KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Tigray Media Network ሻዕብያን ህወሓትን አብ ቃልሲ //ዕላል ምስ ሊንጎ Nov 10, 2024
1:33:07
ምን ተፈጠረ? ከአሜሪካ ወጥተው ለመሰደድ የተነሱ ሰዎች ቁጥር አስደንጋጭ ሆነ! ሳይንቲስቶች ምድራችን መገመት ወደማይቻል Era ውስጥ መግባቷን አወጁ!Abiy
Каха и лужа #непосредственнокаха
00:15
Mia Boyka х Карен Акопян | ЧТО БЫЛО ДАЛЬШЕ?
1:21:14
Triple kill😹
00:18
The IMPOSSIBLE Puzzle..
00:55
Tigray Media Network ፃድቃን ናብ ሱዳን ኪድ ኢሉኒ ይብል ደፂ Sep 20, 2024
Рет қаралды 25,352
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 76 М.
Tigray Media Network
Күн бұрын
Пікірлер: 147
@Daniel-yn5jp
Ай бұрын
Natu, you are doing a fantastic job to bring peace to our region. All the work of like-minded media is bearing fruit. Keep exposing these war mongerers and antipeace elements. We are all right behind you.
@Beehope-y7i
Ай бұрын
ተጋሩ ንበርትዕ። ቃልሲ ግዚያዊ መንግስቲ ብእኒ መዘንግዕ ከይንምንጠል።
@yonasgebrehanes1919
Ай бұрын
መርሓባ ናቲ ሓውና ፡ እዞም ሓሰውቲ መልሓሶም ከይተቆረጸ ኣይዕሩፉን እዩም 💪 !
@regatgebrehiwotgebrehiwot8153
Ай бұрын
ናይ ሐሰና ወነንቲ ባዕላቶም
@maroso7422
Ай бұрын
አታ ህዝቢ ትግራይ ካብ ክሊቲኦም ግለሉ 🙏 እዚኦም ሰባት ጥቅሚ ናቶም ጥራሕ እዮም ዝቃለሱ። መንእሰይ ትግራይ ሸንዳሐዮም ሞት ከም አዳም እንታይ ከይተርፈኩም። እግዚአብሔር ይሐግዝ ። 🙌🌻🌼🌻
@haileweldesilassie313
Ай бұрын
ናቲ ወድና ራባዓይ ክፍሊ ዕደለኛታት እየን ምንእኣስ ኣየድልን። ኣይተሓዘለይ።
@HabteAlganesh-zb8rd
Ай бұрын
አጆካ፡አጆኻ፡ይብልዎ፡አንጻር፡ኤርትራ፡እንድዮም፡ዘስርሕዎ፡እንዳ፡ከፈሉ፡ን አሰና፡
@FreBer-e4w
Ай бұрын
Kem tsadkan tenkolegnan nay sltan tsmee zelewo ab tgray yelen .respect Natu ❤❤
@aregawiabiraha1358
Ай бұрын
ፀሊአካ፣ እሞ ንስካውን ጥፋእ እብለካ።
@محمدمحمد-ك6و2ش
Ай бұрын
አረ ሰብ እዚ አትምፀእየ ብደቢ አየ ዘፈልጦ አበ በረካ አረበዓተ ዕመት ረበሸና
@naninani-wx5eo
Ай бұрын
ነሰም መተባለዑ ዓደና ገነ ኸበተነና ዘይ ፀረይ ደም ኸፋሰሰና አዮ ዘሕዘን አበአም አኮ አይቆምነ
@EPLF1961
Ай бұрын
Naitu haweina nice information 👌 👍 ❤❤🎉🎉
@yohanneszerazion1614
Ай бұрын
ናቱ ኣምበሳሳሳሳ❤❤❤❤❤❤ኣይተኽኣልካን !!!❤❤❤❤❤
@Daniel-yn5jp
Ай бұрын
Like 👍 share & subscribe
@senaitfoto
Ай бұрын
Thank you Natuwa Gobez, selam Selam yewrdelom
@samymatusala5491
Ай бұрын
Thank you for broadcasting a very interesting and clever show .
@eyobmehari3394
Ай бұрын
ኣንቱ ንስኻ ኩልግዚኣ ንሓቂ ምስ ደለኻ ኢኻ ኢሞ ኣምላኽ ይሓግዝካ በርትዕ ቀጽሎ
@KifleTeklmaryme
Ай бұрын
አማንኤል ማአስ አካ ተልብም ብሐሶት ተወልዲ ብሐሶት ክትመውት ቁረብ ይአክለካ ምስ አምላክካ ተዓረቅ
@regatgebrehiwotgebrehiwot8153
Ай бұрын
ጻድቃን ንባዕሉ ሐሳዊ ዋና ናይ ዓሰብ ዝምነ ሕሱር ትግራዋይ አንጻር ኤርትራዊዝኮነ እዚ ነግናግ ርእሲ መጥሐን
@millionghirmai8045
Ай бұрын
ጻድቃን ይገድድ ዋላ ንህዝቢ ትግራይ ኣይጠቅምን እዩ ናብ ውግእ የእትዩ እዩ መንእሰይ ደጽነተ ሓሳድ
@salusalu-f9g
Ай бұрын
ቀንድ ናይ ኣመሪካ ሐሳዊ ጸላእ ኢርትራ ኢዩ
@Erilebna
Ай бұрын
Tsadkan 🙈 he is the enemy of Eritrea, Eritrean and our government we are all the same. Tsadkan don't you know our President is the king of Africa❤❤❤
@Erilebna
Ай бұрын
Tsadkan, Esaye Abraha and his brother, Gebru Asrat are 👹👺💀☠️👻👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽
@naninani-wx5eo
Ай бұрын
ዘኸነኹኑ አካበ አተም ኻሎአተ ዓሰሰገሰሰ ነሱ ይሐሸ አሰቲ ነኸሉ ሰም አወፂና አፂለመና በይ መራሒ ኸነተረፈ አነለፈዓ መነ አሎ ዛሓሽ ነተቃወምቲ ሰመ ነዘኦም ሰመ አሰኻ ሰበ ዘለካ አተመሰለሰ አከበ ዘባአሰ ዛሓሸ መምረፅ ዘበለፀ አነት ሃልዮ አከለ መባል ነኹሉ መፈረጀ መሪ አልባ ከነኸወን አተልፋዕ
@YoditTewolde-y7n
Ай бұрын
Natu Natu selam kemey kenika.
@MelaneYohannes-sh5nc
Ай бұрын
ሓሰና መዓረስ
@fessahayeloul9976
Ай бұрын
በየናይ ኢና ንሕና ኤርትራዉያን ን ተጋሩን ሐደ ዝኾና መሳፍቲ ትግራይ ቀንዲ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ ምዃኖም ኢና እንፈልጥ ላበይ ላብ ሮማ ልዓዲ ጣልያን ልዕዳጋዓርቢ እምበይ ጻድቃን ሃዳሚ በኻዪ ።
@salusalu-f9g
Ай бұрын
ፖለትካ ኢዩ ስምዐያ ጽቡቅ ገርካ ምግራህ ኣየድልን ኢዩ ካብዝእም ንሱ ካብ ተሐታት ክተርፍ ኢሳያስ ተሐታት ክከውን ልብ ትግራይ ጥውጥዋይ ኢዩ
@toyotaw2500
Ай бұрын
ክሐተካ አስመራ ዶ አይኮነን ኔሩ ናትንኤል አስመላሽ??
@wedigashlove
Ай бұрын
Etom be melhasom hager hezbi neftu zeblu feqri halot ne gana eu zelwom ember ne eritrawi hageru katu keman kendey shnkolel eyom zeblwo
@fessahayeloul9976
Ай бұрын
@@toyotaw2500 እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ ?
@TayeTessema-cs5lr
Ай бұрын
ንሱዳን እነተትወፅእ ኢሉ ተማኸሮውን ፀገም የብሉን ቕኑዕ ሓሳብ እዩ ። አብ ቃልሲ ዓለም መራሕቲ ካብ ፀገም ቦታ የሕቡኡ እዮም ።
@ghirmaiyosief8178
Ай бұрын
ጻድቃን ንዓሰብ ከምዝደሊ ኣብ ብዙሕ እጋጣሚታት ገሊጹ እዩ። ኣብዚኣስ ኣማኑኤል ልክዕ ኣሎ። ጻድቃን ሓሶት ስለ ዝበለ ሓሶት እዩ ማለት ኣይኮነን ንባዕሉ ጻድቃን ሓሳዊ ስለ ዝኾነ።
@TayeTessema-cs5lr
Ай бұрын
ሕማቕ ቓል ምዝራብ ይትረፍካ ፅቡቕ ኣይኮነን።
@shamfesha4974
Ай бұрын
ብራቮ ናቱ ጀነራል ጻድቃን ንኣማኒኤል ረድዮ ሓሰና ብትኽክል ሓሳዊ ይብሎ ኣሎ፡ እንተኾነ ግን ዑሱብ ዋላ እንተጸረፍካዮ ኣይርድኦን እዩ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@ysiefisayas2219
Ай бұрын
መርሓባ ናቱ ብሽሙ ኢዩ ጸዊዕዎ ሓሳዊ ኢዩ ሽሙ
@HenokHiyabu
Ай бұрын
ኣክራን ጺዬን ሃገር ብዘይ ሕዝቢ ሕዝቢ ብዘይ ሃገር ኣብ ዝርከበላ ጻድቃን፡ መርገም ምስ ጸሎት ኣብ ዝፈራረቀላ ዘመን፡ ጐሊያድ ክንዲ እንባ ብሓንቲ እምኒ ወንጭፉ ዳርባ ፡ ጐሊያድ ዶ ዳዊት መን ቀዲሙ ወደቃ። ሕርጭ ኣይኮነን ንፍይ ኣቢልካ ብትን፡ ጽዮን ዶ ጻድቃን ሕዝቢ የሎን ኣብዝን ኣብትን፡ ሓፉሽ ይስዕር ሕዝቢ ክዕወት ግድን።
@buonavita4175
Ай бұрын
ሓሳዊ አማኒኤል ሓሳዊ
@fitsumkelati8552
Ай бұрын
ሓሰና እንታይ ሰሪሑ ይብላዕ ናቲ?
@salusalu-f9g
Ай бұрын
ናይ ጻቅጣን ነገር ጻድቃን ካብ ተሐታትነት ነጻ ኮይኑ ንሳያስ ተሐታት ክገብር ግርም ኢዩ ዝብለካ ዝርእስ ብርጭቅ ጻድቃን ብዐል ከምዝእም ዝበሉ ብቶሎ ምጥፎም ኢዩ ኢርትራውያን ምሕያል ኢዩ ዘድልየና ምበር ሰላም የለን ምዞም ውግእ ባህላዊ ጸወቶም ትግራይ
@kaprino
Ай бұрын
ንስካ ንባዕልካ ናይ ጻድቃን ፖለቲካ ዝተረዳኣካ ኣይትመስልን ኣለካ።
@frewyniembaie9965
Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@tesfaslasiewelderufael94
Ай бұрын
አማኑኤል ሓሰናኮ ንህዝቡ ኪሒዱ ክሕሱ እንድዩ ተቆጺሩ
@astertsegaye1357
Ай бұрын
አሳቶም ከ ሀቀኛ ድዮም ደይ ነኣቶም አዩ ድስርህ ንመን ከደናግሩ
@haileweldesilassie313
Ай бұрын
ኣብዚኣ ደብረጽዮን ንጻድቃን ታሪኹ ዝድምስስ ርትዒ ኣቕሪቡ ኣሎ ። ጻድቃን ምስ ኢና ክንደራደር ከምዝበለ ኩልና ንምስክር ጻድቃን ድሓን ኩን ።
@gemeleymedia91
13 күн бұрын
ጻድቃን ምስ ኣቢ ኾይኑ ንኤርትራ ክወግእ ጸሎትን ሕልሙን ባህጉን ድሌቱን እዩ። ሓሰና ንመጀምርያ ሓቂ ዝተዛረቦ ብዛዕባ ጻድቃን ኢልዎ ዝበሎ ጥራይ እዩ ። ናይ ጻድቃን ዝተዛርቦ ሓቂ እዩ ።
@KifleTeklmaryme
Ай бұрын
ጻድቃን ተንኮልከን ቁማልካን አብ ጀባካ ግበሮ
@temesgenamlak4301
Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዘፅነትኩም መራሕቲ ትግራይ ኢኹም ፃድቃን ቶንኮለኛ ካብ ነብስኻ ከተውርድ
@borasilman2926
Ай бұрын
አሰና አብ ዋሸንግተን ምሰተጋሩ ንኽራኸብ እግሪ ምሰአብዝሔ እንታይ ደአ ኾይኑ እዚ ወዲ እብል ኔረ። ሕጂ ተረዲኡና አሎ እምበአር ንሕወሓት እዬ ክሰርህ ፀኒሁ
@millionghirmai8045
Ай бұрын
ጻድቃን ህርፋን ናይ ስልጣን ኣለዎ ሕጅውን መንእሰይ ክልል ትግራይ ከይለከመ ድዓርፍ ኣይመስልን
@workehagos4663
18 күн бұрын
Nissikhum Eritreans ekhum! Entay aetewokkum?
@alhadafgeneral5123
Ай бұрын
Tsadkan is hungry in power
@shamfesha4974
Ай бұрын
ታሓብአን ይጠንሰኦ ሞ ሰብ ኣክበን ይሓርሶኦ ዝባሃል ሲ ልክዕ ከምዚ ናይ ባዓል ደብርጭ ዩ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@AsghedomWeldegiorgis
Ай бұрын
ሕጅ ትጋሩ ሓተፍተፍ ኣይተብል ሓሳዊ። ትጋሩ ብጽይቕ ቐዳሞት ኢኹም ። መራሕ ትግራይ ስለ ዘኾነ ብኸዳዓት ትጋሩ ይባሳበስ ኣሎ
@toyotaw2500
Ай бұрын
እዚ ወዲ አብ ኡስመራ ዶ አይነበረን ማአስ እዩ ወጺኡ??
@haileweldesilassie313
Ай бұрын
ከማኻ መን ሰብ ። መጻኢ ዕብየትካ እምነ ።
@AsghedomWeldegiorgis
Ай бұрын
ኣታ ሓውና ስይትሓሱ ሓሳዊ
@FeqarNetserab-ks8nz
Ай бұрын
ኢዱ አባ ኣይትስበርዎ ን ኤማ
@borasilman2926
Ай бұрын
ቧዕ ከመይደአ ሓደኳ ዝቃወም ዘይለ ኩሎም እዮም ዝድግፍዎ ማለት ድዩ
@christinemabratu5053
Ай бұрын
ኩሎም ሃደ ድሃይሽ የብሎምን ሃንቲ ነገር ግን ሕዝቢ ትግራይ ይአክሎሰላም እዩ ዝደሊ ነዚኦም ኮስቲርካ ሃደ ብዛእባ ሕዝቡን ሃገሩን ዝፈቱ ኮፍ ምባል። 🇪🇷🙏
@ዘይምግዳለይየኹርዓኒ-ወ4ጀ
Ай бұрын
ኣነ ግን እታ ጻድቃን ዝበላ ምኽሪ ተጠቒመ ሱዳን ከይደ ሕጂ አሜሪካ ኣትየ..... ዋላ ኤርትራዊ ውን እንተ ኾንኩ እታ ምኽሩ አሜሪካ ካሊፎርንያ ኣእትያትኒ, ሕጂ ድማ ናይ ባባ ኢሳያስ ምኽሪ ተጠቒመ ናይ ጣዕሳ ወረቐት መሊኤ ኣስመራ ክበጽሕ የ. Thank you Tsadiqan/ጻድቃን 🤔😮🤔
@ramandebene1131
Ай бұрын
ዶ ደርሆ ተሓለመት ጥረ ሚረ።
@bahabelomfissehaye6223
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SemereTeklay-j3b
Ай бұрын
እዋይ እዚ አርተፍሻል ጀነራልስ ጽምኢ ስልጣን እምበር ናይ ሕዝቢ ትግራይ በፍጹም ሐሌት የብሉን ርእሲ ሐምሐም ባዶሽ ማሃይም።
@abrahamdesta2211
Ай бұрын
ምከደ ነይሩማ ንኡኡ ሃዚሎም ሂወቱ ከድህኑ ዝትሰወኡ ደቅና ኣይምሞቱን ነይሮም ። ንሃደ በኽቲ ደብረ ጽንተት 😊😊😊
@buonavita4175
Ай бұрын
I need to hear what he said
@KifleTeklmaryme
Ай бұрын
ሱዳን ንደበረጼን መቀለ ንጻድቃን ማለት ድዮ ዝከውን ዞ ሎ እዚ ወዲ ሰለስተ ዓመት ቆልዐ ዝፈልጦ ተንኮል እዮ
@eriline8691
Ай бұрын
😊😊😊😊😊😊
@HabteAlganesh-zb8rd
Ай бұрын
ትማሊ፡ዝበልዎ፡ሎሚ፡አይደግምዎን፡እዮም፡ሐሰውቲ፡እዮም፡
@MansooraSaeed
Ай бұрын
Hi natu xadekane ressae eyo
@salusalu-f9g
Ай бұрын
መቸው ህዝብ ኣፍሪቃ ኣደታትና ብሰንኪ ኣመሪካ ንዐያሹ ዳቆጽረት ገንዘብ ክንጣፋእ ፍልሚ ኢዩ ንዐኦም ኣደታትና ድማ ዝፈልጦኦ ዘይብለን ይኮነኒ ኢልካ ዘዕበካዮ ውላድካ ብሞት ክፍለይን ዐብይ ሐዘን ኢዩ ኢሮፓ ኣመሪካ ድማ ህዝቦም ብሰላም ይነብሩ ወረ መዐስ ኢኩም ኢትዮፕያ ውክልና ውግእ ጠጠው ተብሉ ሰላም ሃቡና
@NebiatTesfamariam-mz4xz
Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍👍🏻👍🏻👍🏻👍👍🏻👍🏻👍
@NebiatTesfamariam-mz4xz
Ай бұрын
🎉❤❤❤
@andayaman4097
Ай бұрын
ደብረጽዮን ብዘይ ምዝራቡ ቡዙሕዩ ተበዲሉ። ጻድቃን ጻሕጻሒ ሰራቅስ መንኮይኑዩ፡ ንደብረጽዮን ኣበይ ኮይኑ ከምዝመርሕ ዝሕብሮ፧ ደብሪጽ ከምሻዕብያ ዓሚቁዩ ።
@testtesfaldettesthabte2581
Ай бұрын
ንኣማኑኤል ሓሳዊ ብምባልካ ኣውሒድካሉ ጠላም ከዳዕ ንሃገሩን ህዝቡን ወስከሉ!!! እንተ ነቲ ደመኛ !ጸላእ ህዝብን ታሪክ ኤርትራ ዝኮነ ናይ ሓሶት ጀነራል ትግራይ ጻድቃን ግን ክንደይ ዘይተመነየን ዘይፈከረን!! ሰለዚ ጻድቃኖም ገብሮም( ገብሩ ኣስራት) ኤሊት ተጋሩ ባሕሪ እዩ ሕልሞም ሕማሞም!!! ሕልምን ጋህድ ግና ክልቲኡ በበይኑ ደቂ ማይ ጠላሚት!!!
@RobelEseyas
Ай бұрын
Eta Asti betami askatni 😂😂😂😂😂
@assefawgebremedhintesfamariam
Ай бұрын
Great job Natnael!TPLF leader do take of care and resposbilty upon the Tigray people because they collection of are thieves.
@rahelbey1004
Ай бұрын
ተጋሩከ ኣብ ሕዝቢ ማይ ካድራ እንታይ ፈጺምኩም ኣብ ርእሲ ስምየን እዝ እንታይ ፈጺምኩም ኣብ ክልል ዕፋርን ኣምሓራን እንታይ ፈጺኩም ግድፍዋ እቲ፡ንዓመታት ዝፈጽምኩሞ ገበን ብምሳይላት ድማ ንኤሪትራ ምውርዋር ወትሩ ግዳይ ኮና ጆኖሳይድ ተፈጺሙና ኡይ ኡይ ጥራይ ኢኩም፡ትፈልጡ ናይ ደቡብ ጊረበትና
@MengsteababrhaSbhatu
Ай бұрын
Ema adey hadas damo hasoit ystefesho lenbs iyu bhasot iyu.
@bemnetsbhatu976
Ай бұрын
Ezi lekbat tsadkan nsltanu ember halyot hzbi ayegedson eu
@tesfaslasiewelderufael94
Ай бұрын
ንኽሕሱ ቆጺሮሞስ ከመይ ጌሮም ሕጂ ሓሳዊ ይብልዎ ?
@ghebrehansteklu5684
Ай бұрын
Bwayane tekefilu
@buonavita4175
Ай бұрын
When was it Natie actually I don’t go to hasena media
@Erilebna
Ай бұрын
It is well known Hasena is financed by Wayne.
@GoytayHiwetey
Ай бұрын
ናቱ ሓዉና ብዛዕባ ታስም ተጋጊካ ኣማኒኤል ማለት ኣምላክ ምሳና ማለት ሰብ ኮነ ኣምላክ ኮነ ማለት ኢዩ ሓሰና ኢሎም ኢዮም ዝጽዉዕዎ ተልካና ግን ክንቅበለካ
@semaineshtekie1394
Ай бұрын
ትግራይ ጋሐፍ ተደፊእዋ ፎኺሱ ደብረጽየን አይአምኖን እንድየ ግን ከምቆልአ ተቀይሩ እዚአቶምስ መስ መራሕቲ ኤርትራ ክአረቁ ረአናዮም
@millionghirmai8045
Ай бұрын
ብሓቂ ናቱ መስተውዓሊ ኢኻ ሕጅውን ጻድቃን ድእመን ኣይኮነን
@buonavita4175
Ай бұрын
Hasena is a big lier
@habtomyemane5371
Ай бұрын
ኣብቲ ትግራይ ትስዕር ትብል ቴማ ትግራይ ሃገር ክንገብራ ዝብል ዕንዱር ኣካይዳ እቶም ኤርትራውያን ከሓድቲ ከም በዓል ሓሰና ተፈታዊ ሸው ከምበዓል ቤትና ከም በዓል ውፍይ ዘይውፉይ ኣብ ምጥፋ መናእሰይ ትግራይ ዓቢ ኢድ ኣለዎም እዚኣም ብትግራይ ህዝቢ ክሕተቱ ኣለዎም ሓሳዊን ቆርበትን እንዳሓደረ ይፎክስ
@bereketandehaimanot4818
Ай бұрын
ናቱ እንተ ደብረጽየን ዝዛረቦ ዘሎ ሓቂ ኮይኑ ጻድቓን ግዙእ ናይ CIA ምኻኑ ርኡይ መግለጺ ይህበኩም ኣሎ ሕጅስ ስጋብ ክንደይ ኣብ ጻድቃን ህዝቢ ትግራይ እምነት ክህልዎ ይኽእል? ጻድቃን ምስ ገበነኛ መንግስቲ ኣቢ ድርድር ኣየድልየናን እዩ ኢሉ ግን ብውሽጢ ውሽጢጻድቃን ምስ “PP” ይሰርሕ ነይሩ ማለት እዩ ኣቦይ ስብሓት ኣቐዲሞም ነጊሮሙኹም ነይሮም እዮም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣብ ክንዲ ን ኤርትራ (ሻዕብያ)ተውጣውጡ ናብ መራሕትኹም ኣወጣውጡ እዚ ወድሓንኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@EMATUBE768
Ай бұрын
Ema senesreat eba ati nay amlak smna bhade gohaf gleseb aytdedmena
@MH-dm3oo
Ай бұрын
Ni 4 ab hade gerka mihtatom eyu shu hizbi tigray zewaso yewisin
@temesgenamlak4301
Ай бұрын
ፃድቃን ቶንኮለኛ
@syumnelo4525
Ай бұрын
Xdqan tmen xlaiee hzbi tgray hzbi Eritrea u ::
@teklebrhanhabtom2865
Ай бұрын
Ezi xaqtannnn 😢ezi tieuyyy negnag diu??? Dronnnn geru hamedu zesteyo abi ahmed nexa gerus bzaeba Eritrea 🇪🇷 do zalanbesa do eilu kea yzareb beynay melekei eyu??? Hji kea eza hasot eiya zbla zelo ms abi ahmed xadqannn hasawi eyu 😢😢😢 zeamno yelennnn!! Eza n debriye zbelo wn b Tenkol eyu!! Ezi riesi awutobussss!!
@ghirmaiyosief8178
Ай бұрын
ናቲ ኣብዚኣስ ሓሲርካ። ንጻድቃን እሚንካ ሓሳዊ ምባልካ። ኩሎም ሓሰውቲ እዮም። ኣብ መንጎኦም ሓዊ ስለ ዝኣተዎም እቲ ምስጢር ይድርጉሕዎ ኣለዉ። ስለዚ ኣማኑኤል እዩ ዝእመን ኣብዛ ጉዳይ ዓሰብ።
@حافظ-ه9ط
Ай бұрын
😂😂😂😂❤❤❤
@astertsegaye1357
Ай бұрын
ጻድቃን ከ ሃቂ አንታይ ምኮና ይፈልጣ ድዩ ካብማስ ከ ሃደ ህዝቢ ኮይና ንፈልጥ ናይ ቀትሪ ህልሚ ይትረፍኩም።
@lettytesfaslassie7051
Ай бұрын
ንስካ ለባም ኢካ
@eri-pride
Ай бұрын
ጻድቃን ሲ እንታይ ድአ ክብል ትጽበዮ ኔርካ እወ ሐቁ እዩ ክብል? ናዓ ባ እዚ ድአ አየናይ ሐዲሽ ነገር ኮይኑ እዩ፤ ጌታቾው ባዕሉ ዶ ተሐባቢርና ንሻዕብያ ክንወግኦ ሐቲትና አይበለናን። ቀንዲ ጻላእቲ ኤርትራ ናይ ባዓል ጌታቾው ጉሩብ እዮም። ጻድቃን እኮ ነገር ስለ ዝፈረሰቶ እዩ ክካላኸል ወጹ። አብዚ ግዜ እዚ ደብረጼን ጥራይ እዩ ሐቂ ዘውጽአ ዘሎ።
@help-z2q
Ай бұрын
Haqey kibl txibe aleka bzaeb rkib meas tezaribu tifelit hasot elemo gin hiji terakibna elom bael debrexien.
@AbrahaleyHadush
Ай бұрын
Hasawi meay eika tsihifka 1 werhi ms kereyo dyu ztsahaf?!! Nmntay b ganeu zytsehafkum??? Nmntay ke kab hade region 2 debdabe adlyu???
@DanielBeyene-zp8yb
Ай бұрын
Xadkan is a liar he already on his discussion reflected his expectations and what do you expect him to say as a politician.
@TayeTessema-cs5lr
Ай бұрын
ናይ ወታሃደር ፍልጠት እንታይ ኣለካ መራሂ ሠራዊት ክትኾን ?
@BereketJr
Ай бұрын
He fought against eritrea in 98-2000
@TayeTessema-cs5lr
Ай бұрын
@@BereketJr ጠበኝጃ ምትኳስን ሠራዊት ኣሰሊፍካ ጦርነት ምምራሕ ሓደ ኣይኮነን
@mossesblessed113
Ай бұрын
ሑሱር ኩሉ ግዜ ሑሱር እዩ!!ኣሰና ኣይብተጋሩ ኣይ ብኤርትራውያን :ብኹሉ ተኻዒቡ።እስያስ ሞይቱ ክብል ሽዑ እየ ቀቢጸዮ ኣነስ🤔😃
@rahelhabtugebreger7704
Ай бұрын
Sdy stubik banda resh awdekatfoltena srhkagber lemany
@warsay1996
Ай бұрын
Tsadkan nsu hasiwi eyu . N tsadkan ke kemy thamno
@salusalu-f9g
Ай бұрын
ጻቅጣን እኮ ናይ ኢመሪካ ስለላ ኢዩ መልክት የመሐላልፍ ይሕጉስ ናመሪካ ሐደ ግዘ ዝገለጾ ጻቅጣን ውግእ ኢርትራ ኣሰብ ተምልስና ይብል ኣመሪካ ኣብ ኢትዮፕያ ቦታ ትረክብ ኢሉ ንህዝብ ትግራይካ ሐላይ ኣይኮነን እዝይ ዕሉል ደም ዝለመደ ጻድቃ ኣመሪካ ንጻድቃን ተላላኪ ናታ ገራ ቡኡኡ ኢዩ ሕሶት ዝመሐላለፋ ኣቦይ ስብሐትውን ጠቅሶሞ ነሮም ኢዮም ዝጉዳይ ስለዝይ ኢርትራውያ ደቅስና ዘይምሕዳር ኢዩ ምስ እዚኦም ጎረበታችን ናመሪካ ምሕጋስ ውክልና ኩናት ኢዮም ዝዳለዉ ዘለዉ
@workehagos4663
18 күн бұрын
You are from Eritrea, why are you meddling in Tigrayan's business?
@TayeTessema-cs5lr
Ай бұрын
ዞም ዕስለ ምጥቓዕ ጥራሕ ዝፈልጡ ንምንታይ ንደብረብርሃን ኸይድኩም እንታይ ጥቕሚ ነይሩዎ ንምንት ንወልቃይተ ሑመራ ገፅ ዘይምኸድኩም ኤሞ ሻዕብያን ዞም ካብ ክልል ኣምሓራ ዝመፅኡ ወረርቲ ንኽተባርሩ ዘይምፈተንኩም ? ኣይተ ደብረጭዮን ዓንሰባ
@teklezegi.gebreabgebreab8739
Ай бұрын
ገና ኣታ በካዪ ጻድቃን ገና ከነብክየካ ኢና ዓቅሊ ጽበት ኢዩ ዘጽዝርበክ ዘሎ ክትውቅጥ ኢካ ሃለፍለፍ ኣይተብዝሕ ዓሰብ ብዓይንካ ኣይክትርአያን ኢካ ኣታ ቡዳ ጀጋኑ ደቂ አርትራ ስትሂና ከብሉካ ኢሆም ውጽኣት ሸሮክ ክመጸካ ኢዩ ፓምበር ግዛአ ዘየሎ ኣብ ስረካ ክትሸይን ኢካ ኣዕምል ሕሳበክ ያ ገዋድ
1:33:07
Tigray Media Network ሻዕብያን ህወሓትን አብ ቃልሲ //ዕላል ምስ ሊንጎ Nov 10, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 11 М.
ምን ተፈጠረ? ከአሜሪካ ወጥተው ለመሰደድ የተነሱ ሰዎች ቁጥር አስደንጋጭ ሆነ! ሳይንቲስቶች ምድራችን መገመት ወደማይቻል Era ውስጥ መግባቷን አወጁ!Abiy
Abiy Yilma ሣድስ ሚዲያ
Рет қаралды 327
00:15
Каха и лужа #непосредственнокаха
К-Media
Рет қаралды 31 МЛН
1:21:14
Mia Boyka х Карен Акопян | ЧТО БЫЛО ДАЛЬШЕ?
Что было дальше?
Рет қаралды 11 МЛН
00:18
Triple kill😹
GG Animation
Рет қаралды 18 МЛН
00:55
The IMPOSSIBLE Puzzle..
Stokes Twins
Рет қаралды 85 МЛН
1:08:08
Tigray Media Network ሓሰና ገንዘብ ሓጉዝና ይብል//ብጫ ንጆን ብላሽ// ቺሮስ Nov 9, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 17 М.
33:14
Sep 26,2024-ኤርትራ ሓደገኛ እያ ! |ሃለፍታ ውድቀት ኣራት ኪሎ |
Solo Media
Рет қаралды 38 М.
29:04
Tigray Media Network ህዝቢ ትግራይ ንመሰሉ ዘይቃለስ ህዝቢ እዩ ይብሉ ጋዜጠኛታት TMH Nov 10, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 4,7 М.
1:48:33
Tigray Media Network ዕርቂ ምስ ሻዕብያ'ዶ ምስ ፌደራል መንግስቲ Nov 8, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 25 М.
2:05:36
ፖለትካዊ ሕፅቦ ጀ/ፃድቃን ንግምት ይውክል ዶ? ጀ/ፍስሃ ንምንታይ የፀልምዎ ኣለው፣ ጅግና ተጋዳላይ ኣማረ ተሻለ ዓሪፉ፣ ሽመት ኢጋድ ንኣብዪ፣ 9/20/2024
Tigrai Online
Рет қаралды 15 М.
1:00:27
ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ሰራየ
Mosaic Bahli
Рет қаралды 10 М.
1:31:06
Tigray Media Network አበበ ጀበሊ ዑስማን ሓለዋ ወያነ //ካብ ኩናት ዝሃደመ አማሓዳሪ Nov 7, 2024
Tigray Media Network
Рет қаралды 24 М.
1:52:48
ኣሰላልፋ ሓይልታት ትግራይ ናበይ ንሰሜን ወይስ ንደቡብ? ክትዕ ኣብ ሞንጎ ኣብርሃ ተኽሉን ተክሊት ገብረመስቀል 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 52 М.
48:31
የቤት ሰራተኛ መስላ የተቀጠረችው ፖሊስ
Sile HiwotTV
Рет қаралды 96 М.
53:46
"ሰራዊት ኡጋንዳ ዓፊኑ ክወስደና ተዳልዩ ነይሩ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 4,4 М.
00:15
Каха и лужа #непосредственнокаха
К-Media
Рет қаралды 31 МЛН