ወፍሪ ሰላም፥ ሰላም ዶ ህውከት ሒዙልና መጺኡ፧

  Рет қаралды 11,778

Zelenayo Show

Zelenayo Show

8 күн бұрын

ወፍሪ ሰላም፥ ሰላም ዶ ህውከት ሒዙልና መጺኡ፧ መደብ ምስ ኣቶ ጸጋይ ብርሃነ

Пікірлер: 150
@micheal5913
@micheal5913 6 күн бұрын
ስላም ዯዲት ሐፍትና ስለ እትገብርዯ ኩሉ የመስግን ብዛዕባ ወፍሪ ስላም ድማ ስላም ዝፀልእ ይለን ይስርሕሉ እቲ ፀገም ምስ ብርጌድ ንሐመዱ ምፅግጋእ እዩ ንስኺ ድማ ሽለል ከይትብልዮ ካልእ ዝዝረበሉ ከም ዝስእንኪ ከም ማስቲካ ትሕይኽያ እለኺ ወላስ ካልእ ሕቡእ እጀንዳ እሎ እዩ ገሪምኔ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 5 күн бұрын
Amena ateababeyoma eko eza guday
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 6 күн бұрын
ወፍሪ ሰላም ጽቡቅ ኩሉ ዝደልዮ ኢዩ. እንተኾነ ብወፍሪ ሰላም ኣምሲልካ ተሃንካ ከተዉጽእ ግን ዘየድሊ ኢዩ. የዲት ሓፍትና ሃገር ምመራሕኪ እንተኾነ ግን ምስበዓል ድራር ዝሓረቁ ንኹሉ ክትንክፍዎ ክሳብ ኩሩምትኺ ትስሕቂ ኔርኪ ጌጋ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 5 күн бұрын
ዮዲት ኣፀቢቕኪ ትኽክል ኣለኺ:: ቅድሚ ሓደ ዓመት ኣቢሉ ፕሮግራም ተታሒዝሉ ዝፀንሐ ወፍሪ ሰላም ኣብ ካናዳ ምክያዱ ነቲ ሙሉእ ቃልሲ ወላ ሓንቲ ዘምፀኦ ፀገም ኣይነበረን:: ፖለቲካ ርድኢትን ብልሕን ዘይኮነስ ስምዒት ህልኽን ይረአ ኣሎ::
@user-hj3mu1fn8p
@user-hj3mu1fn8p 6 күн бұрын
Both of you are doing great Thankyou 🙏❤️🌹.
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
ዮዲታ ኣብ ከምዚ ሃለውሎው ዚብሉ ዋጋ ኣይትሃቢዮ።
@user-gi4uz3ce3m
@user-gi4uz3ce3m 6 күн бұрын
ኣውራጃዊ ምጥርናፋ ሓደገኛ እዩ , ኣብ ዓወት ዘብጽሕ ውን ኣይኮነን ድሑር እዩ .
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 5 күн бұрын
ብውልቀይ ኢየ መጸ ዘለኩ ዝብሎ ሓሳበይ ኢዩ ውክልና የብለይን እንዳ በለ ንሕና ይብል ኣሎ ትግርኞ ይሓጽሮ ድዩ
@tesafymeryfishaye9100
@tesafymeryfishaye9100 6 күн бұрын
ወፍሪ ሰላም ንብርገድ ንሓመዱ ዘይኮነስ, ንኣባላት ወፍሪ ሰላም ኣብ ነንሕድሕዶም አዩ ሁከት የእቲሎም ዘሎ.🤗🤗🤗
@samtikokesete180
@samtikokesete180 5 күн бұрын
😂 grm belka hjs gedidu
@petergebre5680
@petergebre5680 3 күн бұрын
ክብሪ ይሃብኩም ኣያ ጸጋይ ❤
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 5 күн бұрын
ኣበይ ሰመዕክዮም ሰልጠነ ዉፉይ ኣይትኽዱ ክብል ን በርጌድ ን ሓመዱ 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 6 күн бұрын
ኣጆካ ኣቶ ጸጋይ ኢቲ ሃቂ ነዛ ለክባት ዮዲት ጽቡቅ ገርካ ኣረዳኣያ ዶንቆሮ መርገጽ መንነት ኣልቦ ሰባብ ተመን ሃሪኢ ህግደፍ ተረፍ ደርጊ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 5 күн бұрын
ኣይትጻረፍ ኣታ ደንቆሮ።ንባዕልኻ ደንቆሮስ ደንቆሮ ኢልካ ኸኣ ትዛረብ? እንስሳ።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 5 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 5 күн бұрын
ኣርድኣን ኤዩ ብተስፋይ ን ሰማርን ፀምማ 🤣🤣🤣🤣
@Csk2020
@Csk2020 5 күн бұрын
ጸጋየ ብርሀነ ! ንፉዕ ን ኃያልን መለሰ ኢኻ።
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 5 күн бұрын
ዮዲት ኽሳብ ክንድኡ ህዝቢ አከለጉዛይ ትጸልእዮ ኾይኑ ይስመዓና አይነበረን
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 5 күн бұрын
Menesey bitri kikawomo misrakum bide zereba gerkum ni Birged nihamedu ketenashuw ekum fetinkum!! Emo birged nihamedu zeykbela ka sugumti ekum kitsgumu zeykalkum selezi Biwaga menesey meshkat dew ablu!! Hizbi nihzbi fuxum eyu xele zeyblu nay welkukum mefatewi kitgbru sele zedelkum ekum tegtimkum: : Birged nihamedu natu shger yeaklo selamkum yetrefo!!! 💔
@hiwetkahsay7263
@hiwetkahsay7263 5 күн бұрын
ጸግሽ ኣጇካ💙💙💙💙💚💚💚💚
@haregumirach3707
@haregumirach3707 4 күн бұрын
Wow bitaemi hakizereba
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
Selam mikurats ENTAY tirgumu
@user-gt6kf9xb3k
@user-gt6kf9xb3k 5 күн бұрын
ህኮት እንብር ለሚንካ ዚመጽእ ሰላም የለን
@gatogato2852
@gatogato2852 5 күн бұрын
ንወዲ ኣከሎጉዛይ ዝወቐሰ ጠፍአ ማለዩ ኣሜን ኢሉ ዝተቐበሎ ጥራይ ኢዩ ተቓላሳይ በዞም ጸበብቲ። ቅዳሕ ህግደፍ እዮም እዚኣቶም ልክዕ ዕስለ እዮም። ብርግጽ።
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
ኣነ ንወፍሪ ሰላም ይድግፍ ናብ ወፍሪ ከይትኸዱ ኢሉ ዘትርፈኒ የሎን።
@yo-61
@yo-61 5 күн бұрын
ዮዲት ተጋጊኺ ነዚ ደንቆሮ ዓዳዊ መሃዪም መድረኽ ክትህብዮ ኣይነበረክን
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
ኣዚኦም ንወፍሪ ስላም ከፍርሱ ዝተበገሱ ኢዮም
@matyas9926
@matyas9926 5 күн бұрын
ጸጋይን ድራርን ዝብሃሉ ኩሉ ግዜ መርዚ ዝኸነ ቃላት ኢዮም ዝዘርኡ።
@gatogato2852
@gatogato2852 5 күн бұрын
ግደፍዮም ብዓልዚ ወገንዩ ሕማሞሞ ተሓጺቦም ዘይጸርዩ ከም ሽፍላ እዮም ረስዕዮም።
@mebrhitabraha2381
@mebrhitabraha2381 4 күн бұрын
Wefri selam ilkim wlqesebat endamxaekum jubakum ktmalau nayzi mensey chgr mkfal Abikum eszi mensey walahanti lbona zey blu ymeslekum kemey ikum ኒዒቅክሞ
@prolificsolomon3002
@prolificsolomon3002 6 күн бұрын
ኣብ ህልኽን ጽልኢን ኣቲኹም ውፉይ ውፉይ ኣርእስቲ ጌርክዮ ቀኒኺ ውፉይ ክሳብ ሕጂ ቃል ኣይሰማዕናሉን ንምንታይ ኢኺ ኣጀንዳ ክትገብርዮ መሪጽኪ
@MANUDIBANGO-cw7uu
@MANUDIBANGO-cw7uu 5 күн бұрын
ዮዲት እዚአቶም ክዕብልሉ ኢዮም ዝፍትኑ። ዮዲት አጆኺ 👍🏽
@gatogato2852
@gatogato2852 5 күн бұрын
ጽቡቕ ግደፍዮ በጃኺ መረስዕ ህግደፍ መላገሲ ኢዩ። ንሕና ኢና ኢና በዛሕና ሰራሕና ክብሉግ ኣንጻር ኩሉ ኣብ መድያ ዝተቐልቀለ ክንጽሉ ኢዮም ህርድግ ዝብሉ ብዓል ሰልጣነ ብሕማም ኣዋራጃ ዝማሰኑ ኣብ ቃንዛ ዝነብሩ እዮም ግደፍዮም በጃኺ።
@andebrhanweldemichael6015
@andebrhanweldemichael6015 5 күн бұрын
ዕንዝራታት!!ኣብዚ እነሄልካ መልሲ በሎም ነዞም ክልተ ዕንዝራታት
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 5 күн бұрын
Yelekan wegenawi eka Wefri selam nay kulu eyu bibrged nihamedu aywikelin eyu Nezi kalsi tienkifwo alekum
@russomghebremicael3414
@russomghebremicael3414 6 күн бұрын
ከምዚ ዓይነት ርእሲ ሐዚነልኪ ኤርትራ
@user-tf1kc6ub9j
@user-tf1kc6ub9j 5 күн бұрын
ተቖንዞ ጥራይ ሓሳዊ መሃይም
@russomghebremicael3414
@russomghebremicael3414 5 күн бұрын
@@user-tf1kc6ub9j ሙሽሙሽ ሰምካን ሐንጎልካን አልቦ ተሐቢክን ፈቆዶ ገዛ ኩለል ካብ ምባል ተማሃር አንታ ሐርበኛ ቲክ ጦቕ
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 5 күн бұрын
ንሕናስባ ጽቡቅ እዩ ስሚዕትኹም ፈሊጥናኹም ደቂ አኸለ ብኸምዚ ዚምበርኸኹ ምዃኖም ዛምርዳእኹም እዩ
@aronberhane6179
@aronberhane6179 5 күн бұрын
This to people they living many years in peace In my opinion concern about wefry selam
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 2 күн бұрын
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
Nimintay wefri selam nimtay b Eritrawin sebat kikarets zidiley zelo entawot konm eki kulu nezi kalsi meazinu tetifulu aleku beliyom
@mendelay1944
@mendelay1944 4 күн бұрын
ጓል እምባየ 20 ዓመት ሙሉእ ተቃለስቲ ኢና ኢልኩም ክሳብ ሕጂ ቃልሲ ካብ ምንታይ ይጅምር ትካትዑ ኣለኩም? ዕስለስ ዕስለ ደኣ።
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
ኣዚኦም ነታ ወፍሪ ሰላም ንምፍራስ ኢዩ።
@Csk2020
@Csk2020 5 күн бұрын
ብርግጽ ! ህዝቢ አከለጉዛይ ጥንቲን ትማልን ሎምን ኤርትራ ንኤርትራውያን ኢሎም ዝተቃለሱን ዝወደቑን ዝወድቑ ን ዝሞቱን ዘለዉን እዮም።
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 6 күн бұрын
This man cried as akeleguzay doing good job. But they moved not single steps to challenge to higdef They are only barking living use western citizens.You can only fooling yourself.
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 6 күн бұрын
Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata
@BrhaneKahsay-gc2cf
@BrhaneKahsay-gc2cf Күн бұрын
Yedita abzey tamnulu halewlow yeatyomki semhar tesfay zbhalu setawnti slezi astewali
@Csk2020
@Csk2020 5 күн бұрын
ናይዚ ኩሉ ጸገም ዮዲት ነዞም ክልተ አፍረስቲን ደፉራትን በረኻ ዝተወለዱን ዝዓበየን ሰምሀርን ተስፉይን እንዳአምጸአት ኢያ ተፍርስ ዘላ።
@got.2591
@got.2591 3 күн бұрын
Away hanti ,ereba trah hadiru
@happysammy5205
@happysammy5205 5 күн бұрын
sory to see you on this situation
@user-gc1vp7vw5d
@user-gc1vp7vw5d 5 күн бұрын
ብራቦ ጾጋይ ድ ን ኤ ጉጀለ ሳሕል አቲዎ አሎ ወፈር ሰላም ሐቂ
@samtikokesete180
@samtikokesete180 5 күн бұрын
Yodit akfiekum kabzi nlaeli kale ajenda eyu
@user-gc1vp7vw5d
@user-gc1vp7vw5d 5 күн бұрын
ወፈር ሰላም ባይረስ አቲዎ
@user-gc1vp7vw5d
@user-gc1vp7vw5d 5 күн бұрын
ን ብርጌድ ንሐመድ ዝብድል ጥዕና የብሉን ካብ ኤርሳት ተማሃሩ
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 5 күн бұрын
እዚ ጸወታ ቆልዑ ገዛ ገዛ ኢዩ። ካብ ዓብላልነት ወጺኩም ሕሰቡ ሸንከለል ኣይ ትበል ኩቡር ሓው ንሕና ስለ ዘይንመርሖ ኢዩ እቲ ቀንዲ ሓሳብ
@dankess9285
@dankess9285 6 күн бұрын
ጁስት ስኪፕ ዘም
@biniamberhe7810
@biniamberhe7810 6 күн бұрын
ትርጉም ዘይብሉ ዘተ።
@MeraMaku
@MeraMaku 6 күн бұрын
ንትርጉም ዘልይብሎም ሰባት ትርጉም የብሉን ንትርጉም ዘለዎም ሰባት ካኣ ትርጉም ኣለዎ
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 5 күн бұрын
Kulu shae minin mbal akarixwo kab zilone seb zibelix yeblkumn
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 5 күн бұрын
Hei yodita TESFAY SEMARIN KEA Plis KAB SEGAY BRHANE TEMEHARO BELilNA 😂😂😂🩵💙💙🩵💚💚
@kibreabtadesse3353
@kibreabtadesse3353 3 күн бұрын
ቶባአ ድሕረደግም ዘዕበኻዮ ከልቢ ይነኽሰካ ዘበልዎ ኣቦታትናስ ለከ ከምዝይ ምስረኸቡ ኢዮም ንለባም ኣምተሉ ንዓሻ ደርጉሓሉ ቻውውውው
@happysammy5205
@happysammy5205 6 күн бұрын
ዮዲታ ስክፍታ እንተሃልዩኪ በይንኺ ሕሰቢ?
@berechetberachi6319
@berechetberachi6319 5 күн бұрын
አብዙ ዓዲምኺ ንህዝቢ አኸለጉዛይ ትህርምዮ አለኺ ቀጽልዮ ሐልሐስና ኸይትመረኺ እንበር
@user-rd8ui8dd9u
@user-rd8ui8dd9u 5 күн бұрын
STOP to twist your mistakes rather than to apologize.
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 5 күн бұрын
ወይ ጉድ ከምዚ ጌርካ ድአ ሐዳር ክግበር ድዩ?
@teumgebreslasie8733
@teumgebreslasie8733 5 күн бұрын
የዲት ወናኒት ለማጽ መልሓስ አይትኹኒ።እንተኾነ ነቲ ዝበልዎ አብ ልዕሊ ሓደ ከባቢ ብድዒ ጌጋ ከም’ምኻኑ መጠን ክትኩንንዮ ነይሩኪ እንተዘይኪነ ግን ንስኺ ናቶም ጠበቓ ኾንኪ ንኽትቀርቢ ዓቢ ጌጋ ገርኪ።
@dankess9285
@dankess9285 6 күн бұрын
I give you subscription but keep doing it! If not I'm off
@BrhaneKahsay-gc2cf
@BrhaneKahsay-gc2cf Күн бұрын
Zasebeyti awan ya tzarebo zeytfelt
@mebrhitabraha2381
@mebrhitabraha2381 4 күн бұрын
Ewayyy kfat absmit aetya hmaq ktezarbo iya delya
@got.2591
@got.2591 3 күн бұрын
Away jahra fekera aza ane gdefwa
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
Bakom eyom nay sile EYU zikiye zelo HIGI ewun
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
በጃኹም ብዛዕባ ኣውራጃ ሃለውሎው ግደፍዎ።
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 5 күн бұрын
Nezi hizka kitatu adi guhaf hasab eyu
@josi5023
@josi5023 5 күн бұрын
Don't lose your time.HGDF for ever Bakum zqyer Mengsti yelen
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 5 күн бұрын
tsegay walahati facti yeblkan tahaki AmtsaAya sino mcnyat yelen ezuy nmntay zeynhkmo non lojg Aykonen KKKKA raesi drar
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
Hawuna tibal zela zereba naoy gn tigerimeni ala nmintay (tekalesiti elka zeytizarebu)
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
KINDEY siltan Aleka belioyo esike
@filmongoitom8402
@filmongoitom8402 5 күн бұрын
Tegay 2 face 😈😈 but I love yodita from hamasen ❤❤
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 күн бұрын
ዮፊት ማአዘኪ ቀዪርኪ ኣለኺ አቲ ትህብዮ ኣርአስቲ መቋየቅን መባኣስንዩ ከም ቀደምኪ ኩኒ❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂❤😂
@adbt3565
@adbt3565 4 күн бұрын
እዛ ዘለናዮ ሸው ክትምርመር ኣለዉ ኣንጻር ኣከሎጉዛይን ኣንጻር ብርገድ ነሓመዱ ዝሰርሑ ግራ ተህርም ተቃላሲት ትመስል፡ተመን ኮሓሎ ተመሲለን መንቃሮ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 6 күн бұрын
ወፍሪ ሰላም ሁከት ኣምጺኡልና ኣይትበል ጸጋይ፣ ንወፍሪ ሰላም ሁከት ዝኾንኩሞ ንስኻን ከማኻ ዝበሉ ሕማቓት ሰባት ኢኹም። ይቕሬታ ክትሓቱ ዝግብኣኩም ክኣ ንስኻትኩም ኢኹም።
@luley5106
@luley5106 5 күн бұрын
Ati judi haftey entay dea seb sienki diki hijis kea bezi gzie ktmntlna emo beka niana kea edl habna
@BerihuWeldemichael
@BerihuWeldemichael 5 күн бұрын
ኣታ ንስካ ኢካ ጸላኢ ሰላም ኢምበር ውፍሪ ሰላም ሽግር የብሉን ግን ናይ ጸላእቲ ኣጀንዳ ተሳሲ ኣለካ።ኢቲ ሽግር ምስ ተጋሩ ምእካብ ኢዩ ሽግርኩም ናይ ተጋሩ ጽልኣት ኢዩ ሕማምኩም ብግልጺ ተዛረብ ድካ ሓንጎል።
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 4 күн бұрын
Julian Assange is Free , at last. Dan'kal wald Arrata
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 4 күн бұрын
ምካድኩምን ዘይምኻድኩምን ኣይኮነን እቲ ጸገም ብድሕሪኡ ሒዝኩሞ ዝመጻእኩም ኣጀንዳ ኢዩ ናብዚ ዘዛርብ ዘሎ ኣብጺሑ።
@dekirubanateare1906
@dekirubanateare1906 5 күн бұрын
ዮዲት ኣይርደኣክን ኤዩ ዘሎ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 5 күн бұрын
ንነብስና ኢና ንቃለስ ንህዝቢ ዝብል ሸፍጥ ኢዩ።
@goitompaulos7143
@goitompaulos7143 5 күн бұрын
Drar hadegeqa seb EYU ane kab zifelto buzuh EYU geru mitirnaf Awuraga zikales zinnebere gn bizaoba ezi seb ezi buzuh ZIZAREB yetizarebu
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 5 күн бұрын
Brged nhamedu rebha sle zeyblu aytesatefon nskum abeu mstafkum wn wey wlkawi rebha alekum wey Brged nhamedu aygedesekumn . Bdhrzi kea wlkesebat slezeydegefwo meniesey aymexsen ktblu nab xseleme atikum
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 6 күн бұрын
ኣብዛ ኒነብሰየ ዝቃለስ ትባሃል ዘረባስ ሒቶ ኣላቲኒ ዝተረፈ ህዝብና ከነድሕን ኣብ ዓድና ምስ ስድራና ኪነብር ፡ኒ ኣፉ ዚተዓጽዉ ኣፍ ክንኮኖም አንዳበልና ዶ ኣይኮናን ንቃለስ ዘለና፡ቃልስና ንሂዝቢና ዘየድሒን አንተኮይኑ ከ ከመይ ማለት ኢዩ ነቲ ሓቂ ዘፍሪስ ኮይኑ ቲረኽቦ ኒሚንታይዳኣ ብዛዕባ ሂዝቢና ኒዛረብ
@asmerombekuretsion575
@asmerombekuretsion575 6 күн бұрын
Klarer tmbel dengola
@user-rd8ui8dd9u
@user-rd8ui8dd9u 5 күн бұрын
Learn how to spell correctly , rather than rush to swear/insult.dump.
@mediafamily2023
@mediafamily2023 5 күн бұрын
ሰላም ዮዲት ሐፍትና አክብሮት አለኒ መሳኪ፡ እዚ ዝከይድ ዘሎ ለንቅነ እሞ ከአ አብ ናትኪ ሜድያ ብጣዐሚ አጽሊና ቀኑ፡ ሕጂ ግን ከምዚ ገይርኪ መዐጸዊ ምግባርኪን፡ ልቦናክን ከመስግነኪ፡ ከሙኡ ዉን አብዚ እዋን ናይ ህዝቢ አዉያት ፡ ተቃዉሞ ፡ ምስማዐ አገዳሲ እዮ። ነዞም መንእሰያት ዋሪድዋም ዘሎ ክትርድኡ ክትክሉ አለኩም፡ ወፍሪ ሰላም ገዛካ ም አጽረካ እዮ ክከዉን ዘለዋ ።
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 5 күн бұрын
ኣነ ወዲ ኣከለ ጉዛይ ኢየ መን ኢዩ ተኣከቡለይ ኢሉ ሓላፍነት ሂቡኩም?
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 5 күн бұрын
Wefri selam global brged nhameduyom ab tefetawi mexsyom ms negasi tezeraribna nrebha brged nhamedu slezeyeregagxs aywklenanyu bwlku ksatef zdeli gn aynkawemon elom 44. Wufuy kea maeda hibu nezi meniesey nenbbo ms maebel ms meniesey mrxsam khasyenayu elu ta zbela kea mexsya kndi wufuy zbela hakya ayrebahnalan mbal beanxsaru egrgr seltenen wufuyn kemztekawemwo amsilka mxslam
@meri2041
@meri2041 5 күн бұрын
ኣነ ን ድራርን ከዪደቀስና ሳልስቲ ጌርና ሃንቲ ጓል ናሃደ ክንዲ ገለ ፀሊም ተመርፅያ ኢልና ዳሃር ከም ዘረጋገፅናዮ ግን ጓል ኣኮሎጉዛዪ ከም ዘዪኮነት ኣረጋጊፅና congratulations ንኩሉኩም ዝበለ ፍለጡለዪ?ሰለዚ ደኪ መን ጥራዪ እየን ናብ ፀለሞቲ ዝከዳ ማለት ኢዩ ?zlezi kemzi aynet alietnet zmhru ab gezaki memxaaki gerimuni baweraju seb kkales yekeeel eyu etom ab kdmit ziwoxu merahti gn fltet lubona chwnet Thtna kwnunu ygbaa This my personal opinion!!!
@samsonm2011
@samsonm2011 6 күн бұрын
ሃለቃ ጸጋይ ሰልጠነ ጨካን ቀጣፊ ምዃኑ ሎሚ እንተዘይተረዲእካ ጽባሕ ክበርሃልካ እዩ። ሰልጠነ ትግራይ ትስዕር ኢሉ ክሽፍጥ ስለ ዝጸንሐ ተዋሲኑ እዩ። ሕጂ ብይኣክል ገይሩ ኣብቲ ደምበ ዕንክሊል ኤርታውነት ክምለስ ምእንቲ ነቲ ዓንዲ ሕቖ ብርጌድ ንሓምዱ ደቂ ሽመዛና ሒዙ ምስ ውፍይ ኮይኑ ይሸጠኩም ኣሎ ሃለቃ ጸጋይ ዓጋመ ምዃንካ ኩራዕ ዓዲ ኣሉላ ዓዲ ስባጋድስ ዓዲ ሀጸይ ዮውሃንስ ይቐርበካ ካብ ጋሽ ባርካ ዓዲ ዓዋተ እቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዘዐወትካዮ ከኣ በቲ ናይ ዓጋመ ፍናን ክብርታትን ሓቦን እዩ ኣብ ኤርትራ ከም ፋራ ድሑር ዓጋመ ኢኻ ትምደብ ኣብቲ መንነትካ ተጸናዕካ ኢኻ ትኽበርን ትዕወትን እቲ ኤርትራውነት እቶም ደቂ ማእኸል እኳ ድሮ ፈንፊናዮ ኢና ብድራር ዓጽሚ ሓንጎሉ ትመሪሕካ ከም ሻዕብያን ወያኔን ናብ ገደል ምእታው ጥራይ እዩ።
@MeraMaku
@MeraMaku 6 күн бұрын
ሃለፍታ ይገብረልካ ኣሎ ምሕረት የውርደልካ ምስኪናይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@samsonm2011
@samsonm2011 4 күн бұрын
@@MeraMaku እሞ ኣታ ናይ ዓዲቀይሕ ሰንዓፈ ዓጋመ ኤርትራዊ ኣይኮንካን እኮ እዮም ዝብሉኻ ዘለው እወ ዓጋመ እየ ዘይትብሎም እንታይ ኣይሕፈረካ
@asmerettekle55
@asmerettekle55 5 күн бұрын
He is right they need to say sorry
@Csk2020
@Csk2020 5 күн бұрын
ራዛ ናይ አቡኡ ሐዛ! ዲእኤን ናይ ሳሕል ዘለዎም ይቅረታ ክብሉ አይክእሉን። እዞም ክልተ ደናቑር በረኻ ዝተወለዱ ተስፉይን ሰምሀርን ነዚ ዝበልዎ ዋጋ ክኸፍልሉ እዮም።
@lymaluab
@lymaluab 4 күн бұрын
አከለ ጉዛይ ዝበሀል ነገር የለን። ዞባ ደቡብ እዩ ዘለና። ጉዳይ ትግራይ ጉዳይና አይኮን። ሰለዚ ሆላንድ ዝሀቡኻ ባኒ በሊዕካ ምድቃሰ ምሐሸካ። ሀገረሰብ ካብ ዐዱ እንተወጽዩ ይጽለል እዩ። ቆብዕካን ኦክያለኻን ምልክት ናይ ጥዕና አይኮንን።
@lifeisgoodlg
@lifeisgoodlg 2 күн бұрын
ሓርኢ ኢሰያ ባርያስ ባርያ ተማሃር ኣታ ደንቆሮ ጸቢብ ጠቢብ ቡዳ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 5 күн бұрын
ተስፋይን ሰማርን ሓደ ሓደ እዋን ፐርሰናሊቲ ዝበሃል ነገር ኣሎ::ወላ ጌጋ ይሃሉ ናይ ሰባት ሽም ኣብ ሚዲያ እናልዐልካ ምዝራብ ግደፍዎ::ምኽኒያቱ ኣነ እየ ትኽክል; ኣነ እየ ትኽክል ብዝብል ናብ ህልኽ እዩ ዘእቱ:: ህልኽ ድማ መዕነዊ እዩዩዩዩዩዩ::
@russomgebremikael1110
@russomgebremikael1110 5 күн бұрын
ሕጂ ውን ሓሶት ይትረፍ ኣያ ጸጋይ ከም ሰምሃርን ተስፋይን ሓቂ ሒዞም ነዚ ዘለናዮ ሓሶት ፈርፊሮም የውጽእዎ ኣለዎ ስለዚ ሓራ ውጻእ እሮማይ ሕጂ ካብ ዕስለ ወጺና ኢና በቃ ኣያ ጸግይን ንዓኻ ዝመስሉን no more ቅድሚ ሕጂ ርእስናን ናብራናን ዝተጋሰስኲሞ ይኣኽለኲም...ይኣክል
@got.2591
@got.2591 3 күн бұрын
Yodot gdefyo degafi baol seltene ayu tehalaqi
@lifeisgoodlg
@lifeisgoodlg 2 күн бұрын
ድሕሪ መጋረጃ ተሓቢእኪ 4 ተናኸስቲ ኣኽላብ ፈኒኺ ንመንእሰይ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ገዛኺ ኣህሪምክዮም። እሞ ድማ ፖለቲካዊ ትሕዝቶ ዘይብሎም ገሊኦም ኣግኣዝያን ገሊኦም ዓባይ ትግራይ ገሊኦም መንነት ዝብሉ ንደለይቲ ፍትሒ ንምፍልላይ ዝተወደቡ ልኡኻት ኣዕነውቲ።
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 5 күн бұрын
Ezi hzbi akeleguzay mskinyu tekalasi deamber poletikegna aykonen eza tesfay gebrelibanos kab wedi anday temharu zbelas xsryti poletics eya nezea keman krdiewo aykealun tesfay pure poletikegna eyu michael anday mesel slezmhare abnetawi gerwo malet aykonen tesfay abnet gerwo zelo kinyo ezi eyu nay tesfay rdiet gn hzbi akeleguzay krdio malet zebet ane nbaeley ezom akeleguzay mara tekalesti slezkonu deykone zefrhwon zesgiewom etom kaliot awraja bflay etom abmdgaf zelewu hbreteseb ykealwo aykealwo beakmom poletica eyom zserhu zelewu eyom bsgeat tray zrio neti zmexsie lewti nayzi dkales zelo hbreteseb zefrho eti poleticawn tekalasn hbreteseb entetesemamiom lewtti aymdengoyen.
@gitup7918
@gitup7918 6 күн бұрын
This is a new war between Asmarino and country people. This could be HGDEF's conspiracy. 😂😂😂😂😂😂
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 6 күн бұрын
ንሰላም እሞ እንታይ ምኽንያት ተምጽአሉ ሰላም ጽቡቅዩ መሳሪያ ሰበቡ ይደልሉ አለዉ ገለ መንጋ ዝሐስቡ ብብሕቲ ንሕሰብ
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 5 күн бұрын
Kkkkkkkk Ajoka Tsegay HAWINA TsBok ZEREBA ABESA NEMESGNEKA💙🩵💚💙🩵💚😎😎🇳🇴
ሳሕል ዘይወፈሩ - ተጋደልቲ ( ኣባጓሮታት)
3:00:29
ሕቶን መልስን ምስ ተፈታዊ
2:05:52
ናትና ሚድያ (NATNA Media)
Рет қаралды 6 М.
Khóa ly biệt
01:00
Đào Nguyễn Ánh - Hữu Hưng
Рет қаралды 20 МЛН
እንታይ ይበሃል ኣሎ ሕቶታት ህዝቢ?
34:27
ይከኣሎ ደርፊ ናይ ሳሕል የትብዕ ኢዩ!
1:04:40
ፍትሒ ብዘይ ፍርሒ፦
3:28:53
Zelenayo Show
Рет қаралды 26 М.
መራሕትና ይምረጹ፣ እምበር ኣይስርሑን፦
3:18:32
Опасные облака!😱🌩
0:20
Взрывная История
Рет қаралды 2,6 МЛН
Пугает людей игрушкой аллигатора в воде
0:14
Короче, новости
Рет қаралды 2,6 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
0:10
seema lamba
Рет қаралды 23 МЛН
ХЕЧ БУЛМАСА МЕХНАТГА БИТТА ЛАЙК БОСИНГ #2024
0:10
Муниса Азизжонова
Рет қаралды 4,2 МЛН