No video

ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ታሽዓይ ክፋል

  Рет қаралды 73,448

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

ውስጠዘ ኣብ ደርፊ
© እዚ ቪድዮ'ዚ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋምን ምስትምቓርን ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብዚ ቪድዮ ዝተጠቀምናሉ ሓጸርቲ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ዝተፈላለዩ ስነ-ጥበበኛታትን ትካላትን እዩ።
Support Mahder-production
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Mahder-production social media links፡
Facebook- / mahderproduction
KZbin- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Пікірлер: 366
@zxtsf
@zxtsf Жыл бұрын
😢😢"....ስናዕ ቆቢዕ ሰፍዮም ባዕሎም ዝምረቑ፡ ቅኑዕ ፍትሒ ጎስዮም ፍርዲ ዝናፍቑ ፡... ኪድ ኣይንብሎን ጽናሕ ክመጽእዩ ግዜ፡ እዝንና ክሰምዕ ናይታሪኽ ኑዛዜ !!!!!!!!.."🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
Welcom Dani💙 ናይ ኣብራህም ኣፍወርቂ "መለይ" ሃይሰልና ትብሉ ላይክ👍😚
@Gannres
@Gannres Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጽቡቅ መደብ ኣነ ብጣዕሚ እየ ደርፊ ዝፈቱ ከምዚ መደብ ብምቅራብካ ማራ እየ ዘድንቀካ ናይ ኪሮስ ደርፊ ኤልዛ ትብል በጃካ ኣቅርበልና❤❤❤
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 6 ай бұрын
ቅድሚ ሕጃ ኣነ ዋላ ኢለዮ ኔረ ዛደርፊ ኤልዛ💙🙏
@BereketLekal
@BereketLekal 23 күн бұрын
ኤሊዛ ኣቅርበልና
@user-jo2yx3ug6d
@user-jo2yx3ug6d Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጂግና መግለጺ የብለይን ❤❤❤❤ ናይ ኣብራር ዑስማን (ጽባሕ ትበል ተገዲስካ ፈትሽልና)❤❤❤❤❤
@user-op1lp6qn2i
@user-op1lp6qn2i Жыл бұрын
ወዲ መምህር ሞጎሰና መናእሰይ ናይ ሕጅ ወለዶ ንዳኒ ትፈትዎ ላይክ ገበረለይ 😊
@yaredasefaw2329
@yaredasefaw2329 Жыл бұрын
ኣነ ዮድንቆ እምበር ኣይፎትዎን እየ ምክንያቱ መርገጽኡ ኣይፈልጥን እየ
@user-op1lp6qn2i
@user-op1lp6qn2i Жыл бұрын
@@yaredasefaw2329 እሞ ሰንግል እዩ ደሎ ክሓተልኪ ዶ ክትፍትወዮ ወየ ዳኣ እቲ ምፍታው ብዕይኒ ፍቅር ጥራይ ትርእይዎ ኮንኩም ሕብሽ መሽረፈት ምድናቅ ማለት ኣዩ እኮ!^^^
@Fili.eri-south
@Fili.eri-south Жыл бұрын
​@@yaredasefaw2329መርገጺኡ ደላይ ፍትሒ'ዩ ታንኪ ደኣ ትርገጽካ ምበር 😂😂😂
@zemenzemen67
@zemenzemen67 Жыл бұрын
ቃላት ወዲ ትካቦ ካብ ወርቂ ብሻ ይኸብሩ ዕድመ ይላብካ የውላንሰይ❤የቀነልና ዳኒ🥰
@selaminag2351
@selaminag2351 Жыл бұрын
Dani thank you for your educational posts, I have learned and continue to learn from you! Thank you again and keep up the great work!!!
@makibelyikuno5497
@makibelyikuno5497 Жыл бұрын
ዳኒ ጎበዝ መስተውዓላይ አነ ኢትዮጵያዊ እዬ ብጣእሚ እዬ ዝድንቀካ ቀፅለሉ 😍😘😘
@mahilove1682
@mahilove1682 Жыл бұрын
ንትግርኛ ብዕሙቀት ሰለ ትትንትኖ ከይድነቅኩኻ አይሓልፍን❤❤
@merhawikassa5262
@merhawikassa5262 Жыл бұрын
Well articulated ,ናይ እዚ ዘመን "demosten" ኢካ ወዲ መምህር ሓወይ, አነ ባህገይ ከማካ, ከም ውፋይ ,ከም ጌታቸው ረዳ ንፉዕ ተዛራቢ ክኮን እዩ ። ርግፀኛ እየ ድማ። ብዝኮነ መርኣያይ ኢካ ዳኒ ። ካብ አክሱም 💕💕💕
@SMARA291_LDN44
@SMARA291_LDN44 Жыл бұрын
Mzrab dea kabzi nilali kemey ktzareb delika ata tezarabay smh🤦‍♂️ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@meron5303
@meron5303 Жыл бұрын
😂 በቃ ኣኺልዋ ከም ዉፉይ ጌታቸው፡ ዘረባ ናይ ዝለፍለፍካ ትርጉም የብሉን፡ እቲ ቀንዲ ብሱል ሰብ ዝበሃል ምዝራብ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ ኣሎ ብዕምቆት ዝፈላጥ ተዛሪቡ ድማ ብተግባር ምስ ዘርኢ እዩ። ባዓል ጌታቸው ዝዛረብዋን ዝገብርዎን ኣይፈልጡ እዮም ናይ ብዓል ውፉይ እሞ ግደፎ ዓላምኦም ካልእዩ።
@samuelgebremedhin9073
@samuelgebremedhin9073 Жыл бұрын
I am really happy for the positive comments you gave him guys, and it's impossible not to admire you Danny.❤❤❤
@merontes1626
@merontes1626 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ቡልጽ ጽብቅ መግለጺ ❤ ግን እታ ናይ ወዲ ትካቦ ኣታ ወዲ ተዓረ ትብል ደርፊ አባ ኣብርሃልና❤ ሓቂ ከላ ሰባ ዝደንደና ምስኡ እንከላ ምስኡ ዝሳኣና ትብል ዘላ ምርዳእ ኣብያትኒ ❤ወዲ ትካቦ ፍላስፋ ንጉስ ጥበብ❤❤❤
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 Жыл бұрын
ዳኒ ቡዝሓት ተጋሩ ኢና ንካተተለካ ናይ ሰሎምን ሃይለ ደርፊ እባ ኣቅርበልና
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Жыл бұрын
here we can get a wisdom lesson ! ዳኒ ሓወይ ትግርኛ ሃብታምን ሃብታምን ሙዃኑ ብግብሪ ካባኻ ክመሃርን ከስተብህልን ኪኢለ። የቀንየለይ !!!
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t Жыл бұрын
ኣድነቅቲ ወዲ መምህር ኣለኩም ዲኩም? ኣይትደንጉየና ትብሉ like ርገጹ❤👌🏼
@powerislife5024
@powerislife5024 Жыл бұрын
13፡04 ቀሲኑ ኣይፈልጥን፡ ጽኑዕ ዝበደለ❌ ቀሲኑ ኣይፈለጥን ፡ ቅኑዕ ዝበደለ✅። ብዝተረፈ ጽቡቕ👌🏿
@naodsamel2421
@naodsamel2421 Жыл бұрын
ብርግጽ
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b Жыл бұрын
Bro ቃል ብቃሉ ዳኒ ፅኑዕ ዝበደለ ኣይበለን My opinion gn ab edit eyu eti gega koynu zsmani!!! እታ ትክክል ገን ፅቡቅ ኣለካ ቅኑዕ ዝብደለ እያ።።
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ናይ በዓል ዕቁባ ጋብር እባ ዳሃስሰልና ዳኒ ሓደ መዓልቲ ኣምጽኣልና
@MusicHouse124
@MusicHouse124 Жыл бұрын
ኣብ ሰማይ ዘሎ ደበና ይሃርም ዶ ይከውን ዓድና....የማነ መለይ ከይደ ኢየ ከይደ ናይ ሂወት መርከብ ሒዛትኒ ነቂላ.....ኣብራሃም ጽባሕ....ኣብራር ንዝያዳ ሓበሬታ ሳብስክራይብ ኣይትረስዑ❤❤❤
@kukuhawiweyni-jf5sm
@kukuhawiweyni-jf5sm Жыл бұрын
የማነ ገ/ሚካኤል (ባርያ) (ሸያጢ ዓዱ) ቃልስ መርሪካ ምጻር ስኢንካዮ ክተምስል ዓትቅካ ሲረ ፈትሕካዮ ፈታሕ ዕጡቁ (ታዙሩግ ማዕንጣ(2) ፉሱስ ሓሞት (ኣራህጽ ገበታ(2) ኣቢራሃም ኣፎርቅ (ሕሹኽታ) ሕሹኽታ ትብል ደርፍ ብርግጽ ግጥማ ይሰምዓይ ግን ኣይርዳኣኒንዩ ሓደ ማዓልት ክተሚጻ ብተስፋ ክጽበየ ከምዝ ናተይ ዝኮንኩም (Like ረግጹኩም ሕለፉ)
@yosiefhabte5602
@yosiefhabte5602 Жыл бұрын
Wedi Tukabo is our legend and he will be always our pride.
@semeremebrahtom7658
@semeremebrahtom7658 Жыл бұрын
ኣይኮነን ዓይኒ ዘለዎ ኣይኮነን ፉጡር ወዲ ሰብ ኣቅጹልቱ ኣወዛዊዙላ ተማሪኹ ገረብ ኪሮስ ኣስፈሃ መኽሰብ ዓለም
@zemenrae9193
@zemenrae9193 Жыл бұрын
ዕንቂ ባሕሪ ዘይትርከብ ብዋዛ ጻሓይ ኑግሆ ናይ ሂወት ማኣዛ ብርትኻን ከረን ብርጭቕ ማዓጉርታ ክሳዳ ንዊሕ ሰገን ኣጻብዕታ ጸግራ ነዊሕ ጭራ ፈረስ ንየማን ንጸጋም ዝማላለስ ዓይና ኩሑል ከውኽብቲ ቀትሪ ጻሓይ ኢያ ወርሒ ለይቲ ኣዜ ዘድንቕን ውስጠዘ ናይ የማነ ባርያ ደርፊ።
@asmara6901
@asmara6901 Жыл бұрын
" ሞወጽ ሳላይ ክብል ስኒ ተስሓቀ" ቃል ወዲ ትካቦ።😊
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ናይ ኺሮስ ኣሚቸ ትብል ክትህይሰለይ ምደለኩ ነይረ ፍቃደያ እንተኮንካ ምሳይ ዝሳማማ ላይ ይግበር:
@user-ld9kh4tx4p
@user-ld9kh4tx4p Жыл бұрын
ተንኪፍዋ ኮ ኔሩ ተመሊስካ ረኣዮ ካል ቪድዮታቱ
@user-lx9rk1nx6n
@user-lx9rk1nx6n Жыл бұрын
ወዲ ትካቦ ተነቢቡ ዘይወድእ መጽሓፍ እዩ ደኒ ክበረት ይሃብልና ❤❤
@user-es6lh9kq5d
@user-es6lh9kq5d Ай бұрын
ናይ የማነ ባርያ መን ካብ መን ሃይሰና አባ ❤
@thomasberhe6351
@thomasberhe6351 Жыл бұрын
Stand ovation 👏👏👏, respect.
@EBOY-ok6li
@EBOY-ok6li Жыл бұрын
የውሃንስ ትካቦ ( ወዲ ትካቦ ) ጀግና ተባዕ ስነጥበባዊ ናትና ብሙካንካ ኩርዓት ኢና❤
@farklaentertainment4529
@farklaentertainment4529 Жыл бұрын
ናይ መዳ ኑኡሰይ (ቡዙሕ ኣሎ) ትብል ኣብ ዝሰማዕኩዋ ኣብ ገለ ህሞት ትሸመኒ ተኺኢልካ ገለ በለና🙏
@ashebrabrahakebede5300
@ashebrabrahakebede5300 Жыл бұрын
ናይ ኣብራር ዑስማን ወስ በለና ወድ መምህር ወደይ
@uno8190
@uno8190 Жыл бұрын
ወይ'ዛ ጉማየ ወይ'ዛ ጉማየ መጺኣ ኢሎማ ብመረብ ከም ቀደማ.......... ክረምቲ ሓሊፋ ሓጋይ ምስ ኣተወ..... ሳዕሪ ተሳኢኑ ጎሎ ምስ መነወ...... ቆራዲድ መልእዎ ጉማ ሓምራ ላመይ ..... ይምነ ነበርኩ ከለቅሓ ደመይ.!!!!!!
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
Hiiiii my lovey better I’m so happy to see you. Unbelievable if we have 10 younger. Generation. We will see in the Eritrean future. Anbbssa wody. Teacher son Hod needs you. And your father 🌷🌷🌷🌷🌷❤️❤️❤️❤️❤️🌸🌸🌸💕🙏
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 Жыл бұрын
Sorry. God bless you. 💕
@azizyosuf639
@azizyosuf639 Жыл бұрын
ብኽያተይ ንብዓተይ ኣውያተይ ዘይስማዕ ማኣዲ ገዛና ብ ጓኖት ክብላዕ ( የማነ ባርያ )
@heri3588
@heri3588 Жыл бұрын
ንወዲ ትካቦ ሕጂ ከምቶም ካልኦት ገጠምቲ ገጣሚ ጥራሕ ሊልና ዲና ክንሰግሮ? እዚ ገጣሚ ጥራሕ ኣይኮነን። ካልእ ስም ሃብዎ❤❤
@DanielHaile-ww1ez
@DanielHaile-ww1ez Жыл бұрын
ፈላስፋ ደርፊ ተበልናዮ ኸ 👏
@Football75
@Football75 Жыл бұрын
Wehdwo hawyi ❤
@abitifili3597
@abitifili3597 Жыл бұрын
ሊቕ
@yonnasgeria83
@yonnasgeria83 Жыл бұрын
እምነ ዓረ ትብል ኣምጻልና ናይ ወዲ ትካቦ ወዲ መምህር ዓርከይ ጽቡቅ ስራሕ 👏👏👏
@mogossbhatu3067
@mogossbhatu3067 Жыл бұрын
ዋውውው ኣብታ ናይ ቆጫጭ ዘምጻኻያ መረዳእታ ብጣዓሚ ገለ ዓይነት ክትግምጠልዩ ኒርዋ ብሓፈሻ ጹቡቅ ቀጽሎ ጥበብ ኣብ ደርፊ
@Abite-wc6jb
@Abite-wc6jb 2 ай бұрын
Appreciate u Bro...keep going on..
@akliludawit3597
@akliludawit3597 Жыл бұрын
Thank you Dani!
@dinishtekle194
@dinishtekle194 Жыл бұрын
So, Westezea...is metaphor and Misalea is Simile...learning new Tigrina words.. Thanks Moksee.
@abielyohannes521
@abielyohannes521 Жыл бұрын
Wsteze is more like wordplay, double entendres. Not metaphor, metaphore is msalie as a matter of fact
@dinishtekle194
@dinishtekle194 Жыл бұрын
​@@abielyohannes521 I see..ok, thanks for clarifying❤
@user-ei2qs4qs1q
@user-ei2qs4qs1q Жыл бұрын
"ናይ እምባኹም ዓሳ ሰብ ነኺሱ"እትብል ሓረግ ግጥሙ ካብተን ትምስጠኒ እያ ❤
@user-np1ru5gb2y
@user-np1ru5gb2y Жыл бұрын
ዳኒ ተስፋ መኒእሰያት ናይ በሃቂ ፂቡቅ ቲምህርትን ቲንተናን ❤❤
@rahelaraya4920
@rahelaraya4920 Жыл бұрын
ቁሊሕ ክብላ ዓይና ዓይኒ ርግቢ መሸከላ ዉጺኢት ጸራቢ። ፈውሲ ልቢ ትብል
@kelabkidane5957
@kelabkidane5957 Жыл бұрын
Good job Dani incredible analysis!!
@habeshawi123
@habeshawi123 Жыл бұрын
Xbuk srah wedi memhr nay wedi tkabo bzuh amxelna
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 Жыл бұрын
Dani wedi መምህር የመስግነካ፡ ብሳላካ ደርፊ ከስተማቅር ጀሚረ
@semayeyuderetey3616
@semayeyuderetey3616 Жыл бұрын
ቐዲሙ ከም ተቐደመ ኣቤቱስ ከም ተዓደመ long live Yewhans Tkabo Thanks so much Dani
@amenred5124
@amenred5124 Жыл бұрын
Unbelievable thank you for sharing. We are learning.. Johnny extremely mastered this kind of art
@teamemedia
@teamemedia Жыл бұрын
Well done Dani 👏👏👏
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
Thank you wedi memhr Daniel
@fishtareke3654
@fishtareke3654 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ nay abrar hdmona tbl mesilwa zelo tara derfi zmeslena wuhudat aykonan
@robitete3838
@robitete3838 Жыл бұрын
ሞ ንወዲ ትኮቦ 2012 ኣብ ዛራ ዝኣሰርዎ እዛ "ግዜ" እትብል ደርፊ ምስ ዘየመ ማለት እዩ💔?
@shamrezene7285
@shamrezene7285 Жыл бұрын
Wedi memhr medebatka bteami xbuq nay abrham afewerki meley nhager dyu derifuwa weys ngal eyu plass amxalna ❤❤❤
@Tesfausnkey12345
@Tesfausnkey12345 Жыл бұрын
ዳኒ እታ ጽኑዕ ዝበደለ ዘላ ቅኑዕ ዝበደለ ኢያ ትብል ዘላ ❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ወርሕን ኮኾብን ኣብ ዓይና ክልተ ኣፉ ሴፍ ኣብ ስና ሕብስተ ማና ኣብ ልሳና ቀታሊ ቆመና ኣይኮነን ዓይኒ ዘለዎ ኣይኮነን ፍጡር ወድ-ሰብ ኣቑጽልቱ ኣወዛዊዙላ ተማሪኹ ገረብ
@BrhaneGebreyesis
@BrhaneGebreyesis Жыл бұрын
Wedi memhr nay Germany brged nehamedu gele belena bejaka ab seata hgdef etay aynet rebha rekibu etay aynet wdqet ke agatimuwo i love you my brother
@zxtsf
@zxtsf Жыл бұрын
😊😊😊😊"ንሶምሲ ይገፉለዉ ብዘይመለሳየ፡.......ንሕናኸ ዓሳዶ ፡ ንሕናስ ንዓሳ !!!!???
@looking_good.
@looking_good. Жыл бұрын
ናይ ወዲ ትካቦ " ጽላል ዝህብ ኣምሲሉ ጽሓይ ዝሰርቅ ኣሎ" 😢
@tefintewelde9434
@tefintewelde9434 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ኣንበሳ ናይ ናይ ኣብራር ዑስማን ጽባሕ እባ ኣምጻልና❤❤❤❤
@yorsalemyoruse3912
@yorsalemyoruse3912 Жыл бұрын
Betemi xebuk thanks hawey
@kiros123
@kiros123 Жыл бұрын
ዳኒ/ ከም ወትሩ ጽቡቕ ጠመተን ኣቀራርባን/ ወዲ ትካቦ ልዕሊ ኩሉ ዘድንቖ ከኣ ፍቕራዊ ደርፍታቱ ባባህላዊ ምዃኑ እዩ
@user-mn1ss2gs6o
@user-mn1ss2gs6o Жыл бұрын
Welcome 💖👈🏽
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j Жыл бұрын
ኣገዳሲን ዓሚቅን መልእኽቲ ቅኒት ዜማ። Thanks dani
@solo8haie953
@solo8haie953 Жыл бұрын
Astewuel eritreawi! Afra keytregix mesilka emni ❤❤❤
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ቅናት ኣደይ ማርያም ክትድምስሶ ዶ ይካኣል ከመይ ተጌሩሞ በየናይ መሰላል ፍቕረይ ድማ ኸምኡ ኣብ ርሑቕዩ ዘሎ ኣብ ዝባና ኣይኮነን ማይ ከምዝብልሎ ላዕላዩ ርኢኻ ኣይትፍረድ ፈራዳይ ጠሊማ ኣይኮነትን ካሊእዩ ቲ ጉዳይ ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ ስለዚ ጠላም ኣይትበልዋ ነገር ጋል ነገር ጋል ኮይኑ ሸተት'ዩ ኢልዋ ሰለዚ ጠላም ኣይትበልዋ
@bossbigger6129
@bossbigger6129 Жыл бұрын
ኪሮስ እኮ ፍሉይ እዩ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
@@bossbigger6129 ኺኸይይይ❤️❤️
@peacefortheworld2101
@peacefortheworld2101 Жыл бұрын
እወ ልቢ ዝጎድእ ንሕናስ ንዓሳ😢😢😢😢
@biniht1412
@biniht1412 Жыл бұрын
ወዲ መምህር: ብሉጽ ትሕዝቶ እትቕርብ ንፉዕ መንእሰይ:: ሰስነልና! መደብካ ኩሉ ግዜ ደስ ምስበለኒ'ዩ:: እዛ ናይ ቆርጫጭ: ብኻልእ መኣዝን እንተጠመትካያ'ኸ? እቲ ወረ ብጃልባ ክውከል እንከሎ: ኣብ ክንዲ ምስጢር ኮይኑ ኣብ ባሕሪ (ናይ ፍቕሪ) ዝሰጥም (ዝጥሕል: ዝጠልቕ: ዝቅበር: ዝዕቀብ): ዘይጥሕል ጃልባ (ወረ) ኮይኑ: እንዳንሳፈፈ: ብዝነፈሰ ንፋስ እንዳተደፍአ: ኣብ ፈቐዶ ደንደሳት (ኣእዛን): ንኸይበጽሕ ዝገልጸላ ኮይኑ ይስመዓኒ::
@fenantsega3473
@fenantsega3473 Жыл бұрын
ናይ ኪሮስ ኣስፍሃ:-ሃገረይ ትብል ዳኒ ቡሮ ብጣዕሚ ኢካ ንፉዕ ቀጽሎ 🤛🏾💪🏾🤛🏾💪🏾🤛🏾💪🏾
@millionmulugeta7558
@millionmulugeta7558 Жыл бұрын
Dfetwa wusteze delewa derfi nay sami brhane hwetey tbl ya bay the wey nic meglexi zarkey 👍👍👍
@nahomgoitom1206
@nahomgoitom1206 Жыл бұрын
ስነ ጥበብ ኣብ 2 ከፊለ ምረኣኽዎ 1፡ ሓደ ከም ጸባ ምመሰልክዎ ንግዚኡ ትብህጎ ጽንሕ ምስ በለ ግን ምንህልን ይብል መልክዑ ኣይከም ቀደሙን ይመጽጽ ከም ዝቐነየ ስዋ ? 2፡ድማ ከም ዋይን ምመሰልክዎ እናሓደረ ዝምቅር ምስ ግዜ ጣዕሙ ዝውስኽ እምበር ዘይቅንስ ❤
@abraham.tesfazghi7984
@abraham.tesfazghi7984 Жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፍሃ ,,መክሰብ ሕመት ዓለም"
@efremsolomon1555
@efremsolomon1555 Жыл бұрын
ትገዛና ዓቢ ህድሞ ቱዃን ቁንጪ መሊሞ... this is deep idiom
@ashebrabrahakebede5300
@ashebrabrahakebede5300 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ወድ መምህር ከምዚ ከማካ ኑቃሓት መንእሰያት ኣምላክ ይዓድለና
@medhanieneraio5141
@medhanieneraio5141 Жыл бұрын
እምበር ወዲ መምህር ንባዕልኻ ዝዓበየ መምህር ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zinarmulugeta9880
@zinarmulugeta9880 Жыл бұрын
King ywhans Tanks
@yonifetan9119
@yonifetan9119 Жыл бұрын
ዳኒ ስማርት፣ ንቑሕ ንኡስን ዘድንቐካን መንእሰይ ኢኻ። keep it up!
@user-oy7sv9sw1g
@user-oy7sv9sw1g Жыл бұрын
ብዑሙር ኣግራብ ዝተከበበ ቀይሕ ፍዮሪ ዛዓንበበ ት ልሙዕ ሰሉም ኣደራሽኪ ኣትየ መሪቀዮ ደስ ኢሉኒ ደስ ይበልኪ ደስ ደስ እውይ ደስ ደስ 😂 ትብል ናይ ካሕሳይ በርሀ
@teditedi902
@teditedi902 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@brhaneteame913
@brhaneteame913 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂ኣንብዕኻኒ ኣንታ ወዲ
@sleepless001
@sleepless001 Жыл бұрын
ተማሂርና ኢና ! ዳኒ ሓውና ተቐንየልና። ናቶም ንብዓት ሓርገጽ ናትና ንብዓት ዓሳ ምድረ ባሕሪ'ለዋ ጽኑዕ ጓሳ ኣእጋር ዓመጽ ዘየወሳዉሳ እወ ንብዓት ዓሳ ክፈጥር እዩ ማዕበል ደም ሓርነት ዝተነጽጎ ጸበል ክሰግሮ እዩ እዚ ዘመነ ገበል !
@medhaneyikealo9219
@medhaneyikealo9219 Жыл бұрын
ውዲ መምህር ጅግና ንፉአ ብሃኪ ) ናፊቖዮ ዊን አልኒ ናይ ብርሃነ ሃይለ
@yorsamore
@yorsamore Жыл бұрын
Thank you as usual Legend “DANNY” boy 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@yonastesfay455
@yonastesfay455 Жыл бұрын
Hargexin xebeln yrakebu wenteze leyti ❤
@YonatanBahabelom5514
@YonatanBahabelom5514 Жыл бұрын
ብደቂቕ ካብ ዝከታተሉኻ እየ!ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር ዪ ገንዘብ ከይከፈልካ ትማሃሮ ትምርቲ።
@samuelmebrahtu8661
@samuelmebrahtu8661 Жыл бұрын
ኣድኒቀ ኣይጸግበካን እየ ወዲ መምህር ሓወይ ❤❤ እንድያሞ
@eriboys1075
@eriboys1075 Жыл бұрын
ኣብዛ ናይ ሎሚ መደብካ፥ ካብ ሕጂ ኒነው ከመይ ጌረ ደርፊ የስተማቅር ተማሂረ ኣለኩ። thank you 🫡
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣብ ዶባት ለበዋይ ከጽንዕ ኣብ ማእከል መሬርትኪ ከልምዕ ብረትን ነዊትን ብማዕረ ክሕርስ ክቱክስ ክበራረ ኤረይ ሂወትኪ ክሳብ ዘይማዓረ ከም ፈረስ ደዊለ ክሓድሬ
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 Жыл бұрын
Edmen tienan yehabka fetari wedi memhr jigna
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
Ezi tigrigna eko mrdue ytsgmena lo.😊 xbuk srah!!
@Haki-uw8ny
@Haki-uw8ny Жыл бұрын
ስናዕ ቆቢዕ ሰፍዮም ባዕሎም ዝምረቁ ቁኑዕ ፍትሕ ጎስዮም ፍርዲ ዝናፍቁ
@ameromhabte1473
@ameromhabte1473 Жыл бұрын
Ab Qalem kelena Qalem ktsenena....????? Ab .. Qalem kelena eber Qalem sienaya.... wedi tkabo Getamay aytbelo Aytgage.. ❤❤❤❤❤❤❤.
@jonethebreain2031
@jonethebreain2031 Жыл бұрын
ዳኒ! ኣብዛ ናይ ወዲ ትካቦ ቁሩብ ሞይታትካ ኣላ:: ባዕሉ ወዲ ትካቦ ኣብ ፓልቶክ ዝተዛረቦ ኣሎ:: ናብ ክፍሊ ሳንሱር ክኸይድ ከለኹ ልክዕ ከም ንኲናት ዝኣቱ ዘሎ ሰራዊት ኣጽዋሩ ሒዙ ዝኣቱ:: ከምኡየ ውስጠዘ ጌረ ዘሽክዖም ኢሉዩ ወዲእዎ:: ወዲ ትካቦ ዝኣክል ኣሜሪካ እንተበልዎ ዝታለል ይመስለካ:: ኣይትጋገ:: ናይ ፍረሰላም "ናፊቀኪ" ትብል ስምዓያ::
@eseyaseyob8765
@eseyaseyob8765 Жыл бұрын
ትምኒተየ ስልምቲ ጽምብላሊዕ ዕለብኒ ዓምቢበ ክጥጥዕ ኣብርሃም ኣፍወርቂ
@sadulayweldeab1945
@sadulayweldeab1945 Жыл бұрын
ነቲ ሃዋርያ ዝጽሓፍዎን ቅዱስ ሰለሙን ዝተጽሓፈ ደራሲ ዝጽሓፎ ኢልካዮ፡ ጌጋ ጌጋ
@standup_comedies
@standup_comedies Жыл бұрын
ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ቆጽሊ ጋባ ኣብኡ ዘሎ ውዝጠዘ ባ ኣቅርበልና ዳኒ❤
@zxtsf
@zxtsf Жыл бұрын
😂😂 " ዛንታ ትማሊ ግን መሪርን ነዊሕን ፡ ኣእላፍ ዝወሰደ ሓጺርን ነዊሕን ፡ ጸሊምን ቀይሕን፡ ታሪኽ እንተዝብሎ ሓጠቕን ጠላሕን ፡ ንመን ምተማዕቶ ታሪኽ ተዝሕንሕን ??? ❤መልሲ ፡- ንንዳቦይ ስባህቱ ❤
@user-ys3ff9yo2h
@user-ys3ff9yo2h Жыл бұрын
Thanks bro❤
@yemanegebrehiwet903
@yemanegebrehiwet903 Жыл бұрын
በዓል ኣደይ ደኒነን ንዝጊ እንዳተማህለላ ኣብ ዝባነን ክዓልብ ኣብ ዝባን'ቲ በሰላ መን'ያ ሕጂ ትመጽእ ደም ባርድ ተኻሒላ መን'ዩ ክድጉዓላ መን'ዩ ክሽልለላ ዓደይ ሰማይ ትጥምት ናይ ምድሪ ካብ ኣኸላ ዳኒ ካብተን ዝፈትወዛ ጥውዘዛ ኢያ እዚኣ። ገለ ትትብለና ብዛዕባ (ኣታ ሕጂ ድማ) ትብል ከኣ ቤላ ኔሩ!!!!
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ወዲ ትኻቦ ዘይድገም 💪💪💪✊✊✊
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet Жыл бұрын
ሱቅ ኢልካ ትናፈቅ በቃ! ትጽብይ ነብለካ ወዲ መምህር ቀላሲ ንኡሳን ወሬዛታት! No body compared with you. U're 🤴💚
@semeremebrahtom4869
@semeremebrahtom4869 Жыл бұрын
Thank u dani
@samirajfkfvdl811
@samirajfkfvdl811 Жыл бұрын
Smart right ✅ 👌 👍 ❤
@jossytm6814
@jossytm6814 Жыл бұрын
Here in the West most Eritreans are lonely. The problem is that we don't have places to meet people. It's necessary to bring back arrange marriages. Can you pls do a video on this topic
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ዓስራይ ክፋል
16:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 44 М.
ህየሳ/ትንተና ደርፊ 'ምዕራፍ' ...
23:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 178 М.
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 57 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 45 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 16 МЛН
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 38 МЛН
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 276 М.
Wedi Mobae 🦁💙💙💙 ወዲ ሞባእ
9:04
MB Entertainment
Рет қаралды 8 М.
ናይ ኲናት ጥበብ | The art of war
26:30
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 48 М.
Interview with  Yohannes Tkabo aka Wedi Tkabo - 2011 Part 1
1:35:34
ህየሳ ደርፊ 'ፕላኔት'
21:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 90 М.
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 57 МЛН