VOICE OF ASSENNA: ምዕጻው ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን - ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ - ሃገራዊ መንነት , Wed, Dec 26, 2018

  Рет қаралды 78,151

ASSENNA

ASSENNA

Күн бұрын

Пікірлер: 227
@peterdavid9636
@peterdavid9636 5 жыл бұрын
ኣብ፣ኣዲስ፣ኣበባ፣ዘሎ፣ህንጻ፣ቤተ፣መንግስቲ፣ኣፍሪሱ፣ኩዒቱ፣ባሕሪ፣ይስራሕ፣እዚ፣ቆዳር፣ኣምሓራይ፣ኣድጊ
@filimongabera3486
@filimongabera3486 5 жыл бұрын
ኣየ ኣምሓራይ ቀይሕ ባሕሪ ደሊኻ ድሓን ምጽኣ እሞ ኣንቱም ነዳፋት ኣሰና ኣጆኩም ኣይትሕሞቁ ኣጆኩም ጥራይ
@ሐበሻሓበሻ
@ሐበሻሓበሻ 5 жыл бұрын
"ተዘይንዕቅ ሓጹር አይንቅንቅ!"ኢሰያስ ባዕሉ ተዘይፈቅደሎም ፣ ከመይ ጌሮም እዮም ኢትዮጵያን ባሕሪ ኤርትራ ክደፍሩ ዝክእሉ? ክውቀስን ክሕተትን ዘለዎ ጻድቅን ዘይኮነስ እቲ ብሰይጣን ዝቆረበ ኢሰያስ ጥራይ እዩ።
@faahhiwet8816
@faahhiwet8816 5 жыл бұрын
No way, no way our red sea is ours ( Xadkan, you are sitting with Derg selling Red Sea no way) shame on you.
@awedhamed8646
@awedhamed8646 5 жыл бұрын
Welcome Assena ajona nikdxray
@efrem7433
@efrem7433 5 жыл бұрын
አታ እዚ ርእሲ ዓካት ጻድቃን ንፍጥ ርእሲ አይርድኦን ኢዩ ኤርትራ ፍቶ ጽላእ ሉኡላዊት ሃገር ኢያ አሻሓት ጀጋኑ ዝኸፈለት አብ ዓለም ሳላ ጀጋኑ ደቃ ነጻነታ ዝአወጀት ሃገር ምኻና ፍለጥ ።
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
xadkan srho yegber alo etom twaalti gina ISAIAS & ABEY
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@Ethio Eri Dont worry DANKEY Isayas Afwerike is not owuner of red see that is eritrean PEOPLE owner....Isayas AFWERIKE is agame no have right sig so dont worry DANKEY
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@Ethio Eri ERITREA is an independent country....stopp dream
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@Ethio Eri እኮይ ዓጋም ትግር ኛ ዘይትጽሕፍ ላውዚ ላውቲ አንድበልካ
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@Ethio Eri q ቅ ቅ ቅ ቅ are jocking
@hailomg6987
@hailomg6987 5 жыл бұрын
አቶ ፃድቃን ዝምብለው ቢራ ጠርሙስዎን ይቁጠሩ. ውይም እንደቀድምው ጦርነት ታለቅሳለህ. መጀመሪያ አገሬ ምትላት የኢትዮጵያ መኖር አለመኖር ዎን አረጋግጥ.
@fedugebre508
@fedugebre508 5 жыл бұрын
ኣምሓሩ ኩሉ ግዜ ሕልሞም ባሕሪ ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ቅንጣብ ውን ትኹን ሓልየምሉ ኣይፈልጡን ኢዮም ሃይለስላሴ ባሕራ እምበር ዓስኣ ኣየድልየናን ምባሉ ደርጊ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልን እንዳበለ ኣቢ ውን እንተኮነ ንስልጣኑ ንምክዕባት ምስ ኢሱ ምድማር ጥራሕ ዘልኮነስ ምክፋል ውን ኣሎ ንሱ ክኣ ዓሰብ ሙኻኑ ኢዩ ኢሉ 32 ኣስናኑ ስጋብ ዝክፈት ምስ ህዝቢ ኣምሓራ ክስሕቅ ርኢናዮ ኢና ስለዚ ሰላምና ዘይኮኑ ጥፍኣትና ከምዝምህዙ ርዱእ ነገር ኢዩ ኢሰያስ ሓቂፍና ኤርትራውያን እንዳበልዐ ምስ ኣምሓሩ ክስሕቅ እንዳርኣናዮ ነዚ ክንድግፍ ኤርትራውያን ብጣዕሚ ዘሕፍር ኢዩ ብዝኮነ ንሶም ሕልሞም ኢዮም ዝገብሩ ዘለዉ ኤርትራውያን ግን እንዳስሓቅና ኣብ ነንሕድሒድና እንዳ ተቃተልና ነዛ ሃገር ነረክቦም ኣሎና ተጣዒስካ ዘይምለስ ኣክንዲ ኢሂን ምህን ተባሃሂልና ፍልልያትና ኣጽቢብና ሃገርና ኣክንዲ ምውሓስና ሓይሊ ባሕርና ጉሒፍና ሓይሉባሕሪ ኢ/ዮጵያ ምሕቃፍ ዝገርም ነገር ኢዩ ሃየ በሉ ንብዓል ገብረጻድቃን ስምዕዎም ብዝኮነ ግን እዛ ሃገር እንዳስሓቅናን ነንሕድሒድና ክንንዓቅ ትጠፍእ ኣላ ኣሽሓት ጠፊኦምላ ሕጂ ክኣ ኣሽሓት ክነጥፋ ንዕድማ ኣለና ነዛ ኤርትራ ሃገርና
@habtegrmay9230
@habtegrmay9230 5 жыл бұрын
Amaharu atibel yiedug belom natom habom yiedug eyom libi zeyblom ab zey meretom nametu nmntay zeyfeltu
@lymaluab
@lymaluab 5 жыл бұрын
ባሕሪ እኮ እኩብ ማይ ኢዩ።
@fedugebre508
@fedugebre508 5 жыл бұрын
@@lymaluab እኩብ ማይ እሞ እንታይ ክትብል ከምዝደለካ ኣይተረድኣንን
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
TSADKAN N KALIOT TPLF N BZAEBA ERITRAN NATSNETAN HALEYTI KMESLU BZUH GIZIE MS TEQUAWEMTI KDANAGETSU KTREEY TRQUAWEMTI KEA TGRAWOT HALEYTINA ZMESLOM REAYUWO BELU GLBT GLBT....AB MONGONA ZGEBRUWO KFEAAT. ERITRAWIAN KSAB ERITRAWIAN TEKEBABIRNA BZAEBA HAGER ZEYHALENANN ZEYTEKEBABERNAN WAGA ZELEWO SRAH AYKSRAHN EYU.
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
@@lymaluab ab Adyabo way Awash kedka ekub mayka halu...Agame
@asterkidane9844
@asterkidane9844 5 жыл бұрын
Ethiopian keep dreaming Red Sea is not yours Red Sea belongs to Eritrea 🇪🇷 only it is our blood we paid dearly the best Eritrean fought for that so we are not going to let use it just like that the Eritreans people deserve to know every decision about eritrea not Isayas
@ድሃይኤርትረአ
@ድሃይኤርትረአ 5 жыл бұрын
They fought fr it & they gave back to Ethiopia because the leader in Eritrea is agama he was pretending to be eritrean.
@ድሃይኤርትረአ
@ድሃይኤርትረአ 5 жыл бұрын
Ethiopian marines are in red sea already to late
@ድሃይኤርትረአ
@ድሃይኤርትረአ 5 жыл бұрын
U just don't like to hear the truth.u donkey when afwerki was in jungle he was killing the great eritrean fighters know when he became eritrean leader keeps killing u.i don't understand u pp.
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Haki temisil hasawit kelbi weyane iki nsiki aster kidane. Abey koynki iki ajewjew tbli zeleki. Nzkone smimie wedi afom iyu zgebro ftewi xili atarit mekele. Nexanetna knigonaxef bkulu akmu zeberkete jigna nay jeganu hiji iwn zleflefkum leflifu dea ember lomi kem kedem nkulu sieru nab awet kem zebxahana ftewi aytftewi imeni...kkkkk
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@amanry7784 tomsak intay ika ktibil delika wuyuney????????????
@arm1699
@arm1699 5 жыл бұрын
ያ ሕልሞም ቀደም በሪህልና እዪ ነቶም ንሕና ንሱ ዝብሉ ግን መርድእ እዩ ብዝኾ ብሓደለና እዚ ተጠኒሱ ዘሎ እንታይ ከምዝውለድ ክንርእዮ እና ።
@tedrosteklab4856
@tedrosteklab4856 5 жыл бұрын
He blindfolded the Eritrean people, but thank God now we know the true. YOU WILL KNOW THE TRUTH, TRUTH will set you FREE.
@worldcomm9842
@worldcomm9842 5 жыл бұрын
ሰብ ንገዛእ ርእሱ ይኸው ቀጺሉ ካብኡ ንዝትሕቱ ይረድእ ‘ንተዘይ ኪኡሉ ይሓዝን( ሞራል ይህብ እቲ ናይ ሙሁራት ሓቂ እዚ ኢዩ። ንስኺ ይንዑቑና ዶ ስ ታይዶስ እብሊ ኣዚርኪ‘ባ ነብስኺ ርኣይ፣ ንስደትኪ ተቐኒኡልኪ! ግን ንምንታይ ኢና ንሕና ኤርትራውያን ሓቂ ዘይንፈቱ? ንምንታይ ኢና ተመሊስና ንገዛእ ነብስና ክጥምት ዘይንኽእል??? ዓለም እኮ ኣብ‘ዚ ሐጂ ሰዓት ከም ኤርትራዊ ዝፈንፈነቶ የለን። ወያነ ቀለልቲ ኣይኮኑን ንናጽነት ሓጊዞምና፣ ድሕሪ ናጽነት ንሕና እንታይ ሰሪሕና? ወያነ ኢትዮጵያ ሃኒጸምዋ ልዕሊ 60 ዩንቨርስቲ ከፊቶም። ንሕና ነታ እነበረት ዶ ኣይኮናን ዝዓጸናያ? ንስኺ ዘዛርበኪ ዘሎ‘ኮ ኣብ ስደት ዝኣረኪዮ ኢዩ፣ ልዕሊ እዚ ዘሕፍር እንታይ ኣሎ??? በጃኹም ኣዚርና ንሕሰብ።
@bmnkrotsmnkgty1809
@bmnkrotsmnkgty1809 5 жыл бұрын
GENERAL Adgi wedi Adgi who will give You RED SEA?You will not get even in our Dream
@samuelangosom6779
@samuelangosom6779 5 жыл бұрын
ኤደን ብጣዕሚ ንፍዕቲ ጹቡቕ ፖሎቲካዊ ብስለትን ትንታነን
@moses3400
@moses3400 5 жыл бұрын
ቡሱልን ብቕዓት ዘለዎ ኣገላልጻ :: የቐንየልና ኤደን ኢያሱ : ከማኺ ድማ የብዝሓልና::
@antihgdef
@antihgdef 5 жыл бұрын
ኣታ አዞም ኢትዮ ኣይቅብጹን ድዮም እሞ የለን፡ህግደፍ ንምእላይ ህዝበይ ተለዓል ሃገር ተዘሚታ፡እቶም ደገፍቲ ድማ ተበራበሩ መሳኪን።
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
*ዉልቀ መላኺ ባ ከም ድልየቱ ይገብራ ኣሎ መሲልዎ እንበር ሕጂ ክጉህር ኢዩ ኤርትራዊ ከምቲ ድጉል ሓዊ*
@meleyflag7472
@meleyflag7472 5 жыл бұрын
ሰላም ፍቅሪ Entertainment ይቅሪታ ኣብ ሓደ ጹሑፍ [ድርፊ] ጺሒፈ ክሰደልኩም የ ኢልካና ኒርካ ናይ ዘለካ ድርፊ በዛ Email ክትሰደለይ ናይ Abraham ወላ ካልእ ውን እንተ ሃሊካ ዙኮነ"" banisegeneyti@gmail.com ካብ ልቢ የ መስግነካ Thanks
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 5 жыл бұрын
አታ ሳሕሳሕ ዓጋመ ጻድቃን ሽዑ ደአ ዘትምነ ሐጂሰ አትረክብ ጽባሕ አይትረክብ ኤርትራፐ ንኤርትራውያን ጀጋኑ ዘኽብዋ ሀገር በል ተጋዲልካ አቲኻ ከንስኻ በቲ ዝሰረቅካዮ ሃብቲ ሕክምና ወይ ትምህርቲ አይ ከፈትካን ራያ ቢራ ቀይሕ በሕሪ ኸአ ጫትን ሹሻን ክትከፍት የለን አርትራ ማይ ማይ እያ ትሽትት ፕረስደንት ኢሳያስ አንካን ቀይሕ ባሕሪዛዶብ ዓጽይኩም ውሕ ዉሕ በሉ ቀይሕ ባሕርና ቀያሕቲ ቸኸፊልዋ
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@meleyflag7472 ንሕና ሃገርና ትጠፍ ኣላ ንብል ንስኻ ድማ ደርፊ ታሓስብ... R. I. P
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@SR-vk3cv JIGINA
@meleyflag7472
@meleyflag7472 5 жыл бұрын
ናይ ሃገር ዳ ሎሚ ዲያ ጠፊኣ ቀድም ምስ በልና ኣና እኮ ግን ንስካ ከምዚ ዘይ ሓስብ ጊርካ ኣይትሕሶቦ ኣምሓሩ ምስ ኣተዉና እኮ ተወዲኡ ዩ ካብ ትዛረብ R,I,p አሊካ ናዓ እንዶ ናብ መድረክ እብ Ethiaop ኣለኩ ካብ bini ናይ ድርፊ ካኣ ብኣይ ኣይኮነንን ተጀሚሩ !!!!! Thank you
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 5 жыл бұрын
ናይ ወያነ ዓቅሊ ጽበት ኢትይጲያውያን ምስ ፈንፈንዎም መሕቢኢ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ ግዜ ንኤርትራ ገንሸል ንምግባር ክፋተዉላ ዝመክርዎ ዘለዉ ውዲት ኢዩ።መጥፊኢኦም ክከውን ኢዩ።መትከል ዘይብሎም ጉጂለ። ሓደ ግዜ ንትግራይ ነጻ ምውጻእ ይቃለሱ ነይሮም።ዓይኒ ስለዝሰሰዖም መትከል ቀይሮም ኢትዮጲያውያን ኮይኖም ንክሰርቅዋን ንክፈላልይዋን።ሽሞም እንተዘዐርዩ ምሕሾም።እምበር ኤርትራስ ኣይትርከብን ኢያ።
@kingsolomon8046
@kingsolomon8046 5 жыл бұрын
ኤሪትራዊያን ንምንታይ ኢዮም ብሰላም ቀሲኖም ዘይነብሩ???? ኢልና እንድህር ሓቲትና ባኣሎም ኤሪትራዊያን ዘምጽእዎ ምልክካም ኢዩ። ወያኔ ንመንእሰይ ትግራይን ንህዝቢ ትግራይ ባህርኩም ኣይኮነን ኢሎም ከምዝስደድ ጌሮሙዎ ኔሮም! መብዛህትኦም መንእሰያት ተጋሩ ኣብ ሶማል፣ጂቡቲ፣ድሬዳዋ፣ሀረር፣መሬት ናይ ኣፋር ተሰዲዶም ብሀሩር እናተቃጸሉ መናባብሮኦም እንዳሰብ ክልል ጌሮምዎ ንሳቶምም ብዘይገድስ ይነብሩ ኔሮም።ናይ ዶ/ ር አብይ መንግስቲ ምስመጸን ኣሜሪካ ብሽም ዶ/ ር አብይ ተሓቢኡ ምስመጸ ኢሳያስ ህዝቡ ኣሰዲዱ መንእሰይ ዝጣበቀሉ ዘይብሉ ምኳኑ ሪኦም ናይ ኤሪትሪያ ባህሪ ዶ/ ር አብይ ከምዝቆጻጸሮ ትእዛዝ ኢዩ ንኢሳያስ ሂቦምዎ! ትራንፕ አሜሪካ ደጊምና ታላቅ ኣዲ ንግበራ ምባሉ እቶም ኢኮኖሚ ዘለዎም ብኢኮኖሚ ከምዝዳከሙ ምግባር ክኸውን ካም ባኣል ኢሳያስ ድማ ዘለዉ ንኣሜሪካ ዝጻረሩ ኣዲታት ድማ ብትዕዛዝ ከምዝዳከሙ ምግባር ኢዩ።ዶ/ ር አብይ ተጠሊኡ ነጊሩኹም ኢዩ ኣብ ሎሳንጀለስ ምስኸደ "ንህና ብዛኣባ ባድመ ኣይተዘራረብናን ስካብ ህጂ ንሱ ናይ ሓደ መንደር ፖለቲካ ኢዩ ንህና ምስ ኢሳያስ ብዛኣባ ሀገር ኢና ተዘራሪብና" ! * ብዛኣባ ወደብ ማለቱ ኢዩ።ንቶም ተጋሩ ህዝብና ተሰዊኡ ገለመለ ንዝብሉ ድማ ንህና ኦሮሞ ኢና ንባድመ ከፊልና ስህብ ኣቢሉም ኣምሓሩም ምሳና ኔሮም ሓወይ ማሙሽ ኸማን ኣብኡ ኢዩ ተሰዊኡ ኢልኹም። ዶ/ ር አብይ በአሜሪካ ተዋሒቡዎ ስለዝኮነ ስልጣን ናይ ኤሪትሪያ ፕሬዝዳንት እንታይ ከምዝወረዶ ከማን ኣይፈልጥን! ዶ/ ር አብይ ናይ ሰላም ጻዊኢት ምስኣቅረበሉ መእተዊ መንገዲ ኔሩ ቃለአቀበሊኩም የማነ ገ/ አብ ክልተ ህዝቢ ዘይኾናሲ ሓደ ህዝቢ ኢና ንደመር! ፍቅር ያሸንፋል! ኢሎም ካብ ኣስመራ መስሓቂን መደንገጺን ትርኢት ኣስሚኦሙና። ኤሪትራዊያን ክትፈልጥዎ ዝግባኣኹም ነገር ኢሳያስ ንነፍሱ ክብል ኣዲ ኣብሊእዋ ኣሎ! ብዛኣባ ባድመ ሓደ ነገር ዘይተገበረ ግና ዶ/ ር ኣብይ ከምዝበሎ ብዛኣባ ኣዱ ይቃለስ ኣሎ ።አሜሪካ ንኢትዮጲያ ኣዚዛ ኢያ ሒባቶም።ህጂ ብኣል ጻድቃን ብናይግሊ ዜና ጣብያታት ክህተቱን ናታቶም ዘረባ ክስማዕ ኢዩ ዝውእል።ንህና ወየንቲ ብዛኣባ ባህሪ ስለዘይርዳኣና ኔሩ ንሻዕቢያ ኣህሊፍና ሒብናዮም ክብሉ እቶም ኣምሓሩ ደርጊ ዝነበሩ ድማ ኢዚኣቶም ኩልሻዕ ባንዳ ኢዮም ጥልያን ምስመጸ ምስጥልያን ወጊኖም ሻዕቢያ ምስመጸ ምስሻዕቢያ ወጊኖም እናበሉ እታ ስምኢት ብደቆም ሓሊፋቶም ህማም ይቅስቅሰሎም ኣሎ።ዶ/ ር ኣረጋዊ በርሄም እቲ ዋና ቀንዲ መስራቲ ህወሓት ኣነ ዝገደፍኩዎ ቃልሲ ባህሪ ንኤሪትሪያ ቆሪጽና ክንህብ ኢና ኢሎም ምስወሰኑ ኢዬ ገዲፈዮም ኢሉ ብዛኣባ ወያኔ ክዛረብ ኢዩ ዝውዕል ዘሎ።ንባኣል እዚኣቶም ብቃለ መህተቲ ካብ ሓደ ቲቪ ኣብከልዕ ቲቪ ክዘዋወሩ ዝውዕሉ ባሊጃታት ናይ ኣምሓሩ ኮይኖም ኣለው። ብኣል ጻድቃን ጌጋ ኢዩ ጌርና ስለዝበሉ ኣምሓሩ ክፈትዎም መኣት ኮይኑ ኣሎ።ህጂ ካብ ህዝቢ ኤሪትሪያ ንተጋሩ ንምንጻል ዘይገብሩዎ ሽርሒ የለን! ቀደም ኤሪትራዊያን ኣህዋትና ይብሉ ኔሮም ህጂ እታ ወደብ ምስተቆጻጸሩ ተጋሩ ኣህዋትና ብወያኔ ዝጭነቁ ዘለው ናጻ ክነውጽኦም ኢና! ወያኔን ተጋሩንሲ ሓደ ኣይኾኑን… ዘይባሓል መደናገሪን መታለቲታት ዘረባታት የለን። ኤሪትራዊያን ባህርኹም ተዘሚቱዎ ኣሎ ልዕሊ መንግስትኹም ዝኾነ ነገር ወሪድዎ ኣሎ ስለዘይበለኹም ዘለኹም ኣይምሰልኩም! ህጂ ድባ ኣብትግራይ ዘሎ ህዝብኹም ፈታዊ ኤሪትራዊያን ንዝኾኑ ክትህዙዎም ይግባእ! ጎስጎስ እናገበርኹም ብዛኣባ ናይ ሓባር ታሪኹም፣ገድልኹም፣ሀይማኖትኹም…ክትህዝዎም ይግባዕ! ንትግራይ ብዚኣቶም ኸብዳማት ኣመሳሲሎም ንትግራይ እንድህር ተቆጻጺሮምዎ ዳሓር ብትግርኛ፣ኣፋር፣ኩናማ፣ሳሆ፣ኣገው፣ጀበርቲ እናገበሩ ኣድኹም ብሀሳብን ብሀይማኖት ዝተፈላለየት ኣዲ ጌሮም ህዝብኹም ምስተበተነሎም ድህሪኡ ሀያል ባህሪ ሀይሊ ጠርኒፎም ኢዮም ንባህርኹም ብዘይ መህተቲ ይቆጻጸርዎ ይክዕሉ ኢዮም።ናይ ኤሪትሪያ ኮንፌዴሬሽን ዝገፍኡ ባኣሎም ኤሪትራዊያን ኔሮም! ኢትዮጲያ ወይ ሞት ኢሎም ። ድህሪኡ ኢዩ ብኣል ጃንሆይ ንስካትኹም ኢኹም ትፈልዩና ህዝብና ፈታዊ ንግስኑኡን ኢትዮጲያዊት ኣዱ ኢዩ ኢሎም ኣዕሚኖም ኣዲ ዝተቆጻጸሩዋ! ናይ ኤሪትሪያ ፓርላማ ኣፍሪስካ ኣምሓርኛ ኣዊጅካ ምድፋር ዝተኣታተወ! ኢትዮጲያዊያን ንምንታይ ንጂቡቲ ዘይደፍሩዋ? ንምንታይስ ንሶማሊ ላንድ ብህቡራት ኣዲ ዘይተመዝገበት የክብሩዋ??? ንምንታይ ናኣካትኹም ክንደይ መስዋዕቲ ከፊልኩም ዘይድንግጹልኹም????? መልሲ ናይ ዚኣ ባኣልኹም ትደልዩዎ ዘይትፈልጡ መደንገጺታት ኢኹም።
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
ከመይ ከመይ እዩ ነገራት ይህወኩ ዶ ኣለዉ እዝግዮ ምሕረት ኣውርደልና
@Tuumzghitesfalem
@Tuumzghitesfalem 5 жыл бұрын
Eden eyasu kbrti hafti nay bhaki bayta zey alb zereba u ,keep it up
@samraytgm1527
@samraytgm1527 5 жыл бұрын
ኢሰያስ ኣብ ስልጣን ክሳብ ዘሎ፡ ባሕሪ ኤርትራ ኣይኮነን ስጋ ኤርትራዊ ካብ ምሻጥ ዓዲ ኣይውዕልን።
@elsaby7447
@elsaby7447 5 жыл бұрын
y I
@elsaby7447
@elsaby7447 5 жыл бұрын
hey guys are going
@elsaby7447
@elsaby7447 5 жыл бұрын
8th
@yourapollo5555
@yourapollo5555 5 жыл бұрын
አንታ ቆማል ዓጋመ ወድዛ ለማኒት ኧንታይ ይምልኸተኻ ብዛዕባ ኤረትራ ብዛዕባ ትግራይ ዓድኻ ግበር ።
@elsaby7447
@elsaby7447 5 жыл бұрын
t
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ዌል ካም ኣሰና !! ንእግረ መገደይ ልደት ኣይሓለፈን ኣሎ
@filmonkidane2848
@filmonkidane2848 5 жыл бұрын
Xabuk ailk heway netay
@efrem7433
@efrem7433 5 жыл бұрын
ዋይ አነ ህዝባዊ ግንባር ካብ ጻጸ አሰር ዘይተሕልፍ ውድብ ክንሳ ሎሚ አብ እርጋና ሕጊ ተፍጥሮ አርኪቡ ዘይአመላ ምርዓድ ጀሚራ ብዝኾነ ጸረ ሰብአውነት ዝፈጸምኩም ኩሉኹም ጉጅለ ኢሳያስ ሕጊ ምድርን ሰማይን አብ ቅድሚኹም አላ ግድን።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 5 жыл бұрын
ላዕሊ ኢልና ታሕቲ ወሪድና፡ እታ መፍትሒት ሓንትን ፍልጥትን እያ። ነዚ ንህዝቢ ዘውክል ስርዓት ካብ ሱሩ ምምውሓው!!! እዚኣ ንምግባር ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ሓላፍነት ኣለዎ። እንተ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕርና፡ ኢሳያስ ባዕሉ ፈሪሙ እንዳሃቦም፡ ኩሎም ብሂወት ዘለዉ ጀነራላትን፡ ደገፍቲ ህግደፍን ሱቕ ኢሎም እንዳርኣዩ፡ ብዓል ጻድቃን፡ መገርሳን በቀለን እንታይ ክብሉ ትጽበይዎም? ደጊሚም "ኤርትራውያን እንተደለዩ ንቐይሕ ባሕሪ ኣግማሎም ማይ የስትይሉ" ክብሉ? "ውሃቢትየ ማርያም ውሃቢት" እናደረፉ፡ ብእስክስታ ተዓጂቦም ብኽልተ ኢዶም እሺ ኢሎም ይቕበሉ እምበር። ስለዚ የሕዋት እታ ጉዳይ ናትና ናይ ህዝቢ ኤርትራ እያ። ጥጁእ ተንኮላቶም ኣብ ግብሪ ከይውዓለ ነዞም ሸየጥቲ ዓደቦ ፎእ ኢሉ ክብርቁቖም ኣለዎ።
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 5 жыл бұрын
!
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ሓቂ ብሓቂ እንተዝይኮይኑ መፍትሒ የልብሉን
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 жыл бұрын
I hate you people, because you always dream about another country Land.
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 5 жыл бұрын
@@hagerchannel2203 # What are you talking about? Make it clear and then we can discuss.
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ክክክክ ውሃቢተ ምርያም ውሃቢተ እንዳ በሉ ብክልተ ኢዶም እሺ ኢሎም ይቅበሉ ምበር ቅቅቅ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለካ ክብረተይ ፓለቲካ ኢትዮፕያ ተቀይሩ እዪ ን ኤርትራ ምጉባጥ እያ እታ እንኮ ኣማራጺቶም ዘላ ። ነዚ ብከመይ ንገጥሞ ኤርትራውያን መንእሰያት ናትና ጉዳይ ይከውን ።ከመይ ጌርና ንብድሆ ካኣ ትብዓት ፡ተወፋይነት ፡ ሃገራዊ ወኒ ፡ ኢሂን ምሂን ምባል፡ ሓደ ዕላማ ክሳብ ዝሃለወና ፍልልያትና ኣጽቢብና ክንሰርሕ ፡ ነዚ ክነተግብር ተኪኢልና ኤርትራና ናብ ንቡር ክንመልስ ኢና ።
@peaceisgood9639
@peaceisgood9639 5 жыл бұрын
ጀነራል ጻድቃን ከምቶም G-15 : ወያነ ቅድም ክብ ካብል ዝኣለየቶም ሰባት እዩ:: ሕጂ ኣብ ውልቃዊ ስርሑ ነጢፉ ከም ዝርከብን ናይ ማንም ውድብ ኣባል ዘይምዃኑውን ይንገር:: ኣብ ሞንጎ ገምገም ባሕሪን ዓለም ለኻዊ ማያትን ዘሎ ፍልልይ ክንርዳእ ኣሎና:: ካብ ናይ ሓንቲ ሃገር ገምገም ባሕሪ 22.2 ኪሎ ሜትር ርሒቕካ ዘሎ ኩሉ ዓለም ለኻዊ ማያት እዩ:: እዚ ድማ ናይ ሕቡራት መንግስታት (United Nations) ሕጊ እዩ:: ገምገም ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ካብ ዘለወን ሃገራት ዝተወሰነ ኪሎ ሜትራት ርሒቐን ኣብ ዓለም ለኻዊ ማያት ሓይሊ ባሕሪ ከውፍራ ይኽእላ:: Rwanda, Uganda, Central African Republic, Azerbaijan, Bolivia, Kazakhstan, Turkmenistan, Laos, Paraguay ገምገም ባሕሪ የብለንን ሓይሊ ባሕሪ ግን ኣለወን:: ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ኣሜሪካ ቱርኪ ግብጺ ቻይና ፈረንሳ ስዑዲ ኢምረትስ ኢራን እስራኤል ወዘተ ሓይሊ ባሕሪ ካብ ኣሽሓት ኪሎሜትራት ኣምጺኤን ኣለዋ:: ኢትዮጵያውን ንናይ ንግዲ መራኽባን መስመራታን ክትሕሉ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ዓለም ለኻዊ ማያት ክትገብር ዘይክትገብር ናታ ጉዳይ እዩ:: ጻድቃን ብዛዕባ ገምገም ባሕሪ ኤሪትራ ኮነ ጅቡቲ ኣይተዛረበን:: ምስ ሓተቱዎ ኢትዮጵያ "ኣብቲ ከባቢ ሓይሊ ባሕሪ ከይህልዋ ንቲ ሰራዊት ምፍራስና ልክዕ ኣይነበረን" ኢሉ:: ኣብ ዓለም ለኻዊ ማያት ማንም ሃገር ሓይሊ ባሕሪ ከውፍር ይኽእል::
@johnkidane5066
@johnkidane5066 5 жыл бұрын
welcome ema kbur hawena 💚💛❤💙🇪🇷👈
@yourapollo5555
@yourapollo5555 5 жыл бұрын
ንስማዕ ህዝቢ ኤረትራ ቅድሚ ሕጂ ዝዓሸናዮ ይአኽለና ድሕር ሕጂ ሐደኾይና ንስጠም ኧሞ አብ ሞንጎና አትዩ ዝዝርግ ሰብ ኸነለልዮ ኢና ኤረትራዊ ተመሲልኻ ምስሊ ኤረትራዊ ንምድምሳስ ዝተዋፈሩ ማኧለያ ዘይብሉ ገንዘብን ጉልበትን ፈሲሱን ይፈስስን አሎ ።
@EriMBH
@EriMBH 5 жыл бұрын
Excellent analysis Edu.
@fishaletesfalidet8175
@fishaletesfalidet8175 5 жыл бұрын
Xadqan wedi shermuta eleka aleku!
@yourapollo5555
@yourapollo5555 5 жыл бұрын
ልኽዕ አለኺ ሐፍትና ስማዕ ህዝቢ ኤረትራ ኧዚ ኹሉ ወሪድና ዘሎ ጉድ ኢሰያስ ጥራይ አይኾነን ንመንነት ናይ ኤረትራዊ ኸጥፍኧ ዝተበገሰ ኧንታላይ ኧዞም ለመንቲ ዓጋመ ውን ዓቢ ታራ ተጻዊቶምን ይጻወቱ ውን አለዉ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 5 жыл бұрын
እሰያስ ክልተ ሸውዓተ ምሕፃብ የድልዩ እዩ ሐሚሙ እዩ ሐሳእ ዶብ ይከፍት ሐሳእ ይዓፁ እዚ እታይ ትብሉዎ ማጮሎት የድልዮ አሎ ውይ አደ ወይ ሰበቱ ወይ ሐትነ አሞ ወይ ሐዎቦ የብሉን አሲሩ ብርቱዕ ማጨሎት መጫዕጫዕታ አሲርኮ ምሕፃቡ የድልዮ ክዎስድዎ አለዎም
@ERENASTAR9
@ERENASTAR9 5 жыл бұрын
Assenna like
@mortgageadvicelrealestate4751
@mortgageadvicelrealestate4751 5 жыл бұрын
Eden thank you!! For your thoughtful information keep it up!! I learned a lot. I look forward to hearing from you in the future.
@ከረንሰንሒት
@ከረንሰንሒት 5 жыл бұрын
well come rdio assana
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
እቲ ዶብ ይታዓጾ ፡ እቶም ባሕሪ ዘይብሎም ባሕሪ ሓይሊ ምስፍሕፋሖም ታኣምር እዩ ? ካን ኤርትራውያን ሞይቶምሲ ኢትዮጵያውያን ባሕርና ክሕልዉልና እህህ !!!!!
@habtegrmay9230
@habtegrmay9230 5 жыл бұрын
Men ms aetewom dekiza kofekuf
@j4l472
@j4l472 5 жыл бұрын
Zegerm eko eu
@johnrasta1533
@johnrasta1533 5 жыл бұрын
ንስካ ትግራዋይ ኢካ ደቀባት ኤርትራ ኣምሓሩ ኢዮም ንስካ ሶሮወታይ ጻዕዳ ትግራዋይ ኢካ ቐይሕ ባሕሪ ናይ ኣምሓራ ደቐባት ኢዩ ንስካ ኪድ ኣብቲ ጎቦታት ሰራየ ቆማላት ኪድ ኣብኡ ንበር ወዲ ሻርሙጣ ተረዋኢ።
@قوةالشعب1
@قوةالشعب1 5 жыл бұрын
የፌደራል ፍቃድ ቢኖርህም ትግራይ ትዘጋብሀለች ። አለቀ እዛው አገራቹ አቧራ ቃሙ
@johnrasta1533
@johnrasta1533 5 жыл бұрын
ሰራየ ቆማላት ባርያ ናይ ሓማሸን ኪድ ባሕሪ የብልካን ናይ ደቀባት ኣምሓራ እዩ ተረዋኢ።
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 5 жыл бұрын
Welcome Assenna
@tar6336
@tar6336 5 жыл бұрын
Meles Zenawi, convince the whole Ethiopian that Eritrea its own Country, but now these Derg, and Aby are coming back with these crazy Idea. Isayas and Aby Ahmed must go. We must do something. Widabe, widabe, widabe, widabe. We must do something now than ever before. We must mobilize our capable people now. We must be on Eritrean soil now, to defend our people and Red sea. Talk talk talk is not good enough now. Radio Assenna, you must do something to organize us now. Eritrea is only for Eritreans only.
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ወይ ጉደ ከም ገዛ እንዳባሐጉእ ከም ድላዩ ያዓጽዎን ይኸፍቶን... 🤔😡 ባሕሪ ዘይብልካ ሓይሊ ባሕር
@meharit3701
@meharit3701 5 жыл бұрын
ይገርም እዩ
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 5 жыл бұрын
kfeluuuuu belwom aythabu😂😂😂😂😂😂💪💯
@atalamekonen8129
@atalamekonen8129 5 жыл бұрын
ietgrie artrawi newu .
@misumom8660
@misumom8660 5 жыл бұрын
Eri sweet
@almazyonas7095
@almazyonas7095 5 жыл бұрын
Eri sweet ሕጂ ድማ ይምለሱናለዉ አምሓሩ እንታይ ናትናስ ዘይውዳእ ጋዕ ገልጠም ወደይ
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
እዞም ሸፋቱ ህግደፍ ተቦንቒሶም ከይጠፍኡ ፈጺምካ ሰላም የለን ነዚኣ ጥራይ ንጎስጉሰላ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝብና ክነላዕሎ ኣለና ክውሕጦም ኣለዎ ነዞም ሸፋቱ ህግደፍ።
@ሕድሪጀጋኑይከበርቁዋምይተ
@ሕድሪጀጋኑይከበርቁዋምይተ 5 жыл бұрын
ናይ መነድኡ ባሕሪ ኣዚ ኣድጊ ከም የሕዋትካ ቻ ተባሃልካ ክትወፀአ ኣካ በሎ ባሓሪ ኤርትራ ኣምበር ናይ ኤሰያስ ኣኮነን
@wedihaderake7879
@wedihaderake7879 5 жыл бұрын
mexaw dob neti b gujile isyas group ab lieli gedim eritreswi tegdalay sibhat efrom miszi mis etjiopia zkeyd zelo nay feredetion mifirram kinqif yikel eu tebahilu bsiigat nay qetlet fetene zitewesde mexa dob nhizbi eritres eti fxame kab dege kemzixe nimemsal eritreawi nimedniger zmexe eu.
@jonatanafom6305
@jonatanafom6305 5 жыл бұрын
Xadkan playing old poletic game, just to focus the Ethiopian aggression to the other direction,, hemmm, Eritrean are very concise on everything about Eritrea!!
@tsegaiweldeamlakh2240
@tsegaiweldeamlakh2240 5 жыл бұрын
Viva and long live Eden .Excellent presentation .
@habenertra9169
@habenertra9169 5 жыл бұрын
Hlimi derho eyu bahri zlgs tekoynu entay adakemo siq elkum halewlew aytbelu redio hasena
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Atum Lekabt tewuamti ms Beal Tsadkan koshemshem endabelka n PIA mksas si Kurub Eritrawian do aykonkumn????
@قوةالشعب1
@قوةالشعب1 5 жыл бұрын
ትግራይ አጠቃላይ መዝጋት አለባት ።ፐየምን የፌደራል ፍቃድ ?
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 5 жыл бұрын
What kind peace not for Eritrean people isaias have to go out to get peace.but how when? Thanks for letting story.
@subefantastic726
@subefantastic726 5 жыл бұрын
wellcame assena redio
@haileabtesfagabr5932
@haileabtesfagabr5932 5 жыл бұрын
Ane zgermeni Nay ezom Assenna zbhalu media Xadkan iluo ilom kem abi zena hasibom mklhom eyu. Xadkan deamo aykonen do bahri kula Eritrea endyu khza hasibu mukan abywo ember
@thisshallpass5031
@thisshallpass5031 5 жыл бұрын
Is this Eden Eyasu is she Amanueal Eyasu`s sister ?
@wedihaderake7879
@wedihaderake7879 5 жыл бұрын
gujile isyas n sbhat efrom kabtom gedaym eritreawyan tegadelti eu bmibal miszi mis nay ethiopia zkeyd zelo guday nay qitlet fetene sle zitewesde. dob axika eti nay qitlet fetene bdege kem zimexe nimmsal n hizbi eritrea nimedingar tebehilu zitemahaze eu dob mexaw.
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Eden Eyasu... reeytoki bnexa nay mfsas equa enteleki...Isayas hagerawi aykonen tbls mn sle zikonkin entay sle zgeberkila neza Hager eki ? Dos kemtom hmam Awrajanet way kalie tsebib atehasasba tekeliski eki ? Tesfa ygebr kem Beal Amaniel Eyasu tquabo-agame-Lementi tshrefi eki.
@amanandom988
@amanandom988 5 жыл бұрын
Tsadqan kihigos haqu eyu. Bzeywigie enkum tetebahilom dea entay kibil. Wehabay eko ISEYAS eyu nihizbi ertra wekilu. Silezi mis tsadkan mihraq tirgum yeblun wey mis chemeda. Wala ABIY keman gega yeblun. Gega naytom ertrawi elom ABKINDI ADOMN HIZBOMN ZEGELGILU NISEYAS ZEGELGILU ZELEWU EYOM. nihnawin gubuena aygebernan.
@fiorytaeme3914
@fiorytaeme3914 5 жыл бұрын
🤝🤝🤝ኣሰና ኣጆኹም በርትዑ ናይ እሳያስ ክፍኣት መወዳእታ የብሉን ሎምስ ገሪሙና ንብሎ ክጠፊኤና እሉ ዋላ እታ ዕድመኡ ኣኽላ ኢንተ መተውን መይቱ ከይትብሉ እሉ ክላቦወም ኢዩ ንኾራኹሩ
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 жыл бұрын
ካብቲ ውሽጣዊ ሽግሮም ንኻሃድሙ ምስምስ ምስ አቅረቡ ኢትዮ ቀይሕባሕሪ መለመኒ ክገብርዋ እምብር ካልእ ዋላሓንቲ አይኮነን ብዙሕ ዓመት እብትሕቲኦም ኔራ እንታይ ጌረሙላ መለመኒ ጥራሕ ።
@f1jj220
@f1jj220 5 жыл бұрын
መጻወቲ ገሮሞ ነዚ ምስኪን ህዝቢ
@avocadotomato8036
@avocadotomato8036 5 жыл бұрын
DONQORO KALBY LEHASY SHELHO DERBY WUDUQ GAMAD GERKA TEHANEQ
@elsa5872
@elsa5872 5 жыл бұрын
💕 love wins 💕 u are over analyzing it💕shameful
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 жыл бұрын
YeEdug tezaribom yterfu Kemuwn weyenti tezaribom yterfu Ab tegbar gin.....Ertrawyan men eyom axebikom slezfeltuna Ab tegbar yerakbena Eritrea n Eritreawyan b Eritreawyan.
@eritrealove7359
@eritrealove7359 5 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏💖💖💖🙏🙏🙏🙏
@joniabrham8600
@joniabrham8600 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen ajokum asna
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Välkommen ASSSINNA demxi HEZBI ERITREA ❤⚘🇪🇷
@hailomg6987
@hailomg6987 5 жыл бұрын
ህጂ ዝሃድመ ሃዲሙዩ ዝወፅ ወፂዩ 27000 ሽህ ኤርትራዊ ወፂ ኣሎ. እዚ ቀዳማይ ወራር ይባሃል ካላኣይ ወራር ከኣ ድህር ስሙናት ምስተክፈተ ልእሊ ህጂ ወፂኡ ዘሎ ከኣ ክወፅእዩ ማለት ካላኣይ ወራር እብ ድቅባት ኤርትራውያን ዝግበረ ዘሎ ናይ ዘርኢ ምፆናት ውግእዩ
@yosephsande8040
@yosephsande8040 5 жыл бұрын
Atoum assena.. nisikumn woyanen meas eyu hizbi FO kemzbelekum zreedaakum. Meas eyu ke nab halewatkum tiberaberu. Nihna kelena dima ab eritra meetaw keyttimneyu.
@selamnselamawyanertreanert1940
@selamnselamawyanertreanert1940 5 жыл бұрын
Aykonen Ethiopawyan ertrawyan keman keshetwa aynna yenkuruna alewu, nteakeb, kale ytref bezom msana delewu hegdef ena dblu njemer hagerawnet hagerawnet tekoynu dhreu kale ngebr
@breketfsaha1194
@breketfsaha1194 5 жыл бұрын
eway gudddd atum sebat kemey kemey eu zkewn zelo ezi gudayyyyyy
@genethilu5403
@genethilu5403 5 жыл бұрын
እሞ ህግደፍ ተሳዒሩ ህዝቢ ኤርትራ ግን አይሳኣርን እዩ ሕጂ ምስማር ሐድነት ጥራይ ቀጥ ምባል ውድብካ ኣላማኻ ጥራይ እዩ ከም ጉም ክኣ ምብናኑ ኣይተርፍን ሕጅዉን ሕልሞም ዛላንበሳውን ተኸፊቱ ዝተብሐለ ዶብ መሊሶም ኣጽዮሞ መጥፊኦም ከም ዝኾነ ምስተርድኡ ህግድፋውያን ባሕሪ ሐይሊ ኤርትራ ቀይባህር ኤርትራ ምስጀመሩ ድሕሪ ኣዋርሕ ክኣ ይኣፅውዋ ሕጊ ዘይብሉ ሕጋዊ ዘይኮነ ፎኮስከስ እንዳበሉ ሕጊ ዘይብሉ ሕጋዊ ዘይኮነ ኣረጋውያን እንዳ ተመከሕቲ ህግደፍውያን ኣርሒቖም ሐስቦም ኣሊሞም ንወለዶ እንታይ ንግበር ኢሎም እሕን ምሕን ዘይብሉ ልብን እዝንን ዘይብሉ ኣረጋውያን ከም ቅጫ እንዳተገላበጡ ህዝብና ኣብንኖሞ ንእኦም ዘብንን እባ ይግበረሎም ናይ ቀይባህር ኣየል ሐይሊ ethiopea መጥፊኦም እባ ይኹን እባ ህግደፋውያን !!!!!!!!!💪💪💪
@meleyabela5096
@meleyabela5096 5 жыл бұрын
Batemi xabki temharet edan hafetay edamn xaneni yahebki assenna ka ajekim
@asmaratsaeda5538
@asmaratsaeda5538 5 жыл бұрын
Wey entay eye zeseme zelo ezi ezeney. Selam endabel bezey wege ezi lemani hasawi Abey hagerna zemitkna. Ahhh...Isseyas wedi sermota eza fedikaya neza halale Merete. Telael tebraber ne hagerka memdhan bezey hagere yelen kebret
@fikadufisshaye8914
@fikadufisshaye8914 5 жыл бұрын
general tsadkan ata kofkaf keyih bahri dia bidem eritreawyan kemzimetset tifelit eqa eka hamharu gin bi senki filtetom kemu kiblu yikielu eyom mikniyatu abahagotatom kemu atsnihomilom zeynatka mitimat amelom silezikone gin zeyhiseb eyu gena demna kinkeflelu ena lementi
@civilhumanrights2268
@civilhumanrights2268 5 жыл бұрын
Fikadu fisshaye, be wise if u understand his politics, he just give a clue for Eritrean, Esaias is starting to join the state with Ethiopia,
@ቀዳማይዙርያ94
@ቀዳማይዙርያ94 5 жыл бұрын
ኣቶም ደገፍቲ ተበራበሩ 27 ዓመት ከማኹም ደጋፊ ነይረ ሳላ ራድዮ ኣሰና ኩሉ በርሁልና ከማይ ተብራብሩ በጋጃኩም
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Melisu eyu atselmituki Assena elama TPLF nmtgbar kab nghouu Amaniel nab Meles keydu chamauu klihs teazibnayo.
@davidbrother4908
@davidbrother4908 5 жыл бұрын
Beka. Kuluka eritraweyan teneraber Eritrea nay erterawiyan eya bahri ertra kewesdu lebom ay feltun
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 5 жыл бұрын
Eway tsadkan kemey ay tixidek ms nay dergi general kof elkas hilawinet Eritrea kihdka shame on you general tsadkan
@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን
@ሕጊሓሉኣማንመታንክትድሕን 5 жыл бұрын
03 ግደፊ ምትንካል ኢሰያስ ቶኩላእ ናይ ሳሕል እዩ ዓማጺ እዩ 1 ካብ ሃይለ ስላሰ ታላኡኩ ጀብሃ ምጥፉኡ 2 ሰውራ ኤርትራ ንምጥፋእ ምስ ኣባላት ኢሰባ ብሱዉር ይራከብ ምንባሩ 3 ምስ ዶክቶር ዓቢ ዝጎብሮ ዞሎ ግን ጎዳኢ ኣይመስለንን ።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
በይናይ መርትዒ
@wedihaderake7879
@wedihaderake7879 5 жыл бұрын
atum hizbi wuhjis enda sehaqa uwesdeka yebehal. ezi gujile ezi kea hagerna yerekba alo bahri eritrea bhayli bahri ytehaz alo.
@ygzawabeba7606
@ygzawabeba7606 5 жыл бұрын
tip top ke
@merhawihaile1467
@merhawihaile1467 5 жыл бұрын
Eden esbahtu ati jgna delayt haqi ajoki nfai eki aneka qoqurub yzkereni gaxetega keleki ab enda zeyna maletey eye
@hanilovely8041
@hanilovely8041 5 жыл бұрын
Anta Aza eden si rAsi amber hangol zybla nmejemeta gize rekibe eden denqoro Nhna nbl zelena Nhna ena deqebat
@ጉዑዞሓርነት
@ጉዑዞሓርነት 5 жыл бұрын
ኣሰየ ኣሰና ዶብና ታዓጺዩልና ኣሰይ ኡፍፍፍፍፍፍፍ
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 5 жыл бұрын
ሃገራዊ መንነት ህዝቢ ኤርትራ አብዉሽጢ ልቢ ህዝቢ ዝነብር ዝነበረ ብሕጌ አንዱቡኡ ብወለንትኡ ንሕጊ ዝግዛእ ህዝቢዩ ነይሩ። አብትሕቲ ገዛእቲ ጥልያን ቀጺሉ ወን ብጉልባብ ፈደሬሽን መግዛእቲ ኣትዮጵያ ህዝቢ ኤርትራ ብሕጊ እንዳባ እዩ ዝዳነ ነይሩ ዝመሓደር ዉን። አዚ ህዝቢዚ ግዙእ ናይ ሕጊምበር ገዛእቲ ኢና ዝብሉ ባዕዳዉያን ብናቶም ሕጊ አይነበረን እዚ ልዕልና ሕጊዘኽብር ፍሉይ ምዕቡል ዉዱብ ህዝቢ ድሕሪ 1991ህዝቢ ኤርትራ ደቅና ነፃ አዉጺኦማ ሃገር ደጊም ካብሕጂ ንድሓር ደቅና ብምሉእ እምነት ሕጊ እንዳብኦም መሰረት ብምግባር ሀገር ክሃንፅዋ እዮም ኢሉ ብዘይ ምምታእ ብዘይዉዕል እንካን ሃባን ዘይብሉ አረኪብዎም እቲ ጊጋ እዚ ዩ።እዚ ኹሉ ትንተና ምስ ሽግር ህዝቢ ኤርትራ አይዛመድን ዬ። ሓላፍነት ዝሽከም ነዚ ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ገጢምዎ ዘሎ ናይ ህልውና ሕቶ አቲ መርሕነት ህዝባዊ ግንባር ንኢሰያስ ሓላፍነታዊ ብዘይኮነ መስርሕ ስልጣን ብዘይዉዕል ብዘይሓያል ባይቶ ዉልቀ ምልኪ ክውንን ንኢሰያስ ሂበሞ እዞም አባላት ላዕለዋይ ባይቶ ሃገር አብናይሕቶ ምልክት አትያላ ብጌጋኹም እቲመልሲ ካብኦም ዩ?
@sunvectorious5684
@sunvectorious5684 4 жыл бұрын
ZERAGME MAY KELO SRUY MAY NEY STE NHASAWE KAB SRU MTFU...
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 5 жыл бұрын
ጋዘጠኛ ኣማኒኤል ኣሰና፡ ካብ ማሕበር ንደመር እንዳ ፕረሲደንት ኣቢይ ቀዲሑ፡ ገለ ደኮን ሕጅስ ይምሰለለይ ይከውን ብምባል፡ ዛጊት ናይ ጋዘጤንነት ብቅዓተን ዘየመስከራ ኣንስቲሓዳር ዝድምር ዘሎ ይመስል፡ ንሰንውን ጻሕሊ ሽሮ ቲኽቲኽ እናበላ ይምድራ ከምዘለዋ ይፍለጠካ፡ ኣየ ከህንና! ብዝኮነ ብቀዳምነት ኣቶ ሰና ዛሄር ዘዓጋዛውያን ዎኣራውታውያን ይባሩካ፡ ካብታ ተካኪት ክሽነ ሲሒብካ ባብ መተንፈሲ ጽሩይ ንፋስ ምክፋትካ እናበልኩ፡ በጃካ እስከ ሕጂ ብዙሕ ኣይትመድራ ሽሮ ከይትሓረክን ኣኩስኣ ኢልካ ኣዛካክረለይ፡ እንተዘየለ እቶም ሰብ ቁሩብ ቃላት፡ ብጸዋግ ገጾም ቀጻዕቲ ኣሰብኡተን፡ ስራሕ ተፈዲሶም ሰዓቶ ሓልዮም፡ ሓመድ ድበ ምሳሕ ከርክቡ፡ ኣባትሮም እናዋጣወጡ ብሃታሃታ ይመጽኩን ኣለው፡ ወይልክን ተመለሳ ክሽነክን በለለይ ኢካ ምስናይ ኣክብሮቱ...ክክክ
@wedihaderake7879
@wedihaderake7879 5 жыл бұрын
ezi sirat aykonen ezi hibue ajenda zelewo univesrty eritrea afrisu bsim dob meleya zeyblu eritreawi mensey ab kunat kemzitefie geru zterefe bsim hagerawi agelglot menseyatna jiho hizu ziterefe bkay eti gujile nsudan kemziwexie geru. lomi dob zivehal qal hasisu bahri eritrea bhayli bahri ethiopia kitke geriwo.
@martaogbamicaelaraia7441
@martaogbamicaelaraia7441 5 жыл бұрын
Bendamatka bahri kemay gerka haili bahri yegeber eyu yekoreulu Kea ezeatom Eko tsuruyat aadug eyom. Dehar adena natna meskonet Chia endabelna kensogom ena
@eseyasweldaeb8275
@eseyasweldaeb8275 5 жыл бұрын
Awya etypyea kamye eya hayleae bahrea alkea zarbra
@Gash-Media1
@Gash-Media1 5 жыл бұрын
ምቕናይ ጥራይ።
@kbriselam478
@kbriselam478 5 жыл бұрын
Keep going konjo
@zaydredae1199
@zaydredae1199 5 жыл бұрын
zaydRedae
@eseyasweldaeb8275
@eseyasweldaeb8275 5 жыл бұрын
Bahre bahre jagne 1ertyae
@feventesfalem3892
@feventesfalem3892 5 жыл бұрын
Read sea kebad waga yskeflal ahyawoch
@EfremEseyas
@EfremEseyas 5 жыл бұрын
Yerhwa
@AhmedSaid-hn9zw
@AhmedSaid-hn9zw 5 жыл бұрын
eza hager nay bhaki sebat alewwa
@awedhamed8646
@awedhamed8646 5 жыл бұрын
Ajona nikhdxray
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
General neber Tsadkan kab Amaniel Assena zeyhaysh hashul entay aflitwo. GAME OVER ....BELIWO
@ademismail9140
@ademismail9140 5 жыл бұрын
Since Established the Sena'Form Eritrea was denied or cricisised for that.....
@ድሃይኤርትረአ
@ድሃይኤርትረአ 5 жыл бұрын
ERITREA IS VERY ANGRY @ IT'S OWEN PEOPLE🇪🇷&🇪🇷 Neighbors.
@samrialem7516
@samrialem7516 5 жыл бұрын
Ane zbl sfhat efrem mefkele megsti hasibu kkewn alowo bezi kea eseyas nkulom halefti ytsanatsenom alo
@hdhjsjns
@hdhjsjns 5 жыл бұрын
Ema titefana aleka
@Amir12395
@Amir12395 5 жыл бұрын
ትግራዋይ መኣዲ ክቐርበሉ፡ " ቅጫ ዶ ጣይታ ይሕሸካ፧ " ተብሂሉ ተሓቲቱ። ኩለን ስለ ዘድለየኦ፡ " ዳሕና ክለታኡ ላጣበቕኩ'የ ዝበልዕ፡ " በለ ይበሃል። ሕጂ ከኣ፡ ህወሓት ንዓመታት ኣብ ካልኦት ብሄራት ኢትዮጵያ ጥራይ ከይተደረተ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ነቲ ጉዱፍ ህዝቢ ትግራይን ከንብዕ ከምዘይጸንሐ፡ ኣብ ሎሚ... ኣብ ጸዳፍ ምስ በጽሐ፡ ንክልቲኡ ህዝብታት እናቛሰየ ክቕኒ፡ አህተምትም ኣሎ። ንብዓት ሓርገጽ፡ ንብሃም የደንግጽ! ኢዩ ነገራቱ።
@eyobkeleta3012
@eyobkeleta3012 5 жыл бұрын
What is ayenta mhireteab
@RosesLovely-e5k
@RosesLovely-e5k Жыл бұрын
😢😢😢
@biniman8872
@biniman8872 5 жыл бұрын
💪
Win This Dodgeball Game or DIE…
00:36
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 40 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 26 МЛН
OMN Horn Odeessaalee Onkololeessa 3, 2024
56:11
OMN
Рет қаралды 3,4 М.
Interview 6 Kuppel Abraham
5:07
IUFRO Headquarters
Рет қаралды 73 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 71 М.