TMH - እዋናዊ መግለፂ ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ.ር ደብረፅዮን ገ.ሚካኤል ሓምለ 20 2016

  Рет қаралды 31,374

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

Пікірлер: 245
@YOhansarada
@YOhansarada 2 ай бұрын
ሕፈሩ ንህዝቢ ትግራይ ተደጋጋሚ ክሕደት እናፈፀምኩም ንህዝብና ንጥቅዓት እናቃላዕኩም ኣይትንበሩ። እንታይ ክገብረልኩም ትደልዩ ህዝቢ ትግራይ?ፅዑቕ መስዋእቲ እናኸፈልና ክንነብር ብመን ኢዩ ተፈሪዱና? ንዓሰር ሸውዓተ ዓመታት ቀትርን ለይትን ተቓሊሱ ኣርባዕተ ኪሎ ንዘእተወኩም ህዝብን ሰራዊትን ጠሊምኩም ምስመሰራታውያን ፀላእቲ ብምሽራኽ አንፃር ህዝብና ንዝኾኑ ሓይልታት እናመልመልኩም ኣብልዕሊ ምፅናሕኩም ባንክን ታንክን ንናይሰፈር ወዲኒታት ኣረኪብኩም ንመቐለ ምኻድኩም እቲ ዝዓበየ ዕሽነትኩም ኢዩ ።
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 2 ай бұрын
ሌባን ሸያጢ ዓዱን እዩ ዝሐፍር !
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
ምን ነህ ስምህ ቀይር ብበቃንቃህ ተናገር አሳማ ባንተ በክት ካርቶን የትግራይ ህዝብ ህዋህት አይነሳም የት ታቀናለህ ስደተኛ ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ የመን ስሀራ በገባህበት ውጣ አታስፈልግም የግርድና ስራ የለንም መመሳሰል ድጋሚ ፈንጂ መርገጥ ነው ኢ/ት የለችም አንፈልጋትም አረቦች በዙ😂ካካካካካ ስለ ህዋህት ያለህ ህልም አቁም ህዋህት የትግራይ ህዝብ ነው ህዋህት ስማይ ቢፈርስ ህዋህት ጀነረሽን ተቀባብሎዋታል ህልም አቁም ካርቶን
@hadishwelday9008
@hadishwelday9008 2 ай бұрын
እንስኻ ሕፈር ሌባ
@frehiwotwoldemariam3528
@frehiwotwoldemariam3528 Ай бұрын
👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌
@AigaDandes
@AigaDandes 2 ай бұрын
ዘረባኩም ዕንክልል ተግባርኩም ሕጉለት ካብ ህዝቢ ንላዕሊ ናይ ባዕልኩም ጉዳይ ዝግድሰኩም ሰባት እኩም ።
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 2 ай бұрын
ጀግና ነሕ ደብረፂዎን የኛ ባትሖን ይቆጨን ነበር በጠረፄዛ ዙር የምታምን ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
አታምሰባት ጀግና ከመይ ድዩ ናኹም ጀግና ዝባሃል ልህዝቡ አብሓደጋ ከይድቅ ምክልኻል እዩ ነይሩ እና እዚግን ዛኹሉ ህዝቢ አጥፊኻ ገናዘይ ወለዱ መላምል መናአሰይ ካብ ሓደ ገዛ 5 6 አጥፊኻ የቕንየልና ዶክተር አብይ ዝበለ ሰብ ጀግና አይባሃሊ ፅምኢ ስልጣን እዩ ዘሎዎ አኸባ እናበለ አፉ ድማ ህዝብና እናበለ ዕክሊል የብላሎ ህዝቢ ከይሓልፈሉ የሕዝን
@secrethabesha9943
@secrethabesha9943 2 ай бұрын
he has shown he is incompetent for leadership skill. he doesn't even comprehend his ideas in a clear manner. nothing interesting
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 2 ай бұрын
እዚ ክቡር ዶክተር ግን ንምታይ ኢኩም ኣብ ምርህነት ኣውድኩቦ ብቁዕ በሊሕ መራሒ ኢዩ። ክብር ዶክተር ደብረጽየን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሓብካ። ምሉእ ሰላም ይምነየልኩ ሃገረ ትግራይ። ደጋሩ ንፍዓት ኢኩም ንሃገርኩም ትቃሎሱ። ኣምላክ ነሃገርኩም ሰላም ይፍጠረልኩም
@tsegayasegid8005
@tsegayasegid8005 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጀግና አብ ጎንኻ ኢና
@GebrelibanosGebremedhin-t2r
@GebrelibanosGebremedhin-t2r 2 ай бұрын
እዋናዊ መግለፂ ድዩስ ዓመታዊ ፀብፃብ? ዋይ ሕጉለት!!
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 2 ай бұрын
ሐቂ እንትወፅእ ዘሐሞም መዓት እዮም !! 😅
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
ሀስማ ወዲ መድህን በራድ ወዲ ፊክ ሚሊሊክ ማለት አብደልመጂድ ህግደፍ ብክፉእ ቀታላይ ዊቂኢት ነቶም ቻ በሎ እንዳ ደምስስና ነቶም የህዋትና ንኡ እንዳፈለና 70 %ቻ በሎ እዩ መቃብሮም እያ ፊክ ኤርትራ 😂😂ካሳካካ
@user-dk9of1ok1n
@user-dk9of1ok1n 2 ай бұрын
This guy need to sit down somewhere!!! Over a million innocent died bc of your selfishness. No more power for you nd people like you!!!
@Nunu-i1r
@Nunu-i1r 2 ай бұрын
Decision will be made by the people of Tigray not you.
@Dats09
@Dats09 2 ай бұрын
Abey Ahmed murdered millions of innocent people, not Dr. Debretsion. You must be a prosperity cadre.
@berryfamily2846
@berryfamily2846 Ай бұрын
yes down this guy
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 2 ай бұрын
ደብረፅዮን ናይ ባህላዊ መራሒ እዩ ዝመስል !! ንኣብይ ኣሕመድ ክዛረቦ እንተሎ ኣብይ ንደብረፅዮን ከመይ ከም ዝሽውዶ ኣፀቢቁ እዩ ዝፈልጦ :: ከም ባንቡላ መራሒ ትግራይ እዩ ዝሪኦ :: ዝተነገሮ ተቀቢሉ ዝከድ ሰብ ምካኑ ኣብይ ኣፀቢቁ እዩ ዝፍልጦ
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 2 ай бұрын
ህወሓት ዓቕሚ የብላን :ህዝቢ ፈሊጥኩም እዩ ሰላም ሃቡና
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
ምን ትስራለህ አሳማ ስማይ ቢፈርስ ህዋህት ሁሌ ህዋህት ናት የትግራይ ህዝብ ነው ህዋህት ህዋህት ለጠላቶችዋ ካንስር ነች ግን ከየትኛው ነህ ከ ሳውዲ ስሀራ ከ ኡማን ስሀራ ከ የመን ስሀራ በገባህበት ውጣ አታስፈልግም የግርድና ስራ የለንም😂ካካካካካ
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 2 ай бұрын
@@aronyonas7563 ካድሬ ነህ ማለት ነው ከ ህዝብ ደንታ የለህም
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 ай бұрын
ድርባይ ህወሓት ስለዘይካአልዋ እዬም ፀላእቲና ድቃስ ሲኢኖም ዘለዎ ፈቲኻ ፀሊእኻ ህወሓት አውዲቒ ክሓልፍ ማለት ዘበት
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 2 ай бұрын
አንታ ወዱቱ ቡሽቲ ድርባይ ወዲ ፍንፍን ቦርኮ
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 2 ай бұрын
@@abdulmanane4597አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ
@girmeshgirma703
@girmeshgirma703 2 ай бұрын
He has no shame . Don't care about the people .
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z 2 ай бұрын
Right! He is not only shameless but he's stupid, ignorant!!!
@destatesema2882
@destatesema2882 2 ай бұрын
መህፈሪ ትግራይ ህዝቢ ብቃሬዛ ተሸኪሙ ኣውፂኡካ ሰላምን ፍትሕን ከይረክብ ትገብሮለኻ ኣሻጥር ግዜ ክፋረደካ እዩ።
@SesenHadish
@SesenHadish 2 ай бұрын
ኣነኳ ንምሰማዕ ዘይኮነስ ኮመንት ንምርኣይ እየ ኣተየ።
@gebgem2504
@gebgem2504 2 ай бұрын
ጨወታ ቖልዑ
@piealpha795
@piealpha795 2 ай бұрын
ዕንክሊል ፣ ደብረ ዕንክሊል ፣ ደብረ ጽንተት እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ መንግስታዊ ኸይዲ ፣ ናይ መንግስቲ ኣባል ኣይኮንካ ካብ ሊቀ መንበር ህወሓት እውን ወሪድካ ኢኻ ፣ እቶም ባህላውያን ጀነራላት ባህላዊ ሊቀመንበር ወዲ ዓድዋ ስለ ዝደልዩ መሊሶምኻ ፣፣ እቲ ጸገም ግን ዓቅሚ የብልካን ኣብይ ከም ቁምነገር ኣይር’እየካን እዩ ፣ ህዝቢ ትግራይ ዓኽ ኢሉ ተፊኡካ እዩ ፣ ስለዚ ስልጣን እንተ ሓዝኩ ክመውት እየ እንተ ዘይኮይኑ ዋላ ዋላ ኣፍልጦ የብልካ ፣ ዓቅሚ የብልካ ፣ ዘረባ ኣይትኽ’እል ( ዕንክሊል / ሾንኮለል) ግርማ ሞገስ የብልካ ሰቅ ኢልካ ጎዶሎ ሰብ ፣ ካባኻስ እቲ ኣብ ዲማን ሾው ዘሎ ደብረዕንክሊል ይሓይሽ😂😂
@dudy8366
@dudy8366 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
ላብኺናት ዝእቱ የብልናይ ያ ኹሉ ባልኻ ኢኻ ኹናት ክላዓል አኸባ እናበልኻ ዝህዝቢ ክላዓል ጌርካዮ እና ኸዚ ልገታቸው ግደፈሉ ጀግናና በሊሕ ወዲ ረዳ እዛኹላይ ኺናት እሳት አብ ትግራይ ከምዘይ ነበረ ቅንጥጥ አቢሉ አብ ዝባን ፀላእትና ክካየድ ገይሩዎ እና ከምዚ እዩ መራሒ ማለት በሊሕ
@YeshiWendim
@YeshiWendim 2 ай бұрын
ዝሓለፈ 33 ዓመት ንድሕሪት ክዝክር ፈቲነ ከምዚ ተታልሉና ነይርኩም ሐዚ ህዝቢ ኣፀቢቑ ተረዲእኩም እዩ።
@okellobusha1351
@okellobusha1351 2 ай бұрын
“የሌባ አይነ ደረቅ ልብ ያደርቅ” ከምዝባሃል፥ ደብረጽየን (ደብረብርሰት) ገ/ሚ ዓይኑ ኣፍጢጡ ምንም ገበን ኣብ ህዝቢ #Tigray, #Ethiopia ከምዘይፈፀመ፥ ጀጋኑ መረሕቲ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓት ብዕሊ ኣብ ሚድያ ወጺኦም ብናይ ህወሓት ስራሕ ፈጻሚን ማ/ኮሚቴን ዝካየድ ዘሎ ሽርሒን ሕብሕብኢተይን ገበንን በደልን ሰለዘቃልዑ ኽሸፋፍንን ክከላኸልን ድቃስ ስኢኑ ዘይምጎት ምጉት ሒዙ ቀሪቡ እንሄ ሕዚ ምንም ከይሓፈረ። ብዓብላላይን ስታሊናዊን ልቡን ርእሱን ተዓቢዩ ነቶም ብናይ ህወሓት ህገ ደንቢ መሠረት ዝተሸሙ ናይ ቁጽጽር ኮሚሽን መረሕቲ ከምተራ ኣባላት ብምቑጻር፡ ናይቲ ውድብ ኣሰራርሓን ኣካይዳን ናይ ምምርማርን ምክክትታልን ንጉባኤ ሪፖርት ናይ ምግባርን ስልጣኖምን ተልእኮኦምን ብምግሃስን ብምርጋጽን ተራ ኣባላት እዮም ብማለት ብግልጺ ንዝህቢ ትግራይ ሓስዩን ኣጋግዩን ኣሎ። ስልጣኖም ነቲ ማ/ኮሚቴን ስራሕ ፈጻሚን ናይ ምምርማርን ምቁጽጻርን ዝሓወሰ እዩ። እዙይ ኣይኸውንን እንዳበለን ነገራት እንዳጓተተ እንዳጠዋወየን እንዳአናገዐን እዩ ጸኒሑ ስጋብ ሎሚ። ሕዚ ተገዲዱ ናብ ሚድያ ወጺኡ ጉዱ ብዝገደደ ከዋቕዕን ክሓባብእን ከታልልን ኣትዩ ዝንሄ። ብትዕቢት መን ጠያቒ ኣለኒ ብማለት ይኹን ወይ ድማ ኣምሊጥዎ ነቲ ጉባኤ ካብልክዕ ንላዕሊ ኣዘናጊዕናዮ ኢና ኢሉ ኣሚኑ። “እንታይ እዩ ሞ” ኢሉ እንትይ ክተምጹ ኢኹም ብማለት። ብተወሳኺ ኩለይ “ኣነስ ናይ ስራሕ ፈጻሚ ኣኬባታት ክንደይ ጊዜ ኣንዊሓ እንድየ ኢሉ ንጋዜጠኛታት መልሲ ተዓቢዩ ሂቡ።” ዘረቡኡ ነቲ ኩይናት ኣብ ደው ምባልን ዘይምባልን ኩልይ ናይ ዝነበረ ምይይጥ ነጸብራቕ እዩ። እቲ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፖለቲካዊ ፀገም ብሰላም ስጋብ መወዳእታ ንኺዶ ንዝብሉ ሓሳባት ነጺጉ ንሱን መሰልቱን ኮይኖም ኩሉ ዓብሊሎም እቲ ደማዊ ኩይናት ክውላዕ ትእዛን መረሕነትን ሂቡ እዚ ፋሺስት። ንህዝቢ ትግራይ ናብ 1,000,000 ህዝቢ ጽንተት (GENOCIDE) ከጋጥሞ ኣብቂዑ እዩ። ነዙይ ደማ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ኣሚንሉ እዩ። ኣብ ቀረባ ጊዜ መን ሓታቲ ኣለኒ ኢሉ “1,000,000 ህዝቢ ናፍቲ ኩይናት ኣሰሊፍና ኢና” ኢሉ ተዛሪቡ። ንሱ መሰልቱን ፋሺስትታት እንዳኣረዩ ኣገዲድም ዘሰለፍዎ ህዝቢ እዩ ረጊፉ ዝንሄ። ናይ ህዝብና 1,000,000 ህዝቢ ምርጋፍ ቅጭጭ ኣይበሎምን ኣይተሰመዖምን። ሓሊፎም ተሪፎም ውድብና ነድሓን ይብሉ ኣለዉ ብዕሊ። ኢዶእ! ካብዙይ ዝገደድ ዓቢይ ክሕደትን ገበን ኩይናትን (HIGH TREASON and WAR CRIMES) እንታይ ኣሎ? ኣብ መንጎ (ማ/ኮሚቴ + ስራሕ ፈጻሚ)ን ቁጽጽር ኮሚሽንን ማእኸል ዝንሄ ናይ ሓሳብን ትሕዝቶን ፍልልይ ሰፊሕን ዓምዩቑን እዩ። ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ሓሽከሩ ኣማኑኤል ኣሰፋን ግና ነዚ ከቢድ ጉዳይ ህዝቢ ትግርይ ከም ተራ ነገር ኣቃሊሎም ኣዋቒዖምን ክሕለፍ እሞ ካብ ፍጹም ሓላፍነት ክድሕኑን ክሃድሙን እዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ። እታ ምንም ዘይትተርፍ ናብ እዚ ኹሉ ደማዊ ኩይናትን ብርሰትን ንምንታይን ብኸመይን ኣትና እዚ ኹሉ ግፍዒን በደልን ንምንታይ ኣብ ህዝቢ ትግራይ በጽሐ ንዝብል ምርመራን ተሓታትነትን (ENQUIRY COMMISSION) ተመስሪቱ ክይፃረ ንምድፋንን ምድምሳስን እዩ መንገዲ ሕሶትን መፀለምታን ጥውይዋይን ዝኸድዎ ዘለዉ። ናይ ደብረጽየን/ደብረብርሰት ርእሲስ ካብ ናይ ጠ/ሚኒስትር ኣቢይ በሊጹ OVER SMART ኮይኑ ንምዕሻው “ክቡር ጠ/ሚንስትር ቃል ከምዝኣተዉልና” ኢሉ ድጋፍን ተቐባልነትን ንምርካብ ትማሊ “ፋሺስት” ኢሉ ከምዘይጸውዖ። ምስ Prosperity Party ብውሽጣውሽጢ ብዝብገብርዎ ርክብ ደገፍ ረኺቦም ህወሓት ካብ ኩይናት ወላዕነት ናጻ ተባሂላ ከምትፍቀድ ብምሉእ ልቡ ተዛሪቡ። PP ይደግፎም ኣይደግፎም ህወሓት ኣብ ትግራይ ከምዘይ ትለዓል TERMINALLY እንዳሞታትን እንዳተደርበየትን እያ። ምስ PP “እከክልኝ ልከክልህ” ኣይሰርሕን። ከምዙይ ኢሉ ምዝራቡ ረሳሕነት እዩ። ካልእ ደብረብርሰት ብዕሊ ዘጋለጾ “ኣብ መኸተ ኢና ዘለና። መሬትናን ሉኣላዊነትና ኣይተመለሰን። ናይ ፕሪቶሪያ ውዕሊ ምንም ኣይተተግበረን። ፌደራል መንግስቲ ኩሉ ኣብ ትሕቴና እዩ ክኾን ዘለዎ ዝብሎ ኣይንቕበሎን።” ናይ ትግራይ ሉኡላዊነት ናጽነት ኩሉ እንዳበለ ኣህተፍቲፉ ናይ ትግራይ ህዝቢ ብዘይደልዮን ብዘይሓልሞን መንገዲ ። እዙይ ኩሉ ዘህተፍትፎ ዘሎ በቲ ተፈጥሯዊ ነቓጽ፡ ድንዙዝ፡ ክፉእ፡ ጋኔናዊ፡ ኢሰብኣዊ ልቡን ርእሱን ኣተሓሳስብኡን ተደረኹ እዩ። 1,023 ሓሻኽሩ ካድሬታት ኣኻኺቡ ካልኦት ኩለይ ወሳሲኹ፡ ኣጭበርቢሩ ብዘይግቡ ናይ ውድብ ቁጽጽር ኮሚሽን ከይተቐበሎ ጉባኤ ፀዊዑ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ዝኸፍአ ቅልውላው ከእትውን ትግራይ-ትግሪኚ ሕልሙን ተልእኾኡን ምስ መሰልቱ ካካይ ቡቃላት ኤርትራ ኮይኑ ዝጓየዩን ዓበርበር ዝብሉ ዘሉዉ። ስለዙይ ህዝቢ ትግራይን ውላድ ትግራይን ኣብ ዘለኻዮ ኮይንካ ነዞም ነቀርሳታትን ቫይረሳትን ንሓንሻብን መጨረሽታን ከተውግዶም ተላዓል። ንዞም ሰለምን ምርግጋእን ልምዓትን ድቃስን ከሊኦሙኻ ዘለዉ ነቀርሳ ተውግዶም ጽባሕ አይኮነን ሎሚ እዩ ኢዋኑ!!!!!
@DessalegnTsegai
@DessalegnTsegai 2 ай бұрын
ባዕሉኩም ውግእ ከፍትኩም ስሪኩም ፈቲሒኩም ፣ ቶክሲ ደው ኢሉ፣
@tsehaytesfahun4564
@tsehaytesfahun4564 2 ай бұрын
I wish he had an outline, so he can not repeat over and over the same subject or topic. All his speech could have been finalized within an hour.
@MehariBerhe-g1t
@MehariBerhe-g1t 2 ай бұрын
በትኽኽክል ዕንክልል ኩሉግዚ ስብሰባ ንጌታቸው ሰይምዕኻ ኖዚ ክትሰምዕ ገነት ነይርካስ ናብ ሲኦል ይመስል
@tekicholove
@tekicholove 2 ай бұрын
ኣታ ጋዕጋዕ ደብረፅዮን ፀሊአናኩም ኢና ልቀቁልና። ሕወሓት ከይጠፈአት ትግራይ ናብ ንቡር መነባብሮኣ ኣይትምለስን አያ
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ጋዕጋዕ ጨናዊ ሸታት ብድብድ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 ай бұрын
ዓድኻ ኤርትራ እያ ጋዕጋዕ
@leulteshale840
@leulteshale840 2 ай бұрын
እሞ መን ይሓዛ ባይቶና😂
@leulteshale840
@leulteshale840 2 ай бұрын
​@yohannesiv4300 መን በለ ? ዘየለ ነገር ኣይትዛረብ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 ай бұрын
You are a good-for-nothing leader . Period.
@meb66
@meb66 2 ай бұрын
ትግራዋይ ናይ ምስልባጥ ባህሊ ስለ ዘለዎ'ምብር፣ ትማሊ "ብላዕሊ ማርያም ጽዮን፣ ብታሕቲ ደብረጽዮን" ትብልዎዶ ኣይነበረኩምን?
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 2 ай бұрын
not logic
@Yafet-cw8fs
@Yafet-cw8fs 2 ай бұрын
በጃኹም ስለ ህዝብን መንእሰይን ሰላም ግበሩ ዋላ ምስ ሻዕብያ ሰላም ግበሩ በጃኩም ስለ ኑኡስ ወሎዶ በጃኩም
@berhanezemuy3761
@berhanezemuy3761 2 ай бұрын
Debrix enkll gena ms abi konka hager ketemaeb malet hasot akilka eritra ktbl xehay aribka zeytgedfuna selam zmeslo yelen
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 2 ай бұрын
ደብርጭ ኤርትራ ካብ ሓላል መሬታ ክትወጽእ ኢልካ ኣይትሕሰብ። ኣብ መሬትና ኣለና፥ ካብ መሬትና ዘውጻና ድማ የለን ንልዕሊ 22 ዓመት መሬት ኤርትራ ሕጊ ጥሒስኩም ኮፍ ኢልኩሞ ዝነበርኩም ክትከፍለሉ ይግባእ።
@DejenHaylay
@DejenHaylay 2 ай бұрын
ልገርም መብርሂ
@inarchitecturalstudio8084
@inarchitecturalstudio8084 2 ай бұрын
Tegetimika eka.
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 ай бұрын
መን ዮ #ወራር ፣ #ንቢገ_ምድር ዝነበረ #መሬት_ጎንደር ባዓሉ ናብ ትግራይ ዝከለለ ወድብ ድዮ ወላ እት መሬተይ ርሰተይ ዝበለ ዮ ወራር ዝክውን ዘሎ ሕፍር እሰከ ፣
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 2 ай бұрын
ሰብ የብላን ትግራይ
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
ደብረ ፅንተት ሕልኩስ ርጉም ጭራ ፍጥረት ካሕዳም
@destatirfu3235
@destatirfu3235 2 ай бұрын
We know the truth. Sebhat Nega dynasty is hiding behind conference ("Gubae"). You want to keep a family dynasty but this will never happen unless all Tigrayans are fools.
@SolGebre-st3wk
@SolGebre-st3wk 2 ай бұрын
ወይዘሮ ዕንክሊል ግደፈኦ ዝህዝቢ
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ዕለት 30 ሰነ ድነግረካ ዶ ሲኢንካ ትከውን ደብረገሽ
@SelamYohans-q3c
@SelamYohans-q3c 2 ай бұрын
Ayana newih edmen Reina yehabikum❤❤❤ajekum kesililu
@merhawisyoum6385
@merhawisyoum6385 2 ай бұрын
ኣምሓሩ መሬቶም መሊሶም፥ ኤርትራውያን መሬቶም መሊሶም፥ ዓፋር መሬቶም መሊሶም፥ ዋልቃይት መሬቶም መሊሶም፥ ትግራይ ናብታ ቀንዲ ትግብኣ ቅርጺ መሬት ተመሊሳ ኣላ፥ ይኣክለኩም ቅድሚ ሕጂ ዘይመሬትኩም ሒዝኩም ንዓመታት ኮፍ ዝበልኩሞ።
@DelinaMF19
@DelinaMF19 2 ай бұрын
Hero
@delinazg1046
@delinazg1046 2 ай бұрын
ኣታ ሓወይ ናሻዕ ናሻዕ ናብ ቲቪ ክትመፅእ ኣይድብረካን ድዩ ታይ እዩ ቶም ጳጳሳት ኔትወርክ ብድሕሪት ኮይኖም ተዛረብ ድዮም ዝብልካ ዘለው ብግደ ሓቂ ተፈታዊ ነይርካ ግን ዞም ናይ ዓልየት ዋጎኦም ከይተውሃቡ ኣይፀርን ንስካ ውን ዳርጋ ኮምኦም ኮይንካ ሎሚ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 2 ай бұрын
ህዝቢማ ብጥሜት እላተኣለሸ ኹዕንቲ እላበልዔ የትሓንኩ ስልጣን ማን ጨበጠ ዋይዋይ
@JohannesBeyene-l6t
@JohannesBeyene-l6t 2 ай бұрын
ATAYO ZEITWERD HSAS
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 ай бұрын
እዋይይይ #ደብረ_ጽጽ ኣሎ ድዮ፣ #ኣቢይ ተጻውተለን ዕሱባት ኮይኖም ተረፍም
@SolomonBaikedagn
@SolomonBaikedagn 2 ай бұрын
አታ በጃካትኩም ንህዝቡኩም ሕሰቡ!! ረጊፆም ዝወፁ ሰብየለውን ኢልኩም ትሕስው ንህዝቢ እናዓሸካ አይንበርን ህዝቢ በሊፁኩም እዩ በጃኩም በጃኩም ዓርዩ!!!
@hadishwelday9008
@hadishwelday9008 2 ай бұрын
ናይ አብይ ተኸፈልቲ እዮም ምፅራይ ማለት እዚ እዩ ታአኼባ አይደሊዋን እዮም ከሓድቲ እዮም
@natinati2025
@natinati2025 2 ай бұрын
ደብረ ጽዮን ንህዝቢ ትግራይ ሽግር እምበር ራህዋ ከተምጻሉ ዓቅሚ የብልካን!! ሰላሕ ኢልካ ዘይትእለየሉ ተዘይ ኮይኑ እዛ ዓመት ኣይትወጻን ኢካ።
@kebedekassaa5096
@kebedekassaa5096 2 ай бұрын
ዶ/ር ደብረፅዮን፣ ማእኸላይ ቑፅፅር ኮሚሽን ህወሓት ዝብሎን ንስኻ ትብሎን ብበይኑ ስለዝኾነ ንመኒኹም ንኣምን?
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ቭድዮ አሎ አብ ውሽጢ ዝተዛረብዎ ቁፅፅር ከሙሽን
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 ай бұрын
ኮሚሽን ቁፅፅር እኳስ ብዙሕ መደናገሪ ሓሳባት ኣየበለን። ሓደ ካብቶም ጉጅለ ብልፅግና ዝኾነ ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ደኣ ‘ምበር።
@kebedekassaa5096
@kebedekassaa5096 2 ай бұрын
@@yohannesiv4300 እቶም ኻልኦትኸ ብልፅና ድዮም?
@beyenawahid
@beyenawahid 2 ай бұрын
ቀድሚ ሓደ ዓመት ዝተበፅሐ ተመዛባልቲ ናይምምላስ ስምምዕነት እያንሱኹምን'ዶ መሓውር ውድብ እንተዘይኣተወ ኢልኩም ነቲ ምምላስ ሓደ ዓመት ዘዘንጋዕክምዎ:: ዘላለም ዓወት ኣፈፃፅማ ነጠፍቲን ህርኩታትን ምምንጣል ከም ዓቢይ ዋኒን ሒዝኩም ምቅራብን ምሕሳውን ኣመል ጌርኩሞ ሒዝኩም ምቅፃል መደንፀዪ ኢዩ:: ነቲ ስምምዕ ንምፍራስን ንምዅ ላ ፍን ለይቲን ቀትሪን ተጎጅጁልኩም እንትስርሑ ነታ ሰምምዕነት ኵሉ ዕንቅፋት ተሳጊሮም ኣብሐዚ ዝበፅሖ ብርኪ ክበፅሕ ዝደኸሙ እንመን ከምዝኾኑ ኣፀቢቄና ሰለእንፈልጥ ኣይትሓሱው:: ብሓቂ እንተይተነሳሕኻን ሕመቅኩም ኣሚንኩም ቢኢፋ ይቅሬታ ሓቲትካ እንተይተማሓርካ ጥር ትብል ሰልጣን ኣይክትርከብን:: ቁርትለይ ሕንከትን ሕፍረትን ይሰማዕኹም::
@mashogher
@mashogher 2 ай бұрын
ሰፋሪ ተሰፋፋፊ ከመሬት ትግራይ ይውጣ ነፍሰ ገዳይ እጁ ለካቴና ይዘጋጅ !!
@frehiwotwoldemariam3528
@frehiwotwoldemariam3528 Ай бұрын
No more HWAHAT::
@AmanuelGebremedihen
@AmanuelGebremedihen 2 ай бұрын
ሻዕብያ ሪኢቶ ክትህቡ አይንፈፈቅድን ሕቶን መልስን ግን ካብ ተጋሩ ተምሀሩ ደናቁር
@leulteshale840
@leulteshale840 2 ай бұрын
ግርም
@azebbeyene8978
@azebbeyene8978 2 ай бұрын
Ajokum ❤🎉
@zeradawitGebrehiwet-e5l
@zeradawitGebrehiwet-e5l 2 ай бұрын
አትም ነቲ ደንባር ወጣት ተግራይ ዘብለዓ ዘሃቦ መግለፂ ርኢቶ ደገፍ አበርክቶ ዝትፅሕፍለኹም ካድረታት ሓቅኹም ኢኹም ሃተወተው ምባልኹም ምኽንያቱ እቲ ሰታይ ደም ጉጅለ ፍልፍል ሃፍትኹም ፤ናይ ስልጣንኹም ዕደመ፤ናይ ገበንኹም መሕበኢ ፤ህዝቢ አሳቂቅኹም ፤ሰብ እናፀለምኩም ዕድመኹም አብቂዑ እዩ የክል ሓንቲ ሓበሬታ ክልግሰልኩም ካብ ዞባ ክሳብ ልምዓት ጉጅለ ዘለኹም ሰባት በቲ ዝተለመደ እኩይ መስርሕኩም ጠልቆምቆም ክተብሉ ሂወትኩም ባዐልኩም መረከብቲ ምኻንኩም ክትፈልጡ ይግባእ ሐዝስ የአክል ቀልድኹም!!!!!!
@yirgalemyirgalem8836
@yirgalemyirgalem8836 2 ай бұрын
What do talking about
@Zak-pf4ff
@Zak-pf4ff 2 ай бұрын
The Unyielding Spirit of Tigray In the face of overwhelming odds, the Federal Government of Ethiopia declared a full-scale war against the people of Tigray, a region of 5 million standing against a nation of 120 million. The government, along with forces from Eritrea, Somalia, and the UAE, vowed to eliminate and terminate us. Yet, our unity and resilience proved stronger than their might. We stood firm, fought bravely, and forced them to come to the negotiation table. Now, as they attempt to divide us and create cracks within our unity, we must remember the strength that brought us this far. Our solidarity is our greatest weapon. Together, we will continue to stand strong, united in our pursuit of peace and justice for Tigray.
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 2 ай бұрын
ኣይ ሻዕብያ እንኳ ን ጉባኤ ሕገመንግስት ዘይትፈልጥ ተውሳኽካ
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy 2 ай бұрын
ክትሓፍሩ ኣልኩም ህወሓት ነዚ ለዋህን ጅግናን ህዝቢ ነዚ ኩሉ ህልቂት መኪቱ ጥራይኮነስ ንምርሕነት ወያኔውን ካብሂወት ዝድሓነ ህዝቢ ኢዩ መንእሰይ ትግራይ ድማ ምእንቲ ድሕነት ህዝቡ ከቢድ መስዋእቲ ዝኸፈለ ኢዩ ሕጂ ሰላም ምስኮነስ ሱቅበል ዝብልናካ ግበር ምባል ገበን ኢዩ ልክዕ ከም ናይኢስያስ ሕጊ ኢዩ ስለዚ ምርሕነት ወያኔ ንህዝብኹም ሕሰብሉ በዚ ትስርቅዎ በዚ ናብመርቦቶም ከይ ምለሱ ምእቲ ስልጣንኩ ም ክትብሉ ንህዝቢ ትግራይ መፍቶት ኣዛብእ ጌርክሞ ብጣሚ ኢዩ ዝሕዝን
@Endrias-q7s
@Endrias-q7s 2 ай бұрын
ስልጣንኩም ዶ ይዓብስ ጉዳይ ህዝቢ ትግራይ ? ናይ ህዝቢ ትግራይ ውራይ ይዓቢ እንተይልኩም ንምንታይ ኣብዚ ህዝቢ ብናይ ውሽጡ ዝኾኑ ለያቡ ግፍዓዊ ገበን እንትፍፀሞ ኣብ ኣዳራሽ ተሓቢእኹም ስቅ ኢልኩም ኣብ ህዝብና ቀንዲ መዛራረቢ ኮይኑ ዝኒሀ ናይ ዉሽጡ ፀፅታን ምሕደራን ዋላ ፀገሙ እናተረደኤኩም ግዝያዊ መፍትሒ ኣብ ምውሳድ የለኹምን ኣይነበርኩምን።
@MileyAsem
@MileyAsem 2 ай бұрын
ዘዝተለመነ እኽሊ እንዳሰረቕኩምስ ካብ ልመና ንውፃእ ክትብል መሕፈሪ
@Asmelash-e2y
@Asmelash-e2y 2 ай бұрын
ሓቂ እዩ ስልጣን ንወጣት ከረክቡ አለዎም።
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 2 ай бұрын
😂 indircte mrcha ngber imo neay mrexuni'ya tesmie wediney
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 2 ай бұрын
ብጣዒሚ ያመሰግን ምናልባት ተረኪቦም ይኮን አጋ እርጋን ዝርጋን ተክለብርሃን
@abadifetaw3201
@abadifetaw3201 2 ай бұрын
ደብረፅዮን ዘኣመነን ማይ ዘሓቆነን ሓደ እዮም ! ኣብይ ኣሕመድ ጦርነት እንድሕር ኣብ ትግራይ ኣውጁ ዝትግብራ ምካኑ ክፍለጥ እዩ ዘለዎ :: ደብረፅዮን ኣብ ነበረያ ነበረ ሕጊ ዝነብር ሰብ እዩ :: ጌጋ እዩ ይብል ግን ጦርነት ዝእውጅ ሰብ ግን ካሊእ ሰብ እዩ :: ደብረፅዮን ግን ዝንጉዕ ስነ ልቦና ዘለዎ ሰብ እዩ
@muluwelday4144
@muluwelday4144 2 ай бұрын
ዳብራፀ ጃግና
@lhaile1499
@lhaile1499 2 ай бұрын
ጀግናው ደጺሰለ ወጉኑ የታገለ ጀግናናና
@NegasiMulugeta
@NegasiMulugeta 2 ай бұрын
ደላይ ስልጣን
@mashogher
@mashogher 2 ай бұрын
፧ተኣምራዊ ተጋላይ ደብሪፅ ብጀግንነት ቀፅል ህዝቢ ትግራይኣብ ጎንኻ እዩ !!!! ባንዳታት ሕማምኩም ኣይሓደገኩም ናይ ትዲኤፍ መርፍእ እዩ መድሓኒትኩም !
@BahlbiGerezihre
@BahlbiGerezihre 2 ай бұрын
ከመይ ዩ መችይዎ ግን😢
@MileyAsem
@MileyAsem 2 ай бұрын
ኣይ ከም ትፅቢትናን ደጉተር ደብረፅዮን ትፈልጥ ኢኻ ንዓኻ ህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነ ካልእ ዜጋ ኳስ ዘሚሩልካ ደሪፉልካ ግን ከ ሎሚ ህዝብና ዝተፈናቐለን ዘይተፈናቐለን ህዝቢ ሓደ ኾይኑ ኣብ ዓዱ ዘሎ ብ ሃንጊ ጭውያ ዘረፋ መቕተልቲ ውራ መሬት ከባብያውነት ህዝበይ ኣልቦ ፍትሒ ኾይኑ እሞ ድማ ኣብ ትግራይ እንከለኻ ትዝክር ዶ ኣብ ጦርነት ግዜ ዝነገደን ዝዘረፈን ክንኣሬን ኢና ክትብል ከለኻ ንሱስ ይትረፍ ናይ ሎሚ ጉሓሉ ኳ ኣይሓዝክሙን
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh
@TeklehaimanotGebretsadik-qd7xh 2 ай бұрын
ደብሪፅ ወርቂ መግለፂኻ ተቀቢልናዮ ትኽክልዩ።ዝገመትናዮ እዩ በላዕቲ ክልተ ስጋ ኣወግደልና።
@TesefaMareyam
@TesefaMareyam 2 ай бұрын
❤❤❤ውድድድ
@almaz.8056
@almaz.8056 2 ай бұрын
Be strong ❤
@yemaneabrha1364
@yemaneabrha1364 2 ай бұрын
This guy has only one and only one desire, i.e., to stay in power regardless of the disastrous consequences of his confused rule on the people of Tigrai.
@MeleseHagos
@MeleseHagos 2 ай бұрын
TMH ግን ናይ ጉጅለ ሚድያ ኮይኑ ተሪፉ ንምንታይ ናይ ግምት መግለፂስ ናብ ህዝቢ ዘይተቕርብዎ: ህዝቢ ሰሚዑ ዘይፈርድ።
@berryfamily2846
@berryfamily2846 Ай бұрын
sham on you daem
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 2 ай бұрын
ጃንዳ ደባረፂየን ናብ ዓድዋ ኪዱንልና።
@BiniamAreayaslassie
@BiniamAreayaslassie 2 ай бұрын
ድርባይ ሻዕብያ ወጻእ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 2 ай бұрын
ብዘይ ናይ ደቂ ዓድዋ ትግራይ ስልጣን ክሕዝ ዝኽእል ሰብ አሎ። ይአክል።
@kidudest7893
@kidudest7893 2 ай бұрын
Aytfelaley hawena. Hizibi zeamenelu Tigraway kemerih allowo.
@asas9626
@asas9626 2 ай бұрын
❤🎉❤✅
@gebreslassiekasa461
@gebreslassiekasa461 2 ай бұрын
ደብረፅዮን አይታሐሱ 9ሺሕ ሒዝካ እትጉረን መናዕሰይ ትግራይ ዘወዳእኻ ኢኻ ይአኽለካ
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ተገምጠል ቆማል
@RuthSleshi
@RuthSleshi 2 ай бұрын
ደበጸብሪ እተትብሀል የሀይሽ ነሩ አብይ ገና ካቴና አብ እግርካ አቲልካ አሎ ዝተረፈካ አብ ኢድካ ካቴና አቲው ቃልቲ ካትዮካ አዮ ናይ አቦይ ስብሓት አራት አላ ነአካ ተባሂላ ትጽበየካ አላ በረት ወልቃይት ኪበካ አተ ዲደሊ ቀደም ብመለሰልካ ወልቃይት ምርካብ ማለት ደበረጸብሪ አሰመራ አይትካ መንግስቲ ተከውን ትክእልዶ አትክእልን ወልቃይት ከምአጌርካ ርአያ አጄብጄብ አትበል
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 ай бұрын
ደገፍቲ “ትግራይ ብልፅግና” እልፊ ገፈጥ መፈጥ ጠለምቲ ስዉኣቶም ኣረሜናት ከባብያውያን ሕርር በላ!
@azebbeyene8978
@azebbeyene8978 2 ай бұрын
@haftom donkoro eka.
@melakunigus1533
@melakunigus1533 2 ай бұрын
ማእኸላይ ኮሚቴ ዝተበሃሉ ሰባት ግን ናይ መላእ ህዝቢ ፍልጠትን ድሌትን ክፈልጥዎ ይኽእሉዶ?
@loveghe
@loveghe 2 ай бұрын
ልዕሊ 1 ሚልዮን ተጋሩ ኣጥፊእካስ ከይሓፈርካ ክትዛረብ መጺእካ:: ዕሸላት ተጋሩ ንዓኻ ኣሚኖም ጠፊኦም: ወለዲ ዘኽቲሞም: ትግራይ ንድሕሪት ተመሊሳ:: ለመና ዓበይትን ኣዴታት ኣምሓራን ረጊጽካ ትግራይ ደጊማ መቓብር ወረርቲ ክትከዉን እያ እንዳበልካ ኔርካ መቓብር ልዕሊ 1 ሚልዮን ተጋሩ ኮይና::
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
እሰይ ገበር ደፂ ጅግና
@destatirfu3235
@destatirfu3235 2 ай бұрын
Are you dreaming to save Sebhat Nega dynasty? Please please stop it. People have to elect their leader. We do not want any one from old TPLF leaders. We know "Wudub Adhinu" is a cover. People are aware of your motive. Debrestion please do not come to the media because people are traumatized by the genocide. The moment when people see you, they feel bad.
@yohanesbelay8880
@yohanesbelay8880 2 ай бұрын
ናይ ጌታቸው ለይተማሀላልፍዎ
@GetahunGadaGetahunGada
@GetahunGadaGetahunGada 2 ай бұрын
Yes, Debrits.
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ደብረጽየን ተዛሪቡ ድቅየር ኣሎ ዶ የሕዋት ሓደሰብ ኢንታይ ገባሪ ኢዩ ኢዚ
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 2 ай бұрын
ከም ምንታይ ኮይኑ እዩ ዝዛረብ ዘሎ?
@1birryoutube
@1birryoutube 2 ай бұрын
መንሞ ያግዝካ ንስኻስ ደሓን ኔርካ ግን ምስ ቶዃሉ እናወዓልካ እንታይ ዋጋ አለዎ እቶም ከምአ ዝገብሩ ዘለው ቁረፆም እቶም ነውሪ ዝሰርሑ ዘለው ስልጣን የአኽለኩም በሎም ንስኻውን የአኽለካ ውረድ ናይ ዓለም ሙያተኛ ኮይንካ ተቆፂርካ ስራሕ ስልጣን ቻው በላ እቶም ብዘይ አኼባ ብዘይ ህወሓት ዘይነብሩ ድማ የአኽለኩም ውፁ ካሊእ ስራሕ ጀምሩ እቱ ቃልሲ ህዝቢ ባዕሉ ንባዕሉ ክመርሖ እዩ ።
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ አያዋይይይይይይ
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 2 ай бұрын
ዶ/ር ደ/ፅዮን ከመዚሉ ዝተጋኘነ ሓሳብ ከቕርብ'ዩ ኢለ ኣይተፀበኹን (1030 ተሳታፊ ክንድድላዩ ሓሳብ ዝሃበሉ፣ ኩሉ ዝተሳተፈሉ፣ ተቓወምትን ድ/ተኣቅቦን 7 ጥራሕ'ዮም፣... ከምኣብነት ምጥቃስ ይከኣል)። ኣነ ንዶ/ር ብቕንዕና ጠርጢረዮ አይፈልጥን፤ ኩሉ ኣፅሪኹም ናብ ጉባኤ ተትኸዱ፤ ብሓቂ ህዝቢ ቀልጢፍኩም ጉባኤ ኣከካይዱ ኢሉ ድዮ? ኣነ ዝግምቶ ልኣላውነትና ኣኽብሩልና፣ ዝተፈናቐለ ናብ መረበት ምለሱ፣ ፀጥታ ኣኽብሩ፣ ሰረቕቲ ሓዙልና፣ ተሳነዩ መሊስኹም ናብ ኲናት ከይተእትዉና፣... ክብል እንተዘይኮይኑ። ኣብ መግለፂ ዶ/ር ሓንቲ ዘግረመትለይ ሓዱሽ መራሒ'ና ንደሊ ትብል ግድን ኣይኮነን ፀገመ ዘለዎን ዝደኸመን ተኪእኻ ዓቕምን ፀገም ዘይብሎምን ክቕፅሉ ይኽእሉ'ዮም፤ ሓቢርና ንውረድ ግና ጥዕና ዘለዋ አይትመስለንን። ንድሕሪት፣ ንቕድሚት፣ ንጎኒ ጠሚትና ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ብምሕላው ድሕንነት ውዳበታትን ውልቀ ሰባትን ይሕለ።
@SesenHadish
@SesenHadish 2 ай бұрын
ዘይንሱ ድኣ ታይ ኣግሪሙልና?
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 2 ай бұрын
ደብረ ፅንተት
@WeldekirosGebreyohans
@WeldekirosGebreyohans 2 ай бұрын
Debrits jegna enamesegnhalen
@loveghe
@loveghe 2 ай бұрын
ማዓሲና ወያኔን ህግደፍን ጠፊኦም ሰላም እንሬኤሉ??
@WerkleulNegash
@WerkleulNegash 2 ай бұрын
ሐዚ ነታ ንኡሽተይ ዝረኸብናያ መንገዲ ሰላም ኣይትዝረጉልና በይዛኹም ? ናሃትም ጎቲም ካራ ግዳ ገደደና ።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
ከምዚ ሰብኣይ ጣዕሳን ሓፍረትን ዘይብሉ ገራሚ ስብኣይ ርኤ ኣይፈልጥን!
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 2 ай бұрын
ንስካ ሕፍሪ
@vvg5520
@vvg5520 2 ай бұрын
ጠሳም ሸታት
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
@@hiwotegebrekirose3316 ሓደ ሚልየን ተጋሩ ዘብልዐ፣ ተስፋታት ትግራይን መፅበዓ ህዝቢን ማይ ንማይ ዘትረፈ፣ ህዝቢ ደም ዘንብዑ ቆራዲድ እናመርሐ መዋእሉ ክመርሕ ዝደሊ፣ ብሄራዊ ተስፋ ተጋሩ ዘፀልመተን ብሄራዊ ወፅዓ ተጋሩ ተጋዲዱ ክቕፅል ዘመቻቸወ፣ ብ ዘልዛል ኣመራርሓ ንትግራይ 30 ዓመት ንድሕሪት ዝመለሰ፣ ጄኖሳይድ [ ፅንተት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ] ክፍፀም ዝገበርኩ ኣነ ድየ? ሂወት ሓፍትና ሕሽክርና'ውን መልክዕ ኣለዎ።
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 2 ай бұрын
@@ፀሊምሓድጊሕፍረት እኳስ ንስኻ ኢኻ ዘይብልካ። ብሰንኪ ሱር ዝሰደደ ሕፍረት ኣልቦነትካ እታ ንስኻ ትድግፋ ፀባብ ጉጅለ ሓሻኽር ብልፅግና ዘይምስዓራ እንድዩ ዓበድበድ ዘብለካ ዘሎ። ደሓነይ ጥራሕ ንግዜ ንግደፎ ፅባሕ ግን ንስኻ ኢኻ ተናሳሕን ተሓፍርን። ፈቲኻ ፀላእኻ ሕዪ ‘ውን ውድብና ካብ ተለኣኣኽትን ሰረቕትን ሃረፍቲ ስልጣንን ገንዘብን ፀርያ: ዓቕምታታ ኣዋህሊላ ነቲ ሕዚ ዝኣተናዮ ቅልውልው ምስቲ ሰፊሕ ህዝብና ፈንፂሓ ክትስዕር እያ። ዒም ዝበለ ይተሓጎም።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
@@yohannesiv4300 ከምዚ ኣብ ጥራሕ መዓኮርን ጥራሕ ርእሲን እናተፈከረን እናተጨደረን ሓደ ሚልየን ሰብ በሊዕካን ኣብሊዕካን። ዓገብ! እቲ ዓቕምኻን ልክዕኻን ብዝግባእን ብተደጋጋሚን ተመዚኑ ህዝቢ ለኪምካ ራዕ ኢልካ ወዲቅካ ። ህዝቢ ትግራይ ነዛ ለማስ፣ ሂወትን ራእይ ኣልቦን ውድብካ ተሰኪሙ ክሳብ መኣዝ ደው ይበል? ንምንታይ??? ህዝቢ ትግራይ ከማኻን መራሒኻን ዝበሉ ድሑራት ንመዋእል ክመርሕዎ መን'ዩ ረጊምዎ? ሎቕዛይ ሓፍረት ኣልቦ!!
@EphremGech-mm7ir
@EphremGech-mm7ir 2 ай бұрын
ደብሪፅ ጆግና ኢኻ ንአምን ኢና ግን ካልአይ መስዋአቲ ከይትኽፍሉና መትከልካ አፅኒዒኻ ሓዝ ባንዳታት ንሪአ አለና ትግራይ መሊአ እያ ዘላ ግን ሾላኽ መላኽ አይትኽፈቱ
@agbemekele2122
@agbemekele2122 2 ай бұрын
በጃዅም ጉባኤ ክትገብሩ እንተወሲንኩም ምእንታን ድሕንነት እንተተኻኢሉ እዋኑን ቦትኡን ኣይትግለፁ እዝንኹም ምስማዕ ይልመድ
@berryfamily2846
@berryfamily2846 Ай бұрын
ሓሳዊ ሎኩመኛ አታ ሕፈር 3millon ህዝብ በልዕካስ ሕጅ እውን ደምና ክትሰትይ
@AmanuelAman-ey3ve
@AmanuelAman-ey3ve 2 ай бұрын
ደመ መጣጭ ኣሁንሰ የማን ደመ ሊትመጥ ነው
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 80 МЛН
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 57 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 24 МЛН
怎么能插队呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:12
火影忍者一家
Рет қаралды 12 МЛН
Xyoo no kuv cov nplej teb yuav tau li cas 18/10/2024
24:25
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 204 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 80 МЛН