KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ATV: ቅልዕቲ ደብዳበ: ናብ ኮ/ል ተስፋልደት ሃብተስላሰን ኮ/ል ፍጹም ኢሳቕ(ለኒን) - ካብ ውሽጢ ዓዲ
36:36
ኣብ ሕጽኖታ ብሰብኣያ ዝተቐተለት መርዓት፡ ንዮርዳኖስ ኣብጽሑሉ በጃኹም
10:29
GIANT Gummy Worm #shorts
0:42
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Рабочая миниатюрная модель Автомата Калашникова. АК-47
0:34
Scary night games with Megan | Megan robot doll scared me #shorts
0:28
እቲ ክኸውን ዝነበሮ ካልእ እዩ። ጌጋ ክልቴኹም
Рет қаралды 9,550
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 9 М.
nkulu senay
Күн бұрын
Пікірлер: 108
@AbrehetIyassu-w3u
25 күн бұрын
Goyta ybarki. Egzabhier ybarek!
@berhane999
26 күн бұрын
ብርኽቲ ሐብተይ ተባረኺ ነቶም አፎም አግፊሖም አሜን ዝብሉ ደገፍቲ ነብያት ሓሶት ትምህርቲ ወንጌል ምሃብ ይምረጽ ተባረኺ
@SolomonSeyum-ju1sq
26 күн бұрын
ጎይታ እየሱስ ይባርኽኪ ጸጋ አምላኽ የብዛኻልኪ ብርኽቲ ሓፍቲ
@ከሰተኣስፋሃ
25 күн бұрын
አዝዩ ግቡእን ቅኑዕ ንኽልቲኦም ዝሃብክዮ ግበረመልሲ እዩ እሞ ኣምላኽ ይባረኽኪ ክብርቲ ሓፍቲ። ከመዚኦም ዝበሉ ምስዝበዝሑ አብ ሃገርናን ህዝበናን ክመጽእ ዝኽእል ኩራ ኣምላኽ ካብተን ከምዚ ዝበሉ ሓሰውቲ ነቢት ዘለውወን ክንርእዮ ንኽእል ኢና እሞ እዞሞ ሰባትን ሰዓብቶም ብእዋኑ ህዚ ክኹንኖምን ክግስጾምን ኢዩ ዘለዎም ከምኣቶም ዝመስሉ ከየወለዱ። ኣምላኽ ንምኽሪ ሰይጣን ይገስጾን ይግንሓዮን።
@solomondebesay5542
26 күн бұрын
አምላኽ ይባርኽኪ ፍረ ሓፍተይ ፡ ጅግና ናይ አምላኽ ሰብ🙏🙏
@abuahmed5354
26 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ መንእሰያት ዕድመ ንእስነቶም ኣብ ሓሶትን ዓሎቅን ዘሕለፉ ዘሎው ዓገብ ንቦሎም ሓቂ ምዝራብ የሓይሽ ኣነ ሓቀኛ እምነት እስልምና ይብል ንስኺ ድማ ሓቀኛ እምነት ክርስትና ትብሊ ነናትና ሃይማኖት ኣሚና ታኣማሚና ብሰላም ብፍቅሪ ክነብር ይካኣልዩ
@AmineGoitom-s9l
26 күн бұрын
እንጀራ እግዚኣብሄር ብልዒ
@mosesexodus7034
25 күн бұрын
እዛ መልእኽቲ ከተምልጦ የብላን ኣብጽሑሉ። ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ ኡስታዛ ሓፍተይ
@BereketGhebreslassie
25 күн бұрын
Blessed Sister well said! MAY THIS LORD BLESSED YOU MORE!
@lucihabte5790
24 күн бұрын
Tebareki frey❤
@araratbereketab2296
24 күн бұрын
U are hero yebel tegsax
@TesfalemGhebrezghi
25 күн бұрын
Jesus love ❤️. You
@estifanoseritrea3423
5 күн бұрын
ሓቅኪ ኣለኪ። እዚ ወረና ህዝቢ ሓቂ ዘይ ፈጥ። ኮኑ❤
@senugaljeganu
24 күн бұрын
Tebareki
@Hope4Tomorrow-l8o
25 күн бұрын
Bravo 👏🏼
@wedigermen2776
26 күн бұрын
አቤል እትኽዳ ዘለኽ ጠጠወ እንተዘየበልካዮ ስፍ አምላኽ ከይወሕጠካ ዝሐፍትና አምላኽ ይባርኪ❤
@girmaytesfamicheal7682
26 күн бұрын
ጎይታ የሱስ ይባርኪ ።🎉🎉🎉
@RahelZeru-m3d
26 күн бұрын
ሃወኽ ዘለዎ ዘበን ጎይታ የሱስ ናብ ቤቱ ይመለስ. ....
@estifanoseritrea3423
5 күн бұрын
❤❤❤❤👋🏼
@LemlemMehari-i4j
25 күн бұрын
Ety haqi megnahty Ezi zbelkyo bhaqi nsu Eyu . Enteterediewos Kndi saret zkewin Hzbi betsbitsu. Egziabher neti hizwo zelo menfes hasot ygnhayo.
@smilesmile2096
26 күн бұрын
GOD bless you Eritreans sister 🙏 ❤️.
@agnesmeskel1399
25 күн бұрын
You are right 👍👍
@mogossebhom497
24 күн бұрын
ብዛዕባ አዎል ጥራይ ክትዛረቢ ዘምሕረልኪ ሕፍረትኪ ክደኒ
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
ኣቤል ስለ ዝተገንሐ ዲኻ??? ንስካውን ትሕሱ ኢካ መስለኒ::
@InnocentMountainLake-nm9eb
26 күн бұрын
ዳሓን ብሰንኩም ኣምላኽ ይኹሩየልና ኣሎ ተመለሱ ያ ያ
@samuelasgedom2561
25 күн бұрын
ናይ ዘረባ ጨለታት፡ ብዚሓመመ ኣእምሮ ዚስቐዩ ነጋዶ ዮም!
@kifletesfamichael1711
26 күн бұрын
❤❤❤ ተባረኪ
@selamawitogubai2157
27 күн бұрын
ባረኪ መምሐር ከምዚ ዝበለ መግናሐታ እዬ ዘድሊ አበር ካብ ገዛካ ይውጽ ብድሕሩ ንጓናኖት የሰናዕቅዎ
@rahwaweldetensae3972
25 күн бұрын
GBU sister ❤❤❤❤
@dendentewelde6964
26 күн бұрын
ኣቤል ኣታ ጠንቓሊ መዝማዚ ኣምላኽ ስረቑ ኣታልሉ ይብል ድዩ ንስኻ ትሰርሖ ስራሕ ግን ኩሉ ስራሕ ሴጣን ኢዩ ኣወል ጌጋ ትብሃል የብሉን ። ኣብጌስት ሃውስ ኢንታይ ከብ ትገብሩ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ ኢዩ ክንደይ መሳኪን የሕዋትና ተባላሽዉ።
@iambelovedbyjesus8521
26 күн бұрын
Emnet metseraf gega besenki wehudat sebat metseraf mega Abgezeana ab eritrea finance and so on mengsti yedeli nearu
@sarahplaysroblox6567
25 күн бұрын
Lbona zmelo kal beal zi si beynom eyom
@biniamtekletekle8349
25 күн бұрын
ሓደ ካብ ቶም ሓሰውቲ ነብያት ስለ ዝኾነ ኣምላኽ ይምሓሮ
@melottieri5470
24 күн бұрын
Tèbelaliom do hakey ? 😢😢😢😢😢😢😢hagher amaediki aitelieli intekielki tseliy agher aman new ihte. new.hagherna tibarek a aini hasadeda yidefen
@SamiAlem86
26 күн бұрын
ኣየ ሰብ😮
@etiioerit2563
25 күн бұрын
Kab Abel si Awel zhashe fltet yihlwo eiyu
@freweinitesfaldet8115
26 күн бұрын
nay behaqi haqi tezarbiki tsega yebzahaliki Gbu
@MesganaPaulos
26 күн бұрын
Nisiki ke alekido ?? Zeleki aytmesiln Firenze qalatiki tifleti👍
@WeiniOkbagabir
26 күн бұрын
God. Bless. You. Sister ❤❤❤
@tewoldekhabte7346
26 күн бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤
@hailegtesfa7540
26 күн бұрын
ሓቀኛ ፓስተራት ዝብልዎ ዕሽነት እዩ፡ ክርስቶስ ኣምላኽ ኣይኮነን ዝብሉ ክርስቶሳውያን ኣይኮኑን።
@eritreansportsfocustigrign9161
24 күн бұрын
ንስኺ ውን ክረኣየልኪ ኢልኪ ዘይመሳሰል ኣርእስቲ ጌርኪ ኣይትሓስዊ።
@samialabrha1121
26 күн бұрын
Right ✅️
@meazahabtay1272
26 күн бұрын
❤❤🎉🎉
@sabamehanzel5369
24 күн бұрын
Nisu. Wedky. Eyu. Nirsky. Tensihy
@girmaytesfamicheal7682
26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@YohannesOkbazghi-z5n
26 күн бұрын
Absolutely true
@HabtomHaylom-m3n
26 күн бұрын
ትንቢት ስለዘይተፈጸመ ዲኺ???? ኣወል ኣፈኛ ኢሰያስ ስለ ዝኾነ እንበር!!!! ን ኦርቶዶክስ ውን ጀምርዎም ኣሎ ጸረ ክርስቶስ ስለ ዝኾነ እዩ!!!ንኣቤል ክትነቅፍዮ ይግበኣኪ ምስ ኣወል ኣላጊብኪ ክትነቅፊ ምፍታንኪ ግን ተጋግኪ!!!ኣብ ዝባን ኣመንቲ ዝወርድ ዘሎ ሸግር ጸሎት የድሊ!!!!! ትንቢት ክፍሰመልና ጸሎት ያድሊ እቲ ትንቢት ተዋሂቡና ጸሎት የድሊ ኒሩ ነነዌ ብንስሓ ድህና
@iambelovedbyjesus8521
26 күн бұрын
Kem ament tselot yedeli Kenney ten bit seminar Ena but abi emotional koynu besemiet hasab lebu tezaribu Mot hiweten abeid amlak eu Atlist kaleseb ketelel ayneberan Abi ab show eu delo kendey seb abkiu alo Anyway amlak fethi nehzbi amlak Ab Eritrea
@micho1384
25 күн бұрын
እንተ ትገድፎ እቲ ኣገልግሎት ምሓሾ ክገድፎ እየ ኤሮፓ እንተዘይከድኪ ዝበላ ወይ ዘመን ረብሓ😢
@amanueltesfamaryam7940
27 күн бұрын
Lebam brkti ezi eyou eti hki
@sarahplaysroblox6567
25 күн бұрын
Nay bhaki
@selamawitogubai2157
27 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@RobelBokretsion-eb5sd
26 күн бұрын
ኣይይይይ ፕሮቴስታንት መንገዲ ሓቂ ኸኣ ተባሂሉ፡ ናይ ሰብ ሓሳብብን፡ ኣመለኻኸትን ዝሓዘ ናይ ሉተር፡ ጅሆን ካልቪን፡ ዚዊንግሊ ንመጽሓፍ ቅዱስ ብገዛእ ርእሶም፡ ምትርጋም ጥምቀት ኣየድሕንን፡ እምነት ጥራይ፡ ክቡር ስጋን ደምን መዘከርታ ጥራይ እምበር ናይ ብሓቂ ስጋን ደምን ጎይታ ኣይኮነን፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ክምዘን ከሎ ግን ውዱቅ ዝኾነ ትምህርቲ ይኸውን፡ ማት 26፥26 እዚ ንስሬት ሓድሽ ኪዳን ዝኸውን ደመይ ዩ፡ " "" """" ዝለውን ደመይ ዩ ስተዩ ፡ ንመዘከርታይ ከኣ ግበርዎ፡ ፕሮቴስታንት ከ ኖ ደሙ ኣይኮነን፡ መዘከርታ ዩ፡ ጎይታ ስጋዩ ፕሮቴታንት ከኣ ስጋኻ ኣይኮነን። ጥምቀት ወ,ዮሃ 3፣5ካብ ማይን መንፈስን ዘይተወልደ ናብ መንግስተ ሰማይ ኣይኣቱን፡ እዚ ጎይታ ብምስልስላ ንዝተዝስረቦ፡ ማይን መንፈስን ኢሉ ንዘብርሆ ፡ ማለት ዳግማ ዘይተወልደ ንዝብል ማለት ዩ፡ 1ይ ጴጥ 3፥21 ጥምቀት ሕጂ የድሕነኩም ኣሎ ማር16፥16 ዝኣመንን ዝተጠምቀን ክድዝህን ዩ ፡ዘይ ኣምርነ ግን ክፍረድ ዩ፡ ዘይኣምርነ ካብ መጀመርትኡ ስለ ዘይ ጠመቅ፡ ጎይታ ግን ዝኣመንን ዝተጠመቀን ክድሕን ዩ፡ ፕሮቴስታንት ከ እምነት ጥራይ ጥምወት ምስክር ዩ ንድሕነት ኣይኮንን፡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ክምዘን ከሎ ኸ፡ ውዱቕ እምነት ጥራይ ማት25፥ካብ 31ዘሎ ኸ ኩሉ ህዝቡ ዓለም ይፍረድ፡ ኣማኒን ዘይኣማንን ኣብ ፍርዲ ይቀርብ ዘይኣምን ግን ኣይፍረድን ዩ ብደንኪ ሰናይ ግብሪ ዝርይኮነስ ብዘይ ምእማኑ ዩ ጽፍረድ፡ ኣማኒ ግን ከም ተን 10 ደናግል ግብሪ ይሕተት ምኽንያቱ ዳግም ንክርስቶስ ዝተወለድናሉ፡ ንክርስቶስ ክንመስል ሰናይ ግብሪ ክንገብር ገላ2፥8,,,,10 ዮሃ15፥1,,,,እቲ ፍረ ዘይፈሪ ኣባይ ዘሎ፡ ኣብ ይዎርጾ ። ኣብ ክርስቶስ ዘሎ ማለት ብክርስቶስ ዝኣመነ ግን ሰናይ ግብሪ ዘይገብር ወዘተ ፕሮቴስታንት ግን ናትካ ሓሳብ ኣብ መጽሕስፍ ቅዱስ የእቲኻ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ዩ ዝብል፡ ስሕተት ብዛዕባ ትንቢት ዶ ልሳን ዶ ግን ላግጺ ጥራይ እንድየ ዝብሎ፡ ክስቶ ዝበሃል ሓዊ ኣለኪ ኣስማቶም ገንዘብ። እዚ ድንቁርና ናይቲ ተኸያሊ ብዝታዕሚ ዩ፡ ዘገርም ። ትንቢት ግድን ኣይኮነን እዚ ኣብቲ ክርስትና ክስፋዝህፋሕ ከሎ መጻሕፍቲ እንዳ ተጻሕፉ ንሶም ናይ ብሓቂ ናይ ፈጣሪ ልኡዝካት ምኻኖም፡ ንምምስካር ንኣብነት ግብ ሃ 5 ሃናንያን ሰፒራን ዝሓሰውዎ ዝተቀጾዎ ንመምሃሪ ቤተክርስትያን ኣብ ምስፍሕፋሕ ስለ ዝነበረት ተቀዚፎም፡ ብድሕሪኡ ግን ኣይቀጸለን ብብዝሓት ማለተይ የ ትንቢትን ካልእን ውን ከምኡ ዩ፡ ኣሎ ግን ብፍጹም ቅድስና እቲ ትንበዮ ኸኣ ፍጹም ንመንፈሳውነት ዝሃንጽ፡ እምበር ስምካ ክትመውት ኢኻ ገንዘብ ክበዝሓልካ ኤውሮጳ ክትኣቱ ኢኻ፡ ኣይኮነን። ብሕጂ ንጽበዮ ትንቢት ክርስቶስ ክመጽእ ዓለም ከም ብራና ክትጥቕለል ያ፡ ካልእ ትንቢት ኣየድልን ዩ። ብጽሑፍ ስለ ዝኾነ ከሕጽሮ የ፡ ኣምላኽ ሰላም ምሳና ይኹን፡ድንግል ማርያም ብጾሎታ ትሓግዘና፡ ኩሎም ቅዱሳን ብጸሎቶም ይደግፉና፡ ኣሜን
@shewitmengstab8727
26 күн бұрын
ኣነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እየ እዛ መልሲ መሊስካያ ዘለኻ ግና ወልሓደ መትሓዚ እንድየ ስኢነላ ክቡር ሓወይ ኣይተመልክት ፕሮቴስታንት ካቶሊክ ተዋህዶ......ወዘተ ስለ ዝኾንካ ኣይኮነን እዚ እዩ እቲ ሓቂ ኢሉ እግዚኣብሄር መንግስቱ ከውርሰካ ኣይይይ ፕሮቴስታንት ኣይይይይ ተዋህዶ ኣይይይይ እገለ ክንብል መሬት ክዓርበና እዛ ሓፍቲ ዓገብ እያ ኢላ ቀጽልዮ በላ ኣብ ዓይንና ዘሎ ጉንዲ ከይኮነና ዝሓወይ❤❤❤
@BrhinMotivotion
26 күн бұрын
Mexhaf qudus axebika temahar dhnet bgiyta eyu bkalie yelen
@IsakMehari
25 күн бұрын
Kid resah hasawit
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
ኣበይ ኣሎ እቲ ሓሶት?? እንተሓሲያ ነቲ ዝሓሰወቶ ብጭብጢ ኣቅርብ: እንተዘይኮነ ግን ክትዛረበሉ ዝተውሃበካ መልሓስካ ኣይተርክስ::
@SolomonSeyum-ju1sq
26 күн бұрын
Judges 6 ትግ - መሳፍንቲ 31: ዮኣስ ከኣ ነቶም ኪቃወምዎ ዝተንስኡ ዅሎም፡ ንበዓልዶ ኽትጣበቑሉ ኢኹም፡ ወይስ ክተድሕንዎዶ ደሊኹም፧ እቲ ኺጣበቐሉ ዚደሊ፡ ምድሪ ኸይወግሔ ይሙት፡ ንሱ ኣምላኽ እንተ ዀይኑስ፡ ነቲ መሰውኢኡ ዘፍረሰሉ ባዕሉ ይማጐቶ፡ በሎም።
@dawitteklehaimanot7785
26 күн бұрын
ኣምላክ ይባርክኪ ዝሓፍተይ ዘሕዝን አዩ ነቲ ዋጋ ዝክፈለሉ ዘሎ አምነት ከምዚ ኢሉ ኣወል ከቃሽሾ ክትርኢ ብጣዕሚ ኢካ ትሓዝን በዚኦምን ወዲ ከምዚኦምን ንጽረፍ ምህካውና ግን ንሓዝን አሞ ክኣ ብብዓል ኣወል ካብ በበይኑ ሃይማኖት ዘለዎም ስድራቤት ዝተወልደ ብዛዕባ ሃይማኖት ምንም ኣፍልጦ ዘይብሉ ሰብ በዚ ሰብ አዚ ክትንዓቅን ክትጽረፍን ዝርሕዝን አዩ አዚኦም ዝምለሱ ኣይኮኑን ግን ሓደ ም ዓልቲ ኤርትራ ሓራ ክትወጽአ አያ ወንጌል ኣብ ኣደባባያት ዝስበከሉ ግዜ ርሑቅ ኣይኮነን ምአንትዚ ሓቀኛ ወንጌል ዋጋ ዝከፍሉ ዘለዉ አሱራትና ዝወጽሉ ግዜ ውን ርሑቅ ኣይኮነን
@SolomonSeyum-ju1sq
26 күн бұрын
2 Timothy 4 ትግ - 2ይ ጢሞቴዎስ 1-4: ኣእዛኖም ኣስሕይዎም ደኣ፡ ብትምኒት ርእሶም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ ዘመን ኪመጽእ እዩ፡ ሽዑ ኣእዛኖም ካብ ሓቂ ኺመልሱ፡ ናብ ጽውጽዋያትውን ኪምለሱ እዮም እሞ፡ ብዅሉ ዓቕልን ብምህሮን እቲ ቓል ክትሰብኽ፡ ብጊዜኡን ብዘይጊዜኡን ከተስምዕ፡ ክትገንሕ፡ ክትቀጽዕ፡ ክትምዕድ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ምዉታንን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ የሱስን በቲ ምግላጽ መንግስቱን ኤማሕጽነካ አሎኹ። 5: ንስኻ ግና ብኵሉ ተጠንቀቕ፡ መክራ ጽገብ፡ ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡ ኣገልግሎትካ መልእ።
@zas-d8x
26 күн бұрын
ሰብ ዝበለ ይበል ወንጌል ግን ክስበክ እዩ :: ጎይታ እየሱስ ይመስገን :: ብቃል : ብትምቢት: ብፈውሲ ( Healing) የገልግሉ አለው :ክጋገዩ ይክእሉ ዶ : ofcourse !. ግን ብርድእትን ብመን ፈስን ይዓብዩ አለዉ :: ህዝብና እየሱስ ባዕሉ እንተ ዝመፆ እውን ምቀተሎ ወይ ምአሰሮ : ስም እየሱስ እካ ክፅውዕ ዘይደሊ ህዝቢ :: እዚ እዩ እት ሓቂ :: ታሪክ ሙሴ :ሐዋርያ ጳውሎስ : ንጉስ ዳዊት : ጌጋ አይነበሮንምን እንድዩ ??
@FilmonB-g1c
26 күн бұрын
ተረጎቢት ይምልከቶ ዱ ኢሞ ዓሳው ዝኮንኪ ጎል
@DelaySelam2000
27 күн бұрын
ኣኒ ሓፍትና እንታይ ኣምፅኦ እዚ ክንድዚ ከክንዲ ደንጎላ ትዛረቢ ንኣወል ክትድግፍስ ጎቦ ጎቦ ትብሊ ? ሽጉርትኺ ምተሪ ; ናይህግደፍ ቋንቋ ሒዝኪ ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ:: መንፈሳዊት ተንታኒት ; ኣቤት ( Uber ) ንስኺ ድማ youtuber , ዋዒ ዋዒ ተካል ዘበን ንስኽውን እኮ ንኹሎም ኢኺ ትፈርድዮም ዘለኺ ???
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
ቅድሚ ምዝራብካ ክልተ ግዜ ሕሰብ::
@SolomonSeyum-ju1sq
26 күн бұрын
1 Timothy 6 ትግ - 1ይ ጢሞቴዎስ 3: ሓደ እኳ ኻልእ ምህሮ እንተ መሃረ፡ በቲ ጥዑይ ቃል ጐይታና የሱስ ክርስቶስ በቲ ኣምልኾ ዘለዎ ምህሮን እንተ ዘይተታሕዘ፡ 4-5: ንሱ ብኽትዕን ብዜብእስ ዘረባን ሐሚሙ እዩ እምበር፡ ሓንቲ እኳ ዘይፈልጥ ንፉሕ እዩ። ካብዚ እዩ ቕንኢ፡ ባእሲ፡ ጸርፊ፡ ሕሱም ጥርጥር፡ ናይቶም ሓሳቦም ዝጠፍኤን ሓቂ ዝሰኣኑን ሰባት ብርቱዕ ጽልኢ ዝመጽእ፡ ካብ ከምዚኣቶም ዘመሰሉ ርሐቕ። እዚኣቶም ኣምልኾስ መገባብሮ ረብሓ ኸም ዝዀነ እዩ ዚመስሎም።
@mikaleyosef9157
26 күн бұрын
Menegage hasawite
@tekeleyodit9304
26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SaraTsegay-g4t
25 күн бұрын
Falet ye eilki tzarebi alki nbyat hasotn nay egzabiher nebyat ktfeluom zeytkel tzrabi alki aytfredi azerarbaki menfesawi aykonn ykreta
@BanaTeklezigi-df2zu
24 күн бұрын
ብመጀምርያ ምዉት ኣይ ክሰስን እዩ ን ፕሮፌት ጀስዋ ብካላይ ነገር ከኣ መጀመርያ በይናይ መለክዒ ኢኪ ናይ ሓሶት ነቢ እዩ ኢልኪ ትከሲ ዘለኪ ክንዲ ናቱ ኣይነት ኣገልግሎት መቸም ኣየገልገልክን መጀመርያ እቲ ንሱ ዝበጽሖ ብጽሕና ብጽሒ ብሳልሳይ ደርጃ ከኣ ጎይታ ፍርዲ ናተይ እዩ እዩ ኢሉ ንዓኪ ከ መን ፍራዲት ጌሪኪ ኣብ ልዕሊኦም ትፈርዲ፡፡
@habenberhehabenberhe1984
25 күн бұрын
Prophet TB Joshua kabzom serekti fleyyo kemom aykonen
@homehome9688
25 күн бұрын
ኤረ ብጃኺ አቤል መገዲ ጥፍአት ይጓዓዝ አሎ ዲኺ ትብሊ ዘሎኺ? ንስኺ ቅዳማይ ነገር አማኒት አይኰንክን፡ ከመይ ጌርኪ ኢኺ መንፈሳዊ ነገር ተረዲኡኪ እትትንትኒ?አብ ደቂ ጐይታ ተሲእኪ አይትዛረቢ፡ ዘጽርፍ ትዛረቢ ንስኺ ኢኺ። ተጠንቀቒ።
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
ብሓሶት ኣቤል ጥሒልካ ዲካ?? መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ : ተምሃር እምበር ኣይትደናበር::
@RahelDaniel-tr6ip
26 күн бұрын
ንእባ ንኹሎም ኣይትለካክምዮም ወይለይ
@memhrandegideykahsay3906
26 күн бұрын
ቃል ኪዳኑ እፍሪሱ ምስ ካልእ ሰበይቲ ክዛመድ ዝዳሎ ዞሎ መንእሰይ ከመይሉኢዩ ነቢይዶ ፓስተር ኢሉ ንባዕሉ ዝስይም ?
@medhntekle4781
26 күн бұрын
እዋይ ጉድ ርኺቡ እዚ ኣቤል ዝብልዎ ሃናንንያን ሰጲራን ብማዕረ ዝቐዘፈ መንፈስ ቕዱስ ፍትሓዊ ኣምላኽ። ንስኻ ጀሚርካ ስምምዕሙን ምሕሳወምን ርእዩ ብማዕረ ቀጽዖም።እቶም ሸየጥቲ ትብልዮም ዘልኽስ ኣምላኽ ይፈልጥ ንልቦም ንልቦም ዝህብዎ መመኽኔታ ገለኡም ይቕረ ዝሓተቱ ።ግንዝገርመኒ መዝሙር ይሽየጥ ስብከት ይሽየጥ ኩላ ንኽትፍለጥ ወይ ሰልዲ ከተእቱ ትጽዕረሉ ዘበንስ ናዘይቲ ምሻጥ ዓብያ ትረኤ ሓጥኣት ትገርመኒ እያ። ዝጸሉኣናን ዝኸሱናን ካብ ጸጉሪ ርእስና ይበዝሑ።ንመሰልናን ሰባውነትናን ሓቂ ተዛሪቦም ዝረትዑ ግን ወሒዶምና ።ቕድም መሰልኪ ኣርጋግጺ ካብ ጉና ዝግበረኪ ህዝቢ ትመሰሰሊ ።
@adhanetdesale3516
26 күн бұрын
ደቂ እስራኢል እኮ ኣምላኽ ናብታ ጠስምን ማዓርን ተውሕዝ ሃግርኩም ክምልስኩም እየ ምስብሎም ብስሪ ዘይ ምእማኖም 40ዕምት ኮሊሎም ክሎም ስጋብ ዝሞቱ ኣያትዉዋን። ስልምታይ? ካሊ ብዝሑ ሞዲል ኣሎ ብስሪ ትሪ ልቦም ትንቢት ኣብ ሳዕቱ ዝይትፍጽመ። ኣቢል ከኣ ኣጥቢቁ ጸልዩ ኢሉ ነሩ ከምዚ ከማኺ ከኣ ኣብ ክዲ ዝጽልዩ ኣዋርሕ ይቆጽሩ ካብ ምንፍስ ውጻት ኮኖም። ሕጂ ናይ ኣውል ዝኽርብክዮ ቅድሚ "ቅድሚ ኣቢል ምንብዩ ዝመዶኦ እዩ ። ማዕስ እየ መሽፍኒ ዝረኽብሉ ናወል ኢልኪ ሃሰስ ክትብሊ ጽኒሕኪ እባር ኣቢል እዝን 2ጥራይ ኣይኮነን ተነብዩ። ብዝሑ ትንቢት እውን ዝተፍጸመ ኣሎ ። ድሕራይ ኣቢል ሰርሑ እዩ ዝናብር ካብ ሰብት ዝወስዶ ዕሽር የለን ፈለጡ ይፈልጥዎ ንስኺ ንብስኺ መርምሪ ሕጂ ክደይ ተኽፍልኪ ንዚ መድርኺ "ንእሽተይ ኣውል" ተጻርፍቲ ከኣ ምንግስተ ሰማይ ኣይውርርስዋን እዮም ከኣ ጹፍሑፍ እዩ።
@yoniiertraalemey9320
26 күн бұрын
ዪርዳአኪ። ኣወል ደኣ ኪዳሂሳያስ ኣፍወርኪ አንድዩ። ትሰረ ሃይማኖት። ኢሳያስ ድማ ሞት አሪትረኣ ዶ ሞተይ አሉ ቲሊክ ዚቢል ዘሎ ገበነግና። ኣብዚ ኪሪስቲያናት ዚኪተል-ሉ ሃገር ንከተልቲ ዚድጊፉ ሃሱሳት ሂግደፍ ከጋትሙ የህዚን። ወደሃንክ ስጊንቲር ከም ኣወል።
@asmeraeritrea1241
25 күн бұрын
መናፍቃን ናብ ኤርትራ ከይትመጹ 😅
@danielkidane3572
26 күн бұрын
ፍሬ ናይቶም ከካብ እምነትኩም ኣውጺኦም ዝወሰዱኹም ተዃሉ ትርእይዎ ኣሎኹም፡ እቶም ብገርሂ ዝሰዓብኩሞም ነናብ ዝነበርኩሞ ምምላስ እያ ተድልየኩም ኣሕዋት። እምበር ነብያት ሓሶት ክምለሱልኩም ብዙሕ ኣይትጸበዩ።
@shalomhabtu
13 күн бұрын
አግቃ PHROPHT
@debrezionbeyene8044
26 күн бұрын
አዛኦም ዝበልክዮም ነብያት አርትራውያን ናይ አጋንንት አገልገልትን ናይ ፖሎቲካ ተቀውቲ ደገፍት አዮም ንህዝብ አርትራ መንግስት ክብተን አለዎ ዝብሉ ሐሰውት ነብያት አዮም. ናይ ወገኖም መንግስት ክሐስቡ ዝወአሉ አዮም ናይ አምላክ መሪሕነት ዘየብሎም ሰባት አየምን አምላክ መንግስትን ህዝብን አርትራ ይባርክ.
@teklesenbettewelde
26 күн бұрын
ኣየ መናፈቃን ንስኺ ኸ ካበይ ዘሞጻኽዮ እምነት እዩ ቅንዕቲ እንተትኸኒ ድኣ ብኸመይ ኦርቶዶኩስ ይቋወመኪ ኣሎ ሓሳዊት ኩሉኸም ሓጥኣን ኢኹም
@የእናትፍቅር
25 күн бұрын
አታ ሃሳዊ ፓስተር መታለሊ ከይሰራኻ ብእምነት አምሲሊካ ሰባት ተደናግርን ገንዘቦም ትወስድ ካበይ አሚፂኻ V8 ክትምውል ኪኢሊካ ኽብይ ከመይ አጢሪኻዮ ሓሳዊ መታለሊ
@efyabrha9839
26 күн бұрын
ኣብየል ኮ ኢልኪ ኢዪ ኣነስ ጻጸ ኢይር ዝብሃል ናይ ብጺነስ ነገር ይፈልጥ ኢየ ኢሉ ነይሩ ስለዚ እዚ በቲ በሊሕ ርእሱ ዝፈጠሮ ናይ ብዚነስ ስራሕ ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ እቶም ኣሜን ዝብሉ ኢዩ ዝገርመኒ ግን ቤንጠ ከኣ ብዛዕባ ኣመሪካ ክትኸይድ ኢኻ ክትህፍትም ኢኻ ሕማምኪ ክገድፈኪ ኢዩ ዝብል ነቢ እተሰሚዒኩም ናብ ኣዳራሹ ኢኹም ትጎይዩ
@Simon-pz1ey
26 күн бұрын
ኪድ ሓሳዊ ሓሰውቲ ነብያት ክምጹ እዮም ዝብልእ ጽሑፍ ኣሎ ኩሉኹም ሕልሚ ኣርእዩኒ ኣነጽባሕ እንታይ ሒዛ ትምጽእ ይፈልጥ እየ ትብሉ ዘለኹም ኩልኹም ልኡኻት ሳጥናኤል ኢኹም
@ብርሃን-መ9አ
26 күн бұрын
እዚ የጸርፍን ፈረቓን ፣ ንሓሰውቲ ነቢያት ምቅዋም መሰል ኩሎም ዜጋታት እዪ ። ዝኸበርኪ ሓፍተይ ሓሳብኪ ፈትየዮ ፤ ክርሳዕ ዘይብሉ ግን፤ እቶም ኣብቲ እምነት ዘሎኹም " ፕረሲደንት ኢሳይያስ እዛ ዓመት 2024 ኣይ ሓልፋን እዩ " ኢሉ ናይ ሓሶት ትንቢት ክዝርግሕ ክትግስጽዎ ይግባእ ኔሩ ። ስለዚ ሓደ ምስሊ ክርስቲያንን ክርስትናን ዘበላሹ ክዝረብ እንከሎ ኣቐዲምኩም ዓገብ ምባል ልመዱ
@edenalmedom7097
26 күн бұрын
Weyleki N Agelgelti AMLAK Tenaswi
@Availablemf
25 күн бұрын
እዚ ማፍያ ጴንጠ ክንደይ ሰብ የታልል አሎ
@MmWerede
26 күн бұрын
ሱቕ በሊ ጓልከ መዓስ ኢያ ጸጉራ ቀሊዓ ኣብ መዲያ ብዛዕባ ሃይማኖት ትዛረብ፡ ፈጸምቲ ትንቢት በላዕቲ ገንዘብ ፈኮስቲ
@HaileTesfay-m9j
25 күн бұрын
እስኪ ከ ክንድርብዒ ናይ ጀሿ አበርኪትኪ ዶ ትኮኒ፡ ረሲኣን ብብሲ ኢሎሞ ኢልኪ ኢኪ ሃተፍ ትብሊ ዘሎኪ።
@BiniamOkbamichael
25 күн бұрын
Don't compare prophet tb joshwa with those people u mentioned. I think u dont know prophet tb joshwa.
@darsamussa399
25 күн бұрын
Awel Hasawi nay shabiya iyu.Izi Abel piano intay kun yekhawn?Awel propaganda tray zfelt.
@tirhashabrham2943
26 күн бұрын
ነቢያት እግዚኣብሄርን ሓሰውትን ክትፈልዪ ዓቕሚ ዘይብልኪ ኣብዘይትፈልጥዮ ኣይትእተዊ። ዝፈለጠ መሲልዎ ዝዕሹ ሰብ ብዙሕዩ።
@solomondebesay5542
26 күн бұрын
ሓቂ እያ ትዛረብ ዘላ ስምዕያ
@hailegtesfa7540
26 күн бұрын
ህዝቢ ዓይንኻ ክፈት። መጻወቲ ሰረቕቲ ኣይትኹን፡ ነብያት ሓሶት ከመይ ትኣምንዎም?
@MikiHadgu-k3z
26 күн бұрын
Ate terwet aslimey makorke sela zerwake deqi tedgfeyom zelake enda mahmad gey
@SamiKeren-r7d
26 күн бұрын
ዓጃው ረብሓ ትብሊይ ክትረብሕይ ኢልኪ እንድኺ ትዛረቢ ዘለኺይ ንሱስ እንተ ተጋገየ ይእረም የገልግል ኣሎ ኣኺሉኩም ክትወቃቀሱ ኣወል ካኣ ንኸርስቶስ ዘይፈልጥ ወዲ ቢላል እዩ ጸረ ክርቶስ እዩ እቲይ መንግስትን ውን ጸረ ክርቶስ እዩ ኣምላኸ ሕጂ የእዳው ሰዲድ ነገራት ክቅይር እዩ
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
😂😂😂 እንታይ ዓይነት ኣገልግሎት???
@MichaelTesfay-w6o
26 күн бұрын
ኣየ ህዝበይ፡ንስኺ ከ ብሓቂ ዶ ምስቶም ቅኑዓት ትኾኒ፡ ንኹሎም ነብያት ጸሪፍክዮም፡ ክንዲ ፍርቂ ሚራክል ተካ ዶ ኣበርኪትኪ ትኾኒ ንመንግስቲ ኣምላኽ፡ ደሓር ኣዎል፡ደራፋይ እዩ፡ ደራፋይ ምስ ነቢ ዘዛርብ የብሉን፡ተኺእሉ ነቲ መድሓኒ ጎይታ ዪቀበሎ
@AbrahamTesfamariam-fz7vr
25 күн бұрын
ተካ ብዛዕባ ኩዕሶ እግሪ ክትንበይ ይውዕል ኣሎ። ብዛዕባ ፕረመርሊግ እንዳ ተነበየ ድዩ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ዘበርክት ዘሎ? መንግስቲ ኣምላኽ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ድያ ትርከብ?😂😂
@MichaelTesfay-w6o
25 күн бұрын
@AbrahamTesfamariam-fz7vr ብዛዕባ ኩዕሶ ምንባይ፡ጌጋ ምኻኑ ከ ብከመይ ትፈልጥ፡ ዓይኑ ዝተከፍተ፡ኩሉ ክርእን ክስመዕን ዪኽእል እዩ፡ተተጋግዩ፡ተጋግዩ ንብሎ፡ ተዘይኮይኑ፡ንዘዝመጸ ክነቅፍ፡መንእዩ ነቀፍቲ ጌርና? ሆሴእ 6፡6 ምሕረት ንፍቶ ካብ ምንቃፍ
@joshalomshalom8461
15 күн бұрын
ኩሎም ሓሰውቲ እንተኮይኖም ድኣ እንታይ ክትብሎ ደሊካ?? ንሓሳዊ ሓሳዊ ምባል ጸርፊ ኣይኮነን::
@nighistymenghesa8047
26 күн бұрын
ብስም የሱስ ሐሶት መንግስቲ ኣምላኽ ኣይእትወክን እዩ ንኣወል ተመሊስኪ እቲ ዝበሎ ስምዕዮ ብርኽቲ ሐብተይ ብዛዕባ ክርስቶስ ኣይተዛረበን ንባዕልኺ ተነስሒ ኣብ ሚድያ ወጺእኪ ትልፍልፊ ዘሎኺ ተባረኺ
@adhanetdesale3516
26 күн бұрын
እንታይ መራግጺ ኣልኪ ካብ ኣምላኽ ከምዝይ ኮነ ለባም ለባም ምጽዋት ያኪል ኣምቲ ተምሲልካ ጸግዕ ማሓዝ። ያኣክል። ቲንቢት ኣይትንዕቁ ብምንፈስ መርሙሩ አሉና ስለዝሎ መርሚርና ንቲ ካብ ኣምላኽ ዝኾነ ንወስዶ እቲ ዘይ ኮነ ከኣ ንጉሕፎ። ስርናይን ክርዳድን ብሓንሳእ ይዓብዩ። እቲ ጥዕይ እክሊ ናብ ቖፉኡ እቲ ክርዳድ ከኣ የንድድዋኦ። ስለዚ ንስኺ መርማሪት ናይ ንብያት ገሩ መንዩ ሽይሚኪ ?ንስኸ ካብቶም ሓስውቲ መርምርቲ ትንቢት ከምዝይ ኮንኪ ከምይ ግርና ንፈጠኪ?ወይሲ ኣምላኽ ናዓኺ እውን ተዛሪብኪ እዩ እዛኣቶም ሓስውቲ "ከምዝኾኑ? እስኺኺ ብትንቢት ትንብይ ዲኺ ደልኺ?ወይስ ናውል ክድግችፊ ኢኺ ከም 03ኮንኪ ኣምኒት ተምስልኪ ከተፍርሲ መጺኪ? ናይ ጎይታ ሰብ ብድፍርት ከምዚ ናይ ፍርዲ ቃላት ኣየውጽእን እዩ። እሞ ተንስሒ😢
@abigailefrem3385
26 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
36:36
ATV: ቅልዕቲ ደብዳበ: ናብ ኮ/ል ተስፋልደት ሃብተስላሰን ኮ/ል ፍጹም ኢሳቕ(ለኒን) - ካብ ውሽጢ ዓዲ
ATV asena
Рет қаралды 33 М.
10:29
ኣብ ሕጽኖታ ብሰብኣያ ዝተቐተለት መርዓት፡ ንዮርዳኖስ ኣብጽሑሉ በጃኹም
nkulu senay
Рет қаралды 113 М.
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН
0:13
Their Boat Engine Fell Off
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН
0:34
Рабочая миниатюрная модель Автомата Калашникова. АК-47
Status
Рет қаралды 4,7 МЛН
0:28
Scary night games with Megan | Megan robot doll scared me #shorts
One More
Рет қаралды 33 МЛН
1:02:45
Wedding bells for Balaam,Makula pregnant 🤰🏿
Kasuku Live
Рет қаралды 7 М.
22:30
ስለምንታይ ብዙሕ ሰብ ዝስዕቦም?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 44 М.
7:59
Bannange Simo afuuse kisekererwa , Kati abaana bamuzanyeemu ka "skit"
BBS Terefayina 2
Рет қаралды 4,7 М.
11:08
ካብ ዓይነታት ሩዝ ከይፈለጥኩም ክትምገብዎ ዝጸናሕኩም
nkulu senay
Рет қаралды 19 М.
16:41
ድንሽን ኮሚደረን ዝስመምሉ (ዝምረዙሉ) ምኽንያት
nkulu senay
Рет қаралды 24 М.
24:09
Jan 9,2025- ኣገናዓ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ | ኣጽዋራት ኤትዮጵያ | ሕጂ ግርም |
Solo Media
Рет қаралды 59 М.
8:39
ሰራዊት ኤርትራ ብምድርን ኣየርን ውግእ ክጅምርዩ።ኤርትራ ንክልል ዓፋር ብሕሱም ክድብድባ የ።ኣቢይ ፕረሲደንት ኮይኑ ተመሪጹ።03 Feb 2025
New Star Eri
Рет қаралды 8 М.
17:00
ፍልልይ ኦቲዝምን ምዝራብ ዝደንጎየ ቆልዓን እነለልየሉ
nkulu senay
Рет қаралды 3,9 М.
24:16
ምቅይያር ቃላት ኣብ ዘመና
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 24 М.
21:21
🔵ጉዳይ ማዕበል ናብ ህዝቢ / ባዓል ብርሂን ዝሃብዎ ሪኢቶ ቅቡል ዲዩ
Abiel Info Tv
Рет қаралды 17 М.
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН