እቲ ዓብይ ምስጢር ናይ ዓርቢ ስቅለት ትርጉም ናይቶም ኣስማትን Tewahdo zebeaman ብመ/ምስጢር አማኑኤል መ/አብ

  Рет қаралды 4,960

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

2 ай бұрын

ኣብ ግዜ ሕማማት ሰላም ኣይበሃልን ገጽ ኣይማዕተብን ወሳኒ ኣካል ኣሎ ዝጽለዩን ዘይጽለዩን ስርዓተ ስግደት ብተግባር ንመሃረሉ ትምህርቲ ኢዩ ብፍላይ ቤተክርስቲያን ንዘይረኽባ/ቡ ሼር ብምባል ነባጽሓሎም እንታይ ኢልና ንጽሊ መዓስከ ንሰግድ? ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam

Пікірлер: 61
@frezghitesfai8079
@frezghitesfai8079 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ምርጌታ ልዑል እግዛብሄር ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይቀድሰልኩምን ይባርከልኩን ❤❤❤
@helenkahsai4982
@helenkahsai4982 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 2 ай бұрын
Amen qale hiwet yesmelana ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@teweldekifle5951
@teweldekifle5951 2 ай бұрын
ኣሜን 3
@yordanosangesom3500
@yordanosangesom3500 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@user-hx5ye1gs3q
@user-hx5ye1gs3q 2 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmeana ❤❤❤❤
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 2 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ልዑል ፈጣሪና ይቕሬ ይበለልና😢😢😢
@teweldekifle5951
@teweldekifle5951 2 ай бұрын
ቃለሂወት የስማኦልና ዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይሓብካ!!!!!!!!!!ኣሜን
@tesfaybokre6907
@tesfaybokre6907 2 ай бұрын
እግዘኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም መምህረይ ቃለሂወት የስመዓልና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና
@abraham0345
@abraham0345 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና
@samrawitaron2422
@samrawitaron2422 2 ай бұрын
ቃልሂወት የስምዓልና
@andatissak
@andatissak 2 ай бұрын
ቃል ሄዊት ይስማልና, አግዛበር ኣምልኽ ይብርኩመ ኣቦና
@mmn5965
@mmn5965 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmana kubur memehrna
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 2 ай бұрын
😢ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር መምህርና ❤🙏❤🙏❤🙏❤❤❤❤
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmelna
@user-ls4xt6kk7n
@user-ls4xt6kk7n 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 enqae tsome lugam fetehalna
@kidstweldeamlak2617
@kidstweldeamlak2617 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmlana
@birikitialemayo3516
@birikitialemayo3516 2 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🤲
@nebiatkaleab8285
@nebiatkaleab8285 2 ай бұрын
Amen Amen Amen good Friday
@zeeMe2323
@zeeMe2323 2 ай бұрын
Amen Amen Amen kale Hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏🏼👏🏼👏🏼
@teweldekifle5951
@teweldekifle5951 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yemanegebreyohans5980
@yemanegebreyohans5980 2 ай бұрын
Selam abona selamkum ybzhalkum kale hiwet yesmalna🙏🙏🙏🙏
@nebyatberhe8897
@nebyatberhe8897 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yirgaberhe8516
@yirgaberhe8516 2 ай бұрын
Kalehiwet yesmana abona 🙏
@mengstabaraya2837
@mengstabaraya2837 2 ай бұрын
ሰላም መምህር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ እሞ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣነ ኣብ ዝነበርኩዎ ዓዲ ምስላምን ኣይፍቀድን እቶ ምምዕታብ ግና ይምዕተብ እዩ ተማሂረ ኣባ ገብረኪዳን ከኣ ትማል መሊሰ ሰሚዐዮም ይምዕተብ እዩ ኢሎም ይምህሩ ነይሮም ረአይዎ እስከ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣይበሃልን ይብሉና ኣለዉ ካልእ ከኣ እሞ እንታይ በስመኣብ ዘየብል
@user-oq3il3tj5k
@user-oq3il3tj5k 2 ай бұрын
👏👏👏
@Fievi7222
@Fievi7222 Ай бұрын
ከማኹም ኣገልጋሊ የብዝሓልና ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና መርጌታ ኣማኑኤል ❤❤❤❤❤
@abuneendryas203
@abuneendryas203 2 ай бұрын
ቃለ ህይወት ቀጽልዎ መምህርና
@ereyalemey190
@ereyalemey190 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና መምህር
@bereketbere4809
@bereketbere4809 2 ай бұрын
Amen 🙏 ❤❤❤❤❤
@hshhdhdh8547
@hshhdhdh8547 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐና❤
@alemtesfai525
@alemtesfai525 2 ай бұрын
Amen kale hewit yesmalna
@tsehayneshweldu4416
@tsehayneshweldu4416 2 ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalina Egzabihar amlak xegua yebzihalkum memharena
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 2 ай бұрын
Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 2 ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen
@SabaGebrehiwet-hi6rc
@SabaGebrehiwet-hi6rc 2 ай бұрын
Kale heywet yasemalen Amen Amen Amen 🙏
@rahelfesaha942
@rahelfesaha942 2 ай бұрын
Amen Amen Amen abona thank you alot.
@user-hf5bj8ok4l
@user-hf5bj8ok4l 2 ай бұрын
Amien Amien Amien luel egziabihier bijana koynu hiwetu zkefelelna tentinka zeywda weletu kbrn msganan neu ykun kemu win kbur memhrna qale hiwet yesmalna xegu yebzehalka
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berhefishayemerid4624
@berhefishayemerid4624 2 ай бұрын
Memehr edmenn tenan yehabkum
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 2 ай бұрын
_እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም ዮብዘሐዮ ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽና ውዕለቱ ክንዝክር ልቤ ልድያ ዝከፈተ ልቤና ይክፈተና አሜን አሜን አሜን_
@Yorsalem-vs1ji
@Yorsalem-vs1ji 2 ай бұрын
Kalehiwet yesmelna ybarkena ykedsena fetari
@flimonzerabrukgoje
@flimonzerabrukgoje 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና በሓቂ መምህር ሎሚ ግዜ ብዙሕ ጋሻ ትምህርቲ ዝበዝሓሉ ግዜ ኢዩ። ንሕና ድማ ህዝበ ተዋሕዶ ድማ ሕግን ስርዓትን ናይ ኣቦታትና ተኸቲልና ክንከይድ ይግብኣና። ብጋሻ ትምህርቲ ከይንታለል ህዝበ ክርስትያን ንማምሀር። ንስመዓዮም።
@ksanetalazar6534
@ksanetalazar6534 2 ай бұрын
Amennnnn
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ መጋቢ ምስጢር ኣባ ኣማንኤል መንግስተኣብ ወዲ ሉቃውንቲ ዝኮንኩም ኣቦ። ብስቅለቱ ንኩላትና ዝኣመና ካብ ኩሉ ሓይጣትና ዲሒና። ንስሌና ኢሉ ጎይታናን፡መድሓኒናን፡ኣምላክና ኢዮሱስ ክርስቶስ ተሰቂሉ። እቲ ሓቂ ኣዳቂቆም እንተ ዝፈልጥዋ ነይሮም ጌጋ ትምህርቲ ኣይምማሃሩን ነይሮም። እዚ ኩሉ ከከም ድሌትካ ትምህረሉን፡ትዛረበሉን ኣይኮነን። ስለዚ ይቅረ ይበሎሎም ምበር እንታይ ክንብል። ንስኩም ወግሐ ጸብሐ፡ሓቀኛት ትምህርትን፡ወንጌልን ትሰብኩን፡ትምህሩን ኣለኩም። ነቲ ናትኩም ዝሰምዕን፡ዘተግብርን ብሓቀኛ መንገዲ ክማላለስ ኢዩ። እቶም ነዚ ሓቂ ዘይቅበሉ ግን፡ፍዳ ኣለዋም። እቲ ትዕቢትን፡ንዕቀትን፡ብደዐን ከኣ እንታይ ሰዕቤን ከም ዘውርድ ኣይፈልጥዋን ኢዮም ዘለዉ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ግን መርከብ ሰላምን፡ድሕነትን፡ቅሳነትን ኢያ'ሞ ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን!!!
@user-fy1hz6zn1h
@user-fy1hz6zn1h 2 ай бұрын
በስመአም ተይኮነስ በስመ አብ ይበሉ መምህር!
@anvarpulatov2072
@anvarpulatov2072 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-iu7on3uo7d
@user-iu7on3uo7d 2 ай бұрын
amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yayabare2586
@yayabare2586 2 ай бұрын
Amien amien amien abona qale Hiwet yesmaOalna
@mebrahtuhayleab
@mebrahtuhayleab 2 ай бұрын
Amen
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Amennnnn Amennnnn Amennnnn kale hiwet yesmealna Kubur hawna memhr Zebeaman nhna ka haylin xnatn yhabena
@user-mn7ly3zf7f
@user-mn7ly3zf7f 2 ай бұрын
Qala hiwat yasmialna mamher heto aloni 13 hemamata masqal ketabrehulay btehtena yhatet
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 2 ай бұрын
🤲🤲🤲🙏🙌🙌🙌🙏⛑️⛑️⛑️🙏💒🙏
@wedimedhaniealem8260
@wedimedhaniealem8260 2 ай бұрын
ኣቦና ጎይታና መድሓኒና 136 ድዩ ወዲቁ ተሲኡ ወይሲ 36 ተገዲስኩም መልሱልና
@zerimariambahta6908
@zerimariambahta6908 2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ምስጢር ፡ ኩሉ ትምህርትኹም ኣዝዩ ዓቢ መንፈሳዊ ንቕሓት ዝህብ ዩ ፡ ንሕብረተሰብና ኸኣ መሪሕ ኣበርክቶ ዩ ዘለዎ ። ኣነ ሓደ ካብ ተኸታተልትኹም ኮይነ ኣብ ስርዓት ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ክበርሃለይ ዝደለኹወን 2 ሕቶታት ኣለዋኒ። 1.ሓደ ምእመን ስለምንታይ ዩ ኣብ ሓደ ካህን ጥራይ ንስሓ ዝኣቱ ወይ ሓደ ኣበንስሓ ዝህልዎ ( ኣብ ዝኾነ ካህን ንስሓ እንዳ ኣተወ ክነብር ዘይፍቀዶ ብፍላይ ኣባና ኣብ ኤርትራውያን)፣ 2. ንሕና ኤርትራዉያን ከ ስለምንታይ ኢና ደቂ ተባዕትዮ ነጸላና ተዓጢቕና ቅዱስ ቁርባን ንቕብል፣ ንትህቡና መብርሂ እቐዲመ የመስግን።
@user-rc2lz8cv2i
@user-rc2lz8cv2i 2 ай бұрын
Emo kab meas iey selam zeybehal malet kab senuy endiy zejemir hakey eske melsi habuni?
@yonasbereket5289
@yonasbereket5289 2 ай бұрын
ሰላም መርጌታ ዘኣማኑኤል ቃለ ሂወት የስመዓልና ነገር ግን ሃደ ነገር ከሐተኩም ሰላምታ ነሓሙስ ጥራይ እዩ ዝብል ኣበየናይ እዩ ሰላም ኣይትበሃሉ ዝብል ብዙሓት ሊቃውንቲ ዝመሃሩና ዝሰማምዕሉ ውን ኮምኡ እዩ ሓሙስ ውን ከምቲ ዝበልኩሞ ምሲጥር ስለ ዘለዎ እዩ ተዘይ ኮይኑ ግን ሕማማት ሙሉእ ሰላም ኣይትበሃሉ ዝብል የለን 2" ከምኡ ውን ትእምርተ መስቀል ኣይተማዕትቡ ዝብል ዮለን ኣበየናይ መጽሓፈ ኣዋልድ እዩ ኮም ኡ ዝብል እዚኣ ትምህርቲ ከይጋጨወኩም ምስቶም ዓበይቲ መምሓራን ከም በዓል ኣባ ገብረ ኪዳን ድያቆን ዮርዳኖስ ዘኣመሰሉ ማልት እየ ንሕና ካብቶም ዓበይቲ ተዘይኮይና ካብዞም ሲእሎም ኮራኩር ዝኮኑ ኣብ ዩትብ መምሓራን ዝመስሉ ግን ባዶ ርእሲ ዘሓዙ ኣይኮናን ሰሚዕና እሶም እሞ ትምህርቲ ዘድልዮም እዮም እዞም ናይ ዩቲብ ማለተይ እየ ንስኩም ዉን መርጌታ ካብቶም ኣለውና እንብሎም መምሓራን ስለ ዝኮንኩምስ እዛ ትምህርቲ ከይትጋጨውኩም እየ ዝጽሕፈልኩም ዘለኩ እንበር ከምቲ ኣቦታት ዝምሁርና መጽሓፍ እዩ ዳኛ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ኣጆኩም ኣይትህመቁ ብዙሕ ኢና ካባኩም ተማሂርናን ንመሃር ዘለና ብሩክ መዓልቲ
@SurprisedFishingRod-om9um
@SurprisedFishingRod-om9um 2 ай бұрын
👏👏👏
@SabaGebrehiwet-hi6rc
@SabaGebrehiwet-hi6rc 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@user-kw1nj6uh4q
@user-kw1nj6uh4q 2 ай бұрын
Amen
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 360 М.
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 30 МЛН
መልሲ;- ንሕቶ ብዛዕባ "ኣከለ-ጉዛይ" ዝቐረበ;  1ይ ክፋል  ዕለት/6/ሰ/ነ2021/
58:03
ምንጪ መስተፈቅር ካበይ እዩ Aba Teklemariam Gebremichael
1:44:22
Apostle Nejat / Salvation In Christ Channel
Рет қаралды 57 М.
መንግሥተ ሰማያት ቀሪባ ኣላ እሞ ተነስሑ ወ/ማቴዎስ 4፡17
49:43
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 13 М.
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,4 МЛН
DESAFIO IMPOSSÍVEL! #trending
0:13
O Mundo da Ágata
Рет қаралды 20 МЛН
Хитрая МАТЬ делит НАСЛЕДСТВО между ДЕТЬМИ 😱 #shorts
1:00
Лаборатория Разрушителя
Рет қаралды 2,9 МЛН
КАРМА ПОРАЗИТ ЭТОГО ЧЕЛОВЕКА
0:41
Pringles chips 😱🤣 #demariki
0:25
Demariki
Рет қаралды 3,1 МЛН