ወኪ-ዛግር፡ ታሪኻዊ ዕርቂ ጀብሃ ሻዕብያ!

  Рет қаралды 4,311

Alena Media TV

Alena Media TV

Күн бұрын

Пікірлер: 26
@aziebdesta7130
@aziebdesta7130 Жыл бұрын
Thanks bra r.m interesting subjects ❤
@Dawit832
@Dawit832 Жыл бұрын
Thanks so much 🙏 kibur haw redae edmen tinan yhabka fetar ketslo bizuh tarik ena nmehar zelena degme Thanks
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 Жыл бұрын
Thank you!
@weredelugano1015
@weredelugano1015 Жыл бұрын
thankss rede❤
@ghebremariamogbasllssie8054
@ghebremariamogbasllssie8054 Жыл бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉👌👌👌👏👏👏🙏🌹
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрын
❤❤❤ 100% thanks
@ma.g8418
@ma.g8418 Жыл бұрын
ክቡር ረድኢ መሓሪ ሓበረታ ብዛዕባቶም ቀሺ ናብ ወኪዛግር ዝነበሩ ኣባ ፍጽሃጼን ቆመስ ናይ ኪዳነ ምህረት ኣስመራ እዮም ንሶም እዮም ንስዒድ ሳልሕ ካብ ባሕሪ በታ ክፍቲ ጂፕ ዘምጽእዎ። ካብ ሓዉ መድሃኔ ስዊደን
@1995mwa
@1995mwa Жыл бұрын
ጽቡቕ ዘረባ ሓው ረዲእ። ታሪኽ ክንገር ኣሎዎ እንተዘይኮነ ይርሳዕ።እዚ መንእሰይ ወለዶ ክንገር ኣሎዎ።
@user-fd4hm3vr6x
@user-fd4hm3vr6x Жыл бұрын
ረዲኢ ሓውና ትህቦ ዘለካ ታሪካዊ መግለጺ ንሓድሽ ወለዶ ብታእሚ ኣገዳሲ ታሪክ ዝሓብካ ክቡር ምስጋና ይብጻህካ፡ ፡😊
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
ሓመድ ይብልዑ
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 Жыл бұрын
ካብ ሹ ጀሚራ እያ ሻዕብያ ነቲ ጅግና ንህዝቢ ኤርትራ ሞራሉ ንምህራም ዝጀመረት። ንስኻ ትፈልጥ እምበር ኣዴታት ንኢሰያስ ስለምንታይ ኢኹም ዘይትሰምሩ ኢለን ናይ ልበን ምስሓተትኦ እዚ ትዕቢትኛ መንድዓት ህዝብና ኮይኑ ዘሎ ከዳዕ ድማ። ኣዴታት ደሓን ደሓን ንስኻትክን ቅጫ ምስንካት ኣይትሕመቓ እቲ ካልእ ባዕልና ኣለናዮ ኢሉወን እዩ። ነቶም ሽማግለታት ድማ ናይቲ ደጋፊ ናይቲ ደጋፊ እንዳበሉ ክህደኑ ተራእዮም እዮም።
@sinit2016
@sinit2016 Жыл бұрын
ብስንኪ ኢሳይያስ ዘሳውሮ ዝነበረ ኢዩ ኢኲናት ሓድሕድ ተኻይዱ ፡ ናጽነት ኤርትራ ውን ከምቲ ግቡእ 78 ክርከብ/ ክመጽእ ኢዩ ዝግብኦ ኔሩ፡ ብሰንኪ ኢሳይያስ ኢዩ ምዝላቕ ተኻይዱ መታን እቲ ገድሊ/ሰውራ ክድመሰስ ዝወጠኖ ኢዩ ።
@stefanostewolde9440
@stefanostewolde9440 Жыл бұрын
የመስጊን ነቲ ጉድለታት መራሕቲ ዊዲባት በቲ ዐቕሚኻ ሚሒባር ታሪኽ ሚስት ተሳተፍቲ ወይ ተዋሳእቲ ሒዞሞ ኪቒበር የቢሉን።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Hihijiwini etakurisi 1978 hiziwalo........
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
እዋይ ሲዒደይ ጅግና👏🕊💔🌿💙
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Misigugi nigezaka yibelisti .kabigezaka zigogokagini merigemiryu.. kabi adika Segura niadika zisogogoka yihayishi nibileka stubkuyu aybelinakani gin nigzaka yihayishi......
@afandymohammad7889
@afandymohammad7889 Жыл бұрын
It is the history. Nice step of G/Andom. Needed history revealed by brother Redie which I do appreciate it.
@grmaygebreyesus5990
@grmaygebreyesus5990 Жыл бұрын
ኣያና ረድኢ መሃሪይ ብሃቂ ታሪክ ኣዘኪርካና ኣቦና ገብረስላስ ወልደጽዮን ብሊህ ደፋር ሀቀና አይሩ 2 / ኦቶ ቀሲይ ኣባ ፍስሃስየ ዝባሉ ቮልክስ ቭገን ዝነበረቶም ኢዮም ናይ አርቂ ስማግለ ነይሮም ኣባ ትክለሃይማኖ ኣፈልባ ግን ኣይምስለንን ይቅረታ ተጋግየ ከይከውን ኣረጋግጻ ሰላም
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ሓቂ ብሓቂ💯
@kecomekel2000
@kecomekel2000 Жыл бұрын
Nay bahki yehzn
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ኣያ መሪሕነት ሻዕብያ እወ መዳዳ እዮም። እዋይ ኣያታተይ 💔እዋይ እስራኤል ሓወይ ናተይ😢 👏🕊💙🌿😭🕊😭🕊😭
@akberethagos8363
@akberethagos8363 Жыл бұрын
አኑውን ይዝከረኒ አብ ወኪ ዛግር ዝነበረ ርክብ ህዝቢ ምስ ተጋደልቲ ንጦር ሰራዊት ስለ ዘሰንበዶም አማሲኡ ህዝቢ ናብ አስመራ ክምለስ ምስ ጀመረጦርሰራዊት አብ ፎርቶ ክይኖም ብምኒኮለ ክርኢዎም ድሕሪ ምጽናሕ አብ መገዲ ከቲሮም ክሳሃልዎም ስለ ዝተሓስበ ሓላፊ ጦርሰራዊት ድማ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ እንዳኮኖ ምስ ከድ ነቲ አማሓዳሪ ኤርትራ ዝነበረ ኤርትራዊ አማኑኤል ዓንደሚካኤል ዝተባህለ ኩሉ ክፍጸም ተሓሲቡ ዘሎ ጉዳይ ቅድሚ ጉድአት ምብጽሑ ናብ አዲስ አበባ ክጠርዕ ነጊርዎ ሽዑ ዝነበረ ርእሰብሄር ኢትዮጵያ ድማ አማን ዓንዶም ስለዝነበረ ብኡ ብኡ ትእዛዝ ተማሓላሊፉ ህዝቢ ድማ ብሰላም ገዝኡ አትዩ አማን ዓንዶም ግን አማሲኡ መጺኡ ሓዲሩ ንጽባሒቱ አብ ስታድዩም ንህዝቢ አኪቡ መደረ አስሚዑ መዛዘሚኡ ድማ ኢትዮጵያ ትቅደም ኤርትራ ትቅደም ብምባል ካብ መድረኽ ወሪዱ ንስታድዩም አስመራ ብጉያ ዘይርዋ ድሕሪኡ ጦርሰራዊት ተቀይሞምንመንግስቱ ድማ ሓቢሮሞ ካብ ሽዑ ድማ ትጅመር እታ ናይ ክልቲኦም ምፍሕፋሕ መጨረስትኡ ድማ ንሕዳሩአማን ዓንዶም ይቅንጸል ሕዳር 14 ብግእዝ ከምዝነበረት ይዝከረኒ።
@zemhretandom8085
@zemhretandom8085 Жыл бұрын
Ajal sebay
@wedihager8384
@wedihager8384 Жыл бұрын
Gawna adi aya already dikha dehayka thefiu neyru
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
አቲ ሺኡ ዝነበረ ሃየት ህዝቢ ሎሚ የለን፥አቲ ተዘንትዎ ዘለካ ታሪክ 100% ሃቂ አዩ ፥ኣነ አውን ኣብ ንኡስ አድመይ ካብ ኣስመራ ምስ ብጾተይ ደቂ ኣርባአተ ኣስመራ ምስ ሰለስተ ብጾተይ ኣውቶቡስ ምራራ ትከይድ ዝነበረት ኣውቶቡስ ተሰቂልና ብሰረጀቃ ገርና ወኪ ኣቲና ንመጀመርያ ተጋደልቲ ተ ሃ ኣ ዝራኣኩላ መኣልቲ አያ ፥አድመና ምስ ብጾተይ ደቂ 15 ኣመታት ኣቁጺርና ብምባርና ፥አርቂ ክልተ ዉድባት አርቂ ክግበር አዩ ስለዝሰማአና አምበር ብዛአባ ፖሎቲካ ኣምር ኣይነበረናን፥ህዝቢ ኣስመራ ግምጥል ኢሉ ናብ ዛግር ዊሁዙ ነበረ ፥ከምዝበልካዮ ኣብቲ አዋን ዘይንርስኦ መስዋአቲ ተጋዳላይ ኢስራኣል ምስግናን ቀጺሉ ብጀብሃ ህነ ንምፍዳይ ዝተወስደ ስጉምቲ ኣብ ዊናይ መስዋአቲ ናይቲ አዋን ብጂግንነት ዝጽዋአ ዝነበረ መስዋአቲ ወዲ ፈንቅል ኮይኑ፥ኣብቲ ግዘ ክልተ ሙሩጻት ተጋደልቲ ደቂ ኣሪትራ ሪኢናዮም ዝሰኣናዮም አዋን ኢዩ ነይሩ፥ቀጺሉ መጥቃአቲ ጀብሃ ኣብ ዛግር ናይ ብኣል ሳልህ ጠጠው ብጾቱን ኮነ፥አዚ ዝኮነሉ ንህና ንኣሽቱ ዝነበርና ናብ ኣስመራ ምስ ተመለስና አዩ ተፈጺሙ፥አዚ ናይ ክልተ ኣህዋት ምትሁኑካት አዚ ሎሚ ሃገር ዘፍርስን ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ሪአሲ ኣዲ ኮይኑ ተንኮልን ሺርህን የካይድ ነሩ፥አርቂ ክልተ ዉድባት አዚ ሳዲስቲ ኢሰያስ አርቂ ክልተ የህዋት ይደሊ ኣይነበረን ፥
@nakfa8195
@nakfa8195 Жыл бұрын
Ayani jigna jigna entay mo kinbleka ena seb bihiwet kelo endiu mskuru zhib natkan meseltkan eritrawiyan ayatatna jeganu meglesikum hakinetkum tsuruy kem mai nigho endiu fresamakum dma gdnet eu kisenu tray
Ethiopia - በኢራን የተፈራው ሆነ
10:58
Feta Daily
Рет қаралды 83 М.
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 132 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 262 #shorts
00:20
ባርሴሎና ብወግዒ ተመሊሳ...!
14:51
DEHAY TV
Рет қаралды 3 М.
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 26 М.
#Alenamediatv #Eritrea #Asmara #Ethiopia #Tigrai
28:10
Alena Media TV
Рет қаралды 3,2 М.
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН