""ዋጋ ብሎኬት ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ"" ፅንዓት ዕዳጋ ትግራይ

  Рет қаралды 17,121

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Жыл бұрын

ሰላም ንዓኹም ተመልከትና እዚ ዝ/ዩ መዘናጋዕትን መምሃራይን መደባት በቢ መዓልቱ ዝዝርግሕ ዘሎ ሚድያ እዩ ፡፡ገና ድማ ክንቅፅል ኢና ንስኻትኩም ጥራሕ share,subscribe,comment ኣይትተሓሰሙ፡፡ክስረሐልና ኣለዎ እትብልዎ ነገር እንተሃልዩ ሓብሩልና ዳይ ንቕድሚት ንኺድ ኣብ ዝሓለፈ ዝለቐቕናዮም ቪድዮታት
ናይ ጎደና ሕቶትት
ናይ ዕዳጋ ንብረት ኣብ ትግራይ ወዘተ እዮም ሰናይ ፃንሒት ምስ shewit enyertainment

Пікірлер: 169
@yostinaberhe5422
@yostinaberhe5422 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ አነ ዓደይ ምስ አተኩ ከም ማስተር አብነት ህዝበይ ክሕግዝ ተስፋ አለኒ😊❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ላይክ ግበሩ
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w Жыл бұрын
ሓሳብ ልብካ ይሲመርልካ
@mulumusgun5351
@mulumusgun5351 10 ай бұрын
ሓሳብ ልብኻ የስምረልኻ❤
@sao4876
@sao4876 Ай бұрын
ፈጣሪ ሓሳብ ልብካ ይፈፅመልካ በዓል ንፁህ ህሊና ከየድነቅኩካ ኣይሓልፍን ዝያዳይ ኣምላክ ይሓልካ ኣብዘለካዬ👏👏👏🥰🥰🥰
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ተመልከትና እዚ ዝ/ዩ መዘናጋዕትን መምሃራይን መደባት በቢ መዓልቱ ዝዝርግሕ ዘሎ ሚድያ እዩ ፡፡ገና ድማ ክንቅፅል ኢና ንስኻትኩም ጥራሕ share,subscribe,comment ኣይትተሓሰሙ፡፡ክስረሐልና ኣለዎ እትብልዎ ነገር እንተሃልዩ ሓብሩልና ዳይ ንቕድሚት ንኺድ ኣብ ዝሓለፈ ዝለቐቕናዮም ቪድዮታት ናይ ጎደና ሕቶትት ናይ ዕዳጋ ንብረት ኣብ ትግራይ ወዘተ እዮም ሰናይ ፃንሒት ምስ shewit enyertainment
@MbbMbb-tl5xm
@MbbMbb-tl5xm Ай бұрын
ናይ ማዓዝ እዩ ዕለት ግበረሉ ዛዓረከይ ግን ፁቡቅ ስራሕእዪ
@user-nc4xl8bi3i
@user-nc4xl8bi3i Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኻ ሸዊተይ ስሚንቶና ቆርቆሮ ዉን ኣርእየና❤❤
@user-yi8vy1lw1r
@user-yi8vy1lw1r Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ዝሓወይ ፅቡቅ ስራሕ ዩ ቀፅለሉ እና ስሚንቶን ቆርቆሮን ውን ሓደመዓልቲ ኣርእየና
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ክንሰርሐልኩም ኢና share ጥራሕ ግበሩልና
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
ክቡር ሓውና ናይ ሶፍ ዋጋ ተተምፀአልና ደሰ ምበለኒ ከምኡ ድማ ናይ ፍሩጅ❤❤❤
@TeyFtu-yw1oy
@TeyFtu-yw1oy Жыл бұрын
ኣጉላዕ እዉን በታ ሕተተልና ሓላለይ
@user-gl9bh9ly1m
@user-gl9bh9ly1m Жыл бұрын
ውይ ዛልደለኽዋ አምፂእኻለይ መዓረይ ቀፅለሉ ናሰራሚክ ዋጋለ አምፀእልና
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
እቲ ክላሲካል ግን ክንሰምዕ ረቢሹና ሺዊቶ ሓውና❤ የቀንየልና ከኣ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Merhaba kemehaysh eye haftey natey
@mekiantajgna1553
@mekiantajgna1553 Жыл бұрын
ጅግና ቀፅለሉ ፅንዓት ዕዳጋ ከምኡ ድማ መኪና ሕተተልና
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
መርሓባ ደሓን share ጥራሕ ተሓባበሩና ክሰርሐልኩም እየ ሰዓት ሓልየ
@zafu6265
@zafu6265 Жыл бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ❤❤❤ንቐፃሊ ኽኣ ፈርንቸር ኣልጋ ሶፋ ኣርማዴ ገለ ጠይቀልና መዓረይ❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ዛፉ ሃየ ነቶም ዘይፈለጡ መሓዙትኪ ዓድምልና ክክክክክክ
@fryattsegay7722
@fryattsegay7722 Жыл бұрын
ተባረክ ፅሩይ ዓለም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤🧡👌 ተስፋ ዘለካ መንእሰይ 💋
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Жыл бұрын
አብ ክሓ ወይ አጎላዕ ውቅሮ ነፃ ማሬት ጠይቀልና ሓወኒ ዛክላስካል ክልአይ ማዓልት ክትእትዋ😢
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ቅንስ ከብሎ እየ ድምፁ ጓል ዓደይ
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ሸዊተይ ሲሚንቶ እዉን ባ አምፀአልና❤
@seluselu6245
@seluselu6245 Жыл бұрын
ናሰራምክ ከምኡውን ናይሰሚንቶ አርኤና ወዲዓደይ ማዓረይ😘❤❤❤
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m Жыл бұрын
ወለላየ ናይ አለጋ ቁምሳጥ ሶፋ አመፀአለና❤🙏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ጓል ራያ ሓፍተይ ናብ መሓዙትኪ ንገርልና ስራሕትና ጥራሕ
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እሺኒ ወለላዋ🙏❤
@genetseyoum7886
@genetseyoum7886 Жыл бұрын
.ሰራሚክጠይቀልናማዐረይ
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ናምኣዝዩ ወለላይ ደሞ ኻለኦትለ ኣምፀአልና ፀብፂብና ልኣኽለና ንፈልጥስ ኣብ ቀረባ ማዕልታት ንፅበ❤❤❤
@selamselam3599
@selamselam3599 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝሓወይ ቀፅለሉ አንሕና እውን ኩነታት ዓድና ንርኢ ካብ ብወረስ☺️🥰
@gfgffy8060
@gfgffy8060 Жыл бұрын
የቅኔልና ሓውና ቀፅልሉ 👍👍👍👍
@user-ve4rz1gu5z
@user-ve4rz1gu5z Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ማዓረይ❤ ናፃ ቦታ እውን ተትርአና ፅቡቅ ነይሩ ኣብ ኩሓ😍😊
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z Жыл бұрын
ጋል ዓደይ ጎበዝ
@user-do5ff9qf9f
@user-do5ff9qf9f 9 ай бұрын
ሐጂ ፅቡቅ 💗
@meleykassa6590
@meleykassa6590 Жыл бұрын
ፅቡቕ ቀፂልካ ድማ ዋጋ ፈርኒቸራት ን ተለቪዥንን እዉን ኣቕርበልና
@user-ck1qg5no5b
@user-ck1qg5no5b Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይ ገዛ ዝሽወጥ ሒዝካል ናዓ በጃካ
@brhanbrhan6506
@brhanbrhan6506 Жыл бұрын
ቀለም ናይ ገዛ ዝሓወይ እና በርትዕ ቀፅለሉ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣጆኺ ጥራሕ ቅሰኒ
@tigrayadey1669
@tigrayadey1669 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-my8yp8xv6l
@user-my8yp8xv6l 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤️💯💯🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@uchchc5243
@uchchc5243 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
ፅቡቅ ሓበሬታ እዩ ተስፍና ድኣ ውድቅ እናበለ እንበር😌 ሸዊተይ😍
@SftsHsgs-rx9ko
@SftsHsgs-rx9ko 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-jp9xt9gn7l
@user-jp9xt9gn7l 8 ай бұрын
እና ናይ ውቅሮ አቁሑ ለባ አርኢና ዛሓወይ ማዓረይ
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Жыл бұрын
የስ ኮሜንት ብድንግላ እና ሸዊተይ ኣብ እንዳ ፈርንቸር እውን ኪደልና ኢካ ዝሓወይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣጆኪ ደሓን ኩሉ ክሰርሖ እየ ጥራሕ share ሃየ ጓል ዓደይ ብድንግላ share ግበርያ ከይቀደሙኺ ክክክክክ
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ኣምፂእካ ሸዊት ሓወይ በርትዕ ቀፅለሉ😮😊❤❤❤
@merrymerry2356
@merrymerry2356 Жыл бұрын
Btami des ybl thank you brother ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሓፍተይ እዛ ቪድዮ እባ ናብ ኣዕርኽትኺ ለኣኽልና sibscribe ምእንታን ክገብርዎ ኣይሐይሽን ዶ??
@user-gd2uu8wt7e
@user-gd2uu8wt7e 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-cs1mo7qh1s
@user-cs1mo7qh1s 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h Жыл бұрын
ጎበዝ ዝሓወይ ቀፅለሉ 🎉👍
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie Жыл бұрын
ጎበዝ በርትዕ
@hiwigaltewhado7573
@hiwigaltewhado7573 Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ማዕፆ ናይ በሪ ኣምፀአልና ❤
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-fm1xf7qs8i
@user-fm1xf7qs8i 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Titi-rc4pg
@Titi-rc4pg Жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ የቀንየልና❤
@bege8567
@bege8567 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nebyat1884
@nebyat1884 Жыл бұрын
ዓጋመ ዓደይ ❤❤❤
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 Жыл бұрын
❤❤❤🙏
@MaMa-kp1sj
@MaMa-kp1sj Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅለሉ ሓወይ 😘😘
@hadasgebremkial9635
@hadasgebremkial9635 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ ነመስግን ስሚኒቶ እውን
@RahelMelalm-jk7iv
@RahelMelalm-jk7iv Жыл бұрын
ዋው ደስ በሃሊ 😘😘
@user-jp9xt9gn7l
@user-jp9xt9gn7l 8 ай бұрын
እና ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ዛሓወይ ስለ ኩሉ ስራሕካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamwelegebiral2030
@selamwelegebiral2030 Жыл бұрын
❤የቀንየለይ ሓውና ሕቶ ዝመለስካልና ፅቡቅ ስራሕ🎉🎉🎉
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Selu share haye
@user-ck2li5lq8z
@user-ck2li5lq8z 8 ай бұрын
ብጣሚ ፅቡቅ ዝሓወይ ❤ ናይ ኮርናስውን ስርሐልና ዝያዳይ ❤️
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ❤❤
@user-jp9xt9gn7l
@user-jp9xt9gn7l 8 ай бұрын
አበይ እዩ ዛሓወይ❤❤❤❤❤❤
@alugaltgray-tv1xx
@alugaltgray-tv1xx Жыл бұрын
❤❤❤
@ghibnj905
@ghibnj905 Жыл бұрын
🤲🤲🤲
@alemhaile4968
@alemhaile4968 Жыл бұрын
ቀጽለሉ 💞
@SSs-yv2dn
@SSs-yv2dn 24 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰
@medifkr8731
@medifkr8731 Жыл бұрын
ኣጉላዕ እባ ኣምፅአልና ዝያዳይ ብሊኮት ስሚንቶ
@tekichowe
@tekichowe Жыл бұрын
ኩቡር ሓዉ ናይ ባጃጅ ናይ ፑል ናይ ከራምብላ ናይ ጀተኒ ኣምፀአልና❤
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Жыл бұрын
ፅንዐት.ንትግሪይ.ዐደይ.አጆና.ዞም.ናተይ❤
@ffbh9535
@ffbh9535 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃካ ወዲ ትግራይ ሽኮር❤❤❤❤❤❤
@Galtgray846
@Galtgray846 Жыл бұрын
ከምኡ ጌርኩም ኣምፅኡልና ፅቡቅ መደብ
@fhfg7188
@fhfg7188 9 ай бұрын
ዝሓወይ ናይ ቦሎኮት መምረት ማሽንባ ኣምፀልና😢😢
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
የቀንየና
@abdullhhani9156
@abdullhhani9156 Жыл бұрын
ፅብቅ ሰራሕ እዩ ክብር ሓወና ቀፅለሉ ❤❤
@ህዝበይ
@ህዝበይ Жыл бұрын
Thank you so much bro ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-up2js8ls3x
@user-up2js8ls3x Жыл бұрын
ሙሉ ማሓዛይ ቀፅለሉ ዝሓወይ ፅቡቅ ስራሕ
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p Жыл бұрын
የቀንየልና😊😊😊❤❤❤❤❤
@daniture3262
@daniture3262 Жыл бұрын
❤ ጎበዛት ኣጆኩም ኩላቱኩም በቢ ዝሓዙኩሞ ስራሕ ደቂ ዓዳይ
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 10 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ ሓላል መሬት ንእትህበና ሓበሬታ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ
@user-fo9yy9vb3j
@user-fo9yy9vb3j Жыл бұрын
ekae.bselem.mexaka.shewitey❤❤ kxlelu.yeknilna❤❤❤
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e Жыл бұрын
የቀንየልና bro ያው እዩ ውቅሮን ኣጉልዓን እውን 30 ,እዩ ዘሎ ግን ማዓዝ እዩ ከቅንስስስ ልሰደትፕኞታት ሕሰብልና
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 Жыл бұрын
ተስፍ ንገብር ክቅኑስልና😢😢
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l Жыл бұрын
ቀፅለሉ ዛሓወይ❤
@user-vu6kf7qo9w
@user-vu6kf7qo9w Жыл бұрын
ቀፀላሉ ብዝቀደመ የቀንየላ ወዲ ዓደይ❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ናብ መሓዙትካ ዘርግሐሎም ሓወይ
@user-vu6kf7qo9w
@user-vu6kf7qo9w Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እሺ
@user-jm1bc7fp3r
@user-jm1bc7fp3r 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሸዊት ሓወይ ምስ ይቅርታ ክብር ሓወይ ርእኻ መልሰለይ 72ካሬ ክንደይ ክላስ ዘስርሕ መርየት እዩ ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ጀግና ተጋዳላይ ሻዊት እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ብሉፅ ሓወይ የቀንየልና እግዚአብሔር አብ ዙሩያኻ ይኹን ግን ድልየካ ነይረ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብዉሽጢ መስመር ቻነልና ርኸብኒ
@marbayname
@marbayname Жыл бұрын
​@@shewitmultimedia 1:57 ሰላም ሸዊተይ ከመይ ትህሉ ጥዕናካ ሓወይ
@qanb773
@qanb773 Жыл бұрын
ቦታ ጠይቀልና ኣብ ውቅሮ ዝሓወይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ንርኢቶኺ ብጣዕሚ የመስግን ደሓር ድማ ብዙሕ ስራሕቲ ክንሰርሐልኩም ኢና ስለዚ ተመልከቲ ምእንታን ክህልዉና እንተንኣሰ ን10 መሓዙትኪ ሓብርልና ስራሕትና ምስሓበርክልና መልስለይ
@titihaji
@titihaji Жыл бұрын
Wow great job that is a good job 👏👏👏👏👏👍
@milashmilash3881
@milashmilash3881 Жыл бұрын
ከብሩ ማዓዝ ድኣ ክንሰርሖ
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy Жыл бұрын
TDF Temsegen Amen 😍🇻🇳💪💘💋🤝🇪🇹💔🤲💛😢
@MahamedAbdallah-nq4rm
@MahamedAbdallah-nq4rm Жыл бұрын
🥰🥰🥰
@mahderzenatigrigna
@mahderzenatigrigna Жыл бұрын
ንኹሉ ኣነ ቀዲመዮ ኣለኹ comment መን ኣሎ ዝቐደመኒ ኣነ ዝበለ ይመልሰለይ 😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-tz3fm6zk5f
@user-tz3fm6zk5f 9 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ብትሰርሖ ሰራሕ ብጣዕሚ ኢና ነመሰግን እና ባዕላ እታ ማሸን ናይ ቡሊኮት ምሰ ጣዋሊኣ ደልየ ነይረ ክንደይ ትኮን ሸዊተይ ተክኢልካ መልሰለይ________??
@-4587
@-4587 Жыл бұрын
ሰላም ኽብር ሓውና እንካዕ ሰላም መፃካ ፅብቅ ስራሕ የበንየልና ብምቅፃል ቴንድኖ ና ሲሚንቶ በተለይ ናይ ቴንዲኖ ዋጋና ጥራቱ ፈሊካ በብደረጅኣ ኣርእየና ኢካ የበንየልና ዝሓውና🌹😍😘💖
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
መርሓባ ሓፍተይ ናተይ ንመሓዙትኪ ድማ ንገርልና ስራሕና
@-4587
@-4587 Жыл бұрын
እሺ😍
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 Жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይ አጀኻ 🥰💞ሰብስክራይብ ዘይገበርኩም ተሊኹም ግን ንታሓጋገዝ አይኽፈሎን እሞ ሳብስክራይብ ላይክ ኮመንት እናገበርና ናተባብዐዮም እዞም አሕዋትና🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞ተጋሩዋይ ኸመይ ዲና ያላ🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Yekenyelna haftna
@meharigkiros6648
@meharigkiros6648 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Share gn harifdo neru
@gualhaylezgi9310
@gualhaylezgi9310 Жыл бұрын
ስራሚክ እባ ጠይቀልና ወድኖ❤
@user-is9ub8oc6g
@user-is9ub8oc6g 2 ай бұрын
ሓወኒ ዋጋ ባዶ መሬት ውቅሮ እባ ንገረና pls🙏
@user-rw9xr4wd5i
@user-rw9xr4wd5i Жыл бұрын
wellcome
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Well stay haftey natey
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
እምኒ፣ዝተፀረበ ክንደይ ይከውን ብስሩባ መሬት ተረኪበስ ብምኒ ከንድቆ ሆ ንሓደ ክላስ ክንደይ ብሎኬት ይውድእ ይከውን ባእ😢❤😂😂😂
@hiwilove7088
@hiwilove7088 Жыл бұрын
የቀንየልና ዝሓዋይ አብ ውቅሮ ጠይቀልና 140 ካሬ ዝተሰረሐ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 9 ай бұрын
ሑፃ ዘይትብሉ ሓሸዋ ጭንጫ በሉ ፀፀር አምሓሩ
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Жыл бұрын
ስራምክ ከ ናይ መሬት ብሩክይ
@rtgh9245
@rtgh9245 Жыл бұрын
💞💞💞💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🕊🕊💖💖💖💖
@sameeer1228
@sameeer1228 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍❤️❤️😍❤️
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ንርኢቶኺ ብጣዕሚ የመስግን ደሓር ድማ ብዙሕ ስራሕቲ ክንሰርሐልኩም ኢና ስለዚ ተመልከቲ ምእንታን ክህልዉና እንተንኣሰ ን10 መሓዙትኪ ሓብርልና ስራሕትና የቐንየልና
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 Жыл бұрын
ሓወይ ነፃ ባይታ70ካርየ ክንደይ እዩ
@aboali9623
@aboali9623 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዝበለ እዩ ቀፅለሉ እና አብ ዓበይ ዓዲ ከይደካ ዶ ገዛ ሼኬሎ ዋጋ መሻጣ ዶ ክተጥያቀና ማለት ጥራሕ መቐለ ኮይኑ ተሰፋ ይግበረ ቪዲዮ ከተመፅእና ይመነ ዝሓወይ
@mulumusgun5351
@mulumusgun5351 10 ай бұрын
እስቲ ናይ ማዕፆ ዋጋ ንገረና ወድኖዋይ ተጋሩዋይ ላይክ ግቀሩሉ እኹም 🎉🎉🎉
@user-ez4lz5wx8b
@user-ez4lz5wx8b Жыл бұрын
ናይ ሰራሚክ ስሚንቶ ተንድኖ ወዘተ አምፀእልና በጃኻ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣይቀርን ሓደ መዓልቲ ክሰርሕ እየ
@laraazzam-mz6ne
@laraazzam-mz6ne Жыл бұрын
ቦጀጀ ከንደይ አለወ ሸዋት ሕወይ ጥይቀነ ኡካ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ክፍትን እየ ንመሓዙትኪ ድማ ንገርልና ስራሕትና
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣብ ኣግላዕ ከይደካ እባ ኣርእየና ብሊከት ተለብጀን መጎጓ ኤረትርክ መሕፀቢይ ክዳን ስሚንቶ ተንዲኖ ኣምፀአና
@gamait-xb8ei
@gamait-xb8ei Жыл бұрын
ማርተሌላ እባ ኣርእየና
ዋጋ ሰራሚክን ማተኔላን(ቴራዞ) ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ?
9:05
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 9 М.
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,2 МЛН
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 6 МЛН
🛑 ጉድ ዋጋ ገዛ መስርሒ ዕፅፊ ወሲኹ
9:59
Hayet Vision ሓየት ቪዥን
Рет қаралды 4,3 М.
""ዋጋ ነፃ መሬት ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ""@shewitmultimedia
4:30
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 20 М.
አዋጭ ስራ (የብሎኬት አመራረት)
14:57
Ethio Channel
Рет қаралды 14 М.
ዋጋ ገዛ ኣብ ዓዲግራት @shewitmultimedia
8:06
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 12 М.
У Тебя Есть 3 Желания! 😌 @NutshellAnimations
0:46
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 7 МЛН
Tom and Jerry (mud) wait for end 🔚😂
0:39
Nemi Shorts
Рет қаралды 7 МЛН
GIANT alligator was caught in line while eating a smaller gator 😯 || Jacob Landry
0:10
Jacob Landry (swamp People)
Рет қаралды 14 МЛН
Ай ай 🤣
0:27
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 1,3 МЛН
POR QUEEE DIVERTIDA MENTE 2 !!! #SHORTS
0:15
Figuritalo
Рет қаралды 42 МЛН