መምህር ባህልቢ ተኽለ ተመክሮኦም የካፍሉ

  Рет қаралды 10,544

VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

27 күн бұрын

መምህር ባህልቢ ነዚን ካልእን ጉዕዞ ህይወቶም ዝዳህሰሰ “MY Journey and Life experience from Ashera-Eritrea to Toronto Canada” ትብል መፅሓፍ ጽሒፎም ዘርጊሖም’ለዉ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: kzbin.info/door/ATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Пікірлер: 43
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 25 күн бұрын
BRAVO, Memher!!! Thank you for everything you did for your people.....
@DasnaMefrena
@DasnaMefrena 24 күн бұрын
ምንያ ንኣዝዩ ኣገዳስቲ ጉዳያት ብኣብነታውያን ሰባት ኣሰኒኺ ስለ እተቐርብልና፡ ኣዝዩ ልዑል ምስጋና ኣለና። እምበር ጴጥሮስ ድሩዕን ካሎኦትን ዝጥቅስ ብምህሳስ፡ሓቀኛ ታሪኽ ደፊኖም ዝተረፉ ጥራይ ታርኽ ከምዝፈጸሙ ጌሮም ኣህውቲቶም ግምዕምዕ ከቡልና ክፍትኑ ይግዕሩ ኣለው።
@tekleashera7732
@tekleashera7732 19 күн бұрын
Teachaer Bahlbi you are a great person we love you so much &God bless you ❤️ 💖 ♥️
@shalikurgira4806
@shalikurgira4806 25 күн бұрын
Great work Mr. Bahlbi Tekle. Thanks for your service & contribution.
@Amanuel991
@Amanuel991 19 күн бұрын
ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ
@shangab-4188
@shangab-4188 16 күн бұрын
Great job, I salute you
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx 25 күн бұрын
Memhr Bahlbi,all the respect i have known you for long time but didn't know a lot of your achievement i now u in Toronto church thanks for all. Your service and role modeling❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛GBU.
@hosanamesmer9705
@hosanamesmer9705 24 күн бұрын
Great work Memhr Bahlbi Tekle Ishak thank you for service and contribution meshel wonderful interview ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@wedigermen2776
@wedigermen2776 25 күн бұрын
ምንያ ለባማትን ሙሁራት ስለ ተቅርብልና ዕዲመን ጥዕና እምነየልኪ❤
@jklmnk9596
@jklmnk9596 20 күн бұрын
VOA REDIO WEYANE..
@yosiefhailemelekot9442
@yosiefhailemelekot9442 24 күн бұрын
የቀንየልና ምንያ ከም ብዓል ዶክ.ባህልቢ ዝኣመሰሉ ምሁራት ኣምጺኺ ዘስተምሃርክና፡ ኣጆኪ ቀጽልዮ። መምህር ክኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ፡ ተስፋ ይገብር ኣብ ቀረባ ግዜ መጽሓፍካ ከንብባ።
@danielzere1403
@danielzere1403 22 күн бұрын
Great interview thnx
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 22 күн бұрын
ምንያ ኣብ ኢትዮጵያ ድኣ ብዓል ኢህኣፓ፣መኢሶን ኢዲዩ፣ ወያነ ዝበሃሉ ብዙሓት ናይ ፖለቲካውያን ምንቅስቓሳት ከምዝነበሩ ይፍለጥዩ። እቲ ምንቅስቓሳቶም ንመሰሎም፣ መሬት ላራሹ ዝብል ጭርሖታት ፣ ካብ ኢትዮጵያውያን ኣምሓሩ፣ኦሮሞን ካልኣኦትን ከምዝነበሩ፣ካብ ትግራይ ድማ ወይን-ውያነ ደሓር ከኣ ማለሊት፣ህወሓት ዝበሃሉ ተቓለስቲ ንመስላት ህዝብታቶም ከምዝነበሩ ዩ። እቲ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ህዝቢ ኤርትራ ግን ካብ መሰል ንላዕሊ ንናጽነት ህዝብን መሬትን ኤርትራ ካብ መግዛእታዊ ባዕዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምንባሩ ብመሰረቱ ናይ ኢትዮጵያን ናይ ኤርትራን ህዝብታት ቃልሲ ክልተ ዝተፈላለየ መሰረትን ዕላማን ከምዝነበሮ ክፍለጥ ኣለዎ። ኣብዚ ክንጽር ዘለዎ ዓቢ ሓሳብ ውጹዓት ህዝብታት ንጊዚያዊ ረብሓታቶምን ንሓባራዊ ጸላኢኦም ንምድኻም ኣብቲ ቃልስታቶም ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ክገብሩ ከምዝከእሉን ይገብሩ ከምዝነበሩን ይዝከር። ተሓጋጊዝካ ማለት ግን መወዳእታ ዕላምኻ ሓደ እዩ ማለት ኣይኮነን። ንኣብነት ህወሓት ኣብ 1970ታት ፈረንጂ ንመሰል ህዝቢ ትግራይ ቃልሲ ኣብዝጀመሩሉ ምስቲ እቐዲሙ ኣብ 1940ዓታ ዝጀመረ ቃልሲ ህዝብ ኤርትራ ኣንጻር ሓባራዊ ጸላኢ ንምድልዳል ዝተፈላለዩ ምትሕግጋዛት ከም ወተሃደራዊ ስልጠና፣ምምሃር ኣጠቓቕማ ኣጽዋራትን ይፍጸሙ ከምዝነበሩ ዝዝከርዩ። እቲ ምትሕግጋዝ እቲ ግን መሰረታዊ ዝኾነ ዝተፈላለዬ ነንበይኑ ሸቶን ዕላምን ከምዝነበሮ ክስመሩ ይግባእ። ብሓንሳብ ተቓሊስና ኢናሞ ትግራይን ኤርትራን ሓንቲ ሃገር ክንገብራ ኣለና ክበሃል ግን መስሓቕ እዩ፣ ምኽንያቱ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ቃልሲ ተጋሩ ጥራሕ ኣይኮነን ይተሓጋገዝ ኔሩ ምስ ካልኣኦት ተቓለስቲ ህዝቢ ኢትዮጵያውን እዩ ኔሩ። እቶም ካልኦት ኢትዮጵያውያን ግን ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሓንሳብ ንሓውሰን ኣይበሉን። ወያነ ጥራሕ እዮም ዓባይ ትግራይ ማለት መሬት ካብ ኣምሓራ ወሲዶም ንትግራይ ናብ ኤርትራ ጸንቢሮም ሓንቲ ዓባይ ትግራይ ኣብ ዓለም ዘአይትፍለጥ መሰረት ዘይብላ ሓዳስ ኣብ ካርታ ዓለም ባዕሎም ስኢሎም ባዕሎም ኣብ ካርታ ዓለም ክጽንብሩዋ እዩ ድሌቶም ኔሩ ።ሕልሚ ደርሆ?
@SAMdave183
@SAMdave183 22 күн бұрын
ኣብ አለም ነባሪ ሰብ የለን ጽቡቕ ዝራሕ ገድፎም ዝኸዱ ኣዝዮም እድልኛታትን ዝተባረኹ ሰባት ኢዮም :: ኸም መምሕር ዝኣመሰሉ ሰባት የብዘሓልና::
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 25 күн бұрын
ፅቡቕ ቃለ መጠይቕ።
@kidantekle2443
@kidantekle2443 23 күн бұрын
Thank you memher, you told us the true Eritrean history specially what Ethiopian government did to our people very sad history.
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 25 күн бұрын
Thanks
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 24 күн бұрын
God bless you My Brother
@OgbaiZera
@OgbaiZera 24 күн бұрын
We are happy to hear from you Mm. Bahlbi Tecle Long live Tuuman Sdra.
@OgbaiZera
@OgbaiZera 24 күн бұрын
Tuumat Sedrs Biet
@OgbaiZera
@OgbaiZera 24 күн бұрын
Memahran Entesdidomlna wn aynqbelomn ena nyrna. Thank you Minya
@kidantekle2443
@kidantekle2443 23 күн бұрын
It is the first time she brought a nice person, she is always bringing anti Eritrean only😎
@Ghebrebekit-uf4dc
@Ghebrebekit-uf4dc 25 күн бұрын
Memhir Bahlbi Tekle( Ashera), akhurikana Amlalkh edmen tienan yihabka,,,Minia yekenyelba bta,emi nemesgneki,,
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 22 күн бұрын
ስሜን እዝ ኢዩ ዝበሃል መምህር፡ ሰሜናዊ ደርግ ኣይኮነን!
@kiflemariamhamde3120
@kiflemariamhamde3120 24 күн бұрын
Looking for lessons from your experience, Dr.
@danielzere1403
@danielzere1403 17 күн бұрын
Any one selling the book in UK London please
@samuelsegid796
@samuelsegid796 21 күн бұрын
It's Great but what is sizing to get out from the cuonty if not fixed that Eritrean people continue regime changes only solution.
@rimtewelde3720
@rimtewelde3720 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 22 күн бұрын
Hmmmmm. 😢😢😢😢😢
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 22 күн бұрын
ምንያ ሓፍትና ድማ ነዚ ዕረ ግን ምቁር ዛንታ ህዝቢ ኤርትራ ብመምህር Dr, Engineer) ባህልቢ ክመሃላለፍ ምግባርኪ ምስጋና ይግበኣኪ። ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብዙሓት ምሁራትን ዘይምሁራትን ኣካል ዛንታ ፣ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾኑ ክትሰምዓም ልብኻ ዝወግኡ ግን ምቋራት ዛንታታት ህዝቢ ኤርትራ ስለዘለዉ እናዳህሰስኪ ክትረኽብዮም ታሪኾም ከማቕሉና ድማ ክትሕግዝዮም ወይ እንተትተሓባበርዮም ክንደይ ሰናይ ምኾነ። መምህር ባህልቢ ድማ ነቲ ዕረ ግን ምቁር ታሪኽ ህዝብ ኤርትራ ከምዚ ጌርካ ክትሰምዓና ባህ ብዘብል ኣገላልጻ ከተፍስሶ ንድሕሪት ክሳብ 50 ዓመታት መሊስካ ከተበራብረና ብምኽኣልካ ምስጋና ይግበእካ። ደስ ዘብል እዩ። Than you for your undiscribable sweet memories.Keep it up.We like to hear such real Eritrean stories.😍
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 22 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 21 күн бұрын
DR.PETROS SANTA FAMIGLIA UNIVERSITY MEMHIR ZINEBERE ZI KETELUWO TIFELTODO
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 19 күн бұрын
What is the importance of this all, if you wrong turn made a country out of MSc and PhD for last 30 year
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 23 күн бұрын
ሰላም። ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ግን ከምዚ ሓቅን ሓበሬታን ክንሰምዕ ከለና ፣ኩሉ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ማለት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጉስ ሃይለስላሰ ምስ ኣሜሪካን እንግሊዝን ብምሽራኽ ብዝተፈጸመ ሸርሕን ምግሃስ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ተነጊሩ ዘይውዳእ ዘሕዝን ክትገልጾ መግለጺ ዘይትረኽበሉን ቃንዛን ዛንታን ካብ 1941-2024 ቀጻሊ ይፍጸም ብምህላዉ ልብና ፈልፋሊ ወሓዚ ደም ከምዝዛሪ ክንገልጽ ንግደድ። ዝሓለፈ ሓሊፉዩ ዝበሃል ኣዘራርባ ሎ ፣ቃንዛ ሕርሲውን ይሓልፍ ይርሳዕ ይበሃልዩ፣ ቃንዛ ሕርሲ ግን ተስፋ ይወልድ፣ሕሉፍን ቀጻሊ ዘሎን ቃንዛ ህዝቢ ኤርትራ ግን ወሓዚ መከራ ወሊዱ ይወልድ ውን ምህላዉዩ ክትርስዖ ኣይከኣልን። ውሓጥዮ ተበልኳስ ትጎስሞ ከምዝበሃል ፣ሎሚን መንግስቲ ኣሜሪካ ምስ ዕሉል ወያነ ህወሓትን ኢትዮጵያን ብምውጋን ኣብ ትግራይ ብህወሓት ዝተወልዐ ውግእ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ዘቕንዐ ሮኬታት ከምዕምባባ ናይ ቦናፌስታ ረሻሻት ምትኳስ ከይኣክል ኣብ መሬት ኤርትራ ንልዕሊ 18 ዓመታት ኣራጢጡ ንዝነበረ ሽፍታ ወያነ ካብ መሬት ኤርትራ ጸሪጉ ንዘውጽኣ ሰራዊት ኤርትራ ልክዕ ምስ ሰራዊት ኢትዮጵያ ፣ሚሊሻታትን ሰራዊት ሽፍታ ህወሓትን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ተጋሩን ዘውረድዎ ገበን ሓደ ብምስራዕ እቲ መቕጻዕቲ ግን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ስዊፍት-SWIFT ዝበል እገዳ ብኣሜሪካ ክውሰን ከሎ ነቲ ሽፍታ ህወሓት ወይ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ወይ ነቶም ሚሊሻታት ብዘውረድዎ በደላት ከምበደልቲ ጥራሕ ተሓሲቦም ሸለል ክበሃሉ ብዘይ መቕጻዕቲ ክሕለፉ ፣ሓንካስ ዳኛ ዓለም ፣ሓንካስ ወሳነን ፍርድን ሓንካስ ምሕደራ ዓለም ከምዝኾነ መግለጺ እዩ። ንሓንካስ ፍርዲ ኣሜሪካ ድማ ተቓዊምናዮ ኢና ክሳብ ሓደ ኤርትራዊ ዝተርፍ ክንቃወሞ ድማ ኢና። መሰል ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ፣እቲ ዲሞክራሲ ዝብልዎ ከምዚ እንተኮይኑ ድማ ይትረፈና። ኣሜሪካ ከመቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘድመየቶን ህዝባ ብሞትን ኣደዳ ስደትን ክኸውን ዝፈረደቶ፣ ብመንግስቲ ጣልያንን ጉልበት ህዝቢ ኤርትራን ዝተሃንጸ ቁጠባ ህዝቢ ኤርትራን ምስ መንግስቲ እንግሊዝ ብምትሕብባር ክዓኑ ምግባሮም ተሓተትን ነቕ ዘይብል ዕዳ ኣብ ልዕሊኦም ከምዘሎን ኣጻዕድዮም ይፈልጡን ይርድኡን እዮም ፣ጊዚኡ ምስኣኸለ ድማ ንጹህ ህዝቢ ኤርትራ ዋጋ ደሙ ሞቱን፣ዋጋ ስንክልንኡን ዋጋ ቁጠባዊ ዕንወቱን ካሕሳ ከምዝኽፈል ጥርጥር የለን። እዚ ከይፍጸም ድማ ንኤርትራ ካብ ካርታ ዓለም ክሓኩዋ ዝከኣሎም ሰሪሖም ይሰርሑ ድማ ኣለዉ። ነዚ ኣሰራርሕኦም ድማ ክንቃወሞ መስለና እዩ። ሎሚ ኣሜሪካ ከምቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክንዩ ዘሎ ትወረ። ግዝኣት ሮማውን ዓንዩ እዩ፣ዘይዓኑ መግዛእታዊ ስርዓት የለንሞ ሃዬ ኤርትራዊ ኣብ ዘለኻሊኻ ሃገረይ ኤርትራ ወይ ሞት በል፣ሸርሒ ኣሜሪካ ቀጻሊዩ፣ግጥምና ድማ ክሳብ ኤርትራ እትህነጽ ቀጻሊ እዩ። ኣምላኽ ንኤርትራን ህዝባን ይሓሉ። ድኽመት ንተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራ። ሓይሊ ንኤርትራን ኤርትራውነትን። ኤርትራ ብደቃ ክትህነጽ እያ ። ነዚ ክሰምዕን ክርእን ዘይደሊ ይተሓጎም። ምንያ ድማ ወጽዓ ህዝቢ ኤርትራ ብመንግስቲ ኣሜሪካ እትርድእን ኣብ ኤርትራ ዝዓበኽን ከም ምዃንኪ ንህዝቢ ኤርትራ ዘቑስልን ዝወግእን ትሕዝቶታት ከይህልው ክትከላኸሊ ይግባእ። ብዙሓት ወጋኣቲ ስለዘለዉ።
@meskelahiabu4645
@meskelahiabu4645 24 күн бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️😍
@tekletesfazgi3359
@tekletesfazgi3359 18 күн бұрын
Radio weyane
@admastech
@admastech 24 күн бұрын
ምንያ ህክይቲ! እቲ ስእሊ ዘይተካፍልና ?
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine 24 күн бұрын
ዝከበርካ ወዲ ራያ ኣቶ ተስፋይ ተጋሩን ኤርትራውያን ኣዚ ኣብ ደቅንስቲ ተጋሩ ኣወዳትን ስድራ ቤታትን ከሙኡውን ብሓባር ቀቲልካ ኪሊት ብምውሳድ ዓይኖም ኣንቂሮም መንጢሎም እናወሰዱ ንገንዘብ ኣይኮነን እንታይዳኣ ኣኮላዊ ኦርጋን ቀደም ኣብ ፕራይቨት ክሊንካት ተላምሚደምሉ ዝጽኑሑ ውድባዊ ተፈንጪሎም ዝለመድዎኣብ ኤርትራውያን ሎሚ ኤርትራውያ ንትግራይ ስለዠቃረጸን እቲ ናይ ምዕራብ ስለላ ተግባራትም ስለ ዝፈለጠን እቲ ምእንቲ ኣመሪካ ኢንተረስቲ ቀይሕ-ባሕሪ ንክሕልዉ ምስ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ከም ጡብ ኣዲኦም ስለ ዝቀበጹን ካብ ከንያ ንምብራቅ ከንያ ውክልና ስለ ዝተዋህባ ትግራይ ጠጠቂሞም ደርቢዮማእዮም እቲ ቁምነገር መሬት ትግራይ መዕድን ክኸዕቱ ከፈላልዩ ኣይበቅል ስሚ ፈሳሲ ተኺዑ ኑዑኡ ዝረገጸ ውይ ከፍቲ ማይ ዝሰተየ ኣይወልድ ኣይዝምድ ካንሰር ተስካሚ ኮይኑ ሕዝቢ ይነጽፋ ኣሎ ትግራይ ኣላወይ ብበዓልመድህን ብዛዕባ ኤርትራብርጌድ ንከብዱ ዘዝሃደሙ ከም ሂዋተውያን ቆጺራ ናይሶስሻል ሚድያ እንጽርጹሮት ልቢ ዘይቆጸሩ ዝበለቶም ዝደግሙ ጥዕና ኣብ ትግራይ ዘሎ ሶሻልሚድያ ኣይኮነን ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ኣፍደጊኦም ኣብ ቅድሚ ወለዶምን መቅርቦም ዘትተባሃል ዘይተገብረ ተገሩ ኢሉ ዝምሕል ዝይ ንነምግባራዊ ሓሲካ ሰሪቅካ ምብላዕ ስራሕ እንትተርኸብካ ገበን ዝብል ብስነምግባር ካብ ዓለማዊ ስነልቦና ዝወጸ እዩ እስከ በሉ ጋል ፕሮፈሰር ወይኒ ሃረግ ደ/ር ሀርሚላ ጋላ ብጀካ ፖለቲካዊ ስነ ሓሳብ ኣረአያን ምንም ኣበሳ ዝይብላ ካብ ዝኣተወቶ ፕሮፈሽናል ኦፊስ ፐተሽን ፈርማ ዝይስማ ሓሶት እናሃቡካብ ክንደይ ስራሓኣሰናኪሎም ናይ መፈራሪሒ ደብዳቤ እናሰደዱ ብጋንግ ቆጺሮም እዚ ኣድጊ ንሓመዱ ዝገብሮ መምሪሒ ጠጠቂሞም መሳኺን ሕዝቢ ተጋሩ ኣብመቀለ ብሓወይ ብ ኣቦይ እናበልት እባበኸየት እዞም ዕሱባት ተጋሩ ሶሻል እንተኮይነ ጸማም እዝኒ ሂበን ዘከዳ ዘለዋ ዘይተሰወኣካሉ ዕላማ ብሞት ቆሉዑት ትሕቲ ዕድመ ኣጨርሽካ ታማ ገደሰኒ ኢልካ ደም ሓፍትካን ሓውካን ወገንካ ከም ኡውን ትማሊ ስርናይ ጣፍ ኣብቂላ ትቅልበካ ዝነበረት መሪት ትግራይ ብፖይዚን ወርቂ ከእሉሹ ኣይሕረስ ኣይቅመስ ኣየብቁል እናኾነ ሰሚዕካ ሪኢካ ከምዘየይ ረኤኻ ጠላም ከሓዲ ትግራዋ ትብል ገዝሚ ነዞም ኤርትራውን ጀኖሳይድ እናበልካ ክንዲ ዝሓከሙ ዘሕረሱ ምግቢስለ ዝሃበ መድሃኒት ሂቡ ዘድሓነስ ክይንቅተል ክንድይ ኣምሓራ ዝተካላከለ ከሲስካ ናትካ ጉማታትዝፈጸምኩሞ ገዲፍካ ዘይናትካ የኢዳው ወሃብቲን ኣድሓንቲ ክትቆርጽ በይዛካ ኣውልድና ኣንስትና እናተጋሰስኩም ያዕ እናተቀትላ ምላሽ የለ ኣብየት ኢዚ ሓደ የጋብርን። እረ መሓሩኑ ተጋሩ ሰብ ቀቲልኩም ከብዲ ቀዲዱ ዝተቀብሩ ኣብ ጎዳጉዲ ዘለዉ ቡዙሓት እዮም እዚኦም ሓደሽቲ ረሳታት ንመን ክትሁቡዎም ። ኢኩም ጳጳስ ሰሰዲድካ ሓደስቲ ካደረ ያኣኽለና ጳጳስ ዘይኮነ ጳጳስ ዝወለደ ሰበይቲ ዝነበረቶ ካብ ኣወስትራልያ ፖለቲካ ካድር ዝዝምር ዘሎ፡ ግደፉ ኣበይ ዓዱ ካበዩ መበቅሉ ትግራዋይ ኢልካ ዘይዓድኻ ኣቅላዓዮ ዝተውልወድካሉ ዓዲ ዘይቅላዕ የለን።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 19 күн бұрын
ዝወረደ!! መምህር ከምእውን አጸቢቁ ጉዳይ ኤርትራ ዝፈልጥ ሰብ😂😂😂 አነ ኮብ ብሄረ ብሌን እያ ምባብል ጉቡኡ ዲዩ?? አብ ኤርትራ ብሌን ከም ቋንቋ ይዝረብ ጹቡ!! ኮይኑ ግን አብ ኤርትራ ብሄር ዝብሃል አሎ ዶ?? ብሄር አብ ኤርትራ የሎን። ብሄር ዝብል ቃልውን አብ መዝገበ ቃል እንግሊዝ ፈረሳ ወዘተ የሎን። ብሄር ዝብል ህዝቢ አብ USSR አብ ግዜ እስታሊን ዝስረሃሉን ከምእውን ብሄርት ዝተበሃሉ አብ እሩሲያ ናቶም ፊደል ዳርጋ ዝደከሙ መንግስታት ኔሮም። ስለዚ እዚ ብሄር ዝብል ዘረባ አብ ኤርትራ ዘራኽብ የብሉን!! ብሄር ዝብል ሃተፍ ተፍ ን ኢትዮጵያ ዘእነው ኮቡ ን ምሃር!! መምህር ተደለይ, ስድራይ ተዛረብቲ ቋንቋ እዮም ተዝብል ክንደይ ምጸበቀሉ🎉 መምህር ተባሂሉ ኮብ ብሄረ ብሌን ክብል ዘህፍር እዩ😂😂😂 ተማሃሪ ኢሉ ብ ብሄር ዘየለ አሌታዊ ክጫማልቅ ዝግረም እዩ!! አብ ሃገርና ናይ ሃገር መንግስቲ እበር ናይ ቀቢላ ብሄር ሃገር አይኮነን!! አነ ኤርትራዊ እያ አብ ከምዚ ቦታ ተወሊደ ወዘተ ምብሉ አይመሃሸን ዶ!!! አነ ብሄረይ ምብላ እንታይ አመጸኦ??
@MrBini
@MrBini 25 күн бұрын
Thank you minia for this wonderful interview. How can I contact Dr Bhlbi. Please let me know if you have any contact number or messanger.
@Amanuel991
@Amanuel991 19 күн бұрын
ናይ በሓቂ ሙምህርን ምሁርን ምሁር ኣብ ስደት ንስድታት ኣብ ምዕራይ ንነብሱ ኣብ ምትዕርራይ ን ምዕባይን ተመሊሱ ነቲ ዝገደፎ ድኽነት ዘኪሩ ህዝቡ ኣብ ምሕጋዝ ክሳተፍ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ነገር የለን ሞ ክብሪ ይሃብካ ብውሉድካ ተሓጎስ
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 6 МЛН
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 7 МЛН
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37