ብንያም ግርማይ ድሕሪ 3 ናይ መድረኽ ዓወታትን ቀጠልያ ማልያ ዙር ፈረንሳ ምውናኑን ብዛዕባ ዝነበሩ ፍጻመታት እንታይ ይብል...?

  Рет қаралды 144,494

Topo Eri Entertainment

Topo Eri Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@SrafelKidane
@SrafelKidane 2 ай бұрын
ን ቢኒ ተድንቅ እስከ ላይክ ርገጸለይ
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 ай бұрын
Mdnaq tray❤
@eyuelmichael18
@eyuelmichael18 2 ай бұрын
ነዚ ሓበን ሃገር ምድናቅ ጥራይ
@samiarai-pk7tt
@samiarai-pk7tt 2 ай бұрын
Thank you Bini for the joyful and proud moments! You made Eritrea 🇪🇷 proud!
@abelmihreteab2253
@abelmihreteab2253 2 ай бұрын
ንቢናም ክድነቅ ዘይከል ጸማመን አዉረን ክከውን ኣለዎ
@loveelroi4453
@loveelroi4453 2 ай бұрын
እሞ ናይቢኒ ዳ አሞ ንቢኒ ያ ቲምልከቶ 😅😅😅
@tkeriman1961
@tkeriman1961 2 ай бұрын
ልዕሊ እግሩ ርእሱ ዝዓቢ ጅግና ሃገርና ወሊዳትልና፡ ለካ ርእሲ ስለ ዝዓበየ ኢዩ እዚ ኹሉ ዓወት ኣግዚሙና❤
@amanuel-.
@amanuel-. 2 ай бұрын
ርእሱ ናይ ትግራይ ስለዝኾነ'ዩ።
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa 2 ай бұрын
@@amanuel-.kkkkk😂
@Robi-94
@Robi-94 2 ай бұрын
​​@@amanuel-. ኦይ ጎሮቤትና ካኣ ኣኪልክን ዝበለጸ ሰብ ናይና ክትብላ ጥራሕ 😂 እዞም ኩሎም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ዝነበሩ ሒጂ ናበይ ከይዶም ሕቅቅ ከምዛ ጨዉ በቃ😂 እዚ ናይ ቢኒ ጀሚርክንኦ ዘለክን ካኣ ከምኣ ኢያ ንሱ ሃገረይ ይብል ንስኽን ካኣ ኖ ክልለይ በል ትብልኦ ኣለክን😂 we love you ግዳ ጎሮቤታችን 😂❤❤
@neymarneymar5554
@neymarneymar5554 2 ай бұрын
​@@amanuel-. Resi tograway arebeta teray eu kedefi zekel
@amanuel-.
@amanuel-. 2 ай бұрын
@@Robi-94 ወለዱ ተጋሩ'ዮም። ንሶም ዓበይቲ ለባማት እንተኾይኖም ንሱ ውን ዓብን ለባምን ይኸውን።
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ኣኽሪዕካና ኢኻ የኽርዕኻ ። ከምዛ ንዓና ዘሕጎስካና ኣብ ሓዳርካ ሂወትን ሕጉስ ይግበርካ። ኣብ ዝመጽእ ውድድር ካብ ሓደጋ ሰዊሩ ዓወት ይምነየልካ። ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 2 ай бұрын
Amen brukey❤🎉
@merhawiaradoum9098
@merhawiaradoum9098 2 ай бұрын
ቢኒ ኣብ ኦሎምፒክ ቶብ 3 ክኣቱ እዩ ምሳይ ዝሳማማዕ ላይክ ይርገጸኒ ❤❤❤
@eyobbereket2699
@eyobbereket2699 2 ай бұрын
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 ай бұрын
@@eyobbereket2699 I agree 👍
@TeklitNatnail
@TeklitNatnail 2 ай бұрын
No 2 kiatu yu
@solomonhagoshabtetsion-zi6ls
@solomonhagoshabtetsion-zi6ls 2 ай бұрын
እንታይ ሕቶ ደሊኻልሉ
@NahomZerhans
@NahomZerhans 2 ай бұрын
Qedamay wey shadshay yu katu🎉❤❤( 1 wey 6) aytresie eka
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 2 ай бұрын
1 ወርሒ ምሉእ ትሓጉስና ክሳብ ሕጂ ንሕጎስ ኣለና፡ ካብዚ ጋሕማጥ ፖለትካ ናይ ደገፍቶምን ተቃወምቶምን ኣውጺእካና ቀኒኻ ታንክስ❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
ብሓቂ ሕማቅን ሃተፍተፍን ከይሰማዕና ኣሕሊፍናያ ብርክቲ ወርሒ❤
@RutaAndom
@RutaAndom 2 ай бұрын
Behaki bel
@segidbahta
@segidbahta 2 ай бұрын
Engra ezge belae haqe
@samriissak1204
@samriissak1204 2 ай бұрын
Kkkkkkk.......ewa...❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 2 ай бұрын
kkkk jemiromn eko higi serfi ab tiktok
@onelove4923
@onelove4923 2 ай бұрын
ቢኒ ኣርሓ ኣየ ሓቦ ኣቤት ጽንዓት ልቦና ትሕትና ጽንዓት ኣብ እምነትካ ኣርኣያ መንእሰያት ጀማሪ ሰዉራ ኣፍሪካ ኣብዝከድካዮ ዓወትን ኣሳልጦን
@tesfaygerie
@tesfaygerie 2 ай бұрын
Ata wedi gidef jemari dani eyu
@onelove4923
@onelove4923 2 ай бұрын
@@tesfaygerie ማለተይ ሃትሪክ 3 ግዜ ቀዳማይ ቦላታ # ቀጠልያ ማልያ ተወሳኪ ብከሙኡስ ይዉሕዶ በር ኣይ በዝሖን ዘዓርከይ ዳኒኤል ናይ ዓቀብ ናትናኤል ብርሃነ ከኣ ከሙኡ ኣግረሲቭ ራይደር ኣቦቱኡ ኢዩ መርሃዊ ጅግና ዉን ከሙኡ ናትናኤል ። ወዲ ሙልየ ሻንቢዮን ኣፍሪካ ። ኤማ ። ሜሮን ። መትከል ።ዳዊት ።ኣኪለ ። ናሆም ።ፔተር።መዋእል ። ብሓፈሻ ወዶም ጋሎም ኣናብስ ኣፍሪካ
@bsrathabtemariam719
@bsrathabtemariam719 2 ай бұрын
Bini ሐበን ሀገርና እንቃዕ ድሀይካ ሰመዐና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚
@genet131
@genet131 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና, ሓበን ሃገር 🇪🇷🐅, ኩርዓትና ሓበንና, እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤
@Manutd76
@Manutd76 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ኣጆካ ወዲ ኤረይ ወርቂ መዳልያ ኦሎምፒክ ሒዝካልና ከምትመጽእ ኣይንጠራጠርን ❤❤❤
@Habenfu
@Habenfu 2 ай бұрын
ኣብ ኣስመራ ምስ መጸ ክኣ ኣብ ቶፓ ሸው ዓዲምካ ቃለ ምሕተት ግበረሉ ቶፓ ሓወይ❤
@EsawHabtom
@EsawHabtom 2 ай бұрын
Nsus b abiu eyu hji kirub meregagie elu eyu b video Kimesena eyu ❤🎉
@merhawiyemane7190
@merhawiyemane7190 2 ай бұрын
ትሕትና 100%✅ ጠባይ 100%✅ ዓቅሊ 100% ✅ ጅግንነት 100%✅ ትዕድልቲ እዩ 🙏🙏🙏
@HenokTesfamariam-hh3eu
@HenokTesfamariam-hh3eu 2 ай бұрын
When we were young kids back in the days, we used to say 'Shurk Kilte'. I completely agree with you; Bini is all-sided, and we are proud of Bini. God bless you, Bini, and Germeso, his father, Metabyti.
@arayaaraya3824
@arayaaraya3824 2 ай бұрын
ትሕትናካ ዓለም አዛርብ ቀጽሎ ዝወደይ ዓንዲ ሐጺን ይግበርኬ እዝጋብሄር ምስካ ዮኩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ThtiXhay
@ThtiXhay 2 ай бұрын
Bini ab Olympic 03.08.2024 Paris 🥇🏆Win kemxalna eyu tblu 👍 like keygeberku aythlefu ❤
@erimidé12
@erimidé12 2 ай бұрын
ኣቤት ብስለት ኩሉ ብርግኣትካ ኢኻ በጺሒካዮ ቢኒ ጅግና🤩
@ablelkidane5600
@ablelkidane5600 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ኣኩሪዕኻና ኢና ካብ ሕጅ ዝሕዘካ የለን ኣጆካ ጥራይይ
@garza.garza-mc7sh
@garza.garza-mc7sh 2 ай бұрын
ዋው ቢኒ ልዕሊ ኩሉ ንፉዕ ተቀዳዳማይ ጥራይ ዘይኮነስ እንኮላይ ንፉዕ ገላጻይ እዩ ዘገርም ውሕሉል ተዛራባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ
@alemsemere-ii6jm
@alemsemere-ii6jm 2 ай бұрын
ቢኒ ጂግና proud of u!! ሕቶ ምስ ጃስፐር ከመዩ ርኪብኩም ምስ ተዓወትካ ከ እንታይ አሉካ በለለይ ቶፖ ሓወይ ኣብ ዝመጽእ ቃለ መሕትት❤❤❤❤
@afnesys5961
@afnesys5961 2 ай бұрын
ቢኒ ንተቃዋምን ደጋፍን ካብ ቦሎቲካ ንእዋኑ ዘዕረፈካ። ናይ ብሓቂ ብእግርኻ ጥራይ ዘይኮንካ ዓወት ኣርኢኻናስ ብቃልካ፣ብሞራልካ፣ ብናይ ዓወት መንፈስ ዘለካ፣ ሓቦ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 ай бұрын
ቢኒ ቀጠልያ እይኮነን ቢጫ ናይ ምውሳድ ብቅዓት አለካ👍👍❤️
@st-jf9hv
@st-jf9hv 2 ай бұрын
ብጫ ናይ ምውሳድ ዕድል ዝነበሮ ዳኒኤል ዩ ነሩ፣ እንዳ ህግደፍ ኣምኪኖሞ ምበር። ቢኒ ግን ናይ ዓቀብ ተቃዳዳማይ ኣይኮነን፣ ካልኦት ሓደሽቲ እንተመጽዮም ተስፋ ንገብር።
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp
@SurprisedCherryDumplings-wk5bp 2 ай бұрын
ቢኒ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ከም ህዝቢ ኩሉ ግዜ ኣሉታዊ ኣረዳድኣ እዩ ዘለና። ካብዚ ንስካ ዝበልካዮን ዘብራህካዮን ዝዓቢ መልሲ የለን እሞ ብ ሕጂ ዝተረፈ ውድድርካ ድማ ዓወት ይምነየልካ።❤❤❤❤
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu 2 ай бұрын
Thank you Topo show & thank you Bini Jigna for making us proud and happy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tomorrowwillbebetter-d3w
@Tomorrowwillbebetter-d3w 2 ай бұрын
What a smart and intelligent young man, they he put his point across is very articulate and brilliant, your father and mother should be proud of you for raising just a a young man, may God bless you each and and protect you🙏🏽 many young children would follow your foot step you open the door for many young, Eritreans and Africans 🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 2 ай бұрын
ቢኒ ሓውናስ ኣዚዩ ሙሉ ስብ እዩ ብኹሉ መለኪዕታት ።ጽቡቅ መጻኢ ንምነየልካ ሓበን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bereketmichael6859
@bereketmichael6859 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና vitamin N mwsad bgbri arikana 💪🏾🙌🏾💚
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 ай бұрын
ቢኒ ሓበን ሃገር ኮርዒዳ! ዋላ ጠባዩ ትሕትንኡ ኣብ ኣምላኽ ዘለዎ እምነትን ትውክልትን ኣዘራርባ ኣገላልጻ ምቅሉል ዎው ክብሪ ይሃብካ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ መመሊሱ ዓወትካ የብዝሓዮ
@erifreeone8083
@erifreeone8083 2 ай бұрын
Topo this interview is Great but too short for me. All Bini fans want to hear more and more scoops from their Hero, hope you will do this when you went back home with Bini.
@tzehaietadesse6217
@tzehaietadesse6217 2 ай бұрын
ልዕሊ ኩሉ መልስካን ልቦናካን የድንቅ እንቌዕ ኤሪትራዊ ናትና ኰንካ ቢኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉአት ስድራቤትካ ንሃገርና ኤሪትራ ካአ ሰላምን ብልጽግናን እዮ ዓወት ንሓፋሽ ደቂ ኤረይ❤❤❤
@BiemnetZeradawit
@BiemnetZeradawit 2 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ይልብም እዚ ኣዘራርባኻ! What a complete rider! And i see pogajar's yellow lion gift, as a prediction to an Eritrean rider to win a yellow jersey in tour de france, Amen!
@yonasgrmatsion96
@yonasgrmatsion96 2 ай бұрын
መዘና ኣልቦ ትሕትና ብስለት ጅግንነት ንኣዳም ገረሞ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወትካ ይበርክት ቢኒ ሓወይ እንቃዕ ናትና ኮንካ ❤❤🇪🇷🇪🇷
@Kflomgebremedhn-t8w
@Kflomgebremedhn-t8w 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ኢካ ብሓቂ ንሕና ኤርትራውያን ሕቡናት ኢና ብኣካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ክትዕወት ድማ ተስፋና ሙሉእ ዩ ከምቲ ዝበልካዮ ከቢድዩ ግን ኣጆካ እዝግኣቤር ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንካ ኣሎ ኣሎ ዛወደይ ኣርሓ ኣፍሪቃ ኢካሞ ኣርሓ ዓለም ምኳንካ ድማ ዳግማይ ኣርእዮም ማዕተብካ
@Seysey770
@Seysey770 2 ай бұрын
ቢኒ ሓቂ ንምዝራብ፡ ኣምላክ ንክንህጎስ ብመንገድካ ኢሉዩ ፈጢርካ። ብሓቂ ተሓጊስና፡ ብሓጎስ ነቢዕና። ወረ ኣነስ ይሓልም ከይህሉ ኢለ ነብሰይ ቆንጤያ ክክክ ኣምላክ ይመስገን ግን ሕልምና ጋህዲ ጌርካዮ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ፍሉይ ዓወት ትደጋግመና ይግበርካ። የቀንየልና ቶቦ ካ። ኣምላክ ኤረትራ ሃገርና ይባርክ ኣሜን።
@abrahampeace8083
@abrahampeace8083 2 ай бұрын
‘’ መቀዳድምተይ ኩሉ ይበጽሖም እዩ ፥ ቲፎዞካ ከኣ ምስሊ ናትካ ስለ ዝኮኑ በጃኩም ሕማቕ ኣይትጽሓፉ ፥ ፈሊጡ ዘውድቕን ፈሊጡ ዝወድቕን ተቀዳዳማይ የለን '' ቢንያም ግርማይ
@ghebremeskelkesete3850
@ghebremeskelkesete3850 2 ай бұрын
ሰሚዕኻ ዘይጽገብ Interview what a smart and humble guy❤❤
@TediEnzo
@TediEnzo 2 ай бұрын
ንቢኒ ተድንቅ እስኪ👍ጽቀጠለይ
@TedrosTekia
@TedrosTekia 2 ай бұрын
ብኒ ብኒ ብኒ ብኒ ተሓጉስና ኢና'ሞ ሓጎስ ይሃብካ።ፈጣሪ ድማ ነዚ ዘሎ ሓጎስ ይመልአልና።
@First-Eri
@First-Eri 2 ай бұрын
ዕዉት ጉዕዞ ሂወት ይግበረልካ ቢኒ ሓበን ሃገር ኩርዓት ህዝቢ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣብ ዓወት ኣብ መኻልፍ ኣብ ኩሉ💪🇪🇷
@Ezgihareya
@Ezgihareya 2 ай бұрын
ቢኒ ወደይ ሽኮር እግዚኣብሄር ሓጊዝካ ምክንያቱ ናብ ብጹኣን ሊቃነ ጳጳሳት ኣቦታትና ከይድካ ትባሪኽካ። ኣብዚ ቡዙሓት ሰባት ንጵጱኣን ኣቦታት ዝጸርፍሉን ደጸልሙሉን ደለዉ ጊዜ ኣብ ትሕቲ ብጹኣን ኣቦታት ምብራኽካ ዓቢ ረብሓ እዩ። እግዚኣብሄር ወትሩ ምሳካን ምስ ስድራካን ይኩን
@Hos393
@Hos393 2 ай бұрын
❤Bini is our pride!!! We wish you all the Best!!! Viva ERI & INTERMARCHE ❤❤🙏🙏
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ አጋላልጻ ሂብካ ናይ ምውዳቕካ ሕልና ኩሉ ደጋፊኻ ነጻ ጌርካ፡ ተባረኽ።
@AlayGere
@AlayGere 2 ай бұрын
ቢኒ ሓዎና ውላድ ሳዋ ኣዴታትካን ኣቦታትካን ጀጋኑ መሪቆም ዝሰደድኻ ብግብሪ ኣርኢኻና ተሓጊስና ተመስገን ኣምላኸይ ቢኒ ሓወይ መግለጺ የብለይን በቃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kutmiamassawa167
@kutmiamassawa167 2 ай бұрын
ኣብ ስዋ ተኣለኽ ባእለገ ከመይ ኣብ ሳዋ ኣጸጊኦም በል የሉኻ ጉኑፍ ሳዋ መድረገነት ተሃሲቡለይ ዲዩ ኣንጃል
@AlayGere
@AlayGere 2 ай бұрын
@@kutmiamassawa167 kkkk ደቂ ደቃሉ ምልሻ ስርናይ መቸም ሳዋ ተሰሚዕኽን ጽሕጻሕ እዩ ዝመልቆክን ገና ኣለና ደቂ ሳዋን ሻዕብያን ከምታ ናይ ማለሊት ሓትነኽን ሸውዓተ ማዓሙቅ ክንእትወክን ኢና።
@wedidenden
@wedidenden 2 ай бұрын
​Wiegin, get lost to the deepest abyss! Denkori! Saw is a place of lions and Lioness!
@wedidenden
@wedidenden 2 ай бұрын
Bini, Wedi Asmara! The best son of the beautiful country, Eritrea! A shining balck diamond! You make us sooooooooo proud! The son of the lions of Nakfa! With an amazing gut and unbeatable stamina! The son of the gallant Zerai Deres! A king of all SPRINTERS! Viva, Viva Bini.
@Erilebna
@Erilebna 2 ай бұрын
​@@kutmiamassawa167àta Buda wesahie kabzie🙊👎🏽🙊👎🏽🙊👎🏽👿😈👹👺😈👿👺👹👺👹👺👹👺👹
@zergabremelake2914
@zergabremelake2914 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ሓበን ሃገር አግዛብሄር ኣጀሚሩ እንቃአ ኣፈጸምካ ኣነ ኣብ ሊብያ ኣለኩ ብጣዓሚ ኢና ትሓጊስና ሓበን ሃገር ❤❤❤❤❤
@samidew5092
@samidew5092 2 ай бұрын
መዋጽኦ ይፍጠርልኩም ሓወይ ናተይ እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን
@mulugetamahdere
@mulugetamahdere 2 ай бұрын
please topo convey my comments to Bini, he is not only king of sprint, but more he is humble, wonderful speech, decent, none emotional, full of self confidence, more polite. keep it up.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lulrbahri
@lulrbahri 2 ай бұрын
I can see that too❤❤
@ErIHageri
@ErIHageri 2 ай бұрын
Yes Indeed This Is His Best Part He Is Humbel Confident & Down To Earth Person Bless His Family Thankyou You Are A Real Eritrean 🇪🇷
@ErtiraH25
@ErtiraH25 2 ай бұрын
Topo biniam ba awxayo bigexu interview ❤
@ghebremeskelkesete3850
@ghebremeskelkesete3850 2 ай бұрын
ቢኒ ጎብለል ቮላቲስታ king of green Jersey congratulations Like fans king 👑 Bini ❤❤❤❤❤
@AlexanderRezene
@AlexanderRezene 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና ኣኽሪዕካና ኢካ ኣታ ሰባይ ቶፖ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኤርትራና ከመይ ገዲፍካያ ❤❤❤🎉0
@lidyatewelde2690
@lidyatewelde2690 2 ай бұрын
Thanks topo knxbeyeka qenina dhayka aythabae bini we are proud of you ❤
@yonsameri8670
@yonsameri8670 2 ай бұрын
Very humble guy Bini👑✅ thanks Toppo
@Eyob302
@Eyob302 2 ай бұрын
ቢኒ ናይ ለብዘበን ቱር ንበይና እያ ብጣዕሚ። ኢንጆይ ጌርናዮ 🎉🎉🎉 ታሓጉና ሓጎስ ይሃብካ። ቶፖ ካብቶም ኣውዲቆሞ ዝበሉ ኢየ ሓቂ ፥ ቀርቂሮሞ ኢለ፥ ታኣሪምላ ኣለኩ ። ብዝኮነ እንቃዕ ሓጎሰና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚🇪🇷🇪🇷 ቢኒ ማዓስ እያ ማልያ ኣስመራ ትከይድ ክንከይድ ክንቅበላ ። ቶፖ ጡዑም ድምጺ የቀንየልና 🎉፥
@sukmbalmefthiaykonen300
@sukmbalmefthiaykonen300 2 ай бұрын
ጅግና
@mussiedawit5697
@mussiedawit5697 2 ай бұрын
ቢኒ ሕጂ ውን ዓወትን ጽቡቅ ዕድልን ይምነ፡፡
@Eriboy744
@Eriboy744 2 ай бұрын
እዛ ፍልጦም ኢዮም ኣውዲቆሞ ትብል ንግደፋ በጃኹም 😊
@edenkfle2119
@edenkfle2119 2 ай бұрын
That was a brief explanation BINI 🥇💚💪 thank you TOPO 🙏🇪🇷🎉
@henokgebrekidan3107
@henokgebrekidan3107 2 ай бұрын
ብዙሕ ዓምታት ኢንተርቪው ተኻታቲለ ካብ ኣትሌታት ናይ ቢኒ ኣጋላልጻ ትሕትና ዝሓወሰ መግለጺ ለካ ልዕሊ እግሪስ ርእሲ ክዓቢ ኣለዎ። ቢኒ ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ ሓይልኻ ይኹን።
@saraghebreab7051
@saraghebreab7051 2 ай бұрын
Wela ane btaimi adniqeyo Bini ❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 ай бұрын
ኣምላክ ምሳካ ይኩን ቢኒ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@alexsandersidrak2163
@alexsandersidrak2163 2 ай бұрын
ቢኒ እንኳዕ ሓጎሰካ፡ቶፖ ንናቱ ክድውለልካ ኢየ ኢልካዮ ኔርካ እሞ ንናቱ ብርሃነ እባ ኣምጽአልና እባ ድሕሪ ቢኒ
@yonasfesehaye7326
@yonasfesehaye7326 2 ай бұрын
ቢኒ ብሉጽ ተቀዳዳምይ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ሰፊሕ ልቦና ዝውንን፡ በሊሕ ሰብ እዩ።
@esutewelde1771
@esutewelde1771 2 ай бұрын
ቢኒኒኒኒኒኒ ጅግና ኣጆኻ ብሰላም ጀሚርካ ብሰላም ጥራይ ወድኣልና ኣንበሳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ቶፖ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zeeMe2323
@zeeMe2323 2 ай бұрын
Congratulations Eritrawie winner Biniam Girmay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless our Beautiful🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AsmeAsme-m7l
@AsmeAsme-m7l 2 ай бұрын
ኣነ አካ ተራኢኒ አንዲዩ ቀዳማይ ኢዩ ክወጺ ግን ኣምላክ ምሱኡ ይኩን🎉🎉🎉🎉
@nobel2112able
@nobel2112able 2 ай бұрын
This guy is amazing. Now i know why he got all the success .Mentally, he is so mature, period.
@yosiefmichael84
@yosiefmichael84 2 ай бұрын
Ajoka Ajoka Bini Ati zabeye mselam jemirka mselam mwdaa u. Slezi GBU ajoka ktawet eka💪💪💞💞💐💐🙏🙏
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 ай бұрын
ወዲ ኤረይ ሐየት እንዃዕ ሐጎሰና ልዑል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: ቶፖ ዝድነቅ ጋዜጠኛ 💯👍🇪🇷🇪🇷❤️🙏✌️
@Gijert
@Gijert 2 ай бұрын
ዋላ ናይ አዛራርባ ቀጠልያ ማልያ እንተ ዝህሉ ከማን ናዓካ ምተገባአትካ ቢኒ ❤ ቶፖ አብ ቀጻሊ ስፍሕ ብዝበለ ክንጽበየካ ኢና 🙏
@AskaluAkal
@AskaluAkal 2 ай бұрын
ቢኒ ሓወይ ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ ❤❤❤ ብታዓሚ ጅግና ኤርትራዊ ኣጆካ ኩሉ ግዝየ ፈታሪይ ኣሎም ምሳካ
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ምቁልል ዘረባ
@TedrosZerit-or7mn
@TedrosZerit-or7mn 2 ай бұрын
😮እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ኣንበሳ ኤርትራ ኣንበሳ ኣፍሪቃ❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምስ ሓዳርካን ስድራቤትካን ኣቤት ብስለት ትሕትና ተዓዲልኻ ኩሉ ግዜ ዓወት የምነየልኻ ቢኒ❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
@teklitsahle8895
@teklitsahle8895 2 ай бұрын
Thanks topo! Bini kea mulue hzbi eritrea bfuluy smiet kemzhgos geirkayo. Blessing you!❤❤
@tesfutesfagabir201
@tesfutesfagabir201 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቢኒ ጅግና። ማዕረ እቲ ብቕዓቱ ኣብ ውዽድር፡ ብስለት ኣዘራርብኡ ካኣ ኣዝዩ ኢዩ ዘደንቕ።
@wedzixc
@wedzixc 2 ай бұрын
ቢኒ ንጉስ ብሽክለታ ገጀረት ኣኩሪዕኻያ ,Asmera akurikaya፣ኤርትራ ኣኩሪዕካያ ፣ኣፍሪቃ ኣኹሪዕካያ፣ እንዳ ግርማይ ብሩኻት ስድራ ኣኹሪዕካያ ።ወዲ ኤረይ ጂግና ኣምላክ ምሳካ እዩ ኣጆኻ።🚴🚴🚴🚴🚴♥♥♥😍😍😍😍😍😍💫💫💫♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@filmongerye9062
@filmongerye9062 2 ай бұрын
Enda girmay first bro
@wedzixc
@wedzixc 2 ай бұрын
​@@filmongerye9062 Ewe Hakika ziarkey
@lunatewald4812
@lunatewald4812 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ፈጣሪ ዕድሜ ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላተይ ❤🇪🇷🙏🙏🙏❤🇪🇷🌲🌲🌲🌲🦁💪🦁💪👍👍🌹🌹💯💯👌
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 2 ай бұрын
ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መጻኣኩም
@Samri-cr5yb
@Samri-cr5yb 2 ай бұрын
I was waiting for this interview for days. Thank you topo show. Forsa Bini ❤🇪🇷❤️
@BilalBilu-d6w
@BilalBilu-d6w 2 ай бұрын
❤❤❤❤ቢኒ ጅግና ዓወትካ በዚሕና ሓንቲ ዝብህጋ ግን ኤርትራ ሃገረይ ክትኣቱ ኮለካ ህዝበይ ከመይ ኢሉ ኢዩ ክቅበለካ ካብ ዕሉል ደጋፊኻ ኣብ ሊብያ ዝርከብ ክሩዕ ኢየ ባኣኻ ❤❤❤🎉🎉🎉
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 2 ай бұрын
Bast interview clear questions and answers, no mambo-jambo at all. Biniam is not only cyclist winer, he is also vey dignified person with high values and full of moral integrity. Hopefully, the whole world will see and judge us upon you!!!! Thank you and God bless!!!
@hadishketema1545
@hadishketema1545 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መብርሂ ቢኒ ጂግና ፡ ብፍላይ እቲ ናይ ሰዓብትኻ(ኤርትራውያን) ኣረዳድኣን ኣፍልጦን ዝበልካዮ ፡ ብዝተረፈ ባኣኻ ብጣዕሚ ኢና ንኾርዕ
@haileamine7157
@haileamine7157 2 ай бұрын
ጹብቕ ስራሕ ቶፖ፡
@weinidesta4221
@weinidesta4221 2 ай бұрын
Wellcome our hero 👏👏👏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawihabtai1133
@merhawihabtai1133 2 ай бұрын
Bini all Eritrean make us happy and we cray because of the happiness so God bless you and your family ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letinaasefaw807
@letinaasefaw807 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ቢኒ ጅግና ዩ አኩሪዕና ሐበን ሃገር ኤርትራ ጅግና ነቲ ዘይስገር ዝመስል ሰጊርዋ ዓወት ንህዝቢና 🎉🎉🎉🎉🎉
@robieladhanom2022
@robieladhanom2022 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃለ ምልልስ 🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Rossy204
@Rossy204 2 ай бұрын
Bini No1 ❤ we proud of you 👏
@bdg3293
@bdg3293 2 ай бұрын
Irrespective of your future results, you have already cemented an icon/legend place in history and you are hero to all Eritreans. Keep up the hard work and God be with you for future successes.
@ኤሪinfo
@ኤሪinfo 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ምቁር ዕላል
@yenastesfi9175
@yenastesfi9175 2 ай бұрын
Wawwwwww ቢኒ እንቆዕ ሓጎሰካ❤ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈታሪ ፡ኣስካ ኣብ ሳይክል ጥራይ ኣይኮንካን ኣብነታዊ ኮንካ ዘለካ እሞ ቀጽሎ ።
@ወዲሓላልመሬት
@ወዲሓላልመሬት 2 ай бұрын
እንካዕ ድምጺ ቶም 2 ንፈትዎም ሰማዕና ቢኒ ጅግና ኣምላክ ዓወት ሂቡ ኤርትራና የንግሳ ❤ ቶፖ ሕቶታትካ ክምቅልሉ ቀጽሎም ተካእትካ ካኣ መልምለልና ❤
@ebetesfahiwet9658
@ebetesfahiwet9658 2 ай бұрын
Bini anbesa edmen tenan yhabka fetari jgna nay jeganu
@ወዲሓላልመሬት
@ወዲሓላልመሬት 2 ай бұрын
​@@ebetesfahiwet9658 🎉ኣሜን
@ወዲሓላልመሬት
@ወዲሓላልመሬት 2 ай бұрын
@@ebetesfahiwet9658 ኣሜን
@Erilebna
@Erilebna 2 ай бұрын
🇪🇷 please pray until our hero reach home❤❤❤❤❤❤
@freitahagos1591
@freitahagos1591 2 ай бұрын
Thank you, Topo Show and Bini ( humble man ). God bless you and your family 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏.
@natnaelkidane9922
@natnaelkidane9922 2 ай бұрын
Bini Olympic yewet tblu like gberu ❤❤❤
@onelove.247
@onelove.247 2 ай бұрын
Edmen tienan Bini hawna. Bzh awetat kemtegzmena rdue eyu. Thanks Topo hawna kea. Bhafesha edmen tienan n kulu hzbi Eritrea. Selamn ksanetn n alemna yewrdela kea. ❤❤❤
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 2 ай бұрын
ቢኒ ጅግና🎉🎉🎉
@ygttv1576
@ygttv1576 2 ай бұрын
Thank you bini nezi kulu awetin hagosn zegzemkana❤❤🛣🚲🚲🚲💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏿✊🏿✊🏿
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 2 ай бұрын
Bini my brother! Keep it up.
@amanuelweldemichael7717
@amanuelweldemichael7717 2 ай бұрын
Hi Topo show please kltf elka eba n bini interview gberelu keykedemuna natka interview eyu kulu seb zdelyo kab Adi engliz kultna adnektka nxbeyeka alena degime please 🙏
@aronxakob6497
@aronxakob6497 2 ай бұрын
Egzabiher ybarka kabkulu kufue mewdekti egzabiher ybalhka azima hugusat ina akuriekkana Gigna
@icyfreeze765
@icyfreeze765 2 ай бұрын
I know now that Binyam Ghirmay is smart and humble. Good luck!
@Mulue844
@Mulue844 2 ай бұрын
ካብ ኩሉ ዝሐጎስኒ ዘረባ ናይ ብኒ "ንዘይዕወትሉ ውድድር ኣይዋዳደርን እየ "
@azebhagos9374
@azebhagos9374 2 ай бұрын
ቢኒ ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
@ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 2 ай бұрын
ቶፖ ቢዶ ግበሮ ኢኻ ኣብ መጻኢ። የቀነልና"!
@senineg
@senineg 2 ай бұрын
Congratulations Bini, you are inspiration for young generation specially professionals cyclists athlete. God Bless family & friends proud of Eritrean. Thank you Topo Entertainment I was waiting for this moment ❤❤❤
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 2 ай бұрын
ቢኒ ኣንበሳ እስካን ትሕትናካን ኣምላክ ምሳካ ይኩን።
@Eritrewit
@Eritrewit 2 ай бұрын
ቢኒ ሐበን ሀገር እንኳዕ ተወለድካ ❤️🇪🇷❤️
@zxtsf
@zxtsf 2 ай бұрын
Lieeli 25 derftat n bini tederifululo zigermyu❤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 2 ай бұрын
😍😍
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 ай бұрын
ወረ መመሊሱ ሓደሽቲ ይቅጽል ኣሎ
@lulrbahri
@lulrbahri 2 ай бұрын
To much
@MeronAlem-n7m
@MeronAlem-n7m 2 ай бұрын
Good job Bini 🎉 you are amazing haben Hizbi .. you are Blessed!!
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 59 МЛН
በዓል ታሪኽ ዳኒ ምስ Topo ቀልዓለም ዘይብሉ ዕላል።
1:06:09