""ዋጋ ነፃ መሬት ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ""

  Рет қаралды 20,974

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Жыл бұрын

ሰላም ሰላም ተመልከተይ ከመይ ኣለኹም እዚ ዝ/ዩ ናይ ንብረትን መኪናን ገዛን ዕዳጋ ትግራይ ብምፅናዕ ናባኹም ዘቕርብ ዘሎ ቻነልኩም እዩ subscribe ብምግባር ይከተሉና ንዝህልወኩም ሓሳብ ርኢቶ ኣብcoment ግደፉልና

Пікірлер: 319
@hadasshshay3636
@hadasshshay3636 Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብ ስደት ዲና ንነብር 🤭🤭🤭ንዓና ለባ ሕሰቡ 😘😘👏👏👏
@genetgenet4250
@genetgenet4250 Жыл бұрын
ትክክል
@genetgebremedhin1088
@genetgebremedhin1088 6 ай бұрын
አብ ስደትና ንነብር እበይ እዚይሲ ለይሕስብ እዩ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын
ወይ ጉድ ቀፅልዎ ጥራሕ ልብና ደጊፍና ንሶሞዖ😂😂
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c Жыл бұрын
ስሓቅ ሞይተ ልብና ደጊፍና ንሰምዖ😂😂😂
@dodydody7559
@dodydody7559 Жыл бұрын
ክክክክኮ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ቀፅለሉ ለባመይ ❤️ እስኪ ኣብ ኩሓ ከ ሕተተልና ❤️
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤
@titihabeshawit503
@titihabeshawit503 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓወይ እንተኪእልካ ኣብ ኣጉላዕ & ዉቅሮ ባዶ ቦታ እና ሱሩሕ ቦታ ኣምፀአልና👏❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ሓፍተይ ናተይ ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ኽብራተይ❤❤❤❤
@trhasmehari4398
@trhasmehari4398 Жыл бұрын
አብ ከተማ ኩሓ አምፀእልና ነፃ ቦታ ዝሓወይ ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤❤
@TeyFtu-yw1oy
@TeyFtu-yw1oy Жыл бұрын
ኣብ ኣጉላዕ ነፃ በታ ኣምፀእልና ሓላለይ❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤
@mmmn7702
@mmmn7702 Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓወና ቃፁለሉ ኢካ ኣዚዩ ደስ ዝብል ሰራሕ ኢካ ትሰርሕ እለካ ኢዚ video eko ገና እየ ኣይረአኩዋን ❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@solamsalma7429
@solamsalma7429 Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃእኻ ቡሩኮይ እና ተክኢልካ ኣብ ውቅሮ ነፃ ቦታ ክተቅርበልና ከሙኡ ደማ ናይ ፍርንቸር ኣልጋ ሶፋ ቦፌ ዘኣምሰሉ ክተቅርበልና ብትሕትና ንሓትት ወዲ ዓደይ❤💛
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ክንምኩር ኢና ብዝተኽኣለ መጠን
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e Жыл бұрын
ትክክል ኣብ ዉቅሮ ኣርእየና ሸዊተይ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын
እረ ዋጋ ላዕሊ እዩ መንግስቲ ልዙይ ክሰርሐሉ ከስተካክሎ ይግባእ😢 እና ዉቅሮ ክልተዉላዕሉ ተትርእየና ዉን ፅቡቅ ነይሩ ዝሓወይ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሊሊ ጓል ዓደይ ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤
@berhantesfaye277
@berhantesfaye277 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ ብርትዕ ዋግኡ እዃ እግዚዮ እዩ እና ኣብ ተምቤን ዓብይ ዓዲ እስቲ ጠይቐልና ዝሓወይ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@berhantesfaye277
@berhantesfaye277 4 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ገይረልኪ ኣለኹ መዓረይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@heahheah2523
@heahheah2523 Жыл бұрын
ሽር ላይክ ንግበረሉ ክብራት የሕዋተይ ኣይክፈሎን ዋ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየልና ሓውና ወይ ሓፍትና
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
ኡይይይ ኣንታ ዋላ ነቲኦም ባዓል ዋና ገዛ ስዳራ አዉን ዲና ክንገዝኦም 😂😂ዓሌትና ሙሉአ ተሸይጥና ኸማን ክንድዚ ኣይንረክብን ኢና 😂😂😂
@mimitekulu7296
@mimitekulu7296 Жыл бұрын
😂😂😂
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ይገርም እዩ😂😂😢😢
@user-cn1xy7rn8z
@user-cn1xy7rn8z Жыл бұрын
ገርምና እኮ😢😂😂😂😂
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@mili6964
@mili6964 Жыл бұрын
የቀንየልና ሸዊት ሓወይ ዝካኣለካ ተኮይኑ በላጥን ቦሎፎን ናይ ገዛን ተተቅርበልና ክንደይ ደስ ምበለኒ❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
እግዝኦ ኣቱም ኣሕዋተይ ኣብ ሰደት ዲና ክንበሊ እዚ መንግስቲ ክሰርሐሉ ይግባእ😥😥
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ😢❤
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
@@lemigaultigray505 ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
@@tigraywerki1355 ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@Monliaz
@Monliaz Жыл бұрын
ውዲ ነዋየይ ብዝካ እባ ካሓ ክይድኻ ዋጋ መሬትን አይርኢና ባጅኻ ❤❤❤❤ ተገድሰኻ አምፅእሊና ባጅኻ😢😢
@user-gf8xt5nc9n
@user-gf8xt5nc9n Жыл бұрын
ንፊዕ ኢኻ ቀፅለሉ እንተተኻኢሉካ ዓብያዓዲ ሕተተልና 🙏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና ሓፍተይ
@user-gf8xt5nc9n
@user-gf8xt5nc9n Жыл бұрын
@@shewitmultimedia eshi 🙏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እሰይ ተጋዳላይ ሸዊት ሓወይ አምላክ ያሓልይኻ የቀንየልና ወድኖዋ አቤት ብልሓት ቆልዓ ነብሪ ዋጋ ግን ተስፋ ቆሪፀ አለኹ _
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ኣኸዛ ሓፍትና ኩሉግዜ ንትህብና ሓበሬታኪ
@bdvbd7687
@bdvbd7687 Жыл бұрын
ተጋይ ፅላሎም ሓወይ ናተይ ስሰናዩ ይምነየልካ ፅጋበይ😘❤😘
@mekiantajgna1553
@mekiantajgna1553 Жыл бұрын
ሰላምኻ ይጣዓምኻ ግን መኪና ወጋ ንገረና ተገዲስኻ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ኣቀራርባ እዩ ሸዊተይ💙ግን ብጣዓሚ ከቢሩ 😢ጥናን ተልዩ ግን ኩሉ ይብጻሕ እዩ❤ንላጪ እውን ክድ ናፃ ቦታ ክንደይ ከም ዘሎ ንፈልጥ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r Жыл бұрын
እግዚኦ አብ ስደት ክንነብር አረ ፍትሒ😢
@Yrgu692
@Yrgu692 5 ай бұрын
ግርም😊
@user-yf6ox9sx1u
@user-yf6ox9sx1u 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክብር ሓውይ መኪናና በቻች ከ ክደይ ኣለዋ መኪና ካኣ ንእሽተይ ዓባይ ኽለን ክተምፀአልና ብተስፋ ንፅበ❤
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 Жыл бұрын
በጃካ ማዓረይ ዝጥዕመካ እንተኮይኑ ውቅሮ ባዶ ቦታ እና ስርሕ ጠይቀልና ላይክ ሸር s ናበይ ግደፎ ❤👏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሕራይ ኣጆኺ ጓል ዓደይ ክንምኩር ኢና
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እሺ ቁፅሪ ስልክካ ግን ክሕዞ ኣይካኣልኩን ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ወይ ድማ ናይ Fb ስምካ ንገረኒ ❤
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 Жыл бұрын
@@shewitmultimedia ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
0939535888 imo wey whatsup
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤
@user-dx3kw5kj8i
@user-dx3kw5kj8i 11 ай бұрын
ኣብ ዒዲግራት ኣምፅአልና❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-ti3iw3ev1f
@user-ti3iw3ev1f 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ካብሩ
@ttyy7566
@ttyy7566 Жыл бұрын
አብ ሸረ ሕተተልና❤መሬት
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤😊
@shewitgebregerges4842
@shewitgebregerges4842 9 ай бұрын
Nay kondomnyem estedeom teykley bless
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ብሩኽ ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሓፍተይ እዛ ቪድዮ እባ ናብ ኣዕርኽትኺ ለኣኽልና sibscribe ምእንታን ክገብርዎ ኣይሐይሽን ዶ??
@user-cf5uc2ty8k
@user-cf5uc2ty8k 6 ай бұрын
ቀፅለሉ ሸውተይይ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤
@biniaber9538
@biniaber9538 Жыл бұрын
Marey❤
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሸዊተይ ሸካሪ🥰🥰🥰
@salamn600
@salamn600 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SooquSabya-lf8oc
@SooquSabya-lf8oc 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@hdhhd7462
@hdhhd7462 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@greattigray5290
@greattigray5290 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቅ ቀፅለሉ
@user-or9nf1dz9c
@user-or9nf1dz9c Жыл бұрын
ዋይ ኣቱም ሰባት ኣብ ስደትዶ ተቅሩይና ኢልኩም በሉ ላቀነስና ጨለዋ😁ሸውተይ ክዓ የቀንየልና❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤
@Yodahemedia
@Yodahemedia Жыл бұрын
ሎማዓንቲ ተቀዲምኩም ቤተሰብ በሉ👍 ከይትርስዑ
@lilawit
@lilawit 11 ай бұрын
ኣብ ውቅሮ ኣጉላዕ ኣምፀልና ሸዊተይ❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 4 ай бұрын
ሳብስክራይብ መዓረይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
@user-no6iz3fx7s
@user-no6iz3fx7s Жыл бұрын
ኩሓ ኣምፀኡልና ነፃ ቦታ ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@Sami-td5bi
@Sami-td5bi 9 ай бұрын
ሸዊትይ ናይ ውቅሮ እባ አምፅእልና ክልተ ገዛ ዘለው😢😢
@senaityohans888
@senaityohans888 Жыл бұрын
የቐንየልና ክቡር ሓውና ተኽኢልካ ኣብ መቐለ 70ካሪ እባ ጠይቐልና ክቡር ሓውና
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
ዋይ ገድሹኒ አብ ስደትዶ ክነብር ኮይነ ቅሳነት ዘለዎ ዓደይ የሐሸኒ ❤ደቂመዳም አሕዋተይ 5ተ ዓመት ክገብር 3ተ ወርሒ ቀርየናኒ ግን ገዚአ ከስርሕ ዓቅሚ የብለይ😢 አይትጨነቃ ዋይ ወሪዱናዶ ተስፋ ንግበር ስቂልና ብነፃ ናስደተኛታት ተትብሃለ🤣🤣🤣
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ክክክክክ ትገርም ሓሳብ እያ ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና ሩፍታ
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
አጆካ ጎብዝ ጥራሕ ንስካ ከይስልችየካ ቡዙሕ ነገር አሎ ትሰርሖ❤✝️ ግን ደንጊፀ ኮ 5ተ ዓመተይ ፍርቂ ሚልየን የሓዝኩይ ልአቁሑ ለይአክላንስ 😢
@user-sh1sl6fd7r
@user-sh1sl6fd7r 8 ай бұрын
​@@Channel-qe9mnኣጆኺ ማዓረይ ክትሰርሒ ኢኪ ከዚ🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ምቅራተይ❤❤❤❤
@user-et6hb3vw8x
@user-et6hb3vw8x 10 ай бұрын
እዎውውው ኣይካኣል ኡዩ እንሄ ዋጋ ብዕራይ ሞ ሓብረና ሓሪስና ክንበልዕ ህውከት
@ብልፅቲሄዋን
@ብልፅቲሄዋን Жыл бұрын
ድምፅካስ ናይ ጋዜጠኛ እዩ ኮ ዝመስል ወድነይ ተስፋ አለካ እንተቦታ ሞ ንሓስበሉ😂❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ክክክክክ ካብቲ ሞያ ብዙሕ ኣይንርሕቕን ምስኡ ኢና ጓል ዓደይ
@-4587
@-4587 Жыл бұрын
ላይክ ዋኝኝ ህውከት ዋጋ ቴንድኖ በብደረጅኡ ኣቅርበልና
@samiramir6719
@samiramir6719 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w Жыл бұрын
❤❤❤❤የቀንየልና ማዓረይ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
ኣብ መቀለ ናይ ንግዲ ቦታ ትደልያ ንዕነ በግሩፕ ንግዛእ 😅
@user-uu8ec3ej5x
@user-uu8ec3ej5x Жыл бұрын
ንዕነ ግዲ 😹😹😹😹
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
​@@user-uu8ec3ej5x 10 እንድየን ዘድልያና ሓንቲ ተረኺብኪ ኣለኺ 9 ይቀርያ ንሓንቲ 300,000 ሽሕ ተደማሚሩ 3 ሚልየን ንረክብ ኢና ማርያምን ❤
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f Жыл бұрын
​@@user-wz9me5qs2j ኣበይ እዩ ዝርከብ ሰማይ ዳኣ ከይኑ ኞኦይ ወይስ 140 ካሬ መሬት ገዚእካ ክለካ ኣብኡ ትዳጎን ክክክክ 😂😂😂😂😂
@-4587
@-4587 Жыл бұрын
ጋል ተምቤነይ እሺ😁😁
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
@@user-nv5vt5ct6f 😁 ኣብኡኮ ኣይንሓድሪ ዋላ ብኬንዳ ሰሪሕና ውሩይ ናይ ንግዲ ቦታ ንገብሮ ዋርድያለ ካሜራ ንገብረሉ 140 ካሬ ÷10 ኣዋልድ =14 ካሬ ንሓንቲ😎
@kidanasresahegn4722
@kidanasresahegn4722 Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራህ ቀጽልሉ
@kibrommehari9502
@kibrommehari9502 Жыл бұрын
You’re sounding like my እያሱ በርሀ 💕. Appreciated for what you’re doing!
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Thanks ግና ብምንታይ ንራኸብ ኢልካ ኢኻ እያሱ ብሉፅ እዩ ኣይንወዳደርን
@kibrommehari9502
@kibrommehari9502 Жыл бұрын
ኣብ መድረኽ ምፍላጥ ዝገበራ ዘረባ ነይራ እና ስለ ዝተመሳሰለኒ እዩ the way you talk.
@hanahana4246
@hanahana4246 Жыл бұрын
Kemey deya zeftwka eta zedleya video akrbkaya ❤
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g Жыл бұрын
Iike like like share👍 ❤🙏
@user-bk5lf9mn6w
@user-bk5lf9mn6w Жыл бұрын
ከማይ ዶ ትህልዋ ሚሊየን ክልዓል ዝስንብድ😮
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ኽብረተይ❤❤❤❤
@Selam7370
@Selam7370 Жыл бұрын
ኣቁሑ ናይገዛ ሶፎታት ወዘተ ኣምፅአልናባ ምዓረይ
@SDRANAMIDYA
@SDRANAMIDYA Жыл бұрын
በጀካ ባ ኣጉላዕ ጠይቅ
@user-nq8hd3ms5j
@user-nq8hd3ms5j Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞🤦‍♀️🤦‍♀️
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 11 ай бұрын
How Mach house in mekele,,,
@Salam-vw7vx
@Salam-vw7vx Жыл бұрын
ሰላም ክብር ሓወይ ስደት ጭንቀት ኣይካኣልናዋ ካብስደት ክንምለስስ ዋጋ ኣቅሑ ኣተክብርዎ ዓድካ ጥዕም❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@zelealemberhe2227
@zelealemberhe2227 Жыл бұрын
Good job.
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
😂ኣታዮ ቦታስ ኣለና መሳርሒ እማ ኣቅርበልና በጃኻ ሃምል ቆርቆሮ ብሌኮት ስራሚክ ሓሸዋ ስሚንቶ ወዘተ❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና ብሪ ሓፍተይ
@ggyy2772
@ggyy2772 Жыл бұрын
ክሳብ 500,0000 ዝኸዉን ሓሙሸተ ገዛ ዶ የሰሪሕ ጨነቐና ኮ🥺
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤
@shewit2890
@shewit2890 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@alulaalula9344
@alulaalula9344 Жыл бұрын
መንግስቲ ምሻጥ ምልዋጥ ዘይጀመረ መሬት ምግዛእ አይምከርን ንጠንቀቅ ድአ
@Serkalem6789
@Serkalem6789 7 ай бұрын
Mengsti deret tezey gerlu blae blae trah hlmom ssuat gud kesmuna eyom. Genzeb ab zeybla tigray kndzuy milliyonat mtyaq ssea eyu. Adegti dma astebhlu dhri tewesene gze nab amaeit ashehat kem zwerd ab gmt aetwu
@user-dx1xf8jl8o
@user-dx1xf8jl8o 7 ай бұрын
👍👍👍👍
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Жыл бұрын
ዋ ዙቅርሺ ቆፅሊ ድዩ ኮይኑ ጎይታይ ማዓረይ 😔
@heahheah2523
@heahheah2523 Жыл бұрын
ሽዊት ሓውና የቀንየልና ስለቱ ሓበሬታካ ግን ናይ ባፍየ ዓራት ሶፋ ውን ጠይቀልና
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
Share ንፍቶ ኣሕዋት
@geufrydyg7740
@geufrydyg7740 Жыл бұрын
ናይ ሰራሚክን ቦሎፎን እውን ተኪኢልካ
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ሰላም እንኮዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ብሓቂ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ 😍😍😍😍😍እቶም ሰብ መሬት ኮላይ ፀጉሪ ርእስኩም ድና ክንገዘአኩም 🤔🙄🙄😂😂😂😂ቀዲ መዳም የላናሉይ ኣብዚ ሆሆሆሆ ሙሉእ ዕድመና ዶ ክንውድእ ኣብ ስደት 😢😢😢መንግስቲ ክሰረሐሉ ይግባእ ታይ ዓይነት ጉያ ጉያ እዩ 🙄🙄🙄🙄🙄
@mhrettekle529
@mhrettekle529 Жыл бұрын
Way ata wedi
@gideygebreslasse6169
@gideygebreslasse6169 Жыл бұрын
ጎበዝ ዘሓወይ ቀፅለሉ
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 Жыл бұрын
ዋይ😱😱😱😱
@soliham3834
@soliham3834 Жыл бұрын
Ab atsbi amtsealna shewitey
@kidanasresahegn4722
@kidanasresahegn4722 Жыл бұрын
ናይ ስራምክ ዋጋ ክንደይ ኣሎ::
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣብ ኣግላዕ ዝተሰርሐ ይደሊ ኣለኩ ረአየለይ ዝተሰርሐ ገዛ ነባር ረአየለይ ተከታቲልካ እየ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽርይብ ግበሪለይ ብርዋይ❤❤❤❤
@user-gz2ql7xk9d
@user-gz2ql7xk9d 8 ай бұрын
ዉቅሮ ኣምፅአልና ❤️
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 Жыл бұрын
እዛ መልእኽቲ ንዝምከቶ ኣብፀሐልና 70ካሬ እዳተብሃለ ዝፅዋዕ ከባቢ ንምንታይ ከምኡ ዝፅዋዕ? ከምዝመስለኒ ሚዘር ድዩ ሓቐይ? ኣማሕጺነኩም 70 ካሬ ከይትብሉ ብፍላይ ጋዜጠኛታት ህዝቢ ብምንታይ ክፈልጦ ከምኡ እንተቐፂሉ በቃ 70 ካሬ የናድድ እዩ
@hhhhhhhgghhbe9140
@hhhhhhhgghhbe9140 Жыл бұрын
መሬት ትግራይ እማ ተስፋ አቁሪፁና አሎ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ኣጆኺ ሰሉ ብሽምኪ ናብ 10 ሰባት ዘርግሕልና
@hhhhhhhgghhbe9140
@hhhhhhhgghhbe9140 Жыл бұрын
@@shewitmultimedia እሺ ሓወይ
@Meri-vt4ey
@Meri-vt4ey Жыл бұрын
መላይን የዋሓደይ🤨😏😂ምሰ ሰድሮኦም ዲና ክንገዝኦም😅
@user-if2pd2lz2y
@user-if2pd2lz2y Жыл бұрын
70ካረ ከ ክንደይ ኣሎ መቀለ
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 10 ай бұрын
ኣታ ጣጣ ካበይ ሞ ነምፅኦ ብዝኮነ ሙሉእ ሰላም ንትግራይ ህዝቢ
@user-zr8rc3zm4h
@user-zr8rc3zm4h Жыл бұрын
ከም ክዳን ሰፋይት መኪና ፣ ፑል ፣ ኮሮብላ ፣ ዝኣመሰለ ናይ ዕዳጋ ዋጋ እስቲ ተሓባበረና መልካም ስራሕ ናበልኩ
@freTigray-fk7qn
@freTigray-fk7qn 10 ай бұрын
ኣብ ውቅሮ ኣምፀአልና❤
@sabasaba2633
@sabasaba2633 10 ай бұрын
ደግሞ Subscribe ኣደርጋለው ኣየኩም በርትኡ ደቅ ኣባይ ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ከይኳነስ ካብ ከተማ ውፅእ ኢልካ ባዶ መሬት ወይም ገዛታት እንድህር እንሆ Vidéo ስራልን 🙏 በርታ
@salamn600
@salamn600 Жыл бұрын
🙄🙄🙄🙄
@lemlemtamasgen3333
@lemlemtamasgen3333 Жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@teklagebremkal8882
@teklagebremkal8882 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@user-py7hl8rr2c
@user-py7hl8rr2c Жыл бұрын
ያኣውይይይይ🥺🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️
@sabasaba2633
@sabasaba2633 10 ай бұрын
ምንድነው ስረህ ጥሩ ነበር ግን ስታስተዋውቅ የ ኣንድ የሞተ ስው የ ቅብር ስነሰራኣት የምታስፈፅም ነው የምትመስለው 🤗 ስራህን ግን ኣበረታታለው
@user-nh7ip2if4y
@user-nh7ip2if4y 7 ай бұрын
ሰላም ዛኻወይ ዓብ እንባ ፍቃድ ባዶ መሬት ክንደይ ዓሎ❤❤❤በጃኻ ንገረኒ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤
@AAaa-ux4zd
@AAaa-ux4zd 6 ай бұрын
ኦ 😔ኣቱም ሰባት ታይ ድብልዎ ማኣዚ ደና ናኣቲ ገዛና😅
@amenamenamenkalehiwetyeame4936
@amenamenamenkalehiwetyeame4936 Жыл бұрын
ስምንቶ እና ተዲኖ አቅርበና ሸዊተይ
@user-qq3mh6f155
@user-qq3mh6f155 Жыл бұрын
አብ ውቅሮ ባ አምፀእልና ማዓረይ ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤
@selam7639
@selam7639 Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰thanks ❤
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g Жыл бұрын
ዋውውውው በርትዕ ቀፅለሉ❤❤❤💐
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n Жыл бұрын
ኣብ ውቅሮ ከ ዛሓወይ
@user-bp3br6ou3k
@user-bp3br6ou3k Жыл бұрын
ባሓቂ ደስ ዝብል እዩ ቃፅለሉ🌹
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@tedggfdmm5516
@tedggfdmm5516 Жыл бұрын
ቀፅለሉ ገወዝ ዝሓወይ ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 4 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤
@slamahabraha5912
@slamahabraha5912 Жыл бұрын
💚❤💛💛💛❤❤💛💛🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💛💛💛💛💛❤❤❤
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey Жыл бұрын
ኣጆኻ ሸዊተይ ስልክኻ ባ ላኣኸለይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
0939535888
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН
لااا! هذه البرتقالة مزعجة جدًا #قصير
00:15
One More Arabic
Рет қаралды 50 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 35 МЛН
路飞太过分了,自己游泳。#海贼王#路飞
00:28
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 43 МЛН
ዋጋ ገዛ ኣብ ዓዲግራት @shewitmultimedia
8:06
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 12 М.
ዋጋ ገዛ እና ባዶ መሬት ኣብ ትግራይ ክንደይ ኣሎ
8:58
Hayet Vision ሓየት ቪዥን
Рет қаралды 2,3 М.
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
0:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН
СЮРПРИЗ ДЛЯ ЖЕНЫ😁 #фильм #подпишись #кино #тренды #топ #shorts
0:57
ЛУЧШИЕ МОМЕНТЫ ИЗ ФИЛЬМОВ 🍿🎦
Рет қаралды 2,9 МЛН
ANYONE REMEMBER THIS MAGIC?🤯🪄🔮 #shorts #short
0:12
MILANAROLLER
Рет қаралды 15 МЛН
Теперь нужен новый рюкзак
0:59
Miracle
Рет қаралды 2,9 МЛН