TMH - ዘተ ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ነበርቲ ዞባ ደቡብ ትግራይ 30 ነሓሰ 2016 ዓ/ም

  Рет қаралды 30,988

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

Пікірлер: 150
@almir692
@almir692 Ай бұрын
ጌቾን አየና ክቡር ጀኔራል ጻድቃን ❤❤❤ኮርኢና ኢና ደለይቲ ሰላም ብምኳንኩም ትግራይ ሰላም የድልያ እዩ❤❤❤
@21youzer
@21youzer Ай бұрын
ህዝቢና ህዝቢ ምዕራብ ናብ መረበቱ ይመለስ መሬት ትግራይ ካብ ኣሎ ዉሃ ምላሽ መተማ የዉሃንስ ናብ መረበቱ ይመለስ ወዲረዳ ህዝብኻ ምለስ❤❤
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
@@21youzer ንመለሰ ካብ መቃብሩ ኣልዕልካ ስለ መተማን ኣልዉሃን ተይቆ። ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ እቲ ጦረኛ ባህሪኹም ኣዕግስዎ እሞ ክምለስ እዩ፣ ብሰላም ጥራሕ። ትዕግስቲ ግበር። ተወሳኺ ዝርከዝ መንእሰይ የብልናን።
@21youzer
@21youzer Ай бұрын
@@YonasGebreegziabher-x8s ተረጋጋእ እንተ ዝተኸፈለ መንእሰይ ካብ ገዛኻ ጥራሕ ኣይኮነ ካብ ገዛናለ ካብ ገዛ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ እዩ። እቲ ፀቢብ አረኣእያኻ ግን ሃፈፅ ኣየብለና ምስመን ትድርበኒ ኣለኻ ንዓይ ንበይነይ መልሰለይ ጦሮኛ ባህሪኹም ዝበልካዮከንመን እዩ ? ዋ አረ ንለብም ትግራይ ኣሽምባንያ ብወረዳ መቒልናያስ አረ ኣየዋፅእን ምፅባብ ። ኣነ ናይማንም ፀግዒ ኣይኮንኹን ናይ ህዝበይ እየ። ብዓዲ እንተኾነለ ፀባ ፀገብ ወዲ ደቡብ እየ።
@YnesMhmae
@YnesMhmae Ай бұрын
አቦ ሰላም ጌቺ
@Tesfayreda-i6y
@Tesfayreda-i6y Ай бұрын
ጌች እና ፃርቃን እና ከማኹም ዝበሉ ናይ ህዝቢ ሰላም ቅሳነት ዝሰርሑ መራሕቲ ክብሪይ ይግበአኩም ቀፅልሉሉ ህዝቢ መላእ ትግራይ ኣብጎንኹም ከምዝስለፍ ፍፁም ኣየጣራጥርን
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ትግራይን ተጋሩን ክብጁኑ/ ክብትኑ ዕዮ ተውሂቦም ስለዝሰርሑ ዠለዉ ድዩ ቱ ምስጋና ወይስ ንህዝቢ ዘይተርኣዮ ዘይንፈልጦ ስራሕ ንስኻ ትፈልጦ አሎ ኾይኑ እዩ???
@YnesMhmae
@YnesMhmae Ай бұрын
እንኳንደሰበለና
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ወናኒ ዛራ ሚዲያ ስታሊን ንወረዳ ዓድዋ ተወለድቲ ንኽትሕግዝ አይኮናን ንሕግዘካ ነይርና። ንሕዝቢ ትግራይ ብሞኖፖል ክትገዝእዎ ፀኒሒኩም ኢኹም ። ተጠቀምቲ ድማ ኮይንኹም። ንሱኹም ካብ መን ትበልፁ?
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ጨናዊ ዓድዋ ሽሬ አክሱም እናበልካ አይትለፈል ዲቃላ ናይ ደርጊ😂
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
@@samisolomon8470 ንገርዎባ ትግረዋይ ዶ ከ ኣድዋ ገለመለ ይብል እዩ እንታይ እዩ ዓድዋ መን እዩ ንዓድዋ ተወኪሉሞ ንዓድዋ ሕልፊ ዝገበረላ ዘይሓስቡ ሕማቃት ሰባት ዝተዛረብዎ ነቲ ብቀሊል ዝታለል ሰብ ሓቂ ይመስሎ ስልጣን ንኩሉ ጠንካራ ትግረዋይ ይምልከቶ ፍትሒን ሰላምን ኩሉ ትግራይ ይምልከቶ ስለዚ ዘይረብሕ ኣታሓሳስባ ሒዞም ልቢ ናይሰብ ካብዘቀይሙ ንሰላምን ፍቅርን ደው እንተዝብሉ መሐሾም ነይሩ
@hiwilove19
@hiwilove19 Ай бұрын
ሰላም አምላኽ ያዉርደልና ተጋሩዋ #ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ
@ሰሌንውሃራያ
@ሰሌንውሃራያ Ай бұрын
TMH ፅቡቅ ትሰርሕ አለኹም ቀፅልሉ ለማንም ብዘይምውጋንኹም ተመችኹሙኒ
@girmayzemicheal
@girmayzemicheal Ай бұрын
ህዝባውነት ማለት ብስምዒት ዘይኮነስ ብቅንዕናን ንፁህ ልቦናን ነቲ ንዓኻ ዝኣመነ ህዝቢ ካብ ልቢ ምግልጋል ስለዝኾነ ጌታቸውን መሳርሕቱን ህዝቢ ዓብይ ሸኽሚ የሸክሞም ስለዘሎ ብዙሕ ናይ ቀፃሊ ስራሕ የድሊ
@Asmera-s2o
@Asmera-s2o Ай бұрын
ውድቀት ትግራይ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
ህግደፍ አብ ትግራይ ሓደ ውልቀ መንግስትን ሓንቲ ተለቪዥንን ጥራሕ አይኮነን ዘሎ። ንህዝቢ ፈሪሖም እዮም ዝነብሩ፣እንተዘይ ተቀቢልዎም ዘወርበሉ ክብሎም እዩ።
@GebremichaelBrhane
@GebremichaelBrhane Ай бұрын
ሰላም ኢናንደሊ ሰላምፍጠሩልና
@Tslalup
@Tslalup Ай бұрын
ትግሳይ first ህዝቢ ትግራይ 🥇🥇🥇🥇
@ZinabuAddisu
@ZinabuAddisu Ай бұрын
ህህዝቢ እራያ ጭዋ ታጋሰይ ንኩሉ ብማኣረ ዝረእይ ደሰ ይብል እዩ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
እዞም ክልተ ጉጅለ ናብ ሕጊ ቀሬቦም ፍርዶም ይርከቡ ህዝቢ ትግራይ አብ ርእሲ ፀገሙ ናብ ዓሊታዉን ናብ ምብትታንን ወሲዶም አሕሊፍም ናብ ፀላእትና ዳግማይ የዉድቁና አለዉ
@MengsehaKalayu
@MengsehaKalayu Ай бұрын
ጅግና
@YOHAG72
@YOHAG72 Ай бұрын
ነበርቲ ራያ ራዩማ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ህዝቢ ይተላል ኣሎ ። ሚድያኹም ኸዓ ኣብ ምትላል ህዝቢ ተላእኻ ትሰርሕ ኣላ ።
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ለውጢ የድልየና እዩ። ነዙይ ድማ እዚ ጊዚያዊ መንግስቲ ናይ ለውጢ አካይዳ ንደግፍ።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
ልኡኻት ናይ ግዳም ሓይልታት ዮም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbebeAbraha-q4x
@AbebeAbraha-q4x Ай бұрын
አነስ ሓፊረ ናይ ድጋፍ ሰልፊፈ ? ስራሕ የለን ተፈናቀልቲ ምምለ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ትግራይ ዓድና ተመሊስኩም ደም አይተንብዕዋ ሓደ ህዝቢ እዩ ዘለና በቢ ከባቢኩም ሰብሰባ አናገበርኩም ናይ ምርጫ ክስቀሳ ይመስል እቲ ህዝብና እቲ ሰራዊትና አብ ክልተ ትከፍልዎ አለኩም ኮሕ ተይላ ኣቲም መራሕቲ ኢና ትብሉ ናብ ቆላ ተንቤን ክትሃድሙ ኢኩም ማንም ዝስዕበኩም የለን ደመ ከልቢ ኮይንኩም ትሞቱ ኢኩም በዚ ስራሕኩም ጉዳይኩም ፈቲሕኩም ብሓደ ዓለማ ናብ ህዝቢ ምፁ
@HazaMelody
@HazaMelody Ай бұрын
ጀምሮ በታላቁ ሰው ጀግና ጌቼ ❤❤❤❤💕 love 💘 Haza Melody like follow share ❤❤❤you tube channel 🎉🎉🎉
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
እዞም ለያቡ ናብ ወረዳኦም ይኺዱልና። ደቂ ዓድዋ ዘይትስከፉ ተበለፅቲ ኢኹም። የአክል!
@JonNati
@JonNati Ай бұрын
ግደፍ ከማኡ ኣይትበል ትግራይ ትግራይ ኢያ ትግራይ ንኩሎም ተጋሩ ማዕረ ኢያ
@EnkuayTesfay
@EnkuayTesfay Ай бұрын
ጌታቾወ የብፅግና ምረጡኝ ቅስቀሳ እያጣጦፎው ነው። መጨረሻው ንምርአይ የብቀዓና።
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 Ай бұрын
ጉጅለ ዓድዋ መጨርሻኣ በፂሑ 🤣🤣🤣🤣
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Ай бұрын
❤ግዝአት ትግራይ፦ ንአምሓራ ኢትዪጵያ ን ኤረትራን 40% አረኪብካን ዝተፋናቀለ ህዝቢ ናብ መረበቱ ከይመለስካ ፦ ናይ ስልጣን ምርጫ ዝመስል ቅስቀሳ ይሓዝን ቅድሚያ ፅገም ህዝቢ ይፍቱሑ❤
@belaytedla1261
@belaytedla1261 Ай бұрын
You are the brightest leader after Meles. Bravo
@teshomebeyene4111
@teshomebeyene4111 Ай бұрын
አዝግሄር ይሃብካ ጌች ሓቂ ተዛሪብካ አይኮነንዶ ነዘይሰርሐስ ንዝሰርሐ ውን ይበዝሖ እዩ እዚ አቀባብላ ኢሉ ሓቂ እዩ እንታይ ስለ ዝተደለዩ እዩ ግልፂ እዩ መራሒ ነናይከባቢካ ክኮነልኮ ንግዚኡ ፅቡቅ ይመስለና ይኮን ግን ሓደግኡ ዝከፈአ እዩ ክንደይ ፀገማት እናሃለው ክንድዚ ዝአክል ምጭብጫብ ከራጥጡን ፅቡቅ ኢና ዘለና ክብሉን ስለዝገብሮም
@GebremichaelBrhane
@GebremichaelBrhane Ай бұрын
ሰላም ኢናንደሊ ሰላምፍጠሩል
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ወጣት ትግራይ ካብ ንምት ንቆስል ሰደት ይሕሸና ንመን ኢልና ንሞት ቀሲልና ኮ ዘይንሕከመሉ ካብ ቡፀትና ዝቆሰሉ አብ ኣዋሽ መለስ ካፖ ዘለዎ ተማሂሬና ስደት ወይ መግዛእቲ መሬፅና ምንባር ይሕሸና እየ ዝብል
@Defederal
@Defederal Ай бұрын
jezba
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ሕዝቢ ትግራይ ነቶም ለያቡ ጉጅለ ደብረፅየን ናብ ሕጊ የቕርቦም።
@taricbitewlign6543
@taricbitewlign6543 Ай бұрын
ፅቡቅ ንግግር
@haftugyohanns1114
@haftugyohanns1114 Ай бұрын
Anbesa wedi tigray kulu seb le getachew degifu
@Ahmedd-br4ht
@Ahmedd-br4ht Ай бұрын
ኣጆኻ ጌች ዋሕስ ህዝብ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
TMH ለካ በልጽጋ ያ ትቕጽል ዘላ ።ደሓር ዘጣዕስ ከይዲ ዩ ።
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 Ай бұрын
ጉጅለ ዓድዋ መጨርሻኣ በፂሑ
@tesfayderes8263
@tesfayderes8263 Ай бұрын
እንታይ እዩ ዘጣሕስ ግርም እባ ሓሳብ ዘዝተፈለየካ ዘይ ሽሙ ምሃብ
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 Ай бұрын
YOUR DISCUSSION WITH THE PEAPLE SHOWS YOUR WAY TO DEMOCRACY. YOU DESERVE TO BE A GOOD LEADER TO LEAD THE PEAPLE OF TIGRAI TO DEMOCRACY.
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk Ай бұрын
ገች ምንጋስ እውን ዝግበአካ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Defederal
@Defederal Ай бұрын
ነቲ ግዝያዊ ስልጣን ግምት ንውድብ ንምድኻም ንምፍራስ እዩ ክጥቀሙሉ እዮም ዝደልዩ :: ከም ኣብይ ኣሕመድ ኣሻንጉሊት ምዕራባውያን ንክኾኑ ::ልኡኻት ግዳማው ሓይልታት:: ክልተ ዓመት ንወያነ ካብ ምንእኣስ ሓሊፉ ብግምት ዝተገብረ የለን::
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 Ай бұрын
ጉጅለ ዓድዋ መጨርሻኣ በፂሑ 🤣🤣🤣🤣
@aklilufantahun-i5r
@aklilufantahun-i5r Ай бұрын
ቃውቃው ኢሉ ዝሀዝቢ
@AhmedAkadir-m6o
@AhmedAkadir-m6o Ай бұрын
As wr wb, ናብ ኩለኹም ጉዳይ ሙስሊም ማሕበረሰብ ዘግድሰኩም ኣሓትን ኣሕዋትን ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ!! ኣብ ማእኸል ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ነባር መቃብር ብሊዝ ንኽሽየጥ ካቤኒ ዓድዋ ከም ዝወሰነ ዝተረጋገፀ ሓበሬታ በፂሑና ኣሎ። እዙይ ቅድሚ ምግባሮም ሓያል ወፍሪ ብምግባር ደው ክነብሎ ብሽም ኣላህ ፃዊዕትና ነቅርብ። ንመጅሊስ ብፍላይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ድፍኢት ንግበር። ጀዛኩም ኣላህ ኸይር።
@zewdeneshamare9782
@zewdeneshamare9782 Ай бұрын
Geginu alekum alekum nana. Tgray tsir ❤❤❤❤❤❤
@محمدسعيد-و3ن2ن
@محمدسعيد-و3ن2ن Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henokGoyitom
@henokGoyitom Ай бұрын
Wow Gecho !!! Well Deserved !!!
@selamselam2569
@selamselam2569 Ай бұрын
TMH መጣቀዕቲ ኮይንኩም ብገንዘብና ብገንዘብ ህዝቢ ትግርይ እግሪ ትኪልኹምሲ ሕጂ ናብ ሓደ ዝይሕጋዊ ጉጅለ ተፀጊዕኹም ትገርሙ ኢኹም። ዂናት ባህላዊ ፀወታና እዩ ዝብለ መንዩ ዝነበረ??
@saraaaaqs3500
@saraaaaqs3500 Ай бұрын
❤❤❤ቀፁለሉ❤❤❤ ገቺ❤❤
@lalatesema9529
@lalatesema9529 Ай бұрын
best of best D/r debretsion next pm
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
ዉሰዱልና ናብ ኣዲስ ኣበባ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
General tsadikan and president getachew reda are heros of tigray ❤❤❤❤❤
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x Ай бұрын
Kndey eyu tekefilka ata tshtsahi
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
@@DawitGebrehiwot-m3x hashiker network alem gebrewahid tayedeka eyu zikifeleni wediza banda shabiya aneko ni tegaru eye zidigif zeleku wediza gujile denakur
@mohammedJemal-d5b
@mohammedJemal-d5b Ай бұрын
Ajokha gecho
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Zereba tiray tewegari
@grseshiree-ek6hc
@grseshiree-ek6hc Ай бұрын
Wey ke fetek deki raya shefatu aytesurunan
@Selemon17
@Selemon17 Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
ስታሊን ለይባ።
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Ай бұрын
ዲቃላ ደርጊ ተረፍ ሻዕብያ ኩርኩር😂😂
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
Tigray asezenale
@natiaman4609
@natiaman4609 Ай бұрын
መጨረሻው እደ መሽረፈት መሽረፈት ይሆናል
@grseshiree-ek6hc
@grseshiree-ek6hc Ай бұрын
Besru tsebhe mis aby teshareku mis eritrea kiwagae eyu ezisekram amharay adigrat shire axum ka defat kigbro eye ezi banda
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Banda Getachew lehasi chama Abiy
@fkreayele3056
@fkreayele3056 Ай бұрын
ቅድሚ ሕዝከ ፈቲድዩ ድዩ አትዩ ናብ ኩናት
@almaz.8056
@almaz.8056 Ай бұрын
Abiy Ahmed style. Sad
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari Ай бұрын
ሞት ንሕወሓት ዓወትን ዕብየትን ንዓባይ ሃገረ ትግራይ።
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Ай бұрын
ወዲ ደርጊ አድጊ አቦኻ አቢይ እዩ ዝመውት።
@Tigrigna01
@Tigrigna01 Ай бұрын
ጨብጨብ ዕልልልልታ መሕዘኒ ህዝቢ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
ታይ ተረዲእዎ ህወሓት ኢና እኮ እዮም ዝብልዎ ዘለው። ክእክብዎ እውን ውድብካ ህወሓት ፀዊዓትካ እዮም አለለሞ። እቲ ናይ ግምት ናይ ስራሕ ገምጋም ክልቲኦም ድዮም ገምጊሞሞ?
@meazat.4857
@meazat.4857 Ай бұрын
Vodka 😂
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 Ай бұрын
sanitizer gegna wedi reda aradom
@nbsltd5580
@nbsltd5580 Ай бұрын
People started to love him because they deserved change. #TPLF is responsible for the death of millions of Tigray.
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
አካይዳ አባይ ሓመድ አፈራርሳ ኢወደግን ሐይዚ ድሕሪ ብዙሕ ዕንወትን ህልቀትን ህዝብን ተፈጥሮ ሃብትን ጆኖሳይድን ብሰላሕታ ብፑፑሊስትን ቂመኛታትን ባንዳታትን አቢላ ካብ 4 አብ ትግራይና ሰላሕ ኢላ አትያ አላሞ ህወሓተይ ዕጫ ኢህወዴግ ከይበፅሐኪ እሞ ናብ አርዑት ባርነት መሊስኪ ንቲ ሓርበኛን ወያናይን ህዝብኪ ወያና ዕጥቁ ከይፈትሕ ናይ ሞትን ሕየትን ቃልሲ ይፅበየካ አሎ ኢልኪ ናይ ሰላም ኽተት አዋጅ አውጂን ህዝብኪ አድሕንን???👏🙌✌️🤝💪✊👏👏👏
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
ደደብ። እቶም ኣሕዋትና ኣምፅእዎም። ህወሓት ባዕሉ እኮ ፖፑሊስት እዩ ነይሩ።ሓቀኛታት እናቀንፀለ ኣይመፀን ድዩ?
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c Ай бұрын
Qdm qedadm ztefenaqelu bstaimi enahazenu eyoum zelewu bhastir gize kmlesu alewom naka ewun aby erfti eyou.bqlstuf nab mhdera eteyou ajeba aytebzh qdmiya kwuhaboneger qdmiya kwuhabo ygbai.
@grseshiree-ek6hc
@grseshiree-ek6hc Ай бұрын
Nizi amharay banda ni aby hanti tiyit ab risu yetwelu
@SeyoumBerhe-q5l
@SeyoumBerhe-q5l Ай бұрын
ድሕሪ እስታሊን TMHከም ዝበልፀገት ተረዲእና አለና
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 Ай бұрын
Tmh bandas
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
2yrs 000000000
@grseshiree-ek6hc
@grseshiree-ek6hc Ай бұрын
Raya amharu banda ni aby deki shewa
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ወይ ሻዕብያ ነቀዕ ረኪብና ኢልኩም ኣብ መንጎ ተጋሩ ትኣትዉ ኣለኩም ግደፉባ ጽቡቅ ኣይኮነንን
@gebremedhinfitsum1693
@gebremedhinfitsum1693 Ай бұрын
ሻዕብያ
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
@@gebremedhinfitsum1693 ነኒ ጻንድቃን ባንዳ ኢሉ ክዛረብ ዝምኩር ትግረዋይ ክብሎ የጠራጥረኒ እዩ
@grseshiree-ek6hc
@grseshiree-ek6hc Ай бұрын
@@Seb15 yes he is banda
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
@@grseshiree-ek6hc ባንዳ ማለት እንታይ ከምዝሰርሕ ተሓዋዊስካ ኣሎ ዝሓወይ ልዕሊ ሂወት ዝኮነ ነገር የለን ንሱድማ ኣብ ዕብየቱ እታመተካእታ ዘየብላ ሂወቱ ክከፍል ካብታሙቅቲ ናብርኡ ትግራይ ወሪዱ ስለዚ ምትሕልላይ ሰብኣውነት ዝባሃል ነገር ክህሉ ኣለዎ ብዓብዩኡ ክኣ ንትግራይ እዚኦም እንተመሪሖማ ርግጸኛ እየ ፍትሓውን ሓቃውን ምርጫ ተገይሩ ንትግራይ ዝጠቅም ነገር ክመጽእ እዩ።ብሓጺሩ ዋጋ ንዝከፈለ ዋግኡ ኣይነስእኖ ባሃላይ እየ።
@AsAs-w7e6b
@AsAs-w7e6b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob Ай бұрын
😂😅
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ከቢድ መስዋእቲ ከፊልካ ብጌታቸው ረዳን ጻድቃንን ኣይትታለል: ብመስዋእቲ ዕሸላት ደቅካ ይጣልዑ ምህላዎም ክትነቅሓሎም ይግባእ: ጽባሕ ተጣዒስካ ክብርካ ኣይክትመልሶን ኢካ ደጊምካ ደጋጊምካ ሕሰበሉ ነዞም ጠላማትን ከድዓትን ድማ ብትብዓት ምርከቶም ኮንኖም
@befairbalance7507
@befairbalance7507 Ай бұрын
Kkkkkkkkkk I understand your frustration out of desperate, old tplf Clowns 🤡 narcissistic, dogmatic, fanatic stubborn politics and ideology narrative is enough, especially shibhat corrupted group living for their advantage belly
@JonNati
@JonNati Ай бұрын
እንታይ ማለት ኢዩ ጌታቸውና ጽድቃንኮ ተጋሩ ኢዮም ንትግራይ ይሰርሑ ኣለዉ ግዝያዊ መንግስቲ ኢዮም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ እናተመያየጡ ንትግራይ ዘድሊ ኣብ ምስራሕ ይርከቡ ካብዚ ብላዕሊ ክሰርሕዎ ስራ ዶ ኣለዎም ኢወ ኝ ብሓደ ጸሓይ ዝኸዉን የለን ስለዚይ ሕድ እ በሉ
@samirasalih3967
@samirasalih3967 Ай бұрын
Hbshetiy tasrhu masuo 😂😂😂
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
ተቀባልነት ቸለኒ እንተኢልካ ምርጫ ይገበር ሽዑ ንሪኦ፣ንበይንኻ ምብርባር ምግባር ንቶም ቅድመኻ ዝገበርዎ እውን አይጠቆሞምን።ዴሞክራሲ እንዳበሉ ንዓና ስምዑና ካለእ ግን አኼባ ከይገብር ይብሉኻ አለው ተፀጊዖም ቀደም ዝሰአነዎ ሰልጣን ንምርካብ እምበር ንዴሞክራሲ ከምዘይኮነ ካብዚ ንላዕሊ መረዳእታ ታይ አሎ፣ስብሰባ ከይግበር ዝፀሓፍዎ ደብዳቤ ከይአልዐሉ ንባዕሎም ጥራሕ ሰብሰባ ፈቂዶም።
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Lllllĺl Getacheyo hamayo banda yo
@ghidaydesta5870
@ghidaydesta5870 Ай бұрын
Nonsense
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
ኹሉ ኣብዚ ሆይሆይታ ንዝተኻፈለ 4000 ኣበል ዝተኸፈሎ እዩ ሓሳብ ሒዙ ዝመፀ የለን ኸብዲ ሒዙ ዝመፀ እምበር
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y Ай бұрын
ናይ ደብረጸዮን ሰባት ደኧ አዲ ክኧኒ፣ ሚሎዮን ትግራዋይ ክጸንት፣ ክጠሚ፣ ክፈናቀል፣ መረበቱ ክውረስ እኮ ገይርኩም። እንተ አነ “ስርሁ ሰሪሁ ከብዱ ሂዙ ዝመጸ ይመርጽ” ባሻይ አህመድ።
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
@@AyalewAlemu-m5y ኣነ ናይ ደብረፅዮ ኣዬኾንኹን ተኾይነ ውን ደብረፅዮ መሬት ትግራይ ብፊርማ ኣይሸጠን ደብረፅዮን ንህዝቡ ክሒዱ sky light ሆቴል እንዳሰኸረ ኣይሓድርን ንመፃሪ ኮሚቴ ጆኖሳይድ ክብተን ኣይገረን ክውስኸካ ተደሊኻ ብዙሕ ምሽጥር ክዝርዝረልኻ ካብኒ ሽመልስ ኣብዲሳ ባጀት እንዳተቀበለ ንዝድግፍዎ ገንዘብ ምብታን ስራሕና ኢልኹም ሒዜኹሞ ንአረቅን ንቁርጥን ትብትኑ ሓደሽቲ ኣምባገነናት ትግራይ
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
ሓሳዊ፣ እዙይ ናይ ህወሓት ኣሰራርሓ እዩ።
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
ተዛሪበ ኢልካ ድዩ? ህወሓት ዝሰረሐቶ ጉዳት ከ ጠፊኡካ ድዩ? እኽልን ዘይትን ዝሰርቅ ዘሎን ዝነበረን መን ድዩ?
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Ай бұрын
@@YonasGebreegziabher-x8s ጌታቸው ካፍቶም ዝሰረቑ ሓደ እዩ ግን ተወሳኽቲ ወንጀላት ውን ይሰርሓሎ መሬትና ሸይጡ በሊዕዎ ንሰደተኛታት ኣሳቕይዎም ገዛውቶም ሃፍቶም ተወሪሩ ንክቐሪ ምስቶም ወረርቲ ተስማዕሚዑ ዳግም ንህዝቢ ትግራይ ደም ክነብዕ ጌርዎ መሬትና ሸይጡ ንኣሸጠርተ ኣበል ይብትናሎ
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
2yrs bi tigrai genzeb vodka setiyu
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Eeeeeeeeeeeee
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb Ай бұрын
ንረብሓ ሰልጣንካ እንበረ ንረብሓ ህዝብ ትግራይ ሰሪሕካ ኣይትፋልጥን ወይ ዜንድሮ ኣብ ትግራይ ልክዕ ናይ ብልዕግና መህፋሪ በቃ ከምዚኮይና መንጨብጨባቲ ጌታቸው ሐደ ዓመትን ፈረቃን ተሸይሙ ሓንቲ ቁም ነገር ዘይፋጸመ ናይ ሰነ ምግ ባር ናይ የብፅግና ምረጣን ቅሰቀሳ ለሥልጣን ብሎ።
@mebrahtomkidane489
@mebrahtomkidane489 Ай бұрын
Kab chaf merab ya 😂 abey zelo merab eyu nsu dea ye edug eko yxawetulu alew
@Tadesse-ht9ob
@Tadesse-ht9ob Ай бұрын
ጌታቸው ትረዚደንት አይደለም ጊዚያዊ ትረዚደንት እዩ ቲመቸ ክብርኩም ሓልዉ😮
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 Ай бұрын
ጉጅለ ዓድዋ መጨርሻኣ በፂሑ
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
000000zereba banda 0000000
@HailuAbreha
@HailuAbreha Ай бұрын
TMH ተጨውያ::
@YonasGebreegziabher-x8s
@YonasGebreegziabher-x8s Ай бұрын
ህዝባዊት ኮይና። ናይ ህወሓት እያ ነይራ። ሓቅኻ ኢኻ።
@SteveGb-l5b
@SteveGb-l5b Ай бұрын
Eeeeeeeeeeee
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 Ай бұрын
ህወሓት ኮይኖም ድዮም ግምት ኮይኖም ከይዶም? ናይ ግምት እንተኾይኑ ቶም ካሎኦት ምክትላትስ አይምልከቶምን ድዩ? ህወሓት እንዳበሉ እዮም ህዝቢ አኪቦሞ።
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 Ай бұрын
Donkoro tegaru listen his shaking
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Ай бұрын
ናይትግራይ ቲም ለማ ገዱ ኣብትግራይ ተፈጢሩ በዚ ሰኽራምን በቲ ሓደቒመኛን ትግራይ ግዝኣታ ኣይኮነን ህላውኖኣ ክቕፅል እዩ ወይ ከውሕስ እዩ ኢሉ ዝፅበ ወይ ዝኣምን እነተዳኣኣሎ ግዚኡን ገንዘብን ካብምጥፋእ ሓሊፉ ምንም ዘምፀኦ ለውጢ የለን እንታነ ተስፈ ቆሪፀ እየ ስቕ ኢልካ ሂወትካን ሂወት ምምራሕ ይሓይሽ መሪፀ ሰላም ረኺበ ኣለኹ
@mulukealom
@mulukealom Ай бұрын
ሃይማኖት አብ ፖለቲካ እንታይአእተዎ
@wedihagereye6111
@wedihagereye6111 Ай бұрын
Ahahhhhhgh
@fkreayele3056
@fkreayele3056 Ай бұрын
ናይ ፈደርል ብዓል ስልጣን ድዩ ኮይኑ ቀሪቡ ወይ መራሒ ትግራይ? ቀጥፊ
@blendesalegn1310
@blendesalegn1310 Ай бұрын
ዛረ ሚድያ አለውኃ ምላሽ ዳሉል ድድግስአላ አፍዴራ ምእራብ ትግራይ መንድዩ ሸይጥዎ ን27ዓመት መሉኢትዮጵያ ገዚኦም ዘይመለስዎ ከዚ ጌታቸው ብለደ አመት ክመልሰልኹም ድዩ ?ወይስ አይሰርኸን ኢልኸም ዝሰምአዓኩም ተረኺብኸም ናብ ስርቅኹም ክትኹየጡ ደሊኹምዩ ?ድህርከዚ ትግራይ ብዘይ ፍልልይ ዘማሀድራ እያ ትደሊ ካብ ናይ ራያ ምሁር ናይኣድዋ አጣል ይበልፃ ኢልኹም ትናገረኩም እኮ ኢኹም የአክል: ንግስተሳባ ዝተመሀረን ሐፀይ ዮሐንስ ዝተምሀረ ኩሉ ሀደ እዩ ።አንቱም ሌባቡ ይአክልደ
@Defederal
@Defederal Ай бұрын
ሽዑ ጻድካን ገብሩን እንታይ ይገብሩ ነይሮም ? ደላሎ ነይሮም? ንግስተሳባ ዝተመሀረን ሐፀይ ዮሐንስ ዝተምሀረ ኩሉ ሀደ እዩ?? 🤣🤣🤣🤣🤣 መን ተቓሊሱ መን ጨደረ
@Defederal
@Defederal Ай бұрын
ከምታ ቲም ለማን ደጉን ክመፅእ ከሎ ህዝቡ ዘሓሸ ክንረክብ ኣና እሞ ንህዝቢ ትግራይ ጂንታ እናበልና ንቀጥቅጦ ሕዩ ድማ ንዓድዋ ኣኽሱም ሽረ ንቀጥቅጦ ነጋዶኦም ኢንቨስተራት ንዘምቶምን. ዕሱባት ናይ 16 ትሑት ደረጃ ዘለዎ ቦታታት ስልጣን ነቐምጦም እቲ ነገር::
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 Ай бұрын
hasawi lekbat zeytebahle aytzareb 32 years dont forget
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 Ай бұрын
ጉጅለ ዓድዋ መጨርሻኣ በፂሑ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@werkugyohannes
@werkugyohannes Ай бұрын
Tplf is over game.
@berhan6851
@berhan6851 Ай бұрын
መሽረፈት!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ኣገባብ ግበር ኣታ ሰብ መሸረፈት ዝባሃል እኮ ትማሊ ሲኒታይዘር ዝብል ዝነበረ ሎሚ ሓሽከር ኣብይ እናበለ ኣብዘይፈልጦ ነገር ቃላት ዝድብሪ እዩ። ካብ ተቃላሳይ ንላዕሊ ተቃላሳይን ሓላይን ክትከውን ምሙካር ውድቀት እዩ። ፖለቲካ ንሰብ ፖለቲካ እስኪ ንግደፈሎም በጃኩም?
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 Ай бұрын
Ahhhaaaaaaaaa aaaahhaaaa
@AhmedAkadir-m6o
@AhmedAkadir-m6o Ай бұрын
As wr wb, ናብ ኩለኹም ጉዳይ ሙስሊም ማሕበረሰብ ዘግድሰኩም ኣሓትን ኣሕዋትን ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ!! ኣብ ማእኸል ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ነባር መቃብር ብሊዝ ንኽሽየጥ ካቤኒ ዓድዋ ከም ዝወሰነ ዝተረጋገፀ ሓበሬታ በፂሑና ኣሎ። እዙይ ቅድሚ ምግባሮም ሓያል ወፍሪ ብምግባር ደው ክነብሎ ብሽም ኣላህ ፃዊዕትና ነቅርብ። ንመጅሊስ ብፍላይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ድፍኢት ንግበር። ጀዛኩም ኣላህ ኸይር።
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw Ай бұрын
እዞም ለያቡ ናብ ወረዳኦም ይኺዱልና። ደቂ ዓድዋ ዘይትስከፉ ተበለፅቲ ኢኹም። የአክል!
@AhmedAkadir-m6o
@AhmedAkadir-m6o Ай бұрын
As wr wb, ናብ ኩለኹም ጉዳይ ሙስሊም ማሕበረሰብ ዘግድሰኩም ኣሓትን ኣሕዋትን ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ!! ኣብ ማእኸል ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ነባር መቃብር ብሊዝ ንኽሽየጥ ካቤኒ ዓድዋ ከም ዝወሰነ ዝተረጋገፀ ሓበሬታ በፂሑና ኣሎ። እዙይ ቅድሚ ምግባሮም ሓያል ወፍሪ ብምግባር ደው ክነብሎ ብሽም ኣላህ ፃዊዕትና ነቅርብ። ንመጅሊስ ብፍላይ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ድፍኢት ንግበር። ጀዛኩም ኣላህ ኸይር።
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
ብዓል ሓዱሽ ዩቱብ እዚኣ ክትብል ጥራሕ ዲካ ትማሊ ከፊትካያ ዛይቱብ ሽፋን ሓይማኖት ገይርኩም ተጋሩ ክተባእሱ ካብትምኩሩ ነዊሕ እንዲኩም ገይርኩም ይኩን እምበር ኣይሳከዐልኩም ተጋሩ ኣብ እምነት ጣልቃ ብዘይምእታው ሓደ እዮም።
ВЛОГ ДИАНА В ТУРЦИИ
1:31:22
Lady Diana VLOG
Рет қаралды 1,2 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Ful Video ☝🏻☝🏻☝🏻
1:01
Arkeolog
Рет қаралды 14 МЛН