ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ ኣብ ወሳናይ ምዕራፍ?

  Рет қаралды 20,560

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 52
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 7 сағат бұрын
👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@azmeratamene7068
@azmeratamene7068 15 сағат бұрын
አንኳዕ ብዳሐን መጻእኩም ተጋ አረጋይን ብስራት
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 13 сағат бұрын
Jegna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@haqitisier8947
@haqitisier8947 15 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ሓው ብስራት
@AlexDj-vp2uk
@AlexDj-vp2uk 5 сағат бұрын
ብስራትና ተጋዳላይ አረጋይ ሓሳብኩም ወቅታዊና ትክክል እዩ እሞ ዝምልከተኩም ኣባላት ናብ እርምጃ ምውሳደረ። ብደም ብፆታት ዝተሃነፃ ትካላት ይላሽዋ ኣለዋና። ፈጣን ቁፅፅር ይገበረሎም። የትእምት ገንዘብ ኣብ ክንዲ ንውፅዓት ህዝቢ ምህጋዝ ናይ ናዕቢ መመወሊ ይኮና ኣለዋ።
@gengeb5610
@gengeb5610 13 сағат бұрын
Thanks for your service 💝
@zafuamare7710
@zafuamare7710 12 сағат бұрын
ተጋዳላይ ማሪኹ ዘምፀኤን ማርቸዲስ ዲሞብላይዝ ክንኮን እንተለና ብ2000 ኢና ተሰናቢትና ኣይትጋገ።
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 5 сағат бұрын
Thank you Tigrai Press❤❤❤❤
@MikyaleShushay-x9d
@MikyaleShushay-x9d 3 сағат бұрын
Bsrat jigna ❤❤❤❤
@Delina-g2
@Delina-g2 15 сағат бұрын
ብስራት አብ ሠላም ጊዜን አብዝሐዚ ዘለናዮ ጊዜ ዝሕተት ሕቶ ምፍላይ ይሐይሽ።
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 12 сағат бұрын
❤🙏❤💊💊💊💊💊💊💊
@abebakebede1270
@abebakebede1270 12 сағат бұрын
አልልም ጀጋኑ አኽዋትና በርትኡ።
@AbeGebre-hq7ly
@AbeGebre-hq7ly Сағат бұрын
ጀጋኑና ሰራዊትና ዋሓስ ድሕንነትና
@AlexDj-vp2uk
@AlexDj-vp2uk 5 сағат бұрын
ኣቱም ሰባት ትእምት እንዳዘረፉ ዓቅሚ ትግራይ እንዳዳከሙ ንምንታይ እዩ ፈጣን እርምጃ ዘይውሰደሎም።
@abadikidane9078
@abadikidane9078 15 сағат бұрын
🖐🖐🖐🖐
@تاتاتت
@تاتاتت 5 сағат бұрын
👍👍
@luelabay833
@luelabay833 15 сағат бұрын
Hasawi banda Zeregna leba
@AregayGebrekrstos
@AregayGebrekrstos 34 минут бұрын
ሰነ_ምግባር ኣይተመሃርካን ድኻ ? ሓሳዊ ኣይባሃልን ምኽንያቱ እንመያየጠሉ ዘለና ነጥቢ ብደኩመን ዝተሰነየ ካብ ሓፋሸ ማሕበራትን ካብ ኣካቢ በዓል ሓደራ ቦርድ ትእምት ዝተፀሓፈ ደብዳቤ ሒዝና እና ንዘራረብ ዘለና ኣበይ 'ዩ ዘኒሀ እቲ ሓሶት ድዩ ሰድነትን ሕማቕ ኣተዓባብያ ኮይንካ ኣትድከም oky !!
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 5 сағат бұрын
ትኽክል ኣብስልጣን እንሃለው ብዘይምስርሖም ንዝጠፍዐን ዝሞተን ነብሲ ብሕጊ ትሓተቲ እዮም
@awetnoor9817
@awetnoor9817 10 сағат бұрын
❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯💯💯❤💛❤💛💪💪💪💪👍
@ZerayAsgedom
@ZerayAsgedom Сағат бұрын
ትእምት ትማሊ ይኹን ሎሚ ናይ ህዝቢ ኮይኑ ኣይፈልጥን
@YohannesHarbega
@YohannesHarbega 14 сағат бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብ ወሳኒ ግዜ በጺሖም ፡ን እወጃ ንቃልን ኮይኑ ከይሃስስ ፡ምቅድዳም እዩ፡ቂም ቂም እንዳበለ ሰዓትን መዓልትን እንተኸይዱ፡ሳዕቤኑ እንዳተመጠጠ ኣብ ጎበጣ ክትይኣተው ፡ዕብጣ ክግበር ኣለዎ
@MathsbyMrSenay
@MathsbyMrSenay 13 сағат бұрын
አብ ህወሓት ኢኹም ትዝትዩ ሓሰት ፀለመ መን እዩ እዚ ሓንቲ ፅቡቅ ዘረባ ዘይዛረብ አቱም ሰባት ህወሓት ሓሰት ድዩ ኮርስዝሕቦም ዘሎ ናይሕዝቢ ትግራይ ኮይኑ አይረኣናን አይትቀደድ
@abadikidane9078
@abadikidane9078 14 сағат бұрын
1
@AbeGebre-hq7ly
@AbeGebre-hq7ly Сағат бұрын
እዚ ክሕደት ህዝቢ ብ ግ ምት ዝካየድ ዘሎ ሸበድበድ ስርቂ ተእምት ፅባሕ ታሪክ ይኩን ውፅዕ ህዝቢ ክሓቶ እዩ ትእምት ኣብ ዘሸ/የ ወረዳታትን ጣብያታትን ንህዝቢ ዘገልግል ትካላት ከም ዝገልግላ ዝነበራ ግልፂ እዩ በተለይ ኣብ ግዘ ድብረፅዮን መሪሕነት ትእምት ናይ ህዝብን ህዝብን ዘገልግላሉ ተፀዋዕነተን ዝህቦኦ ረብሓን ከም ዘረጋገፀን ሙሉእ ንሙሉእ ዘመስከረን ተረጋጊፁን ነይሩ እዩ።
@ZerayAsgedom
@ZerayAsgedom Сағат бұрын
በየነ መኩሩ በሎዖ ስብሓት ነጋ ውስኪ ሰተየሉ እቲፍልልይ ትማሊ ዝበልዓሉ ዝነበርኩ ተሓዲገ ካልእ ካልእ ሰብ ይበልዖ ኣሎ ኢዩ እቲ መልእክቲ
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 12 сағат бұрын
Btami yhzn 😑🤭🤭🤭
@KassahunGebrmichael
@KassahunGebrmichael 8 сағат бұрын
ኣብ ማረት ብሽፈርነት ዘገልግሉ ዝነበሩ ሕዚ ብህይወት ዘየለዉ ኣቦና ትዝክርዎ ኣብ ኢትዮ ኤርትራ ጦርነት ጊዜ ኣይተ ቴድሮስ ሓጎስ ኣየድልየናን ኣብ ጉዳይ ትግራይ ክኣቱ የብሉን ኣልዕልዎ ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ህዝቢ መቛለን ተጋደልቲ ደቂ ኣንስትዮን ኣልዕልዎ ካብ ስልጣን ኣልዕልዕዎ ኣብ ዝብለሉ እዋን ህወሓት ፀማም እዝኒ ኣብ ዝሃበትሉ እዋን ኣቦይ መሰለ ዝነገሩና ይመስለኒ እንተዘይተጋግዬ ኣዲኡ ይኹና ወይ ኣብኡ ሓዲኦም እርግፀኛ ኾይነ ኣይዝክሮን ዘለኹ ግን ሓዲኦም ወለዱ ካብ ዓዲኣሕፈሮም ንኣስመራ ዝኸዱ ከምዝኾኑ እርግፀኛ ኮይኖም ነጊረሙኒ እዮም። ስለዚ ቴድሮስ ሓጎስ ብፍርቂ ጎኑ ትግራዋይ ምዃኑ ኣይጠራጠርን ግን ድማ ካብ ዓዲኣሕፈሮስ ሰብ ጠይቕካ ምርግጋፅ ዝከኣል ኾይኑ ተግባሩ ግን ሕማቕ ከመዝኾነ የንገርን ይፍለጥን እዩ። ኣብ መስተን ጨምለቕለቕ ከመዝሓድር ምስ እኒ ክንደያ፣ ሓጎሰ ጎዲፋይ ፣ ተኽለወይኒ ኣሰፋ ወዘቸ ናይ መስተ ማሕበረ ከምዝነበሮም ዝፍለጥ እዩ። ብዝተፈላለዬ ኩነታት ቂም ኣሕዲሩ ፀኒሑ ይኸውን ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ኢህኣደግ ናይ መወዳእታ ገምጋም ህወሓት ባዕላ ዝገምገመትሉ እዋን ሕዚ ናብ ግምት ተፀጊዖም ዘለዉ ውልቀሰባት እዞም ልዕል ኢዝገለፅኩዎም ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓትትን ኣባላትን ሕማቕ ገምጋም ከምዝኘበሮም እዩ ዝንገር ዝነበረ። ስለዚ ቴድሮስ ሕዚ ዘምፀኦ ሓዱሽ ፀባይ ኣይኮነን። ብህወሓት ፍቓድን ከለላ ተዋሂብዎም ኣብ ህዝብን ገንዘብ ህዝብን ክፃወቱ ዝፀንሑ ሰባት እዮም። ሰለዚ ንመፍቲሕኡ ደኣ ክስራሕ ኣለዎ እምበር ቴድሮስ ሎሚ ከምዚ እንተበለ ሓዱሽ ክኾነና የብሉን።
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 13 сағат бұрын
ትእምት ኣብ ኢድ ስብሓት ነጋ ከሎ ዝሰረቑ ናብ ፍርዲ ክቐርቡ ኣለዎም ።
@YaredGebruyared
@YaredGebruyared 15 сағат бұрын
Berate Berta
@zafuamare7710
@zafuamare7710 13 сағат бұрын
ኢፈረት ናይ ህዝቢ ኮይና ኣይትፈልጥን።
@SeyoumBerhe-v4i
@SeyoumBerhe-v4i 11 сағат бұрын
ታድያ የጅብነው
@gigijowelde7168
@gigijowelde7168 9 сағат бұрын
ኤይ ኣታ ብስራት እዚ ተንታኒ ገይርካስ እናማላለስካ ዓሚል ትገብሮ? ካሊእ ዝሐሸ ሰብ ገዲፍካስ።
@AregayGebrekrstos
@AregayGebrekrstos Сағат бұрын
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkk !! መን ምዃነይ ቀሰኢልካ ክትፈልጠኒ እኻ ኣነ ተጋቢዘ እምበር ለሚነ ኣይኮንኩን ኣነ ብዕላማን ረብሓ ህዝቢ 'ዩ ዘግድሰኒ ኣብኡ ድማ ለይትን ቀትርን ክሰርሕን ክዓምም ወሲነ ኣለኹ ። እሞ ዝሓወይ ናተይ ሓሳብ ቁሪቁሪ እንተልካ ካብዚ መረባ ለቂቅካ ምውፃእ ብልህነት ምዃኑ ኣይትረሰዕ ።
@mohammedabera1419
@mohammedabera1419 4 сағат бұрын
Please Mr besirat don’t bring the guy called Berhane whom you call tegadaly Berhane to your show please.
@tamutafu528
@tamutafu528 13 сағат бұрын
Gmt Eko. Heze. Abe. Tsegabe. Abe. Mesete. Abe. Saesete. Abe. Naye. Baelome. Nabera. Memeheyashe. Embere. Bezaeba. Tefenaklete. Yekune. Bezaeba. Sedera. Seweate. Yekune. Bezaeba. MERETE. Memlase. Meneme. Ayemeselomene.Emo. ps Hize. Kulu. Tigrawote. Enetezeyetegoyena. Kebede. Shegerate. Enedametse. Eyu.
@tsehayebarya1964
@tsehayebarya1964 15 сағат бұрын
ንምንታይ ካሊእ ማዓልቲ ሀዚ መልሲ ይሃበላ ትእምት ኦዲት ተገይሩ ንህዝቢ ተገሊፁ ይፈልጥ ዶ?
@MathsbyMrSenay
@MathsbyMrSenay 13 сағат бұрын
ትግርኛ ትዛረቡ ካፍቶም ሕማቃት ኢኹም እቲ ፀሊም ጋሻኻ ሙሉእ ሓሰት ኢኹም ትዛረቡ ዘለኹም ደመዋዝ ረኺብካ ዲኻ ኮይንኻ ?
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 13 сағат бұрын
ቆሎ ጣቕጥቖ ካብ ትዛረብ ናይ መኸተ ዝተዋፀአ ገንዘብ አደመ ይጻወትሉ ኣለው ጊላ ሻዕብያ ድሕር ዘይኮንካ ብዛዕብኡ ተዛረብ ።
@SeyoumBerhe-v4i
@SeyoumBerhe-v4i 11 сағат бұрын
የውሃንስ ባንዳ አይኮንካን ጌታቸው እኮእዩ ምስሻዕብያ መሳስይ
@AregayGebrekrstos
@AregayGebrekrstos 31 минут бұрын
ኣብ ዘይትፈልጦ ኣፍካ ኣይትኽፈት ።
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
Ajoka. Kubure. Jegena. Tegadalaye Hawena Dehane. Ajoka. Bereteae Hize. Ezoeme. Serekete. Teketatalewome. Embere. Kenetehagageze. Ena. Terahe. Nezoeme. Metefaete. Tsere. TIGERAY. Banedatate. Teketatelewome.
@tamutafu528
@tamutafu528 14 сағат бұрын
Gene. Kubur. Hawena. Ezea. Eko. Hemekete. Nayete. Menegste. Eyu. , Ete. Mengesete. Abye. Neru. ???Enetaye. Yeserehu. Nerome Meneme. Weye. Ayeserehu. Weye. Nezetemeharu. Menaesaye. Kinedaye Dekena. Ahewatena. Masters. Yekune. Professor. Enedahalewo. Naye. Hizebe. Genezebe. Yetsawetulu. Alewo.
@Meki-ቀራንዮ
@Meki-ቀራንዮ 12 сағат бұрын
kzbin.info8Yv662U0iXY?si=9KFsX_o12yn9tA9V
@rational5634
@rational5634 3 сағат бұрын
Assena=Zara=TP=Dedebit= broadcast tsere Tigrai people, and are sponsored by narrow Awrajawi gujile ADM to keep the power around. POOR Mentality.
@AregayGebrekrstos
@AregayGebrekrstos 28 минут бұрын
ኣይፅቡቅን ትኸደካ ኣላ ።
@brhanetewold9843
@brhanetewold9843 15 сағат бұрын
Zkulu chgr nay serawit hmeq eyu lumusat hji ewun tigreway ygzae jeneralat tigray ytefuo 4. netbi haqafit eya non dkmti eya tsubuq konet
@YaredGebruyared
@YaredGebruyared 15 сағат бұрын
Leaba
@AregayGebrekrstos
@AregayGebrekrstos 14 сағат бұрын
ሕደግ እባ
ATV: መዛዘሚ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ
1:17:40
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН