒሰምሉስ ናብ ቅንዕቲ ሃይማኖቶም ተመሊሶም ከምዘለዉ እውን ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ። ስለዚ ሰብ ንሰላም ክደሊ ከሎ በቲ ቅኑዕ ሃይማኖት ብግቡእ ክትከታትል ደኣ እንበር ንሰላም ዕንቅፋት ክትከውን የብልካን ።
@debresina5517
@debresina5517 Жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልናስ ይኹን ሰላም ድዩ ይቕሬታ ሓቲቶምትብሉ ኣበይ ኣሎ ይቅሬታ ዝሓተትዎ ካብ ቃሎም ዝሰማዕኻዮ ኣሎ ወይ እዚ እዚ ተጋጊና ኔርና ዝበልዎ ኣበይ ኣሎ፡
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
@@debresina5517 ሰላም፡ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኸይ ።እሺ ጽቡቅ ሕቶ ኢዩ ዝሓወይ ኣብቲ 30 ገጻት ዝተሰደደ ናይ ዕርቂ ሕቶታትን መልሱን ኣለኻ እንተዘይረኺብካዮ ግን ።ካብዚ ወጻኢ ብካልእ ንራኸብ ማለት ናብዚ ምስዳድ ስለዝኣበየኒ ብኡ ክሰደልካ እየ።
@abrhaleyweldetnsae6260
@abrhaleyweldetnsae6260 Жыл бұрын
Selam kbur haw nhetoka wey rietoka kmles fqadena ente koynka *Nsele selam zteqaweme seb yelen kbur haw kab wegenawnet wexika ketereyo zeleka koynu yismaeni Nay semien America zelewu kab Pappas kisab welude kihnet zelewu abti zbelewo menfaqe timhirti kemzeymlesu negirom alewu . Slezi eza yiqreta hxex timhirti xenihna elom temelisom tblom zeleka abey ala ketemxealna xibuq nayru kulu wen yimharelu.
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
@@abrhaleyweldetnsae6260 ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ ብሩኽስይ ብሩኽ በዓል ጴጥሮስ ወጳውሎስ ይግበረልና። ብካልእ ወብሳይት ክንራኸብ ንኽእል ማለት እቲ ።ዝሓተትካኒ ንክምልሰልካ ኢየ ይቅሬታ
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Жыл бұрын
Kalehiwet .yesmalna. abotatna. ❤
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 Жыл бұрын
Orthodox tewahdo haymanotna zelalemawtn axnafawitin zkonet nzelalem tmber::
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 Жыл бұрын
Kabaka n laali menafq yelen🥶🥶🥶🥶👹👹🥶👹👹🥶🥶👹👹🥶🥶👹🥶🥶👹🥶👹🥶👹🥶👹🥶
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
ግና ክትበኪ ኢኻ ብሃይማት ጸወታ የልን ወዲ መቃርዮስ ተሃድሶ
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 Жыл бұрын
@@samuelgoiteom1438 tim bel tetabaqi seb n haymanotka tetabeq wedi teqali
@samuelgoiteom1438
@samuelgoiteom1438 Жыл бұрын
@@abuchiabuchi750 ኣብ ጎኒ እግዚኣብሔርን ምስ ኩሎም ቁድሳኑ ዩ ኣነስ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየሎም ነዞም ብጽኣን ኣቦታተይን መምሃራነይን🙏 ወይለኻ ሂወት ኣልቦ ሰዓቢ መቃርዮስን መሕጹንንን ተሃድሶ መናፍቃን ።
@Azie860
@Azie860 Жыл бұрын
Mstwali yadlka fetar eber nmnaharna ktxarefs nay ekuy menfes srha eu.
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 Жыл бұрын
@@Azie860 mihret zedliyeka/i n aki eyu amlekiti seb nay mntay memhr eyu ❓❓❓❓❓ tifelitiyo weys 30 kab mieti bzaeba haymanot sebiku 70 mietawt bzaeba nay tiqulina sle zitezarebe eyu tizarebu zelekum ❗❗❗❗
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 Жыл бұрын
Wengel sbek !!!l xmi wengel alena mwnjal yakl
@awetjorjo8727
@awetjorjo8727 Жыл бұрын
ኣማኑኤል ነቃዊ
@emeelohe
@emeelohe Жыл бұрын
ኣድላዪ ኣብ ትብሎ ግን ብዝያዳ ምስቶም ርኸበና ዝብሉኻ እንተትራኸብ ጽቡቅ ኔሩ ። ብፍላይ ከኣ በቲ ንስኻ ዝሓተምካዮ መጻሕፍትን ንባዕሉ እውን ንዕና ከም ክርስትያን መጠን ብልሳንና እንተውጸኦም ቃላት ክንጥንቀቀሎም ይግበኣና ኢዩ ።ቅድሚ ምዝራብካ እንታይ ከምትዛረብ ምፍላጥ ።
@hagosgebrekidan4316
@hagosgebrekidan4316 Жыл бұрын
ቀሺ መሪጋም ቀሺሓጥያት ስቅ በል ኣብይ ኣለው እትም ስነጥበባውን ትምህሪታ ሰንበት እልካ ዘምጻካዮም ለክባጥ
@debresina5517
@debresina5517 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይገስጸካ ናይ ጸርፊ መንፈስ ሓዲርካ ትጻረፍ ዘለካ መናፍቃን ስላሴ ክጻረፉ ዘይ ሓፈሩ ንመምህራን ምጽራፎም ኣይገርምን እዩ ናብታ ቅንዕቲ ተዋህዶ ይመልስካ ፈጣሪ ።
@wediamlak8332
@wediamlak8332 Жыл бұрын
Amlak lbka ykfeto kab fltet naxa eika nkdm fidelat temehar 😂😂😂
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 Жыл бұрын
ንስኻ መናፍቃን እኻ ንዓኻ ኦርተዶክስ ኣይምልከተካን እዩ ኣምላክ ናብ ልብኻ ይምለስካ
@yesusgoytayu7794
@yesusgoytayu7794 Жыл бұрын
10 ግዜ እናደጋገምካዮ ኣሰልቺኻና። ሰብ ብኻልእ ክርእየልካ ስለዘይክእል ድዩ በዚ ርእሲ ብዙሕ ግዜ ትመላለስ ዘለኻ?
@yonaswol2727
@yonaswol2727 Жыл бұрын
100 ግዜ ወላ ይድገሞ እንታይ ይምልከተካ መናፍቃን ስለዘቃልአኩም ዱዩ
@yakobwelday5393
@yakobwelday5393 9 ай бұрын
@gonichemhretaeb1452
@gonichemhretaeb1452 Жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesiemealna
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 27 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 66 МЛН
Epic Reflex Game vs MrBeast Crew 🙈😱
00:32
Celine Dept
Рет қаралды 33 МЛН
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
GOD SAYS: COME TO MY HEAVEN  |God Message Today |Gods Message Now |God's Message Now Today
2:57:44
God's Message Now For You Today
Рет қаралды 4,9 М.
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 27 МЛН