ወህኒቤት ኣርባምንጭ (ምዕራብ ኣባያ) ሰይርና ወፂና ፡ ኣብ መከላክያ ኣዛዝየይ ዝነበረ ማሪከዮ ፡ ብድሽቃ ሄሊኮፍተር 👉 ተጋዳላይ ተስፋይ 0991566590

  Рет қаралды 108,176

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

Пікірлер: 263
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf Жыл бұрын
ደስታ ሸው በይዛኻባ ቃለመሕትት ንትገብረሎም ሰባት ሓንቲ ላስቲክ ማይ (ዋላ ካብ ቡንባ ቀድህካ) አቕርበሎም።
@YoditDarge
@YoditDarge Жыл бұрын
ከዚህ ሁሉ መከራ ላሳለፈ ለመዳኒአለም ክብር ይግባው አንተ ከወጣህ በኋላ አርባምጭ ለተገደሉት በትግል ላለፉት ነብስ ይማር ቀሪ እድሜ ይባረክ
@binigodefay9415
@binigodefay9415 Жыл бұрын
ጀግና ምኻኑስ ገና ከይተዛረበ ይፍለጥ የዒሳባ❤❤❤❤❤
@ST-tq9el
@ST-tq9el Жыл бұрын
For somebody who feeds his enemy and takes care of his wound ? This anbesa brother has a heart of gold. God bless him.
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn Жыл бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ተስፍሽ ሓወይ ክብሪ ይግበአኩም TDF🙏❤️💛 💊💊👍💪💪💐💐🌹🌹
@almaz.8056
@almaz.8056 Жыл бұрын
ሓወይ ንጸላኢኻ ካልኣይ ዕድል ኣይትሃብ። ንጸላኢኻ ልስሉስ ኣይትኹን። ካብ ሕሉፍ ክንመሃሮ ኣለና።
@DawitGebreyesus-b8i
@DawitGebreyesus-b8i 10 ай бұрын
ደስታ ሸው በርትዕ ቀፅል ሓቂ አውፅእ ሓቂ ከይትቅበር።ኩሎም እተቅርባም ጀጋኑ ጅግንነቶም ዘመስክሩ የቀንየልና።
@FikirtGebiregZihabr
@FikirtGebiregZihabr Жыл бұрын
ጀግና ኩሎኩም 💪❤️💛💊🙏አይ ኢትዮጵያ የትግራይ ህዝብ ጨፈጭፋቹ እነዚ ክፉዎች ይሰሙት ሰራቸውን በአማርኛም ይሰሞት 😢😢😢😢😢
@FhE-ed8pr
@FhE-ed8pr 6 ай бұрын
ማይ ምቅራብ ፍተ ደስታ ሸው ማይ ብጣዕማ እዩ ዝፀምኦም
@michalgebre1289
@michalgebre1289 10 ай бұрын
አዲስ አበባ ቤት ገዝቼለሁኝ አሁን የዝህ ልጅ ታሪክ ከስማሁኝ በኋላ ግን በጣም ተሽወድኩኝ በጣም ያሳዝናል አምሮያ ልቀበል አልቻለም
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын
Desta wow great questions
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Жыл бұрын
ኤረ ኡይ ንበል ንዞም ብመኑኖቶም ትኣሰሩ ተጋሩ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ኣሕዋትና ተሳቅዮም😭😭😭😭
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ንሶም ድኣ መን ክዛረበሎም ኣብ ዘይረብሕ ፀላእትና ኣብ ዝሃቡና ኣጀንዳ ተፀሚዱ ይውዕል ኣሎ ኣዳሜ 😥
@Arsemathedancer
@Arsemathedancer Жыл бұрын
Wow I don't have enough word for him but god please keep him safe & the innocent people of Tigray ☝🏽💛❤️
@SiduDav-o6m
@SiduDav-o6m Жыл бұрын
ደቅ ዓደይ ይውህናና ጎዲእና
@UjhHhhh-wy4dz
@UjhHhhh-wy4dz Жыл бұрын
ጅግና ወድ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ናዓኹም ትግራይ ትስዕር
@osmangester6372
@osmangester6372 Жыл бұрын
👿😈😈👎
@BrktiGeb
@BrktiGeb 8 ай бұрын
Tesfshey ሓወይ ኣንታ ጅግና ወካሊ ጀጋኑናን ህዝቡን መግለፂ ይስእነልኩ ንብዓት ይቅድመኒ እቲ ሓልየትኩም 🍒🌺🌲🏖️💚
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 9 ай бұрын
ጀግና ወዲ ጀጋኑ❤️💛❤️💛💪💪💪
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf Жыл бұрын
አፈላላይና ናይ ዕላማ ጥራሕ ኣይኮነን። ናይማን ሰብን ሰብ ዝተመሰለ ሰይጣንን'ዩ።ምስ ሰባት ዘይኮነስ ምስ ሰያጥን ኢና ንነብርን ንውጋእን ዘለና እንብል ብምኽንያት'ዩ። እቱ ዝኸፍኣ ምስ ሰይጣውንቲ ምውጋእ ተይኮነስ ምስ ሰያጥንቲ ምንባርዩ። እዙ ጅግና ተጋዳላይ ንዘበደልዎ "ናይ መንግስቲ መምርሒ ስለዝኾኖም'ዬም" ኢሉ ክቐትልዎ ንዝመፁ ማሪኹ እንትሕብሕብ፣ ንሶም ግን ትግራዎት ስለዝኾኑ ጥራሕ ፣ንወለዶታት ዘይርሳዕ ግፍዒ ፈፂሞም። ሎምውን ኣይወፀሎምን ይፍክሩን ብዝኻኣልዎ ነንባእሉ ትግራዋይ ክባላዕ ድቃስ ዘይብሎም ይፅዕሩ ኣለዎ። እቲ ሰብ ምዃን ፣ ሩህርህ ምዃን ፅቡቕ ነይሩ። ዓቐን ዘይብሉ ግርህነት ግን ከቢድ ዋጋ'ዩ ዘኽፍል ።ኣኽፊሉናን ገና የኽፍልናሎ ድማ። ግጥም ምስ ሰባትን ምስ ሰያጥንን ይፋላለ'ዩ። ምስ ሰያጥንን ዝግበር ግጥም ከም መልኣክ ተይኮነስ ከምሰይጣን ምሕሳብ እዩ ዘድሊ። መላእክቲን ቅዱሳት'ውንኮ ሰይፍን (ቅ.ገብርኤል) ጦርን (ቅ.ጊዩርጊስ) ሒዞም'ዬም ንሰይጣን ዝተዋግእዎ።
@ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ
@ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ Жыл бұрын
@ Tom ሓቅካ ክቡረይ እንተኾነ. ነዓና ከጥፉእን ነንበዓልትና. ክንባላዕ. ብዙሕ ይፅዕሩ. ኣለው ተጋሩ ሓድነትና. ኣስሚርና ህዝብና ክንሕግ ታብ ቲ ዘለዎ ጥምየትን መከራን ክነውጾ ኣለና ጸላእትና ክሕጎሱን ክስሕቁን መንገዲ ክንኸፍተሎም የብልናን ትግራዋይ ብዘይ ትግራዋይ ማንም የብሉን ከምዚ ጀግና ወርቂ ተጋዳላይ. ክቡር ሓውና ዝበሉ ኣብ እስር ክሳብ ህዚ ኣለው ኣብ ትግራዋይ ገና ዘይተነገረ ብዙሕ ግፍዒ ኣሎ ተጋሩዋኒ ሓድነትና ነጥንክር ትግራዋይ ፍሉይ መንነትና 🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
@ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ
@ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ Жыл бұрын
ጀግና ክቡር. ወርቂ ሓውና ጎይታ. ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የብዘሓልካ ዘሓወይ መዓረይ ንበረልና. ክቡረይ 🙏❤🙏❤🙏❤ ጀጋኑ ሰራዊትና ዘይሕለፍ. ሃሊፍኩም ዘይስገር ሰጊርኩሞ ነዓካትኩ. ዝኸውን. ቃላት. እኳ. ተሳኢኑ ከማኹም ዝበለ ጀግና ፅንዕ ፀዋር አብ ዓለም የለን ጀጋኑና ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኩም ንፈትወኩም ንበሩልና ጀጋኑ ሰራዊትና ክብሪ ምስጋናን ነዓኹም. ክቡራተይ 🙏❤🙏❤ TDF ይ ፍቱን ወርቂ ዓለም ዘገረምኩም ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪 እዞም ካህዳማት ሰብ በላዕቲ ጨካናት እግዚኣብሄር ናይ ኢዶም የሓየቦም ኣብ ህዝብና ዝተገበረ ገበን ግፍዒን ስቃይን ከይርሳዕ ከይድገም 💔💔💔💔💔💔😭😭😭 ገና ብዙሕ ገበን ዘይተነገረ. ዘይወጸ ኣሎ 💔💔💔💔 ዘላዓለማዊ. ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና. ኣሕዋትና 💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭 ከይርሳዕ ከይድገም
@samisolomon8470
@samisolomon8470 Жыл бұрын
ቡዙሓት ኣለዉ ተፈሬድዎ አብ ሃገር መከላከያ ዝነበሩ ድምፂ ንኩኖም ዉዕል ፖሬቶርያ ይተግበር
@fderfeet7866
@fderfeet7866 Жыл бұрын
ኣበት ማሓረን ህንደይ ግፍዕ ኡ😭😭😭😭😭😭
@GebrehiwotGebremariam
@GebrehiwotGebremariam Жыл бұрын
ብጣዓሚ የሐዘን ዘም ደደባት ህዘቢ ሰብ ገይርናዮም ሰብ መሰል እንስሳ ዝኮኑ ህዝቢ
@axumtsion9216
@axumtsion9216 Жыл бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉jugna eka egizeabiher enkae terfeka nimeskir tikonena niberlna
@asemaaasemaa297
@asemaaasemaa297 Жыл бұрын
ንጉስ ትግራይ❤❤❤❤ ጀግና❤❤
@azeb1757
@azeb1757 9 ай бұрын
እሱም በድሉኻ እዩ ግን ትግርዋይ ለዋህ እዩ ንሱ እንትዝኽውን ምቀተለካ ነሩ እዞም ሩጉማን ናይብሓቂ ጅግና ኢኻ 🥰❤
@WeyniTsehaye
@WeyniTsehaye Жыл бұрын
Btaemi jgna eka edmen tenan yhabka fertari❤❤❤❤
@macksyou3743
@macksyou3743 Жыл бұрын
ታይ ኾይኑ እዩ ዙጠያቒ ሱቕ ኢሉ ዝስሕቕ ዘሎ::እንተ ተስፍሽ እሞ የቐንየልና አታ ጅግና ሓውና::ትግራይ ሰብ አለዋ!!
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 9 ай бұрын
ጀግና ሓወይ አንኳዓ ብሰላም ተመልስካ 💖💖💖💖💖💖
@danielalemu6765
@danielalemu6765 Жыл бұрын
አንበሳ እግዚሀብሂር እንኮን አተረፋችሁ
@SafgCfgg-w8t
@SafgCfgg-w8t 10 ай бұрын
❤❤❤ጀግና
@GlichGale
@GlichGale Жыл бұрын
ጅግና ጅግና ጅግና
@yibrahfisha9859
@yibrahfisha9859 Жыл бұрын
አይ ትግራዋይ መዘናካ ብምንታይ ይልካዕ ? አንታ ጂግና ወዲ ጂግና ብምንታይ ክገልፀካ 🙏🙏🙏
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay Жыл бұрын
አይዘና ጅግና ሀውና❤❤❤❤❤❤❤❤
@aslitsefaye-jz1jw
@aslitsefaye-jz1jw 10 ай бұрын
ተሰፈሽ ጀግና ኹርዓት ዓድ ሃመአኻ ደብለስ ያብዛሓዮ እንኮዕ ናብዝ አበፀሕካ ሽላ መረብ ናፈቕኩም ባሓቂ
@TslalmuzTslalmuz
@TslalmuzTslalmuz Жыл бұрын
ልምንታይ ግን ናብ ሚድያ ተውፅእዎ ገና እዩ ኩሉ ንፀላኢካ እንጠቀመሉ ሜላታት ኣሕሊፍኩ ትህብዎም ኣለኩም በጃኩም
@rona7755
@rona7755 11 ай бұрын
ጅግና ርህሩህ ዩ። ጭካነ ናይ ፈራሕን ናይ ብነብሱ ዘይተኣማመን ባህሪ ዩ።
@mylove1520
@mylove1520 Жыл бұрын
Btamey ahilfkom fatana enka esty tarfka❤❤❤❤
@ሰሉጋልባልሆ
@ሰሉጋልባልሆ 8 ай бұрын
አብያት ልቦና ታዓድሉ❤❤❤❤❤
@BrhaneZeraburuk
@BrhaneZeraburuk 7 ай бұрын
ጅግንነት ጥራሕ ኣይኮንነ ናይ ስነ ልቦና ምጥቅነት ንዓለም ዘምህር ተግባር እዩ። እሞ በርትዕ ጅግና።
@Adonay_Dvora143
@Adonay_Dvora143 Жыл бұрын
😢ዞም ኣሕዋተይ ኩሉ ክሒድኩም ናትኩምን ናማትኩም ፎእ ዘይሓልፈልና
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ 10 ай бұрын
ጀጋኑና መድሕን ህዝብና❤❤❤❤❤❤❤
@kingalola2006
@kingalola2006 Жыл бұрын
Atum geganu daki haras nebri Tegaru, Bejakatkum kabzom kedaat deki Adgi gelagluna, No more Ethiopia, Eza Ethiopia tbahal hager nTegaru aytkownn eya, 🤩💛❤💛❤💛❤💪💪💪
@selamtigray625
@selamtigray625 Жыл бұрын
ደደጊምካ ከትሰምኦ ለይፅገብ ጀግና ተጋዳላይ ሓዉና ተሰፋይ እውነትም ተሰፋ ትግራይና እንቋዕ ብሰላም ወፃኻ ካፍታ ካሕዳም ቀታሊት በላዒት ሰጋ ሰብ ልኮነት ኢትዮጵያ ሓወይ ክተውርዮ ቀሊል ከንደይ መከራ ግፍዒ ኣግኒኹም ኣህ ልቶም ለይወፁም ኣህዋትና ኣዋፅኦ ይሓቦም መድሀኒዓለም ኣቦይ 🙏
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 Жыл бұрын
Enikae biselam metsaeka JEGNAWAY ❤💛❤💛❤💛🙏✊
@elenigebremichael405
@elenigebremichael405 Жыл бұрын
Asey lebam gigena ❤❤❤🙏🙏🙏💪💪💪
@mashogher
@mashogher Жыл бұрын
ኣብ ሂወት ታሪኽካ ካብ ፀላኢ ንምምላጥ ዝተጠቀምካሉ ጥበብ ኣብ ሚድያ ቀሪብካ ምብታን ልክዕ ኣይኮነን ። ደስታ እትበሃል ባንዳ ግን ባንዳነት ኣዕቢዱኳ ስለ ዘሎ ናይ TDF መርፍአ የድሊየካ እዩ ይመስለኒ ???
@MeryamGEREZIHER
@MeryamGEREZIHER 11 ай бұрын
እቶም ጋዘጠኛታት ኢና በሃልቲ እንታይ ይሕተት እንታይ አይሕተትን አይፈልጡን ህዝብና ሐዚ ውን ብፀላኢ ተከቢቡ ከምዘሎ ዝዘንጋዕና ብዙሓት ኢና መድሃኒአለም ሰላሙ ይልአከልና 🙏❤😢
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын
Wow wow ተስፋይ ከማኻ ብዙሓት ልቦምን አተሓሳስቦኦምን ዘስደምም ተፈጥሮ ዘለዎም ተጋሩ የብዝሐልና .ተስፋዬ ከም አቡኡ አፄ የውሃንስ ;;;;
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 11 ай бұрын
ጀጋኑና ውዕለታኹም ንዘለኣለም ብድሙቕ ወርቃዊ ቀለም ኣብ ልብና ተወቂጡ ይነብር💛❤
@HaderaGebreselasie-ih4cz
@HaderaGebreselasie-ih4cz Жыл бұрын
ተጋሩ ንሕና ርህሩሃት ፀላእትና ጨካናት እዮም ካብኡ ዝመሓርናዮም መሊሶም ደቅና የጥፍኡ ንረዳእ እንዶ
@samtsi2319
@samtsi2319 Жыл бұрын
Wow very interesting
@TheCritic101
@TheCritic101 Жыл бұрын
እዙይስ ፍልይ ዝበለ ኣንበሳ እዩ::
@goitomfitsum6722
@goitomfitsum6722 9 ай бұрын
ትግራዋይ ጀግንነቱ ኣብ ሓዳግነቱን ቸርነቱን እዩ ትኽክለኛ ትግራዋይ ጀግና
@sjzjbdb305
@sjzjbdb305 11 ай бұрын
አነሰ ክፍትወካ ደሰትሺ ተሰፍሺ ጅግና ❤❤❤❤
@MichaelAmbaye-j3l
@MichaelAmbaye-j3l 9 ай бұрын
This is a great movie concept you should consider film makers
@ያለምያለም-ዘ8ዐ
@ያለምያለም-ዘ8ዐ Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕ💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@አቤጓልትግራይ-21
@አቤጓልትግራይ-21 9 ай бұрын
ጀግና❤❤💊💊💪
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Жыл бұрын
ከምዚ ገይርና በቲ ጌርና ገለመለ ሸዊድናዮም ናበልና ንፀላእትና ን ነግሮም ደሓር ከዓ ብኣልማማ ይርሽኑና
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢 einqa bselam temlskum zom yhwatey
@yeshem
@yeshem 10 ай бұрын
እንኳእ ብሰላም መሬት አድካ አቲካ ዝሀወይ ጅግና
@rahwara2651
@rahwara2651 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ጅግና ኢኻ ይበል ግን እዝኹሉ ዝረድአካ ኣምላክ እግዚኣብሄር ስከምንታይ ዘይኣምስገንካዮ ካብ ዞም ኹሎም በላዕቲ ነፍሲ ኣውፂኡካ ኣብ ሚድያ ይኹን ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣመስግኖ
@asmelashgabzgi307
@asmelashgabzgi307 10 ай бұрын
አንታ ጅግና ወዲጀጋኑ አዚአንደበትካን ጅግንነትካነ ንናይዓለም ታሪኽ ፃሓፍቲ ክማሐላለፍ ይግባእ ነይሩ ግን ዳሓንበታሪኽ ይቀመጥ
@tedrosmehari6512
@tedrosmehari6512 11 ай бұрын
ትኽክለኛ ን ጀግና ዝኮነ ወትሃደር ❤
@MG-su4nh
@MG-su4nh Жыл бұрын
Jeganuna kibri tewenzefu❤
@DawitHagos-i4e
@DawitHagos-i4e 11 ай бұрын
Wow betaeme gegena tegadalaye eyue akurekana tanq ❤❤❤
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ jgna
@DhvxyhFhj
@DhvxyhFhj 11 ай бұрын
ጀግና ጀግና ❤❤❤❤❤
@rahelfissuh2409
@rahelfissuh2409 10 ай бұрын
TDF አቱም ጀጋኑ ነአኹም ነምግላፅ ቃላት የይብለይን ❤❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Жыл бұрын
እዚ ትግረዋይስ ዘየሕለፎ መኸራን ግፍዕን ፋሽሽሽታዊ ጨፍጫፍን ጆኖሳይድን አሕሊፉስ ብትብዓትን ሓቦን ሜላን ሕራነን ፅንዓትን ጀግንነትን ሓሊፉ ውፃእ መዓት ኮይኑ ከዘንትወልካ እንቶ ዝበለፀ ሕራናን ተስፋን ፅባሕ ብርሃን ከምዘሎ አሚንካ ትሕበን !!✍️🤝💪✌️👏
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 Жыл бұрын
ጀግና ነሕ 🌹❤️🙏
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Жыл бұрын
TDF ወሓስ ህዝቢ ትግራይ❤❤❤
@AbuAser-m5u
@AbuAser-m5u 11 ай бұрын
ጀግና ❤❤😢😢
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 11 ай бұрын
Egziabher. Kefared. Eyu. Ahwatey. Ak. Uaye ☝️🙏🌿❤️💛
@Medi-9031
@Medi-9031 10 ай бұрын
Jigna ♥️♥️♥️♥️💛💛💛💛💛💛💛
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 10 ай бұрын
ምስ እዞም አራዊት መከላከያ ሓቢርካ ምንባር ዝበሃል ነገር የለን።ብምንም ተአምር ክእመኑውን የብሎምን።ብፍላይ አብ ምዕራብ ትግራይን ደቡብንን ዝርከቡ
@Christianortho
@Christianortho Жыл бұрын
ጀጋኑና ኮሪዕናልኩም ኢና ክብሪ ይግበአኩም::
@merontadele70
@merontadele70 Жыл бұрын
ትግራዋይ ሓቀኛ ናይ ፈጣሪ ቃል ዘኽተል ህዝብ ስለዝኾነ እምበር ንሶም ተዝኾኑ ግን አይምሕሩን ግን ቅንዕነት ህዝብና TDF ካብ ጀግንነቱ ወታደራዊ ዲስፕሊኑ ነዙይ እዩ አምላኽ ንዓወት አብፅሕኩም ሕዚ እውን ሊቀመላእክቱ ቅዱስ ሚካኤል የብስራቱ አምላክ ቅዱስ ገብሪኤል ምሳኹም ይኹን። እመብርሐን አዴና ዓድኽን ህዝብኽን ሓደራ አደይ መዓረይ።።
@مممم-ه9ذ3ش
@مممم-ه9ذ3ش 10 ай бұрын
ደስታ ፅቡቅ መደብዩ ዘለካ ግን ሰሓቅ ተብዝሕ ኣለኻ ዘሐዝን ታሪኽ ክዛረቡ ከለው ሞራሎም ሓልወሎም ንምንታይ ትስሕቅ
@tsegagebre368
@tsegagebre368 9 ай бұрын
I hope and pray to all Tigrinya learn from this no more dying for Ethiopia is Tigrinya genocide for decades
@edenadigrat
@edenadigrat 10 ай бұрын
ሩሁሩህ ጀግና❤
@binyamtsegay8143
@binyamtsegay8143 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤ anbesa
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Жыл бұрын
Tesfish's experience with his former commander and now his captive PoW must go viral.This is one of the many sad yet beautiful stories of Tegaru, as Ethiopia's former defence members.
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ 10 ай бұрын
ዝፀለአካን ዝጨፍጨፈካን ፀላኢ ምኽባር ማለት መሰልካን ክብርኻን አሕሊፍካ ምሃብ ማለትዩ ።ክብረት ዘይግቦኦም አረመነ መዳበርያ ክኾኑ ይግባእ ነይሩ።
@HaftamuNigusse
@HaftamuNigusse 9 ай бұрын
ኣየ ጀጋኑና ልዉህናኹም ኮ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ። ብኣኹም ይሕበን!!!
@Millienmahari
@Millienmahari 11 ай бұрын
ኣነስ ሃገረ ትግራይ ክርኢ ሃረር ይብል ግፍዒ ትግራዋይ ክዝክር ከለኹ እሞ ንብዓት ይቅድመኒ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ Жыл бұрын
welcome tegadalay Tesfay
@rahelhagos8660
@rahelhagos8660 Жыл бұрын
May God keep u safe & the sacrifices and dedication must give u a better future free of war. Thank u
@ghch5195
@ghch5195 Жыл бұрын
anbesa enkae teweledka 🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💞💞💞💞💞💞💞💞
@eligoenje2895
@eligoenje2895 11 ай бұрын
ትርጉም??
@ottawainvestor7551
@ottawainvestor7551 11 ай бұрын
TDF- Tigray Defence Forces- African lions. God be with you
@jonathanarkebe
@jonathanarkebe Жыл бұрын
ደስታ! ኣታ መጀመርታ ቅድሚ ቱ ፕሮገራም ምሕላፍካ ናይ ኣበሃህላ ጌጋታት ክህልው ስለልኽእሉ ኤዲት ንምግባር ሞክር። ንኣብነት ብዛዕባ ካሊእ ትርጉም ክውሃቦ ልኽእል ናይ ኣገላልፃ ፀገም ብዛዕባ "ምርሻን" ልብል ቃል ማለተይ እየ!
@LuelGirmay-w8k
@LuelGirmay-w8k 10 ай бұрын
ተስፍሽ ጅግና
@IbsaGutema
@IbsaGutema Жыл бұрын
great people.
@mensurabrahimmensur-z7k
@mensurabrahimmensur-z7k Жыл бұрын
ንዓና ዝመስል የለን ተጋሩ ፉሉያት ኢና ❤❤❤❤❤
@solomonwoldo6554
@solomonwoldo6554 11 ай бұрын
ትግራዎይ ንጅግንነት እዩ ተፈጢሩ አብሽሩ
@NBI3
@NBI3 10 ай бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ልዕልና የለን ጀግና ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
😢😢ኣየ ዛዓለም ዚኣ ኡፍፍፍፍፍ
@amanuelmulugeta4475
@amanuelmulugeta4475 Жыл бұрын
💙💙💙💙💙💙
@SuodAlshdwy-qy2gy
@SuodAlshdwy-qy2gy Жыл бұрын
ጅግና ባዓል ክልተ ታሪክ ተስፍሽ
@Kbromhaile-i7o
@Kbromhaile-i7o Жыл бұрын
ተጋሩ ኢቲ ዕሽነትና ኢዚ ኢዩ ሰልጥንካ ናብ ዓዲ ማትካ
@GoogleGoogle-ee8gr
@GoogleGoogle-ee8gr Жыл бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
FANO ወለጋ ውሰጥ መግባት አለበት
1:06:10
𝐌𝐀𝐊𝐎𝐎𝐃𝐈𝐈 𝐓𝐔𝐁𝐄
Рет қаралды 21
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН